Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
53,100
am_tg
ይሁንና ጴጥሮስ መልሶ “ሌሎቹ ሁሉ በአንተ ምክንያት ቢሰናከሉ እንኳ እኔ ፈጽሞ አልሰናከልም!” አለው።
ጴጥሮስ ግና፡ “ኵላቶም እኳ ብኣኻ እንተ ተዓንቀፉ፡ ኣነስ ከቶ ኣይክዕንቀፍን እየ!” በሎ።
53,101
tg_am

53,102
am_tg
ኢየሱስም “እውነት እልሃለሁ፣ በዚህች ሌሊት ዶሮ ሳይጮኽ አንተ ሦስት ጊዜ ትክደኛለህ” አለው።
የሱስ ከኣ፡ “ብሓቂ እብለካ ኣለኹ፡ በዛ ለይቲ እዚኣ፡ ደርሆ ኸይነቀወ፡ ሰለስተ ሳዕ ክትክሕደኒ ኢኻ” በሎ።
53,103

53,104
am_tg
ጴጥሮስም “አብሬህ መሞት ቢያስፈልገኝ እንኳ በምንም ዓይነት አልክድህም” አለው። የቀሩት ደቀ መዛሙርትም ሁሉ እንደዚሁ አሉ።
ጴጥሮስ ድማ፡ “ምሳኻ ኽመውት እኳ እንተ ኣሎኒ፡ ከቶ ኣይክኽሕደካን እየ” በሎ። ኵሎም ካልኦት ደቀ መዛሙርቲ እውን፡ ከምኡ በሉ።
53,105

53,106
am_tg
ከዚያም ኢየሱስ ከእነሱ ጋር ጌትሴማኒ ወደተባለ ቦታ መጣ፤ ደቀ መዛሙርቱንም “ወደዚያ ሄጄ በምጸልይበት ጊዜ እናንተ እዚህ ተቀመጡ” አላቸው።
ድሕርዚ፡ የሱስ ምሳታቶም፡ ጌተሴማኔ ናብ እትብሃል ቦታ ኸደ፣ ነቶም ደቀ መዛሙርቲ ኸኣ፡ “ናብቲ ኸይደ ኽሳዕ ዝጽሊ፡ ኣብዚ ተቐመጡ” በሎም።
53,107

53,108
am_tg
ጴጥሮስንና ሁለቱን የዘብዴዎስ ልጆች ይዞ ከሄደ በኋላ እጅግ ያዝንና ይረበሽ ጀመር።
ንጴጥሮስን ንኽልቲኦም ደቂ ዘብዴዎስን ተማሊኡ ድማ፡ ኪጕህን ኪጭነቕን ጀመረ።
53,109

53,110
am_tg
ከዚያም “እስከ ሞት ድረስ እጅግ አዝኛለሁ። እዚህ ሁኑና ከእኔ ጋር ነቅታችሁ ጠብቁ” አላቸው።
ሽዑ፡ “ክሳዕ ሞት ኣዝየ ጕህየ ኣለኹ። ኣብዚ ኹኑ፡ ምሳይ እውን ንቕሑ” በሎም።
53,111

53,112
am_tg
ትንሽ ወደ ፊት ራቅ በማለት በግንባሩ ተደፍቶ “አባቴ ሆይ፣ የሚቻል ከሆነ ይህ ጽዋ ከእኔ ይለፍ። ሆኖም እንደ እኔ ፈቃድ ሳይሆን እንደ አንተ ፈቃድ ይሁን” ብሎ ጸለየ።
ቍሩብ ርሕቕ ኢሉ ድማ፡ ብገጹ ተደፊኡ፡ “ኣቦይ፡ ዚከኣል እንተ ዀይኑስ፡ እዛ ጽዋእ እዚኣ ኻባይ ትሕለፍ። ግናኸ፡ ከም ፍቓድካ እምበር፡ ከም ፍቓደይ ኣይኹን” ኢሉ ጸለየ።
53,113

53,114
am_tg
ወደ ደቀ መዛሙርቱ ተመልሶ ሲመጣ ተኝተው አገኛቸውና ጴጥሮስን እንዲህ አለው፦ “ከእኔ ጋር አንድ ሰዓት እንኳ ነቅታችሁ መጠበቅ አልቻላችሁም?
ናብቶም ደቀ መዛሙርቲ ምስ ተመልሰ ኸኣ፡ ደቂሶም ረኸቦም፣ ንጴጥሮስ ድማ፡ “ክሳዕ ክንድዚዶ ሓንቲ ሰዓት ምሳይ ክትነቕሑ ኣይትኽእሉን ኢኹም፧
53,115

