Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
51,500 | am_tg | በዓሎቻችሁን እጠላለሁ፤ ደግሞም እንቃለሁ፤የተቀደሱ ጉባኤዎቻችሁ መዓዛም ደስ አያሰኘኝም። | ንበዓላትኩም እጸልኦን እንዕቆን እየ፣ብጨና ፍሉይ ኣኼባታትኩም እውን ባህ ኣይብለንን እዩ። |
51,501 | tg_am | ንበዓላትኩም እጸልኦን እንዕቆን እየ፣ብጨና ፍሉይ ኣኼባታትኩም እውን ባህ ኣይብለንን እዩ። | በዓሎቻችሁን እጠላለሁ፤ ደግሞም እንቃለሁ፤የተቀደሱ ጉባኤዎቻችሁ መዓዛም ደስ አያሰኘኝም። |
51,502 | am_tg | ሙሉ በሙሉ የሚቃጠሉ መባዎችና የስጦታ መባዎች ብታቀርቡልኝ እንኳእነዚህ መባዎች አያስደስቱኝም፤ለኅብረት መሥዋዕት የምታቀርቡልኝን የሰቡ እንስሳትም በሞገስ ዓይን አልመለከትም። | ብምሉኡ ዚሓርር መስዋእትን መባእን እኳ እንተ ኣቕረብኩምለይ፡ብእኡ ባህ ኣይብለንን እዩ፣ነቲ ናይ ስቡሓት እንስሳታት መስዋእቲ ሕብረትኩም እውን ብሞገስ ኣይጥምቶን እየ። |
51,503 | tg_am | ብምሉኡ ዚሓርር መስዋእትን መባእን እኳ እንተ ኣቕረብኩምለይ፡ብእኡ ባህ ኣይብለንን እዩ፣ነቲ ናይ ስቡሓት እንስሳታት መስዋእቲ ሕብረትኩም እውን ብሞገስ ኣይጥምቶን እየ። | ሙሉ በሙሉ የሚቃጠሉ መባዎችና የስጦታ መባዎች ብታቀርቡልኝ እንኳእነዚህ መባዎች አያስደስቱኝም፤ለኅብረት መሥዋዕት የምታቀርቡልኝን የሰቡ እንስሳትም በሞገስ ዓይን አልመለከትም። |
51,504 | am_tg | የተደበላለቁ መዝሙሮችህን ከእኔ አርቅ፤በባለ አውታር መሣሪያዎች የምትጫወተውንም ዜማ መስማት አልፈልግም። | ጫውጫውታ መዝሙራትካ ኣርሕቐለይ፣ደሃይ በገናታትካ ኸኣ ኣይተስምዓኒ። |
51,505 | tg_am | ጫውጫውታ መዝሙራትካ ኣርሕቐለይ፣ደሃይ በገናታትካ ኸኣ ኣይተስምዓኒ። | የተደበላለቁ መዝሙሮችህን ከእኔ አርቅ፤በባለ አውታር መሣሪያዎች የምትጫወተውንም ዜማ መስማት አልፈልግም። |
51,506 | am_tg | ፍትሕ እንደ ውኃ፣ጽድቅም ያለማቋረጥ እንደሚወርድ ጅረት ይፍሰስ። | ፍትሒ ኸም ማያት፡ጽድቂ ድማ ከም ዘይነጽፍ ወሓዚ ይውሓዝ። |
51,507 | tg_am | ፍትሒ ኸም ማያት፡ጽድቂ ድማ ከም ዘይነጽፍ ወሓዚ ይውሓዝ። | ፍትሕ እንደ ውኃ፣ጽድቅም ያለማቋረጥ እንደሚወርድ ጅረት ይፍሰስ። |
51,508 | am_tg | የእስራኤል ቤት ሆይ፣ ለ40 ዓመት በምድረ በዳ በቆያችሁበት ጊዜመሥዋዕትና የስጦታ መባ አቅርባችሁልኝ ነበር? | ኣቱም ቤት እስራኤል፡ 40 ዓመት ኣብ በረኻስ፡መስዋእትን መባእን ኣቕሪብኩምለይ ዲኹም፧ |
51,509 | tg_am | ኣቱም ቤት እስራኤል፡ 40 ዓመት ኣብ በረኻስ፡መስዋእትን መባእን ኣቕሪብኩምለይ ዲኹም፧ | የእስራኤል ቤት ሆይ፣ ለ40 ዓመት በምድረ በዳ በቆያችሁበት ጊዜመሥዋዕትና የስጦታ መባ አቅርባችሁልኝ ነበር? |
51,510 | am_tg | አሁንም ለራሳችሁ የሠራችኋቸውን፣ ንጉሣችሁ የሆነውን የሳኩትን እንዲሁም የኪዋንን ምስሎች፣ይኸውም የአምላካችሁን ኮከብ ተሸክማችሁ ትሄዳላችሁ። | ሕጂ ነቲ ንጉስኩም ሳኩትን ንኬዋንን፡ንምስልታትኩም፡ ነቲ ንዓኻትኩም ዝገበርኩምዎ ኰዀብ ኣምላኽኩም ተሰኪምኩም ክትከዱ ኢኹም፣ |
51,511 | tg_am | ሕጂ ነቲ ንጉስኩም ሳኩትን ንኬዋንን፡ንምስልታትኩም፡ ነቲ ንዓኻትኩም ዝገበርኩምዎ ኰዀብ ኣምላኽኩም ተሰኪምኩም ክትከዱ ኢኹም፣ | አሁንም ለራሳችሁ የሠራችኋቸውን፣ ንጉሣችሁ የሆነውን የሳኩትን እንዲሁም የኪዋንን ምስሎች፣ይኸውም የአምላካችሁን ኮከብ ተሸክማችሁ ትሄዳላችሁ። |
51,512 | am_tg | እኔም ከደማስቆ ወዲያ ርቃችሁ በግዞት እንድትወሰዱ አደርጋለሁ’ ይላል ስሙ ይሖዋ የሆነው የሠራዊት አምላክ።” | ኣነ ድማ ናብ ምርኮ ኽንየው ደማስቆ ኽሰድደኩም እየ’ ይብል እቲ የሆዋ ኣምላኽ ሰራዊት ዝስሙ።” |
51,513 | tg_am | ኣነ ድማ ናብ ምርኮ ኽንየው ደማስቆ ኽሰድደኩም እየ’ ይብል እቲ የሆዋ ኣምላኽ ሰራዊት ዝስሙ።” | እኔም ከደማስቆ ወዲያ ርቃችሁ በግዞት እንድትወሰዱ አደርጋለሁ’ ይላል ስሙ ይሖዋ የሆነው የሠራዊት አምላክ።” |
51,514 | am_tg | “እናንተ በሰማርያ ተራራ ላይ ያላችሁ፣ችግረኛ በሆኑ ሰዎች ላይ ግፍ የምትፈጽሙና ድሆችን የምትጨቁኑ ሴቶች፣ባሎቻችሁንም ‘የምንጠጣው ነገር አምጡልን!’የምትሉ የባሳን ላሞች ሆይ፣ ይህን ቃል ስሙ። | “ኣትን ኣብ ከረን ሰማርያ ዘለኽን ኣሓ ባሳን፡ኣትን ንትሑታት እትዕምጻን ንድኻታት እትጭፍልቓን፡ንሰብኡተን ከኣ፡ ‘ዚስተ ኣምጽኡልና’ እትብላ፡እዚ ቓል እዚ ስምዓ። |
51,515 | tg_am | “ኣትን ኣብ ከረን ሰማርያ ዘለኽን ኣሓ ባሳን፡ኣትን ንትሑታት እትዕምጻን ንድኻታት እትጭፍልቓን፡ንሰብኡተን ከኣ፡ ‘ዚስተ ኣምጽኡልና’ እትብላ፡እዚ ቓል እዚ ስምዓ። | “እናንተ በሰማርያ ተራራ ላይ ያላችሁ፣ችግረኛ በሆኑ ሰዎች ላይ ግፍ የምትፈጽሙና ድሆችን የምትጨቁኑ ሴቶች፣ባሎቻችሁንም ‘የምንጠጣው ነገር አምጡልን!’የምትሉ የባሳን ላሞች ሆይ፣ ይህን ቃል ስሙ። |
