Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
52,000 | am_tg | ለከበባው ውኃ ቅጂ! ምሽጎችሽን አጠናክሪ። ማጥ ውስጥ ግቢ፤ ጭቃውንም ርገጪ፤የጡብ ቅርጽ ማውጫውንም ያዢ። | ንኸበባ ማይ ቅድሒ! ዕርድታትኪ ኣጽንዒ። ናብ ጸብሪ እተዊ፡ ጭቃ ርገጺ፣መስርሕ ሕጡብ ሓዚ። |
52,001 | tg_am | ንኸበባ ማይ ቅድሒ! ዕርድታትኪ ኣጽንዒ። ናብ ጸብሪ እተዊ፡ ጭቃ ርገጺ፣መስርሕ ሕጡብ ሓዚ። | ለከበባው ውኃ ቅጂ! ምሽጎችሽን አጠናክሪ። ማጥ ውስጥ ግቢ፤ ጭቃውንም ርገጪ፤የጡብ ቅርጽ ማውጫውንም ያዢ። |
52,002 | am_tg | ይህም ሆኖ እሳት ይበላሻል። ሰይፍ ይቆርጥሻል። እንደ ኩብኩባ ይበላሻል። እንደ ኩብኩባ ተባዢ! አዎ፣ እንደ አንበጣ ተራቢ! | ኣብኡ እኳ ሓዊ ኺበልዓኪ፡ሰይፊ ኪቘርጸኪ፡ከምቲ ኹብኩብታ ዚገብሮ ድማ ኪውሕጠኪ እዩ። ከም ኩብኩብታ ብዝሒ! እወ፡ ከም ኣንበጣ ብዝሒ! |
52,003 | tg_am | ኣብኡ እኳ ሓዊ ኺበልዓኪ፡ሰይፊ ኪቘርጸኪ፡ከምቲ ኹብኩብታ ዚገብሮ ድማ ኪውሕጠኪ እዩ። ከም ኩብኩብታ ብዝሒ! እወ፡ ከም ኣንበጣ ብዝሒ! | ይህም ሆኖ እሳት ይበላሻል። ሰይፍ ይቆርጥሻል። እንደ ኩብኩባ ይበላሻል። እንደ ኩብኩባ ተባዢ! አዎ፣ እንደ አንበጣ ተራቢ! |
52,004 | am_tg | ነጋዴዎችሽን ከሰማያት ከዋክብት ይበልጥ አብዝተሻል። ኩብኩባው ቅርፊቱን ከላዩ ላይ ጥሎ ይበርራል። | ንነጋዶኺ ኻብ ከዋኽብቲ ሰማያት ኣብዚሕክዮም። ኩብኩብታ ቘርበቱ ቐንጢጡ ነፊሩ ይኸይድ። |
52,005 | tg_am | ንነጋዶኺ ኻብ ከዋኽብቲ ሰማያት ኣብዚሕክዮም። ኩብኩብታ ቘርበቱ ቐንጢጡ ነፊሩ ይኸይድ። | ነጋዴዎችሽን ከሰማያት ከዋክብት ይበልጥ አብዝተሻል። ኩብኩባው ቅርፊቱን ከላዩ ላይ ጥሎ ይበርራል። |
52,006 | am_tg | ጠባቂዎችሽ እንደ አንበጣ፣መኮንኖችሽም እንደ አንበጣ መንጋ ናቸው። ቅዝቃዜ ባለበት ቀን በድንጋይ ቅጥሮች ውስጥ ይሰፍራሉ፤ፀሐይ ስትወጣ ግን በርረው ይሄዳሉ፤የት እንደደረሱም ማንም አያውቅም። | ሓለውትኺ ኸም ኣንበጣ፡ሰበ ስልጣንኪ ኸም ዕስለ ኣንበጣ እዮም። ብመዓልቲ ቝሪ ኣብ ደምበ ይሰፍሩ፣ጸሓይ ምስ በረቐት ግና፡ ነፊሮም ይኸዱ፣ኣበይ ከም ዘለዉ ድማ ሓደ እኳ ኣይፈልጥን። |
52,007 | tg_am | ሓለውትኺ ኸም ኣንበጣ፡ሰበ ስልጣንኪ ኸም ዕስለ ኣንበጣ እዮም። ብመዓልቲ ቝሪ ኣብ ደምበ ይሰፍሩ፣ጸሓይ ምስ በረቐት ግና፡ ነፊሮም ይኸዱ፣ኣበይ ከም ዘለዉ ድማ ሓደ እኳ ኣይፈልጥን። | ጠባቂዎችሽ እንደ አንበጣ፣መኮንኖችሽም እንደ አንበጣ መንጋ ናቸው። ቅዝቃዜ ባለበት ቀን በድንጋይ ቅጥሮች ውስጥ ይሰፍራሉ፤ፀሐይ ስትወጣ ግን በርረው ይሄዳሉ፤የት እንደደረሱም ማንም አያውቅም። |
52,008 | am_tg | የአሦር ንጉሥ ሆይ፣ እረኞችህ እንቅልፍ ተጫጭኗቸዋል፤ታላላቅ ሰዎችህ በመኖሪያቸው ይቀመጣሉ። ሕዝብህ በተራሮቹ ላይ ተበታትነዋል፤የሚሰበስባቸውም የለም። | ኦ ንጉስ ኣሶር፡ ጓሶትካ ተታኺሶም ኣለዉ። ልዑላንካ ኣብ መንበሪኦም ኣለዉ። ህዝብኻ ኣብ ኣኽራን ፋሕ ኢሎም ኣለዉ፣ዚእክቦም ከኣ ሓደ እኳ የልቦን። |
52,009 | tg_am | ኦ ንጉስ ኣሶር፡ ጓሶትካ ተታኺሶም ኣለዉ። ልዑላንካ ኣብ መንበሪኦም ኣለዉ። ህዝብኻ ኣብ ኣኽራን ፋሕ ኢሎም ኣለዉ፣ዚእክቦም ከኣ ሓደ እኳ የልቦን። | የአሦር ንጉሥ ሆይ፣ እረኞችህ እንቅልፍ ተጫጭኗቸዋል፤ታላላቅ ሰዎችህ በመኖሪያቸው ይቀመጣሉ። ሕዝብህ በተራሮቹ ላይ ተበታትነዋል፤የሚሰበስባቸውም የለም። |
52,010 | am_tg | የደረሰብህን መቅሰፍት የሚያቆም ነገር የለም። ቁስልህ ሊድን የሚችል አይደለም። ስለ አንተ ወሬ የሚሰሙ ሁሉ ያጨበጭባሉ፤በማያባራው ጭካኔህ ያልተጎዳ ማን አለና?” | ንመዓትካ እፎይታ የብሉን። ቍስልኻ ዘይሓዊ እዩ። ኵሎም እቶም ወረኻ ዚሰምዑ ብኣእዳዎም ኬጣቕዑ እዮም። በቲ ቐጻሊ ጭካነኻ ዘይተሳቐየስ መን እዩ፧” |
52,011 | tg_am | ንመዓትካ እፎይታ የብሉን። ቍስልኻ ዘይሓዊ እዩ። ኵሎም እቶም ወረኻ ዚሰምዑ ብኣእዳዎም ኬጣቕዑ እዮም። በቲ ቐጻሊ ጭካነኻ ዘይተሳቐየስ መን እዩ፧” | የደረሰብህን መቅሰፍት የሚያቆም ነገር የለም። ቁስልህ ሊድን የሚችል አይደለም። ስለ አንተ ወሬ የሚሰሙ ሁሉ ያጨበጭባሉ፤በማያባራው ጭካኔህ ያልተጎዳ ማን አለና?” |
