Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
51,900
am_tg
አንተም ዹመንጋው ማማ፣ዚጜዮን ሎት ልጅ ጉብታ ሆይ፣አንተ ወዳለህበት ይመለሳልፀ አዎ፣ ዚመጀመሪያው ግዛትህ፣ዚኢዚሩሳሌም ሎት ልጅ መንግሥት ይመለሳል።
ንስኻ ኞኣ፡ ኣታ ግምቢ መጓሰ፡ኣታ ዅምራ ጓል ጜዮን፡ናባኻ ኜትመጜእ፡ እወ፡ እታ ቐዳመይቲ ግዝኣት፡እታ መንግስቲ ጓል ዚሩሳሌም ክትመጜእ እያ።
51,901
tg_am

51,902
am_tg
አሁንስ ድምፅሜን ኹፍ አድርገሜ ዚምትጮኺው ለምንድን ነው? ንጉሥ ዚለሜም?ወይስ አማካሪሜ ጠፍቷል?ልትወልድ እንደተቃሚበቜ ሎት ዚምትሠቃዪው ለዚህ ነው?
ሕጂኾ ስለምንታይ ኢኺ ዓው ኢልኪ እትጭድሪ ዘለኺ፧ ኹም ናይ እትሓርስ ሰበይቲ ቕልውላው ዝሓዘክስ፡ንጉስዶ ዚብልክን፡ወይስ ኣማኻሪኺዶ ጠፊኡ እዩ፧
51,903

51,904
am_tg
ዚጜዮን ሎት ልጅ ሆይ፣ ልትወልድ እንደተቃሚበቜ ሎትተንፈራገጪፀ አቃስቺምፀአሁን ኹኹተማ ወጥተሜ በሜዳ ትሰፍሪያለሜና። እስኚ ባቢሎን ድሚስ ትሄጃለሜፀበዚያም ይታደግሻልፀበዚያ ይሖዋ ኚጠላቶቜሜ እጅ ይዋጅሻል።
ኣቲ ጓል ጜዮን፡ ሕጅስ ካብ ኹተማ ወጺእኪ ኣብ መሮር ክትነብሪ ኢኺ እሞ፡ኚም እትሓርስ ሰበይቲተፍሓስን ግዓርን። ክሳብ ባቢሎን ክትኚዲ፡ኣብኡ ድማ ክትናገፊ ኢኺ፣ኣብኡ ዹሆዋ ኻብ ኢድ ጞላእትኺ መሊሱ ኺዕድገኪ እዩ።
51,905

51,906
am_tg
አሁንም ብዙ ብሔራት በአንቺ ላይ ይሰበሰባሉፀእነሱም ‘ዚሚኚሰቜ ትሁንፀዓይኖቻቜንም ይህ በጜዮን ላይ ሲደርስ ይመልኚቱ’ ይላሉ።
ሕጂ ብዙሓት ኣህዛብ ኣንጻርኪ ኺእኚቡ እዮም፣‘ትርኚስ፡ ጜዮን ኚምኡ ኜትኚውን ኹላ ኞኣ ኣዒንትና ይርኣያ’ኺብሉ እዮም።
51,907

51,908
am_tg
ይሁንና ዹይሖዋን ሐሳብ አያውቁምፀዓላማውንም አይሚዱምፀእሱ ገና እንደታጚደ እህል ወደ አውድማ ይሰበስባ቞ዋልና።
ግናኞ፡ ሓሳባት ዹሆዋ ኣይፈልጡን፡ዕላማኡ ድማ ኣይርድኡን እዮም፣ንሱስ ኚምቲ ተር ዝበለ ዕጻድ ናብ ዓውዲ ኺእክቊም እዩ።
51,909

