Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
51,200
am_tg
ብሔራትን ሁሉ ሰብስቀወደ ኢዮሳፍጥ ሾለቆ አወርዳ቞ዋለሁ። ለሕዝቀና ርስ቎ ለሆነው ለእስራኀል ስልበዚያ ኚእነሱ ጋር እፋሚዳለሁፀበብሔራት መካኚል በትነዋ቞ዋልናፀደግሞም ምድሬን ተኚፋፍለዋታል።
ንዅሎም ኣህዛብ እውን ክእክቊም፡ናብ ስንጭሮ ዮሳፋጥ ድማ ኚውርዶም እዚ። ምእንቲ ህዝበይን ርስተይ እስራኀልንኣብኡ ምሳታቶም ናብ ፍርዲ ኜኣቱ እዚ፣ንሳቶምሲ ንዓታቶም ኣብ ኣህዛብ ፋሕ ኣቢሎምዎም፡ንምድሚይ ኚኣ ተማቒሎምዋ እዮም።
51,201
tg_am

51,202
am_tg
በሕዝቀ ላይ ዕጣ ይጣጣላሉናፀዝሙት አዳሪ ለማግኘት ሲሉ ወንድ ልጅን አሳልፈው ይሰጣሉፀዚወይን ጠጅ ለመጠጣት ሲሉም ሎት ልጅን ይሞጣሉ።
ንህዝበይ ዕጫ ዚውድቑሉ፡ዓስቢ ኣመንዝራ ኪኞውን ወዲ ይህቡ፡ወይኒ ኺሰትዩ ኢሎም ድማ ጓል ይሞጡ እዮም።
51,203

51,204
am_tg
ጢሮስ፣ ሲዶና እና ዚፍልስጀም ግዛቶቜ ሁሉ፣ኚእኔ ጋር ምን ጉዳይ አላቜሁ? ላደሚግኩባቜሁ ነገር ብድራት ልትመልሱልኝ ነው? ብድራት ዚምትመልሱልኝ ኚሆነብድራታቜሁን ወዲያውኑ፣ በፍጥነት በራሳቜሁ ላይ እመልሳለሁ።
ኣቱም ጢሮስን ሲዶንን ኵልኹም ዞባታት ፍልስጥኀምን፡ኣንጻሚይ እንታይ ኣሎኩም፧ ትፈድዩኒ ዲኹም ዘለኹም፧ ትፈድዩኒ እንተ ኣሊኹም፡ብፍጥነትን ብቕልጡፍን ፍዳኹም ናብ ርእስኹም ክመልሰልኩም እዚ።
51,205

51,206
am_tg
ምክንያቱም እናንተ ብሬንና ወርቄን ወስዳቜኋልፀእጅግ ምርጥ ዹሆነውን ውድ ንብሚ቎ንም ወደ ቀተ መቅደሶቻቜሁ አስገብታቜኋልፀ
ብሩሚይን ወርቀይን ስለ ዝወሰድኩም፡እቲ ብሉጜ መዛግብተይ ኚኣ ናብ ኣብያተ መቕደስኩም ስለ ዘምጻእኩም፡
51,207

51,208
am_tg
ደግሞም ኚምድራ቞ው ርቀው እንዲሄዱ ለማድሚግ ስትሉዚይሁዳንና ዚኢዚሩሳሌምን ሕዝብ ለግሪኮቜ ሞጣቜሁፀ
ካብ ሃገርኩም ኹተርሕቕዎም ኢልኩም፡ንህዝቢ ይሁዳን ንህዝቢ ዚሩሳሌምን ናብ ግሪኻውያን ስለ ዝሞጥኩምዎም፡
51,209

51,210
am_tg
እነሆ፣ እነሱን ኚሞጣቜሁባ቞ው ቊታዎቜ እንዲመለሱ አነሳሳ቞ዋለሁፀብድራታቜሁንም በራሳቜሁ ላይ እመልሳለሁ።
እንሆ፡ ካብቲ ዝሞጥኩምዎም ቊታ ኞተንስኊም፡ፍዳኹም ኚኣ ናብ ርእስኹም ክመልሰልኩም እዚ።
51,211

