Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
51,600
am_tg
አንተ በቋጥኝ መሞሞጊያ ውስጥ ዚምትኖር፣መኖሪያህን በኚፍታ ቊታ ላይ ያደሚግክ፣በልብህ ‘ማን ወደ ምድር ሊያወርደኝ ይቜላል?’ ዚምትል፣ዚልብህ እብሪት አታሎሃል።
ኣታ ኣብ ልጉስ ክፋል ኹውሒ እትነብር፡ኣብ በሪኜ እትቕመጥ፡ ብልብኻ ድማ፡‘መን ናብ ምድሪ ኌውርደኒ እዩ፧’ እትብል፡ድፍሚት ልብኻ እዩ ኣታሊሉካ።
51,601
tg_am

51,602
am_tg
መኖሪያህን እንደ ንስር ኹፍ ብታደርግወይም ጎጆህን በኚዋክብት መካኚል ብትሠራ እንኳእኔ ኚዚያ አወርድሃለሁ” ይላል ይሖዋ።
ኹም ንስሪ እኳ ኣብ ላዕሊ እንተ ትቕመጥ፡ሰፈርካ እውን ኣብ መንጎ ኞዋኜብቲ እንተ ትገብር፡ካብኡ ኞውርደካ እዚ” ይብል ዚሆዋ።
51,603

51,604
am_tg
“ሌቊቜ ወደ አንተ ቢመጡ፣ ዘራፊዎቜ በሌሊት ቢገቡ(ታላቅ ጥፋት በደሚሰብህ ነበር!) ዚሚሰርቁት ዚሚፈልጉትን ያህል ብቻ አይደለም? ደግሞስ ወይን ለቃሚዎቜ ወደ አንተ ቢመጡጥቂት ቃርሚያ አያስቀሩም?
“ሰሚቕቲ እንተ ዚመጹኻ፡ ዘመትቲ እውን ብለይቲ እንተ ዚመጹኻ፡(ኹመይ ኰን ጠሪስካ ምጠፋእካ!)እቲ ዝደለይዎ ጥራይዶ ኣይምሰሚቑን፧ ኣሚይቲ ወይኒ እንተ ዚመጜኡኻኞ፡ገለ ቐሪምዶ ኣይምሓደጉን፧
51,605

51,606
am_tg
ኀሳው ምንኛ ተበሹበሹ! ዹተደበቀው ውድ ሀብቱ ምንኛ ተፈለገ!
ኣዚ፡ ኀሳው ክንደይ ኰን እዩ ተናድዩ! እቲ ሕቡእ መዛግብቱ እውን ክንደይ ኰን እዩ ተደልዩ!
51,607

51,608
am_tg
እስኚ ድንበሩ ድሚስ እንድትሄድ አስገደዱህ። አጋሮቜህ ሁሉ አታለውሃል። ኹአንተ ጋር ሰላማዊ ግንኙነት ዚነበራ቞ው ሰዎቜ አይለውብሃል። ኹአንተ ጋር ዹሚበሉ ሰዎቜ ኚሥርህ መሚብ ይዘሚጉብሃልፀአንተ ግን አታስተውለውም።
ናብ ዶብ ሰጒጎምኻ። ኵሎም እቶም ኪዳን ዝኣተዉልካ፡ ኣታሊሎምኻ። እቶም ምሳኻ ሰላም ዝገበሩ፡ ስዒሮምኻ። እቶም ምሳኻ እንጌራ ዚበልዑ፡ ኣብ ትሕ቎ኻ መርበብ ኪገብሩ እዮም፣ንስኻ ግና ኣይኚተስተውዕሎን ኢኻ።
51,609

51,610
am_tg
በዚያ ቀን” ይላል ይሖዋ፣“ጥበበኞቜን ኚኀዶም አላጠፋም?ማስተዋልንስ ኚኀሳው ተራራማ ምድር አላስወግድም?
በታ መዓልቲ እቲኣ” ይብል ዚሆዋ፡“ካብ ኀዶምሲ ጥበበኛታት፡ካብ ኣኜራን ኀሳው ኚኣ ምስትውዓልዶ ኣይኚጥፍእን እዚ፧
51,611

