Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
62,000 | am_tg | በሚያልፍባቸው ስፍራዎች የሚያገኛቸውን ደቀ መዛሙርት በብዙ ቃል እያበረታታ ወደ ግሪክ መጣ። | ነቶም ኣብቲ ዞባታት እቲ ዚነብሩ ብብዙሕ ቃል እናኣተባብዖም ሓሊፉ፡ ናብ ግሪኽ መጸ። |
62,001 | tg_am | ነቶም ኣብቲ ዞባታት እቲ ዚነብሩ ብብዙሕ ቃል እናኣተባብዖም ሓሊፉ፡ ናብ ግሪኽ መጸ። | በሚያልፍባቸው ስፍራዎች የሚያገኛቸውን ደቀ መዛሙርት በብዙ ቃል እያበረታታ ወደ ግሪክ መጣ። |
62,002 | am_tg | በዚያ ሦስት ወር ቆየ፤ ይሁንና ወደ ሶርያ በመርከብ ለመሄድ ተነስቶ ሳለ አይሁዳውያን ሴራ ስለጠነሰሱበት ሐሳቡን ቀይሮ በመቄዶንያ አድርጎ ለመመለስ ወሰነ። | ኣብኣ ሰለስተ ወርሒ ምስ ገበረ፡ ናብ ሶርያ ብመርከብ ኪኸይድ ሓሲቡ ኸሎ፡ ኣይሁድ ውዲት ስለ ዝኣለሙሉ፡ ብመቄዶንያ ኣቢሉ ኺምለስ ወሰነ። |
62,003 | tg_am | ኣብኣ ሰለስተ ወርሒ ምስ ገበረ፡ ናብ ሶርያ ብመርከብ ኪኸይድ ሓሲቡ ኸሎ፡ ኣይሁድ ውዲት ስለ ዝኣለሙሉ፡ ብመቄዶንያ ኣቢሉ ኺምለስ ወሰነ። | በዚያ ሦስት ወር ቆየ፤ ይሁንና ወደ ሶርያ በመርከብ ለመሄድ ተነስቶ ሳለ አይሁዳውያን ሴራ ስለጠነሰሱበት ሐሳቡን ቀይሮ በመቄዶንያ አድርጎ ለመመለስ ወሰነ። |
62,004 | am_tg | የጳይሮስ ልጅ የቤርያው ሶጳጥሮስ፣ የተሰሎንቄዎቹ አርስጥሮኮስና ሲኮንዱስ፣ የደርቤው ጋይዮስ፣ ጢሞቴዎስ እንዲሁም ከእስያ አውራጃ የመጡት ቲኪቆስና ጢሮፊሞስ አብረውት ነበሩ። | ሶጳጥሮስ ወዲ ጲሮስ ብዓል ቤርያ፡ ኣርስጣርኮስን ሴኮንዶስን ሰብ ተሰሎንቄ፡ ጋይዮስ ብዓል ደርቤ፡ ጢሞቴዎስ፡ ካብ ኣውራጃ እስያ ኸኣ ትኪቆስን ጥሮፊሞስን የሰንይዎ ነበሩ። |
62,005 | tg_am | ሶጳጥሮስ ወዲ ጲሮስ ብዓል ቤርያ፡ ኣርስጣርኮስን ሴኮንዶስን ሰብ ተሰሎንቄ፡ ጋይዮስ ብዓል ደርቤ፡ ጢሞቴዎስ፡ ካብ ኣውራጃ እስያ ኸኣ ትኪቆስን ጥሮፊሞስን የሰንይዎ ነበሩ። | የጳይሮስ ልጅ የቤርያው ሶጳጥሮስ፣ የተሰሎንቄዎቹ አርስጥሮኮስና ሲኮንዱስ፣ የደርቤው ጋይዮስ፣ ጢሞቴዎስ እንዲሁም ከእስያ አውራጃ የመጡት ቲኪቆስና ጢሮፊሞስ አብረውት ነበሩ። |
62,006 | am_tg | እነዚህም ወደ ጥሮአስ ቀድመውን በመሄድ እዚያ ጠበቁን፤ | እዚኣቶም ቅድሜና ሓሊፎም ኣብ ጥሮኣስ ተጸበዩና፣ |
62,007 | tg_am | እዚኣቶም ቅድሜና ሓሊፎም ኣብ ጥሮኣስ ተጸበዩና፣ | እነዚህም ወደ ጥሮአስ ቀድመውን በመሄድ እዚያ ጠበቁን፤ |
62,008 | am_tg | እኛ ግን የቂጣ በዓል ካለፈ በኋላ ከፊልጵስዩስ በመርከብ ተነሳን፤ በአምስት ቀን ጊዜ ውስጥም እነሱ ወዳሉበት ወደ ጥሮአስ ደረስን፤ በዚያም ሰባት ቀን ቆየን። | ንሕና ግና ድሕሪ መዓልትታት በዓል ቅጫ ኻብ ፊልጲ ብመርከብ ነቒልና፡ ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲ ናብ ጥሮኣስ መጻእና፣ ኣብኣ እውን ሸውዓተ መዓልቲ ቐነና። |
