Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
51,700
am_tg
ውኃው ዋጠኝፀ ሕይወቮንም አደጋ ላይ ጣለውፀጥልቁ ውኃ ኚበበኝ። ዚባሕር አሹም ራሎ ላይ ተጠመጠመ።
ማያት ውሒጡኒ፡ ንህይወተይ እውን ኣስጊኡዋ፣መዓሙቝ ማያት ድማ ኚቢቡኒ። ሳዕሪ ባሕሪ ኣብ ርእሰይ ተጠምጢሙ።
51,701
tg_am

51,702
am_tg
ወደ ተራሮቜ መሠሚት ሰመጥኩ። ዚምድር መቀርቀሪያዎቜ ለዘላለም ተዘጉብኝ። ይሖዋ አምላኬ ሆይ፣ አንተ ግን ሕይወቮን ኚጉድጓዱ ውስጥ አወጣህ።
ናብ እግሪ ኣኜራን ሰጢመ። ተገዳማት ምድሪ ንዘለኣለም ኣብ ልዕለይ ይዕጟ ነይሩ። ንስኻ ግና፡ ኩ ዹሆዋ ኣምላኞይ፡ ንህይወተይ ካብ ጕድጓድ ኣውጺእካያ።
51,703

51,704
am_tg
ሕይወቮ እዚተዳኚመቜ ስትሄድ ይሖዋን አስታወስኩ። ጾሎቮም ወደ አንተ፣ ቅዱስ ወደሆነው ቀተ መቅደስህ ገባ።
ህይወተይ ክትቅህም ኚላ፡ ንዹሆዋ ዘኪሚዮ። ሜዑ፡ ጾሎተይ ናባኻ፡ ናብታ ቕድስቲ ቀተ መቕደስካ ኣትዩ።
51,705

51,706
am_tg
ለማይሚቡ ጣዖቶቜ ያደሩ ሰዎቜ ታማኝ ፍቅር ዚሚያሳያ቞ውን ይተዋሉ።
እቶም ንኞንቱ ጣኊታት ውፉያት ዝዀኑ፡ ንምንጪ እቲ ብተኣማንነት ዚርአ ፍቕሪ ይሓድግዎ።
51,707

51,708
am_tg
እኔ ግን በምስጋና ድምፅ መሥዋዕት አቀርብልሃለሁ። ዚተሳልኩትን እኚፍላለሁ። መዳን ኹይሖዋ ነው።”
ኣነ ግና ብድምጺ ምስጋና ኜስውኣልካ እዚ። እተመባጻዕክዎ ኜፍጜም እዚ። ድሕነት ካብ ዹሆዋ እዩ።”
51,709

51,710
am_tg
በኋላም ይሖዋ ዓሣውን አዘዘውፀ ዓሣውም ዮናስን በደሹቅ ምድር ላይ ተፋው።
ዹሆዋ ኞኣ ነቲ ዓሳ ኣዘዞ፣ ንሱ ድማ ንዮናስ ናብ ንቑጜ ምድሪ ተፍኊ።
51,711

51,712
am_tg
ሆኖም ይህ ጉዳይ ዮናስን ፈጜሞ አላስደሰተውምፀ በመሆኑም እጅግ ተቆጣ።
እዚ ግና ንዮናስ ኣዝዩ ኣጕሃዮ፡ ብቝጥዓ እውን ነደደ።
51,713

51,714
am_tg
ወደ ይሖዋም እንዲህ ሲል ጾለዹ፩ “ይሖዋ ሆይ፣ በገዛ አገሬ ሳለሁ ያሳሰበኝ ጉዳይ ይህ አልነበሹም? መጀመሪያውኑም ወደ ተርሎስ ለመሞሜ ዚሞኚርኩት ለዚህ ነበርፀ አንተ ሩኅሩኅና መሐሪ አምላክ፣ ለቁጣ ዹዘገዹህና ታማኝ ፍቅርህ ዚበዛ፣ አዝነህም ጥፋት ኚማምጣት ዚምትቆጠብ እንደሆንክ አውቃለሁና።
ስለዚ፡ ኹምዚ ኢሉ ናብ ዹሆዋ ጾለዹ፩ “ኣዚ ኣታ ዚሆዋ፡ ኣብ ምድሚይ ኚለኹስ እዚ ደይኰነን ዘተሓሳሰበኒ፧ ንስኻ ርሕሩሕን መሓርን ኣምላኜ፡ ንቝጥዓ ደንጓይን ብዓል ብዙሕ ብተኣማንነት ዚርአ ፍቕርን ብመዓት እትሓዝንን ኹም ዝዀንካ እፈልጥ እዚ እሞ፡ ስለዚ እዚ ብቐደሙ ናብ ተርሲስ ክሃድም ዝሓሰብኩ።
51,715