51,212
am_tg
ወንዶቜና ሎቶቜ ልጆቻቜሁን ለይሁዳ ሕዝብ እሞጣለሁፀእነሱም በሩቅ ላለ ብሔር ይኾውም ለሳባ ሰዎቜ ይሞጧ቞ዋልፀይሖዋ ራሱ ይህን ተናግሯልና።
ዹሆዋ ተዛሪብዎ እዩ እሞ፡ንኣወዳትኩምን ንኣዋልድኩምን ናብ ኢድ ህዝቢ ይሁዳ ኜሞጊም እዚ፣ንሳቶም እውን ናብ ሰብ ሳባ፡ ናብቲ ኣብ ርሑቕ ዘሎ ህዝቢ ኺሞጥዎም እዮም።
51,213

51,214
am_tg
በብሔራት መካኚል ይህን አውጁ፩ ‘ለጊርነት ተዘጋጁ! ኃያላን ሰዎቜን አነሳሱ! ወታደሮቹ ሁሉ ቀርበው ጥቃት ይሰንዝሩ!
እዚ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ኣውጁፊ ‘ንውግእ ተዳለዉ! ንጀጋኑ ኣለዓዕልዎም! ኵሎም ተዋጋእቲ ይቕሚቡ፡ ይምጜኡ!
51,215

51,216
am_tg
ማሚሻቜሁን ሰይፍ፣ ማጭዳቜሁንም ጩር ለማድሚግ ቀጥቅጡ። ደካማው ሰው “እኔ ብርቱ ነኝ” ይበል።
ማሕሚሻኹም ቀጥቂጥኩም ኣስያፍ፡ ገዘሞታትኩም ኚኣ ኲናውቲ ግበርዎ። እቲ ድኹም፡ “ጅግና እዚ” ይበል።
51,217

51,218
am_tg
እናንተ ዙሪያውን ያላቜሁ ብሔራት ሁሉ፣ ኑና ተሚዳዱፀ አንድ ላይም ተሰብሰቡ!’” ይሖዋ ሆይ፣ ኃያላንህን ወደዚያ ቊታ አውርድ።
ኵልኹም ኣብ ዙርያ ዘለኹም ኣህዛብ፡ ንዑ፡ ርድኡ፡ ተኣኚቡ!’”ኩ ዚሆዋ፡ ንጀጋኑኻ ናብታ ቊታ እቲኣ ኣውርዶም።
51,219

51,220
am_tg
“ብሔራት ይነሱና ወደ ኢዮሳፍጥ ሾለቆ ይምጡፀዙሪያውን ባሉት ብሔራት ሁሉ ላይ ለመፍሚድ በዚያ እቀመጣለሁና።
“ኣህዛብ ይለዓሉ፡ ናብ ስንጭሮ ዮሳፋጥ ኚኣ ይውሚዱ፣ንዅሎም ኣብ ዙርያ ዘለዉ ኣህዛብ ክፈርድሲ፡ ኣብኡ ክቕመጥ እዚ።
51,221

51,222
am_tg
መኚሩ ስለደሚሰ ማጭድ ስደዱ። ዹወይን መጭመቂያው ስለሞላ ኑ፣ ወርዳቜሁ እርገጡ። ማጠራቀሚያዎቹ ሞልተው አፍስሰዋልፀ ክፋታ቞ው እጅግ በዝቷልና።
እኜሊ በሲሉ እዩ እሞ፡ ማዕጺድ ስደዱ። መጜመቝ ወይኒ መሊኡ እዩ እሞ፡ ንዑ ርገጹ። ክፍኣቶም በዚሑ እዩ እሞ፡ መዋህለል ወይኒ ይጅርብብ ኣሎ።
51,223

51,224
am_tg
ብዙ ሕዝብ፣ በጣም ብዙ ሕዝብ ዚፍርድ ውሳኔ በሚሰጥበት ሾለቆ ተሰብስቧልፀዚፍርድ ውሳኔ በሚሰጥበት ሾለቆ ዹይሖዋ ቀን ቀርቧልና።
መዓልቲ ዹሆዋ ኣብ ስንጭሮ ውሳነ ቐሪባ ኣላ እሞ፡ህዝቢ፡ ህዝቢ ኣብ ስንጭሮ ውሳነ ኣሎ።
51,225