52,012 | am_tg | የሚበትን መጥቶብሻል። ምሽጎቹን ጠብቂ። መንገዱን በትኩረት ተመልከቺ። ወገብሽን ታጠቂ፤ ኃይልሽንም ሁሉ አሰባስቢ። | ፋሕ ዜብል ኣንጻርኪ ኺመጽእ እዩ። ነቲ ዕርድታት ሓልውዮ። ነቲ መገዲ ተቛመትዮ። ተዓጠቒ፡ ኵሉ ብርታዐኺ ኣክቢ። |
52,013 | tg_am | ፋሕ ዜብል ኣንጻርኪ ኺመጽእ እዩ። ነቲ ዕርድታት ሓልውዮ። ነቲ መገዲ ተቛመትዮ። ተዓጠቒ፡ ኵሉ ብርታዐኺ ኣክቢ። | የሚበትን መጥቶብሻል። ምሽጎቹን ጠብቂ። መንገዱን በትኩረት ተመልከቺ። ወገብሽን ታጠቂ፤ ኃይልሽንም ሁሉ አሰባስቢ። |
52,014 | am_tg | ይሖዋ የያዕቆብን ክብርከእስራኤል ክብር ጋር ይመልሳልና፤አጥፊዎች አጥፍተዋቸዋልና፤ቀንበጦቻቸውንም ከጥቅም ውጭ አድርገዋል። | እቶም መጥፋእቲ ኣጥፊኦምዎም፡ንጨናፍሮም ከኣ ኣብሪሶምዎ እዮም እሞ፡የሆዋስ ንትምክሕቲ ያእቆብ፡ምስ ትምክሕቲ እስራኤል ኪመልሶ እዩ፣ |
52,015 | tg_am | እቶም መጥፋእቲ ኣጥፊኦምዎም፡ንጨናፍሮም ከኣ ኣብሪሶምዎ እዮም እሞ፡የሆዋስ ንትምክሕቲ ያእቆብ፡ምስ ትምክሕቲ እስራኤል ኪመልሶ እዩ፣ | ይሖዋ የያዕቆብን ክብርከእስራኤል ክብር ጋር ይመልሳልና፤አጥፊዎች አጥፍተዋቸዋልና፤ቀንበጦቻቸውንም ከጥቅም ውጭ አድርገዋል። |
52,016 | am_tg | የኃያላኑ ጋሻዎች ቀይ ቀለም የተነከሩ ናቸው፤ተዋጊዎቹ ደማቅ ቀይ ልብስ ለብሰዋል። ለጦርነት ዝግጁ በሚሆንበት ቀን፣የጦር ሠረገላው ብረቶች እንደ እሳት ያብረቀርቃሉ፤ከጥድ የተሠሩት ረጃጅም ጦሮች ይወዛወዛሉ። | ዋላቱ ጀጋኑኡ ብቐይሕ እተኣጀለ እዩ፣ተዋጋእቱ ድማ ድሙቕ ቀይሕ እተኸድኑ እዮም። በታ ንውግእ ዚዳለወላ መዓልቲ፡ሓጻውን ሰረገላታቱ ኸም ሓዊ ማሕማሕ ይብል፣ኲናውቲ ጽሕዲ ኸኣ ይንብጥበጥ። |
52,017 | tg_am | ዋላቱ ጀጋኑኡ ብቐይሕ እተኣጀለ እዩ፣ተዋጋእቱ ድማ ድሙቕ ቀይሕ እተኸድኑ እዮም። በታ ንውግእ ዚዳለወላ መዓልቲ፡ሓጻውን ሰረገላታቱ ኸም ሓዊ ማሕማሕ ይብል፣ኲናውቲ ጽሕዲ ኸኣ ይንብጥበጥ። | የኃያላኑ ጋሻዎች ቀይ ቀለም የተነከሩ ናቸው፤ተዋጊዎቹ ደማቅ ቀይ ልብስ ለብሰዋል። ለጦርነት ዝግጁ በሚሆንበት ቀን፣የጦር ሠረገላው ብረቶች እንደ እሳት ያብረቀርቃሉ፤ከጥድ የተሠሩት ረጃጅም ጦሮች ይወዛወዛሉ። |
52,018 | am_tg | የጦር ሠረገሎቹ በጎዳናዎቹ ላይ ይከንፋሉ። በአደባባዮቹም ላይ ወዲያ ወዲህ ይራወጣሉ። እንደሚነድ ችቦ ያበራሉ፤ እንደ መብረቅም ያንጸባርቃሉ። | እተን ሰረገላታት በቲ ጐደናታት ከም ዕቡድ ይቀዳደማ። ኣብ ኣደባባያት ናብዝን ናብትን ይወናጨፋ። ከም ዚነድድ ፋናታት ይበርሃ፡ ከም በርቂ እውን ማሕማሕ ይብላ። |
52,019 | tg_am | እተን ሰረገላታት በቲ ጐደናታት ከም ዕቡድ ይቀዳደማ። ኣብ ኣደባባያት ናብዝን ናብትን ይወናጨፋ። ከም ዚነድድ ፋናታት ይበርሃ፡ ከም በርቂ እውን ማሕማሕ ይብላ። | የጦር ሠረገሎቹ በጎዳናዎቹ ላይ ይከንፋሉ። በአደባባዮቹም ላይ ወዲያ ወዲህ ይራወጣሉ። እንደሚነድ ችቦ ያበራሉ፤ እንደ መብረቅም ያንጸባርቃሉ። |
52,020 | am_tg | እሱ አለቆቹን ይጠራል። እነሱ ወደ ፊት ሲገሰግሱ ይሰናከላሉ። ወደ ቅጥሯ እየተጣደፉ ይሄዳሉ፤መከላከያም ያቆማሉ። | ንሰበ ስልጣኑ ኺጽውዖም እዩ። ንሳቶም ኪቐርቡ ኸለዉ ኺዕንቀፉ እዮም። ናብ መካበብያኣ ኺህንደዱ፡መከላኸሊ ኸኣ ኪገብሩ እዮም። |
52,021 | tg_am | ንሰበ ስልጣኑ ኺጽውዖም እዩ። ንሳቶም ኪቐርቡ ኸለዉ ኺዕንቀፉ እዮም። ናብ መካበብያኣ ኺህንደዱ፡መከላኸሊ ኸኣ ኪገብሩ እዮም። | እሱ አለቆቹን ይጠራል። እነሱ ወደ ፊት ሲገሰግሱ ይሰናከላሉ። ወደ ቅጥሯ እየተጣደፉ ይሄዳሉ፤መከላከያም ያቆማሉ። |
52,022 | am_tg | የወንዞቹ በሮች ይከፈታሉ፤ቤተ መንግሥቱም ይቀልጣል። | ኣፍ ደገታት ኣፍላግ ኪኽፈት፡ቤተ መንግስቲ እውን ኪመክኽ እዩ። |
52,023 | tg_am | ኣፍ ደገታት ኣፍላግ ኪኽፈት፡ቤተ መንግስቲ እውን ኪመክኽ እዩ። | የወንዞቹ በሮች ይከፈታሉ፤ቤተ መንግሥቱም ይቀልጣል። |
