Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
51,300
am_tg
ታላቁና የሚያስፈራው የይሖዋ ቀን ከመምጣቱ በፊትፀሐይ ወደ ጨለማ፣ ጨረቃም ወደ ደም ይለወጣሉ።
እታ ዓባይን እተፍርህን መዓልቲ የሆዋ ቕድሚ ምምጻኣ፡ጸሓይ ናብ ጸልማት ክትልወጥ እያ፡ ወርሒ ኸኣ ናብ ደም።
51,301
tg_am

51,302
am_tg
የይሖዋን ስም የሚጠራ ሁሉ ይድናል፤ይሖዋ እንደተናገረው በጽዮን ተራራና በኢየሩሳሌም የሚድኑ ይኸውምይሖዋ የሚጠራቸው ከጥፋት የሚተርፉ ሰዎች ይኖራሉ።”
ስም የሆዋ ዚጽውዕ ዘበለ ዅሉ ድማ ኪድሕን እዩ፣ከመይሲ፡ ከምቲ የሆዋ ዝበሎ፡ ኣብ ከረን ጽዮንን ኣብ የሩሳሌምን እቶም ዘምለጡ፡እቶም የሆዋ ዚጽውዖም ተረፍ ኪህልዉ እዮም።”
51,303

51,304
am_tg
በይሁዳ ንጉሥ በዖዝያና በእስራኤል ንጉሥ በዮአስ ልጅ በኢዮርብዓም ዘመን፣ የመሬት መንቀጥቀጡ ከመከሰቱ ከሁለት ዓመት በፊት በተቆአ ከነበሩት በግ አርቢዎች መካከል አንዱ ለሆነው ለአሞጽ ስለ እስራኤል በራእይ የተገለጠለት ቃል።
ቃላት ኣሞጽ እቲ ኻብቶም ሰብ ኣባጊዕ ተቆዓ ዝነበረ፡ ብዘመን ዑዝያ ንጉስ ይሁዳን ብዘመን የሮብዓም ወዲ ዮኣስ ንጉስ እስራኤልን፡ ክልተ ዓመት ቅድሚ እቲ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ብዛዕባ እስራኤል ዝረኣዮ ራእይ።
51,305

51,306
am_tg
እሱ እንዲህ ብሏል፦ “ይሖዋ ከጽዮን እንደ አንበሳ ያገሳል፤ከኢየሩሳሌምም ድምፁን በኃይል ያሰማል። የእረኞቹ ማሰማሪያዎች ያለቅሳሉ፤የቀርሜሎስም አናት ይደርቃል።”
ከምዚ ድማ በለ፦ “የሆዋ ኻብ ጽዮን ኪጓዝም፡ካብ የሩሳሌም እውን ድምጹ ኼስምዕ እዩ። መጓሰዪታት ጓሶት ኪሓዝን፡ርእሲ ቀርሜሎስ ከኣ ኪነቅጽ እዩ።”
51,307

51,308
am_tg
“ይሖዋ እንዲህ ይላል፦‘“ስለ ሦስቱ የደማስቆ ዓመፅ ብሎም ስለ አራቱ እጄን አልመልስም፤ምክንያቱም በብረት ማሄጃ ጊልያድን ወቅተዋል።
“የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘“ንጊልዓድ ብመኼዳ ሓጺን ኣኺዶምዋ እዮም እሞ፡ስለ ሰለስተ በደል ደማስቆ፡ ድማ ስለ ኣርባዕተ፡ ኣይክመልሶን እየ።
51,309

51,310
am_tg
በመሆኑም በሃዛኤል ቤት ላይ እሳት እሰዳለሁ፤የቤንሃዳድንም የማይደፈሩ ማማዎች ይበላል።
ስለዚ፡ ናብ ቤት ሓዛኤል ሓዊ ኽሰድድ እየ፣ንእተዓርደ ግምብታት ቤን-ሃዳድ ከኣ ኪበልዖ እዩ።
51,311

