Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
53,200 | am_tg | አሳ ኢዮሳፍጥን ወለደ፤ኢዮሳፍጥ ኢዮራምን ወለደ፤ኢዮራም ዖዝያን ወለደ፤ | ኣሳ ንዮሳፋጥ ወለደ፣ዮሳፋጥ ንዮራም ወለደ፣ዮራም ንዑዝያ ወለደ፣ |
53,201 | tg_am | ኣሳ ንዮሳፋጥ ወለደ፣ዮሳፋጥ ንዮራም ወለደ፣ዮራም ንዑዝያ ወለደ፣ | አሳ ኢዮሳፍጥን ወለደ፤ኢዮሳፍጥ ኢዮራምን ወለደ፤ኢዮራም ዖዝያን ወለደ፤ |
53,202 | am_tg | ዖዝያ ኢዮዓታምን ወለደ፤ኢዮዓታም አካዝን ወለደ፤አካዝ ሕዝቅያስን ወለደ፤ | ዑዝያ ንዮታም ወለደ፣ዮታም ንኣሓዝ ወለደ፣ኣሓዝ ንህዝቅያስ ወለደ፣ |
53,203 | tg_am | ዑዝያ ንዮታም ወለደ፣ዮታም ንኣሓዝ ወለደ፣ኣሓዝ ንህዝቅያስ ወለደ፣ | ዖዝያ ኢዮዓታምን ወለደ፤ኢዮዓታም አካዝን ወለደ፤አካዝ ሕዝቅያስን ወለደ፤ |
53,204 | am_tg | ሕዝቅያስ ምናሴን ወለደ፤ምናሴ አምዖንን ወለደ፤አምዖን ኢዮስያስን ወለደ፤ | ህዝቅያስ ንምናሴ ወለደ፣ምናሴ ንኣሞን ወለደ፣ኣሞን ንዮስያስ ወለደ፣ |
53,205 | tg_am | ህዝቅያስ ንምናሴ ወለደ፣ምናሴ ንኣሞን ወለደ፣ኣሞን ንዮስያስ ወለደ፣ | ሕዝቅያስ ምናሴን ወለደ፤ምናሴ አምዖንን ወለደ፤አምዖን ኢዮስያስን ወለደ፤ |
53,206 | am_tg | ኢዮስያስ አይሁዳውያን ወደ ባቢሎን በተጋዙበት ዘመን ኢኮንያንን እና ወንድሞቹን ወለደ። | ዮስያስ ብግዜ ምርኮ ባቢሎን ንየኮንያን ንኣሕዋቱን ወለደ። |
53,207 | tg_am | ዮስያስ ብግዜ ምርኮ ባቢሎን ንየኮንያን ንኣሕዋቱን ወለደ። | ኢዮስያስ አይሁዳውያን ወደ ባቢሎን በተጋዙበት ዘመን ኢኮንያንን እና ወንድሞቹን ወለደ። |
53,208 | am_tg | ወደ ባቢሎን ከተጋዙ በኋላ ኢኮንያን ሰላትያልን ወለደ፤ሰላትያል ዘሩባቤልን ወለደ፤ | ድሕሪ ምርኮ ባቢሎን፡ የኮንያ ንሸኣልቲኤል ወለደ፣ሸኣልቲኤል ንዘሩባቤል ወለደ፣ |
53,209 | tg_am | ድሕሪ ምርኮ ባቢሎን፡ የኮንያ ንሸኣልቲኤል ወለደ፣ሸኣልቲኤል ንዘሩባቤል ወለደ፣ | ወደ ባቢሎን ከተጋዙ በኋላ ኢኮንያን ሰላትያልን ወለደ፤ሰላትያል ዘሩባቤልን ወለደ፤ |
53,210 | am_tg | ዘሩባቤል አብዩድን ወለደ፤አብዩድ ኤልያቄምን ወለደ፤ኤልያቄም አዞርን ወለደ፤ | ዘሩባቤል ንኣብዩድ ወለደ፣ኣብዩድ ንኤልያቂም ወለደ፣ኤልያቂም ንኣዞር ወለደ፣ |
53,211 | tg_am | ዘሩባቤል ንኣብዩድ ወለደ፣ኣብዩድ ንኤልያቂም ወለደ፣ኤልያቂም ንኣዞር ወለደ፣ | ዘሩባቤል አብዩድን ወለደ፤አብዩድ ኤልያቄምን ወለደ፤ኤልያቄም አዞርን ወለደ፤ |
53,212 | am_tg | አዞር ሳዶቅን ወለደ፤ሳዶቅ አኪምን ወለደ፤አኪም ኤልዩድን ወለደ፤ | ኣዞር ንጻዶቅ ወለደ፣ጻዶቅ ንኣኪም ወለደ፣ኣኪም ንኤልዩድ ወለደ፣ |
53,213 | tg_am | ኣዞር ንጻዶቅ ወለደ፣ጻዶቅ ንኣኪም ወለደ፣ኣኪም ንኤልዩድ ወለደ፣ | አዞር ሳዶቅን ወለደ፤ሳዶቅ አኪምን ወለደ፤አኪም ኤልዩድን ወለደ፤ |
53,214 | am_tg | ኤልዩድ አልዓዛርን ወለደ፤አልዓዛር ማታንን ወለደ፤ማታን ያዕቆብን ወለደ፤ | ኤልዩድ ንኣልኣዛር ወለደ፣ኣልኣዛር ንማታን ወለደ፣ማታን ንያእቆብ ወለደ፣ |
53,215 | tg_am | ኤልዩድ ንኣልኣዛር ወለደ፣ኣልኣዛር ንማታን ወለደ፣ማታን ንያእቆብ ወለደ፣ | ኤልዩድ አልዓዛርን ወለደ፤አልዓዛር ማታንን ወለደ፤ማታን ያዕቆብን ወለደ፤ |