51,516 | am_tg | ሉዓላዊው ጌታ ይሖዋ በቅድስናው ምሏል፤‘“እነሆ፣ እናንተን በሜንጦ፣ከእናንተ የቀሩትንም በመንጠቆ የሚያነሳበት ቀን እየመጣባችሁ ነው። | እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ብቕድስናኡ ምሒሉ ኣሎ፦ ‘“እንሆ፡ ንሱ ብዓንቃሪቦ ሓራድ ስጋ፡ካባኻትክን ዝተረፋ ድማ ብመቝለብ ዓሳ ዜልዕለለን መዓልትታት ኣባኻትክን ይመጻ ኣለዋ። |
51,517 | tg_am | እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ብቕድስናኡ ምሒሉ ኣሎ፦ ‘“እንሆ፡ ንሱ ብዓንቃሪቦ ሓራድ ስጋ፡ካባኻትክን ዝተረፋ ድማ ብመቝለብ ዓሳ ዜልዕለለን መዓልትታት ኣባኻትክን ይመጻ ኣለዋ። | ሉዓላዊው ጌታ ይሖዋ በቅድስናው ምሏል፤‘“እነሆ፣ እናንተን በሜንጦ፣ከእናንተ የቀሩትንም በመንጠቆ የሚያነሳበት ቀን እየመጣባችሁ ነው። |
51,518 | am_tg | እያንዳንዳችሁ ከፊታችሁ በምታገኟቸው፣ በቅጥሩ ላይ ባሉት ክፍተቶች በኩል ትወጣላችሁ፤ወደ ሃርሞንም ትጣላላችሁ” ይላል ይሖዋ።’ | ነፍሲ ወከፍክን ትኽ ኢልክን በቲ ኣብ መካበብያ ዚህሉ ፍሩሳት ክትወጻ ኢኽን፣ናብ ሃርሞን ከኣ ክትድርበያ ኢኽን” ይብል የሆዋ።’ |
51,519 | tg_am | ነፍሲ ወከፍክን ትኽ ኢልክን በቲ ኣብ መካበብያ ዚህሉ ፍሩሳት ክትወጻ ኢኽን፣ናብ ሃርሞን ከኣ ክትድርበያ ኢኽን” ይብል የሆዋ።’ | እያንዳንዳችሁ ከፊታችሁ በምታገኟቸው፣ በቅጥሩ ላይ ባሉት ክፍተቶች በኩል ትወጣላችሁ፤ወደ ሃርሞንም ትጣላላችሁ” ይላል ይሖዋ።’ |
51,520 | am_tg | ‘ወደ ቤቴል ኑና ኃጢአት ሥሩ፤ወደ ጊልጋልም ሄዳችሁ ብዙ ኃጢአት ፈጽሙ! በማለዳ መሥዋዕቶቻችሁን፣በሦስተኛውም ቀን አሥራቶቻችሁን አቅርቡ። | ‘ናብ ቤት-ኤል ንዑ እሞ ኣብሱ፣ኣብ ጊልጋል እውን ብዝያዳ ኣብሱ! ንግሆ መስዋእትኹም፡ብሳልሰይቲ መዓልቲ ድማ ዕሽርኩም ኣምጽኡ። |
51,521 | tg_am | ‘ናብ ቤት-ኤል ንዑ እሞ ኣብሱ፣ኣብ ጊልጋል እውን ብዝያዳ ኣብሱ! ንግሆ መስዋእትኹም፡ብሳልሰይቲ መዓልቲ ድማ ዕሽርኩም ኣምጽኡ። | ‘ወደ ቤቴል ኑና ኃጢአት ሥሩ፤ወደ ጊልጋልም ሄዳችሁ ብዙ ኃጢአት ፈጽሙ! በማለዳ መሥዋዕቶቻችሁን፣በሦስተኛውም ቀን አሥራቶቻችሁን አቅርቡ። |
51,522 | am_tg | እርሾ ያለበትን ዳቦ የሚቃጠል የምስጋና መሥዋዕት አድርጋችሁ አቅርቡ፤በፈቃዳችሁ የምታቀርቡትንም መባ በአዋጅ አስነግሩ! የእስራኤል ሕዝብ ሆይ፣ ማድረግ የምትወዱት ይህን ነውና’ ይላል ሉዓላዊው ጌታ ይሖዋ። | ካብ ዝበዅዐ እንጌራ መስዋእቲ ምስጋና ኣሕርሩ፣መስዋእቲ ፍታውኩም ዓው ኢልኩም ኣውጁ! ኣቱም ህዝቢ እስራኤል፡ ንስኻትኩምሲ ኸምዚ ምግባር ኢኹም እትፈትዉ’ ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ። |
51,523 | tg_am | ካብ ዝበዅዐ እንጌራ መስዋእቲ ምስጋና ኣሕርሩ፣መስዋእቲ ፍታውኩም ዓው ኢልኩም ኣውጁ! ኣቱም ህዝቢ እስራኤል፡ ንስኻትኩምሲ ኸምዚ ምግባር ኢኹም እትፈትዉ’ ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ። | እርሾ ያለበትን ዳቦ የሚቃጠል የምስጋና መሥዋዕት አድርጋችሁ አቅርቡ፤በፈቃዳችሁ የምታቀርቡትንም መባ በአዋጅ አስነግሩ! የእስራኤል ሕዝብ ሆይ፣ ማድረግ የምትወዱት ይህን ነውና’ ይላል ሉዓላዊው ጌታ ይሖዋ። |
51,524 | am_tg | ‘እኔም በከተሞቻችሁ ሁሉ አፋችሁን ባዶ አደረግኩት፤በቤታችሁም ሁሉ የምትበሉት ነገር አሳጣኋችሁ፤እናንተ ግን ወደ እኔ አልተመለሳችሁም’ ይላል ይሖዋ። | ‘ኣነ ኸኣ ኣብ ኵለን ከተማታትኩም ንኣስናንኩም ካብ ምግቢ ኣጽርየዮ፣ኣብ ኵለን ኣባይቲ እውን እንጌራ ኸም ዚስኣን ገይረ፣ንስኻትኩም ግና ናባይ ኣይተመለስኩምን’ ይብል የሆዋ። |
51,525 | tg_am | ‘ኣነ ኸኣ ኣብ ኵለን ከተማታትኩም ንኣስናንኩም ካብ ምግቢ ኣጽርየዮ፣ኣብ ኵለን ኣባይቲ እውን እንጌራ ኸም ዚስኣን ገይረ፣ንስኻትኩም ግና ናባይ ኣይተመለስኩምን’ ይብል የሆዋ። | ‘እኔም በከተሞቻችሁ ሁሉ አፋችሁን ባዶ አደረግኩት፤በቤታችሁም ሁሉ የምትበሉት ነገር አሳጣኋችሁ፤እናንተ ግን ወደ እኔ አልተመለሳችሁም’ ይላል ይሖዋ። |
51,526 | am_tg | ‘በተጨማሪም መከር ከመድረሱ ከሦስት ወር በፊት ዝናብ ከለከልኳችሁ፤በአንዱ ከተማ ዝናብ እንዲዘንብ ሳደርግ በሌላው ከተማ ግን እንዳይዘንብ አደረግኩ። አንዱ እርሻ ዝናብ ያገኛል፤ዝናብ ያላገኘው ሌላው እርሻ ግን ይደርቃል። | ‘ኣነ ድማ ንቐውዒ ሰለስተ ወርሒ ተሪፍዎ ኸሎ፡ ዝናም ከሊአኩም፣ኣብ ሓንቲ ኸተማ ኣዝኒመስ፡ ኣብታ ሓንቲ ኸተማ ኣየዝነምኩን። ኣብ ሓንቲ ግራት ዘኒሙስ፡እታ ዘይዘነማ ሓንቲ ግራት ግና ነቒጻ። |