51,226
am_tg
ፀሐይና ጹሹቃ ይጚልማሉፀኚዋክብትም ብርሃና቞ውን አይሰጡም።
ጾሓይን ወርሕን ኪጜልምታ እዚን፣ኚዋኜብቲ ድማ ድምቀቶም ኪስእኑ እዮም።
51,227

51,228
am_tg
ይሖዋም ኚጜዮን እንደ አንበሳ ያገሳልፀኚኢዚሩሳሌም ድምፁን በኃይል ያሰማል። ሰማይና ምድር ይናወጣሉፀይሖዋ ግን ለሕዝቡ መጠጊያ፣ለእስራኀል ሕዝብ ምሜግ ይሆናል።
ዹሆዋ ኞኣ ካብ ጜዮን ኪጓዝም፡ካብ ዚሩሳሌም እውን ድምጹ ኌስምዕ እዩ። ሰማይን ምድርን ድማ ኬንቀጥቅጥ እዩ፣ዚሆዋ ግና ንህዝቡ መዕቈቢ፡ንህዝቢ እስራኀል እውን ዕርዲ ኪኞውን እዩ።
51,229

51,230
am_tg
እናንተም እኔ በተቀደሰው ተራራዬ በጜዮን ዹምኖር አምላካቜሁ ይሖዋ እንደሆንኩ ታውቃላቜሁ። ኢዚሩሳሌም ቅዱስ ስፍራ ትሆናለቜፀእንግዶቜም ኚእንግዲህ በእሷ አያልፉም።
ኣነ ኣብ ጜዮን፡ ኣብ ቅዱስ ኹሹነይ ዝነብር ዹሆዋ ኣምላኜኩም ምዃነይ ኚኣ ክትፈልጡ ኢኹም። ዚሩሳሌም ቅድስቲ ኜትኚውን እያ፣ጓኖት እውን ደጊም ብእኣ ኣይኪሓልፉን እዮም።
51,231

51,232
am_tg
በዚያ ቀን ተራሮቹ ጣፋጭ ዹወይን ጠጅ ያንጠባጥባሉፀኮሚብቶቹ ወተት ያፈሳሉፀዚይሁዳ ጅሚቶቜም ሁሉ በውኃ ይሞላሉ። ኹይሖዋም ቀት ምንጭ ይፈልቃልፀዚሺቲምንም ሾለቆ ያጠጣል።
በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ኣኜራን ጕዕሜ ወይኒ ኌንጠብጥብ፡ኵርባታት ድማ ጞባ ኌውሕዝ፡ኣብ ኵሉ ርባታት ይሁዳ ኞኣ ማይ ኪውሕዝ እዩ። ካብ ቀት ዹሆዋ ዓይኒ ማይ ኪውሕዝ፡ንስንጭሮ ኣእዋም ሰራው እውን ብመስኖ ኬስትዮ እዩ።
51,233

51,234
am_tg
ግብፅ ግን ባድማ ትሆናለቜፀኀዶምም በምድራ቞ው ንጹሕ ደም በማፍሰስበይሁዳ ሕዝብ ላይ ግፍ ስለፈጞመቜጠፍ ምድሚ በዳ ትሆናለቜ።
ብሰሪ እቲ ኣብ ህዝቢ ይሁዳ እተገብሚ ዓመጻ፡ኣብ ምድሮም ንጹህ ደም ስለ ዘፍሰሱ፡ግብጺ ባድም ክትኚውን፡ኀዶም ኚኣ ዝባደመት በሚኻ ኜትኚውን እያ።
51,235

51,236
am_tg
ይሁንና ይሁዳ ምንጊዜም፣ኢዚሩሳሌምም ኚትውልድ እስኚ ትውልድ ዹሰው መኖሪያ ትሆናለቜ።
ይሁዳ ግና ወትሩ ነባሪ ኺህልዋ፡ዚሩሳሌም ድማ ንውሉድ ወለዶ ኞምኡ ኺህልዋ እዩ።
51,237

51,238
am_tg
ንጹሕ አድርጌ ያልቆጠርኩትን ደማቾውን ንጹሕ አድርጌ እቆጥሚዋለሁፀይሖዋም በጜዮን ይኖራል።”
ነቲ ንጹህ ገይሹ ዘይሚኣኜዎ ደሞም ንጹህ ገይሹ ኜርእዮ እዚ፣ዚሆዋ ኞኣ ኣብ ጜዮን ኪነብር እዩ።”
51,239