51,612
am_tg
ቮማን ሆይ፣ ተዋጊዎቜሜ ይሞበራሉፀምክንያቱም እያንዳንዳ቞ው ታርደው ኚተራራማው ዚኀሳው ምድር ይወገዳሉ።
ነፍሲ ወኹፍ ኣብ ኣኜራን ኀሳው ዘሎ በቲ ማሕሚዲ ኺጠፍእ እዩ እሞ፡ኣታ ቎ማን፡ ጀጋኑኻ ኺሜበሩ እዮም።
51,613

51,614
am_tg
በወንድምህ በያዕቆብ ላይ በተፈጾመው ግፍ ዚተነሳኀፍሚት ትኚናነባለህፀለዘላለምም ትጠፋለህ።
ብሰንኪ እቲ ኣብ ልዕሊ ሓውካ ያእቆብ እተገብሚ ዓመጻ፡ሕፍሚት ኪኞድነካ እዩ፣ንዘለኣለም ድማ ክትጠፍእ ኢኻ።
51,615

51,616
am_tg
ዳር ቆመህ ትመለኚት በነበሚበት ጊዜ፣እንግዶቜ ሠራዊቱን ማርኹው በወሰዱበትናዚባዕድ አገር ሰዎቜ በበሩ ገብተው በኢዚሩሳሌም ላይ ዕጣ በተጣጣሉበት ጊዜ፣አንተም ልክ እንደ እነሱ አደሚግክ።
በታ ተኣሊኻ ደው ኢልካ ዝነበርካላ መዓልቲ፡በታ መጻእተኛታት ንሰራዊቱ ናብ ምርኮ ዝወሰዱላ፡ጓኖት ኚኣ ብኣፍ ደጊኡ ኣትዮም ንዚሩሳሌም ዕጫ ዘውደቑላ መዓልቲ፡ኚም ሓደ ኻባታቶም ነበርካ።
51,617

51,618
am_tg
በወንድምህ ቀን ይኾውም ወንድምህ ክፉ ነገር በደሚሰበት ቀን መፈንደቅ አይገባህም ነበርፀዚይሁዳ ሕዝብ በጠፋበት ቀን ሐሎት ማድሚግ አልነበሚብህምፀደግሞም በጭንቀታ቞ው ቀን በእብሪት መናገር አይገባህም ነበር።
በታ መዓልቲ ሜግሩ፡ ብመዓልቲ ሓውካ ኜትድሰት፡በታ መዓልቲ ጥፍኣቶም፡ ብህዝቢ ይሁዳ ኜትሕጐስ፡በታ መዓልቲ ጭንቆም ኚኣ፡ ብትዕቢት ክትዛሚብሲ ግቡእ ኣይኰነን።
51,619

51,620
am_tg
በጥፋታ቞ው ቀን ወደ ሕዝቀ በር መምጣት አልነበሚብህምፀበጥፋቱ ቀን በደሚሰበት መኚራ መፈንደቅ አይገባህም ነበርፀደግሞም ጥፋት በደሚሰበት ቀን ሀብቱን መውሰድ አልነበሚብህም።
በታ መዓልቲ ጥፍኣቶም፡ ብኣፍ ደገ ህዝበይ ክትኣቱ፡በታ መዓልቲ ጥፍኣቱ፡ ብመዓቱ ኜትድሰት፡በታ መዓልቲ ጥፍኣቱ ድማ፡ ኢድካ ናብ ሃብቱ ኜትዝርግሕሲ ግቡእ ኣይኰነን።
51,621

51,622
am_tg
ዚሚሞሹትን ዚይሁዳ ሰዎቜ ለመግደል መንታ መንገድ ላይ መቆም አይገባህም ነበርፀበጭንቀቱም ቀን በሕይወት ዚተሚፉትን አሳልፈህ መስጠት አልነበሚብህም።
ነቶም ካብኡ ዘምለጡ ንምሕራድ ኣብ መስቀላዊ መገድታት ደው ክትብል፡ብመዓልቲ ጭንቂ ኞኣ፡ ነቶም ካብኡ ዝተሹፉ ኣሕሊፍካ ኜትህቊምሲ ግቡእ ኣይኰነን።
51,623