51,312
am_tg
የደማስቆን በሮች መቀርቀሪያ እሰብራለሁ፤የቢቃትአዌን ነዋሪዎችን አጠፋለሁ፤በቤትኤደን ተቀምጦ የሚገዛውን አስወግዳለሁ፤የሶርያ ሰዎችም ወደ ቂር በግዞት ይሄዳሉ” ይላል ይሖዋ።’
ንተገዳማት ደማስቆ ኽሰብሮ እየ፣ንነበርቲ ቢቃት-ኣዌንንነቲ ኻብ ቤት-ኤደን ዚገዝእን ከጥፍኦም እየ፣ህዝቢ ሶርያ ድማ ተማሪኹ ናብ ቂር ኪኸይድ እዩ” ይብል የሆዋ።’
51,313

51,314
am_tg
ይሖዋ እንዲህ ይላል፦‘“ስለ ሦስቱ የጋዛ ዓመፅ ብሎም ስለ አራቱ እጄን አልመልስም፤ምክንያቱም ሕዝቡን ሁሉ ማርከው ለኤዶም አሳልፈው ሰጥተዋል።
የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘“ንብዘለዉ ጕጅለ ምሩኻት ወሲዶም ንኤዶም ኣሕሊፎም ሂቦምዎም እዮም እሞ፡ስለ ሰለስተ በደል ጋዛ፡ ድማ ስለ ኣርባዕተ፡ ኣይክመልሶን እየ።
51,315

51,316
am_tg
በመሆኑም በጋዛ ቅጥር ላይ እሳት እሰዳለሁ፤የማይደፈሩ ማማዎቿንም ይበላል።
ስለዚ፡ ናብ መካበብያ ጋዛ ሓዊ ኽሰድድ እየ፣ንእተዓርደ ግምብታታ ኸኣ ኪበልዖ እዩ።
51,317

51,318
am_tg
የአሽዶድን ነዋሪዎች አጠፋለሁ፤በአስቀሎን ተቀምጦ የሚገዛውንም አስወግዳለሁ፤እጄን በኤቅሮን ላይ እዘረጋለሁ፤የተረፉት ፍልስጤማውያንም ይጠፋሉ” ይላል ሉዓላዊው ጌታ ይሖዋ።’
ንነበርቲ ኣሽዶድንነቲ ኻብ ኣሽቀሎን ዚገዝእን ከጥፍኦም እየ፣ኢደይ ኣንጻር ዔቅሮን ክመልስ እየ፣እቶም ዝተረፉ ፍልስጥኤማውያን ከኣ ኪጠፍኡ እዮም” ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ።’
51,319

51,320
am_tg
ይሖዋ እንዲህ ይላል፦‘ስለ ሦስቱ የጢሮስ ዓመፅ ብሎም ስለ አራቱ እጄን አልመልስም፤ምክንያቱም ሕዝቡን ሁሉ ማርከው ለኤዶም አሳልፈው ሰጥተዋል፤ደግሞም የወንድማማቾችን ቃል ኪዳን አላስታወሱም።
የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘ንብዘለዉ ጕጅለ ምሩኻት ወሲዶም ንኤዶም ኣሕሊፎም ሂቦምዎም እዮም፡ኪዳን ኣሕዋት እውን ኣይዘከሩን እሞ፡ስለ ሰለስተ በደል ጢሮስ፡ ድማ ስለ ኣርባዕተ፡ ኣይክመልሶን እየ።
51,321

51,322
am_tg
በመሆኑም በጢሮስ ቅጥር ላይ እሳት እሰዳለሁ፤የማይደፈሩ ማማዎቿንም ይበላል።’
ስለዚ፡ ናብ መካበብያ ጢሮስ ሓዊ ኽሰድድ እየ፣ንእተዓርደ ግምብታታ ኸኣ ኪበልዖ እዩ።’
51,323

