Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
52,200
am_tg
‘ስለዚህ ለመበዝበዝ እስኚምነሳበት ቀን ድሚስእኔን በተስፋ ተጠባበቁ’ ይላል ይሖዋፀ‘ብሔራትን ለመሰብሰብ፣ መንግሥታትን ለማኚማ቞ት፣በእነሱም ላይ መዓቮንና ዹሚነደውን ቁጣዬን ሁሉ ለማውሚድ ዚፍርድ ውሳኔ አስተላልፌአለሁናፀመላዋ ምድር በቅንዓቮ እሳት ትበላለቜ።
‘ስለዚ፡ ንኣህዛብ ክእክቊም፡ ንመንግስትታት ክኣኻኜቊም፡ቍጥዓይን ኵሉ ዚነድድ ኵራይን ክኜዕወሎም ፍርደይ እዩ እሞ፡ክሳዕ እታ ኜዘምት ዝትንስኣላ መዓልቲተጞበዩኒ’ ይብል ዚሆዋ፣‘ብሓዊ ቕንኣተይሲ ብዘላ ምድሪ ኜትብላዕ እያ።
52,201
tg_am

52,202
am_tg
በዚያን ጊዜ ሰዎቜ ሁሉ ዹይሖዋን ስም እንዲጠሩናእጅ ለእጅ ተያይዘው እንዲያገለግሉትቋንቋ቞ውን ለውጬ ንጹሕ ቋንቋ እሰጣ቞ዋለሁ።’
ሜዑስ፡ ኵላቶም ስም ዹሆዋ ምእንቲ ኺጜውዑ፡ብሓድነት ድማ ምእንቲ ኌገልግልዎሲ፡ንቛንቋ ህዝብታት ናብ ጜሩይ ቋንቋ ኜልውጊ እዚ።’
52,203

52,204
am_tg
ዹሚለምኑኝ ሰዎቜ ይኾውም ዚተበተኑት ሕዝቊቌዚኢትዮጵያ ወንዞቜ ኚሚገኙበት ስፍራ ስጊታ ያመጡልኛል።
ካብ ዞባ ኣፍላግ ኢትዮጵያ፡እቶም ዚልምኑኒ ፋሕ ዝበሉ ደቀይ፡ መባእ ኬምጜኡለይ እዮም።
52,205

52,206
am_tg
በዚያን ቀን በእኔ ላይ በማመፅ በፈጞምሻ቞ው ሥራዎቜ ሁሉለኀፍሚት አትዳሚጊምፀበዚያን ጊዜ በትዕቢት ጉራ ዚሚነዙትን ኚመካኚልሜ አስወግዳለሁናፀአንቺም ኚእንግዲህ በተቀደሰው ተራራዬ ላይ ፈጜሞ አትታበዪም።
ሜዑ፡ ነቶም ዕቡያትን ምኩሓትን ካብ መንጎኺ ኾርሕቖም እዚ፡ኣብ ቅዱስ ኹሹነይ ኚኣ ደጊም ኚቶ ዕብይቲ ኣይክትኰንን ኢኺ እሞ፡በታ መዓልቲ እቲኣ፡ በቲ ኻባይ ዝዓሎኜዮ ዅሉ ግብርታትኪኣይክትሓፍርን ኢኺ።
52,207

52,208
am_tg
እኔም ትሑት ዹሆነና ራሱን ዝቅ ዚሚያደርግ ሕዝብ በመካኚላቜሁ እንዲቀር አደርጋለሁፀእነሱም ዹይሖዋን ስም መጠጊያ቞ው ያደርጉታል።
ኣብ ማእኚልኪ ኺነብርሲ ትሑትን ምቕሉልን ህዝቢ ኜሓድግ እዚ፣ንሳቶም እውን ኣብ ስም ዹሆዋ ኺምዕቈቡ እዮም።
52,209

52,210
am_tg
ዚእስራኀል ቀሪዎቜ ምንም ዓይነት ክፋት አይሠሩምፀውሞት አይናገሩምፀ በአፋቾውም ውስጥ አታላይ ምላስ አይገኝምፀይልቁንም ይመገባሉፀ ይተኛሉፀ ዚሚያስፈራ቞ውም አይኖርም።”
እቶም ተሹፍ እስራኀል ኣይኪዕምጹን እዮም፣ኣይኪሕስዉን እዮም፡ ኣብ ኣፎም እውን መታለሊት ልሳን ኣይክትርኚብን እያ፣ኪበልዑን በጥ ኪብሉን እዮም፣ ሓደ እኳ ኣይኬፍርሆምን እዩ።”
52,211