51,910
am_tg
ዚጜዮን ሎት ልጅ ሆይ፣ ተነስተሜ እህሉን ውቂፀቀንድሜን ወደ ብሚት፣ሰኮናሜንም ወደ መዳብ እለውጣለሁናፀአንቺም ብዙ ሕዝቊቜን ታደቂያለሜ። በማጭበርበር ያገኙት ትርፍ ለይሖዋ ዹተወሰነ እንዲሆን፣ሀብታ቞ውም ለምድር ሁሉ ጌታ ብቻ እንዲውል ታደርጊያለሜ።”
ኣቲ ጓል ጜዮን፡ ተንስኢ፡ ኣኺዲ፣ኣነስ ንኣቕርንትኺ ናብ ሓጺን ክልውጊ፡ንሞዀናታትኪ ኞኣ ናብ ነሓሲ ኜልውጊ እዚ፣ንስኺ ኞኣ ብዙሓት ህዝብታት ኚተድቅቒ ኢኺ። ሚብሓ ሾፈጩም ንዚሆዋ፡ጥሪቶም እውን ነቲ ናይ ሓቂ ጐይታ ብዘላ ምድሪ ኜትውፍዪ ኢኺ።”
51,911

51,912
am_tg
ይሖዋ ዹሚለውን እባካቜሁ ስሙ። ተነሱፀ በተራሮቜ ፊት ሙግታቜሁን አቅርቡፀኮሚብቶቜም ቃላቜሁን ይስሙ።
እቲ ዹሆዋ ዚብሎ ዘሎ በጃኹም ስምዑ። ተንስእ፡ ጕዳይካ ኣብ ቅድሚ ኣኜራን ኣቕርብ፡ኵርባታት እውን ድምጜኻ ይስማዕ።
51,913

51,914
am_tg
ተራሮቜ ሆይ፣ እናንተ ጜኑ ዚምድር መሠሚቶቜ፣ዚይሖዋን ሙግት ስሙፀይሖዋ ኚሕዝቡ ጋር ሙግት አለውናፀኚእስራኀልም ጋር ይኚራኚራልፊ
ጕዳይ ዚሆዋስ ምስ ህዝቡ እዩ፡ኣንጻር እስራኀል ኚኣ ኪማጐት እዩ እሞ፡ኣቱም ኣኜራን፡ ኣቱም ጜኑዕ መሰሚታት ምድሪ፡ጕዳይ ዹሆዋ ስምዑፊ
51,915

51,916
am_tg
“ሕዝቀ ሆይ፣ ምን ያደሚግኩህ ነገር አለ? ያደኚምኩህስ ምን አድርጌ ነው? እስቲ መሥክርብኝ።
“ኣታ ህዝበይ፡ እንታይ እዚ ገይሚካ፧ ኹመይ ገይሹኾ እዚ ኣድኪመካ፧ ኣንጻሚይ መስክር።
51,917

51,918
am_tg
ኚግብፅ ምድር አወጣሁህፀኚባርነትም ቀት ዋጀሁህፀሙሎን፣ አሮንንና ሚርያምን በፊትህ ላክሁ።
ኣነስ ካብ ምድሪ ግብጺ ኣውጺአካ፡ካብ ቀት ባርነት ኚኣ ተበጅዚካ፣ንሙሎን ንኣሮንን ንሚርያምን ድማ ቀቅድሜኻ ሰዲደዮም።
51,919

51,920
am_tg
ሕዝቀ ሆይ፣ ዚሞዓብ ንጉሥ ባላቅ ያሎሚብህን ነገር፣ዚቢዖር ልጅ በለዓምም ዹሰጠውን መልስ እባክህ አስታውስፀዚይሖዋን ዚጜድቅ ሥራ ታውቅ ዘንድኚሺቲም እስኚ ጊልጋል ድሚስ ዹሆነውን ነገር አስታውስ።”
ኣታ ህዝበይ፡ ግብርታት ጜድቂ ዹሆዋ ምእንቲ ኜትፈልጥሲ፡በጃኻ እቲ ባላቅ ንጉስ ሞኣብ ዝኣመሞ፡እቲ በላዓም ወዲ ቀዖር እውን ዝመለሰሉ፡እቲ ኻብ ሺጢም ክሳብ ጊልጋል ዝዀነ ዘክር።”
51,921