51,324
am_tg
ይሖዋ እንዲህ ይላል፦‘ስለ ሦስቱ የኤዶም ዓመፅ ብሎም ስለ አራቱ እጄን አልመልስም፤ምክንያቱም የገዛ ወንድሙን በሰይፍ አሳዷል፤ምሕረት ለማሳየትም እንቢተኛ ሆኗል፤በቁጣው ያላንዳች ፋታ ይዘነጣጥላቸዋል፤አሁንም ቢሆን በእነሱ ላይ ቁጣው አልበረደም።
የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘ንኣሕዋቱ ብሰይፊ ሰጒጕዎም፡ከይምሕሮም እውን ኣብዩ እዩ፡ብቝጥዓኡ ብዘይምቍራጽ ቀዳዲድዎም፡ብቐጻሊ እውን ነዲሩ እዩ እሞ፡ስለ ሰለስተ በደል ኤዶም፡ ድማ ስለ ኣርባዕተ፡ ኣይክመልሶን እየ።
51,325

51,326
am_tg
በመሆኑም በቴማን ላይ እሳት እሰዳለሁ፤የቦስራንም የማይደፈሩ ማማዎች ይበላል።’
ስለዚ፡ ናብ ቴማን ሓዊ ኽሰድድ እየ፣ንእተዓርደ ግምብታት ቦጽራ ኸኣ ኪበልዖ እዩ።’
51,327

51,328
am_tg
“ይሖዋ እንዲህ ይላል፦‘“ስለ ሦስቱ የአሞናውያን ዓመፅ ብሎም ስለ አራቱ እጄን አልመልስም፤ምክንያቱም ግዛታቸውን ለማስፋት ሲሉ የጊልያድን ነፍሰ ጡር ሴቶች ሆድ ቀደዋል።
የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘“ሃገሮም ኬግፍሑስ ንጥኑሳት ጊልዓድ ቀዲዶምወን እዮም እሞ፡ስለ ሰለስተ በደል ዓሞናውያን፡ ድማ ስለ ኣርባዕተ፡ ኣይክመልሶን እየ፣
51,329

51,330
am_tg
በመሆኑም በራባ ቅጥር ላይ እሳት እሰዳለሁ፤የማይደፈሩ ማማዎቿንም ይበላል፤በውጊያው ቀን ቀረርቶ ይሰማል፤አውሎ ነፋስ በሚነሳበትም ቀን ነውጥ ይኖራል።
ስለዚ፡ ኣብ መካበብያ ራባ ሓዊ ኽኣጕድ እየ፣ብመዓልቲ ውግእ ከኣ ምስ ጭድርታ ውግእ፡ብመዓልቲ ህቦብላ ንፋስ ድማ ምስ ህቦብላ፡ንእተዓርደ ግምብታታ ኺበልዖ እዩ።
51,331

51,332
am_tg
ንጉሣቸውም ከመኳንንቱ ጋር በግዞት ይወሰዳል” ይላል ይሖዋ።’
ንጉሶም ከኣ ምስ መሳፍንቱ ናብ ምርኮ ኪኸይድ እዩ” ይብል የሆዋ።’
51,333

51,334
am_tg
ሉዓላዊው ጌታ ይሖዋ ይህን አሳየኝ፦ እነሆ በኋለኛው ወቅት የተዘራው እህል መብቀል በጀመረበት ጊዜ እሱ የአንበጣ መንጋ ሰደደ። ይህም የንጉሡ ድርሻ የሆነው ሣር ታጭዶ ሲያበቃ በኋለኛው ወቅት የበቀለ እህል ነበር።
እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ እዚ ኣርኣየኒ፦ እንሆ፡ እቲ ዳሕረዋይ እኽሊ ኺበቍል ምስ ጀመረ፡ ዕስለ ኣንበጣ ገበረ። እዚ ኸኣ ሳዕሪ ንጉስ ምስ ተዓጽደ ዝወጸ ዳሕረዋይ እኽሊ ነበረ።
51,335