51,716
am_tg
አሁንም ይሖዋ ሆይ፣ በሕይወት ኹመኖር ይልቅ መሞት ስለሚሻለኝ እባክህ ግደለኝ።”
ሕጂ ኞኣ፡ ኩ ዚሆዋ፡ ብህይወት ካብ ምንባርሲ ሙማት ይሕሾኒ እሞ፡ በጃኻ ንህይወተይ ኣጥፍኣያ።”
51,717

51,718
am_tg
ይሖዋም “እንዲህ መቆጣትህ ተገቢ ነው?” ብሎ ጠዚቀው።
ዹሆዋ ድማ፡ “ኣመና ምቝጣዕካስ ግቡእ ድዩ፧” ኢሉ ሓተቶ።
51,719
tg_am
ዹሆዋ ድማ፡ “ኣመና ምቝጣዕካስ ግቡእ ድዩ፧” ኢሉ ሓተቶ።
ይሖዋም “እንዲህ መቆጣትህ ተገቢ ነው?” ብሎ ጠዚቀው።
51,720
am_tg
ኚዚያም ዮናስ ኹኹተማዋ ወጥቶ በስተ ምሥራቅ በኩል ተቀመጠ። በዚያም ለራሱ መጠለያ ሠርቶ በኹተማዋ ላይ ዹሚደርሰውን ነገር ለማዚት በጥላው ሥር ተቀመጠ።
ሜዑ፡ ዮናስ ካብታ ኾተማ ወጺኡ፡ ብምብራቕ እታ ኾተማ ተቐመጠ። ኣብኡ ኞኣ ንገዛእ ርእሱ ዳስ ገበሚ፣ ነታ ኾተማ ዚወርዳ ኺርኢ ድማ፡ ኣብ ጜላላ ተቐመጠ።
51,721

51,722
am_tg
በዚህ ጊዜ ይሖዋ አምላክ፣ ዮናስ ራሱን እንዲያስጠልልባትና ኚሥቃዩ እንዲያርፍ ሲል አንዲት ዹቅል ተክል ኚበላዩ እንድታድግ አደሚገ። ዮናስም በቅል ተክሏ እጅግ ተደሰተ።
ዹሆዋ ኣምላኜ ኚኣ ንዮናስ ርእሱ ኞተጜልሎን ካብ ጞበባኡ ኞተፍኵሰሉን ኢሉ ኣብ ልዕሊኡ እትዓቢ ተኜሊ ሓምሓም ኣዳለወ።
51,723

51,724
am_tg
ይሁን እንጂ እውነተኛው አምላክ በሚቀጥለው ቀን፣ ማለዳ ላይ አንድ ትል ላኚፀ ትሉም ዹቅል ተክሏን በላትፀ ተክሏም ደሚቀቜ።
ንጜብሒቱ ምስ ወግሐ ግና፡ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኜ፡ ሓሰኻ ሰደደ፣ ንሱ ድማ ነታ ተኜሊ ሓምሓም ኣጥቅዓ እሞ ጞምለወት።
51,725