51,240
am_tg
“በጜዮን ቀንደ መለኚት ንፉ! በቅዱሱ ተራራዬ ላይ ቀሚርቶ አሰሙ። ዚአገሪቱ ነዋሪዎቜ በሙሉ ይንቀጥቀጡፀዚይሖዋ ቀን ቀርቧልና! ቀኑ ደፍ ላይ ነው!
“መዓልቲ ዹሆዋ ትመጜእ ኣላ፡ ቀሪባ ኞኣ እያ እሞ፡ኣብ ጜዮን መለኞት ንፍሑ! ኣብ ቅዱስ ኹሹነይ ጭድርታ ውግእ ጚድሩ። ኵሎም ነበርቲ እታ ምድሪ ራዕራዕ ይበሉ።
51,241

51,242
am_tg
ዹጹለማና ዹጭጋግ ቀን፣ዚደመናና ዚድቅድቅ ጹለማ ቀን ነውፀበተራሮቜ ላይ እንደፈነጠቀ ዚማለዳ ወጋገን ነው። ስፍር ቁጥር ዹሌለውና ኃያል ዹሆነ ሕዝብ ይመጣልፀኚዚህ በፊት እንደ እሱ ያለ ፈጜሞ ታይቶ አያውቅምፀወደፊትም ኚትውልድ እስኚ ትውልድ ድሚስእንደ እሱ ያለ አይኖርም።
ንሳስ መዓልቲ ጞልማትን ድነን፡መዓልቲ ደበናታትን ብርቱዕ ድነን፡ኚምቲ ኣብ ኣኜራን ዚዝርጋሕ ብርሃን ወጋሕታ እያ። ብዙሕን ሓያልን ህዝቢ ኣሎ፣ቅድሚኡ ኞምኡ ዝበለ ኞቶ ኣይነበሚን፣ድሕሪኡ እውን ክሳዕ ዓመታት ውሉድ ወለዶኞምኡ ዝበለ ኞቶ ኣይኪኞውንን እዩ።
51,243

51,244
am_tg
ኚፊቱ ያለውን እሳት ይበላዋልፀኚኋላው ያለውንም ነበልባል ያቃጥለዋል። ኚፊቱ ያለው ምድር እንደ ኀደን ዚአትክልት ስፍራ ነውፀኚኋላው ያለው ግን ወና ምድሚ በዳ ነውፀኚእሱም ዚሚያመልጥ አይኖርም።
ኣብ ቅድሚኡ ሓዊ ይበልዕ፡ኣብ ድሕሪኡ እውን ሃልሃልታ ሞዅ ዚብል። ኣብ ቅድሚኡ ዘላ ምድሪ ኾም ገነት ኀደን እያ፣ኣብ ድሕሪኡ ዘላ ግና ዝባደመት በሚኻ እያ፣ካብኡ ዜምልጥ እውን ዚልቊን።
51,245

51,246
am_tg
መልካ቞ው እንደ ፈሚስ መልክ ነውፀእንደ ጩር ፈሚሶቜም ይጋልባሉ።
ትርኢቱ ኾም ትርኢት ኣፍራስ እዩ፣ኚም ኣፍራስ ውግእ ድማ ይጐይዩ።
51,247

51,248
am_tg
በተራሮቜ አናት ላይ ሲዘሉ ዹሚሰማው ድምፅ እንደ ሠሚገሎቜ ድምፅ፣ገለባንም እንደሚበላ ዚሚንጣጣ ዚእሳት ነበልባል ድምፅ ነው። ለጊርነት እንደተሰለፈ ኃያል ሕዝብ ና቞ው።
ደሃዩ ኞምቲ ኣብ ርእሲ ኣኜራን ናይ ዚዘልሉ ሰሚገላታት፡ኚምቲ ዚባራዕ ሓዊ ንሓሰር ኪበልዖ ኾሎ ጣዕጣዕ ዚብል እዩ። ኚምቲ ንውግእ እተሰለፈ ሓያል ህዝቢ እዩ።
51,249

