Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
53,300 | am_tg | ልባሞቹ ግን ከመብራታቸው ጋር በዕቃ ዘይት ይዘው ነበር። | እተን ለባማት ግና፡ መምስ ቀንዴለን፡ ዘይቲ ኣብ ጢናአን ተማልኣ። |
53,301 | tg_am | እተን ለባማት ግና፡ መምስ ቀንዴለን፡ ዘይቲ ኣብ ጢናአን ተማልኣ። | ልባሞቹ ግን ከመብራታቸው ጋር በዕቃ ዘይት ይዘው ነበር። |
53,302 | am_tg | ሙሽራው በዘገየ ጊዜ ሁሉም እንቅልፍ ተጫጫናቸውና ተኙ። | መርዓዊ ምስ ደንጐየ፡ ኵላተን ትኽስ በላ፡ ደቀሳ ኸኣ። |
53,303 | tg_am | መርዓዊ ምስ ደንጐየ፡ ኵላተን ትኽስ በላ፡ ደቀሳ ኸኣ። | ሙሽራው በዘገየ ጊዜ ሁሉም እንቅልፍ ተጫጫናቸውና ተኙ። |
53,304 | am_tg | እኩለ ሌሊት ላይ ‘ሙሽራው እየመጣ ነው፤ ወጥታችሁ ተቀበሉት!’ የሚል ጫጫታ ተሰማ። | ፍርቂ ለይቲ፡ ‘እንሆ መርዓዊ! ክትቅበላኦ ውጻ’ ዚብል ዓው ዝበለ ድምጺ ተሰምዐ። |
53,305 | tg_am | ፍርቂ ለይቲ፡ ‘እንሆ መርዓዊ! ክትቅበላኦ ውጻ’ ዚብል ዓው ዝበለ ድምጺ ተሰምዐ። | እኩለ ሌሊት ላይ ‘ሙሽራው እየመጣ ነው፤ ወጥታችሁ ተቀበሉት!’ የሚል ጫጫታ ተሰማ። |
53,306 | am_tg | በዚህ ጊዜ ደናግሉ ሁሉ ተነስተው መብራቶቻቸውን አዘጋጁ። | ሽዑ፡ ኵለን እተን ደናግል ተንሲአን፡ ቀቀንዴለን ኣሰናደዋ። |
53,307 | tg_am | ሽዑ፡ ኵለን እተን ደናግል ተንሲአን፡ ቀቀንዴለን ኣሰናደዋ። | በዚህ ጊዜ ደናግሉ ሁሉ ተነስተው መብራቶቻቸውን አዘጋጁ። |
53,308 | am_tg | ሞኞቹ ደናግል ልባሞቹን ‘መብራታችን ሊጠፋብን ስለሆነ ከያዛችሁት ዘይት ላይ ስጡን’ አሏቸው። | እተን ዓያሹ ነተን ለባማት፡ ‘ቀነዲልና ኺጠፍእ ስለ ዝበለ፡ ካብ ዘይትኽን ግዳ ሃባና’ በላአን። |
53,309 | tg_am | እተን ዓያሹ ነተን ለባማት፡ ‘ቀነዲልና ኺጠፍእ ስለ ዝበለ፡ ካብ ዘይትኽን ግዳ ሃባና’ በላአን። | ሞኞቹ ደናግል ልባሞቹን ‘መብራታችን ሊጠፋብን ስለሆነ ከያዛችሁት ዘይት ላይ ስጡን’ አሏቸው። |
53,310 | am_tg | ልባሞቹም ‘ለእናንተ ከሰጠናችሁ ለእኛም ለእናንተም ላይበቃን ስለሚችል ወደ ሻጮች ሄዳችሁ ለራሳችሁ የተወሰነ ዘይት ብትገዙ ይሻላል’ ብለው መለሱላቸው። | እተን ለባማት ከኣ፡ ‘ምናልባት ንዓናን ንዓኻትክንን ኣይኣክልን ይኸውን። ናብቶም ዚሸጡ ደኣ ኼድክን ንርእስኽን ዓድጋ’ ኢለን መለሳለን። |
53,311 | tg_am | እተን ለባማት ከኣ፡ ‘ምናልባት ንዓናን ንዓኻትክንን ኣይኣክልን ይኸውን። ናብቶም ዚሸጡ ደኣ ኼድክን ንርእስኽን ዓድጋ’ ኢለን መለሳለን። | ልባሞቹም ‘ለእናንተ ከሰጠናችሁ ለእኛም ለእናንተም ላይበቃን ስለሚችል ወደ ሻጮች ሄዳችሁ ለራሳችሁ የተወሰነ ዘይት ብትገዙ ይሻላል’ ብለው መለሱላቸው። |
53,312 | am_tg | ሊገዙ ሄደው ሳሉም ሙሽራው ደረሰ። ተዘጋጅተው የነበሩት ደናግልም ወደ ሠርጉ ድግስ ገቡ፤ በሩም ተዘጋ። | ንሳተን ኪዕድጋ ምስ ከዳ፡ እቲ መርዓዊ መጸ፣ እተን ድሉዋት ዝነበራ ኸኣ ምስኡ ናብቲ መርዓ ኣተዋ፣ ማዕጾ ድማ ተዓጽወ። |
53,313 | tg_am | ንሳተን ኪዕድጋ ምስ ከዳ፡ እቲ መርዓዊ መጸ፣ እተን ድሉዋት ዝነበራ ኸኣ ምስኡ ናብቲ መርዓ ኣተዋ፣ ማዕጾ ድማ ተዓጽወ። | ሊገዙ ሄደው ሳሉም ሙሽራው ደረሰ። ተዘጋጅተው የነበሩት ደናግልም ወደ ሠርጉ ድግስ ገቡ፤ በሩም ተዘጋ። |