53,216 | am_tg | ያዕቆብ ዮሴፍን ወለደ፤ ዮሴፍም ክርስቶስ የተባለውን ኢየሱስን የወለደችው የማርያም ባል ነበር። | ያእቆብ ንዮሴፍ ሰብኣይ ማርያም ወለደ፣ ካብኣ እቲ ክርስቶስ ዚብሃል የሱስ ተወልደ። |
53,217 | tg_am | ያእቆብ ንዮሴፍ ሰብኣይ ማርያም ወለደ፣ ካብኣ እቲ ክርስቶስ ዚብሃል የሱስ ተወልደ። | ያዕቆብ ዮሴፍን ወለደ፤ ዮሴፍም ክርስቶስ የተባለውን ኢየሱስን የወለደችው የማርያም ባል ነበር። |
53,218 | am_tg | ስለዚህ ጠቅላላው ትውልድ፣ ከአብርሃም እስከ ዳዊት 14 ትውልድ፣ ከዳዊት አንስቶ አይሁዳውያን ወደ ባቢሎን እስከተጋዙበት ጊዜ ድረስ 14 ትውልድ እንዲሁም ወደ ባቢሎን ከተጋዙበት ዘመን እስከ ክርስቶስ ድረስ 14 ትውልድ ነው። | እምበኣር፡ ኵሉ እቲ ወለዶታት፡ ካብ ኣብርሃም ክሳዕ ዳዊት 14 ወለዶ፡ ካብ ዳዊት ክሳዕ ምርኮ ባቢሎን 14 ወለዶ፡ ካብ ምርኮ ባቢሎን ክሳዕ ክርስቶስ ከኣ 14 ወለዶ እዩ። |
53,219 | tg_am | እምበኣር፡ ኵሉ እቲ ወለዶታት፡ ካብ ኣብርሃም ክሳዕ ዳዊት 14 ወለዶ፡ ካብ ዳዊት ክሳዕ ምርኮ ባቢሎን 14 ወለዶ፡ ካብ ምርኮ ባቢሎን ክሳዕ ክርስቶስ ከኣ 14 ወለዶ እዩ። | ስለዚህ ጠቅላላው ትውልድ፣ ከአብርሃም እስከ ዳዊት 14 ትውልድ፣ ከዳዊት አንስቶ አይሁዳውያን ወደ ባቢሎን እስከተጋዙበት ጊዜ ድረስ 14 ትውልድ እንዲሁም ወደ ባቢሎን ከተጋዙበት ዘመን እስከ ክርስቶስ ድረስ 14 ትውልድ ነው። |
53,220 | am_tg | ይሁንና ኢየሱስ ክርስቶስ የተወለደበት ሁኔታ እንደሚከተለው ነው፦ እናቱ ማርያም ለዮሴፍ ታጭታ በነበረበት ጊዜ፣ አብረው መኖር ከመጀመራቸው በፊት በመንፈስ ቅዱስ ፀንሳ ተገኘች። | ልደት የሱስ ክርስቶስ ግና፡ ከምዚ እዩ ነይሩ። ኣዲኡ ማርያም ንዮሴፍ ተሓጽያ ኸላ፡ ከይተኣታተዉ ኸለዉ፡ ብመንፈስ ቅዱስ ጠኒሳ ተረኽበት። |
53,221 | tg_am | ልደት የሱስ ክርስቶስ ግና፡ ከምዚ እዩ ነይሩ። ኣዲኡ ማርያም ንዮሴፍ ተሓጽያ ኸላ፡ ከይተኣታተዉ ኸለዉ፡ ብመንፈስ ቅዱስ ጠኒሳ ተረኽበት። | ይሁንና ኢየሱስ ክርስቶስ የተወለደበት ሁኔታ እንደሚከተለው ነው፦ እናቱ ማርያም ለዮሴፍ ታጭታ በነበረበት ጊዜ፣ አብረው መኖር ከመጀመራቸው በፊት በመንፈስ ቅዱስ ፀንሳ ተገኘች። |
53,222 | am_tg | ይሁን እንጂ ባሏ ዮሴፍ ጻድቅ ስለሆነና በይፋ ሊያጋልጣት ስላልፈለገ በስውር ሊፈታት አሰበ። | ሕጹያ ዮሴፍ ጻድቕ ስለ ዝነበረን ኬቃልዓ ስለ ዘይደለየን ግና፡ ብሕቡእ ኪፈትሓ ሓሰበ። |
53,223 | tg_am | ሕጹያ ዮሴፍ ጻድቕ ስለ ዝነበረን ኬቃልዓ ስለ ዘይደለየን ግና፡ ብሕቡእ ኪፈትሓ ሓሰበ። | ይሁን እንጂ ባሏ ዮሴፍ ጻድቅ ስለሆነና በይፋ ሊያጋልጣት ስላልፈለገ በስውር ሊፈታት አሰበ። |
53,224 | am_tg | ሆኖም ይህን ለማድረግ አስቦ ሳለ የይሖዋ መልአክ በሕልም ተገልጦለት እንዲህ አለው፦ “የዳዊት ልጅ ዮሴፍ ሆይ፣ ሚስትህ ማርያም የፀነሰችው በመንፈስ ቅዱስ ስለሆነ እሷን ወደ ቤት ለመውሰድ አትፍራ። | ነዚ ምስ ሓሰበ፡ እንሆ፡ መልኣኽ የሆዋ ተራእዮ፣ ከምዚ ድማ በሎ፦ “ዮሴፍ ወዲ ዳዊት፡ ሕጽይትኻ ማርያም ጠኒሳቶ ዘላ ኻብ መንፈስ ቅዱስ እዩ እሞ፡ ናብ ቤትካ ንምውሳዳ ኣይትፍራህ። |