51,527 | tg_am | ‘ኣነ ድማ ንቐውዒ ሰለስተ ወርሒ ተሪፍዎ ኸሎ፡ ዝናም ከሊአኩም፣ኣብ ሓንቲ ኸተማ ኣዝኒመስ፡ ኣብታ ሓንቲ ኸተማ ኣየዝነምኩን። ኣብ ሓንቲ ግራት ዘኒሙስ፡እታ ዘይዘነማ ሓንቲ ግራት ግና ነቒጻ። | ‘በተጨማሪም መከር ከመድረሱ ከሦስት ወር በፊት ዝናብ ከለከልኳችሁ፤በአንዱ ከተማ ዝናብ እንዲዘንብ ሳደርግ በሌላው ከተማ ግን እንዳይዘንብ አደረግኩ። አንዱ እርሻ ዝናብ ያገኛል፤ዝናብ ያላገኘው ሌላው እርሻ ግን ይደርቃል። |
51,528 | am_tg | በሁለት ወይም በሦስት ከተሞች የሚኖሩ ሰዎች ውኃ ለመጠጣት ወደ አንዲት ከተማ እያዘገሙ ሄዱ፤ይሁንና ጥማቸውን ማርካት አልቻሉም፤እናንተ ግን ወደ እኔ አልተመለሳችሁም’ ይላል ይሖዋ። | ህዝቢ ኽልተ ወይ ሰለስተ ኸተማ ማይ ኪሰትዩ ሰንከልከል እናበሉ ናብ ሓንቲ ኸተማ ኸይዶም፣ግናኸ፡ ኣይረወዩን፣ንስኻትኩም ግና ናባይ ኣይተመለስኩምን’ ይብል የሆዋ። |
51,529 | tg_am | ህዝቢ ኽልተ ወይ ሰለስተ ኸተማ ማይ ኪሰትዩ ሰንከልከል እናበሉ ናብ ሓንቲ ኸተማ ኸይዶም፣ግናኸ፡ ኣይረወዩን፣ንስኻትኩም ግና ናባይ ኣይተመለስኩምን’ ይብል የሆዋ። | በሁለት ወይም በሦስት ከተሞች የሚኖሩ ሰዎች ውኃ ለመጠጣት ወደ አንዲት ከተማ እያዘገሙ ሄዱ፤ይሁንና ጥማቸውን ማርካት አልቻሉም፤እናንተ ግን ወደ እኔ አልተመለሳችሁም’ ይላል ይሖዋ። |
51,530 | am_tg | ‘በሚያቃጥል ሙቀትና በዋግ መታኋችሁ። የአትክልት ስፍራዎቻችሁንና የወይን እርሻዎቻችሁን አበዛችሁ፤ይሁንና የበለስ ዛፎቻችሁንና የወይራ ዛፎቻችሁን አንበጣ ይበላቸዋል፤ያም ሆኖ ወደ እኔ አልተመለሳችሁም’ ይላል ይሖዋ። | ‘ብሃጕን ብዋግን ወቒዐኩም። ስፍራ ኣታኽልትኹምን ኣታኽልቲ ወይንኹምን ኣብዚሕኩም፣ግናኸ፡ ንኣእዋም በለስኩምን ንኣእዋም ኣውልዕኩምን ኣንበጣ በሊዕዎ፣ንስኻትኩም ግና ናባይ ኣይተመለስኩምን’ ይብል የሆዋ። |
51,531 | tg_am | ‘ብሃጕን ብዋግን ወቒዐኩም። ስፍራ ኣታኽልትኹምን ኣታኽልቲ ወይንኹምን ኣብዚሕኩም፣ግናኸ፡ ንኣእዋም በለስኩምን ንኣእዋም ኣውልዕኩምን ኣንበጣ በሊዕዎ፣ንስኻትኩም ግና ናባይ ኣይተመለስኩምን’ ይብል የሆዋ። | ‘በሚያቃጥል ሙቀትና በዋግ መታኋችሁ። የአትክልት ስፍራዎቻችሁንና የወይን እርሻዎቻችሁን አበዛችሁ፤ይሁንና የበለስ ዛፎቻችሁንና የወይራ ዛፎቻችሁን አንበጣ ይበላቸዋል፤ያም ሆኖ ወደ እኔ አልተመለሳችሁም’ ይላል ይሖዋ። |
51,532 | am_tg | ‘በግብፅ ላይ የደረሰውን ዓይነት ቸነፈር ሰደድኩባችሁ። ወጣቶቻችሁን በሰይፍ ገደልኩ፤ ፈረሶቻችሁንም ማረክሁ። የሰፈሮቻችሁ ግማት ወደ አፍንጫችሁ እንዲገባ አደረግኩ፤እናንተ ግን ወደ እኔ አልተመለሳችሁም’ ይላል ይሖዋ። | ‘ከምቲ ናይ ግብጺ ዝዀነ ለበዳ ሰዲደልኩም። ንኣጕባዝኩም ብሰይፊ ቐቲለዮም፡ ንኣፍራስኩም እውን ማሪኸዮም። ነቲ ሕማቕ ጨና ሰፈርኩም ናብ ኣፍንጫኹም ኣደይበዮ፣ንስኻትኩም ግና ናባይ ኣይተመለስኩምን’ ይብል የሆዋ። |
51,533 | tg_am | ‘ከምቲ ናይ ግብጺ ዝዀነ ለበዳ ሰዲደልኩም። ንኣጕባዝኩም ብሰይፊ ቐቲለዮም፡ ንኣፍራስኩም እውን ማሪኸዮም። ነቲ ሕማቕ ጨና ሰፈርኩም ናብ ኣፍንጫኹም ኣደይበዮ፣ንስኻትኩም ግና ናባይ ኣይተመለስኩምን’ ይብል የሆዋ። | ‘በግብፅ ላይ የደረሰውን ዓይነት ቸነፈር ሰደድኩባችሁ። ወጣቶቻችሁን በሰይፍ ገደልኩ፤ ፈረሶቻችሁንም ማረክሁ። የሰፈሮቻችሁ ግማት ወደ አፍንጫችሁ እንዲገባ አደረግኩ፤እናንተ ግን ወደ እኔ አልተመለሳችሁም’ ይላል ይሖዋ። |
51,534 | am_tg | ‘ሰዶምንና ገሞራን እንደገለበጥኳቸው ሁሉምድራችሁን ገለበጥኩ። እናንተም ከእሳት እንደተነጠቀ ጉማጅ ነበራችሁ፤ያም ሆኖ ወደ እኔ አልተመለሳችሁም’ ይላል ይሖዋ። | ‘ከምቲ ኣምላኽ ንሶዶምን ንጎሞራን ዝገልበጠን፡ኣብ መንጎኹም እውን ገልቢጠ። ንስኻትኩም ከኣ ካብ ሓዊ ኸም እተመንዝዐ እያድ ኔርኩም፣ንስኻትኩም ግና ናባይ ኣይተመለስኩምን’ ይብል የሆዋ። |
51,535 | tg_am | ‘ከምቲ ኣምላኽ ንሶዶምን ንጎሞራን ዝገልበጠን፡ኣብ መንጎኹም እውን ገልቢጠ። ንስኻትኩም ከኣ ካብ ሓዊ ኸም እተመንዝዐ እያድ ኔርኩም፣ንስኻትኩም ግና ናባይ ኣይተመለስኩምን’ ይብል የሆዋ። | ‘ሰዶምንና ገሞራን እንደገለበጥኳቸው ሁሉምድራችሁን ገለበጥኩ። እናንተም ከእሳት እንደተነጠቀ ጉማጅ ነበራችሁ፤ያም ሆኖ ወደ እኔ አልተመለሳችሁም’ ይላል ይሖዋ። |
51,536 | am_tg | ስለዚህ እስራኤል ሆይ፣ እንዲሁ አደርግብሃለሁ። እስራኤል ሆይ፣ ይህን ነገር ስለማደርግብህአምላክህን ለመገናኘት ተዘጋጅ። | ስለዚ፡ ኣታ እስራኤል፡ ከምኡ ኽገብረካ እየ። ኣታ እስራኤል፡ እዚ ስለ ዝገበርካ፡ንኣምላኽካ ኽትረኽቦ ተዳሎ። |
51,537 | tg_am | ስለዚ፡ ኣታ እስራኤል፡ ከምኡ ኽገብረካ እየ። ኣታ እስራኤል፡ እዚ ስለ ዝገበርካ፡ንኣምላኽካ ኽትረኽቦ ተዳሎ። | ስለዚህ እስራኤል ሆይ፣ እንዲሁ አደርግብሃለሁ። እስራኤል ሆይ፣ ይህን ነገር ስለማደርግብህአምላክህን ለመገናኘት ተዘጋጅ። |