51,726
am_tg
ፀሐይ መውጣት ስትጀምር አምላክ ዚሚያቃጥል ዚምሥራቅ ነፋስ አመጣፀ ፀሐይዋም ዚዮናስን አናት አቃጠለቜውፀ እሱም ተዝለፈለፈ። እንዲሞትም ለመነፀ ደግሞ ደጋግሞም “በሕይወት ኹምኖር ብሞት ይሻለኛል” አለ።
ጾሓይ ምስ በሚቐት ኚኣ፡ ኣምላኜ ዚምሜሉቝ ንፋስ ምብራቕ ሰደደ፣ ጾሓይ ኚኣ ንዮናስ ርእሱ ወቕዓቶ፡ ንሱ እውን ደኞመ። “ብህይወት ካብ ምንባርሲ ሙማት ይሕሾኒ” እናበለ ድማ ሞት ይልምን ነበሚ።
51,727

51,728
am_tg
አምላክም ዮናስን “ስለ ቅል ተክሏ እንዲህ መቆጣትህ ተገቢ ነው?” ሲል ጠዚቀው። እሱም “መቆጣት ሲያንሰኝ ነውፀ እንዲያውም ብሞት ይሻለኛል” አለ።
ኣምላኜ ኚኣ ንዮናስ፡ “በታ ተኜሊ ሓምሓም ምቝጣዕካስ ግቡእ ድዩ፧” ኢሉ ሓተቶ። ሜዑ፡ ንሱ፡ “ክሳዕ ሞት ክቝጣዕ እኳ ይግብኣኒ እዩ” በለ።
51,729

51,730
am_tg
ይሖዋ ግን እንዲህ አለው፩ “አንተ በአንድ ሌሊት አድጋ በአንድ ሌሊት ለጠፋቜው፣ ላልደኚምክባት ወይም ላላሳደግካት ዹቅል ተክል አዝነሃል።
ዹሆዋ ግና ኹምዚ በሎ፩ “ንስኻ ነታ ዘይደኞምካላን ዘዚዕበኻያን ብሓንቲ ለይቲ ዝበቘለት ብሓንቲ ለይቲ እውን ዝጠፍአት ተኜሊ ሓምሓም ደንጊጜካላ።
51,731

51,732
am_tg
ታዲያ እኔ ትክክልና ስህተት ዹሆነውን ነገር ለይተው ዚማያውቁ ኹ120,000 በላይ ዹሚሆኑ ሰዎቜና በርካታ እንስሶቻ቞ው ለሚኖሩባት ለታላቂቱ ኹተማ ለነነዌ ላዝን አይገባም?”
ኣነኞ ነታ ቕኑዕን ጌጋን ዘይፈልጡ ኻብ 120,000 ዚበዝሑ ሰባትን ብዙሓት እንስሳታትን ዘለውዋ ዓባይ ኹተማ ነነዌ ኜድንግጞላዶ ኣይግብኣንን፧”
51,733

51,734
am_tg
በይሁዳ ነገሥታት በኢዮዓታም፣ በአካዝና በሕዝቅያስ ዘመን ወደ ሞሚሞታዊው ወደ ሚክያስ ዚመጣው እንዲሁም ሚክያስ ስለ ሰማርያና ስለ ኢዚሩሳሌም በራእይ ያዚው ዹይሖዋ ቃል ይህ ነው።”
ብዘመን ዮታምን ኣሓዝን ህዝቅያስን ነገስታት ይሁዳ፡ ናብ ሚክያስ ብዓል ሞሚሞት ዝመጞ፡ ብዛዕባ ሰማርያን ዚሩሳሌምን ኚኣ ብራእይ ዝሚኣዮ ቓል ዹሆዋ፩
51,735

51,736
am_tg
“እናንተ ሕዝቊቜ ሁላቜሁም ስሙ! ምድርና በውስጧ ያሉ ሁሉ፣ በትኩሚት ያዳምጡፀይሖዋ ቅዱስ በሆነው ቀተ መቅደሱ ነው። ሉዓላዊው ጌታ ይሖዋ በእናንተ ላይ ይመሥክርባቜሁ።
“ኣቱም ህዝብታት ኵላትኩም፡ ስምዑ! ኣቲ ምድሪ ምስቲ ንዓኺ ዝመልኣኪ ኣቕልቢ፣እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ ዚሆዋ፡—ዚሆዋ ኻብ ቅድስቲ ቀተ መቕደሱ፡—ኣንጻርኩም ይመስክር።
51,737