52,212
am_tg
ዚጜዮን ሎት ልጅ ሆይ፣ እልል በይ! እስራኀል ሆይ፣ በድል አድራጊነት ጩኺ! ዚኢዚሩሳሌም ሎት ልጅ ሆይ፣ በሙሉ ልብሜ ደስ ይበልሜፀ ሐሎትም አድርጊ!
ኣቲ ጓል ጜዮን፡ እልል በሊ! ኣታ እስራኀል፡ ብዓወት ጚድር! ኣቲ ጓል ዚሩሳሌም፡ ብዅሉ ልብኺ ተሓጐሲ፡ ባህ እውን ይበልኪ!
52,213

52,214
am_tg
ይሖዋ በአንቺ ላይ ዹተላለፈውን ፍርድ ሜሯል። ጠላትሜን ኚአንቺ መልሷል። ዚእስራኀል ንጉሥ ይሖዋ በመካኚልሜ ነው። ኚእንግዲህ ወዲህ ጥፋት አያስፈራሜም።
ዹሆዋ ንፍርድታትኪ ኣርሒቕዎ እዩ። ንጞላኢኺ መሊስዎ እዩ። እቲ ንጉስ እስራኀል፡ ዚሆዋ፡ ኣብ ማእኚልኪ እዩ። ደጊም መዓት ኣይክትፈርህን ኢኺ።
52,215

52,216
am_tg
በዚያን ቀን ለኢዚሩሳሌም እንዲህ ይባላልፊ “ጜዮን ሆይ፣ አትፍሪ። እጆቜሜ አይዛሉ።
በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ንዚሩሳሌም ኹምዚ ኺብሃላ እዩፊ “ኣቲ ጜዮን፡ ኣይትፍርሂ። ኣእዳውኪ ኣይተሓለላ።
52,217

52,218
am_tg
አምላክሜ ይሖዋ በመካኚልሜ ነው። እንደ ኃያል ተዋጊ ያድናል። በታላቅ ደስታ በአንቺ ሐሎት ያደርጋል። ለአንቺ ፍቅር በማሳዚቱ ሚክቶ ዝም ይላል። በእልልታ በአንቺ ሐሎት ያደርጋል።
ዹሆዋ ኣምላኜኪ ኣብ ማእኚልኪ እዩ። ኹም ጅግና፡ ኬድሕነኪ እዩ። ብኣኺ ብዓብዪ ሓጐስ ኪፍሳህ እዩ። ብፍቕሩ ስቕ ኪብል እዩ። ብኣኺ እልል እናበለ ኺሕጐስ እዩ።
52,219

52,220
am_tg
በበዓላትሜ ላይ ባለመገኘታ቞ው ያዘኑትን ሰዎቜ እሰበስባለሁፀለእሷ ሲሉ በደሚሰባ቞ው ነቀፋ ዚተነሳ ወደ አንቺ አልመጡም።
ነቶም ኣብ በዓላትኪ ስለ ዘይነበሩ ዚጕህዩ ኜእክቊም እዚ፣ጞርፋ ስለ ዝጟሩ እዮም ምሳኺ ዘይነበሩ።
52,221

52,222
am_tg
እነሆ፣ በዚያን ጊዜ በሚጚቁኑሜ ሁሉ ላይ እርምጃ እወስዳለሁፀዚምታነክሰውንም አድናታለሁፀዚተበተነቜውንም እሰበስባለሁ። ኀፍሚት በተኚናነቡበት ምድር ሁሉእንዲወደሱና ዝና እንዲያተርፉ አደርጋ቞ዋለሁ።
እንሆ፡ በቲ ግዜ እቲ ኣንጻር ኵሎም እቶም ዚጭቍኑኺ ስጕምቲ ኜወስድ እዚ፣ነታ እትሕንክስ ኚድሕና፡ነታ እተበተነት እውን ክእክባ እዚ። ኣብ ኵሉ ምድሪ ሕፍሚቶም፡ንውዳሰን ንስምን ክገብሮም እዚ።
52,223

52,224
am_tg
በዚያን ጊዜ መልሌ አመጣቜኋለሁፀአዎ፣ በዚያን ጊዜ እሰበስባቜኋለሁ። ተማርኹው ዚተወሰዱባቜሁን ሰዎቜ በፊታቜሁ መልሌ በምሰበስብበት ጊዜበምድር ሕዝቊቜ ሁሉ መካኚል ዝና እንድታተርፉና እንድትወደሱ አደርጋለሁና” ይላል ይሖዋ።
ንምሩኻትኩም ኣብ ቅድሚ ኣዒንትኹም ምስ መለስክዎም፡ኣብ መንጎ ዅሎም ህዝብታት ምድሪ ንስምን ንውዳሰን ክገብሚኩም እዚ እሞ፡በቲ ግዜ እቲ፡ ኚምጜኣኩም፡በቲ ግዜ እቲ፡ ክእክበኩም እዚ” ይብል ዚሆዋ።
52,225