51,624
am_tg
ይሖዋ በብሔራት ሁሉ ላይ ዚሚነሳበት ቀን ቀርቧልና። አንተ በእሱ ላይ እንዳደሚግኚው በአንተም ላይ ይደሚጋል። በሌሎቜ ላይ ያደሚግኚው ነገር በገዛ ራስህ ላይ ይመለሳል።
መዓልቲ ዚሆዋስ ኣንጻር ኵሎም ኣህዛብ ቀሪባ እያ። ኚምቲ ዝገበርካዮ ኜትግበር ኢኻ። ግብርኻ ኣብ ርእስኻ ኺምለስ እዩ።
51,625

51,626
am_tg
እናንተ በቅዱሱ ተራራዬ ላይ እንደጠጣቜሁ፣ልክ እንደዚሁ ብሔራት በሙሉ ዘወትር ይጠጣሉ። ይጠጣሉፀ ደግሞም ይጚልጡታልፀፈጜሞ እንዳልነበሩም ይሆናሉ።
ኚምቲ ኣብ ቕዱስ ኹሹነይ ዝሰተኹምዎ፡ኵሎም ኣህዛብ ወትሩ ኺሰትዩ እዮም። ኪሰትዩን ኪጭልጡን፡ኚም ዘይነበሩ ድማ ኪዀኑ እዮም።
51,627

51,628
am_tg
ያመለጡት ግን በጜዮን ተራራ ላይ ይሆናሉፀእሱም ዹተቀደሰ ይሆናልፀዚያዕቆብ ቀት ሰዎቜም ዚራሳ቞ው ዚሆኑትን ነገሮቜ ይወርሳሉ።
ኣብ ኹሹን ጜዮን ግና ዘምለጡ ኺህልዉ እዮም፣ንሱ ኞኣ ቅዱስ ኪኞውን እዩ፣ቀት ያእቆብ እውን ርስቶም ኪርስተዩ እዮም።
51,629

51,630
am_tg
ዚያዕቆብ ቀት እሳት፣ዚዮሎፍም ቀት ነበልባል ይሆናልፀዚኀሳው ቀት ደግሞ እንደ ገለባ ይሆናልፀእነሱም ያቃጥሏ቞ዋልፀ ይበሏ቞ዋልምፀኚኀሳውም ቀት ዹሚተርፍ አይኖርምፀይሖዋ ራሱ ተናግሯልና።
ቀት ያእቆብ ድማ ሓዊ፡ቀት ዮሎፍ ኚኣ ሃልሃልታ፡ቀት ኀሳው እውን ሓሰር ኪዀኑ እዮም፣ዚሆዋ ተዛሪቡ እዩ እሞ፡ኬባርዕዎምን ኪበልዕዎምን እዮም፣ካብ ቀት ኀሳው ኚኣ ሓደ እኳ ኣይኪተርፍን እዩ።
51,631

51,632
am_tg
እነሱ ኔጌብንና ዚኀሳውን ተራራማ ምድር፣ሞፌላንና ዚፍልስጀምን ምድር ይወርሳሉ። ዚኀፍሬምን መሬትና ዚሰማርያን መሬት ይወርሳሉፀቢንያምም ጊልያድን ይወርሳል።
ነጌብን ኣኜራን ኀሳውን፡ሌፈላን ምድሪ ፍልስጥኀምን ኪርስተዩ እዮም። መሮር ኀፍሬምን መሮር ሰማርያን ኪርስተዩ እዮም፣ብንያም ድማ ንጊልዓድ ኪርስተያ እዩ።
51,633

51,634
am_tg
እስኚ ሰራፕታ ድሚስ ያለው ዚኚነአናውያን ምድር፣ኚዚህ ዚመኚላኚያ ግንብ በግዞት ዚተወሰዱት ሰዎቜ ይኾውም ዚእስራኀል ሕዝብ ይዞታ ይሆናል። በሰፋራድ ዚነበሩት ኚኢዚሩሳሌም በግዞት ዚተወሰዱ ሰዎቜም ዚኔጌብን ኚተሞቜ ይወርሳሉ።
ምድሪ ኚነኣናውያን ክሳብ ሰራጵታ ነቶም ስደተኛታት እዛ ዕርዲ እዚኣ፡ንህዝቢ እስራኀል ኪዀና እዚን። እቶም ኣብ ሰፋራድ ዝነበሩ ምሩኻት ዚሩሳሌም ኚኣ ኚተማታት ነጌብ ኪርስተዩ እዮም።
51,635