51,538 | am_tg | እነሆ፣ ተራሮችን የሠራው፣ ነፋስን የፈጠረው እሱ ነው፤ሐሳቡ ምን እንደሆነ ለሰው ይነግረዋል፤የንጋት ብርሃንን ያጨልማል፤በምድር ላይ ያሉ ከፍ ያሉ ስፍራዎችን ይረግጣል፤ስሙ የሠራዊት አምላክ ይሖዋ ነው።” | እንሆ፡ ንሱስ ኣኽራን ዝገበረን ንፋስ ዝፈጠረን እዩ፣ንሰብ ድማ ሓሳባቱ እንታይ ምዃኑ ይነግሮ፣ንወጋሕታ ኸኣ ናብ ጸልማት ይልውጦ፣ኣብ በረኽቲ ምድሪ እውን ይረግጽ፣ስሙ የሆዋ ኣምላኽ ሰራዊት እዩ።” |
51,539 | tg_am | እንሆ፡ ንሱስ ኣኽራን ዝገበረን ንፋስ ዝፈጠረን እዩ፣ንሰብ ድማ ሓሳባቱ እንታይ ምዃኑ ይነግሮ፣ንወጋሕታ ኸኣ ናብ ጸልማት ይልውጦ፣ኣብ በረኽቲ ምድሪ እውን ይረግጽ፣ስሙ የሆዋ ኣምላኽ ሰራዊት እዩ።” | እነሆ፣ ተራሮችን የሠራው፣ ነፋስን የፈጠረው እሱ ነው፤ሐሳቡ ምን እንደሆነ ለሰው ይነግረዋል፤የንጋት ብርሃንን ያጨልማል፤በምድር ላይ ያሉ ከፍ ያሉ ስፍራዎችን ይረግጣል፤ስሙ የሠራዊት አምላክ ይሖዋ ነው።” |
51,540 | am_tg | “በጽዮን በራሳቸው ተማምነው የሚኖሩ፣በሰማርያም ተራራ ያለስጋት የተቀመጡ ወዮላቸው!እነሱ ከብሔራት ሁሉ መካከል ዋነኛ በሆነው ብሔር ውስጥ የጎላ ስፍራ ያላቸው ናቸው፤ የእስራኤል ቤትም ወደ እነሱ ይመጣል። | “እቶም ኣብ ጽዮን ዘለዉ ብርእሶም ዚተኣማመኑ፡ኣብ ከረን ሰማርያ ድማ ተኣሚኖም ዚነብሩ፡እቶም ናይቶም ቀዳሞት ኣህዛብ ምርኡያት፡እቶም ቤት እስራኤል ዝመጽዎም፡ ወይለኦም! |
51,541 | tg_am | “እቶም ኣብ ጽዮን ዘለዉ ብርእሶም ዚተኣማመኑ፡ኣብ ከረን ሰማርያ ድማ ተኣሚኖም ዚነብሩ፡እቶም ናይቶም ቀዳሞት ኣህዛብ ምርኡያት፡እቶም ቤት እስራኤል ዝመጽዎም፡ ወይለኦም! | “በጽዮን በራሳቸው ተማምነው የሚኖሩ፣በሰማርያም ተራራ ያለስጋት የተቀመጡ ወዮላቸው!እነሱ ከብሔራት ሁሉ መካከል ዋነኛ በሆነው ብሔር ውስጥ የጎላ ስፍራ ያላቸው ናቸው፤ የእስራኤል ቤትም ወደ እነሱ ይመጣል። |
51,542 | am_tg | ወደ ካልኔ ተሻግራችሁ ተመልከቱ። ከዚያም ተነስታችሁ ወደ ታላቋ ሃማት ሂዱ፤የፍልስጤማውያን ከተማ ወደሆነችውም ወደ ጌት ውረዱ። እነሱ ከእነዚህ መንግሥታት ይሻላሉ?የምድራቸውስ ስፋት ከእናንተ ይበልጣል? | ናብ ካልነ ተሳገሩ እሞ ርኣዩ። ካብኡ ናብታ ዓባይ ሓማት ኪዱ፣ናብ ናይ ፍልስጥኤማውያን ጋት ከኣ ውረዱ። ንሳተንዶ ኻብዘን መንግስትታት እዚአን ይበልጻ እየን፧ ወይስ ሃገረንዶ ኻብ ናታትኩም ይገፍሕ እዩ፧ |
51,543 | tg_am | ናብ ካልነ ተሳገሩ እሞ ርኣዩ። ካብኡ ናብታ ዓባይ ሓማት ኪዱ፣ናብ ናይ ፍልስጥኤማውያን ጋት ከኣ ውረዱ። ንሳተንዶ ኻብዘን መንግስትታት እዚአን ይበልጻ እየን፧ ወይስ ሃገረንዶ ኻብ ናታትኩም ይገፍሕ እዩ፧ | ወደ ካልኔ ተሻግራችሁ ተመልከቱ። ከዚያም ተነስታችሁ ወደ ታላቋ ሃማት ሂዱ፤የፍልስጤማውያን ከተማ ወደሆነችውም ወደ ጌት ውረዱ። እነሱ ከእነዚህ መንግሥታት ይሻላሉ?የምድራቸውስ ስፋት ከእናንተ ይበልጣል? |
51,544 | am_tg | የጥፋትን ቀን ከአእምሯችሁ አውጥታችሁየዓመፅ አገዛዝ እንዲሰፍን ታደርጋላችሁ? | ንመዓልቲ መዓት ካብ ኣእምሮኹም ኣውጺእኩምሲ፡ዓመጻዶ ተስፍኑ ኣለኹም፧ |
51,545 | tg_am | ንመዓልቲ መዓት ካብ ኣእምሮኹም ኣውጺእኩምሲ፡ዓመጻዶ ተስፍኑ ኣለኹም፧ | የጥፋትን ቀን ከአእምሯችሁ አውጥታችሁየዓመፅ አገዛዝ እንዲሰፍን ታደርጋላችሁ? |
51,546 | am_tg | የመንጋውን ጠቦቶች እንዲሁም የሰቡ ጥጃዎችን እየበሉከዝሆን ጥርስ በተሠራ አልጋ ላይ ይተኛሉ፤ በድንክ አልጋም ላይ ይንጋለላሉ፤ | ኣብ መደቀሲታት ስኒ ሓርማዝ በጥ ይብሉ፡ ኣብ ዓራውቲ የሳፍሑ፡ደዓውል መጓሰን ስቡሓት ምራኹትን ይበልዑ፣ |
51,547 | tg_am | ኣብ መደቀሲታት ስኒ ሓርማዝ በጥ ይብሉ፡ ኣብ ዓራውቲ የሳፍሑ፡ደዓውል መጓሰን ስቡሓት ምራኹትን ይበልዑ፣ | የመንጋውን ጠቦቶች እንዲሁም የሰቡ ጥጃዎችን እየበሉከዝሆን ጥርስ በተሠራ አልጋ ላይ ይተኛሉ፤ በድንክ አልጋም ላይ ይንጋለላሉ፤ |
51,548 | am_tg | በገና እየተጫወቱ የመጣላቸውን ዘፈን ያቀናብራሉ፤እንደ ዳዊትም የሙዚቃ መሣሪያዎች ይፈለስፋሉ፤ | ብደሃይ መሰንቆ፡ ደርፊ የውጽኡ፡ከም ዳዊት ድማ ናውቲ ሙዚቃ ይምህዙ፣ |
51,549 | tg_am | ብደሃይ መሰንቆ፡ ደርፊ የውጽኡ፡ከም ዳዊት ድማ ናውቲ ሙዚቃ ይምህዙ፣ | በገና እየተጫወቱ የመጣላቸውን ዘፈን ያቀናብራሉ፤እንደ ዳዊትም የሙዚቃ መሣሪያዎች ይፈለስፋሉ፤ |
51,550 | am_tg | በትላልቅ ጽዋዎች የወይን ጠጅ ሞልተው ይጠጣሉ፤ምርጥ የሆኑ ዘይቶችም ይቀባሉ። በዮሴፍ ላይ ስለደረሰው መቅሰፍት ግን ግድ የላቸውም። | ብጭሔሎ መሊኦም ወይኒ ይሰትዩ፡ሕሩይ ዘይቲ ኸኣ ይቕብኡ። ብዛዕባ መዓት ዮሴፍ ግና ግዲ የብሎምን። |