53,225 | tg_am | ነዚ ምስ ሓሰበ፡ እንሆ፡ መልኣኽ የሆዋ ተራእዮ፣ ከምዚ ድማ በሎ፦ “ዮሴፍ ወዲ ዳዊት፡ ሕጽይትኻ ማርያም ጠኒሳቶ ዘላ ኻብ መንፈስ ቅዱስ እዩ እሞ፡ ናብ ቤትካ ንምውሳዳ ኣይትፍራህ። | ሆኖም ይህን ለማድረግ አስቦ ሳለ የይሖዋ መልአክ በሕልም ተገልጦለት እንዲህ አለው፦ “የዳዊት ልጅ ዮሴፍ ሆይ፣ ሚስትህ ማርያም የፀነሰችው በመንፈስ ቅዱስ ስለሆነ እሷን ወደ ቤት ለመውሰድ አትፍራ። |
53,226 | am_tg | ወንድ ልጅ ትወልዳለች፤ እሱንም ኢየሱስ ብለህ ትጠራዋለህ፤ ሕዝቡን ከኃጢአታቸው ያድናቸዋልና።” | ወዲ ኽትወልድ እያ፣ ንሱ ኸኣ ንህዝቡ ኻብ ሓጢኣቶም ኬድሕኖም እዩ እሞ፡ ስሙ የሱስ ክትብሎ ኢኻ።” |
53,227 | tg_am | ወዲ ኽትወልድ እያ፣ ንሱ ኸኣ ንህዝቡ ኻብ ሓጢኣቶም ኬድሕኖም እዩ እሞ፡ ስሙ የሱስ ክትብሎ ኢኻ።” | ወንድ ልጅ ትወልዳለች፤ እሱንም ኢየሱስ ብለህ ትጠራዋለህ፤ ሕዝቡን ከኃጢአታቸው ያድናቸዋልና።” |
53,228 | am_tg | ይህ ሁሉ የሆነው ይሖዋ በነቢዩ በኩል እንዲህ ሲል የተናገረው ይፈጸም ዘንድ ነው፦ | እዚ ዅሉ፡ እቲ የሆዋ ብነብይኡ ኣቢሉ ኸምዚ ኢሉ እተዛረቦ ምእንቲ ኺፍጸም ኰነ፦ |
53,229 | tg_am | እዚ ዅሉ፡ እቲ የሆዋ ብነብይኡ ኣቢሉ ኸምዚ ኢሉ እተዛረቦ ምእንቲ ኺፍጸም ኰነ፦ | ይህ ሁሉ የሆነው ይሖዋ በነቢዩ በኩል እንዲህ ሲል የተናገረው ይፈጸም ዘንድ ነው፦ |
53,230 | am_tg | “እነሆ! ድንግል ትፀንሳለች፤ ወንድ ልጅም ትወልዳለች፤ ስሙንም አማኑኤል ይሉታል”፤ ትርጉሙም “አምላክ ከእኛ ጋር ነው” ማለት ነው። | “እንሆ፡ ድንግል ክትጠንስ፡ ወዲ እውን ክትወልድ እያ፣ ስሙ ኸኣ ኣማኑኤል ኪብልዎ እዮም፡” ትርጉሙ ድማ፡ “ኣምላኽ ምሳና እዩ” ማለት እዩ። |
53,231 | tg_am | “እንሆ፡ ድንግል ክትጠንስ፡ ወዲ እውን ክትወልድ እያ፣ ስሙ ኸኣ ኣማኑኤል ኪብልዎ እዮም፡” ትርጉሙ ድማ፡ “ኣምላኽ ምሳና እዩ” ማለት እዩ። | “እነሆ! ድንግል ትፀንሳለች፤ ወንድ ልጅም ትወልዳለች፤ ስሙንም አማኑኤል ይሉታል”፤ ትርጉሙም “አምላክ ከእኛ ጋር ነው” ማለት ነው። |
53,232 | am_tg | ከዚያም ዮሴፍ ከእንቅልፉ ነቃ፤ የይሖዋ መልአክ ባዘዘውም መሠረት ሚስቱን ወደ ቤቱ ወሰዳት። | ድሕሪኡ፡ ዮሴፍ ካብ ድቃሱ ተንሲኡ፡ ከምቲ መልኣኽ የሆዋ ዝኣዘዞ ገበረ፣ ንሕጽይቱ እውን ናብ ቤቱ ወሰዳ። |
53,233 | tg_am | ድሕሪኡ፡ ዮሴፍ ካብ ድቃሱ ተንሲኡ፡ ከምቲ መልኣኽ የሆዋ ዝኣዘዞ ገበረ፣ ንሕጽይቱ እውን ናብ ቤቱ ወሰዳ። | ከዚያም ዮሴፍ ከእንቅልፉ ነቃ፤ የይሖዋ መልአክ ባዘዘውም መሠረት ሚስቱን ወደ ቤቱ ወሰዳት። |
53,234 | am_tg | ሆኖም ልጁን እስክትወልድ ድረስ ከእሷ ጋር የፆታ ግንኙነት አልፈጸመም፤ ልጁንም ኢየሱስ ብሎ ጠራው። | ወዲ ኽሳዕ እትወልድ ግና፡ ምስኣ ጾታዊ ርክብ ኣይገበረን፣ ስሙ ድማ የሱስ ኢሉ ሰመዮ። |
53,235 | tg_am | ወዲ ኽሳዕ እትወልድ ግና፡ ምስኣ ጾታዊ ርክብ ኣይገበረን፣ ስሙ ድማ የሱስ ኢሉ ሰመዮ። | ሆኖም ልጁን እስክትወልድ ድረስ ከእሷ ጋር የፆታ ግንኙነት አልፈጸመም፤ ልጁንም ኢየሱስ ብሎ ጠራው። |
53,236 | am_tg | “እንዳይፈረድባችሁ በሌሎች ላይ አትፍረዱ፤ | “ከይፍረደኩም፡ ደጊም ኣይትፍረዱ፣ |
53,237 | tg_am | “ከይፍረደኩም፡ ደጊም ኣይትፍረዱ፣ | “እንዳይፈረድባችሁ በሌሎች ላይ አትፍረዱ፤ |