51,336
am_tg
የአንበጣው መንጋ በምድሪቱ ላይ የበቀለውን ተክል ሁሉ በልቶ በጨረሰ ጊዜ እንዲህ አልኩ፦ “ሉዓላዊው ጌታ ይሖዋ ሆይ፣ እባክህ ይቅር በል! ያዕቆብ ይህን እንዴት ሊቋቋም ይችላል? እሱ አቅመ ቢስ ነውና!”
እቲ ዕስለ ንኣትክልቲ እታ ምድሪ በሊዑ ምስ ወድአ፡ ኣነ፡ “ኣታ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀንካ የሆዋ፡ በጃኻ ይቕረ በል! ያእቆብሲ ድኹም እዩ እሞ፡ ከመይ ገይሩ ኺድሕን እዩ፧” በልኩ።
51,337

51,338
am_tg
በመሆኑም ይሖዋ ጉዳዩን በድጋሚ አጤነ። ይሖዋም “ይህ አይፈጸምም” አለ።
ስለዚ፡ የሆዋ ነዚ ዳግም ሓሰበሉ። የሆዋ ኸኣ፡ “እዝስ ኣይኪኸውንን እዩ” በለ።
51,339

51,340
am_tg
ሉዓላዊው ጌታ ይሖዋ ይህን አሳየኝ፦ እነሆ ሉዓላዊው ጌታ ይሖዋ በእሳት እንደሚቀጣ ተናገረ። እሳቱም የተንጣለለውን ጥልቅ ውኃ በላ፤ ደግሞም የተወሰነውን የምድሪቱን ክፍል በላ።
እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ እዚ ኣርኣየኒ፦ እንሆ፡ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ መቕጻዕቲ ሓዊ ጸውዐ። ንሱ ድማ ነቲ ገፊሕ መዓሙቝ ማያት በልዖ፡ ንኽፋል እታ ምድሪ እውን በልዖ።
51,341

51,342
am_tg
በዚህ ጊዜ እንዲህ አልኩ፦ “ሉዓላዊው ጌታ ይሖዋ ሆይ፣ እባክህ ይህ ነገር እንዲደርስ አታድርግ። ያዕቆብ ይህን እንዴት ሊቋቋም ይችላል? እሱ አቅመ ቢስ ነውና!”
ሽዑ፡ ኣነ፡ “ኣታ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀንካ የሆዋ፡ በጃኻ ነዚ ግትኣዮ። ያእቆብሲ ድኹም እዩ እሞ፡ ከመይ ገይሩ ኺድሕን እዩ፧” በልኩ።
51,343

51,344
am_tg
በመሆኑም ይሖዋ ጉዳዩን በድጋሚ አጤነ። ሉዓላዊው ጌታ ይሖዋም “ይህም ቢሆን አይፈጸምም” አለ።
ስለዚ፡ የሆዋ ነዚ ዳግም ሓሰበሉ። እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸኣ፡ “እዚ እውን ኣይኪኸውንን እዩ” በለ።
51,345

51,346
am_tg
እሱም ይህን አሳየኝ፦ እነሆ ይሖዋ በቱምቢ በተሠራ ቅጥር ላይ ቆሞ ነበር፤ በእጁም ቱምቢ ይዞ ነበር።
ንሱ ድማ እዚ ኣርኣየኒ፦ እንሆ፡ የሆዋ ብመለክዒ መንደቕ ኣብ እተገብረ መንደቕ ደው ኢሉ ነበረ፣ መለክዒ መንደቕ ከኣ ኣብ ኢዱ ነበረ።
51,347

51,348
am_tg
ከዚያም ይሖዋ “አሞጽ፣ ምን ይታይሃል?” አለኝ። እኔም “ቱምቢ” አልኩ። ይሖዋም እንዲህ አለኝ፦ “እነሆ፣ በሕዝቤ በእስራኤል መካከል ቱምቢ እዘረጋለሁ። ከእንግዲህ ወዲህ ይቅርታ አላደርግላቸውም።
ሽዑ፡ የሆዋ፡ “ኣሞጽ፡ እንታይ ትርኢ ኣለኻ፧” በለኒ። ኣነ ድማ፡ “መለክዒ መንደቕ” በልኩ። የሆዋ ኸኣ፡ “እንሆ፡ ኣነ ኣብ መንጎ ህዝበይ እስራኤል መለክዒ መንደቕ አንብር ኣለኹ። ደጊም ይቕረ ኣይክብለሎምን እየ።
51,349