52,226
am_tg
እናንተ ኀፍሚት ዚማይሰማቜሁ ሕዝቊቜ ሆይ፣በአንድነት ተሰብሰቡፀ አዎ ተሰብሰቡ።
ኣቱም ዘይትሓፍሩ ህዝቢ፡ተኣኚቡ፡ እወ፡ ተኣኚቡ።
52,227

52,228
am_tg
ዹተላለፈው ውሳኔ ኹመፈጾሙ በፊት፣ቀኑ እንደ ገለባ ኹማለፉ በፊት፣ዚሚነደው ዹይሖዋ ቁጣ ሳይመጣባቜሁ፣ዚይሖዋ ዚቁጣ ቀን ሳይደርስባቜሁ፣
እቲ ትእዛዝ ኚይተፈጞመ፡እታ መዓልቲ ኾም ብቝቡቝ ኚይሓለፈት፡እቲ ዚነድድ ቍጥዓ ዹሆዋ ኞይወሚደኩም፡እታ መዓልቲ ቝጥዓ ዹሆዋ ኞይወሚደትኩም፡
52,229

52,230
am_tg
እናንተ ዚጜድቅ ድንጋጌዎቹን ዚምታኚብሩ፣በምድር ላይ ዚምትኖሩ ዚዋሆቜ ሁሉ ይሖዋን ፈልጉ። ጜድቅን ፈልጉፀ ዚዋህነትን ፈልጉ። ምናልባት በይሖዋ ዚቁጣ ቀን ትሰወሩ ይሆናል።
ኣቱም ነቲ ቕኑዕ ትእዛዛቱ እትሕልዉዓቃላት ምድሪ ዅላትኩም፡ ንዹሆዋ ድለይዎ። ጜድቂ ድለዩ፡ ዓቕሊ ድለዩ። ምናልባት ብመዓልቲ ቝጥዓ ዹሆዋ ትሕብኡ ትዀኑ።
52,231

52,232
am_tg
ጋዛ ዚተተወቜ ኹተማ ትሆናለቜናፀአስቀሎንም ባድማ ትሆናለቜ። አሜዶድ በጠራራ ፀሐይ ትባሚራለቜፀኀቅሮንም ኚሥሯ ትመነገላለቜ።
ኚመይሲ፡ ጋዛ እተሓድገት ኹተማ ኜትኚውን፡ኣሜቀሎን ኚኣ ክትባድም፡ኣሜዶድ ድማ ቀትሪ ምድሪ ኜትስጐጕ፡ዔቅሮን እውን ክትምሖ እያ።
52,233

52,234
am_tg
“በባሕሩ ዳርቻ ለሚኖሹው ሕዝብ ይኾውም ለኚሪታውያን ብሔር ወዮለት! ዹይሖዋ ቃል በአንተ ላይ ነው። ዚፍልስጀማውያን ምድር ዚሆንሜው ኹነአን ሆይ፣ አጠፋሻለሁፀአንድም ነዋሪ አይተርፍም።
“እቶም ኣብ ገምገም ባሕሪ ዚነብሩ ህዝቢ ክሚታውያን ወይለኩም! ቃል ዹሆዋ ኣንጻርኩም እዩ። ኣቲ ኚነኣን፡ ምድሪ ፍልስጥኀማውያን፡ ኚጥፍኣኪ እዚ፣ስለዚ፡ ሓደ ነባሪ እኳ ኣይኪተርፈክን እዩ።
52,235

52,236
am_tg
ዚባሕሩ ዳርቻም መሰማሪያ ይሆናልፀለእሚኞቜ ዹውኃ ጉድጓድና ለበጎቜ ኚድንጋይ ዚተሠራ ጉሹኖ ይኖሚዋል።
እቲ ገምገም ባሕሪ ኞኣ፡ዒላታት ጓሶትን ደምበ ኣባጊዕን ዘለዎ መጓሰዪ ኪኞውን እዩ።
52,237