53,314 | am_tg | በኋላም የቀሩት ደናግል መጥተው ‘ጌታ ሆይ፣ ጌታ ሆይ፣ ክፈትልን!’ አሉ። | ደሓር፡ እተን ዝተረፋ ደናግል መጺአን፡ ‘ጐይታይ፡ ጐይታይ፡ ኣርሕወልና!’ በላ። |
53,315 | tg_am | ደሓር፡ እተን ዝተረፋ ደናግል መጺአን፡ ‘ጐይታይ፡ ጐይታይ፡ ኣርሕወልና!’ በላ። | በኋላም የቀሩት ደናግል መጥተው ‘ጌታ ሆይ፣ ጌታ ሆይ፣ ክፈትልን!’ አሉ። |
53,316 | am_tg | እሱ ግን ‘እውነቴን ነው የምላችሁ፣ አላውቃችሁም’ አላቸው። | ንሱ ግና፡ ‘ብሓቂ እብለክን ኣለኹ፡ ኣይፈልጠክንን እየ’ ኢሉ መለሰለን። |
53,317 | tg_am | ንሱ ግና፡ ‘ብሓቂ እብለክን ኣለኹ፡ ኣይፈልጠክንን እየ’ ኢሉ መለሰለን። | እሱ ግን ‘እውነቴን ነው የምላችሁ፣ አላውቃችሁም’ አላቸው። |
53,318 | am_tg | “እንግዲህ ቀኑንም ሆነ ሰዓቱን ስለማታውቁ ዘወትር ነቅታችሁ ጠብቁ። | “እምበኣር፡ ነታ መዓልቲ እቲኣ ወይስ ነታ ሰዓት እቲኣ ኣይትፈልጥዋን ኢኹም እሞ፡ ንቕሑ። |
53,319 | tg_am | “እምበኣር፡ ነታ መዓልቲ እቲኣ ወይስ ነታ ሰዓት እቲኣ ኣይትፈልጥዋን ኢኹም እሞ፡ ንቕሑ። | “እንግዲህ ቀኑንም ሆነ ሰዓቱን ስለማታውቁ ዘወትር ነቅታችሁ ጠብቁ። |
53,320 | am_tg | “ደግሞም መንግሥተ ሰማያት ባሪያዎቹን ጠርቶ ንብረቱን ለእነሱ በአደራ በመስጠት ወደ ሌላ አገር ለመሄድ ከተነሳ ሰው ጋር ይመሳሰላል። | “ከምቲ ኺገይሽ ዝበለ እሞ፡ ንባሮቱ ጸዊዑ፡ ገንዘቡ ብሕድሪ ዝሃቦም ሰብ እውን ትመስል። |
53,321 | tg_am | “ከምቲ ኺገይሽ ዝበለ እሞ፡ ንባሮቱ ጸዊዑ፡ ገንዘቡ ብሕድሪ ዝሃቦም ሰብ እውን ትመስል። | “ደግሞም መንግሥተ ሰማያት ባሪያዎቹን ጠርቶ ንብረቱን ለእነሱ በአደራ በመስጠት ወደ ሌላ አገር ለመሄድ ከተነሳ ሰው ጋር ይመሳሰላል። |
53,322 | am_tg | ለእያንዳንዱ እንደ ችሎታው፣ ለአንዱ አምስት ታላንት፣ ለሌላው ሁለት፣ ለሌላው ደግሞ አንድ በመስጠት ወደ ሌላ አገር ሄደ። | ንሱ ንነፍሲ ወከፎም ከከም ዓቕሞም፡ ንሓደ ሓሙሽተ ታለንት፡ ንሓደ ኽልተ፡ ንሓደ ኸኣ ሓደ ሂብዎም ገሸ። |
53,323 | tg_am | ንሱ ንነፍሲ ወከፎም ከከም ዓቕሞም፡ ንሓደ ሓሙሽተ ታለንት፡ ንሓደ ኽልተ፡ ንሓደ ኸኣ ሓደ ሂብዎም ገሸ። | ለእያንዳንዱ እንደ ችሎታው፣ ለአንዱ አምስት ታላንት፣ ለሌላው ሁለት፣ ለሌላው ደግሞ አንድ በመስጠት ወደ ሌላ አገር ሄደ። |
53,324 | am_tg | አምስት ታላንት የተቀበለው ሰው ወዲያው ሄዶ ነገደበትና ሌላ አምስት ታላንት አተረፈ። | እቲ ሓሙሽተ ታለንት እተቐበለ፡ ብኡብኡ ኸይዱ፡ ብእኡ ነገደ፡ ተወሳኺ ሓሙሽተ ድማ ረብሐ። |
53,325 | tg_am | እቲ ሓሙሽተ ታለንት እተቐበለ፡ ብኡብኡ ኸይዱ፡ ብእኡ ነገደ፡ ተወሳኺ ሓሙሽተ ድማ ረብሐ። | አምስት ታላንት የተቀበለው ሰው ወዲያው ሄዶ ነገደበትና ሌላ አምስት ታላንት አተረፈ። |
53,326 | am_tg | በተመሳሳይም ሁለት ታላንት የተቀበለው ሌላ ሁለት አተረፈ። | እቲ ኽልተ እተቐበለ ኸኣ፡ ተወሳኺ ኽልተ ረብሐ። |
53,327 | tg_am | እቲ ኽልተ እተቐበለ ኸኣ፡ ተወሳኺ ኽልተ ረብሐ። | በተመሳሳይም ሁለት ታላንት የተቀበለው ሌላ ሁለት አተረፈ። |
53,328 | am_tg | አንድ ታላንት ብቻ የተቀበለው ባሪያ ግን ሄዶ መሬት ቆፈረና ጌታው የሰጠውን ገንዘብ ቀበረ። | እቲ ሓደ ጥራይ እተቐበለ ግና ከይዱ፡ ኣብ ምድሪ ዅዒቱ፡ ነቲ ገንዘብ ጐይታኡ ሓብኦ። |