51,350
am_tg
የይስሐቅ ከፍ ያሉ የማምለኪያ ቦታዎች ይወድማሉ፤ የእስራኤልም መቅደሶች ይፈራርሳሉ፤ ደግሞም በኢዮርብዓም ቤት ላይ ሰይፍ ይዤ እመጣለሁ።”
በረኽቲ ይስሃቅ ኪባድም፡ መቓድስ እስራኤል ድማ ኪፈርስ እዩ፣ ኣነ እውን ሰይፊ ሒዘ ኣንጻር ቤት የሮብዓም ክመጽእ እየ” በለ።
51,351

51,352
am_tg
የቤቴል ካህን የሆነው አሜስያስ ለእስራኤል ንጉሥ ለኢዮርብዓም ይህን መልእክት ላከ፦ “አሞጽ በእስራኤል ቤት መካከል በአንተ ላይ እያሴረ ነው። ምድሪቱ የእሱን ቃል ሁሉ መታገሥ አትችልም።
ኣማስያ እቲ ኻህን ቤት-ኤል ከኣ፡ እዚ መልእኽቲ እዚ ንየሮብዓም ንጉስ እስራኤል ለኣኸሉ፦ “ኣሞጽ ኣብ ማእከል ቤት እስራኤል ውዲት ይኣልመልካ ኣሎ። እዛ ምድሪ ንዅሉ እቲ ቓላቱ ኽትጻወሮ ኣይትኽእልን እያ።
51,353

51,354
am_tg
አሞጽ እንዲህ ይላልና፦ ‘ኢዮርብዓም በሰይፍ ይገደላል፤ እስራኤልም ያላንዳች ጥርጥር ከምድሩ ተፈናቅሎ በግዞት ይወሰዳል።’”
ኣሞጽሲ፡ ‘የሮብዓም ብሰይፊ ኺመውት፡ እስራኤል እውን ብርግጽ ካብ ምድሩ ናብ ምርኮ ኪኸይድ እዩ’ ይብል ኣሎ።”
51,355

51,356
am_tg
ከዚያም አሜስያስ አሞጽን እንዲህ አለው፦ “አንተ ባለ ራእይ፣ ሂድ፤ ወደ ይሁዳም ምድር ሽሽ፤ ቀለብህን ከዚያ አግኝ፤ በዚያም ትንቢት ተናገር።
ሽዑ፡ ኣማስያ ንኣሞጽ፡ “ኣታ ብዓል ራእይ፡ ኪድ፡ ናብ ምድሪ ይሁዳ ህደም፣ ኣብኣ ኸኣ እንጌራኻ ማእርር፡ ኣብኣ እውን ተነበ።
51,357

51,358
am_tg
ከእንግዲህ ወዲያ ግን በቤቴል ትንቢት አትናገር፤ ቤቴል የንጉሥ መቅደስና የመንግሥት መኖሪያ ናትና።”
ቤት-ኤል ግና መቕደስ ንጉስን ቤተ መንግስትን እያ እሞ፡ ደጊምሲ ኣብዚኣ ኣይትነበ” በሎ።
51,359

51,360
am_tg
በዚህ ጊዜ አሞጽ ለአሜስያስ እንዲህ ሲል መለሰ፦ “እኔ ነቢይ ወይም የነቢይ ልጅ አይደለሁም፤ ከዚህ ይልቅ እረኛና የሾላ ዛፎች የምንከባከብ ሰው ነኝ።
ሽዑ፡ ኣሞጽ ንኣማስያ ኸምዚ ኢሉ መለሰሉ፦ “ኣነስ ጓሳን ተኸናኻኒ ኣእዋም ሳግላን እየ ነይረ እምበር፡ ነብዪ ወይ ወዲ ነብዪ ኣይነበርኩን።
51,361