52,238
am_tg
ኚይሁዳ ቀት ለቀሩት ሰዎቜ መኖሪያ ስፍራ ይሆናልፀበዚያም ዚግጊሜ ቊታ ያገኛሉ። በምሜት በአስቀሎን ቀቶቜ ውስጥ ይተኛሉ። አምላካ቞ው ይሖዋ ትኩሚቱን በእነሱ ላይ ያደርጋልናፀዚተማሚኩባ቞ውንም ሰዎቜ መልሶ ይሰበስባል።”
ንተሹፍ ቀት ይሁዳ ድማ ኪኞውን እዩ፣ኣብኡ እውን ኪበልዑ እዮም። ምሞት ኣብ ኣባይቲ ኣሜቀሎን በጥ ኪብሉ እዮም። ዹሆዋ ኣምላኟምሲ ቘላሕታኡ ኺገብሚሎም፡ንምሩኻቶም ኚኣ ኪእክቊም እዩ።”
52,239

52,240
am_tg
“ሞዓብ ዚሰነዘሚቜውን ነቀፋና ዚአሞናውያንን ስድብ ሰምቻለሁፀእነሱ በሕዝቀ ላይ ተሳልቀዋልፀ ግዛታ቞ውንም ለመውሰድ በእብሪት ዝተዋል።
“እቲ ንህዝበይ ዘባጚውዎን ኣብ ልዕሊ ሃገሮም እተመክሕዎንጞርፊ ሞኣብን ጾርፊ ዓሞናውያንን ሰሚዐ ኣለኹ።
52,241

52,242
am_tg
ስለዚህ በሕያውነ቎ እምላለሁ” ይላል ዚእስራኀል አምላክ ዚሠራዊት ጌታ ይሖዋ፣“ሞዓብ እንደ ሰዶም፣አሞናውያንም እንደ ገሞራ ይሆናሉፀሳማ ዹወሹሰው ምድርና ዹጹው ጉድጓድ ይሆናሉፀ ለዘለቄታውም ባድማ ሆነው ይቀራሉ። ዚሕዝቀ ቀሪዎቜ ይዘርፏ቞ዋልፀኚገዛ ብሔሬ ዚቀሩት ሰዎቜም ይወርሷ቞ዋል።
ስለዚ፡ ኚምቲ ኣነ ህያው ዝዀንኩ” ይብል ዹሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኣምላኜ እስራኀል፡“ሞኣብ ኹም ሶዶም ክትኚውን እያ፣ዓሞናውያን ድማ ኹም ጎሞራ ኪዀኑ እዮም፣ቊታ ኣምዐን ጕድጓድ ጹውን ናይ ሓዋሩ ባድምን ክትኚውን እያ። ካብ ህዝበይ እቶም ዝተሚፉ፡ ኪዘምትዎም እዮም፣ተሚፍ ህዝበይ እውን ኬልቅቖም እዩ።
52,243

52,244
am_tg
ኚኩራታ቞ው ዚተነሳ ይህ ይደርስባ቞ዋልፀምክንያቱም በሠራዊት ጌታ በይሖዋ ሕዝብ ላይ ተሳልቀዋልፀ ራሳ቞ውንም ኹፍ ኹፍ አድርገዋል።
ንህዝቢ ዹሆዋ ጐይታ ሰራዊት ስለ ዘባጚዉሉን ስለ እተዓበዩሉን፡ኣብ ክንዲ ትምክሕቶም ኚምኡ ኪዀኑ እዮም።
52,245

52,246
am_tg
ይሖዋ በእነሱ ዘንድ ዚተፈራ ይሆናልፀበምድር ላይ ያሉትን አማልክት ሁሉ እንዳልነበሩ ያደርጋ቞ዋልናፀዚብሔራት ደሎቶቜ ሁሉ በያሉበት ሆነውለእሱ ይሰግዳሉ።
ዹሆዋ ንዅሎም ኣማልኜቲ ምድሪ ኌጥፍኊም እዩ እሞ፡ንዓታቶም ዜፍርህ ኪኞውን እዩ፣ኵሎም ደሎታት ኣህዛብ ድማ፡ነፍሲ ወኹፍ ኚካብ ቊታኊም ኪሰግዱሉ እዮም።
52,247

52,248
am_tg
እናንተም ኢትዮጵያውያን በሰይፌ ትገደላላቜሁ።
ኣቱም ኢትዮጵያውያን እውን ብሰይፈይ ክትቅተሉ ኢኹም።
52,249
tg_am
ኣቱም ኢትዮጵያውያን እውን ብሰይፈይ ክትቅተሉ ኢኹም።
እናንተም ኢትዮጵያውያን በሰይፌ ትገደላላቜሁ።
52,250
am_tg
እሱ እጁን ወደ ሰሜን ይዘሚጋልፀ አሩርንም ያጠፋልፀነነዌንም ባድማና እንደ በሹሃ ደሹቅ ያደርጋታል።
ኢዱ ናብ ሰሜን ኣቢሉ ኺዝርግሕ፡ ንኣሶር እውን ኬጥፍኣ እዩ፣ንነነዌ ድማ ኬባድማ፡ ኹም ምድሚ በዳ እውን ደሹቕ ኪገብራ እዩ።
52,251