53,329 | tg_am | እቲ ሓደ ጥራይ እተቐበለ ግና ከይዱ፡ ኣብ ምድሪ ዅዒቱ፡ ነቲ ገንዘብ ጐይታኡ ሓብኦ። | አንድ ታላንት ብቻ የተቀበለው ባሪያ ግን ሄዶ መሬት ቆፈረና ጌታው የሰጠውን ገንዘብ ቀበረ። |
53,330 | am_tg | “ከረጅም ጊዜ በኋላ የእነዚያ ባሪያዎች ጌታ መጥቶ ሒሳቡን ከባሪያዎቹ ጋር ተሳሰበ። | “ድሕሪ ነዊሕ ግዜ፡ ጐይታ እቶም ባሮት መጸ፡ ምሳታቶም ድማ ተጸባጸበ። |
53,331 | tg_am | “ድሕሪ ነዊሕ ግዜ፡ ጐይታ እቶም ባሮት መጸ፡ ምሳታቶም ድማ ተጸባጸበ። | “ከረጅም ጊዜ በኋላ የእነዚያ ባሪያዎች ጌታ መጥቶ ሒሳቡን ከባሪያዎቹ ጋር ተሳሰበ። |
53,332 | am_tg | ስለዚህ አምስት ታላንት የተቀበለው ባሪያ ሌላ አምስት ተጨማሪ ታላንት ይዞ በመቅረብ ‘ጌታ ሆይ፣ አምስት ታላንት ሰጥተኸኝ ነበር፤ ይኸው ሌላ አምስት ታላንት አተረፍኩ’ አለ። | እቲ ሓሙሽተ ታለንት እተቐበለ ኸኣ፡ ተወሳኺ ሓሙሽተ ታለንት ሒዙ፡ ‘ጐይታይ፡ ሓሙሽተ ታለንት ብሕድሪ ሂብካኒ ኔርካ፣ እንሆ፡ ተወሳኺ ሓሙሽተ ታለንት ረቢሐ’ እናበለ ቐረበ። |
53,333 | tg_am | እቲ ሓሙሽተ ታለንት እተቐበለ ኸኣ፡ ተወሳኺ ሓሙሽተ ታለንት ሒዙ፡ ‘ጐይታይ፡ ሓሙሽተ ታለንት ብሕድሪ ሂብካኒ ኔርካ፣ እንሆ፡ ተወሳኺ ሓሙሽተ ታለንት ረቢሐ’ እናበለ ቐረበ። | ስለዚህ አምስት ታላንት የተቀበለው ባሪያ ሌላ አምስት ተጨማሪ ታላንት ይዞ በመቅረብ ‘ጌታ ሆይ፣ አምስት ታላንት ሰጥተኸኝ ነበር፤ ይኸው ሌላ አምስት ታላንት አተረፍኩ’ አለ። |
53,334 | am_tg | ጌታውም ‘ጎበዝ፣ አንተ ጥሩና ታማኝ ባሪያ! በጥቂት ነገሮች ታማኝ ሆነህ ተገኝተሃል። ስለዚህ በብዙ ነገሮች ላይ እሾምሃለሁ። ወደ ጌታህ ደስታ ግባ’ አለው። | ጐይታኡ ድማ፡ ‘ንፉዕ፡ ኣታ ሕያዋይን እሙንን ባርያ! ብሒደት እሙን ኴንካ ኢኻ። ኣብ ብዙሕ ክሸመካ እየ። ናብ ሓጐስ ጐይታኻ እቶ’ በሎ። |
53,335 | tg_am | ጐይታኡ ድማ፡ ‘ንፉዕ፡ ኣታ ሕያዋይን እሙንን ባርያ! ብሒደት እሙን ኴንካ ኢኻ። ኣብ ብዙሕ ክሸመካ እየ። ናብ ሓጐስ ጐይታኻ እቶ’ በሎ። | ጌታውም ‘ጎበዝ፣ አንተ ጥሩና ታማኝ ባሪያ! በጥቂት ነገሮች ታማኝ ሆነህ ተገኝተሃል። ስለዚህ በብዙ ነገሮች ላይ እሾምሃለሁ። ወደ ጌታህ ደስታ ግባ’ አለው። |
53,336 | am_tg | ቀጥሎም ሁለት ታላንት የተቀበለው ባሪያ ቀርቦ ‘ጌታ ሆይ፣ ሁለት ታላንት ሰጥተኸኝ ነበር፤ ይኸው ሌላ ሁለት ታላንት አተረፍኩ’ አለ። | እቲ ኽልተ ታለንት እተቐበለ እውን ቀሪቡ፡ ‘ጐይታይ፡ ክልተ ታለንት ብሕድሪ ሂብካኒ ኔርካ፣ እንሆ፡ ተወሳኺ ኽልተ ታለንት ረቢሐ’ በለ። |
53,337 | tg_am | እቲ ኽልተ ታለንት እተቐበለ እውን ቀሪቡ፡ ‘ጐይታይ፡ ክልተ ታለንት ብሕድሪ ሂብካኒ ኔርካ፣ እንሆ፡ ተወሳኺ ኽልተ ታለንት ረቢሐ’ በለ። | ቀጥሎም ሁለት ታላንት የተቀበለው ባሪያ ቀርቦ ‘ጌታ ሆይ፣ ሁለት ታላንት ሰጥተኸኝ ነበር፤ ይኸው ሌላ ሁለት ታላንት አተረፍኩ’ አለ። |
53,338 | am_tg | ጌታውም ‘ጎበዝ፣ አንተ ጥሩና ታማኝ ባሪያ! በጥቂት ነገሮች ታማኝ ሆነህ ተገኝተሃል። ስለዚህ በብዙ ነገሮች ላይ እሾምሃለሁ። ወደ ጌታህ ደስታ ግባ’ አለው። | ጐይታኡ ድማ፡ ‘ንፉዕ፡ ኣታ ሕያዋይን እሙንን ባርያ! ብሒደት እሙን ኴንካ ኢኻ። ኣብ ብዙሕ ክሸመካ እየ። ናብ ሓጐስ ጐይታኻ እቶ’ በሎ። |