52,024 | am_tg | ጉዳዩ ታውጇል፦ እሷ ተጋልጣለች፤ተማርካ ተወስዳለች፤ ሴቶች ባሪያዎቿም ያቃስታሉ፤ደረታቸውን እየደቁ እንደ ርግብ ያላዝናሉ። | ተወሲኑ እዩ፦ ንሳ ተቓሊዓ እያ፣ተወሲዳ እያ፣ ኣግራዳ ድማ ኪቝዝማ እየን፣ደረተን ኪወቕዓ ኸለዋ፡ ደሃየን ከም ናይ ረገቢት ይመስል። |
52,025 | tg_am | ተወሲኑ እዩ፦ ንሳ ተቓሊዓ እያ፣ተወሲዳ እያ፣ ኣግራዳ ድማ ኪቝዝማ እየን፣ደረተን ኪወቕዓ ኸለዋ፡ ደሃየን ከም ናይ ረገቢት ይመስል። | ጉዳዩ ታውጇል፦ እሷ ተጋልጣለች፤ተማርካ ተወስዳለች፤ ሴቶች ባሪያዎቿም ያቃስታሉ፤ደረታቸውን እየደቁ እንደ ርግብ ያላዝናሉ። |
52,026 | am_tg | ነነዌ ከተቆረቆረችበት ጊዜ አንስቶ እንደ ውኃ ኩሬ ነበረች፤አሁን ግን እነሱ ይሸሻሉ። አንዳንዶች “ቁሙ! ቁሙ!” ብለው ይጮኻሉ። ሆኖም ወደ ኋላ የሚዞር የለም። | ነነዌ ኻብ ጥንቲ ኣትሒዛ፡ ማያት ከም ዝመልአ ሓጽቢ እያ ነይራ፣ሕጂ ግና ንሳቶም ይሃድሙ ኣለዉ። “ደው በሉ! ደው በሉ!” ገጹ ዚመልስ ግና የልቦን። |
52,027 | tg_am | ነነዌ ኻብ ጥንቲ ኣትሒዛ፡ ማያት ከም ዝመልአ ሓጽቢ እያ ነይራ፣ሕጂ ግና ንሳቶም ይሃድሙ ኣለዉ። “ደው በሉ! ደው በሉ!” ገጹ ዚመልስ ግና የልቦን። | ነነዌ ከተቆረቆረችበት ጊዜ አንስቶ እንደ ውኃ ኩሬ ነበረች፤አሁን ግን እነሱ ይሸሻሉ። አንዳንዶች “ቁሙ! ቁሙ!” ብለው ይጮኻሉ። ሆኖም ወደ ኋላ የሚዞር የለም። |
52,028 | am_tg | ብሩን ዝረፉ፤ ወርቁን ዝረፉ! የተከማቸው ሀብት ስፍር ቁጥር የለውም። በብዙ ዓይነት የከበሩ ዕቃዎች ተሞልቷል። | ብሩር ዝመቱ፡ ወርቂ ዝመቱ! እቲ መዛግብቲ መወዳእታ የብሉን። ኵሉ ዓይነት ክቡር ነገራት ዝመልአ እዩ። |
52,029 | tg_am | ብሩር ዝመቱ፡ ወርቂ ዝመቱ! እቲ መዛግብቲ መወዳእታ የብሉን። ኵሉ ዓይነት ክቡር ነገራት ዝመልአ እዩ። | ብሩን ዝረፉ፤ ወርቁን ዝረፉ! የተከማቸው ሀብት ስፍር ቁጥር የለውም። በብዙ ዓይነት የከበሩ ዕቃዎች ተሞልቷል። |
52,030 | am_tg | ከተማዋ ባዶና ወና እንዲሁም ባድማ ሆናለች! ልባቸው በፍርሃት ቀልጧል፤ ጉልበታቸው ተብረክርኳል፤ ወገባቸውም ተንቀጥቅጧል፤የሁሉም ፊት ቀልቷል። | እታ ኸተማ ባዶ ዀይና፡ ባዲማ፡ ጠፊኣ! ልቦም ብፍርሂ መኺኹ፡ ኣብራኾም ተቘሊፉ፡ ሕቘኦም ራዕራዕ ኢሉ፣ኵሉ ገጾም በርበረ መሲሉ። |
52,031 | tg_am | እታ ኸተማ ባዶ ዀይና፡ ባዲማ፡ ጠፊኣ! ልቦም ብፍርሂ መኺኹ፡ ኣብራኾም ተቘሊፉ፡ ሕቘኦም ራዕራዕ ኢሉ፣ኵሉ ገጾም በርበረ መሲሉ። | ከተማዋ ባዶና ወና እንዲሁም ባድማ ሆናለች! ልባቸው በፍርሃት ቀልጧል፤ ጉልበታቸው ተብረክርኳል፤ ወገባቸውም ተንቀጥቅጧል፤የሁሉም ፊት ቀልቷል። |
52,032 | am_tg | ደቦል አንበሶቹ የሚመገቡበት፣ማንም ሳያስፈራቸው አንበሳው ግልገሎቹን እየመራ የሚወጣበትየአንበሶቹ ዋሻ የት አለ? | እቲ ሽደናት ኣናብስ ዚበልዑሉ፡ዜፍርሆም ዘይብሎም ከኣኣንበሳ ንዀራዅሩ መሪሑ ዝወጸሉ ሰፈር ኣናብስ ኣበይ ኣሎ፧ |
52,033 | tg_am | እቲ ሽደናት ኣናብስ ዚበልዑሉ፡ዜፍርሆም ዘይብሎም ከኣኣንበሳ ንዀራዅሩ መሪሑ ዝወጸሉ ሰፈር ኣናብስ ኣበይ ኣሎ፧ | ደቦል አንበሶቹ የሚመገቡበት፣ማንም ሳያስፈራቸው አንበሳው ግልገሎቹን እየመራ የሚወጣበትየአንበሶቹ ዋሻ የት አለ? |
52,034 | am_tg | አንበሳው ለግልገሎቹ የሚበቃቸውን ያህል አደነ፤ለእንስቶቹም አንቆ ገደለላቸው። ጎሬውን በታደኑ እንስሶች፣ዋሻውንም በተቦጫጨቁ እንስሶች ሞላ። | ኣንበሳ ንዀራዅሩ ዚኣኽሎም ግዳይ ይሰላልዓሎም፡ንዋዕሮታቱ ድማ ይሓንቀለን። ንመሕብኢኡ ብግዳይ፡ንሰፈሩ ኸኣ ብእተሰላልዑ እንስሳታት ይመልኦ። |
52,035 | tg_am | ኣንበሳ ንዀራዅሩ ዚኣኽሎም ግዳይ ይሰላልዓሎም፡ንዋዕሮታቱ ድማ ይሓንቀለን። ንመሕብኢኡ ብግዳይ፡ንሰፈሩ ኸኣ ብእተሰላልዑ እንስሳታት ይመልኦ። | አንበሳው ለግልገሎቹ የሚበቃቸውን ያህል አደነ፤ለእንስቶቹም አንቆ ገደለላቸው። ጎሬውን በታደኑ እንስሶች፣ዋሻውንም በተቦጫጨቁ እንስሶች ሞላ። |