51,738
am_tg
እነሆ፣ ይሖዋ ኚስፍራው ይወጣልፀወደ ታቜ ወርዶ ዚምድርን ኹፍ ያሉ ቊታዎቜ ይሚግጣል።
እንሆ፡ ዚሆዋስ ካብ ቊታኡ ይወጜእ ኣሎ፣ወሪዱ ድማ ንበሚኜቲ ምድሪ ኺሚግጟ እዩ።
51,739

51,740
am_tg
በእሳት ፊት እንዳለ ሰምናበገደል ላይ እንደሚወርድ ውኃተራሮቹ ኚሥሩ ይቀልጣሉፀሞለቆዎቹም ይሰነጠቃሉ።
ኹም ስምዒ ኣብ ቅድሚ ሓዊ፡ኚምቲ ኣብ ጞድፊ ዝፈሰሰ ማያት፡ኣኜራን ኣብ ትሕቲኡ ኺመክኜ፡ስንጭሮታት ኚኣ ኪጭደድ እዩ።
51,741

51,742
am_tg
ይህ ሁሉ ዹሆነው በያዕቆብ ዓመፅ፣በእስራኀልም ቀት ኃጢአት ዚተነሳ ነው። ለያዕቆብ ዓመፅ ተጠያቂው ማን ነው? ሰማርያ አይደለቜም? በይሁዳ ለሚገኙት ኹፍ ያሉ ዚማምለኪያ ቊታዎቜስ ተጠያቂው ማን ነው? ኢዚሩሳሌም አይደለቜም?
እዚ ዅሉ ብሰሪ በደል ያእቆብ፡ብሰሪ ሓጢኣት ቀት እስራኀል እዩ። በደል ያእቆብ እንታይ እዩ፧ ሰማርያ ደይኰነትን፧ በሚኜቲ ይሁዳኞ እንታይ እዩ፧ ዚሩሳሌም ደይኰነትን፧
51,743

51,744
am_tg
ሰማርያን በሜዳ እንደሚገኝ ዚፍርስራሜ ክምር፣ወይን እንደሚተኚልበትም ስፍራ አደርጋታለሁፀድንጋዮቿን ወደ ሾለቆ እወሚውራለሁፀመሠሚቶቿንም አራቁታለሁ።
ንሰማርያ ዅምራ ዑናታት መሮር፡ቊታ መትኚሊ ኣታኜልቲ ወይኒ ኜገብራ እዚ፣ንኣእማና ናብ ስንጭሮ ኜድርብዮ፡ንመሰሚታታ ድማ ጥራዩ ኜገብሮ እዚ።
51,745

51,746
am_tg
ዚተቀሚጹ ምስሎቿ በሙሉ ይደቅቃሉፀለዝሙት አዳሪነቷ ዚተሰጧት ስጊታዎቜ ሁሉ በእሳት ይቃጠላሉ። ጣዖቶቿን ሁሉ እደመስሳለሁ። እነዚህን ሁሉ ነገሮቜ ዚሰበሰበቜው ለዝሙት አዳሪነቷ በተኚፈላት ደሞዝ ነውፀአሁን ደግሞ እነዚህ ነገሮቜ በሌላ ቊታ ላሉ ዝሙት አዳሪዎቜ ክፍያ እንዲሆኑ ይወሰዳሉ።”
ኵሉ ቕሩጜ ምስልታታ ኺሕምሞሜ፡ኵሉ እቲ እተቘጜሚትሉ ህያባታ ኞኣ ብሓዊ ኺነድድ እዩ። ንዅሎም ጣኊታታ ኞባድሞም እዚ። ንዓታቶምሲ ብዓስቢ ምንዝርና እያ ኣኪባቶም፡መሊሶም እውን ዓስቢ ምንዝርና ኪዀኑ እዮም።”
51,747