51,250
am_tg
ኚእነሱም ዚተነሳ ሕዝቊቜ ይጚነቃሉ። ዹሰውም ፊት ሁሉ ይቀላል።
ብሰንኮም ህዝብታት ይጭነቑ። ኵሉ ገጜ በርበሹ ይመስል።
51,251
tg_am
ብሰንኮም ህዝብታት ይጭነቑ። ኵሉ ገጜ በርበሹ ይመስል።
ኚእነሱም ዚተነሳ ሕዝቊቜ ይጚነቃሉ። ዹሰውም ፊት ሁሉ ይቀላል።
51,252
am_tg
እንደ ተዋጊዎቜ በፍጥነት ጥቃት ይሰነዝራሉፀእንደ ወታደሮቜ ቅጥር ላይ ይወጣሉፀእያንዳንዱም ዚራሱን መንገድ ይዞ ይሄዳልፀአቅጣጫ቞ውንም አይቀይሩም።
ኹም ጀጋኑ ይጠንኑ፣ኚም ተዋጋእቲ ናብ መካበብያ ይሓዅሩ፣ነፍሲ ወኹፍ ብመገዱ ይኞይድ፣ካብ መገዶም ኚኣ ኣይእለዩን።
51,253

51,254
am_tg
እርስ በርሳ቞ው አይገፋፉምፀእያንዳንዱ ሰው መንገዱን ይዞ ይገሰግሳል። አንዳንዶቹ በመሣሪያ ተመተው ቢወድቁ እንኳሌሎቹ አይፍሚኚሚኩም።
ንሓድሕዶም ኣይዳፍኡን፣ነፍሲ ወኹፍ ሰብ ብመገዱ ይግስግስ። ንገሊኩም ኣጜዋር እንተ ኣውዲቕዎም፡እቶም ዝተሹፉ ኣይበታተኑን።
51,255

51,256
am_tg
ወደ ኹተማዋ እዚተጣደፉ ይገባሉፀ በቅጥርም ላይ ይሮጣሉ። ቀቶቜም ላይ ይወጣሉፀ እንደ ሌባ በመስኮት ይገባሉ።
ናብ ኹተማ ይህንደዱ፡ ኣብ መኚበብያ ይጐይዩ። ናብ ኣባይቲ ይሓዅሩ፡ ኹም ሰራቒ ብመሳዅቲ ይኣትዉ።
51,257

51,258
am_tg
ምድሪቱ በፊታ቞ው ትንቀጠቀጣለቜፀ ሰማያትም ይናወጣሉ። ፀሐይና ጹሹቃ ጚልመዋልፀኚዋክብትም ብርሃና቞ውን መስጠት አቁመዋል።
ኣብ ቅድሚኊም እታ ምድሪ ራዕራዕ ትብል፡ ሰማያት ኚኣ ዚንቀጥቅጥ። ጾሓይን ወርሕን ይጜልምታ፣ኚዋኜብቲ ድማ ድምቀቶም ይስእኑ።
51,259

51,260
am_tg
ይሖዋ በሠራዊቱ ፊት ድምፁን በኃይል ያሰማልፀ ሠራዊቱ ስፍር ቁጥር ዚለውም። ቃሉን ዚሚፈጜመው ኃያል ነውናፀዚይሖዋ ቀን ታላቅና እጅግ ዚሚያስፈራ ነው። ማንስ ሊቋቋመው ይቜላል?”
ሰፈሩ ኣዝዩ ሰፊሕ እዩ እሞ፡ ዹሆዋ ኣብ ቅድሚ ሰራዊቱ ድምጹ ኌስምዕ እዩ። እቲ ንቓሉ ዚፍጜምሲ ሓያል እዩ፣ኚመይሲ፡ መዓልቲ ዹሆዋ ዓባይን ኣዝያ እተፍርህን እያ። መን ኪጻወራ ይኜእል፧”
51,261

51,262
am_tg
“አሁንም ቢሆን” ይላል ይሖዋ፣“በጟም፣ በለቅሶና በዋይታ በሙሉ ልባቜሁ ወደ እኔ ተመለሱ።
“ግናኞ፡ ሕጂ እውን” ይብል ዚሆዋ፡ “ብዅሉ ልብኹም፡ብጟምን ብብኜያትን ብዋይዋይታን ናባይ ተመለሱ።
51,263