53,238 | am_tg | በምትፈርዱት ፍርድ ይፈረድባችኋል፤ በምትሰፍሩበት መስፈሪያም ይሰፍሩላችኋል። | ብእትፈርድዎ ፍርድስ ኪፍረደኩም፡ ብእትሰፍሩሉ መስፈሪ ድማ ኪስፈረልኩም እዩ። |
53,239 | tg_am | ብእትፈርድዎ ፍርድስ ኪፍረደኩም፡ ብእትሰፍሩሉ መስፈሪ ድማ ኪስፈረልኩም እዩ። | በምትፈርዱት ፍርድ ይፈረድባችኋል፤ በምትሰፍሩበት መስፈሪያም ይሰፍሩላችኋል። |
53,240 | am_tg | ታዲያ በራስህ ዓይን ውስጥ ያለውን ግንድ ትተህ በወንድምህ ዓይን ውስጥ ያለውን ጉድፍ ለምን ታያለህ? | ኣብ ዓይንኻ ዘሎ ሰርወ ዘየስተብሃልካስ፡ ስለምንታይ ኣብ ዓይኒ ሓውካ ዘሎ በሰር እትርኢ፧ |
53,241 | tg_am | ኣብ ዓይንኻ ዘሎ ሰርወ ዘየስተብሃልካስ፡ ስለምንታይ ኣብ ዓይኒ ሓውካ ዘሎ በሰር እትርኢ፧ | ታዲያ በራስህ ዓይን ውስጥ ያለውን ግንድ ትተህ በወንድምህ ዓይን ውስጥ ያለውን ጉድፍ ለምን ታያለህ? |
53,242 | am_tg | ወይም በራስህ ዓይን ውስጥ ግንድ እያለ ወንድምህን ‘ዓይንህ ውስጥ ያለውን ጉድፍ ላውጣልህ’ እንዴት ትለዋለህ? | ወይስ ኣብ ዓይንኻ ሰርወ ኸሎ፡ ከመይ ጌርካ ንሓውካ፡ ‘ካብ ዓይንኻ በሰር ከውጽኣልካ ሕደገኒ’ እትብሎ፧ |
53,243 | tg_am | ወይስ ኣብ ዓይንኻ ሰርወ ኸሎ፡ ከመይ ጌርካ ንሓውካ፡ ‘ካብ ዓይንኻ በሰር ከውጽኣልካ ሕደገኒ’ እትብሎ፧ | ወይም በራስህ ዓይን ውስጥ ግንድ እያለ ወንድምህን ‘ዓይንህ ውስጥ ያለውን ጉድፍ ላውጣልህ’ እንዴት ትለዋለህ? |
53,244 | am_tg | አንተ ግብዝ! መጀመሪያ በራስህ ዓይን ውስጥ ያለውን ግንድ አውጣ፤ ከዚያም በወንድምህ ዓይን ውስጥ ያለውን ጉድፍ ለማውጣት አጥርተህ ማየት ትችላለህ። | ኣታ ግቡዝ፡ ቅድም ካብ ዓይንኻ ነቲ ሰርወ ኣውጽኣዮ፣ ድሕሪኡ፡ ካብ ዓይኒ ሓውካ በሰር ንምውጻእ ኣጸቢቕካ ኽትርኢ ኢኻ። |
53,245 | tg_am | ኣታ ግቡዝ፡ ቅድም ካብ ዓይንኻ ነቲ ሰርወ ኣውጽኣዮ፣ ድሕሪኡ፡ ካብ ዓይኒ ሓውካ በሰር ንምውጻእ ኣጸቢቕካ ኽትርኢ ኢኻ። | አንተ ግብዝ! መጀመሪያ በራስህ ዓይን ውስጥ ያለውን ግንድ አውጣ፤ ከዚያም በወንድምህ ዓይን ውስጥ ያለውን ጉድፍ ለማውጣት አጥርተህ ማየት ትችላለህ። |
53,246 | am_tg | “ቅዱስ የሆነውን ነገር ለውሾች አትስጡ፤ ዕንቁዎቻችሁንም በአሳማ ፊት አትጣሉ። አለዚያ ዕንቁዎቹን በእግራቸው ይረጋግጧቸዋል፤ ተመልሰውም ይጎዷችኋል። | “ቅዱስ ዘበለ ንኣኽላባት ኣይትሃቡ። ብኣእጋሮም ከይረግጽዎ እሞ፡ ተመሊሶም ከይትርትሩኹም፡ ሉልኩም ኣብ ቅድሚ ሓሰማታት ኣይትደርብዩ። |
53,247 | tg_am | “ቅዱስ ዘበለ ንኣኽላባት ኣይትሃቡ። ብኣእጋሮም ከይረግጽዎ እሞ፡ ተመሊሶም ከይትርትሩኹም፡ ሉልኩም ኣብ ቅድሚ ሓሰማታት ኣይትደርብዩ። | “ቅዱስ የሆነውን ነገር ለውሾች አትስጡ፤ ዕንቁዎቻችሁንም በአሳማ ፊት አትጣሉ። አለዚያ ዕንቁዎቹን በእግራቸው ይረጋግጧቸዋል፤ ተመልሰውም ይጎዷችኋል። |
53,248 | am_tg | “ደጋግማችሁ ለምኑ፣ ይሰጣችኋል፤ ሳታቋርጡ ፈልጉ፣ ታገኛላችሁ፤ ደጋግማችሁ አንኳኩ፣ ይከፈትላችኋል። | “ብቐጻሊ ለምኑ እሞ፡ ኪውሃበኩም እዩ፣ ብቐጻሊ ድለዩ እሞ፡ ክትረኽቡ ኢኹም፣ ብቐጻሊ ዃሕኵሑ እሞ፡ ኪኽፈተልኩም እዩ። |