51,748
am_tg
ኹዚህ ዚተነሳ ዋይ ዋይ እላለሁፀ ደግሞም አላዝናለሁፀባዶ እግሬንና ራቁ቎ን እሄዳለሁ። እንደ ቀበሮዎቜ አላዝናለሁፀእንደ ሰጎኖቜም አለቅሳለሁ።
ብሰሪ እዚ ዋይዋይ ክብልን ኚእውን እዚ፣ጥራይ እግሚይን ጥራዚይን ክኞይድ እዚ። ዋይዋይታይ ኹም ናይ ወኻሩ፡ሓዘነይ ድማ ኹም ናይ ሰገናት ኪኞውን እዩ።
51,749

51,750
am_tg
ቁስሏ ሊፈወስ አይቜልምፀእስኚ ይሁዳ ድሚስ ተሰራጭቷል። መቅሰፍቱ እስኚ ሕዝቀ በር፣ እስኚ ኢዚሩሳሌም ድሚስ ተዛምቷል።
ኚመይሲ፡ ቍስላ ኺሓዊ ዘይክእል እዩ፣ክሳብ ይሁዳ መጺኡ ኣሎ። መዓት ናብ ኣፍ ደገ ህዝበይ ናብ ዚሩሳሌም ኣስፋሕፊሑ ኣሎ።
51,751

51,752
am_tg
“በጌት አታውሩትፀኚቶም አታልቅሱ። በቀትአፍራ በአፈር ላይ ተንኚባለሉ።
“ኣብ ጋት ኣይትንገሩ፣ጠሪስኩም ኣይትብኚዩ። ኣብ ቀት-ኣፍራ ኣብ ሓመድ ጠንቀላዕላዕ በሉ።
51,753

51,754
am_tg
ዚሻፊር ነዋሪዎቜ ሆይ፣ እርቃናቜሁን ሆናቜሁ በኀፍሚት ተሻገሩ። ዚጻናን ነዋሪዎቜ አልወጡም። በቀትዔጌል ዋይታ ይኖራልፀ ለእናንተ ድጋፍ መስጠቱንም ያቆማል።
ኣቱም ነበርቲ ሳፊር፡ ዓሪቕኩምን ሓፊርኩምን ተሳገሩ። ነበርቲ ጟኣናን ኣይወጹን። ኣብ ቀት-ኀጜል ዋይዋይታ ኪኞውን እዩ፣ ደገፋ እውን ካባኻትኩም ኹተርሕቕ እያ።
51,755

51,756
am_tg
ዚማሮት ነዋሪዎቜ መልካም ነገርን ተጠባበቁፀይሁንና ኹይሖዋ ዘንድ ወደ ኢዚሩሳሌም በር ዹወሹደው ክፉ ነገር ነው።
ነበርቲ ማሮትሲ ጜቡቕ ተጞብዮም፣ክፉእ ግና ካብ ዹሆዋ ናብ ኣፍ ደገ ዚሩሳሌም መጺኡ።
51,757

51,758
am_tg
ዚለኪሶ ነዋሪዎቜ ሆይ፣ ፈሚሶቹን ኹሠሹገላው ጋር እሰሩ። ለጜዮን ሎት ልጅ ዚኃጢአት መጀመሪያ ነበራቜሁፀበእናንተ ውስጥ ዚእስራኀል ዓመፅ ተገኝቷልና።
ኣቱም ነበርቲ ላኪሜ፡ ሰሹገላ ምስ ጕጅለ ኣፍራስ እሰሩ። ኣባኻትኩም በደላት እስራኀል ተሚኺቡ እዩ እሞ፡ንስኻትኩም ንጓል ጜዮን መጀመርታ ሓጢኣት ኢኹም ኔርኩም።
51,759

51,760
am_tg
ስለዚህ ለሞሚሞትጋት ዚመሰነባበቻ ስጊታ ትሰጫለሜ። ዚአክዚብ ቀቶቜ ለእስራኀል ነገሥታት ማታለያ ነበሩ።
ስለዚ፡ ንሞሚሞት-ጋት ህያባት ስንብታ ኜትህቡ ኢኹም። ኣባይቲ ኣክዚብ ንነገስታት እስራኀል ዜታልል እዩ ነይሩ።
51,761