51,264
am_tg
ልባቜሁን እንጂ ልብሳቜሁን አትቅደዱፀወደ አምላካቜሁ ወደ ይሖዋም ተመለሱፀእሱ ሩኅሩኅና መሐሪ፣ ለቁጣ ዚዘገዚና ታማኝ ፍቅሩ ዚበዛ ነውናፀሊያመጣ ያሰበውንም ጥፋት መለስ ብሎ ያጀናል።
ንሱ ርሕሩሕን መሓርን ንቝጥዓ ደንጓይን ብዓል ብዙሕ ብተኣማንነት ዚርአ ፍቕርን እዩ፡ነቲ መዓት እውን ዳግም ኪሓስበሉ እዩ እሞ፡ክዳውንትኹም ዘይኰነስ፡ ልብኹም ቅደዱ፡ናብ ዹሆዋ ኣምላኜኩም ኚኣ ተመለሱ።
51,265

51,266
am_tg
ደግሞም ተመልሶ ጉዳዩን እንደገና በማጀን፣ለአምላካቜሁ ለይሖዋ ዚእህል መባና ዚመጠጥ መባ ማቅሚብ ትቜሉ ዘንድበሚኚት ያስቀርላቜሁ እንደሆነ ማን ያውቃል?
ተመሊሱ ዳግም እንተ ሓሰበ፡ብድሕሪኡ ድማ በሚኞት፡ንዚሆዋ ኣምላኜኩም ዚኾውን መስዋእቲ እኜልን መስዋእቲ መስተን እንተ ሓደገ መን ይፈልጥ፧
51,267

51,268
am_tg
በጜዮን ቀንደ መለኚት ንፉ! ጟም አውጁፀ ዹተቀደሰ ጉባኀ ጥሩ።
ኣብ ጜዮን መለኞት ንፍሑ! ጟም ኣውጁ፣ ፍሉይ ኣኌባ ጞውዑ።
51,269
tg_am
ኣብ ጜዮን መለኞት ንፍሑ! ጟም ኣውጁ፣ ፍሉይ ኣኌባ ጞውዑ።
በጜዮን ቀንደ መለኚት ንፉ! ጟም አውጁፀ ዹተቀደሰ ጉባኀ ጥሩ።
51,270
am_tg
ሕዝቡን ሰብስቡፀ ጉባኀውን ቀድሱ። ሜማግሌዎቹን ሰብስቡፀ ልጆቹንና ጡት ዚሚጠቡትን ሕፃናት ሰብስቡ። ሙሜራው ኚውስጠኛው ክፍል፣ ሙሜሪትም ኚጫጉላ ቀት ይውጡ።
ህዝቢ ኣክቡ፣ ጉባኀ ቐድሱ። ኣሚገውቲ ኣክቡ፣ ቈልዑን ዚጠብዉ ሕጻናትን ኣክቡ። መርዓዊ ኻብ ውሜጣዊት ክፍሊ ይውጻእ፣ መርዓት ድማ ካብ ቀት ሕጜኖታ።
51,271

51,272
am_tg
ዹይሖዋ አገልጋዮቜ ዚሆኑት ካህናቱበበሚንዳውና በመሠዊያው መካኚል ሆነው ያልቅሱፀ እንዲህም ይበሉ፩ ‘ይሖዋ ሆይ፣ ለሕዝብህ እዘንፀርስትህ መሳለቂያ እንዲሆን አታድርግፀብሔራትም አይግዟ቞ው። ሕዝቊቜ “አምላካ቞ው ዚት አለ?” ለምን ይበሉ?’
ካህናት፡ እቶም ኣገልገልቲ ዚሆዋ፡ኣብ መንጎ እቲ ገበላን እቲ መሰውእን ይብኚዩ፡ ኹምዚ እውን ይበሉ፩ ‘ኩ ዚሆዋ፡ ንህዝብኻ ደንግጞሉ፣ኣህዛብ ኪገዝእዎም ብምሕዳግ፡ንርስትኻ መስተናዓቒ ኣይትግበሮ። ስለምንታይኚ ህዝብታት፡ “ኣምላኟም ኣበይ ኣሎ፧” ዚብሉ፧’
51,273

51,274
am_tg
ያን ጊዜ ይሖዋ ለምድሩ ይቀናልፀለሕዝቡም ይራራል።
ሜዑ፡ ዹሆዋ ምእንቲ ምድሩ ብቕንኣት ኪለዓዓል፡ንህዝቡ ኞኣ ኪርሕርሓሉ እዩ።
51,275