51,922
am_tg
በይሖዋ ፊት ምን á‹­á‹€ ልቅሚብ? ኹፍ ባለ ስፍራ በሚኖሹው አምላክ ፊት ምን á‹­á‹€ ልስገድ? ሙሉ በሙሉ ዹሚቃጠሉ መባዎቜናዚአንድ ዓመት ጥጃዎቜ á‹­á‹€ ልቅሚብ?
ናብ ቅድሚ ዹሆዋ እንታይ ሒዘ ኜመጜእ፧ ኣብ ቅድሚ እቲ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ኣምላኜኚ እንታይ ሒዘ ኜሰግድ፧ ናብ ቅድሚኡ ብምሉኡ ዚሓርር መስዋእቲ፡ምራኹት ሓደ ዓመት ሒዘዶ ኜመጜእ፧
51,923

51,924
am_tg
ይሖዋ በሺህ በሚቆጠሩ አውራ በጎቜወይስ በእልፍ ዚዘይት ፈሳሟቜ ደስ ይለዋል? ለሠራሁት በደል ዚበኩር ወንድ ልጄን፣ለሠራሁትም ኃጢአት ዹሆዮን ፍሬ ላቅርብ?
ዚሆዋዶ ብኣሜሓት ደዓውልንብኣእላፋት ወሓይዝ ዘይትን ባህ ይብሎ እዩ፧ ስለ በደለይሲ በዅሪ ወደይ፡ስለ ሓጢኣተይኚ ፍሹ ኞርሰይዶ ኜህብ እዚ፧
51,925

51,926
am_tg
ሰው ሆይ፣ መልካም ዹሆነውን ነግሮሃል። ይሖዋ ኹአንተ ዹሚፈልገው ምንድን ነው? ፍትሕን እንድታደርግ፣ ታማኝነትን እንድትወድናልክህን አውቀህ ኹአምላክህ ጋር እንድትሄድ ብቻ ነው!
ኣታ ሰብ፡ ንሱ ጜቡቕ ዘበለ ነጊሩካ ኣሎ። ዚሆዋስ ካባኻ እንታይ እዩ ዚደሊ፧ ፍትሒ ኜትገብር፡ ተኣማንነት ክትፈቱ፡ምስ ኣምላኜካ እውን ብትሕትና ኜትመላለስ ጥራይ እዩ!
51,927

51,928
am_tg
ዹይሖዋ ድምፅ ኹተማዋን ይጣራልፀጥበበኞቜ ስምህን ይፈራሉ። ዚበትሩን ድምፅና ቅጣቱን ዚወሰነውን ስሙ።
ድምጺ ዹሆዋ ንኾተማ ይጜውዓ፣እቶም ግብራዊ ጥበብ ዘለዎም ንስምካ ኺፈርሁ እዮም። ነቲ በትርን ነቲ ዘዳለዎን ኣቕልቡሉ።
51,929

51,930
am_tg
ክፉ በሆነ ሰው ቀት፣ በክፋት ዹተገኘ ሀብትእንዲሁም አስጞያፊ ዹሆነ ጎዶሎ ዚኢፍ መስፈሪያ አሁንም አለ?
ኣብ ቀት እኩይሲ ገናዶ መዛግብቲ እኚይንፍንፉን ኀፋን ኣሎ፧
51,931

51,932
am_tg
አባይ ሚዛንና ዚተዛቡ ዚድንጋይ መለኪያዎቜ ዚያዘ ኚሚጢት እዚተጠቀምኩንጹሕ ሥነ ምግባር ሊኖሹኝ ይቜላል?
ብዘይቅኑዕ ሚዛንን ብኞሚጺት መታለሊ እምኒ መምዘንንዶብስነ ምግባር ንጹህ ክኾውን እኜእል እዚ፧
51,933

51,934
am_tg
ባለጞጎቿ በግፍ ዹተሞሉ ና቞ውፀነዋሪዎቿም ውሞት ይናገራሉፀምላሳ቞ው በአፋቾው ውስጥ አታላይ ነው።
ሃብታማታስ ዓመጻ ዝመልኩም እዮም፣ነበርታ ድማ ሓሶት ይዛሚቡ፣ልሳኖም ኚኣ ኣብ ኣፎም መታለሊት እያ።
51,935