53,249 | tg_am | “ብቐጻሊ ለምኑ እሞ፡ ኪውሃበኩም እዩ፣ ብቐጻሊ ድለዩ እሞ፡ ክትረኽቡ ኢኹም፣ ብቐጻሊ ዃሕኵሑ እሞ፡ ኪኽፈተልኩም እዩ። | “ደጋግማችሁ ለምኑ፣ ይሰጣችኋል፤ ሳታቋርጡ ፈልጉ፣ ታገኛላችሁ፤ ደጋግማችሁ አንኳኩ፣ ይከፈትላችኋል። |
53,250 | am_tg | የሚለምን ሁሉ ይሰጠዋልና፤ የሚፈልግ ሁሉ ያገኛል፤ ለሚያንኳኳም ሁሉ ይከፈትለታል። | ዚልምን ዘበለስ ይቕበል፡ ዚደሊ ዘበለ ይረክብ፡ ዚዅሕኵሕ ዘበለ እውን ይኽፈተሉ እዩ። |
53,251 | tg_am | ዚልምን ዘበለስ ይቕበል፡ ዚደሊ ዘበለ ይረክብ፡ ዚዅሕኵሕ ዘበለ እውን ይኽፈተሉ እዩ። | የሚለምን ሁሉ ይሰጠዋልና፤ የሚፈልግ ሁሉ ያገኛል፤ ለሚያንኳኳም ሁሉ ይከፈትለታል። |
53,252 | am_tg | ደግሞስ ከእናንተ መካከል ልጁ ዳቦ ቢለምነው ድንጋይ የሚሰጠው አለ? | ካባኻትኩምከ ወዱ እንጌራ እንተ ለሚንዎ፡ እምኒ ዚህቦ መን እዩ፧ |
53,253 | tg_am | ካባኻትኩምከ ወዱ እንጌራ እንተ ለሚንዎ፡ እምኒ ዚህቦ መን እዩ፧ | ደግሞስ ከእናንተ መካከል ልጁ ዳቦ ቢለምነው ድንጋይ የሚሰጠው አለ? |
53,254 | am_tg | ወይስ ዓሣ ቢለምነው እባብ ይሰጠዋል? | ዓሳ እንተ ለሚንዎኸ፡ ተመንዶ ይህቦ፧ |
53,255 | tg_am | ዓሳ እንተ ለሚንዎኸ፡ ተመንዶ ይህቦ፧ | ወይስ ዓሣ ቢለምነው እባብ ይሰጠዋል? |
53,256 | am_tg | ታዲያ እናንተ ክፉዎች ሆናችሁ ሳለ ለልጆቻችሁ መልካም ስጦታ መስጠት ካወቃችሁ በሰማያት ያለው አባታችሁማ ለሚለምኑት መልካም ነገር እንዴት አብልጦ አይሰጣቸው! | እምበኣር፡ ንስኻትኩም እኩያት ክነስኹም፡ ንደቅኹም ብኸመይ ጽቡቕ ውህበት ከም እትህቡ ኻብ ፈለጥኩም፡ እቲ ኣብ ሰማያት ዘሎ ኣቦኹም ግዳ ንዚልምንዎ ኽንደይ ኣብዚሑ ጽቡቕ ዘይህቦም! |
53,257 | tg_am | እምበኣር፡ ንስኻትኩም እኩያት ክነስኹም፡ ንደቅኹም ብኸመይ ጽቡቕ ውህበት ከም እትህቡ ኻብ ፈለጥኩም፡ እቲ ኣብ ሰማያት ዘሎ ኣቦኹም ግዳ ንዚልምንዎ ኽንደይ ኣብዚሑ ጽቡቕ ዘይህቦም! | ታዲያ እናንተ ክፉዎች ሆናችሁ ሳለ ለልጆቻችሁ መልካም ስጦታ መስጠት ካወቃችሁ በሰማያት ያለው አባታችሁማ ለሚለምኑት መልካም ነገር እንዴት አብልጦ አይሰጣቸው! |
53,258 | am_tg | “እንግዲህ ሰዎች እንዲያደርጉላችሁ የምትፈልጉትን ነገር ሁሉ እናንተም አድርጉላቸው። ሕጉም ሆነ የነቢያት ቃል የሚሉት ይህንኑ ነው። | “እምበኣር፡ ሕግን ነብያትን እዚ እዩ እሞ፡ ከምቲ ሰባት ኪገብሩልኩም እትደልይዎ ዘበለ ዅሉ፡ ንስኻትኩም እውን ከምኡ ግበሩሎም። |
53,259 | tg_am | “እምበኣር፡ ሕግን ነብያትን እዚ እዩ እሞ፡ ከምቲ ሰባት ኪገብሩልኩም እትደልይዎ ዘበለ ዅሉ፡ ንስኻትኩም እውን ከምኡ ግበሩሎም። | “እንግዲህ ሰዎች እንዲያደርጉላችሁ የምትፈልጉትን ነገር ሁሉ እናንተም አድርጉላቸው። ሕጉም ሆነ የነቢያት ቃል የሚሉት ይህንኑ ነው። |
53,260 | am_tg | “በጠባቡ በር ግቡ፤ ምክንያቱም ወደ ጥፋት የሚወስደው በር ትልቅ፣ መንገዱም ሰፊ ነው፤ በዚያ የሚሄዱም ብዙዎች ናቸው፤ | “በታ ጸባብ ኣፍ ደገ እተዉ፣ እታ ናብ ጥፍኣት እትወስድ ኣፍ ደገስ ገፋሕ፡ መገዳ እውን ርሕብቲ እያ፣ እቶም ብእኣ ዚኣትዉ ድማ ብዙሓት እዮም፣ |