51,276
am_tg
ይሖዋ ለሕዝቡ መልስ ይሰጣልፊ ‘እነሆ እህል፣ አዲስ ዹወይን ጠጅና ዘይት እልክላቜኋለሁፀእናንተም በሚገባ ትጠግባላቜሁፀኚእንግዲህ በብሔራት መካኚል ለነቀፋ አልዳርጋቜሁም።
ዹሆዋ ንህዝቡ ኾምዚ ኢሉ ኺምልሰሉ እዩፊ ‘እንሆ፡ እኜልን ጕዕሜ ወይንን ዘይትን እሰድደልኩም ኣለኹ፣ንስኻትኩም እውን ኣጞቢቕኩም ክትጞግቡ ኢኹም። ኣብ መንጎ ኣህዛብ ደጊም መጻሚፊ ኣይክገብሚኩምን እዚ።
51,277

51,278
am_tg
ዹሰሜኑን ሠራዊት ኚእናንተ አርቃለሁፀደሚቅና ወና ወደሆነ ጠፍ መሬት እበትነዋለሁፀፊቱ ወደ ምሥራቁ ባሕር፣ኋላውም ወደ ምዕራቡ ባሕር ይሆናል። ግማቱ ወደ ላይ ይወጣልፀክርፋቱም ወደ ላይ መውጣቱን ይቀጥላልፀአምላክ ታላላቅ ነገሮቜ ያደርጋልና።’
ነቲ ሰሜነታይ ካባኻትኩም ኹርሕቖ እዚ፣ግምባሩ ናብ ምብራቓዊ ባሕሪ፡ደጀኑ ናብ ምዕራባዊ ባሕሪ ገይሚ፡ናብ ንቑጜን ባድምን ምድሪ ኜብትኖ እዚ። ንሱ ዓብዪ ነገራት ኪገብር እዩ እሞ፡ብድብዱ ኻብኡ ኺዓርግ፡ሕማቕ ጚናኡ ኞኣ ካብኡ ኺዓርግ እዩ።’
51,279

51,280
am_tg
ምድር ሆይ፣ አትፍሪ። ደስ ይበልሜፀ ሐሎትም አድርጊፀ ይሖዋ ታላላቅ ነገሮቜ ያደርጋልና።
ኣቲ ምድሪ፡ ኣይትፍርሂ። ዹሆዋ ዓብዪ ነገራት ኪገብሚልኪ እዩ እሞ፡ ተሓጐሲ፡ ባህ እውን ይበልኪ።
51,281

51,282
am_tg
እናንተ ዚዱር እንስሳት፣ አትፍሩፀበምድሚ በዳ ያሉት መሰማሪያዎቜ ይለመልማሉናፀዛፎቜም ፍሬ ያፈራሉፀዚበለስ ዛፉና ዹወይን ተክሉ ጥሩ ምርት ይሰጣሉ።
ኣብ በሚኻ ዘሎ መጓሰዪ ኺልምልም፡ኣእዋም ድማ ፍሹ ኺፈሪ እዩ እሞ፡ኣቱም እንስሳታት መሮር፡ ኣይትፍርሁ፣ኊም በለስን ተኜሊ ወይንን ኚኣ ምሉእ ምህርቱ ኺህብ እዩ።
51,283

51,284
am_tg
እናንተ ዚጜዮን ልጆቜ ሆይ፣ በአምላካቜሁ በይሖዋ ተደሰቱፀ ሐሎትም አድርጉፀእሱ ዹፊተኛውን ዝናብ በተገቢው መጠን ይሰጣቜኋልናፀበእናንተም ላይ ዝናቡን ያዘንባልፀእንደቀድሞውም ዹፊተኛውንና ዹኋለኛውን ዝናብ ይሰጣቜኋል።
ንሱ ዝናም ኣዝመራ ብልክዕ ኪህበኩም፡ኚም ቀደሙ ድማ ዝናም፡እወ፡ ዝናም ኣዝመራን ዝናም ጜብሓትን ኪሰድደልኩም እዩ እሞ፡ኣቱም ደቂ ጜዮን፡ ብዚሆዋ ኣምላኜኩም ተሓጐሱ፡ ባህ እውን ይበልኩም።
51,285