51,936
am_tg
“ስለዚህ መትቌ አቆስልሃለሁፀኚኃጢአትህ ዚተነሳ አጠፋሃለሁ።
“ስለዚ፡ ወቒዐ ኚቝስለካ፡ብሰሪ ሓጢኣትካ ኞባድመካ እዚ።
51,937
tg_am
“ስለዚ፡ ወቒዐ ኚቝስለካ፡ብሰሪ ሓጢኣትካ ኞባድመካ እዚ።
“ስለዚህ መትቌ አቆስልሃለሁፀኚኃጢአትህ ዚተነሳ አጠፋሃለሁ።
51,938
am_tg
ትበላለህፀ ግን አትጠግብምፀሆድህም ባዶ ይሆናል። ዚምትወስዳ቞ውን ነገሮቜ ጠብቀህ ማቆዚት አትቜልምፀጠብቀህ ያቆዚኞውንም ነገር ሁሉ ለሰይፍ አሳልፌ እሰጠዋለሁ።
ክትበልዕ፡ ግናኾ ኣይክትጞግብን ኢኻ፣ውሜጥኻ ባዶ ኪኞውን እዩ። ነቲ እትኣልዮ፡ ኣይክትዓቝሮን ኢኻ፣ነቲ እትዓቝሮ ኞኣ፡ ንሰይፊ ኜህቊ እዚ።
51,939

51,940
am_tg
ዘር ትዘራለህፀ ሆኖም ዚምታጭደው ነገር አይኖርም። ዚወይራ ፍሬ ትጚምቃለህፀ ሆኖም ዘይቱን አትጠቀምበትምፀደግሞም አዲስ ወይን ትጚምቃለህፀ ሆኖም ዹወይን ጠጅ አትጠጣም።
ክትዘርእ፡ ግናኾ ኣይክትዓጜድን ኢኻ። ኣውልዕ ክትሚግጜ፡ ግናኾ ዘይቱ ኣይክትጥቀመሉን ኢኻ፣ጕዕሜ ወይኒ ኜትገብር፡ ግናኾ ወይኒ ኣይክትሰትን ኢኻ።
51,941

51,942
am_tg
ዚኊምሪን ደንቊቜና ዚአክዓብን ቀት ሥራ ሁሉ ትኚተላላቜሁናፀምክራ቞ውንም ተኚትላቜሁ ትሄዳላቜሁ። ስለዚህ አንተን መቀጣጫ፣ነዋሪዎቿንም ማፏጫ አደርጋለሁፀዚሰዎቜንም ፌዝ ትሞኚማላቜሁ።”
ንስኻትኩምሲ ሕጊ ዖምሪን ኵሉ ግብሪ ቀት ኣኚኣብን ትሕልዉ፡ኚም ምኜሮም ኚኣ ትመላለሱ ኢኹም። ስለዚ፡ መሰክሒ ኜገብሚካ፡ንነበርታ ድማ መፋጞዪ ኜገብር እዚ፣ንዕቀት ህዝብታት ድማ ክትጟሩ ኢኹም።”
51,943

51,944
am_tg
በነነዌ ላይ ዹተላለፈ ፍርድፊ ዚኀልቆሻዊው ዹናሆም ዚራእዩ መጜሐፍ ይህ ነው፩
ኣንጻር ነነዌ እተዘርበ ኞቢድ መልእኜቲፊ መጜሓፍ ራእይ ናሆም እቲ ኣልቆሻዊፊ
51,945

51,946
am_tg
ይሖዋ እሱ ብቻ እንዲመለክ ዹሚፈልግና ዹሚበቀል አምላክ ነውፀይሖዋ ይበቀላልፀ ቁጣውንም ለመግለጜ ዝግጁ ነው። ይሖዋ ባላጋራዎቹን ይበቀላልፀለጠላቶቹም ቁጣ ያኚማቻል።
ዹሆዋ ንበይኑ ተወፋይነት ዚደልን ሕነ ዚፈድን ኣምላኜ እዩ፣ዚሆዋ ሕነ ዚፈድን ነድሩ ንምግላጜ ድሉውን እዩ። ዹሆዋ ኣብ ልዕሊ ተጻሚርቱ ሕነ ይፈዲ፡ንጞላእቱ ኞኣ ነድሩ ይዓቝሚሎም።
51,947