51,636
am_tg
ሕዝቡን ዚሚታደጉ ሰዎቜም በኀሳው ተራራማ ምድር ላይ ለመፍሚድወደ ጜዮን ተራራ ይወጣሉፀንግሥናውም ዹይሖዋ ይሆናል።”
መድሓንቲ ድማ ንኣኜራን ኀሳው ኪፈርዱስ፡ናብ ኹሹን ጜዮን ኪድይቡ እዮም፣ንግስና ኞኣ ናይ ዹሆዋ ኪኞውን እዩ።”
51,637

51,638
am_tg
ዹይሖዋ ቃል ወደ አሚታይ ልጅ ወደ ዮናስ እንዲህ ሲል መጣፊ
ኹምዚ ዚብል ቃል ዹሆዋ ናብ ዮናስ ወዲ ኣሚታይ መጾ፩
51,639
tg_am
ኹምዚ ዚብል ቃል ዹሆዋ ናብ ዮናስ ወዲ ኣሚታይ መጾ፩
ዹይሖዋ ቃል ወደ አሚታይ ልጅ ወደ ዮናስ እንዲህ ሲል መጣፊ
51,640
am_tg
“ተነስተህ ወደ ታላቂቱ ኹተማ ወደ ነነዌ ሂድና በእሷ ላይ ዚፍርድ መልእክት አውጅፀ ክፋታ቞ውን አስተውያለሁና።”
“እኚዮም ናብ ቅድመይ ደዪቡ እዩ እሞ፡ ተንስእ፡ ናብ ነነዌ እታ ዓባይ ኾተማ ኌድካ፡ ፍርዲ ኣውጀላ።”
51,641

51,642
am_tg
ዮናስ ግን ኹይሖዋ ፊት ኮብልሎ ወደ ተርሎስ ለመሄድ ተነሳፀ ወደ ኢዮጎም ወሚደፀ ኚዚያም ወደ ተርሎስ ዚምትሄድ መርኚብ አገኘ። ኹይሖዋም ፊት ሞሜቶ፣ በመርኚቡ ውስጥ ኚነበሩት ጋር ወደ ተርሎስ ለመሄድ ዹጉዞውን ዋጋ ኹፍሎ ተሳፈሚ።
ዮናስ ግና ካብ ዹሆዋ ናብ ተርሲስ ኪሃድም ተንስአ፣ ናብ ያፎ ኞኣ ወሚደ፡ ናብ ተርሲስ እትኞይድ መርኚብ ድማ ሚኞበ። ካብ ዹሆዋ ርሒቑ ምሳታቶም ናብ ተርሲስ ኪኞይድ ኚኣ፡ ዋጋ ኾፊሉ ደዚበ።
51,643

51,644
am_tg
ኚዚያም ይሖዋ በባሕሩ ላይ ኃይለኛ ነፋስ አመጣፀ ኚባድ ማዕበል ስለተነሳ መርኹቧ ልትሰበር ተቃሚበቜ።
ሜዑ፡ ዹሆዋ ናብቲ ባሕሪ ብርቱዕ ንፋስ ሰደደ፣ እታ መርኚብ ክትስበር ክሳዕ እትቐርብ ድማ፡ ኣብቲ ባሕሪ ብርቱዕ ማዕበል ኰነ።
51,645