53,116
am_tg
ወደ ፈተና እንዳትገቡ ነቅታችሁ ጠብቁ፤ ሳታሰልሱም ጸልዩ። እርግጥ፣ መንፈስ ዝግጁ ነው፤ ሥጋ ግን ደካማ ነው።”
ናብ ፈተና ኸይትኣትዉስ፡ ንቕሑን ብቐጻሊ ጸልዩን። መንፈስሲ ህንጡይ እዩ፡ ስጋ ግና ድኹም እዩ” በሎ።
53,117

53,118
am_tg
እንደገናም ሄዶ ለሁለተኛ ጊዜ “አባቴ ሆይ፣ የሚቻል ከሆነ ይህ ጽዋ ሳልጠጣው ይለፍ። ካልሆነ ግን የአንተ ፈቃድ ይፈጸም” ሲል ጸለየ።
ከም ብሓድሽ፡ ካልኣይ ሳዕ ከይዱ፡ “ኣቦይ፡ እዚ ኸይሰተኽዎ ኺሓልፍ ዘይከኣል እንተ ዀይኑ፡ ፍቓድካ ይኹን” ኢሉ ጸለየ።
53,119

53,120
am_tg
ዳግመኛም ተመልሶ ሲመጣ እንቅልፍ ተጫጭኗቸው ስለነበር ተኝተው አገኛቸው።
ከም ብሓድሽ ምስ መጸ ድማ፡ ኣዒንቶም ባዕዚዙ ነበረ እሞ፡ ደቂሶም ረኸቦም።
53,121

53,122
am_tg
እንደገናም ትቷቸው ሄደና ለሦስተኛ ጊዜ ስለዚያው ነገር ደግሞ ጸለየ።
ሓዲግዎም ከም ብሓድሽ ከይዱ ኸኣ፡ ከምቲ ኢልዎ ዝነበረ ኢሉ ሳልሳይ ሳዕ ጸለየ።
53,123

53,124
am_tg
ከዚያም ወደ ደቀ መዛሙርቱ ተመልሶ እንዲህ አላቸው፦ “ይህ የእንቅልፍና የእረፍት ሰዓት ነው? እነሆ፣ የሰው ልጅ ለኃጢአተኞች አልፎ የሚሰጥበት ሰዓት ደርሷል።
ድሕሪኡ፡ ናብቶም ደቀ መዛሙርቲ ተመሊሱ፡ “ኣብ ከምዚ ዝበለ ግዜስ፡ ትድቅሱን ተዕርፉን ኣለኹም! እንሆ፡ እታ ወዲ ሰብ ኣብ ኢድ ሓጥኣን ኣሕሊፍካ ዚውሃበላ ሰዓት ቀሪባ ኣላ።
53,125

53,126
am_tg
ተነሱ፣ እንሂድ። እነሆ፣ አሳልፎ የሚሰጠኝ ቀርቧል።”
ተንስኡ ንኺድ። እንሆ፡ እቲ ኣሕሊፉ ዚህበኒ ቐሪቡ ኣሎ” በሎም።
53,127

53,128
am_tg
ገና እየተናገረ ሳለ ከአሥራ ሁለቱ አንዱ የሆነው ይሁዳ መጣ፤ ከካህናት አለቆችና ከሕዝቡ ሽማግሌዎች የተላኩ ሰይፍና ቆመጥ የያዙ ብዙ ሰዎችም አብረውት ነበሩ።
ንሱ ገና ኺዛረብ ከሎ፡ እንሆ፡ ይሁዳ ሓደ ኻብቶም ዓሰርተው ክልተ መጸ፣ ምስኡ ድማ ካብ ሊቃውንቲ ኻህናትን ካብ ዓበይቲ ህዝብን፡ ኣስያፍን ኣባትርን ዝሓዙ ብዙሓት ህዝቢ መጹ።
53,129