52,036 | am_tg | “እነሆ፣ በአንቺ ላይ ተነስቻለሁ” ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ፤“የጦር ሠረገላዋን በጭስ መካከል አቃጥላለሁ፤ደቦል አንበሶችሽንም ሰይፍ ይበላቸዋል። አደንሽን ከምድር ገጽ አስወግዳለሁ፤የመልእክተኞችሽም ድምፅ ከእንግዲህ ወዲህ አይሰማም።” | “እንሆ፡ ኣንጻርኪ እየ” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡“ንሰረገላታታ ኣንዲደ ትኪ ኽገብሮ እየ፣ንሽደናት ኣናብስኪ ድማ ሰይፊ ኺውሕጦም እዩ። ንግዳይኪ ኻብ ምድሪ ኽምንቍሶ እየ፣ደሃይ ልኡኻትኪ ኸኣ ደጊም ኣይኪስማዕን እዩ።” |
52,037 | tg_am | “እንሆ፡ ኣንጻርኪ እየ” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡“ንሰረገላታታ ኣንዲደ ትኪ ኽገብሮ እየ፣ንሽደናት ኣናብስኪ ድማ ሰይፊ ኺውሕጦም እዩ። ንግዳይኪ ኻብ ምድሪ ኽምንቍሶ እየ፣ደሃይ ልኡኻትኪ ኸኣ ደጊም ኣይኪስማዕን እዩ።” | “እነሆ፣ በአንቺ ላይ ተነስቻለሁ” ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ፤“የጦር ሠረገላዋን በጭስ መካከል አቃጥላለሁ፤ደቦል አንበሶችሽንም ሰይፍ ይበላቸዋል። አደንሽን ከምድር ገጽ አስወግዳለሁ፤የመልእክተኞችሽም ድምፅ ከእንግዲህ ወዲህ አይሰማም።” |
52,038 | am_tg | ነቢዩ ዕንባቆም በራእይ የተቀበለው መልእክት፦ | ነብዪ ኣንባቆም ብራእይ እተቐበሎ ኸቢድ መልእኽቲ፦ |
52,039 | tg_am | ነብዪ ኣንባቆም ብራእይ እተቐበሎ ኸቢድ መልእኽቲ፦ | ነቢዩ ዕንባቆም በራእይ የተቀበለው መልእክት፦ |
52,040 | am_tg | ይሖዋ ሆይ፣ እርዳታ ለማግኘት ስጮኽ የማትሰማው እስከ መቼ ነው? ከግፍ እንድታስጥለኝ ስለምን ጣልቃ የማትገባው እስከ መቼ ነው? | ኦ የሆዋ፡ ከይሰማዕካንስ ክሳዕ መዓስ ከእዊ እየ፧ ጣልቃ ኸይኣተኻኸ ብሰንኪ ዓመጻ ኽሳዕ መዓስ ክምህለል እየ፧ |
52,041 | tg_am | ኦ የሆዋ፡ ከይሰማዕካንስ ክሳዕ መዓስ ከእዊ እየ፧ ጣልቃ ኸይኣተኻኸ ብሰንኪ ዓመጻ ኽሳዕ መዓስ ክምህለል እየ፧ | ይሖዋ ሆይ፣ እርዳታ ለማግኘት ስጮኽ የማትሰማው እስከ መቼ ነው? ከግፍ እንድታስጥለኝ ስለምን ጣልቃ የማትገባው እስከ መቼ ነው? |
52,042 | am_tg | ለምን በደል ሲፈጸም እንዳይ ታደርገኛለህ? ጭቆናንስ ለምን ዝም ብለህ ታያለህ? ጥፋትና ግፍ በፊቴ የሚፈጸመው ለምንድን ነው? ጠብና ግጭትስ ለምን በዛ? | ስለምንታይ ኢኻ ኽፉእ ተግባር እተርእየኒ፧ ስለምንታይከ ኢኻ ጭቈና ስቕ ኢልካ እትርኢ፧ ስለምንታይ እዩ ጥፍኣትን ዓመጻን ኣብ ቅድመይ ዘሎ፧ ስለምንታይከ እዩ ባእስን ግጭትን በዚሑ ዘሎ፧ |
52,043 | tg_am | ስለምንታይ ኢኻ ኽፉእ ተግባር እተርእየኒ፧ ስለምንታይከ ኢኻ ጭቈና ስቕ ኢልካ እትርኢ፧ ስለምንታይ እዩ ጥፍኣትን ዓመጻን ኣብ ቅድመይ ዘሎ፧ ስለምንታይከ እዩ ባእስን ግጭትን በዚሑ ዘሎ፧ | ለምን በደል ሲፈጸም እንዳይ ታደርገኛለህ? ጭቆናንስ ለምን ዝም ብለህ ታያለህ? ጥፋትና ግፍ በፊቴ የሚፈጸመው ለምንድን ነው? ጠብና ግጭትስ ለምን በዛ? |
52,044 | am_tg | ስለዚህ ሕግ ላልቷል፤ፍትሕም ጨርሶ የለም። ክፉው ጻድቁን ከቦታልና፤ከዚህ የተነሳ ፍትሕ ተጣሟል። | ስለዚ፡ ሕጊ ለሚሱ፡ፍትሒ እውን ከቶ ኣይወጽእን ኣሎ። እኩይሲ ንጻድቕ ይኸብቦ ኣሎ፣ስለዚ፡ ፍትሒ ቐኒኑ ኣሎ። |
52,045 | tg_am | ስለዚ፡ ሕጊ ለሚሱ፡ፍትሒ እውን ከቶ ኣይወጽእን ኣሎ። እኩይሲ ንጻድቕ ይኸብቦ ኣሎ፣ስለዚ፡ ፍትሒ ቐኒኑ ኣሎ። | ስለዚህ ሕግ ላልቷል፤ፍትሕም ጨርሶ የለም። ክፉው ጻድቁን ከቦታልና፤ከዚህ የተነሳ ፍትሕ ተጣሟል። |
52,046 | am_tg | “ብሔራትን እዩ፣ ደግሞም ልብ በሉ! በመገረም ተመልከቱ፤ ተደነቁም፤እናንተ ቢነገራችሁም እንኳ የማታምኑት አንድ ነገርበዘመናችሁ ይከናወናልና። | “ኣብ መንጎ ኣህዛብ ርኣዩ እሞ ኣቕልቡ! ተገሪምኩም ጠምቱን ኣስተንክሩን፣ብመዓልትታትኩምሲ እንተ ተነግረኩም እኳዘይትኣምንዎ ነገር ኪኸውን እዩ። |
52,047 | tg_am | “ኣብ መንጎ ኣህዛብ ርኣዩ እሞ ኣቕልቡ! ተገሪምኩም ጠምቱን ኣስተንክሩን፣ብመዓልትታትኩምሲ እንተ ተነግረኩም እኳዘይትኣምንዎ ነገር ኪኸውን እዩ። | “ብሔራትን እዩ፣ ደግሞም ልብ በሉ! በመገረም ተመልከቱ፤ ተደነቁም፤እናንተ ቢነገራችሁም እንኳ የማታምኑት አንድ ነገርበዘመናችሁ ይከናወናልና። |