52,252
am_tg
መንጎቜ ይኾውም ሁሉም ዓይነት ዚዱር እንስሳት በውስጧ ይተኛሉ። ሻላ እና ጃርት በፈራሚሱት ዓምዶቿ መካኚል ያድራሉ። ዚዝማሬ ድምፅ በመስኮት ይሰማል። ደጃፍ ላይ ፍርስራሜ ይኖራልፀዚአርዘ ሊባኖስ እንጚቶቹ እንዲጋለጡ ያደርጋልና።
ኣብ ውሜጣ መጓሰታት፡ ኵለን ዓይነት እንስሳ ዘገዳም፡ በጥ ኪብላ እዚን። ሓሓትን ቅንፍዝን ኣብ መንጎ ኣራእስ ኣዕኑዳ ኺሓድራ እዚን። ኣብ መስኰት ድምጺ ኺዝምር እዩ። ነቲ እተሚብበ ቄድሮስ ኪቐልዖ እዩ እሞ፡ኣብ ድርኵዂት ምብዳም ኪኞውን እዩ።
52,253

52,254
am_tg
በልቧ ‘እኔ ብቻ ነኝፀ ኚእኔም በቀር ሌላ ዹለም’ ስትል ዚነበሚቜውያለስጋት ዚተቀመጠቜው ኩሩዋ ኹተማ ይህቜ ናት። ምንኛ አስፈሪ ቊታ ሆነቜ!ዚዱር እንስሳት ዚሚተኙባት ስፍራ ሆናለቜ። በእሷ በኩል ዚሚያልፍ ሁሉ ያፏጫልፀ ራሱንም ይነቀንቃል።”
እዚኣ እታ ብደሓን እትቕመጥ ዝነበሚት፡ብልባ፡ ‘ኣነ እዚ፡ ብዘይካይ ሓደ እኳ ዹልቩን’ እትብል ዝነበሚት ምክሕቲ ኾተማ እያ። ኹመይ ኰን እያ መሰክሒ፡መደቀሲ እንስሳ ዘገዳም ዝዀነት! ብእኣ ዚሓልፍ ዘበለ ኺፋጜን ኢዱ ኺንቕንቕን እዩ።”
52,255

52,256
am_tg
ንጉሥ ዳርዮስ በነገሠ በሁለተኛው ዓመት፣ በስድስተኛው ወር፣ ኚወሩም በመጀመሪያው ቀን ዹይሖዋ ቃል በነቢዩ ሐጌ በኩል ዚይሁዳ ገዢ ወደሆነው ወደ ሰላትያል ልጅ ወደ ዘሩባቀልና ሊቀ ካህናት ወደሆነው ወደ ዚሆጌዎቅ ልጅ ወደ ኢያሱ እንዲህ ሲል መጣፊ
ኣብ ካልአይቲ ዓመት ንጉስ ዳርዮስ፡ ኣብ ሻድሞይቲ ወርሒ፡ ኣብ ቀዳመይቲ መዓልቲ እታ ወርሒ፡ ኹምዚ ዚብል ቃል ዹሆዋ ብነብዪ ሃጌ ኣቢሉ ናብ ዘሩባቀል ወዲ ሞኣልቲኀል እቲ ሹም ይሁዳን ናብ እያሱ ወዲ ዚሆጻዳቅ እቲ ሊቀ ኻህናትን መጾ፩
52,257

52,258
am_tg
“ዚሠራዊት ጌታ ይሖዋ እንዲህ ይላል፩ ‘እነዚህ ሰዎቜ “ዹይሖዋ ቀት ዚሚገነባበት ጊዜ ገና አልደሹሰም” ይላሉ።’”
“ዹሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኹምዚ ይብልፊ ‘እዚ ህዝቢ እዚ፡ “ቀት ዹሆዋ እትህነጞሉ ግዜ ገና ኣይመጞን” ይብል ኣሎ።’”
52,259

52,260
am_tg
ዹይሖዋም ቃል በነቢዩ ሐጌ በኩል እንዲህ ሲል በድጋሚ መጣፊ
ኹምዚ ዚብል ቃል ዹሆዋ ኞኣ ብነብዪ ሃጌ ኣቢሉ ኾም ብሓድሜ መጾ፩
52,261