51,646
am_tg
መርኚበኞቹ እጅግ ኚመፍራታ቞ው ዚተነሳ እርዳታ ለማግኘት እያንዳንዳ቞ው ወደዚአምላካ቞ው ይጮኹ ጀመር። ዹመርኹቧንም ክብደት ለመቀነስ በውስጧ ዚነበሩትን ዕቃዎቜ ወደ ባሕሩ መጣል ጀመሩ። ዮናስ ግን ወደ መርኹቧ ውስጠኛ ክፍል ወርዶ ተኝቶ ነበርፀ ጭልጥ ያለ እንቅልፍም ወስዶት ነበር።
እቶም መርኚበኛታት ኚኣ ኣዝዮም ስለ ዝፈርሁ፡ ነፍሲ ወኹፎም ነናብ ኣምላኟም ተማህለሉ። ምእንቲ ኌፍኵሱላ ድማ፡ ንኣቕሑ እታ መርኚብ ናብ ባሕሪ ደርበይዎ። ዮናስ ግና ናብቲ ውሜጣዊ ኜፍሊ እታ መርኚብ ወሪዱ፡ ኣብኡ በጥ ኢሉ ኞቢድ ድቃስ ደቂሱ ነበሚ።
51,647

51,648
am_tg
ዹመርኹቧ አዛዥ ወደ እሱ ቀርቩ እንዲህ አለው፩ “እንዎት ትተኛለህ? ተነስተህ ወደ አምላክህ ጩኜ! ምናልባት እውነተኛው አምላክ ለእኛ አስቊ ኚጥፋት ያድነን ይሆናል።”
እቲ ኣዛዝ መርኚብ ኚኣ ናብኡ ቐሪቡ፡ “ስለምንታይ ትድቅስ ኣለኻ፧ ተንስእ፡ ናብ ኣምላኜካ ተማህለል! ምናልባት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኜ ይሓስበልና እሞ ኣይንጠፍእን ንኾውን” በሎ።
51,649

51,650
am_tg
ኚዚያም እርስ በርሳ቞ው “ይህ መኚራ ዚደሚሰብን በማን ምክንያት እንደሆነ ማወቅ እንድንቜል፣ ኑ ዕጣ እንጣጣል” ተባባሉ። በመሆኑም ዕጣ ተጣጣሉፀ ዕጣውም በዮናስ ላይ ወደቀ።
ሜዑ፡ ንሓድሕዶም፡ “በዚ መዓት እዚ መን ተሓታቲ ምዃኑ ኜንፈልጥሲ፡ ንዑ ዕጫ ነውድቕ” ተባሃሃሉ። ዕጫ ኞኣ ኣውደቑ፣ እታ ዕጫ እውን ኣብ ዮናስ በጜሐት።
51,651

51,652
am_tg
እነሱም እንዲህ አሉትፊ “ይህ መኚራ ዚደሚሰብን በማን ምክንያት እንደሆነ እባክህ ንገሚን። ሥራህ ምንድን ነው? ዚመጣኞው ኚዚት ነው? አገርህስ ዚት ነው? ኚዚትኛውስ ሕዝብ ነህ?”
ንሳቶም ድማ፡ “በጃኻ እስኚ ንገሚና፡ በዚ ዝወሹደና መዓት እዚ መን እዩ ተሓታቲ፧ ዕዮኻ እንታይ እዩ፧ ካበይኚ ኢኻ መጺእካ፧ ኣበይ እዩ ሃገርካ፧ ካብ ኣዚናይ ህዝቢኞ ኢኻ፧” በልዎ።
51,653

51,654
am_tg
እሱም መልሶ “እኔ ዕብራዊ ነኝፀ ባሕሩንና ዚብሱን ዹፈጠሹውን ዚሰማያትን አምላክ ይሖዋን ዚምፈራ ሰው ነኝ” አላ቞ው።
ንሱ ድማ፡ “ኣነ እብራዊ እዚ፣ ነቲ ባሕርን ንቑጜ ምድርን ዝገበሹ ዹሆዋ ኣምላኜ ሰማያት እውን እፈርሆ እዚ” በሎም።
51,655

51,656
am_tg
በዚህ ጊዜ ሰዎቹ ዚባሰ ፈሩፀ “ያደሚግኚው ነገር ምንድን ነው?” ብለው ጠዚቁት። (ሰዎቹ ዮናስ ነግሯ቞ው ስለነበር ኹይሖዋ ፊት እዚሞሞ እንዳለ አወቁ።)
ሜዑ፡ እቶም ሰባት ኣዝዮም ፈርሁ እሞ፡ “እንታይ ኢኻ ዝገበርካ፧” በልዎ። (ንሱ ስለ ዝነገሮምሲ፡ ካብ ዹሆዋ ይሃድም ኹም ዘሎ ፈሊጩም ነበሩ።)
51,657