51,551 | tg_am | ብጭሔሎ መሊኦም ወይኒ ይሰትዩ፡ሕሩይ ዘይቲ ኸኣ ይቕብኡ። ብዛዕባ መዓት ዮሴፍ ግና ግዲ የብሎምን። | በትላልቅ ጽዋዎች የወይን ጠጅ ሞልተው ይጠጣሉ፤ምርጥ የሆኑ ዘይቶችም ይቀባሉ። በዮሴፍ ላይ ስለደረሰው መቅሰፍት ግን ግድ የላቸውም። |
51,552 | am_tg | ስለዚህ እነሱ በግዞት ከሚወሰዱት መካከል የመጀመሪያዎቹ ይሆናሉ፤ተንጋለው በመዝናናት የሚያሳልፉት ጊዜም ያበቃል። | ስለዚ፡ ምስቶም ቅድም ዚማረኹ ናብ ምርኮ ኪኸዱ እዮም፣ፈንጠዝያ እቶም ዘሳፍሑ ድማ ኪውዳእ እዩ። |
51,553 | tg_am | ስለዚ፡ ምስቶም ቅድም ዚማረኹ ናብ ምርኮ ኪኸዱ እዮም፣ፈንጠዝያ እቶም ዘሳፍሑ ድማ ኪውዳእ እዩ። | ስለዚህ እነሱ በግዞት ከሚወሰዱት መካከል የመጀመሪያዎቹ ይሆናሉ፤ተንጋለው በመዝናናት የሚያሳልፉት ጊዜም ያበቃል። |
51,554 | am_tg | ‘ሉዓላዊው ጌታ ይሖዋ በራሱ ምሏል’ ይላል የሠራዊት አምላክ ይሖዋ፤‘“የያዕቆብን ኩራት እጸየፋለሁ፤የማይደፈሩ ማማዎቹን እጠላለሁ፤ከተማዋንና በውስጧ ያለውን ነገር ሁሉ አሳልፌ እሰጣለሁ። | ‘እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ብርእሱ ምሒሉ ኣሎ’ ይብል የሆዋ ኣምላኽ ሰራዊት፡‘“ኣነ ንትምክሕቲ ያእቆብ እፍንፍኖ፡ንእተዓርደ ግምብታቱ ኸኣ እጸልኦ እየ፣ነታ ኸተማን ነቲ ንዓኣ ዚመልኣን ኣሕሊፈ ኽህብ እየ። |
51,555 | tg_am | ‘እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ብርእሱ ምሒሉ ኣሎ’ ይብል የሆዋ ኣምላኽ ሰራዊት፡‘“ኣነ ንትምክሕቲ ያእቆብ እፍንፍኖ፡ንእተዓርደ ግምብታቱ ኸኣ እጸልኦ እየ፣ነታ ኸተማን ነቲ ንዓኣ ዚመልኣን ኣሕሊፈ ኽህብ እየ። | ‘ሉዓላዊው ጌታ ይሖዋ በራሱ ምሏል’ ይላል የሠራዊት አምላክ ይሖዋ፤‘“የያዕቆብን ኩራት እጸየፋለሁ፤የማይደፈሩ ማማዎቹን እጠላለሁ፤ከተማዋንና በውስጧ ያለውን ነገር ሁሉ አሳልፌ እሰጣለሁ። |
51,556 | am_tg | “‘“በአንድ ቤት ውስጥ አሥር ሰዎች ቢቀሩ እነሱም ይሞታሉ። | “‘“ኣብ ሓንቲ ቤት ዓሰርተ ሰብ እንተ ተሪፎም ከኣ፡ ንሳቶም እውን ኪሞቱ እዮም። |
51,557 | tg_am | “‘“ኣብ ሓንቲ ቤት ዓሰርተ ሰብ እንተ ተሪፎም ከኣ፡ ንሳቶም እውን ኪሞቱ እዮም። | “‘“በአንድ ቤት ውስጥ አሥር ሰዎች ቢቀሩ እነሱም ይሞታሉ። |
51,558 | am_tg | እነሱን አንድ በአንድ አውጥቶ ለማቃጠል አንድ ዘመድ ይመጣል። አጥንቶቻቸውን ከቤት ውስጥ ያወጣል፤ ከዚያም በቤቱ ውስጠኛ ክፍል ላለ ሰው ‘ከአንተ ጋር የቀሩ ሌሎች ሰዎች አሉ?’ ይለዋል። ሰውየውም ‘ማንም የለም!’ ይላል። ከዚያም ‘ዝም በል! ይህ የይሖዋ ስም የሚጠራበት ጊዜ አይደለም’ ይላል።” | ዘመድ ተሰኪሙ ኼውጽኦምን በብሓደ ኼንድዶምን እዩ። ንኣዕጽምቶም ካብታ ቤት ኬውጽኦ እዩ፣ ሽዑ፡ ኣብ ውሽጣዊ ኽፍልታት እታ ቤት ንዘሎ፡ ‘ምሳኻኸ ገለዶ ኣሎ፧’ ኪብሎ እዩ። ንሱ ድማ፡ ‘ገለ እኳ የልቦን’ ኪብል እዩ። ንሱ ኸኣ፡ ‘ስም የሆዋ ዚርቍሓሉ ግዜ ኣይኰነን እሞ፡ ስቕ በል!’ ኪብል እዩ።” |
51,559 | tg_am | ዘመድ ተሰኪሙ ኼውጽኦምን በብሓደ ኼንድዶምን እዩ። ንኣዕጽምቶም ካብታ ቤት ኬውጽኦ እዩ፣ ሽዑ፡ ኣብ ውሽጣዊ ኽፍልታት እታ ቤት ንዘሎ፡ ‘ምሳኻኸ ገለዶ ኣሎ፧’ ኪብሎ እዩ። ንሱ ድማ፡ ‘ገለ እኳ የልቦን’ ኪብል እዩ። ንሱ ኸኣ፡ ‘ስም የሆዋ ዚርቍሓሉ ግዜ ኣይኰነን እሞ፡ ስቕ በል!’ ኪብል እዩ።” | እነሱን አንድ በአንድ አውጥቶ ለማቃጠል አንድ ዘመድ ይመጣል። አጥንቶቻቸውን ከቤት ውስጥ ያወጣል፤ ከዚያም በቤቱ ውስጠኛ ክፍል ላለ ሰው ‘ከአንተ ጋር የቀሩ ሌሎች ሰዎች አሉ?’ ይለዋል። ሰውየውም ‘ማንም የለም!’ ይላል። ከዚያም ‘ዝም በል! ይህ የይሖዋ ስም የሚጠራበት ጊዜ አይደለም’ ይላል።” |
51,560 | am_tg | ትእዛዝ የሰጠው ይሖዋ ነውና፤እሱም ትልቁን ቤት አመድ፣ትንሹንም ቤት የፍርስራሽ ክምር ያደርጋል። | ዚእዝዝ ዘሎስ የሆዋ እዩ፣ንዓባይ ቤት ድማ ወቒዑ ዑናታት ኪገብራ፡ንንእሽቶ ቤት ከኣ ፍሩሳት ኪገብራ እዩ። |
51,561 | tg_am | ዚእዝዝ ዘሎስ የሆዋ እዩ፣ንዓባይ ቤት ድማ ወቒዑ ዑናታት ኪገብራ፡ንንእሽቶ ቤት ከኣ ፍሩሳት ኪገብራ እዩ። | ትእዛዝ የሰጠው ይሖዋ ነውና፤እሱም ትልቁን ቤት አመድ፣ትንሹንም ቤት የፍርስራሽ ክምር ያደርጋል። |
51,562 | am_tg | ፈረሶች በቋጥኝ ላይ ይሮጣሉ?ሰውስ እዚያ ላይ በከብት ያርሳል? እናንተ ፍትሕን ወደ መርዛማ ተክል፣የጽድቅንም ፍሬ ወደ ጭቁኝ ለውጣችኋልና። | ኣፍራስዶ ኣብ ከውሒ ይጐይዩ፡ወይስ ኣብዑርዶ ኣብኡ ይሕረሱ እዮም፧ ንስኻትኩምሲ ንፍትሒ ናብ መርዛም ተኽሊ፡ንፍረ ጽድቂ ድማ ናብ መሪር ተኽሊ ለዊጥኩምዎ ኣለኹም። |