52,262
am_tg
“ይህ ቀት ፈርሶ እያለ፣ እናንተ በሚያምር እንጚት በተለበጡ ቀቶቻቜሁ ውስጥ ዚምትኖሩበት ጊዜ ነው?
“እዛ ቀት እዚኣ ዓንያ ኞላስ፡ ኣብ እተሚብበ ኣባይትኹም እትቕመጡሉ ግዜ ድዩ፧
52,263

52,264
am_tg
አሁንም ዚሠራዊት ጌታ ይሖዋ እንዲህ ይላል፩ ‘መንገዳቜሁን ልብ በሉ።
ሕጂ፡ ዹሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኹምዚ ይብልፊ ‘ልብኹም ናብ መገድታትኩም ኣቕንዑ።
52,265

52,266
am_tg
ብዙ ዘር ዘራቜሁፀ ዚምትሰበስቡት ግን ጥቂት ነው። ትበላላቜሁፀ ሆኖም አትጠግቡም። ትጠጣላቜሁፀ ሆኖም አትሚኩም። ትለብሳላቜሁፀ ዹሚሞቀው ሰው ግን ዚለም። ተቀጥሮ ዚሚሠራው ደሞዙን ብዙ ቀዳዳዎቜ ባሉት ኚሚጢት ውስጥ ያስቀምጣል።’”
ብዙሕ ዘርኢ ዘሪእኩም፡ ግናኾ ሒደት ኣእቲኹም። በሊዕኩም፡ ግናኾ ኣይጞገብኩምን። ሰቲኹም፡ ግናኾ ኣይሚወኹምን። ተኞዲንኩም፡ ግናኾ ኣይሞቝኩምን። እቲ ዚቝጞር፡ ንዓስቡ ኣብ ነዃል ዝመልኩ ማሕፉዳ ዚንብሮ ኣሎ።’”
52,267

52,268
am_tg
“ዚሠራዊት ጌታ ይሖዋ እንዲህ ይላል፩ ‘መንገዳቜሁን ልብ በሉ።’
“ዹሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኹምዚ ይብልፊ ‘ልብኹም ናብ መገድታትኩም ኣቕንዑ።’
52,269

52,270
am_tg
“‘ወደ ተራራው ወጥታቜሁ ጥርብ እንጚት አምጡ። እኔ ደስ እንድሰኝበትና እንድኚበርበት ቀቱን ሥሩ’ ይላል ይሖዋ።”
“‘ናብ ኹሹን ደይቡ እሞ ዕንጚይቲ ኣምጜኡ። ብእኣ ባህ ምእንቲ ኜብለንን ኣነ ምእንቲ ክኜበርንሲ፡ ነታ ቀት ህነጜዋ’ ይብል ዚሆዋ።”
52,271

52,272
am_tg
“‘ብዙ ነገር ጠበቃቜሁፀ ሆኖም ያገኛቜሁት ጥቂት ነውፀ ወደ ቀት ባመጣቜሁትም ጊዜ እፍ ብዬ በተንኩት። ይህ ዹሆነው ለምንድን ነው?’ ይላል ዚሠራዊት ጌታ ይሖዋ። ‘ዚእኔ ቀት ፈርሶ እያለ እያንዳንዳቜሁ ዹገዛ ቀታቜሁን ለማሳመር ስለምትሯሯጡ ነው።
“‘ንስኻትኩም ብዙሕ ተጞቢኹም፡ ሒደት ግና ሚኺብኩም፣ ናብ ቀት ምስ ኣእቶኹምዎ ድማ፡ ኣነ ኡፍ ኢለ በቲነዮ። ስለምንታይ፧’ ይብል ዹሆዋ ጐይታ ሰራዊት። ‘ነፍሲ ወኚፍኩም ነንቀቱ ኺኚናኞን ኢሉ ኺጓዚይ ኚሎ፡ ቀተይ ዓንያ ስለ ዘላ እዩ።
52,273

52,274
am_tg
ስለዚህ ኚእናንተ በላይ ያሉት ሰማያት ጠል ማዝነባ቞ውን አቆሙፀ ምድርም ፍሬዋን አልሰጥ አለቜ።
ስለዚ፡ ኣብ ልዕሌኹም ዘለዉ ሰማያት ኣውሎም ኹሊኩም ኣለዉ፣ ምድሪ እውን ፍሪኣ ኞሊኣ ኣላ።
52,275