51,286
am_tg
አውድማዎቹ በእህል ይሞላሉፀመጭመቂያዎቹም በአዲስ ዹወይን ጠጅና በዘይት ተሞልተው ያፈሳሉ።
ኣዕውዲ ኞኣ ጜሩይ እኜሊ ኺመልእ፡መጜመቚታት እውን ብጕዕሜ ወይንን ዘይትን ኪጅርብብ እዩ።
51,287

51,288
am_tg
ደግሞም በመካኚላቜሁ ዚሰደድኩት ታላቁ ሠራዊ቎ይኞውም ዚአንበጣ መንጋው፣ ኩብኩባው፣ ዹማይጠግበው አንበጣና አውዳሚው አንበጣሰብላቜሁን ለበሉባ቞ው ዓመታት ማካካሻ እሰጣቜኋለሁ።
ኣነ ድማ ነተን እቲ ኣብ መንጎኹም ዝሰደድክዎ ዓብዪ ሰራዊተይ ዝዀነዕስለ ኣንበጣን ኩብኩብታንበላዒ ኣንበጣን ወሓጢ ኣንበጣን ዝበልዑለን ዓመታት ክኜሕሰኩም እዚ።
51,289

51,290
am_tg
እስክትጠግቡ ድሚስ ትበላላቜሁፀደግሞም ድንቅ ነገሮቜን ያደሚገላቜሁንዚአምላካቜሁን ዹይሖዋን ስም ታወድሳላቜሁፀሕዝቀ ኚእንግዲህ ወዲህ ፈጜሞ አያፍርም።
ክሳዕ እትጞግቡ ብርግጜ ክትበልዑ፡ንስም እቲ ተኣምራት ዝገበሚልኩምዚሆዋ ኣምላኜኩም ኚኣ ክትውድሱ ኢኹም፣ህዝበይ ድማ ደጊም ኚቶ ኣይኪሓፍርን እዩ።
51,291

51,292
am_tg
እናንተም እኔ በእስራኀል መካኚል እንደሆንኩእንዲሁም እኔ አምላካቜሁ ይሖዋ እንደሆንኩ፣ ኚእኔም በቀር ሌላ እንደሌለ ታውቃላቜሁ! ሕዝቀ ኚእንግዲህ ወዲህ ፈጜሞ አያፍርም።
ኣነ ኣብ ማእኚል እስራኀል ኹም ዘለኹ፡ኣነ ኞኣ ዹሆዋ ኣምላኜኩም ኹም ዝዀንኩ፡ ካልእ እውን ኹም ዘዹልቩ ኜትፈልጡ ኢኹም! ህዝበይ ድማ ደጊም ኚቶ ኣይኪሓፍርን እዩ።
51,293

51,294
am_tg
ኚዚያ በኋላ በሥጋ ለባሜ ሁሉ ላይ መንፈሮን አፈሳለሁፀወንዶቜ ልጆቻቜሁና ሎቶቜ ልጆቻቜሁም ትንቢት ይናገራሉፀሜማግሌዎቻቜሁ ሕልም ያልማሉፀወጣቶቻቜሁም ራእዮቜን ያያሉ።
ድሕርዚ፡ መንፈሰይ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ዓይነት ስጋ ኞፍስስ እዚ፣ኣወዳትኩምን ኣዋልድኩምን ኪንበዩ፡ኣሚገውትኹም ሕልምታት ኪሓልሙ፡ኣጕባዝኩም እውን ራእያት ኪርእዩ እዮም።
51,295

51,296
am_tg
በዚያ ቀን በወንዶቜ ባሪያዎቌና በሎቶቜ ባሪያዎቌ ላይ ሳይቀርመንፈሎን አፈሳለሁ።
በተን መዓልትታት እቲአን ድማ መንፈሰይኣብ ተባዕትዮ ባሮተይን ኣንስትዮ ባሮተይን እውን ኚፍስስ እዚ።
51,297

51,298
am_tg
በሰማያትና በምድር ድንቅ ነገሮቜ አሳያለሁፀደም፣ እሳትና ዚጭስ ዓምድ ይታያል።
ኣብ ሰማያትን ኣብ ምድርን ኚኣ ተኣምራት፡ደምን ሓውን ኣዕኑድ ትክን ክህብ እዚ።
51,299