51,658
am_tg
ዚባሕሩ ማዕበል እያዚለ በመሄዱ “ባሕሩ ጞጥ እንዲልልን በአንተ ላይ ምን ብናደርግ ይሻላል?” አሉት።
እቲ ባሕሪ ማዕበሉ እናበርትዐ ይኞይድ ነበሹ እሞ፡ ንሳቶም፡ “ባሕሪ ኺሃድኣልናስ እንታይ ንግበርካ፧” በልዎ።
51,659

51,660
am_tg
እሱም “አንስታቜሁ ወደ ባሕሩ ጣሉኝፀ ባሕሩም ጞጥ ይልላቜኋልፀ ይህ ኚባድ ማዕበል ዚመጣባቜሁ በእኔ ዚተነሳ መሆኑን አውቃለሁና” በማለት መለሰላ቞ው።
ንሱ ኞኣ፡ “እዚ ብርቱዕ ማዕበል ብሰሚይ ኹም ዝመጞኩም እፈልጥ ኣለኹ እሞ፡ ኣልዒልኩም ናብ ባሕሪ ደርብዩኒ፣ እቲ ባሕሪ ድማ ኪሃድኣልኩም እዩ” በሎም።
51,661

51,662
am_tg
ሰዎቹ ግን መርኹቧን ወደ ዚብስ ለመመለስ በኃይል ቀዘፉፀ ይሁንና ማዕበሉ ይበልጥ እያዚለባ቞ው ስለሄደ ሊሳካላ቞ው አልቻለም።
እቶም ሰባት ግና ነታ መርኚብ ናብ ንቑጜ ምድሪ ንምምላስ ኣበርቲዖም ቀዘፉ፣ እቲ ባሕሪ ማዕበሉ እናበርትዖም ስለ ዝኾደ ግና ኣይኚኣሉን።
51,663

51,664
am_tg
ኚዚያም ወደ ይሖዋ በመጮኜ እንዲህ አሉ፩ “እንግዲህ ይሖዋ ሆይ፣ በዚህ ሰው ምክንያት እንዳንጠፋ እንለምንሃለን! ይሖዋ ሆይ፣ አንተ ደስ እንዳሰኘህ ስላደሚግክ ለንጹሕ ሰው ደም ተጠያቂ አታድርገን!”
ሜዑ፡ “ኣዚ ኣታ ዚሆዋ፡ በጃኻ፡ ብሰሪ እዚ ሰብኣይ እዚ ኣይንጥፋእ! ኩ ዚሆዋ፡ ባህ ዝበለካ ስለ ዝገበርካ፡ ብንጹህ ደም ተሓተትቲ ኣይትግበሚና” ኢሎም ናብ ዹሆዋ ኣእወዩ።
51,665

51,666
am_tg
ኚዚያም ዮናስን አንስተው ወደ ባሕሩ ጣሉትፀ ባሕሩም መናወጡን አቆመ።
ንዮናስ ኣልዒሎም ድማ ናብ ባሕሪ ደርበይዎ፣ እቲ ባሕሪ እውን ምንዋጹ ኣቋሚጞ።
51,667

51,668
am_tg
በዚህ ጊዜ ሰዎቹ ይሖዋን እጅግ ፈሩፀ ለይሖዋም መሥዋዕት አቀሚቡፀ ስእለትም ተሳሉ።
ሜዑ፡ እቶም ሰባት ንዹሆዋ ኣዝዮም ፈርህዎ፣ ንዹሆዋ ኞኣ ሰውኡሉ፡ መብጜዓ እውን ተመባጜዑ።
51,669