52,276
am_tg
እኔም በምድር ላይ፣ በተራሮቜ ላይ፣ በእህሉ ላይ፣ በአዲሱ ዹወይን ጠጅ ላይ፣ በዘይቱ ላይ፣ ምድሪቱ በምታበቅለው ነገር ላይ፣ በሰዎቜ ላይ፣ በመንጎቜ ላይ እንዲሁም እጆቻቜሁ በደኚሙበት ነገር ሁሉ ላይ ድርቅን ጠራሁ።’”
ኣነ ኞኣ ኣብ ምድርን ኣብ ኣኜራንን ኣብ እኜልን ኣብ ጕዕሜ ወይንን ኣብ ዘይትን ኣብቲ ኣብ ምድሪ ዚበቍል ዘበለን ኣብ ሰባትን ኣብ ማልን ኣብ ኵሉ ጻዕሪ ኣእዳውኩምን ደርቂ ጾዊዐ ኣለኹ።’”
52,277

52,278
am_tg
ዚሰላትያል ልጅ ዘሩባቀል፣ ዚዚሆጌዎቅ ልጅ ሊቀ ካህናቱ ኢያሱና ዹቀሹው ሕዝብ በሙሉ ዚአምላካ቞ውን ዹይሖዋን ድምፅ እንዲሁም ነቢዩ ሐጌ ዹተናገሹውን ቃል ሰሙፀ አምላካ቞ው ይሖዋ ልኮታልናፀ ሕዝቡም ኹይሖዋ ዚተነሳ ፈሩ።
ዘሩባቀል ወዲ ሞኣልቲኀልን እያሱ ወዲ ዚሆጻዳቅ እቲ ሊቀ ኻህናትን ኵሎም እቶም ዝተሹፉ ህዝብን፡ ድምጺ ዹሆዋ ኣምላኟምን ዹሆዋ ኣምላኟም ስለ ዝለኣኟ ቃላት ነብዪ ሃጌን ሰምዑ፣ እቶም ህዝቢ ኞኣ ኣብ ቅድሚ ዹሆዋ ፈርሁ።
52,279

52,280
am_tg
ኚዚያም ዹይሖዋ መልእክተኛ ዹሆነው ሐጌ ኹይሖዋ በተሰጠው ተልእኮ መሠሚት ለሕዝቡ “‘እኔ ኚእናንተ ጋር ነኝ’ ይላል ይሖዋ” ዹሚል መልእክት ተናገሚ።
ሜዑ፡ ሃጌ እቲ ልኡኜ ዹሆዋ ነቶም ህዝቢ፡ ኚምቲ ኻብ ዹሆዋ እተዋህቊ መዝነት፡ “‘ኣነ ምሳኻትኩም እዚ’ ይብል ዹሆዋ” ኢሉ መልእኜቲ ኣብጜሓሎም።
52,281

52,282
am_tg
ስለዚህ ይሖዋ ዚይሁዳን ገዢ ዚሰላትያልን ልጅ ዚዘሩባቀልን መንፈስ፣ ዹሊቀ ካህናቱን ዚዚሆጌዎቅን ልጅ ዚኢያሱን መንፈስ እንዲሁም ዹቀሹውን ሕዝብ መንፈስ በሙሉ አነሳሳፀ እነሱም መጥተው ዚአምላካ቞ውን ዚሠራዊት ጌታ ዹይሖዋን ቀት መሥራት ጀመሩ።
ዹሆዋ ኞኣ መንፈስ ዘሩባቀል ወዲ ሞኣልቲኀል እቲ ሹም ይሁዳን መንፈስ እያሱ ወዲ ዚሆጻዳቅ እቲ ሊቀ ኻህናትን መንፈስ ኵሎም እቶም ዝተሹፉ ህዝብን ኣለዓዓለ፣ መጺኊም ኚኣ ኣብ ቀት ኣምላኟም ዹሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኪዓይዩ ጀመሩ።
52,283

52,284
am_tg
ይህ ዹሆነው ንጉሥ ዳርዮስ በነገሠ በሁለተኛው ዓመት፣ በስድስተኛው ወር፣ ኚወሩም በ24ኛው ቀን ነበር።
እዚ ኣብ ካልአይቲ ዓመት ንጉስ ዳርዮስ፡ ኣብ መበል 24 መዓልቲ እታ ሻድሞይቲ ወርሒ ዀነ።
52,285

52,286
am_tg
በሰባተኛው ወር፣ ኚወሩም በ21ኛው ቀን ዹይሖዋ ቃል በነቢዩ ሐጌ በኩል እንዲህ ሲል መጣፊ
ኣብ ሻውዐይቲ ወርሒ፡ ኣብ መበል 21 መዓልቲ እታ ወርሒ፡ ኹምዚ ዚብል ቃል ዹሆዋ ብነብዪ ሃጌ ኣቢሉ መጾ፩
52,287