52,048 | am_tg | እነሆ፣ ጨካኝና ፈጣን የሆነውን ብሔር ይኸውምከለዳውያንን አስነሳለሁና። የእነሱ ያልሆኑ ቤቶችን ለመውረስ፣ሰፋፊ የምድር ክፍሎችን ይወራሉ። | ኣብዝስ ንከለዳውያን፡ንጨካናትን ንርቡጻትን ህዝቢ አተንስኦም ኣለኹ። ዘይናቶም ኣባይቲ ኺምንዝዑ፡ኣብ ሰፊሕ ክፋል ምድሪ የስፋሕፍሑ። |
52,049 | tg_am | ኣብዝስ ንከለዳውያን፡ንጨካናትን ንርቡጻትን ህዝቢ አተንስኦም ኣለኹ። ዘይናቶም ኣባይቲ ኺምንዝዑ፡ኣብ ሰፊሕ ክፋል ምድሪ የስፋሕፍሑ። | እነሆ፣ ጨካኝና ፈጣን የሆነውን ብሔር ይኸውምከለዳውያንን አስነሳለሁና። የእነሱ ያልሆኑ ቤቶችን ለመውረስ፣ሰፋፊ የምድር ክፍሎችን ይወራሉ። |
52,050 | am_tg | እነሱ አስደንጋጭና አስፈሪ ናቸው። የገዛ ራሳቸውን ፍትሕና ሥልጣን ያቋቁማሉ። | ዜፍርሁን ዜርዕዱን እዮም። ናይ ርእሶም ፍትሕን ስልጣንን የቝሙ። |
52,051 | tg_am | ዜፍርሁን ዜርዕዱን እዮም። ናይ ርእሶም ፍትሕን ስልጣንን የቝሙ። | እነሱ አስደንጋጭና አስፈሪ ናቸው። የገዛ ራሳቸውን ፍትሕና ሥልጣን ያቋቁማሉ። |
52,052 | am_tg | ፈረሶቻቸው ከነብር ይልቅ ፈጣኖች ናቸው፤ከሌሊት ተኩላዎችም ይልቅ ጨካኞች ናቸው። የጦር ፈረሶቻቸው በፍጥነት ይጋልባሉ፤ፈረሶቻቸው ከሩቅ ስፍራ ይመጣሉ። ለመብላት እንደሚጣደፍ ንስር ተምዘግዝገው ይወርዳሉ። | ኣፍራሶም ካብ ኣናብር ይቕልጥፉ፣ካብ ተዃሉ ለይቲ ይሓስሙ። ናይ ውግእ ኣፍራሶም ንቕድሚት ይጋልቡ፣ኣፍራሶም ካብ ርሑቕ ይመጹ። ከምቲ ኺበልዕ ዚህንደድ ንስሪ ይንቈቱ። |
52,053 | tg_am | ኣፍራሶም ካብ ኣናብር ይቕልጥፉ፣ካብ ተዃሉ ለይቲ ይሓስሙ። ናይ ውግእ ኣፍራሶም ንቕድሚት ይጋልቡ፣ኣፍራሶም ካብ ርሑቕ ይመጹ። ከምቲ ኺበልዕ ዚህንደድ ንስሪ ይንቈቱ። | ፈረሶቻቸው ከነብር ይልቅ ፈጣኖች ናቸው፤ከሌሊት ተኩላዎችም ይልቅ ጨካኞች ናቸው። የጦር ፈረሶቻቸው በፍጥነት ይጋልባሉ፤ፈረሶቻቸው ከሩቅ ስፍራ ይመጣሉ። ለመብላት እንደሚጣደፍ ንስር ተምዘግዝገው ይወርዳሉ። |
52,054 | am_tg | ሁሉም ዓመፅ ለመፈጸም ቆርጠው ይመጣሉ። እንደ ምሥራቅ ነፋስ ፊታቸውን ያቀናሉ፤ምርኮኞችንም እንደ አሸዋ ያፍሳሉ። | ኵላቶም ኪዕምጹ ይመጹ። ምእካብ ገጾም ከም ንፋስ ምብራቕ እዩ፣ከም ሑጻ ድማ ምሩኻት ይሓፍሱ። |
52,055 | tg_am | ኵላቶም ኪዕምጹ ይመጹ። ምእካብ ገጾም ከም ንፋስ ምብራቕ እዩ፣ከም ሑጻ ድማ ምሩኻት ይሓፍሱ። | ሁሉም ዓመፅ ለመፈጸም ቆርጠው ይመጣሉ። እንደ ምሥራቅ ነፋስ ፊታቸውን ያቀናሉ፤ምርኮኞችንም እንደ አሸዋ ያፍሳሉ። |
52,056 | am_tg | በነገሥታት ይሳለቃሉ፤በከፍተኛ ባለሥልጣናትም ላይ ይስቃሉ። በተመሸገ ስፍራ ሁሉ ላይ ይስቃሉ፤የአፈር ቁልልም ሠርተው ይይዙታል። | ንነገስታት የላግጹሎም፣ንሰበ ስልጣን ከኣ ይስሕቅዎም። ብዅሉ ዕርድታት ይስሕቁ፣መደያይቦ ዚዀኖም ሓመድ ኰሚሮም ይሕዝዎ። |
52,057 | tg_am | ንነገስታት የላግጹሎም፣ንሰበ ስልጣን ከኣ ይስሕቅዎም። ብዅሉ ዕርድታት ይስሕቁ፣መደያይቦ ዚዀኖም ሓመድ ኰሚሮም ይሕዝዎ። | በነገሥታት ይሳለቃሉ፤በከፍተኛ ባለሥልጣናትም ላይ ይስቃሉ። በተመሸገ ስፍራ ሁሉ ላይ ይስቃሉ፤የአፈር ቁልልም ሠርተው ይይዙታል። |
52,058 | am_tg | ከዚያም እንደ ነፋስ ወደ ፊት እየገሰገሱ በምድሪቱ ላይ ያልፋሉ፤ይሁንና በደለኛ ይሆናሉ፤ምክንያቱም የኃይላቸው ምንጭ አምላካቸው እንደሆነ ይናገራሉ።” | ሽዑ፡ ከም ንፋስ ይግስግሱን ይሓልፉን፣ግናኸ፡ ሓይሎም ካብ ኣምላኾም ከም ዝረኸቡ ስለ ዚብሉ፡በደልቲ ኪዀኑ እዮም።” |
52,059 | tg_am | ሽዑ፡ ከም ንፋስ ይግስግሱን ይሓልፉን፣ግናኸ፡ ሓይሎም ካብ ኣምላኾም ከም ዝረኸቡ ስለ ዚብሉ፡በደልቲ ኪዀኑ እዮም።” | ከዚያም እንደ ነፋስ ወደ ፊት እየገሰገሱ በምድሪቱ ላይ ያልፋሉ፤ይሁንና በደለኛ ይሆናሉ፤ምክንያቱም የኃይላቸው ምንጭ አምላካቸው እንደሆነ ይናገራሉ።” |