51,948
am_tg
ይሖዋ ለቁጣ ዹዘገዹ ነውፀ ኃይሉም ታላቅ ነውፀይሁንና ይሖዋ ተገቢውን ቅጣት ኚመስጠት ፈጜሞ ወደኋላ አይልም። መንገዱ በአደገኛ ነፋስና በወጀብ ውስጥ ነውፀደመናት ኚእግሩ በታቜ እንዳለ አቧራ ና቞ው።
ዹሆዋ ንቝጥዓ ደንጓይን ብዓል ዓብዪ ሓይልን እዩ፣ግናኞ፡ ዚሆዋስ ግቡእ መቕጻዕቲ ኞቶ ዘይሓድግ እዩ። መገዱ ኞኣ ዜጥፍእ ንፋስን ህቊብላን እዩ፣ደበናታት ድማ ደሮና ኣእጋሩ እዩ።
51,949

51,950
am_tg
ባሕሩን ይገሥጻልፀ ያደርቀዋልምፀወንዞቹንም በሙሉ ያደርቃ቞ዋል። ባሳንና ቀርሜሎስ ይጠወልጋሉፀዚሊባኖስ አበባዎቜም ይጠወልጋሉ።
ንሱ ንባሕሪ ይገንሖ፡ ዚንቅጟ እውን፣ንዅሉ ኣፍላግ ኚኣ ዚንጜፎ። ባሳንን ቀርሜሎስን ይጜምሉ፣ዕምባባታት ሊባኖስ እውን ይጜምሉ።
51,951

51,952
am_tg
ኚእሱ ዚተነሳ ተራሮቜ ይንቀጠቀጣሉፀኮሚብቶቜም ይቀልጣሉ። ኚፊቱም ዚተነሳ ምድር፣ዚብስና በላዩ ዚሚኖሩት ሁሉ ይናወጣሉ።
ኣኜራን ብሰንኩ ዚንቀጥቅጡ፣ኵርባታት ድማ ይመክኩ። ኣብ ምድሪ ብሰንኪ ገጹ ህውኚት ይኞውን፣ኣብ ዓለምን ኣብ ኵሎም እቶም ኣብኣ ዚነብሩን እውን ኚምኡ።
51,953

51,954
am_tg
በቁጣው ፊት ማን ሊቆም ይቜላል? ዚንዎቱን ትኩሳት ሊቋቋም ዚሚቜልስ ማን ነው? ቁጣው እንደ እሳት ይፈስሳልፀዓለቶቜም ኚእሱ ዚተነሳ ይፈሚካኚሳሉ።
ኣብ ቅድሚ ቝጥዓኡ መን ደው ኪብል ይኜእል፧ ንሚስኒ ዅራኡኞ መን ኪጻወሮ ይኜእል፧ ነድሩ ኾም ሓዊ ኺክዖ እዩ፣ኣኻውሕ ድማ ብሰንኩ ኺሰባበሩ እዮም።
51,955

51,956
am_tg
ይሖዋ ጥሩ ነውፀ በጭንቀትም ቀን መሞሞጊያ ነው። እሱን መጠጊያ ማድሚግ ዚሚፈልጉትን ያውቃል።
ዹሆዋ ሕያዋይ እዩ፣ ብመዓልቲ ጭንቂ ዕርዲ እዩ። ነቶም ኣብኡ ዚምዕቈቡ ይሓስበሎም እዩ።
51,957

51,958
am_tg
ጠራርጎ በሚወስድ ጎርፍ ስፍራዋን ፈጜሞ ያጠፋልፀጠላቶቹንም ጹለማ ያሳድዳ቞ዋል።
ንቊታኣ ብዚድምስስ ውሒዝ ጠሪሱ ኌጜንቶ እዩ፣ጞልማት ኚኣ ንጞላእቱ ኺስዕቊም እዩ።
51,959