53,339 | tg_am | ጐይታኡ ድማ፡ ‘ንፉዕ፡ ኣታ ሕያዋይን እሙንን ባርያ! ብሒደት እሙን ኴንካ ኢኻ። ኣብ ብዙሕ ክሸመካ እየ። ናብ ሓጐስ ጐይታኻ እቶ’ በሎ። | ጌታውም ‘ጎበዝ፣ አንተ ጥሩና ታማኝ ባሪያ! በጥቂት ነገሮች ታማኝ ሆነህ ተገኝተሃል። ስለዚህ በብዙ ነገሮች ላይ እሾምሃለሁ። ወደ ጌታህ ደስታ ግባ’ አለው። |
53,340 | am_tg | “በመጨረሻም አንድ ታላንት የተቀበለው ባሪያ ቀርቦ እንዲህ አለው፦ ‘ጌታ ሆይ፣ አንተ ያልዘራኸውን የምታጭድ፣ ያልደከምክበትንም እህል የምትሰበስብ ኃይለኛ ሰው መሆንህን አውቃለሁ። | “እቲ ሓደ ታለንት እተቐበለ ድማ ቀሪቡ፡ ‘ጐይታይ፡ ዘይዘራእካዮ እትዓጽድ፡ ዘየዝሮኻዮ እትእክብ ተጸባጻቢ ሰብ ምዃንካ ፈሊጠ። |
53,341 | tg_am | “እቲ ሓደ ታለንት እተቐበለ ድማ ቀሪቡ፡ ‘ጐይታይ፡ ዘይዘራእካዮ እትዓጽድ፡ ዘየዝሮኻዮ እትእክብ ተጸባጻቢ ሰብ ምዃንካ ፈሊጠ። | “በመጨረሻም አንድ ታላንት የተቀበለው ባሪያ ቀርቦ እንዲህ አለው፦ ‘ጌታ ሆይ፣ አንተ ያልዘራኸውን የምታጭድ፣ ያልደከምክበትንም እህል የምትሰበስብ ኃይለኛ ሰው መሆንህን አውቃለሁ። |
53,342 | am_tg | ስለዚህ ፈራሁ፤ ሄጄም ታላንትህን መሬት ውስጥ ቀበርኩት። ገንዘብህ ይኸውልህ።’ | ስለዚ፡ ፈሪሀ፡ ከይደ፡ ነቲ ታለንትኻ ኣብ ምድሪ ሓቢአዮ። እንሆ ገንዘብካ’ በለ። |
53,343 | tg_am | ስለዚ፡ ፈሪሀ፡ ከይደ፡ ነቲ ታለንትኻ ኣብ ምድሪ ሓቢአዮ። እንሆ ገንዘብካ’ በለ። | ስለዚህ ፈራሁ፤ ሄጄም ታላንትህን መሬት ውስጥ ቀበርኩት። ገንዘብህ ይኸውልህ።’ |
53,344 | am_tg | ጌታውም መልሶ እንዲህ አለው፦ ‘አንተ ክፉና ሰነፍ ባሪያ፣ ያልዘራሁትን የማጭድ፣ ያልደከምኩበትንም እህል የምሰበስብ መሆኔን ታውቅ ኖሯል? | ጐይታኡ ኸኣ ከምዚ ኢሉ መለሰሉ፦ ‘ኣታ እኩይን ሃካይን ባርያ፡ ዘይዘራእክዎ ኸም ዝዓጽድን ዘየዝሮኽዎ ኸም ዝእክብንዶ ትፈልጥ ኔርካ፧ |
53,345 | tg_am | ጐይታኡ ኸኣ ከምዚ ኢሉ መለሰሉ፦ ‘ኣታ እኩይን ሃካይን ባርያ፡ ዘይዘራእክዎ ኸም ዝዓጽድን ዘየዝሮኽዎ ኸም ዝእክብንዶ ትፈልጥ ኔርካ፧ | ጌታውም መልሶ እንዲህ አለው፦ ‘አንተ ክፉና ሰነፍ ባሪያ፣ ያልዘራሁትን የማጭድ፣ ያልደከምኩበትንም እህል የምሰበስብ መሆኔን ታውቅ ኖሯል? |
53,346 | am_tg | ይህን ካወቅክ ገንዘቤን፣ ገንዘብ ለዋጮች ጋ ማስቀመጥ ነበረብህ፤ እኔም ስመጣ ገንዘቤን ከነወለዱ እወስደው ነበር። | እምበኣር፡ ገንዘበይ ንባንከኛታት ክትህቦ ምተገብኣካ ነይሩ፣ ኣነ ድማ መጺአ፡ ገንዘበይ ምስ ወለዱ ምተቐበልኩ ነይረ። |
53,347 | tg_am | እምበኣር፡ ገንዘበይ ንባንከኛታት ክትህቦ ምተገብኣካ ነይሩ፣ ኣነ ድማ መጺአ፡ ገንዘበይ ምስ ወለዱ ምተቐበልኩ ነይረ። | ይህን ካወቅክ ገንዘቤን፣ ገንዘብ ለዋጮች ጋ ማስቀመጥ ነበረብህ፤ እኔም ስመጣ ገንዘቤን ከነወለዱ እወስደው ነበር። |
53,348 | am_tg | “‘ስለዚህ ታላንቱን ውሰዱበትና አሥር ታላንት ላለው ስጡት። | “‘ስለዚ፡ ነቲ ታለንት ኣግድፍዎ፡ ነቲ ዓሰርተ ታለንት ዘለዎ ድማ ሃብዎ። |
53,349 | tg_am | “‘ስለዚ፡ ነቲ ታለንት ኣግድፍዎ፡ ነቲ ዓሰርተ ታለንት ዘለዎ ድማ ሃብዎ። | “‘ስለዚህ ታላንቱን ውሰዱበትና አሥር ታላንት ላለው ስጡት። |