52,060 | am_tg | ይሖዋ ሆይ፣ አንተ ከዘላለም አንስቶ ያለህ አይደለህም? ቅዱስ የሆንከው አምላኬ ሆይ፣ አንተ አትሞትም። ይሖዋ ሆይ፣ እነሱን ፍርድ ለማስፈጸም ሾመሃቸዋል፤ዓለቴ ሆይ፣ እንዲቀጡ አቋቁመሃቸዋል። | ኦ የሆዋ፡ ንስኻስ ካብ ዘለኣለም ደይኰንካን፧ ኦ ኣምላኸይ፡ ቅዱሰይ፡ ንስኻ ኣይትመውትን ኢኻ። ኦ የሆዋ፡ ንስኻ ፍርዲ ኺፍጽሙ ሸይምካዮም፣ኣታ ኸውሐይ፡ ንስኻ ንመቕጻዕቲ ሰሪትካዮም። |
52,061 | tg_am | ኦ የሆዋ፡ ንስኻስ ካብ ዘለኣለም ደይኰንካን፧ ኦ ኣምላኸይ፡ ቅዱሰይ፡ ንስኻ ኣይትመውትን ኢኻ። ኦ የሆዋ፡ ንስኻ ፍርዲ ኺፍጽሙ ሸይምካዮም፣ኣታ ኸውሐይ፡ ንስኻ ንመቕጻዕቲ ሰሪትካዮም። | ይሖዋ ሆይ፣ አንተ ከዘላለም አንስቶ ያለህ አይደለህም? ቅዱስ የሆንከው አምላኬ ሆይ፣ አንተ አትሞትም። ይሖዋ ሆይ፣ እነሱን ፍርድ ለማስፈጸም ሾመሃቸዋል፤ዓለቴ ሆይ፣ እንዲቀጡ አቋቁመሃቸዋል። |
52,062 | am_tg | ዓይኖችህ ክፉ የሆነውን ነገር እንዳያዩ እጅግ ንጹሐን ናቸው፤ክፋትንም ዝም ብለህ ማየት አትችልም። ታዲያ ከዳተኛውን ዝም ብለህ የምትመለከተው ለምንድን ነው?ደግሞስ ክፉ ሰው ከእሱ ይልቅ ጻድቅ የሆነውን ሲውጥ ለምን ዝም ትላለህ? | ኣዒንትኻ ኣዝየን ጽሩያት ካብ ምዃነን እተላዕለ፡ ክፍኣት ስቕ ኢለን ኣይርእያን እየን፣ንእከይ ድማ ክትጻወሮ ኣይትኽእልን ኢኻ። ስለምንታይ ደኣ ኢኻ ንጠለምቲ እትጻወሮም፡እኩይ ካብኡ ንዚጸድቕ ኪውሕጦ ኸሎ ኸኣ ስቕ እትብል፧ |
52,063 | tg_am | ኣዒንትኻ ኣዝየን ጽሩያት ካብ ምዃነን እተላዕለ፡ ክፍኣት ስቕ ኢለን ኣይርእያን እየን፣ንእከይ ድማ ክትጻወሮ ኣይትኽእልን ኢኻ። ስለምንታይ ደኣ ኢኻ ንጠለምቲ እትጻወሮም፡እኩይ ካብኡ ንዚጸድቕ ኪውሕጦ ኸሎ ኸኣ ስቕ እትብል፧ | ዓይኖችህ ክፉ የሆነውን ነገር እንዳያዩ እጅግ ንጹሐን ናቸው፤ክፋትንም ዝም ብለህ ማየት አትችልም። ታዲያ ከዳተኛውን ዝም ብለህ የምትመለከተው ለምንድን ነው?ደግሞስ ክፉ ሰው ከእሱ ይልቅ ጻድቅ የሆነውን ሲውጥ ለምን ዝም ትላለህ? |
52,064 | am_tg | ሰው እንደ ባሕር ዓሣ፣ገዢም እንደሌላቸው መሬት ለመሬት የሚሳቡ ፍጥረታት እንዲሆን ለምን ትፈቅዳለህ? | ስለምንታይከ ኢኻ ንሰብ ከም ዓሳ ባሕሪ፡ከምቶም ገዛኢ ዘይብሎም ለመምቲ እትገብሮ፧ |
52,065 | tg_am | ስለምንታይከ ኢኻ ንሰብ ከም ዓሳ ባሕሪ፡ከምቶም ገዛኢ ዘይብሎም ለመምቲ እትገብሮ፧ | ሰው እንደ ባሕር ዓሣ፣ገዢም እንደሌላቸው መሬት ለመሬት የሚሳቡ ፍጥረታት እንዲሆን ለምን ትፈቅዳለህ? |
52,066 | am_tg | እሱ እነዚህን ሁሉ በመንጠቆ ጎትቶ ያወጣል። በመረቡ ይይዛቸዋል፤በዓሣ ማጥመጃ መረቡም ይሰበስባቸዋል። በዚህም እጅግ ሐሴት ያደርጋል። | ንሱ ንዅላቶም ብመቝለብ ዓሳ የውጽኦም ኣሎ። ኣብ መርበቡ ይሕዞም፡ኣብ መግፈፊኡ ድማ ይእክቦም ኣሎ። ስለዚ፡ ብዙሕ ይሕጐስ ኣሎ። |
52,067 | tg_am | ንሱ ንዅላቶም ብመቝለብ ዓሳ የውጽኦም ኣሎ። ኣብ መርበቡ ይሕዞም፡ኣብ መግፈፊኡ ድማ ይእክቦም ኣሎ። ስለዚ፡ ብዙሕ ይሕጐስ ኣሎ። | እሱ እነዚህን ሁሉ በመንጠቆ ጎትቶ ያወጣል። በመረቡ ይይዛቸዋል፤በዓሣ ማጥመጃ መረቡም ይሰበስባቸዋል። በዚህም እጅግ ሐሴት ያደርጋል። |
52,068 | am_tg | በመሆኑም ለመረቡ መሥዋዕት ይሠዋል፤ለዓሣ ማጥመጃ መረቡም መሥዋዕት ያቀርባል፤በእነሱ የተነሳ ድርሻው በቅባት ተሞልቷል፤ምግቡም ምርጥ ነው። | ስለዚ፡ ንመርበቡ መስዋእቲ የቕርበሉ፡ንመግፈፊኡ ድማ ይስውኣሉ ኣሎ፣ብሳላኦምሲ ግዲኡ መዓዛታት ዘለዎ፡ምግቡ እውን ሕሩይ ኰይኑሉ እዩ። |
52,069 | tg_am | ስለዚ፡ ንመርበቡ መስዋእቲ የቕርበሉ፡ንመግፈፊኡ ድማ ይስውኣሉ ኣሎ፣ብሳላኦምሲ ግዲኡ መዓዛታት ዘለዎ፡ምግቡ እውን ሕሩይ ኰይኑሉ እዩ። | በመሆኑም ለመረቡ መሥዋዕት ይሠዋል፤ለዓሣ ማጥመጃ መረቡም መሥዋዕት ያቀርባል፤በእነሱ የተነሳ ድርሻው በቅባት ተሞልቷል፤ምግቡም ምርጥ ነው። |
52,070 | am_tg | ታዲያ መረቡን ሁልጊዜ ያራግፋል? ብሔራትንስ ያለርኅራኄ መፍጀቱን ይቀጥላል? | እሞ ደኣ ገናዶ ኻብ መርበቡ ኼዕርቕ እዩ፧ ብቐጻሊዶ ኸይራሕርሐ ንኣህዛብ ኪሓርድ እዩ፧ |
52,071 | tg_am | እሞ ደኣ ገናዶ ኻብ መርበቡ ኼዕርቕ እዩ፧ ብቐጻሊዶ ኸይራሕርሐ ንኣህዛብ ኪሓርድ እዩ፧ | ታዲያ መረቡን ሁልጊዜ ያራግፋል? ብሔራትንስ ያለርኅራኄ መፍጀቱን ይቀጥላል? |