51,563 | tg_am | ኣፍራስዶ ኣብ ከውሒ ይጐይዩ፡ወይስ ኣብዑርዶ ኣብኡ ይሕረሱ እዮም፧ ንስኻትኩምሲ ንፍትሒ ናብ መርዛም ተኽሊ፡ንፍረ ጽድቂ ድማ ናብ መሪር ተኽሊ ለዊጥኩምዎ ኣለኹም። | ፈረሶች በቋጥኝ ላይ ይሮጣሉ?ሰውስ እዚያ ላይ በከብት ያርሳል? እናንተ ፍትሕን ወደ መርዛማ ተክል፣የጽድቅንም ፍሬ ወደ ጭቁኝ ለውጣችኋልና። |
51,564 | am_tg | እናንተ ከንቱ በሆነ ነገር ሐሴት ታደርጋላችሁ፤ደግሞም “በራሳችን ብርታት ኃይለኞች ሆነን የለም?” ትላላችሁ። | ብኸንቱ ነገር ትሕጐሱ፣“ብብርታዐና ደይኰንናን ሓያላት ዝዀንና፧” ከኣ ትብሉ። |
51,565 | tg_am | ብኸንቱ ነገር ትሕጐሱ፣“ብብርታዐና ደይኰንናን ሓያላት ዝዀንና፧” ከኣ ትብሉ። | እናንተ ከንቱ በሆነ ነገር ሐሴት ታደርጋላችሁ፤ደግሞም “በራሳችን ብርታት ኃይለኞች ሆነን የለም?” ትላላችሁ። |
51,566 | am_tg | ስለዚህ የእስራኤል ቤት ሆይ፣ በእናንተ ላይ አንድ ብሔር አመጣለሁ’ ይላል የሠራዊት አምላክ ይሖዋ፤‘እነሱም ከሌቦሃማት አንስቶ እስከ አረባ ደረቅ ወንዝ ድረስ ይጨቁኗችኋል።’” | ስለዚ፡ ኣቱም ቤት እስራኤል፡ ኣንጻርኩም ህዝቢ ኸምጽእ እየ’ ይብል የሆዋ ኣምላኽ ሰራዊት፡‘ንሳቶም ድማ ካብ ለቦ-ሓማት ክሳብ ርባ ዓራባ ኺጭቍንኹም እዮም።’” |
51,567 | tg_am | ስለዚ፡ ኣቱም ቤት እስራኤል፡ ኣንጻርኩም ህዝቢ ኸምጽእ እየ’ ይብል የሆዋ ኣምላኽ ሰራዊት፡‘ንሳቶም ድማ ካብ ለቦ-ሓማት ክሳብ ርባ ዓራባ ኺጭቍንኹም እዮም።’” | ስለዚህ የእስራኤል ቤት ሆይ፣ በእናንተ ላይ አንድ ብሔር አመጣለሁ’ ይላል የሠራዊት አምላክ ይሖዋ፤‘እነሱም ከሌቦሃማት አንስቶ እስከ አረባ ደረቅ ወንዝ ድረስ ይጨቁኗችኋል።’” |
51,568 | am_tg | ሉዓላዊው ጌታ ይሖዋ ይህን አሳየኝ፦ እነሆ፣ የበጋ ፍሬ የያዘ ቅርጫት ነበር። | እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ እዚ ኣርኣየኒ፦ እንሆ፡ ፍረ ሓጋይ ዝመልአ ኸፈር ነበረ። |
51,569 | tg_am | እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ እዚ ኣርኣየኒ፦ እንሆ፡ ፍረ ሓጋይ ዝመልአ ኸፈር ነበረ። | ሉዓላዊው ጌታ ይሖዋ ይህን አሳየኝ፦ እነሆ፣ የበጋ ፍሬ የያዘ ቅርጫት ነበር። |
51,570 | am_tg | ከዚያም “አሞጽ፣ ምን ይታይሃል?” አለኝ። እኔም “የበጋ ፍሬ የያዘ ቅርጫት” ብዬ መለስኩ። ይሖዋም እንዲህ አለኝ፦ “የሕዝቤ የእስራኤል ፍጻሜ ደርሷል። ከእንግዲህ ወዲህ ይቅር አልላቸውም። | ንሱ ኸኣ፡ “ኣሞጽ፡ እንታይ ትርኢ ኣለኻ፧” በለኒ። ኣነ ድማ፡ “ፍረ ሓጋይ ዝመልአ ኸፈር” ኢለ መለስኩ። ሽዑ፡ የሆዋ ኸምዚ በለኒ፦ “ንህዝበይ እስራኤል መወዳእታ መጺእዎም ኣሎ። ደጊም ይቕረ ኣይክብለሎምን እየ። |
51,571 | tg_am | ንሱ ኸኣ፡ “ኣሞጽ፡ እንታይ ትርኢ ኣለኻ፧” በለኒ። ኣነ ድማ፡ “ፍረ ሓጋይ ዝመልአ ኸፈር” ኢለ መለስኩ። ሽዑ፡ የሆዋ ኸምዚ በለኒ፦ “ንህዝበይ እስራኤል መወዳእታ መጺእዎም ኣሎ። ደጊም ይቕረ ኣይክብለሎምን እየ። | ከዚያም “አሞጽ፣ ምን ይታይሃል?” አለኝ። እኔም “የበጋ ፍሬ የያዘ ቅርጫት” ብዬ መለስኩ። ይሖዋም እንዲህ አለኝ፦ “የሕዝቤ የእስራኤል ፍጻሜ ደርሷል። ከእንግዲህ ወዲህ ይቅር አልላቸውም። |
51,572 | am_tg | ‘በዚያን ቀን የቤተ መቅደሱ መዝሙሮች ወደ ዋይታ ይቀየራሉ’ ይላል ሉዓላዊው ጌታ ይሖዋ። ‘በየቦታው የተጣሉ ብዙ አስከሬኖች ይኖራሉ፤ ዝምታ ይስፈን!’ | ‘በታ መዓልቲ እቲኣ፡ መዝሙራት ቤተ መቕደስ ናብ ዋይዋይታ ኺልወጥ እዩ’ ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ። ‘ኣብ ኵሉ ቦታ እተደርበዩ ብዙሓት ሬሳታት ኪህልዉ እዮም፡—ኡስ!’ |
51,573 | tg_am | ‘በታ መዓልቲ እቲኣ፡ መዝሙራት ቤተ መቕደስ ናብ ዋይዋይታ ኺልወጥ እዩ’ ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ። ‘ኣብ ኵሉ ቦታ እተደርበዩ ብዙሓት ሬሳታት ኪህልዉ እዮም፡—ኡስ!’ | ‘በዚያን ቀን የቤተ መቅደሱ መዝሙሮች ወደ ዋይታ ይቀየራሉ’ ይላል ሉዓላዊው ጌታ ይሖዋ። ‘በየቦታው የተጣሉ ብዙ አስከሬኖች ይኖራሉ፤ ዝምታ ይስፈን!’ |
51,574 | am_tg | እናንተ ድሆችን የምትረጋግጡ፣በምድሪቱ ላይ ያሉትንም የዋሆች የምታጠፉ ይህን ስሙ፤ | ኣቱም ንድኻ እትረግጹ፡ እዚ ስምዑ፣ንስኻትኩምሲ ንዓቃል ካብ ምድሪ እትውድኡ፣ |
51,575 | tg_am | ኣቱም ንድኻ እትረግጹ፡ እዚ ስምዑ፣ንስኻትኩምሲ ንዓቃል ካብ ምድሪ እትውድኡ፣ | እናንተ ድሆችን የምትረጋግጡ፣በምድሪቱ ላይ ያሉትንም የዋሆች የምታጠፉ ይህን ስሙ፤ |