53,130
am_tg
አሳልፎ የሚሰጠውም “እኔ የምስመው ሰው እሱ ነው፤ ያዙት” በማለት ምልክት ሰጥቷቸው ነበር።
እቲ ኣሕሊፉ ዚህቦ ኸኣ፡ “እቲ ኣነ ዝስዕሞ፡ ንሱ እዩ፣ ሓዝዎ” ኢሉ ምልክት ሂብዎም ነበረ።
53,131

53,132
am_tg
ይሁዳም በቀጥታ ወደ ኢየሱስ በመሄድ “ረቢ! ሰላም ለአንተ ይሁን” ብሎ ሳመው።
ትኽ ኢሉ ናብ የሱስ ከይዱ ድማ፡ “ሰላም፡ መምህር” ኢሉ ኣጥቢቑ ሰዓሞ።
53,133

53,134
am_tg
ኢየሱስ ግን “ወዳጄ፣ እዚህ የተገኘህበት ዓላማ ምንድን ነው?” አለው። በዚህ ጊዜ ሰዎቹ ቀርበው ኢየሱስን ያዙት፤ አሰሩትም።
የሱስ ግና፡ “ዓርከይ፡ ንምንታይ መጺእካ፧” በሎ። ሽዑ፡ ቀሪቦም፡ ኣእዳዎም ዘርጊሖም፡ ንየሱስ ሓዝዎ።
53,135

53,136
am_tg
ሆኖም ከኢየሱስ ጋር ከነበሩት አንዱ እጁን ሰዶ ሰይፉን በመምዘዝ የሊቀ ካህናቱን ባሪያ መትቶ ጆሮውን ቆረጠው።
እንሆ ግና፡ ሓደ ኻብቶም ምስ የሱስ ዝነበሩ፡ ኢዱ ዘርጊሑ፡ ሰይፉ መሊሑ፡ ንባርያ ሊቀ ኻህናት ወቒዑ እዝኑ ቘረጾ።
53,137

53,138
am_tg
በዚህ ጊዜ ኢየሱስ እንዲህ አለው፦ “ሰይፍህን ወደ ሰገባው መልስ፤ ሰይፍ የሚመዙ ሁሉ በሰይፍ ይጠፋሉ።
ሽዑ፡ የሱስ፡ “ሰይፊ ዜልዕሉ ዅሎም፡ ብሰይፊ ኺጠፍኡ እዮም እሞ፡ ንሰይፍኻ ናብ ሰፈራ ምለሳ።
53,139

53,140
am_tg
ለመሆኑ በዚህች ቅጽበት ከ12 ሌጌዎን የሚበልጡ መላእክት እንዲልክልኝ አባቴን መጠየቅ የማልችል ይመስልሃል?
ወይስ ንኣቦይ ሕጂ ኻብ 12 ለጌዎን ዚበዝሑ መላእኽቲ ኺሰድደለይ ምልማኑ ዘይክእልዶ ይመስለካ፧
53,141

53,142
am_tg
እንዲህ ከሆነ ታዲያ፣ እንደዚህ ሊሆን ይገባል የሚሉት ቅዱሳን መጻሕፍት እንዴት ይፈጸማሉ?”
እቲ በዚ ኸምዚ ኺፍጸም ዚግብኦ ቕዱሳት ጽሑፋት ደኣ ኸመይ ኢሉ ኺፍጸም፧” በሎ።
53,143

53,144
am_tg
በዚያን ሰዓት ኢየሱስ ሰዎቹን እንዲህ አላቸው፦ “ወንበዴ የምትይዙ ይመስል ሰይፍና ቆመጥ ይዛችሁ የመጣችሁት እኔን ለመያዝ ነው? በየዕለቱ በቤተ መቅደስ ተቀምጬ አስተምር ነበር፤ ሆኖም ያን ጊዜ አልያዛችሁኝም።
ሽዑ፡ የሱስ ነቶም ህዝቢ፡ “ከም ንኸታሪዶ ኣስያፍን ኣባትርን ሒዝኩም ክትሕዙኒ መጺእኩም፧ መዓልቲ መዓልቲ ኣብ ቤተ መቕደስ ተቐሚጠ እምህር ነይረ፣ ንስኻትኩም ግና ኣይሓዝኩምንን።
53,145