52,072 | am_tg | ነቢዩ ዕንባቆም በሙሾ ያቀረበው ጸሎት፦ | ጸሎት ነብዪ ኣንባቆም ብቝዝማ፦ |
52,073 | tg_am | ጸሎት ነብዪ ኣንባቆም ብቝዝማ፦ | ነቢዩ ዕንባቆም በሙሾ ያቀረበው ጸሎት፦ |
52,074 | am_tg | ይሖዋ ሆይ፣ ስለ አንተ የተወራውን ሰምቻለሁ። ይሖዋ ሆይ፣ ሥራህ ፍርሃት አሳደረብኝ። በዓመታት መካከል ሥራህን ሕያው አድርግ! በዓመታትም መካከል ሥራህን አሳውቅ። መዓት በሚወርድበት ጊዜ ምሕረትን አስታውስ። | ኦ የሆዋ፡ ብዛዕባኻ ሰሚዐ። ኦ የሆዋ፡ ብተግባርካ ኣስተንኪረ። ኣብ ማእከል ዓመታት፡ ነዚ ህያው ግበሮ! ኣብ ማእከል ዓመታት፡ ኣፍልጦ። ብግዜ ህውከት፡ ምሕረት ምግባር ዘክር። |
52,075 | tg_am | ኦ የሆዋ፡ ብዛዕባኻ ሰሚዐ። ኦ የሆዋ፡ ብተግባርካ ኣስተንኪረ። ኣብ ማእከል ዓመታት፡ ነዚ ህያው ግበሮ! ኣብ ማእከል ዓመታት፡ ኣፍልጦ። ብግዜ ህውከት፡ ምሕረት ምግባር ዘክር። | ይሖዋ ሆይ፣ ስለ አንተ የተወራውን ሰምቻለሁ። ይሖዋ ሆይ፣ ሥራህ ፍርሃት አሳደረብኝ። በዓመታት መካከል ሥራህን ሕያው አድርግ! በዓመታትም መካከል ሥራህን አሳውቅ። መዓት በሚወርድበት ጊዜ ምሕረትን አስታውስ። |
52,076 | am_tg | አምላክ ከቴማን፣ቅዱሱም ከፋራን ተራራ መጣ። (ሴላ) ግርማው ሰማያትን ሸፈነ፤ምድርም በውዳሴው ተሞላች። | ኣምላኽ ካብ ቴማን፡እቲ ቕዱስ ካብ ከረን ጳራን መጺኡ። (ሴላ) ግርማኡ ንሰማያት ከዲንዎ፣ብውዳሰኡ ምድሪ መሊኣ። |
52,077 | tg_am | ኣምላኽ ካብ ቴማን፡እቲ ቕዱስ ካብ ከረን ጳራን መጺኡ። (ሴላ) ግርማኡ ንሰማያት ከዲንዎ፣ብውዳሰኡ ምድሪ መሊኣ። | አምላክ ከቴማን፣ቅዱሱም ከፋራን ተራራ መጣ። (ሴላ) ግርማው ሰማያትን ሸፈነ፤ምድርም በውዳሴው ተሞላች። |
52,078 | am_tg | ጸዳሉ እንደ ፀሐይ ብርሃን ነው። ከእጁ ሁለት ጨረሮች ፈነጠቁ፤ብርታቱም በዚያ ተሰውሯል። | ድምቀቱ ኸም ብርሃን ነይሩ። ካብቲ ብርታዐኡ እተሓብኣሉ ኢዱ፡ክልተ ጩራ ወጺኡ። |
52,079 | tg_am | ድምቀቱ ኸም ብርሃን ነይሩ። ካብቲ ብርታዐኡ እተሓብኣሉ ኢዱ፡ክልተ ጩራ ወጺኡ። | ጸዳሉ እንደ ፀሐይ ብርሃን ነው። ከእጁ ሁለት ጨረሮች ፈነጠቁ፤ብርታቱም በዚያ ተሰውሯል። |
52,080 | am_tg | ቸነፈር ከፊቱ ሄደ፤የሚያቃጥል ትኩሳትም እግር በእግር ተከተለው። | ቀቅድሚኡ ለበዳ ኸይዱ፣ረስኒ ኸኣ እግረ እግሩ ስዒብዎ። |
52,081 | tg_am | ቀቅድሚኡ ለበዳ ኸይዱ፣ረስኒ ኸኣ እግረ እግሩ ስዒብዎ። | ቸነፈር ከፊቱ ሄደ፤የሚያቃጥል ትኩሳትም እግር በእግር ተከተለው። |
52,082 | am_tg | ቆመ፤ ምድርንም አንቀጠቀጠ። ባየም ጊዜ ብሔራትን አብረከረካቸው። ዘላለማዊ የሆኑት ተራሮች ተፈረካከሱ፤የጥንቶቹ ኮረብቶች ተደፉ። የጥንቶቹ መንገዶች የእሱ ናቸው። | ደው ኢሉስ፡ ንምድሪ ኣናዊጽዋ። ጠሚቱ ንኣህዛብ ብራዕዲ ኣዝሊልዎም። እቲ ዘለኣለማዊ ኣኽራን ተሰባቢሩ፣እቲ ናይ ጥንቲ ዅርባታት ከኣ ሰጊዱ። መገድታት ጥንቲ ናቱ እዩ። |
52,083 | tg_am | ደው ኢሉስ፡ ንምድሪ ኣናዊጽዋ። ጠሚቱ ንኣህዛብ ብራዕዲ ኣዝሊልዎም። እቲ ዘለኣለማዊ ኣኽራን ተሰባቢሩ፣እቲ ናይ ጥንቲ ዅርባታት ከኣ ሰጊዱ። መገድታት ጥንቲ ናቱ እዩ። | ቆመ፤ ምድርንም አንቀጠቀጠ። ባየም ጊዜ ብሔራትን አብረከረካቸው። ዘላለማዊ የሆኑት ተራሮች ተፈረካከሱ፤የጥንቶቹ ኮረብቶች ተደፉ። የጥንቶቹ መንገዶች የእሱ ናቸው። |
52,084 | am_tg | በኩሻን ድንኳኖች ውስጥ ችግር አየሁ። የምድያም የድንኳን ሸራዎች ተንቀጠቀጡ። | ኣብ ድንኳናት ኩሽ ሽግር ርእየ። ዓለባታት ድንኳን ምድሪ ሚድያን ራዕራዕ ኢሉ። |
52,085 | tg_am | ኣብ ድንኳናት ኩሽ ሽግር ርእየ። ዓለባታት ድንኳን ምድሪ ሚድያን ራዕራዕ ኢሉ። | በኩሻን ድንኳኖች ውስጥ ችግር አየሁ። የምድያም የድንኳን ሸራዎች ተንቀጠቀጡ። |
52,086 | am_tg | ይሖዋ ሆይ፣ ቁጣህ የነደደው በወንዞች ላይ ነው?በእርግጥ በወንዞች ላይ ነው? ወይስ ታላቅ ቁጣህን የገለጽከው በባሕሩ ላይ ነው? በፈረሶችህ ላይ ተቀምጠህ ጋልበሃልና፤ሠረገሎችህ ድል ተቀዳጅተዋል። | ኦ የሆዋ፡ ኣብ ልዕሊ ኣፍላግ፡ቍጥዓኻ ኣብ ልዕሊ ኣፍላግ ድዩ ዚነድድ ዘሎ፧ ወይስ ነድርኻ ኣብ ልዕሊ ባሕሪ ድዩ፧ ንስኻስ ኣብ ኣፍራስካ ተወጢሕካ፣ሰረገላታትካ ድማ ዕዉት ነይሩ። |