53,261 | tg_am | “በታ ጸባብ ኣፍ ደገ እተዉ፣ እታ ናብ ጥፍኣት እትወስድ ኣፍ ደገስ ገፋሕ፡ መገዳ እውን ርሕብቲ እያ፣ እቶም ብእኣ ዚኣትዉ ድማ ብዙሓት እዮም፣ | “በጠባቡ በር ግቡ፤ ምክንያቱም ወደ ጥፋት የሚወስደው በር ትልቅ፣ መንገዱም ሰፊ ነው፤ በዚያ የሚሄዱም ብዙዎች ናቸው፤ |
53,262 | am_tg | ወደ ሕይወት የሚወስደው በር ግን ጠባብ፣ መንገዱም ቀጭን ነው፤ የሚያገኙትም ጥቂቶች ናቸው። | እታ ናብ ህይወት እትወስድ ኣፍ ደገ ግና ጸባብ፡ መገዳ እውን ቀጣን እያ፣ እቶም ዚረኽብዋ ኸኣ ሒደት እዮም። |
53,263 | tg_am | እታ ናብ ህይወት እትወስድ ኣፍ ደገ ግና ጸባብ፡ መገዳ እውን ቀጣን እያ፣ እቶም ዚረኽብዋ ኸኣ ሒደት እዮም። | ወደ ሕይወት የሚወስደው በር ግን ጠባብ፣ መንገዱም ቀጭን ነው፤ የሚያገኙትም ጥቂቶች ናቸው። |
53,264 | am_tg | “በውስጣቸው ነጣቂ ተኩላዎች ሆነው ሳሉ የበግ ለምድ ለብሰው ወደ እናንተ ከሚመጡ ሐሰተኛ ነቢያት ተጠንቀቁ። | “ካብቶም ብውሽጦም ሃርጓማት ተዃሉ ኽነሶም፡ ክዳን ኣባጊዕ ተኸዲኖም ዚመጹኹም ናይ ሓሶት ነብያት ተጠንቀቑ። |
53,265 | tg_am | “ካብቶም ብውሽጦም ሃርጓማት ተዃሉ ኽነሶም፡ ክዳን ኣባጊዕ ተኸዲኖም ዚመጹኹም ናይ ሓሶት ነብያት ተጠንቀቑ። | “በውስጣቸው ነጣቂ ተኩላዎች ሆነው ሳሉ የበግ ለምድ ለብሰው ወደ እናንተ ከሚመጡ ሐሰተኛ ነቢያት ተጠንቀቁ። |
53,266 | am_tg | ከፍሬያቸው ታውቋቸዋላችሁ። ሰዎች ከእሾህ ወይን፣ ከአሜኬላስ በለስ ይለቅማሉ? | ብፍሪኦም ከተለልይዎም ኢኹም። ካብ እሾዅዶ ወይኒ፡ ካብ ተዀርባዶኸ በለስ ይቕንጠብ እዩ፧ |
53,267 | tg_am | ብፍሪኦም ከተለልይዎም ኢኹም። ካብ እሾዅዶ ወይኒ፡ ካብ ተዀርባዶኸ በለስ ይቕንጠብ እዩ፧ | ከፍሬያቸው ታውቋቸዋላችሁ። ሰዎች ከእሾህ ወይን፣ ከአሜኬላስ በለስ ይለቅማሉ? |
53,268 | am_tg | በተመሳሳይም ጥሩ ዛፍ ሁሉ መልካም ፍሬ ያፈራል፤ የበሰበሰ ዛፍ ሁሉ ግን መጥፎ ፍሬ ያፈራል። | ከምኡ ድማ፡ ጽቡቕ ኦም ዘበለ ጽቡቕ ፍረ ይፈሪ፡ ሕማቕ ኦም ዘበለ ኸኣ ሕማቕ ፍረ ይፈሪ። |
53,269 | tg_am | ከምኡ ድማ፡ ጽቡቕ ኦም ዘበለ ጽቡቕ ፍረ ይፈሪ፡ ሕማቕ ኦም ዘበለ ኸኣ ሕማቕ ፍረ ይፈሪ። | በተመሳሳይም ጥሩ ዛፍ ሁሉ መልካም ፍሬ ያፈራል፤ የበሰበሰ ዛፍ ሁሉ ግን መጥፎ ፍሬ ያፈራል። |
53,270 | am_tg | ጥሩ ዛፍ መጥፎ ፍሬ ሊያፈራ አይችልም፤ የበሰበሰም ዛፍ መልካም ፍሬ ሊያፈራ አይችልም። | ጽቡቕ ኦም ሕማቕ ፍረ ኺፈሪ፡ ሕማቕ ኦም ከኣ ጽቡቕ ፍረ ኺፈሪ ኣይክእልን እዩ። |
53,271 | tg_am | ጽቡቕ ኦም ሕማቕ ፍረ ኺፈሪ፡ ሕማቕ ኦም ከኣ ጽቡቕ ፍረ ኺፈሪ ኣይክእልን እዩ። | ጥሩ ዛፍ መጥፎ ፍሬ ሊያፈራ አይችልም፤ የበሰበሰም ዛፍ መልካም ፍሬ ሊያፈራ አይችልም። |
53,272 | am_tg | መልካም ፍሬ የማያፈራ ዛፍ ሁሉ ተቆርጦ ወደ እሳት ይጣላል። | ጽቡቕ ፍረ ዘይፈሪ ዘበለ ኦም ይቝረጽ፡ ናብ ሓዊ ድማ ይድርበ። |
53,273 | tg_am | ጽቡቕ ፍረ ዘይፈሪ ዘበለ ኦም ይቝረጽ፡ ናብ ሓዊ ድማ ይድርበ። | መልካም ፍሬ የማያፈራ ዛፍ ሁሉ ተቆርጦ ወደ እሳት ይጣላል። |
53,274 | am_tg | በመሆኑም እነዚህን ሰዎች ከፍሬያቸው ታውቋቸዋላችሁ። | እምበኣር፡ ብፍሪኦም ከተለልይዎም ኢኹም። |
53,275 | tg_am | እምበኣር፡ ብፍሪኦም ከተለልይዎም ኢኹም። | በመሆኑም እነዚህን ሰዎች ከፍሬያቸው ታውቋቸዋላችሁ። |