53,146
am_tg
ይህ ሁሉ የሆነው ግን በነቢያት መጻሕፍት የተጻፈው እንዲፈጸም ነው።” በዚህ ጊዜ ደቀ መዛሙርቱ ሁሉ ጥለውት ሸሹ።
እዚ ዅሉ ግና፡ እቲ ጽሑፋት ነብያት ምእንቲ ኺፍጸም እዩ ዀይኑ” በሎም። ሽዑ፡ ኵሎም እቶም ደቀ መዛሙርቲ ሓዲጎምዎ ሃደሙ።
53,147

53,148
am_tg
ኢየሱስን ያሰሩት ሰዎች ጸሐፍትና ሽማግሌዎች ወደተሰበሰቡበት ወደ ሊቀ ካህናቱ ወደ ቀያፋ ወሰዱት።
እቶም ንየሱስ ዝሓዝዎ ኸኣ፡ ናብ ቀያፋ እቲ ሊቀ ኻህናት ወሰድዎ፣ ኣብኡ ኸኣ ጸሓፍትን ዓበይትን ተኣኪቦም ነበሩ።
53,149

53,150
am_tg
ይሁንና ጴጥሮስ እስከ ሊቀ ካህናቱ ግቢ ድረስ በርቀት ይከተለው ነበር፤ ወደ ውስጥ ከገባ በኋላም መጨረሻውን ለማየት ከቤቱ አገልጋዮች ጋር ተቀመጠ።
ጴጥሮስ ግና ርሕቕ ኢሉ ኽሳዕ ኣጸድ ሊቀ ኻህናት ሰዓቦ፣ ናብ ውሽጢ ምስ ኣተወ ኸኣ፡ መወዳእታኡ ኺርኢ ምስቶም ገላዉ ተቐመጠ።
53,151

53,152
am_tg
በዚህ ጊዜ የካህናት አለቆችና መላው የሳንሄድሪን ሸንጎ ኢየሱስን ለመግደል በእሱ ላይ የሐሰት የምሥክርነት ቃል እየፈለጉ ነበር።
ሊቃውንቲ ኻህናትን ብዘሎ እቲ ዋዕላን ድማ፡ ንየሱስ ምእንቲ ኪቐትልዎ ናይ ሓሶት ምስክር ደለዩ።
53,153

53,154
am_tg
ይሁንና ብዙ የሐሰት ምሥክሮች ቢቀርቡም ምንም ማስረጃ አላገኙም። በኋላ ሁለት ሰዎች ቀርበው
ግናኸ ብዙሓት ሓሰውቲ መሰኻኽር እኳ እንተ ቐረቡ፡ ሓንቲ እኳ ኣይረኸቡን። ደሓር፡ ክልተ ቐሪቦም፡
53,155

53,156
am_tg
“ይህ ሰው ‘የአምላክን ቤተ መቅደስ አፍርሼ በሦስት ቀን ውስጥ ልሠራው እችላለሁ’ ብሏል” አሉ።
“እዚ ሰብ እዚ፡ ‘ንቤተ መቕደስ ኣምላኽ ኣፍሪሰ፡ ኣብ ሰለስተ መዓልቲ ኽሃንጻ እኽእል እየ’ ኢሉ” በሉ።
53,157

53,158
am_tg
በዚህ ጊዜ ሊቀ ካህናቱ ቆሞ “ምንም መልስ አትሰጥም? እነዚህ ሰዎች በአንተ ላይ ስለሰጡት ምሥክርነት ምን ትላለህ?” አለው።
እቲ ሊቀ ኻህናት ከኣ ተንሲኡ፡ “ኣይትምልስን ዲኻ፧ እዚ ዚምስክሩልካ ዘለዉ እንታይ እዩ፧” በሎ።
53,159

53,160
am_tg
ኢየሱስ ግን ዝም አለ። ሊቀ ካህናቱም “አንተ የአምላክ ልጅ ክርስቶስ መሆን አለመሆንህን እንድትነግረን በሕያው አምላክ አስምልሃለሁ!” አለው።
የሱስ ግና ስቕ በለ። ስለዚ፡ እቲ ሊቀ ኻህናት፡ “ክርስቶስ ወዲ ኣምላኽ እንተ ዄንካ ኽትነግረና፡ በቲ ህያው ኣምላኽ አምሕለካ ኣለኹ!” በሎ።
53,161