52,087 | tg_am | ኦ የሆዋ፡ ኣብ ልዕሊ ኣፍላግ፡ቍጥዓኻ ኣብ ልዕሊ ኣፍላግ ድዩ ዚነድድ ዘሎ፧ ወይስ ነድርኻ ኣብ ልዕሊ ባሕሪ ድዩ፧ ንስኻስ ኣብ ኣፍራስካ ተወጢሕካ፣ሰረገላታትካ ድማ ዕዉት ነይሩ። | ይሖዋ ሆይ፣ ቁጣህ የነደደው በወንዞች ላይ ነው?በእርግጥ በወንዞች ላይ ነው? ወይስ ታላቅ ቁጣህን የገለጽከው በባሕሩ ላይ ነው? በፈረሶችህ ላይ ተቀምጠህ ጋልበሃልና፤ሠረገሎችህ ድል ተቀዳጅተዋል። |
52,088 | am_tg | የቀስትህ ሽፋን ተነስቷል፤ ቀስትህም ተዘጋጅቷል። ዘንጎቹ በመሐላ ተመድበዋል። (ሴላ) ምድሪቱን በወንዞች ከፈልክ። | ቀስትኻ ተቐሊዓን ተዳልያን ኣላ። ኣባትር ከኣ ብማሕላ ተመዲቡ ኣሎ። (ሴላ) ንምድሪ ብኣፍላግ ትስንጥቓ። |
52,089 | tg_am | ቀስትኻ ተቐሊዓን ተዳልያን ኣላ። ኣባትር ከኣ ብማሕላ ተመዲቡ ኣሎ። (ሴላ) ንምድሪ ብኣፍላግ ትስንጥቓ። | የቀስትህ ሽፋን ተነስቷል፤ ቀስትህም ተዘጋጅቷል። ዘንጎቹ በመሐላ ተመድበዋል። (ሴላ) ምድሪቱን በወንዞች ከፈልክ። |
52,090 | am_tg | ተራሮች አንተን ሲያዩ በሥቃይ ተንፈራገጡ። ዶፍ ዝናብ ጠራርጎ ሄደ። ጥልቁ በኃይል ጮኸ። እጁን ወደ ላይ አነሳ። | ኣኽራን ምስ ረኣዩኻ፡ ብቓንዛ ተፋሒሶም። ዝናም ማያት ሓሊፉ። መዓሙቝ ድምጹ ኣስሚዑ። ኣእዳዉ ናብ ላዕሊ ኣልዒሉ። |
52,091 | tg_am | ኣኽራን ምስ ረኣዩኻ፡ ብቓንዛ ተፋሒሶም። ዝናም ማያት ሓሊፉ። መዓሙቝ ድምጹ ኣስሚዑ። ኣእዳዉ ናብ ላዕሊ ኣልዒሉ። | ተራሮች አንተን ሲያዩ በሥቃይ ተንፈራገጡ። ዶፍ ዝናብ ጠራርጎ ሄደ። ጥልቁ በኃይል ጮኸ። እጁን ወደ ላይ አነሳ። |
52,092 | am_tg | ፀሐይና ጨረቃ ከፍ ባለው መኖሪያ ስፍራቸው ቆሙ። ፍላጾችህ እንደ ብርሃን ተወረወሩ። ጦርህ እንደ መብረቅ አብረቀረቀ። | ጸሓይን ወርሕን ኣብ ልዑል ስፍራአን ቈይመን። ፍላጻታትካ ኸም ብርሃን ወጺኡ። በርቂ ዂናትካ ድሙቕ ነይሩ። |
52,093 | tg_am | ጸሓይን ወርሕን ኣብ ልዑል ስፍራአን ቈይመን። ፍላጻታትካ ኸም ብርሃን ወጺኡ። በርቂ ዂናትካ ድሙቕ ነይሩ። | ፀሐይና ጨረቃ ከፍ ባለው መኖሪያ ስፍራቸው ቆሙ። ፍላጾችህ እንደ ብርሃን ተወረወሩ። ጦርህ እንደ መብረቅ አብረቀረቀ። |
52,094 | am_tg | በምድር ላይ በቁጣ ዘመትክ። ብሔራትን በቁጣ ረገጥካቸው። | ብቝጥዓ ብመንጎ ምድሪ ኼድካ። ንኣህዛብ ብዅራ ረጊጽካዮም። |
52,095 | tg_am | ብቝጥዓ ብመንጎ ምድሪ ኼድካ። ንኣህዛብ ብዅራ ረጊጽካዮም። | በምድር ላይ በቁጣ ዘመትክ። ብሔራትን በቁጣ ረገጥካቸው። |
52,096 | am_tg | ሕዝብህን ለመታደግ፣ የቀባኸውንም ለማዳን ወጣህ። የክፉውን ቤት መሪ አደቀቅክ። ቤቱ ከመሠረቱ አንስቶ እስከ አናቱ ድረስ ተጋለጠ። (ሴላ) | ንድሕነት ህዝብኻ፡ ንቕቡእካ ንምድሓን ወጺእካ። ንመራሒ ቤት እከይ ጨፍሊቕካ። ንሳ ኻብ መሰረት ክሳብ ላዕሊ ተቐሊዓ። (ሴላ) |
52,097 | tg_am | ንድሕነት ህዝብኻ፡ ንቕቡእካ ንምድሓን ወጺእካ። ንመራሒ ቤት እከይ ጨፍሊቕካ። ንሳ ኻብ መሰረት ክሳብ ላዕሊ ተቐሊዓ። (ሴላ) | ሕዝብህን ለመታደግ፣ የቀባኸውንም ለማዳን ወጣህ። የክፉውን ቤት መሪ አደቀቅክ። ቤቱ ከመሠረቱ አንስቶ እስከ አናቱ ድረስ ተጋለጠ። (ሴላ) |
52,098 | am_tg | እኔን ለመበታተን በቁጣ በተነሱ ጊዜበገዛ ራሱ መሣሪያዎች የተዋጊዎቹን ራስ ወጋህ። እነሱ ጎስቋላውን ሰው በስውር በመዋጥ ሐሴት አድርገዋል። | ፋሕ ኬብሉኒ ኸም ህቦብላ ምስ ተሃንደዱ፡ርእሲ ተዋጋእቱ ብኣጽዋሩ ወጊእካ። ንውጹዕ ብሕቡእ ምውሓጥ የሐጕሶም ነይሩ። |
52,099 | tg_am | ፋሕ ኬብሉኒ ኸም ህቦብላ ምስ ተሃንደዱ፡ርእሲ ተዋጋእቱ ብኣጽዋሩ ወጊእካ። ንውጹዕ ብሕቡእ ምውሓጥ የሐጕሶም ነይሩ። | እኔን ለመበታተን በቁጣ በተነሱ ጊዜበገዛ ራሱ መሣሪያዎች የተዋጊዎቹን ራስ ወጋህ። እነሱ ጎስቋላውን ሰው በስውር በመዋጥ ሐሴት አድርገዋል። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.