53,350 | am_tg | ምክንያቱም ላለው ሁሉ ይጨመርለታል፤ ደግሞም ይትረፈረፍለታል። የሌለው ግን ያው ያለው እንኳ ይወሰድበታል። | ንዘለዎ ዘበለ፡ ይውሰኾ፡ ይበዝሓሉ እውን። ንዘይብሉ ግና፡ እታ ዘላቶ እውን የግድፍዎ። |
53,351 | tg_am | ንዘለዎ ዘበለ፡ ይውሰኾ፡ ይበዝሓሉ እውን። ንዘይብሉ ግና፡ እታ ዘላቶ እውን የግድፍዎ። | ምክንያቱም ላለው ሁሉ ይጨመርለታል፤ ደግሞም ይትረፈረፍለታል። የሌለው ግን ያው ያለው እንኳ ይወሰድበታል። |
53,352 | am_tg | ይህን የማይረባ ባሪያ ውጭ ወዳለው ጨለማ ጣሉት። በዚያም ያለቅሳል፤ ጥርሱንም ያፋጫል።’ | ነቲ ዘይጠቅም ባርያ ናብቲ ኣብ ወጻኢ ዘሎ ጸልማት ደርብይዎ። ኣብኡ ድማ ኪበክን ኣስናኑ ኺሕርቅምን እዩ።’ |
53,353 | tg_am | ነቲ ዘይጠቅም ባርያ ናብቲ ኣብ ወጻኢ ዘሎ ጸልማት ደርብይዎ። ኣብኡ ድማ ኪበክን ኣስናኑ ኺሕርቅምን እዩ።’ | ይህን የማይረባ ባሪያ ውጭ ወዳለው ጨለማ ጣሉት። በዚያም ያለቅሳል፤ ጥርሱንም ያፋጫል።’ |
53,354 | am_tg | “የሰው ልጅ ከመላእክቱ ሁሉ ጋር በክብሩ ሲመጣ በክብራማ ዙፋኑ ላይ ይቀመጣል። | “ወዲ ሰብ ምስ ኵሎም መላእኽቱ ብኽብሩ ምስ መጸ፡ ሽዑ ኣብ ክቡር ዝፋኑ ኪቕመጥ እዩ። |
53,355 | tg_am | “ወዲ ሰብ ምስ ኵሎም መላእኽቱ ብኽብሩ ምስ መጸ፡ ሽዑ ኣብ ክቡር ዝፋኑ ኪቕመጥ እዩ። | “የሰው ልጅ ከመላእክቱ ሁሉ ጋር በክብሩ ሲመጣ በክብራማ ዙፋኑ ላይ ይቀመጣል። |
53,356 | am_tg | ሕዝቦች ሁሉ በፊቱ ይሰበሰባሉ፤ እረኛ በጎቹን ከፍየሎቹ እንደሚለይ ሁሉ እሱም ሰዎችን አንዱን ከሌላው ይለያል። | ኵሎም ኣህዛብ ኣብ ቅድሚኡ ኺእከቡ እዮም፣ ንሱ ኸኣ፡ ከምቲ ጓሳ ንኣባጊዕ ካብ ኣጣል ዚፈላልየን፡ ካብ ንሓድሕዶም ኪፈላልዮም እዩ። |
53,357 | tg_am | ኵሎም ኣህዛብ ኣብ ቅድሚኡ ኺእከቡ እዮም፣ ንሱ ኸኣ፡ ከምቲ ጓሳ ንኣባጊዕ ካብ ኣጣል ዚፈላልየን፡ ካብ ንሓድሕዶም ኪፈላልዮም እዩ። | ሕዝቦች ሁሉ በፊቱ ይሰበሰባሉ፤ እረኛ በጎቹን ከፍየሎቹ እንደሚለይ ሁሉ እሱም ሰዎችን አንዱን ከሌላው ይለያል። |
53,358 | am_tg | በጎቹን በቀኙ፣ ፍየሎቹን ግን በግራው ያደርጋቸዋል። | ነተን ኣባጊዕ ኣብ የማኑ፡ ነተን ኣጣል ድማ ኣብ ጸጋሙ ኺገብረን እዩ። |
53,359 | tg_am | ነተን ኣባጊዕ ኣብ የማኑ፡ ነተን ኣጣል ድማ ኣብ ጸጋሙ ኺገብረን እዩ። | በጎቹን በቀኙ፣ ፍየሎቹን ግን በግራው ያደርጋቸዋል። |
53,360 | am_tg | “ከዚያም ንጉሡ በቀኙ ያሉትን እንዲህ ይላቸዋል፦ ‘እናንተ አባቴ የባረካችሁ ኑ፤ ዓለም ከተመሠረተበት ጊዜ ጀምሮ የተዘጋጀላችሁን መንግሥት ውረሱ። | “ሽዑ፡ እቲ ንጉስ ነቶም ኣብ የማኑ ዘለዉ ኸምዚ ኺብሎም እዩ፦ ‘ኣቱም ኣቦይ ዝባረኸኩም ንዑ፡ ነቲ ኻብ ምስራት ዓለም ኣትሒዙ እተዳለወልኩም መንግስቲ ውረሱ። |
53,361 | tg_am | “ሽዑ፡ እቲ ንጉስ ነቶም ኣብ የማኑ ዘለዉ ኸምዚ ኺብሎም እዩ፦ ‘ኣቱም ኣቦይ ዝባረኸኩም ንዑ፡ ነቲ ኻብ ምስራት ዓለም ኣትሒዙ እተዳለወልኩም መንግስቲ ውረሱ። | “ከዚያም ንጉሡ በቀኙ ያሉትን እንዲህ ይላቸዋል፦ ‘እናንተ አባቴ የባረካችሁ ኑ፤ ዓለም ከተመሠረተበት ጊዜ ጀምሮ የተዘጋጀላችሁን መንግሥት ውረሱ። |
53,362 | am_tg | ምክንያቱም ተርቤ አብልታችሁኛል፤ ተጠምቼ አጠጥታችሁኛል። እንግዳ ሆኜ አስተናግዳችሁኛል፤ | ከመይሲ፡ ጠምየ፡ ኣብሊዕኩምኒ፣ ጸሚአ፡ ኣስቲኹምኒ፣ ጋሻ ዀይነ፡ ኣአንጊድኩምኒ፣ |