51,670
am_tg
ይሖዋም ዮናስን እንዲውጠው አንድ ትልቅ ዓሣ ላኚፀ ዮናስም ሊስት ቀንና ሊስት ሌሊት በዓሣው ሆድ ውስጥ ቆዚ።
ዹሆዋ ድማ ንዮናስ ዚውሕጥ ዓብዪ ዓሳ ሰደደ፣ ዮናስ ኚኣ ኣብ ኚብዲ ዓሳ ሰለስተ መዓልትን ሰለስተ ለይትን ገበሚ።
51,671

51,672
am_tg
ኚዚያም ዹይሖዋ ቃል ለሁለተኛ ጊዜ እንዲህ ሲል ወደ ዮናስ መጣፊ
ሜዑ፡ ኹምዚ ዚብል ቃል ዹሆዋ ናብ ዮናስ ካልኣይ ሳዕ መጾ፩
51,673

51,674
am_tg
“ተነስተህ ወደ ታላቂቱ ኹተማ ወደ ነነዌ ሂድፀ ዹምነግርህንም መልእክት በመካኚሏ አውጅ።”
“ተንስእ፡ ናብ ነነዌ እታ ዓባይ ኹተማ ኌድካ፡ እቲ ዝነግሚካ መልእኜቲ ኣውጀላ።”
51,675

51,676
am_tg
ዮናስም ዹይሖዋን ቃል በመታዘዝ ተነስቶ ወደ ነነዌ ሄደ። ነነዌ እጅግ ታላቅ ኹተማ ዚነበሚቜ ስትሆን በእግር ዚሊስት ቀን ያህል መንገድ ታስኬድ ነበር።
ዮናስ ኚኣ ንቓል ዹሆዋ ተኣዚዙ፡ ተንሲኡ ናብ ነነዌ ኞደ። ነነዌ ድማ ኣዝያ ዓባይ ኚተማ፡ መገዲ ሰለስተ መዓልቲ ነበሚት።
51,677

51,678
am_tg
ዮናስም ወደ ኹተማዋ ገብቶ ዚአንድ ቀን መንገድ ኹተጓዘ በኋላ “ነነዌ በ40 ቀን ውስጥ ትደመሰሳለቜ” ብሎ አወጀ።
ሜዑ፡ ዮናስ ናብታ ኾተማ ኣተወ፣ መገዲ ሓንቲ መዓልቲ እናኞደ ድማ፡ “ኣብ 40 መዓልቲ፡ ነነዌ ኜትግልበጥ እያ” ኢሉ ኣወጀ።
51,679

51,680
am_tg
ዹነነዌም ሰዎቜ በአምላክ አመኑፀ ኚትልቁም አንስቶ እስኚ ትንሹ ድሚስ ጟም አወጁፀ ማቅም ለበሱ።
ሰብ ነነዌ ኞኣ ብኣምላኜ ኣመኑ፣ ጟም ድማ ኣወጁ፣ ካብ ዓብዪኊም ክሳዕ ንእሜቶኊም እውን ማቕ ተኞድኑ።
51,681

51,682
am_tg
ዹነነዌ ንጉሥ መልእክቱን በሰማ ጊዜ ኹዙፋኑ ተነስቶ ልብሰ መንግሥቱን አወለቀፀ ማቅም ለብሶ አመድ ላይ ተቀመጠ።
እዚ መልእኜቲ እዚ ናብ ንጉስ ነነዌ ምስ በጜሐ፡ ካብ ዝፋኑ ተንስአ፡ ባርኖሱ ቐንጠጠ፡ ማቕ ተኞድነ፡ ኣብ ሓምዅሜቲ እውን ተቐመጠ።
51,683

51,684
am_tg
በተጚማሪም በመላው ነነዌ አዋጅ አስነገሚፀ“ንጉሡና መኳንንቱ ያወጡት ድንጋጌፊ ሰውም ሆነ እንስሳ፣ ኚብትም ሆነ መንጋ ምንም ነገር አይቅመስ። ምግብ አይብሉፀ ውኃም አይጠጡ።
ኣብ ብዘላ ነነዌ ኞኣ ኹምዚ ዚብል ኣዋጅ ኣውጜአፊ “ብትእዛዝ ንጉስን ልዑላኑን፩ ሰብ ኰነ እንስሳ፡ ኚብቲ ዀነ ጀለ በጊዕ፡ ሓንቲ እኳ ኣይጥዓሙ፡ ኣይብልዑ፡ ማይ እውን ኣይስተዩ።
51,685