51,576 | am_tg | እንዲህም ትላላችሁ፦ ‘እህላችንን መሸጥ እንድንችል የወር መባቻው የሚያልፈው መቼ ነው?አዝመራችንንስ መሸጥ እንድንችል ሰንበት የሚያልፈው መቼ ነው? ያን ጊዜ በሐሰተኛ ሚዛን ለማጭበርበርየኢፍ መስፈሪያውን ማሳነስ፣ሰቅሉንም ከፍ ማድረግ እንችላለን፤ | ከምዚ ድማ ትብሉ፦ ‘ኤፋ እናኣንኣስና፡ሲቃል እናወሰኽና፡ብዜታልል ሚዛንና እናኣደናገርና፡እኽልና ኽንሸይጥሲ፡ በዓል ሰርቂ ወርሒ መዓስ ኪሓልፍ እዩ፧ እኽሊ ንመሸጣ ኸነቕርብሲ፡ ሰንበት መዓስ ኪሓልፍ እዩ፧ |
51,577 | tg_am | ከምዚ ድማ ትብሉ፦ ‘ኤፋ እናኣንኣስና፡ሲቃል እናወሰኽና፡ብዜታልል ሚዛንና እናኣደናገርና፡እኽልና ኽንሸይጥሲ፡ በዓል ሰርቂ ወርሒ መዓስ ኪሓልፍ እዩ፧ እኽሊ ንመሸጣ ኸነቕርብሲ፡ ሰንበት መዓስ ኪሓልፍ እዩ፧ | እንዲህም ትላላችሁ፦ ‘እህላችንን መሸጥ እንድንችል የወር መባቻው የሚያልፈው መቼ ነው?አዝመራችንንስ መሸጥ እንድንችል ሰንበት የሚያልፈው መቼ ነው? ያን ጊዜ በሐሰተኛ ሚዛን ለማጭበርበርየኢፍ መስፈሪያውን ማሳነስ፣ሰቅሉንም ከፍ ማድረግ እንችላለን፤ |
51,578 | am_tg | ደግሞም ችግረኛውን በብር፣ድሃውንም በጥንድ ጫማ ዋጋ እንገዛለን፤መናኛውንም እህል መሸጥ እንችላለን።’ | በዚ ኸምዚ፡ ንስኡናት ብብሩር፡ንድኻ ብጽምዲ ሳእኒ ኽንዕድግ፡ነቲ ጕርዲ ኸኣ ክንሸይጥ ኢና።’ |
51,579 | tg_am | በዚ ኸምዚ፡ ንስኡናት ብብሩር፡ንድኻ ብጽምዲ ሳእኒ ኽንዕድግ፡ነቲ ጕርዲ ኸኣ ክንሸይጥ ኢና።’ | ደግሞም ችግረኛውን በብር፣ድሃውንም በጥንድ ጫማ ዋጋ እንገዛለን፤መናኛውንም እህል መሸጥ እንችላለን።’ |
51,580 | am_tg | የያዕቆብ ክብር የሆነው ይሖዋ በራሱ ምሏል፦‘ሥራቸውን ሁሉ ፈጽሞ አልረሳም። | የሆዋ ብትምክሕቲ ያእቆብ ምሒሉ ኣሎ፦ ‘ኵሉ ግብርታቶም ከቶ ኣይክርስዖን እየ። |
51,581 | tg_am | የሆዋ ብትምክሕቲ ያእቆብ ምሒሉ ኣሎ፦ ‘ኵሉ ግብርታቶም ከቶ ኣይክርስዖን እየ። | የያዕቆብ ክብር የሆነው ይሖዋ በራሱ ምሏል፦‘ሥራቸውን ሁሉ ፈጽሞ አልረሳም። |
51,582 | am_tg | ከዚህ የተነሳ አገሪቱ ትሸበራለች፤በውስጧም የሚኖሩ ሁሉ ለሐዘን ይዳረጋሉ። ምድሪቱ በሙሉ እንደ አባይ ወደ ላይ አትነሳም?በግብፅ እንዳለውም የአባይ ወንዝ ወደ ላይ ከወጣች በኋላ ተመልሳ ወደ ታች አትወርድም?’ | ብሰሪ እዚ፡ እታ ምድሪ ራዕራዕ ክትብል፡ኵሉ ኣብኣ ዘሎ ነባሪ ድማ ኪሓዝን እዩ። ኵላዶ ኸም ኒል ኣይክትትንስእን፡ከም ኒል ግብጺኸ ተላዒላ ለጠቕዶ ኣይክትብልን እያ፧’ |
51,583 | tg_am | ብሰሪ እዚ፡ እታ ምድሪ ራዕራዕ ክትብል፡ኵሉ ኣብኣ ዘሎ ነባሪ ድማ ኪሓዝን እዩ። ኵላዶ ኸም ኒል ኣይክትትንስእን፡ከም ኒል ግብጺኸ ተላዒላ ለጠቕዶ ኣይክትብልን እያ፧’ | ከዚህ የተነሳ አገሪቱ ትሸበራለች፤በውስጧም የሚኖሩ ሁሉ ለሐዘን ይዳረጋሉ። ምድሪቱ በሙሉ እንደ አባይ ወደ ላይ አትነሳም?በግብፅ እንዳለውም የአባይ ወንዝ ወደ ላይ ከወጣች በኋላ ተመልሳ ወደ ታች አትወርድም?’ |
51,584 | am_tg | ‘በዚያ ቀን’ ይላል ሉዓላዊው ጌታ ይሖዋ፣‘ፀሐይ በቀትር እንድትጠልቅ አደርጋለሁ፤ብሩህ በሆነ ቀንም ምድሪቱን አጨልማለሁ። | ‘በታ መዓልቲ እቲኣ’ ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ፡‘ቀትሪ ኸሎ ንጸሓይ ከዕርባ፡ብርህቲ መዓልቲ ኸላ እውን ነታ ምድሪ ኸጸልምታ እየ። |
51,585 | tg_am | ‘በታ መዓልቲ እቲኣ’ ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ፡‘ቀትሪ ኸሎ ንጸሓይ ከዕርባ፡ብርህቲ መዓልቲ ኸላ እውን ነታ ምድሪ ኸጸልምታ እየ። | ‘በዚያ ቀን’ ይላል ሉዓላዊው ጌታ ይሖዋ፣‘ፀሐይ በቀትር እንድትጠልቅ አደርጋለሁ፤ብሩህ በሆነ ቀንም ምድሪቱን አጨልማለሁ። |
51,586 | am_tg | በዓሎቻችሁን ወደ ሐዘን፣መዝሙሮቻችሁንም ሁሉ ወደ ሙሾ እለውጣለሁ። ወገብን ሁሉ ማቅ አስታጥቃለሁ፤ ራስንም ሁሉ እመልጣለሁ፤ለአንድያ ልጅ እንደሚለቀስ ያለቅሳሉ፤ፍጻሜውም እንደ መራራ ቀን ይሆናል።’ | ንበዓላትኩም ናብ ሓዘን፡ንዅሉ መዝሙራትኩም ከኣ ናብ ልቕሶ ክቕይሮ እየ። ኣብ ኵሉ ሕቘ ድማ ማቕ ክገብር፡ ኵሉ ርእሲ ኸኣ ከም ዚምለጥ ክገብር እየ፣ንሓደ በይኑ ውሉድ ከም ዚሕዘነሉ ሓዘን ክገብራ፡መወዳእታኣ እውን ከም መራር መዓልቲ ኽገብራ እየ።’ |
51,587 | tg_am | ንበዓላትኩም ናብ ሓዘን፡ንዅሉ መዝሙራትኩም ከኣ ናብ ልቕሶ ክቕይሮ እየ። ኣብ ኵሉ ሕቘ ድማ ማቕ ክገብር፡ ኵሉ ርእሲ ኸኣ ከም ዚምለጥ ክገብር እየ፣ንሓደ በይኑ ውሉድ ከም ዚሕዘነሉ ሓዘን ክገብራ፡መወዳእታኣ እውን ከም መራር መዓልቲ ኽገብራ እየ።’ | በዓሎቻችሁን ወደ ሐዘን፣መዝሙሮቻችሁንም ሁሉ ወደ ሙሾ እለውጣለሁ። ወገብን ሁሉ ማቅ አስታጥቃለሁ፤ ራስንም ሁሉ እመልጣለሁ፤ለአንድያ ልጅ እንደሚለቀስ ያለቅሳሉ፤ፍጻሜውም እንደ መራራ ቀን ይሆናል።’ |