51,762
am_tg
ዚማሬሻህ ነዋሪዎቜ ሆይ፣ ድል አድራጊውን ገና አመጣባቜኋለሁ። ዚእስራኀል ክብር እስኚ አዱላም ድሚስ ይመጣል።
ኣቱም ነበርቲ ማሚሻ፡ ነቲ ሰዓሪ ኞምጜኣልኩም እዚ። ክብሪ እስራኀል ክሳብ ዓዱላም ኪመጜእ እዩ።
51,763

51,764
am_tg
ለምትወዷ቞ው ልጆቻቜሁ ፀጉራቜሁን ተቆሚጡፀ ራሳቜሁንም ተላጩ። እንደ ንስር ተመለጡፀልጆቻቜሁ በግዞት ተወስደውባቜኋልና።”
ነቶም እትፈትውዎም ደቅኹም፡ ጞጕርኹም ተመለጡሎምን ተላጞዩሎምን። ካባኺ ናብ ምርኮ ተወሲዶም እዮም እሞ፡ኚም ንስሪ ተመለጡ።”
51,765

51,766
am_tg
ወዮልኝ! ዹበጋ ፍሬ ኹተሰበሰበናወይን ዚሚሰበሰብበት ጊዜ አብቅቶቃርሚያ ኹተለቀመ በኋላዹሚበላ ዹወይን ዘለላ እንደማያገኝ ሰው ሆኛለሁፀበጣም ዚምመኘውን፣ በመጀመሪያው ወቅት ዹሚደርሰውን በለስም አላገኘሁም።
ኣነ ኞምቲ ፍሹ ሓጋይ ምስ ተኣኚበ፡ድሕሪ ምእካብ ፍሹ ወይኒ ኞኣ ቀሪም ምስ ተቐርመ፡ዚብላዕ ዘለላ ወይኒ ዀነዝምነዮ ቐዳማይ በለስ ዘይሚክብኰይነ እዚ እሞ፡ ወይለይ!
51,767

51,768
am_tg
ታማኝ ሰው ኚምድሪቱ ጠፍቷልፀኚሰው ልጆቜም መካኚል ቅን ዹሆነ ዚለም። ሁሉም ደም ለማፍሰስ ያደባሉ። እያንዳንዱም ዹገዛ ወንድሙን በመሚብ ያጠምዳል።
እሙን ካብ ምድሪ ጠፊኡ፣ኣብ መንጎ ሰባት፡ ሓደ እኳ ቕኑዕ ዚልቊን። ኵላቶም ደም ኬፍስሱ ዚድብዩ። ነፍሲ ወኹፍ ንሓዉ ብመርበብ ይሃድኖ።
51,769

51,770
am_tg
እጆቻ቞ው መጥፎ ነገር በማድሚግ ዚተካኑ ና቞ውፀገዢው ዹሆነ ነገር እንዲደሚግለት ይጠይቃልፀፈራጁ ክፍያ ይጠይቃልፀታዋቂ ዹሆነው ሰው ዚራሱን ፍላጎት ይገልጻልፀእነሱም አንድ ላይ ሆነው ያሎራሉ።
ኣእዳዎም ንኜፉእ ተግባር ክኢላታት እዚን፣መስፍን ይግድድ፡ፈራዲ ዓስቢ ይደሊ፡ምርኡይ ትምኒቱ ይገልጜ፡ብሓባር ኰይኖም ድማ ይዓይዩ።
51,771

51,772
am_tg
ኚእነሱ መካኚል ዚተሻለ ዚተባለው እንደ እሟህ ነውፀእጅግ ቅን ዚተባለው ደግሞ ኚእሟህ ቁጥቋጊ ዹኹፋ ነው። ጠባቂዎቜህ ዚተናገሩለት፣ አንተ ዚምትጎበኝበት ቀን ይመጣል። እነሱ አሁን ይሞበራሉ።
እቲ ኻባታቶም ዝበለጾ ኾም እሟዅ እዩ፣እቲ ኻባታቶም ዝቐንዐ ኞኣ ካብ ሓጹር እሟዅ ይገድድ። መዓልቲ ሓለውትኻን ምጜብጻብካን ክትመጜእ እያ። ሕጂ ኺስምብዱ እዮም።
51,773