51,362
am_tg
ይሖዋ ግን ከመንጋ ጠባቂነት ወሰደኝ፤ ይሖዋም ‘ሂድና ለሕዝቤ ለእስራኤል ትንቢት ተናገር’ አለኝ።
የሆዋ ግና ደድሕሪ መጓሰ ኻብ ምስዓብ ወሲዱኒ፣ የሆዋ ኸኣ፡ ‘ኪድ፡ ንህዝበይ እስራኤል ተነበየሉ’ ኢሉኒ።
51,363

51,364
am_tg
እንግዲህ የይሖዋን ቃል ስማ፦ ‘አንተ “በእስራኤል ላይ ትንቢት አትናገር፤ በይስሐቅም ቤት ላይ አትስበክ” እያልክ ነው።
ሕጂ ድማ ቃል የሆዋ ስማዕ፦ ‘ንስኻስ፡ “ኣንጻር እስራኤል ኣይትነበ፡ ኣንጻር ቤት ይስሃቅ ድማ ኣይትስበኽ” ትብል ኣለኻ።
51,365

51,366
am_tg
በመሆኑም ይሖዋ እንዲህ ይላል፦ “ሚስትህ በከተማዋ ውስጥ ዝሙት አዳሪ ትሆናለች፤ ወንዶችና ሴቶች ልጆችህ ደግሞ በሰይፍ ይወድቃሉ። ምድርህም በገመድ እየተለካ ይከፋፈላል፤ አንተ ራስህም በረከሰ ምድር ትሞታለህ፤ እስራኤልም ያላንዳች ጥርጥር ከምድሩ ተፈናቅሎ በግዞት ይወሰዳል።”’”
ስለዚ፡ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “ሰበይትኻ ኣብ ከተማ ኣመንዝራ ኽትከውን እያ፣ ኣወዳትካን ኣዋልድካን ከኣ ብሰይፊ ኺወድቁ እዮም። ምድርኻ ብገመድ መለክዒ ኽትምቀል እያ፣ ንስኻ ድማ ኣብ ርኽስቲ ምድሪ ኽትመውት ኢኻ፣ እስራኤል እውን ብርግጽ ካብ ምድሩ ናብ ምርኮ ኪኸይድ እዩ።”’”
51,367

51,368
am_tg
“የእስራኤል ሕዝብ ሆይ፣ ይሖዋ ስለ እናንተ ይኸውም ከግብፅ ምድር ስላወጣሁት ስለ መላው ብሔር የተናገረውን ይህን ቃል ስሙ፦
“ኣቱም ህዝቢ እስራኤል፡ እዚ የሆዋ ብዛዕባኹም፡ ብዛዕባ እቲ ኻብ ምድሪ ግብጺ ዘደየብክዎ ብዘሎ ዓሌት እተዛረቦ ቓል ስምዑ፦
51,369

51,370
am_tg
‘በምድር ላይ ካሉ ብሔራት ሁሉ እኔ የማውቀው እናንተን ብቻ ነው። ስለዚህ ለፈጸማችሁት በደል ሁሉ ተጠያቂ አደርጋችኋለሁ።
‘ካብ ኵሎም ዓሌታት ምድሪ ንዓኻትኩም ንበይንኹም እየ ፈሊጠኩም። ስለዚ፡ ብሰሪ ዅሉ ስሕተትኩም ተሓተትቲ ኽገብረኩም እየ።
51,371

51,372
am_tg
ሁለት ሰዎች ለመገናኘት ሳይስማሙ አብረው ይጓዛሉ?
ክልተስ ኪራኸቡ እንተ ዘይተሰማሚዖምዶ ብሓደ ይኸዱ እዮም፧
51,373
tg_am
ክልተስ ኪራኸቡ እንተ ዘይተሰማሚዖምዶ ብሓደ ይኸዱ እዮም፧
ሁለት ሰዎች ለመገናኘት ሳይስማሙ አብረው ይጓዛሉ?
51,374
am_tg
አንበሳ አድኖ ሳይዝ በጫካ ውስጥ ያገሳል? ደቦል አንበሳስ ምንም ነገር ሳይዝ በዋሻው ውስጥ ሆኖ ያጉረመርማል?
ኣንበሳስ ግዳይ ከይሃለዎዶ ኣብ ዱር ይጓዝም እዩ፧ ሽደን ኣንበሳኸ ገለ እኳ ኸይሓዘዶ ኻብ ሰፈሩ ሕኒን ይብል እዩ፧
51,375