53,276 | am_tg | “‘ጌታ ሆይ፣ ጌታ ሆይ’ የሚለኝ ሁሉ ወደ መንግሥተ ሰማያት አይገባም፤ ወደ መንግሥተ ሰማያት የሚገባው በሰማያት ያለውን የአባቴን ፈቃድ የሚያደርግ ብቻ ነው። | “ፍቓድ እቲ ኣብ ሰማያት ዘሎ ኣቦይ ዚገብር ጥራይ ደኣ እምበር፡ ‘ጐይታይ፡ ጐይታይ’ ዚብለኒ ዅሉ ኣይኰነን ናብ መንግስተ ሰማያት ዚኣቱ። |
53,277 | tg_am | “ፍቓድ እቲ ኣብ ሰማያት ዘሎ ኣቦይ ዚገብር ጥራይ ደኣ እምበር፡ ‘ጐይታይ፡ ጐይታይ’ ዚብለኒ ዅሉ ኣይኰነን ናብ መንግስተ ሰማያት ዚኣቱ። | “‘ጌታ ሆይ፣ ጌታ ሆይ’ የሚለኝ ሁሉ ወደ መንግሥተ ሰማያት አይገባም፤ ወደ መንግሥተ ሰማያት የሚገባው በሰማያት ያለውን የአባቴን ፈቃድ የሚያደርግ ብቻ ነው። |
53,278 | am_tg | በዚያ ቀን ብዙዎች እንዲህ ይሉኛል፦ ‘ጌታ ሆይ፣ ጌታ ሆይ፣ በስምህ ትንቢት አልተናገርንም? በስምህ አጋንንትን አላወጣንም? በስምህስ ብዙ ተአምራት አላደረግንም?’ | በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ብዙሓት፡ ‘ጐይታይ፡ ጐይታይ፡ ብስምካዶ ኣይተነበናን፧ ብስምካዶ ኣጋንንቲ ኣየውጻእናን፧ ብስምካዶኸ ብዙሕ ግብርታት ሓይሊ ኣይገበርናን፧’ ኪብሉኒ እዮም። |
53,279 | tg_am | በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ብዙሓት፡ ‘ጐይታይ፡ ጐይታይ፡ ብስምካዶ ኣይተነበናን፧ ብስምካዶ ኣጋንንቲ ኣየውጻእናን፧ ብስምካዶኸ ብዙሕ ግብርታት ሓይሊ ኣይገበርናን፧’ ኪብሉኒ እዮም። | በዚያ ቀን ብዙዎች እንዲህ ይሉኛል፦ ‘ጌታ ሆይ፣ ጌታ ሆይ፣ በስምህ ትንቢት አልተናገርንም? በስምህ አጋንንትን አላወጣንም? በስምህስ ብዙ ተአምራት አላደረግንም?’ |
53,280 | am_tg | እኔም በዚያ ጊዜ ‘ቀድሞውንም አላውቃችሁም! እናንተ ዓመፀኞች፣ ከእኔ ራቁ!’ እላቸዋለሁ። | ኣነ ግና፡ ‘ኣቱም ጠሓስቲ ሕጊ፡ ከቶ ኣይፈለጥኩኹምን! ካባይ ርሓቑ!’ ክብሎም እየ። |
53,281 | tg_am | ኣነ ግና፡ ‘ኣቱም ጠሓስቲ ሕጊ፡ ከቶ ኣይፈለጥኩኹምን! ካባይ ርሓቑ!’ ክብሎም እየ። | እኔም በዚያ ጊዜ ‘ቀድሞውንም አላውቃችሁም! እናንተ ዓመፀኞች፣ ከእኔ ራቁ!’ እላቸዋለሁ። |
53,282 | am_tg | “ስለዚህ ይህን ቃሌን ሰምቶ በተግባር የሚያውል ሁሉ ቤቱን በዓለት ላይ የሠራን አስተዋይ ሰው ይመስላል። | “እምበኣር፡ ነዚ ቓለይ ሰሚዑ ዚገብሮ ዅሉ፡ ቤቱ ኣብ ከውሒ ዝሃነጸ ኣስተውዓሊ ሰብኣይ ይመስል። |
53,283 | tg_am | “እምበኣር፡ ነዚ ቓለይ ሰሚዑ ዚገብሮ ዅሉ፡ ቤቱ ኣብ ከውሒ ዝሃነጸ ኣስተውዓሊ ሰብኣይ ይመስል። | “ስለዚህ ይህን ቃሌን ሰምቶ በተግባር የሚያውል ሁሉ ቤቱን በዓለት ላይ የሠራን አስተዋይ ሰው ይመስላል። |
53,284 | am_tg | ዶፍ ወረደ፤ ጎርፍ ጎረፈ፤ ነፋስም ነፈሰ፤ ቤቱንም በኃይል መታው፤ ሆኖም ቤቱ በዓለት ላይ ስለተመሠረተ አልተደረመሰም። | ዝናም ዘነመ፡ ውሒዝ ወሓዘ፡ ንፋስ እውን ነፈሰ፣ ነታ ቤት ከኣ ደፍኣ፣ ኣብ ከውሒ ስለ እተሰረተት ግና፡ ኣይወደቐትን። |
53,285 | tg_am | ዝናም ዘነመ፡ ውሒዝ ወሓዘ፡ ንፋስ እውን ነፈሰ፣ ነታ ቤት ከኣ ደፍኣ፣ ኣብ ከውሒ ስለ እተሰረተት ግና፡ ኣይወደቐትን። | ዶፍ ወረደ፤ ጎርፍ ጎረፈ፤ ነፋስም ነፈሰ፤ ቤቱንም በኃይል መታው፤ ሆኖም ቤቱ በዓለት ላይ ስለተመሠረተ አልተደረመሰም። |