51,588 | am_tg | ‘እነሆ፣ በምድሪቱ ላይ ረሃብ የምሰድበት ጊዜ ይመጣል’ይላል ሉዓላዊው ጌታ ይሖዋ፤‘ረሃቡ የይሖዋን ቃል የመስማት ረሃብ እንጂምግብን የመራብ ወይም ውኃን የመጠማት አይደለም። | ‘እንሆ፡ ናብታ ምድሪ ጥሜት ዚሰድደለንመዓልትታት ይመጻ ኣለዋ’ ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ፡‘ንምስማዕ ቃል የሆዋ እምበር፡ጥሜት እንጌራን ጽምኢ ማይን ኣይኰነን። |
51,589 | tg_am | ‘እንሆ፡ ናብታ ምድሪ ጥሜት ዚሰድደለንመዓልትታት ይመጻ ኣለዋ’ ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ፡‘ንምስማዕ ቃል የሆዋ እምበር፡ጥሜት እንጌራን ጽምኢ ማይን ኣይኰነን። | ‘እነሆ፣ በምድሪቱ ላይ ረሃብ የምሰድበት ጊዜ ይመጣል’ይላል ሉዓላዊው ጌታ ይሖዋ፤‘ረሃቡ የይሖዋን ቃል የመስማት ረሃብ እንጂምግብን የመራብ ወይም ውኃን የመጠማት አይደለም። |
51,590 | am_tg | እነሱ ከባሕር ወደ ባሕር፣ከሰሜንም ወደ ምሥራቅ ይባዝናሉ። የይሖዋን ቃል ፍለጋ በየቦታው ይንከራተታሉ፤ ሆኖም አያገኙትም። | ካብ ባሕሪ ናብ ባሕሪ፡ካብ ሰሜን ናብ ምብራቕ ሰንከልከል ኪብሉ እዮም። ቃል የሆዋ ደልዮም ኪዞሩ፣ ግናኸ፡ ኣይኪረኽብዎን እዮም። |
51,591 | tg_am | ካብ ባሕሪ ናብ ባሕሪ፡ካብ ሰሜን ናብ ምብራቕ ሰንከልከል ኪብሉ እዮም። ቃል የሆዋ ደልዮም ኪዞሩ፣ ግናኸ፡ ኣይኪረኽብዎን እዮም። | እነሱ ከባሕር ወደ ባሕር፣ከሰሜንም ወደ ምሥራቅ ይባዝናሉ። የይሖዋን ቃል ፍለጋ በየቦታው ይንከራተታሉ፤ ሆኖም አያገኙትም። |
51,592 | am_tg | በዚያ ቀን፣ ውብ የሆኑት ደናግልናወጣት ወንዶች ከውኃ ጥም የተነሳ ራሳቸውን ይስታሉ፤ | በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ጽቡቓት ደናግል ውኖአን ኬጥፍኣ እየን፣ኣጕባዝ እውን ብሰንኪ ጽምኢ ኸምኡ ኪዀኑ እዮም። |
51,593 | tg_am | በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ጽቡቓት ደናግል ውኖአን ኬጥፍኣ እየን፣ኣጕባዝ እውን ብሰንኪ ጽምኢ ኸምኡ ኪዀኑ እዮም። | በዚያ ቀን፣ ውብ የሆኑት ደናግልናወጣት ወንዶች ከውኃ ጥም የተነሳ ራሳቸውን ይስታሉ፤ |
51,594 | am_tg | በሰማርያ በደል የሚምሉደግሞም “ዳን ሆይ፣ ሕያው በሆነው በአምላክህ እምላለሁ!” እንዲሁም “ሕያው በሆነው በቤርሳቤህ መንገድ እምላለሁ!” የሚሉ ሰዎች፣ ይወድቃሉ፤ ዳግመኛም አይነሱም።’” | እቶም ብበደል ሰማርያ ዚምሕሉ፡“ኦ ዳን፡ ከምቲ ኣምላኽካ ህያው ዝዀነ!” ዚብሉ፡“ከምቲ መገዲ ብኤር-ሸባዕ ህያው ዝዀነ!” እውን ዚብሉ፡ኪወድቁ፡ መሊሶም ድማ ኣይኪትንስኡን እዮም።’” |
51,595 | tg_am | እቶም ብበደል ሰማርያ ዚምሕሉ፡“ኦ ዳን፡ ከምቲ ኣምላኽካ ህያው ዝዀነ!” ዚብሉ፡“ከምቲ መገዲ ብኤር-ሸባዕ ህያው ዝዀነ!” እውን ዚብሉ፡ኪወድቁ፡ መሊሶም ድማ ኣይኪትንስኡን እዮም።’” | በሰማርያ በደል የሚምሉደግሞም “ዳን ሆይ፣ ሕያው በሆነው በአምላክህ እምላለሁ!” እንዲሁም “ሕያው በሆነው በቤርሳቤህ መንገድ እምላለሁ!” የሚሉ ሰዎች፣ ይወድቃሉ፤ ዳግመኛም አይነሱም።’” |
51,596 | am_tg | የአብድዩ ራእይ፦ ሉዓላዊው ጌታ ይሖዋ ስለ ኤዶም እንዲህ ይላል፦ “ከይሖዋ የመጣ አንድ መልእክት ሰምተናል፤በብሔራት መካከል አንድ መልእክተኛ ተልኳል፦ ‘ተነሱ፤ እሷን ለመውጋት እንዘጋጅ።’” | ራእይ ኦብድያ፦ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ብዛዕባ ኤዶም ከምዚ ይብል፦ “ካብ የሆዋ ወረ ሰሚዕና ኣለና፣ልኡኽ ናብ ኣህዛብ ተላኢኹ ኣሎ፦ ‘ተንስኡ፡ ኣንጻራ ንውግእ ንዳሎ።’” |
51,597 | tg_am | ራእይ ኦብድያ፦ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ብዛዕባ ኤዶም ከምዚ ይብል፦ “ካብ የሆዋ ወረ ሰሚዕና ኣለና፣ልኡኽ ናብ ኣህዛብ ተላኢኹ ኣሎ፦ ‘ተንስኡ፡ ኣንጻራ ንውግእ ንዳሎ።’” | የአብድዩ ራእይ፦ ሉዓላዊው ጌታ ይሖዋ ስለ ኤዶም እንዲህ ይላል፦ “ከይሖዋ የመጣ አንድ መልእክት ሰምተናል፤በብሔራት መካከል አንድ መልእክተኛ ተልኳል፦ ‘ተነሱ፤ እሷን ለመውጋት እንዘጋጅ።’” |
51,598 | am_tg | “እነሆ፣ በብሔራት መካከል ከቁብ የማትቆጠር አድርጌሃለሁ፤አንተ እጅግ ተንቀሃል። | “እንሆ፡ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ንእሽቶ ገይረካ ኣለኹ፣ንስኻ ጠሪስካ እተነዓቕካ ኢኻ። |
51,599 | tg_am | “እንሆ፡ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ንእሽቶ ገይረካ ኣለኹ፣ንስኻ ጠሪስካ እተነዓቕካ ኢኻ። | “እነሆ፣ በብሔራት መካከል ከቁብ የማትቆጠር አድርጌሃለሁ፤አንተ እጅግ ተንቀሃል። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.