51,376
am_tg
ወጥመድ ሳይዘጋጅ ወፍ መሬት ላይ ይጠመዳል? ወጥመድስ ምንም ነገር ሳይዝ ይፈነጠራል?
ዑፍከ መፈንጠራ ኣብ ዘይብሉዶ ኣብ ምድሪ ኣብ መጻወድያ ትወድቕ እያ፧ መፈንጠራኸ ገለ እኳ ኸይሓዘዶ ኻብ ምድሪ ንላዕሊ ይፍንጠር እዩ፧
51,377

51,378
am_tg
በከተማ ውስጥ ቀንደ መለከት ቢነፋ ሕዝቡ አይሸበርም? በከተማው ውስጥ ጥፋት ቢከሰት ይህን ያደረገው ይሖዋ አይደለም?
መለኸት ኣብ ከተማ እንተ ተነፊሑስ፡ ህዝቢዶ ራዕራዕ ኣይብልን እዩ፧ ኣብ ከተማ መዓት እንተ ዀይኑስ፡ የሆዋ ደይኰነን ዝገበሮ፧
51,379

51,380
am_tg
ሉዓላዊው ጌታ ይሖዋ ለአገልጋዮቹ ለነቢያት ሚስጥሩን ሳይገልጥምንም ነገር አያደርግምና።
እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋስምስጢሩ ንገላዉኡ ነብያት ከይገለጸ ሓንቲ እኳ ኣይገብርን እዩ።
51,381

51,382
am_tg
አንበሳ አገሳ! የማይፈራ ማን ነው? ሉዓላዊው ጌታ ይሖዋ ተናገረ! ትንቢት የማይናገር ማን ነው?’
ኣንበሳ ጓዚሙ! መን እዩ ዘይፈርህ፧ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ተዛሪቡ! መን እዩ ዘይንበ፧’
51,383

51,384
am_tg
‘በአሽዶድ በሚገኙ የማይደፈሩ ማማዎችደግሞም በግብፅ ምድር በሚገኙ የማይደፈሩ ማማዎች ላይ አውጁት። እንዲህ በሉ፦ “በሰማርያ ተራሮች ላይ ተሰብሰቡ፤በመካከሏ ያለውን ሁከትናበውስጧ የሚፈጸመውን ግፍ ተመልከቱ።
‘ኣብ እተዓርደ ግምብታት ኣሽዶድንኣብ እተዓርደ ግምብታት ምድሪ ግብጽን ኣውጅዎ። ከምዚ በሉ፦ “ኣንጻር ኣኽራን ሰማርያ ተኣከቡ፣ኣብ ማእከላ ዘሎ ህውከትንኣብ ውሽጣ ዘሎ ዓመጻን ርኣዩ።
51,385

51,386
am_tg
በማይደፈሩ ማማዎቻቸው ውስጥ ዓመፅንና ጥፋትን የሚያከማቹ ሰዎችትክክል የሆነውን ነገር ማድረግ አያውቁምና” ይላል ይሖዋ።’
እቶም ኣብ እተዓርደ ግምብታቶም ዓመጻን ጥፍኣትን ዚድልቡስ፡ቅኑዕ ዘበለ ምግባር ኣይፈልጡን እዮም’” ይብል የሆዋ።
51,387

51,388
am_tg
ስለዚህ ሉዓላዊው ጌታ ይሖዋ እንዲህ ይላል፦‘ጠላት ምድሪቱን ይከባል፤ብርታትሽን ያሟጥጣል፤የማይደፈሩ ማማዎችሽም ይበዘበዛሉ።’
ስለዚ፡ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘ተጻራሪ ነታ ምድሪ ኪኸብባ፡ንሱ ንብርታዐኺ ኻባኺ ኪቕንጥጦ፡ንእተዓርደ ግምብታትኪ እውን ኪዘምቶ እዩ።’
51,389