53,363 | tg_am | ከመይሲ፡ ጠምየ፡ ኣብሊዕኩምኒ፣ ጸሚአ፡ ኣስቲኹምኒ፣ ጋሻ ዀይነ፡ ኣአንጊድኩምኒ፣ | ምክንያቱም ተርቤ አብልታችሁኛል፤ ተጠምቼ አጠጥታችሁኛል። እንግዳ ሆኜ አስተናግዳችሁኛል፤ |
53,364 | am_tg | ታርዤ አልብሳችሁኛል። ታምሜ አስታማችሁኛል። ታስሬ ጠይቃችሁኛል።’ | ዓሪቐ፡ ከዲንኩምኒ፣ ሓሚመ፡ ተኸናኺንኩምኒ፣ ተኣሲረ፡ በጺሕኩምኒ።’ |
53,365 | tg_am | ዓሪቐ፡ ከዲንኩምኒ፣ ሓሚመ፡ ተኸናኺንኩምኒ፣ ተኣሲረ፡ በጺሕኩምኒ።’ | ታርዤ አልብሳችሁኛል። ታምሜ አስታማችሁኛል። ታስሬ ጠይቃችሁኛል።’ |
53,366 | am_tg | ከዚያም ጻድቃኑ መልሰው እንዲህ ይሉታል፦ ‘ጌታ ሆይ፣ ተርበህ አይተን መቼ አበላንህ? ተጠምተህ አይተንስ መቼ አጠጣንህ? | ሽዑ፡ እቶም ጻድቃን ከምዚ ኢሎም ኪምልሱሉ እዮም፦ ‘ጐይታይ፡ መዓስ ጠሚኻ ርኢናካስ ኣብሊዕናካ፡ ወይስ ጸሚእካ ኣስቲናካ፧ |
53,367 | tg_am | ሽዑ፡ እቶም ጻድቃን ከምዚ ኢሎም ኪምልሱሉ እዮም፦ ‘ጐይታይ፡ መዓስ ጠሚኻ ርኢናካስ ኣብሊዕናካ፡ ወይስ ጸሚእካ ኣስቲናካ፧ | ከዚያም ጻድቃኑ መልሰው እንዲህ ይሉታል፦ ‘ጌታ ሆይ፣ ተርበህ አይተን መቼ አበላንህ? ተጠምተህ አይተንስ መቼ አጠጣንህ? |
53,368 | am_tg | እንግዳ ሆነህ አይተን መቼ አስተናገድንህ? ወይስ ታርዘህ አይተን መቼ አለበስንህ? | መዓስከ ጋሻ ዄንካ ርኢናካስ፡ ኣአንጊድናካ፡ ወይስ ዓሪቕካ ኸዲንናካ፧ |
53,369 | tg_am | መዓስከ ጋሻ ዄንካ ርኢናካስ፡ ኣአንጊድናካ፡ ወይስ ዓሪቕካ ኸዲንናካ፧ | እንግዳ ሆነህ አይተን መቼ አስተናገድንህ? ወይስ ታርዘህ አይተን መቼ አለበስንህ? |
53,370 | am_tg | ታመህ ወይም ታስረህ አይተን መቼ ጠየቅንህ?’ | መዓስከ ሓሚምካ ወይስ ተኣሲርካ ርኢናካስ፡ በጺሕናካ፧’ |
53,371 | tg_am | መዓስከ ሓሚምካ ወይስ ተኣሲርካ ርኢናካስ፡ በጺሕናካ፧’ | ታመህ ወይም ታስረህ አይተን መቼ ጠየቅንህ?’ |
53,372 | am_tg | ንጉሡም መልሶ ‘እውነት እላችኋለሁ፣ ከሁሉ ከሚያንሱት ከእነዚህ ወንድሞቼ ለአንዱ ያደረጋችሁት ሁሉ ለእኔ እንዳደረጋችሁት ይቆጠራል’ ይላቸዋል። | እቲ ንጉስ ከኣ፡ ‘ብመጠን እቲ ንሓደ ኻብዞም ንኣሽቱ ኣሕዋተይ ዝገበርኩምሉ፡ ንዓይ ከም ዝገበርኩምለይ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ’ ኺብሎም እዩ። |
53,373 | tg_am | እቲ ንጉስ ከኣ፡ ‘ብመጠን እቲ ንሓደ ኻብዞም ንኣሽቱ ኣሕዋተይ ዝገበርኩምሉ፡ ንዓይ ከም ዝገበርኩምለይ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ’ ኺብሎም እዩ። | ንጉሡም መልሶ ‘እውነት እላችኋለሁ፣ ከሁሉ ከሚያንሱት ከእነዚህ ወንድሞቼ ለአንዱ ያደረጋችሁት ሁሉ ለእኔ እንዳደረጋችሁት ይቆጠራል’ ይላቸዋል። |
53,374 | am_tg | “ከዚያም በግራው ያሉትን እንዲህ ይላቸዋል፦ ‘እናንተ የተረገማችሁ፣ ከእኔ ራቁ፤ ለዲያብሎስና ለመላእክቱ ወደተዘጋጀው ዘላለማዊ እሳት ሂዱ። | “ድሕርዚ፡ ነቶም ኣብ ጸጋሙ ዘለዉ ኸምዚ ኺብሎም እዩ፦ ‘ኣቱም ርጉማት፡ ካባይ ርሒቕኩም ናብቲ ንድያብሎስን ንመላእኽቱን እተዳለወ ናይ ዘለኣለም ሓዊ ኺዱ። |