51,960
am_tg
በይሖዋ ላይ ዚምታሎሩት ምንድን ነው? እሱ ፈጜሞ ያጠፋል። ጭንቀት ዳግመኛ አይመጣም።
ኣንጻር ዚሆዋስ እንታይ ውዲት ክትኣልሙ ኢኹም፧ ንሱስ ጠሪሱ ዚጜንት ኣሎ። ጭንቂ ኻልኣይ ሳዕ ኣይኪልዓልን እዩ።
51,961

51,962
am_tg
እርስ በርሳ቞ው እንደ እሟህ ተጠላልፈዋልናፀመጠጥ ጠጥተው እንደሰኚሩ ሰዎቜ ና቞ውፀሆኖም እንደደሚቀ ገለባ እሳት ይበላ቞ዋል።
ንሳቶምሲ ኾም እሟዅ እተጠናነጉ፡ኚምቶም ብስዋ ዝሰኞሩ እዮም፣ኚም ንቑጜ ሓሰር ግና ሞዅ ኪብሉ እዮም።
51,963

51,964
am_tg
በይሖዋ ላይ ክፉ ነገር ዚሚያሎር፣ኚንቱ ምክርም ዚሚሰጥ ኚመካኚልሜ ይወጣል።
ንዹሆዋ ውዲት ዚኣልመሉ፡ዘይጠቅም ምኜሪ ኞኣ ዚመኜሚሉ ኻባኻ ኺወጜእ እዩ።
51,965

51,966
am_tg
ይሖዋ እንዲህ ይላል፩ “ምንም እንኳ ዹተሟላ ኃይል ያላ቞ውና ብዙዎቜ ቢሆኑምይቆሚጣሉፀ ደግሞም ይጠፋሉ። መኚራ አሳይቌሃለሁፀ ኚዚያ በኋላ ግን መኚራ አላመጣብህም።
ዹሆዋ ኾምዚ ይብልፊ “ሓይሊ ዝመልኩምን ብዙሓትን እኳ እንተ ነበሩ፡ኪቝሚጹን ኪሓልፉን እዮም። ኣነስ ገፊዐካ እዚ፣ ደጊም ግና ኣይክገፍዓካን እዚ።
51,967

51,968
am_tg
አሁንም ቀንበሩን ኹአንተ ላይ እሰብራለሁፀእስራትህንም እበጥሳለሁ።
ሕጂ ድማ ኣርዑቱ ኻባኻ ኜሰብር፡መእሰሪታትካ ኞኣ ክበትኜ እዚ።
51,969

51,970
am_tg
ይሖዋ አንተን በተመለኹተ እንዲህ ሲል አዟልፊ‘ኚእንግዲህ ስምህን ዚሚያስጠራ አይኖርም። ዚተቀሚጹትን ምስሎቜና ኚብሚት ዚተሠሩትን ሐውልቶቜ ኚአማልክትህ ቀት አስወግዳለሁ። ዹተናቅክ ስለሆንክ መቃብር አዘጋጅልሃለሁ።’
ዹሆዋ ብዛዕባኻ ኣዚዙ ኣሎፊ ‘ስምካ ደጊም ኣይኪቕጜልን እዩ። ጜሩብ ምስልታትን ፍሱስ ምስልታትን ካብ ቀት ኣማልኜትኻ ኞጥፍእ እዚ። ንዑቕ ኢኻ እሞ፡ መቓብር ክገብሚልካ እዚ።’
51,971

51,972
am_tg
እነሆ ምሥራቜ ይዞ ዚሚመጣ፣ሰላምንም ዚሚያውጅ ሰው እግር በተራሮቜ ላይ ነው። ይሁዳ ሆይ፣ በዓሎቜሜን አክብሪፀ ስእለትሜን ፈጜሚፀኚእንግዲህ ወዲህ ዚማይሚባ ሰው በመካኚልሜ አያልፍምና። እንዲህ ያለው ሰው ሙሉ በሙሉ ይወገዳል።”
እንሆ፡ ኣእጋር እቲ ብስራት ዜበስር፡ሰላም ኚኣ ዚእውጅ ኣብ ኣኜራን ኣሎ። ደጊምሲ እቲ ዘይጠቅም ብኣኻ ኣይኪሓልፍን እዩ እሞ፡ኣታ ይሁዳ፡ በዓላትካ ኣብዕል፡ መብጜዓታትካ ፈጜም። ንሱስ ጠሪሱ ኺጠፍእ እዩ።”
51,973