51,390
am_tg
ይሖዋ እንዲህ ይላል፦‘እረኛ ከአንበሳ አፍ ሁለት ቅልጥም ወይም የጆሮ ቁራጭ ነጥቆ እንደሚወስድ ሁሉበሰማርያ ባማረ አልጋና ምርጥ በሆነ ድንክ አልጋ የሚቀመጡየእስራኤል ሰዎችም ተነጥቀው ይወሰዳሉ።’
የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘ከምቲ ጓሳ ኻብ ኣፍ ኣንበሳ ኽልተ እግሪ ወይ ጭራም እዝኒ ዚምንዝዕ፡ከምኡ ኸኣ ህዝቢ እስራኤል፡እቶም ኣብ ሰማርያ ኣብ ግሩም መደቀሲታትን ብሉጽ ዓራውትን ተቐሚጦም ዘለዉ ኺምንዝዑ እዮም።’
51,391

51,392
am_tg
‘ስሙ፤ የያዕቆብንም ቤት አስጠንቅቁ’ ይላል የሠራዊት አምላክ የሆነው ሉዓላዊው ጌታ ይሖዋ።
‘ስምዑ እሞ ንቤት ያእቆብ ኣጠንቅቕዎም’ ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኣምላኽ ሰራዊት።
51,393

51,394
am_tg
‘እስራኤልን ለፈጸመው የዓመፅ ድርጊት ሁሉ ተጠያቂ በማደርገው ቀንየቤቴልንም መሠዊያዎች ተጠያቂ አደርጋለሁና፤የመሠዊያው ቀንዶች ተቆርጠው ወደ ምድር ይወድቃሉ።
‘በታ ንእስራኤል ስለቲ ዅሉ በደላቱ ተሓታቲ ዚገብረላ መዓልትስ፡ንመሰውኢታት ቤት-ኤል እውን ተሓታቲ ኽገብሮ እየ፣ኣቕርንቲ እቲ መሰውኢ ኸኣ ኪቝረጽን ናብ ምድሪ ኺወድቕን እዩ።
51,395

51,396
am_tg
የክረምቱን ቤትና የበጋውን ቤት አፈርሳለሁ።’ ‘በዝሆን ጥርስ የተሠሩት ቤቶች ይወድማሉ፤ትላልቅ ቤቶችም ይደመሰሳሉ’ ይላል ይሖዋ።”
ንቤት ክረምትን ንቤት ሓጋይን ክወቕዐን እየ።’ ‘ኣባይቲ ስኒ ሓርማዝ ኪጠፍእ፡ዓበይቲ ኣባይቲ እውን ኪውዳእ እዩ’ ይብል የሆዋ።”
51,397

51,398
am_tg
ይሖዋን ከመሠዊያው በላይ ቆሞ አየሁት፤ እሱም እንዲህ አለ፦ “የዓምዱን አናት ምታ፤ መሠረቶቹም ይናወጣሉ። አናታቸውን ቁረጥ፤ የቀሩትንም በሰይፍ እገድላቸዋለሁ። የሚሸሽ ሁሉ አያመልጥም፤ ለማምለጥ የሚሞክርም ሁሉ አይሳካለትም።
የሆዋ ኣብ ልዕሊ መሰውኢ ደው ኢሉ ረኣኽዎ፣ ከምዚ ድማ በለ፦ “ንርእሲ እቲ ዓንዲ ውቕዓዮ እሞ እቲ ድርኵዂት ኪናወጽ እዩ። ኣብ ርእሲ ቝረጾም፣ ካባታቶም ንዚተረፉ ድማ ብሰይፊ ክቐትሎም እየ። ሓደ እኳ ሃዲሙ ዚመልቝ የልቦን፣ ሓደ እኳ ኼምልጥ ፈቲኑ ዚሰልጦ የልቦን።
51,399