53,375 | tg_am | “ድሕርዚ፡ ነቶም ኣብ ጸጋሙ ዘለዉ ኸምዚ ኺብሎም እዩ፦ ‘ኣቱም ርጉማት፡ ካባይ ርሒቕኩም ናብቲ ንድያብሎስን ንመላእኽቱን እተዳለወ ናይ ዘለኣለም ሓዊ ኺዱ። | “ከዚያም በግራው ያሉትን እንዲህ ይላቸዋል፦ ‘እናንተ የተረገማችሁ፣ ከእኔ ራቁ፤ ለዲያብሎስና ለመላእክቱ ወደተዘጋጀው ዘላለማዊ እሳት ሂዱ። |
53,376 | am_tg | ምክንያቱም ተርቤ አላበላችሁኝም፤ ተጠምቼ አላጠጣችሁኝም። | ከመይሲ፡ ጠምየ፡ ኣየብላዕኩምንን፣ ጸሚአ፡ ኣየስተኹምንን፣ |
53,377 | tg_am | ከመይሲ፡ ጠምየ፡ ኣየብላዕኩምንን፣ ጸሚአ፡ ኣየስተኹምንን፣ | ምክንያቱም ተርቤ አላበላችሁኝም፤ ተጠምቼ አላጠጣችሁኝም። |
53,378 | am_tg | እንግዳ ሆኜ አላስተናገዳችሁኝም፤ ታርዤ አላለበሳችሁኝም፤ ታምሜና ታስሬ አልጠየቃችሁኝም።’ | ጋሻ ዀይነ፡ ኣየአንገድኩምንን፣ ዓሪቐ፡ ኣይከደንኩምንን፣ ሓሚመን ተኣሲረን፡ ኣይተኸናኸንኩምንን።’ |
53,379 | tg_am | ጋሻ ዀይነ፡ ኣየአንገድኩምንን፣ ዓሪቐ፡ ኣይከደንኩምንን፣ ሓሚመን ተኣሲረን፡ ኣይተኸናኸንኩምንን።’ | እንግዳ ሆኜ አላስተናገዳችሁኝም፤ ታርዤ አላለበሳችሁኝም፤ ታምሜና ታስሬ አልጠየቃችሁኝም።’ |
53,380 | am_tg | እነሱም መልሰው ‘ጌታ ሆይ፣ ተርበህ ወይስ ተጠምተህ ወይስ እንግዳ ሆነህ ወይስ ታርዘህ ወይስ ታመህ ወይስ ታስረህ መቼ አይተን ሳናገለግልህ ቀረን?’ ይሉታል። | ሽዑ፡ ንሳቶም እውን፡ ‘ጐይታይ፡ መዓስ ጠሚኻ፡ ወይ ጸሚእካ፡ ወይ ጋሻ ዄንካ፡ ወይ ዓሪቕካ፡ ወይ ሓሚምካ፡ ወይ ተኣሲርካ ርኢናካስ፡ ዘየገልገልናካ፧’ ኢሎም ኪምልሱሉ እዮም። |
53,381 | tg_am | ሽዑ፡ ንሳቶም እውን፡ ‘ጐይታይ፡ መዓስ ጠሚኻ፡ ወይ ጸሚእካ፡ ወይ ጋሻ ዄንካ፡ ወይ ዓሪቕካ፡ ወይ ሓሚምካ፡ ወይ ተኣሲርካ ርኢናካስ፡ ዘየገልገልናካ፧’ ኢሎም ኪምልሱሉ እዮም። | እነሱም መልሰው ‘ጌታ ሆይ፣ ተርበህ ወይስ ተጠምተህ ወይስ እንግዳ ሆነህ ወይስ ታርዘህ ወይስ ታመህ ወይስ ታስረህ መቼ አይተን ሳናገለግልህ ቀረን?’ ይሉታል። |
53,382 | am_tg | እሱም መልሶ ‘እውነት እላችኋለሁ፣ ከሁሉ ከሚያንሱት ከእነዚህ ለአንዱ ይህን ሳታደርጉ መቅረታችሁ ለእኔ እንዳላደረጋችሁት ይቆጠራል’ ይላቸዋል። | ሽዑ፡ ንሱ፡ ‘ብመጠን እቲ ንሓደ ኻብዞም ንኣሽቱ ኣሕዋተይ ዘይገበርኩምሉ፡ ንዓይ ከም ዘይገበርኩምለይ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ’ ኢሉ ኺምልሰሎም እዩ። |
53,383 | tg_am | ሽዑ፡ ንሱ፡ ‘ብመጠን እቲ ንሓደ ኻብዞም ንኣሽቱ ኣሕዋተይ ዘይገበርኩምሉ፡ ንዓይ ከም ዘይገበርኩምለይ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ’ ኢሉ ኺምልሰሎም እዩ። | እሱም መልሶ ‘እውነት እላችኋለሁ፣ ከሁሉ ከሚያንሱት ከእነዚህ ለአንዱ ይህን ሳታደርጉ መቅረታችሁ ለእኔ እንዳላደረጋችሁት ይቆጠራል’ ይላቸዋል። |
53,384 | am_tg | እነዚህ ወደ ዘላለም ጥፋት ጻድቃን ግን ወደ ዘላለም ሕይወት ይሄዳሉ።” | እዚኣቶም ናብ ናይ ዘለኣለም ጥፍኣት፡ ጻድቃን ግና ናብ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪኸዱ እዮም።” |
53,385 | tg_am | እዚኣቶም ናብ ናይ ዘለኣለም ጥፍኣት፡ ጻድቃን ግና ናብ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪኸዱ እዮም።” | እነዚህ ወደ ዘላለም ጥፋት ጻድቃን ግን ወደ ዘላለም ሕይወት ይሄዳሉ።” |