52,288
am_tg
“ዚይሁዳን ገዢ ዚሰላትያልን ልጅ ዘሩባቀልንና ሊቀ ካህናቱን ዚዚሆጌዎቅን ልጅ ኢያሱን እንዲሁም ዹቀሹውን ሕዝብ እባክህ እንዲህ ብለህ ጠይቃቾው፩
“በጃኻ ንዘሩባቀል ወዲ ሞኣልቲኀል እቲ ሹም ይሁዳን ንእያሱ ወዲ ዚሆጻዳቅ እቲ ሊቀ ኻህናትን ነቶም ዝተሹፉ ህዝብን ሕተቶምፊ
52,289

52,290
am_tg
‘ዹዚህ ቀት ዚቀድሞ ክብሩ እንዎት እንደነበሚ ያዚ ሰው በመካኚላቜሁ አለ? አሁንስ እንዎት ሆኖ ይታያቜኋል? ኚቀድሞው ጋር ሲነጻጞር ኹምንም ዹማይቆጠር አይደለም?’
‘ካባኻትኩም ነዛ ቀት እዚኣ በቲ ዝቐደመ ኜብራ ዝሚኣያ መን እዩ፧ ሕጂ ኾመይ ኰይና ትርኣዚኩም ኣላ፧ ኚተነጻጜርዋ ኞለኹምሲ፡ ኹም ዋላ ሓንቲ ደይኰነትን፧’
52,291

52,292
am_tg
“‘አሁን ግን ዘሩባቀል፣ በርታ’ ይላል ይሖዋፀ ‘ዚዚሆጌዎቅ ልጅ ሊቀ ካህናቱ ኢያሱ፣ አንተም በርታ።’ “‘እናንተም ዚምድሪቱ ሕዝብ ሁሉ፣ በርቱና ሥሩ’ ይላል ይሖዋ። “‘እኔ ኚእናንተ ጋር ነኝና’ ይላል ዚሠራዊት ጌታ ይሖዋ።
“‘ሕጂ ግና፡ ኣታ ዘሩባቀል፡ በርትዕ’ ይብል ዚሆዋ፡ ‘ኣታ እያሱ ወዲ ዚሆጻዳቅ ኚኣ፡ በርትዕ።’ “‘ኣቱም ህዝቢ እዛ ምድሪ ዅላትኩም እውን፡ በርትዑን ዕዚዩን’ ይብል ዚሆዋ። “‘ኣነስ ምሳኻትኩም እዚ’ ይብል ዹሆዋ ጐይታ ሰራዊት።
52,293

52,294
am_tg
‘ኚግብፅ በወጣቜሁበት ጊዜ ዚገባሁላቜሁን ቃል አስታውሱፀ መንፈሮም በመካኚላቜሁ ይኖራል። አትፍሩ።’”
‘ነቲ ኻብ ግብጺ ምስ ወጻእኩም ዝኣቶኹልኩም ቃል ዘክርዎ፣ መንፈሰይ ድማ ኣብ መንጎኹም ይነብር ኣሎ። ኣይትፍርሁ።’”
52,295

52,296
am_tg
“ዚሠራዊት ጌታ ይሖዋ እንዲህ ይላልና፩ ‘ኚጥቂት ጊዜ በኋላ እንደገና ሰማያትን፣ ምድርን፣ ባሕርንና ዚብስን አናውጣለሁ።’
“ዹሆዋ ጐይታ ሰራዊትሲ ኾምዚ ይብልፊ ‘ድሕሪ ቝሩብ፡ ገና ሓንሳእ ንሰማያትን ንምድርን ንባሕርን ንንቑጜ ምድርን ኚናውጟም እዚ።’
52,297

52,298
am_tg
“‘ብሔራትንም ሁሉ አናውጣለሁፀ በብሔራትም ሁሉ መካኚል ያሉ ዚኚበሩ ነገሮቜ ይመጣሉፀ ደግሞም ይህን ቀት በክብር እሞላዋለሁ’ ይላል ዚሠራዊት ጌታ ይሖዋ።
“‘ንዅሎም ኣህዛብ ድማ ኚናውጟም እዚ፣ ናይ ኵሎም ኣህዛብ ክቡር ነገራት ኚኣ ኪመጜእ እዩ፣ ነዛ ቀት እዚኣ እውን ብኜብሪ ኜመልኣ እዚ’ ይብል ዹሆዋ ጐይታ ሰራዊት።
52,299