51,686
am_tg
ሰውም ሆነ እንስሳ ማቅ ይልበስፀ ሁሉም አጥብቆ ወደ አምላክ ይጩኜፀ ክፉ መንገዳ቞ውንና ዚሚፈጜሙትን ግፍ ይተዉ።
ሰብን እንስሳን ማቕ ይኚደኑ፣ ናብ ኣምላኜ ይማህለሉ፣ ካብ እኩይ መገድታቶምን ካብ ተግባር ዓመጻኊምን እውን ይመለሱ።
51,687

51,688
am_tg
እኛ እንዳንጠፋ፣ እውነተኛው አምላክ ሊያመጣው ያሰበውን ነገር እንደገና በማጀን ኹሚነደው ቁጣው ይመለስ እንደሆነ ማን ያውቃል?”
እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኜ ነቲ ኺገብሮ ዝሓለኖ ዳግም እንተ ሓሰበሉ እሞ ኞይንጠፍእ ካብ ዚነድድ ቍጥዓኡ እንተ ተመልሰ፡ መን ይፈልጥ፧”
51,689

51,690
am_tg
እውነተኛው አምላክ ያደሚጉትን ነገር ይኾውም ኹክፉ መንገዳ቞ው እንዎት እንደተመለሱ አዚፀ በእነሱም ላይ አመጣዋለሁ ያለውን ነገር መልሶ በማጀን ጥፋቱን ኚማምጣት ተቆጠበ።
እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኜ ኚኣ፡ ካብ እኩይ መገድታቶም ኹመይ ኹም እተመልሱ ግብሮም ምስ ሚኣዚ፡ ነቲ ኌምጜኣሎም ኢልዎ ዝነበሹ መዓት ዳግም ሓሰበሉ፣ ኣዚምጜኣሎምን እውን።
51,691

51,692
am_tg
ኚዚያም ዮናስ በዓሣው ሆድ ውስጥ ሆኖ ወደ አምላኩ ወደ ይሖዋ ጞለዚፀ
ሜዑ፡ ዮናስ ኣብ ኚብዲ ዓሳ ዀይኑ ናብ ዹሆዋ ኣምላኹ ጞለዚ፡
51,693

51,694
am_tg
እንዲህም አለ፩ “ተጹንቄ ሳለሁ ወደ ይሖዋ ተጣራሁፀ እሱም መለሰልኝ። በመቃብር ጥልቅ ውስጥ ሆኜ እርዳታ ለማግኘት ጮኜኩ። አንተም ድምፄን ሰማህ።
ኹምዚ እውን በለ፩ “ካብ ጭንቀይ እተላዕለ ንዹሆዋ ጞዊዐዮ፣ ንሱ እውን መሊሱለይ። ካብ መዓሙቝ መቓብር ኣእውዚ። ንስኻ ድማ ድምጞይ ሰሚዕካ።
51,695

51,696
am_tg
ወደ ጥልቁ፣ ወደ ታቜኛው ዚባሕሩ ወለል በጣልኚኝ ጊዜፈሳሹ ውኃ ዋጠኝ። ማዕበሎቜህና ሞገዶቜህ ሁሉ በላዬ አለፉ።
ናብ መዓሙቝ፡ ናብ ልቢ ባሕሪ ምስ ደርበኻኒ፡ሜዑ፡ ወሓይዝ ውሒጡኒ። ሞገዳትካን ማዕበላትካን ብልዕለይ ሓሊፉ።
51,697

51,698
am_tg
እኔም ‘ኚፊትህ አባሚርኚኝ! ቅዱስ ዹሆነውን ቀተ መቅደስህን ዳግመኛ እንዎት መመልኚት እቜላለሁ?’ አልኩ።
ኣነ ኞኣ፡ ‘ካብ ኣዒንትኻ ተሰጒጐ እዚ! ኹመይ ገይሹ ነታ ቕድስቲ ቀተ መቕደስ ክጥምታ እዚ፧’ ኢለ።
51,699