53,386 | am_tg | በዚያን ቀን ኢየሱስ ከቤት ወጥቶ በባሕሩ ዳር ተቀመጠ። | በታ መዓልቲ እቲኣ፡ የሱስ ካብ ቤት ወጺኡ፡ ኣብ ገምገም ባሕሪ ተቐመጠ። |
53,387 | tg_am | በታ መዓልቲ እቲኣ፡ የሱስ ካብ ቤት ወጺኡ፡ ኣብ ገምገም ባሕሪ ተቐመጠ። | በዚያን ቀን ኢየሱስ ከቤት ወጥቶ በባሕሩ ዳር ተቀመጠ። |
53,388 | am_tg | እጅግ ብዙ ሰዎችም ወደ እሱ መጥተው ተሰበሰቡ፤ በመሆኑም ጀልባ ላይ ወጥቶ ተቀመጠ፤ ሕዝቡም ሁሉ በባሕሩ ዳር ቆመው ነበር። | ብዙሕ ህዝቢ ድማ ናብኡ ተኣከበ፣ ስለዚ፡ ኣብ ጃልባ ደዪቡ ተቐመጠ፣ ኵሉ እቲ ህዝቢ ኸኣ ኣብቲ ገምገም ደው ኢሉ ነበረ። |
53,389 | tg_am | ብዙሕ ህዝቢ ድማ ናብኡ ተኣከበ፣ ስለዚ፡ ኣብ ጃልባ ደዪቡ ተቐመጠ፣ ኵሉ እቲ ህዝቢ ኸኣ ኣብቲ ገምገም ደው ኢሉ ነበረ። | እጅግ ብዙ ሰዎችም ወደ እሱ መጥተው ተሰበሰቡ፤ በመሆኑም ጀልባ ላይ ወጥቶ ተቀመጠ፤ ሕዝቡም ሁሉ በባሕሩ ዳር ቆመው ነበር። |
53,390 | am_tg | ከዚያም ብዙ ነገሮችን እንዲህ እያለ በምሳሌ ይነግራቸው ጀመር፦ “እነሆ፣ አንድ ዘሪ ሊዘራ ወጣ። | ሽዑ፡ ብምሳሌታት ከምዚ እናበለ ብዙሕ ነገሮም፦ “እንሆ፡ ሓደ ዘራኢ ኺዘርእ ወፈረ። |
53,391 | tg_am | ሽዑ፡ ብምሳሌታት ከምዚ እናበለ ብዙሕ ነገሮም፦ “እንሆ፡ ሓደ ዘራኢ ኺዘርእ ወፈረ። | ከዚያም ብዙ ነገሮችን እንዲህ እያለ በምሳሌ ይነግራቸው ጀመር፦ “እነሆ፣ አንድ ዘሪ ሊዘራ ወጣ። |
53,392 | am_tg | በሚዘራበት ጊዜ አንዳንዶቹ ዘሮች መንገድ ዳር ወደቁ፤ ወፎችም መጥተው ለቀሟቸው። | ኪዘርእ ከሎ ኸኣ፡ ገሊኡ ኣብ ጥቓ መገዲ ወደቐ፣ ኣዕዋፍ መጺአን ድማ በልዓኦ። |
53,393 | tg_am | ኪዘርእ ከሎ ኸኣ፡ ገሊኡ ኣብ ጥቓ መገዲ ወደቐ፣ ኣዕዋፍ መጺአን ድማ በልዓኦ። | በሚዘራበት ጊዜ አንዳንዶቹ ዘሮች መንገድ ዳር ወደቁ፤ ወፎችም መጥተው ለቀሟቸው። |
53,394 | am_tg | ሌሎቹ ደግሞ ብዙ አፈር በሌለው ድንጋያማ መሬት ላይ ወደቁ፤ አፈሩም ጥልቀት ስላልነበረው ወዲያውኑ በቀሉ። | ገሊኡ ኸኣ ብዙሕ ሓመድ ኣብ ዘይብሉ ኸውሒ ወደቐ፣ ዓሚቝ ሓመድ ስለ ዘይብሉ ድማ፡ ብኡብኡ በቘለ። |
53,395 | tg_am | ገሊኡ ኸኣ ብዙሕ ሓመድ ኣብ ዘይብሉ ኸውሒ ወደቐ፣ ዓሚቝ ሓመድ ስለ ዘይብሉ ድማ፡ ብኡብኡ በቘለ። | ሌሎቹ ደግሞ ብዙ አፈር በሌለው ድንጋያማ መሬት ላይ ወደቁ፤ አፈሩም ጥልቀት ስላልነበረው ወዲያውኑ በቀሉ። |
53,396 | am_tg | ፀሐይ በወጣ ጊዜ ግን ተቃጠሉ፤ ሥር ስላልነበራቸውም ደረቁ። | ጸሓይ ምስ በረቐት ግና ሓረረ፣ ሱር ስለ ዘይብሉ ድማ ነቐጸ። |
53,397 | tg_am | ጸሓይ ምስ በረቐት ግና ሓረረ፣ ሱር ስለ ዘይብሉ ድማ ነቐጸ። | ፀሐይ በወጣ ጊዜ ግን ተቃጠሉ፤ ሥር ስላልነበራቸውም ደረቁ። |
53,398 | am_tg | ሌሎቹ በእሾህ መካከል ወደቁ፤ እሾሁም አድጎ አነቃቸው። | ገሊኡ እውን ኣብ ማእከል ኣእሻዅ ወደቐ፣ እቲ ኣእሻዅ ድማ ዓብዩ ሓነቖ። |
53,399 | tg_am | ገሊኡ እውን ኣብ ማእከል ኣእሻዅ ወደቐ፣ እቲ ኣእሻዅ ድማ ዓብዩ ሓነቖ። | ሌሎቹ በእሾህ መካከል ወደቁ፤ እሾሁም አድጎ አነቃቸው። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.