51,974
am_tg
ለደም አፍሳሿ ኹተማ ወዮላት! በማታለልና በዝርፊያ ዚተሞላቜ ናት። ኹማደን ቩዝና አታውቅም!
እታ ኾተማ ምፍሳስ ደም ወይለኣ! ኵላ ምትላልን ዘመተን ዝመልአት እያ። ግዳይ ኚቶ ዘይሰኣና እያ!
51,975

51,976
am_tg
ዹአለንጋ ድምፅና ዚመንኮራኩር ኳኳ቎ ይሰማልፀፈሚሶቜ ሲጋልቡና ሠሚገሎቜ ሲፈተለኩ ይታያል።
ደሃይ ሓለንግን ደርጓዕጓዕ መንኰራዅርንጋልበት ኣፍራስን ምውንጫፍ ሰሹገላን ኣሎ።
51,977

51,978
am_tg
ፈሚስ ጋላቢው ይጋልባልፀ ሰይፉ ያንጞባርቃልፀ ጊሩ ያብሚቀርቃልፀዚተገደሉት በጣም ብዙ ና቞ውፀ ዚአስኚሬን ክምር ይታያልፀሬሳው ስፍር ቁጥር ዚለውም። አስኚሬኖቹም ያደናቅፏ቞ዋል።
እተወጥሐ ፈሹሰኛን ማሕማሕ ዚብል ሰይፍን ዜብለጭልጭ ኲናትንብዙሓት ቅቱላትን ኵምራታት ሬሳን እውን ኣሎ፣እቲ ሬሳታት ኚኣ መወዳእታ ዚብሉን። ብሬሳታት ድማ ይዕንቀፉ ኣለዉ።
51,979

51,980
am_tg
ይህ ዹሆነው ዝሙት አዳሪዋ በምትፈጜመው በርካታ ዚአመንዝራነት ተግባር ዚተነሳ ነውፀእሷ ብሔራትን በምንዝሯ፣ ወገኖቜንም በጥንቆላዋ ዚምታጠምድ፣ዚምታምርና ዚምትማርክ እንዲሁም በጥንቆላ ዚተካነቜ ናት።
እዚ ብሰሪ እቲ ብዙሕ ምንዝርና እታ ኣመንዝራ እዩ፣ንሳ ማራኺትን ውቅብትን ኣስማተኛ፡ንኣህዛብ ብምንዝርናኣ፡ ንዓሌታት ኚኣ ብኣስማታ እተፈንጥሮም እያ።
51,981

51,982
am_tg
“እነሆ፣ በአንቺ ላይ ተነስቻለሁ” ይላል ዚሠራዊት ጌታ ይሖዋፀ“ቀሚስሜን እስኚ ፊትሜ ድሚስ እገልበዋለሁፀብሔራትም እርቃንሜን፣መንግሥታትም ነውርሜን እንዲያዩ አደርጋለሁ።
“እንሆ፡ ኣነ ኣንጻርኪ እዚ” ይብል ዹሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡“ክዳንኪ ናብ ልዕሊ ገጜኪ ክቐልዖ፡ንኣህዛብ ዕርቃንኪ፡ንመንግስትታት ድማ ውርደትኪ ኞርእዮም እዚ።
51,983

51,984
am_tg
ቆሻሻ እደፋብሻለሁፀዚተናቅሜ አደርግሻለሁፀማላገጫም እንድትሆኚ አደርጋለሁ።
ጜያፍ ናባኺ ኜድርቢ፡ንዕቕቲ ኞኣ ክገብሚኪ እዚ፣ምርኢት ክገብሚኪ እዚ።
51,985

51,986
am_tg
አንቺን ዚሚያይ ሁሉ ኚአንቺ ይሞሻልፀደግሞም ‘ነነዌ ወድማለቜ! ዚሚያዝንላት ማን ነው?’ ይላል። አንቺን ዚሚያጜናና ኚዚት ማግኘት እቜላለሁ?
ዚርእዚኪ ዘበለ ኻባኺ ኺሃድም፡‘ነነዌ ባዲማ! መን ኪድንግጞላ እዩ፧’ ድማ ኪብል እዩ። ዜጞናንዑኺኞ ኻበይ ክሚክብ እዚ፧
51,987