53,286 | am_tg | ይህን ቃሌን ሰምቶ በተግባር የማያውል ሁሉ ግን ቤቱን በአሸዋ ላይ የሠራን ሞኝ ሰው ይመስላል። | ነዚ ቓለይ ሰሚዑ ዘይገብሮ ዅሉ ኸኣ፡ ቤቱ ኣብ ሑጻ ዝሃነጸ ዓሻ ሰብኣይ ይመስል። |
53,287 | tg_am | ነዚ ቓለይ ሰሚዑ ዘይገብሮ ዅሉ ኸኣ፡ ቤቱ ኣብ ሑጻ ዝሃነጸ ዓሻ ሰብኣይ ይመስል። | ይህን ቃሌን ሰምቶ በተግባር የማያውል ሁሉ ግን ቤቱን በአሸዋ ላይ የሠራን ሞኝ ሰው ይመስላል። |
53,288 | am_tg | ዶፍ ወረደ፤ ጎርፍ ጎረፈ፤ ነፋስም ነፈሰ፤ ቤቱንም በኃይል መታው፤ ቤቱም ተደረመሰ፤ እንዳልነበረም ሆነ።” | ዝናም ዘነመ፡ ውሒዝ ወሓዘ፡ ንፋስ እውን ነፈሰ፣ ነታ ቤት ከኣ ደፍኣ እሞ ወደቐት፣ ኣወዳድቓኣ ድማ ዓብዪ ዀነ።” |
53,289 | tg_am | ዝናም ዘነመ፡ ውሒዝ ወሓዘ፡ ንፋስ እውን ነፈሰ፣ ነታ ቤት ከኣ ደፍኣ እሞ ወደቐት፣ ኣወዳድቓኣ ድማ ዓብዪ ዀነ።” | ዶፍ ወረደ፤ ጎርፍ ጎረፈ፤ ነፋስም ነፈሰ፤ ቤቱንም በኃይል መታው፤ ቤቱም ተደረመሰ፤ እንዳልነበረም ሆነ።” |
53,290 | am_tg | ኢየሱስ ንግግሩን በጨረሰ ጊዜ ሕዝቡ በትምህርት አሰጣጡ እጅግ ተደነቁ፤ | የሱስ ዘረባኡ ምስ ወድአ፡ እቶም ህዝቢ ብኣመሃህራኡ ተገረሙ፣ |
53,291 | tg_am | የሱስ ዘረባኡ ምስ ወድአ፡ እቶም ህዝቢ ብኣመሃህራኡ ተገረሙ፣ | ኢየሱስ ንግግሩን በጨረሰ ጊዜ ሕዝቡ በትምህርት አሰጣጡ እጅግ ተደነቁ፤ |
53,292 | am_tg | የሚያስተምራቸው እንደ እነሱ ጸሐፍት ሳይሆን እንደ ባለሥልጣን ነበርና። | ከመይሲ፡ ከም ጸሓፍቶም ዘይኰነስ፡ ስልጣን ከም ዘለዎ ገይሩ ይምህሮም ነበረ። |
53,293 | tg_am | ከመይሲ፡ ከም ጸሓፍቶም ዘይኰነስ፡ ስልጣን ከም ዘለዎ ገይሩ ይምህሮም ነበረ። | የሚያስተምራቸው እንደ እነሱ ጸሐፍት ሳይሆን እንደ ባለሥልጣን ነበርና። |
53,294 | am_tg | “በተጨማሪም መንግሥተ ሰማያት መብራታቸውን ይዘው ሙሽራውን ሊቀበሉ ከወጡ አሥር ደናግል ጋር ሊመሳሰል ይችላል። | “ሽዑ፡ መንግስተ ሰማያት፡ ቀቀንዴለን ሒዘን መርዓዊ ኪቕበላ ዝወጻ ዓሰርተ ደናግል ትመስል። |
53,295 | tg_am | “ሽዑ፡ መንግስተ ሰማያት፡ ቀቀንዴለን ሒዘን መርዓዊ ኪቕበላ ዝወጻ ዓሰርተ ደናግል ትመስል። | “በተጨማሪም መንግሥተ ሰማያት መብራታቸውን ይዘው ሙሽራውን ሊቀበሉ ከወጡ አሥር ደናግል ጋር ሊመሳሰል ይችላል። |
53,296 | am_tg | አምስቱ ሞኞች፣ አምስቱ ደግሞ ልባሞች ነበሩ። | ካባታተን እተን ሓሙሽተ ዓያሹ፡ እተን ሓሙሽተ ኸኣ ለባማት ነበራ። |
53,297 | tg_am | ካባታተን እተን ሓሙሽተ ዓያሹ፡ እተን ሓሙሽተ ኸኣ ለባማት ነበራ። | አምስቱ ሞኞች፣ አምስቱ ደግሞ ልባሞች ነበሩ። |
53,298 | am_tg | ሞኞቹ መብራታቸውን ቢይዙም መጠባበቂያ ዘይት አልያዙም ነበር፤ | እተን ዓያሹ፡ ቀቀንዴለን እኳ እንተ ወሰዳ፡ ዘይቲ ግና ኣይተማልኣን። |
53,299 | tg_am | እተን ዓያሹ፡ ቀቀንዴለን እኳ እንተ ወሰዳ፡ ዘይቲ ግና ኣይተማልኣን። | ሞኞቹ መብራታቸውን ቢይዙም መጠባበቂያ ዘይት አልያዙም ነበር፤ |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.