53,162
am_tg
ኢየሱስም “አንተው ራስህ ተናገርከው። ነገር ግን እላችኋለሁ፦ ከዚህ በኋላ የሰው ልጅ በኃያሉ ቀኝ ተቀምጦ በሰማይ ደመና ሲመጣ ታያላችሁ” አለው።
የሱስ ድማ፡ “ንስኻ እኳ ኢልካ። ኣነ ግና እብለኩም ኣለኹ፦ ካብ ሕጂ ንደሓር፡ ንወዲ ሰብ ኣብ የማን ሓይሊ ተቐሚጡ፡ ብደበናታት ሰማይ ኪመጽእ ከሎ ኽትርእይዎ ኢኹም” በለ።
53,163

53,164
am_tg
በዚህ ጊዜ ሊቀ ካህናቱ ልብሱን ቀዶ እንዲህ አለ፦ “አምላክን ተሳድቧል! ከዚህ በላይ ምን ምሥክሮች ያስፈልጉናል? ስድቡን እንደሆነ እናንተም ሰምታችኋል።
ሽዑ፡ እቲ ሊቀ ኻህናት ከምዚ እናበለ ኽዳኑ ቐደደ፦ “ተጻሪፉ! ደጊም ንምንታይ መሰኻኽር የድልዩና፧ እንሆ፡ ሕጂ ጸርፉ ሰሚዕኩም ኣለኹም።
53,165

53,166
am_tg
እንግዲህ ምን ትላላችሁ?” እነሱም “ሞት ይገባዋል” ብለው መለሱ።
እንታይ ይመስለኩም፧” ንሳቶም ከኣ፡ “ሞት ይግብኦ” ኢሎም መለሱሉ።
53,167

53,168
am_tg
ከዚያም ፊቱ ላይ ተፉበት፤ በቡጢም መቱት። ሌሎቹም በጥፊ እየመቱት
ድሕርዚ፡ ኣብ ገጹ ጡፍ በሉሉን ኣጕሰጥዎን። ገሊኣቶም ከኣ ጸፍዕዎ፣
53,169

53,170
am_tg
“ክርስቶስ ሆይ፣ ነቢይ ከሆንክ እስቲ ማን እንደመታህ ንገረን?” አሉት።
“ኦ ክርስቶስ፡ ተነበየልና። መን እዩ ወቒዑካ፧” ድማ በልዎ።
53,171

53,172
am_tg
ጴጥሮስ ከቤት ውጭ፣ ግቢው ውስጥ ተቀምጦ ነበር፤ አንዲት አገልጋይ ወደ እሱ መጥታ “አንተም ከገሊላው ኢየሱስ ጋር ነበርክ!” አለችው።
ጴጥሮስ ኣብ ወጻኢ፡ ኣብ ኣጸድ ተቐሚጡ ነበረ፣ ሓንቲ ገረድ ከኣ፡ “ንስኻ እውን ምስ የሱስ እቲ ገሊላዊ ኔርካ ኢኻ!” እናበለት ናብኡ መጸት።
53,173

53,174
am_tg
እሱ ግን “ስለ ምን እየተናገርሽ እንዳለ አላውቅም” በማለት በሁሉም ፊት ካደ።
ንሱ ግና፡ “ብዛዕባ እዚ እትብልዮ ዘለኺ ኣይፈልጥን እየ” እናበለ ኣብ ቅድሚ ዅላቶም ከሓደ።
53,175

53,176
am_tg
ወደ ግቢው መግቢያ አካባቢ ሲሄድ ሌላ ሴት አየችውና በዚያ ለነበሩት ሰዎች “ይህ ሰው ከናዝሬቱ ኢየሱስ ጋር ነበር” አለች።
ናብ ኣፍ ደገ ምስ ከደ፡ ሓንቲ ኻልእ ረኣየቶ፡ ነቶም ኣብኡ ዝነበሩ ኸኣ፡ “እዚ፡ ምስ የሱስ እቲ ናዝሬታዊ ነይሩ እዩ” በለቶም።
53,177

53,178
am_tg
እሱም “ሰውየውን አላውቀውም!” ብሎ በመማል ዳግመኛ ካደ።
ንሱ ኸኣ ከም ብሓድሽ፡ “ነቲ ሰብኣይ እቲ ኣይፈልጦን እየ!” ኢሉ ብማሕላ ኸሓደ።
53,179