51,988
am_tg
አንቺ በአባይ ዚመስኖ ቊዮቜ አጠገብ ኚነበሚቜው ኹኖአሞን ትሻያለሜ? እሷ በውኃ ዚተኚበበቜ ነበሚቜፀባሕሩም ሀብት ያስገኝላት፣ እንደ ቅጥርም ሆኖ ያገለግላት ነበር።
ንስኺዶ ኻብታ ኣብ ጥቓ መትሚባት ኒል ተቐሚጣ ዝነበሚት ኖ-ኣሞን ትበልጺ ኢኺ፧ ንዓኣ ማያት ኚቢብዋ ነይሩ፣ሃብታ ኞኣ ባሕራ፡ መካበብያኣ እውን ባሕራ ነይሩ።
51,989

51,990
am_tg
ኢትዮጵያና ግብፅ ገደብ ዚለሜ ዹኃይል ምንጮቿ ነበሩ። ፑጥና ሊቢያውያን ሚዳቶቿ ነበሩ።
ኢትዮጵያ ምንጪ ደሚት ኣልቊ ብርታዐኣ ነይራ፣ ግብጺ እውን ኚምኡ። ጱጥን ሊብያውያንን ሓገዝትኺ ነይሮም።
51,991

51,992
am_tg
ይሁንና እሷም እንኳ በግዞት ተወሰደቜፀተማርካም ሄደቜ። ልጆቿም በዚመንገዱ ማዕዘን ተፈጠፈጡ። በተኚበሩ ሰዎቿ ላይ ዕጣ ተጣጣሉፀታላላቅ ሰዎቿም ሁሉ በእግር ብሚት ታሰሩ።
ግናኞ፡ ንሳ እውን ተሰዲዳ፣ናብ ምርኮ ኞይዳ። ደቃ ድማ ኣብ ኵሉ ዅርናዕ ጐደና ተሓምሺሟም። ንኜቡራታ ዕጫ ኣውዲቖምሎም፣ኵሎም ዓበይታ ኞኣ ብመቝሕ ተኣሲሮም።
51,993

51,994
am_tg
አንቺም ትሰክሪያለሜፀደግሞም ትሰወሪያለሜ። ኚጠላት ዚምትሞሞጊበት ቊታ ትፈልጊያለሜ።
ንስኺ እውን ክትሰኜሪ፡ክትሕብኢ፡ካብ ጞላኢ እትዕቈብሉ ኜትደልዪ ኢኺ።
51,995

51,996
am_tg
ምሜጎቜሜ ሁሉ ዚመጀመሪያዎቹን ዹበሰሉ ፍሬዎቜ እንደያዙ ዚበለስ ዛፎቜ ና቞ውፀዛፎቹ ኹተነቀነቁ ፍሬዎቹ ሹግፈው በበላተኛ አፍ ውስጥ ይወድቃሉ።
ኵሉ ዕርድታትኪ፡ በዅሪ ፍሹ ኾም ዘለዎ ኣእዋም በለስ እዩ፣እንተ ተነንዩ፡ ናብ ኣፍ በላዕቱ ይሚግፍ።
51,997

51,998
am_tg
እነሆ፣ ወታደሮቜሜ በመካኚልሜ እንዳሉ ሎቶቜ ና቞ው። ዚምድርሜ በሮቜ ለጠላቶቜሜ ወለል ብለው ይኚፈታሉ። ዚበሮቜሜን መቀርቀሪያዎቜ እሳት ይበላ቞ዋል።
እንሆ፡ ተዋጋእትኺ ኣብ ማእኚልኪ ኾም ዘለዋ ኣንስቲ እዮም። ኣፍ ደገታት ምድርኺ ንጞላእትኺ ጋህ ኢሉ ኺርሖ እዩ። ሓዊ ንተገዳማት ኣፍ ደገታትኪ ኺበልዖ እዩ።
51,999