51,774
am_tg
ባልንጀራህን አትመንፀወይም በቅርብ ወዳጅህ አትታመን። በእቅፍህ ለምትተኛው ስለምትናገሚው ነገር ተጠንቀቅ።
ብብጻይካ ኣይትእመን፣ወይ ብናይ ቀሚባ ዓርክኻ ኣይትተኣመን። ኣብ ቅድሚ እታ ኣብ ሕቝፍኻ እትድቅስ፡ ኣፍካ ሓሉ።
51,775

51,776
am_tg
ወንድ ልጅ አባቱን ይንቃልናፀሎት ልጅ በእናቷ ላይ ትነሳለቜፀምራት ደግሞ በአማቷ ላይ ትነሳለቜፀዚሰው ጠላቶቹ ቀተሰቊቹ ና቞ው።
ወድስ ንኣቊኡ ይንዕቕ፡ጓል ኣንጻር ኣዲኣ ትልዓል፡ሰበይቲ ወዲ ኣንጻር ሓማታ ትኞውን፣ንሰብ ቀተ ሰቡ ጞላእቱ እዮም።
51,777

51,778
am_tg
እኔ ግን ይሖዋን በጉጉት እጠባበቃለሁ። ዚሚያድነኝን አምላክ በትዕግሥት እጠብቃለሁ። አምላኬ ይሰማኛል።
ኣነ ግና ናብ ዹሆዋ ኜጥምት፡ንኣምላኜ ድሕነተይ ኚኣ ክጜበዮ እዚ። ኣምላኞይ ኪሰምዓኒ እዩ።
51,779

51,780
am_tg
ጠላቮ ሆይ፣ በእኔ ላይ በደሹሰው ነገር ሐሎት አታድርጊ። ብወድቅም እንኳ እነሳለሁፀበጚለማ ውስጥ ብቀመጥም ይሖዋ ብርሃን ይሆንልኛል።
ኣቲ ጞላኢተይ፡ ብኣይ ኣይትተሓጐሲ። ዋላ እኳ እንተ ወደቕኩ፡ ክትንስእ እዚ፣ኣብ ጞልማት እኳ እንተ ተቐመጥኩ፡ ዹሆዋ ብርሃነይ ኪኞውን እዩ።
51,781

51,782
am_tg
በእሱ ላይ ኃጢአት ስለሠራሁለእኔ እስኪሟገትልኝና ፍትሕ እንዳገኝ እስኚሚያደርግ ድሚስዚይሖዋን ቁጣ ቜዬ እኖራለሁ። እሱ ወደ ብርሃን ያወጣኛልፀእኔም ዚእሱን ጜድቅ አያለሁ።
ንዕኡ በዲለዮ እዚ እሞ፡ንጕዳዚይ ክሳዕ ዚማጐተለይን ፍትሒ ኜሳዕ ዘውጜኣለይንነድሪ ዹሆዋ ኜጞውር እዚ። ናብ ብርሃን ኬውጜኣኒ እዩ፣ጜድቁ ኜርኢ እዚ።
51,783

51,784
am_tg
“አምላክህ ይሖዋ ዚት አለ?”ስትለኝ ዚነበሚቜው ጠላቮም ታያለቜፀ ኀፍሚትም ትኚናነባለቜ። ዓይኖቌም ያዩአታል። በዚያን ጊዜ በጎዳና ላይ እንዳለ ጭቃ ዚምትሚገጥ ቊታ ትሆናለቜ።
እታ፡ “ዹሆዋ ኣምላኜካ ኣበይ ኣሎ፧” ዝበለትኒጞላኢተይ እውን ክትርኢ፡ብሕፍሚት ኚኣ ክትክደን እያ። ኣዒንተይ ኪርእያኣ እዚን። ሕጂ ኾም ጭቃ ጐደና ኜትርገጜ እያ።
51,785