53,180
am_tg
ከጥቂት ጊዜ በኋላ በአካባቢው ቆመው የነበሩት መጥተው ጴጥሮስን “አነጋገርህ ያስታውቃል፤ በእርግጥ አንተም ከእነሱ አንዱ ነህ” አሉት።
ድሕሪ ቝሩብ ግዜ፡ እቶም ደው ኢሎም ዝነበሩ ቐሪቦም፡ ንጴጥሮስ፡ “ንስኻ እውን ብሓቂ ኻባታቶም ኢኻ፡ ብኣዘራርባኻ እኳ ትፍለጥ” በልዎ።
53,181

53,182
am_tg
በዚህ ጊዜ ጴጥሮስ “ሰውየውን አላውቀውም!” በማለት ይምልና ራሱን ይረግም ጀመር። ወዲያውኑ ዶሮ ጮኸ።
ሽዑ፡ ንሱ፡ “ነቲ ሰብኣይ እቲ ኣይፈልጦን እየ!” ኢሉ ንባዕሉ ኺረግምን ኪምሕልን ጀመረ። ብኡብኡ ኸኣ ደርሆ ነቀወ።
53,183

53,184
am_tg
ጴጥሮስም “ዶሮ ሳይጮኽ ሦስት ጊዜ ትክደኛለህ” ሲል ኢየሱስ የተናገረውን ቃል አስታወሰ። ከዚያም ወደ ውጭ ወጥቶ ምርር ብሎ አለቀሰ።
ጴጥሮስ ድማ ነቲ የሱስ፡ “ደርሆ ኸይነቀወ፡ ሰለስተ ሳዕ ክትክሕደኒ ኢኻ” ዝበሎ ዘከረ። ናብ ወጻኢ ኸይዱ እውን፡ ኣምሪሩ በኸየ።
53,185

53,186
am_tg
የዳዊት ልጅ፣ የአብርሃም ልጅ የሆነውን የኢየሱስ ክርስቶስን ታሪክ የያዘ መጽሐፍ፦
መጽሓፍ ታሪኽ የሱስ ክርስቶስ ወዲ ዳዊት፡ ወዲ ኣብርሃም፦
53,187

53,188
am_tg
አብርሃም ይስሐቅን ወለደ፤ይስሐቅ ያዕቆብን ወለደ፤ያዕቆብ ይሁዳንና ወንድሞቹን ወለደ፤
ኣብርሃም ንይስሃቅ ወለደ፣ይስሃቅ ንያእቆብ ወለደ፣ያእቆብ ንይሁዳን ንኣሕዋቱን ወለደ፣
53,189

53,190
am_tg
ይሁዳ ከትዕማር ፋሬስንና ዛራን ወለደ፤ፋሬስ ኤስሮንን ወለደ፤ኤስሮን ራምን ወለደ፤
ይሁዳ ኻብ ታማር ንፋሬስን ንዜራሕን ወለደ፣ፋሬስ ንሔጽሮን ወለደ፣ሔጽሮን ንራም ወለደ፣
53,191

53,192
am_tg
ራም አሚናዳብን ወለደ፤አሚናዳብ ነአሶንን ወለደ፤ነአሶን ሰልሞንን ወለደ፤
ራም ንኣሚናዳብ ወለደ፣ኣሚናዳብ ንነኣሶን ወለደ፣ነኣሶን ንሰልሞን ወለደ፣
53,193

53,194
am_tg
ሰልሞን ከረዓብ ቦዔዝን ወለደ፤ቦዔዝ ከሩት ኢዮቤድን ወለደ፤ኢዮቤድ እሴይን ወለደ፤
ሰልሞን ካብ ረሃብ ንቦኣዝ ወለደ፣ቦኣዝ ካብ ሩት ንዖቤድ ወለደ፣ዖቤድ ንእሴይ ወለደ፣
53,195

53,196
am_tg
እሴይ ንጉሥ ዳዊትን ወለደ። ዳዊት ከኦርዮ ሚስት ሰለሞንን ወለደ፤
እሴይ ንንጉስ ዳዊት ወለደ። ዳዊት ካብ ሰበይቲ ኡርያ ንሰሎሞን ወለደ፣
53,197

53,198
am_tg
ሰለሞን ሮብዓምን ወለደ፤ሮብዓም አቢያህን ወለደ፤አቢያህ አሳን ወለደ፤
ሰሎሞን ንሮብዓም ወለደ፣ሮብዓም ንኣብያ ወለደ፣ኣብያ ንኣሳ ወለደ፣
53,199