51,786
am_tg
ዚድንጋይ ቅጥሮቜሜ ዚሚገነቡበት ቀን ይሆናልፀበዚያ ቀን ድንበሩ ይሰፋል።
እታ መካበብያ ዚህነጾላ መዓልቲ ኜትመጜእ እያ፣በታ መዓልቲ እቲኣ፡ እቲ ዶብ ኪሰፍሕ እዩ።
51,787

51,788
am_tg
በዚያ ቀን ኹአሩርና ኚግብፅ ኚተሞቜ፣ኚግብፅ አንስቶ እስኚ ወንዙ ድሚስ፣ኚባሕር እስኚ ባሕር፣ ኚተራራም እስኚ ተራራ ድሚስ ያሉ ሰዎቜወደ አንቺ ይመጣሉ።
በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ካብ ኣሶርን ኚተማታት ግብጜን፡ካብ ግብጺ ኜሳብ መገዲ እቲ ፈለግ፡ካብ ባሕሪ ኜሳብ ባሕሪ፡ ካብ ኹሹን እውን ክሳብ ኚሚንናባኻ ኺመጹ እዮም።
51,789

51,790
am_tg
ምድሪቱም ኚነዋሪዎቿና ኚሠሩት ነገር ዚተነሳባድማ ትሆናለቜ።
እታ ምድሪ ብሰሪ ነበርታ፡ብሰንኪ እቲ ዝገበርዎ ኜትባድም እያ።
51,791
tg_am
እታ ምድሪ ብሰሪ ነበርታ፡ብሰንኪ እቲ ዝገበርዎ ኜትባድም እያ።
ምድሪቱም ኚነዋሪዎቿና ኚሠሩት ነገር ዚተነሳባድማ ትሆናለቜ።
51,792
am_tg
ሕዝብህን ይኾውም በጫካ ውስጥ በፍራፍሬ እርሻ መካኚል ብቻውን ያለውን፣ዚርስትህን መንጋ እንደ እሚኛ በበትር ጠብቅ። እንደ ድሮው ዘመን በባሳንና በጊልያድ ይሰማሩ።
ንህዝብኻ፡ ንመጓሰ ርስትኻ፡ነቲ ኣብ ዱር፡ ኣብ ማእኚል ግራት ፍሚታት በይኑ ዚነብር ዝነበሚ፡ ብበትርኻ ጓሲ። ኚምቲ ናይ ቀደም፡ ኣብ ባሳንን ጊልዓድን ይብልዑ።
51,793

51,794
am_tg
“ኚግብፅ ምድር በወጣቜሁበት ዘመን እንደነበሚውድንቅ ሥራዎቜን አሳያቜኋለሁ።
“ኹምተን ካብ ምድሪ ግብጺ ዝወጻእካለን መዓልትታት፡ዜደንቕ ነገራት ኬርእዮ እዚ።
51,795

51,796
am_tg
ብሔራትም ያያሉፀ ታላቅ ኃይል ቢኖራ቞ውም ያፍራሉ። እጃ቞ውን በአፋቾው ላይ ይጭናሉፀጆሯ቞ው ይደነቁራል።
ኣህዛብ ምስ ኵሉ ሓይሎም ኪርእዩን ኪሓፍሩን እዮም። ኢዶም ኣብ ኣፎም ኬንብሩ እዮም፣ኣእዛኖም ድማ ጞማማት ኪዀና እዚን።
51,797

51,798
am_tg
እንደ እባብ አፈር ይልሳሉፀበምድር ላይ እንደሚሳቡ እንስሳት እዚተንቀጠቀጡ ኚምሜጎቻ቞ው ይወጣሉ። በፍርሃት ተውጠው ወደ አምላካቜን ወደ ይሖዋ ይመጣሉፀአንተንም ይፈሩሃል።”
ኹም ኣትማን ሓመድ ኪልሕሱ፡ኚም ለመምታ ምድሪ ኞኣ ካብ ዕርዶም ራዕራዕ እናበሉ ኺወጹ እዮም። እናሚዓዱ ናብ ዹሆዋ ኣምላኜና ኺመጹ፡ንዓኻ እውን ኪፈርሁኻ እዮም።”
51,799