62,009 | tg_am | ንሕና ግና ድሕሪ መዓልትታት በዓል ቅጫ ኻብ ፊልጲ ብመርከብ ነቒልና፡ ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲ ናብ ጥሮኣስ መጻእና፣ ኣብኣ እውን ሸውዓተ መዓልቲ ቐነና። | እኛ ግን የቂጣ በዓል ካለፈ በኋላ ከፊልጵስዩስ በመርከብ ተነሳን፤ በአምስት ቀን ጊዜ ውስጥም እነሱ ወዳሉበት ወደ ጥሮአስ ደረስን፤ በዚያም ሰባት ቀን ቆየን። |
62,010 | am_tg | በሳምንቱ የመጀመሪያ ቀን ምግብ ልንበላ አንድ ላይ ተሰብስበን ሳለን ጳውሎስ በማግስቱ ይሄድ ስለነበር ንግግር ይሰጣቸው ጀመር፤ ንግግሩንም እስከ እኩለ ሌሊት ድረስ አስረዘመ። | ኣብ ቀዳመይቲ መዓልቲ ሰሙን፡ ክንምገብ ተኣኪብና ኸለና፡ ጳውሎስ ንጽብሒቱ ስለ ዚነቅል፡ ኪምድር ጀመረ፣ ዘረባኡ ድማ ክሳዕ ፍርቂ ለይቲ ኣንውሐ። |
62,011 | tg_am | ኣብ ቀዳመይቲ መዓልቲ ሰሙን፡ ክንምገብ ተኣኪብና ኸለና፡ ጳውሎስ ንጽብሒቱ ስለ ዚነቅል፡ ኪምድር ጀመረ፣ ዘረባኡ ድማ ክሳዕ ፍርቂ ለይቲ ኣንውሐ። | በሳምንቱ የመጀመሪያ ቀን ምግብ ልንበላ አንድ ላይ ተሰብስበን ሳለን ጳውሎስ በማግስቱ ይሄድ ስለነበር ንግግር ይሰጣቸው ጀመር፤ ንግግሩንም እስከ እኩለ ሌሊት ድረስ አስረዘመ። |
62,012 | am_tg | በመሆኑም ተሰብስበንበት በነበረው ፎቅ ላይ ባለው ክፍል ውስጥ ብዙ መብራት ነበር። | ኣብቲ ተኣኪብናሉ ዝነበርና ደርቢ ኸኣ፡ ብዙሕ መብራህትታት ነበረ። |
62,013 | tg_am | ኣብቲ ተኣኪብናሉ ዝነበርና ደርቢ ኸኣ፡ ብዙሕ መብራህትታት ነበረ። | በመሆኑም ተሰብስበንበት በነበረው ፎቅ ላይ ባለው ክፍል ውስጥ ብዙ መብራት ነበር። |
62,014 | am_tg | ጳውሎስ ንግግሩን ባስረዘመ ጊዜ መስኮት ላይ ተቀምጦ የነበረ አውጤኪስ የሚባል አንድ ወጣት ከባድ እንቅልፍ ያዘው፤ እንቅልፍ ስለጣለውም ከሁለተኛ ፎቅ ላይ ወደቀ፤ ሲያነሱትም ሞቶ ነበር። | ኣብ መስኰት ተቐሚጡ ዝነበረ ኣውጢኮስ ዝስሙ ጐበዝ ከኣ፡ ጳውሎስ ዘረባ ምስ ኣንውሐ ኸቢድ ድቃስ ወሰዶ፣ ድቃስ ስዒርዎ ድማ ካብ ካልኣይ ደርቢ ወደቐ፣ ሞይቱ እውን ኣልዓልዎ። |
62,015 | tg_am | ኣብ መስኰት ተቐሚጡ ዝነበረ ኣውጢኮስ ዝስሙ ጐበዝ ከኣ፡ ጳውሎስ ዘረባ ምስ ኣንውሐ ኸቢድ ድቃስ ወሰዶ፣ ድቃስ ስዒርዎ ድማ ካብ ካልኣይ ደርቢ ወደቐ፣ ሞይቱ እውን ኣልዓልዎ። | ጳውሎስ ንግግሩን ባስረዘመ ጊዜ መስኮት ላይ ተቀምጦ የነበረ አውጤኪስ የሚባል አንድ ወጣት ከባድ እንቅልፍ ያዘው፤ እንቅልፍ ስለጣለውም ከሁለተኛ ፎቅ ላይ ወደቀ፤ ሲያነሱትም ሞቶ ነበር። |
62,016 | am_tg | ጳውሎስም ከፎቅ ላይ ወርዶ በላዩ ላይ ተኝቶ አቀፈውና “በሕይወት ስላለ አትንጫጩ” አላቸው። | ጳውሎስ ግና ወሪዱ ኣብ ልዕሊኡ በጥ ኢሉ ሓቘፎ እሞ፡ “ህያው እዩ ዘሎ እሞ፡ ደጊም ዋይዋይ ኣይትበሉ” በሎም። |
62,017 | tg_am | ጳውሎስ ግና ወሪዱ ኣብ ልዕሊኡ በጥ ኢሉ ሓቘፎ እሞ፡ “ህያው እዩ ዘሎ እሞ፡ ደጊም ዋይዋይ ኣይትበሉ” በሎም። | ጳውሎስም ከፎቅ ላይ ወርዶ በላዩ ላይ ተኝቶ አቀፈውና “በሕይወት ስላለ አትንጫጩ” አላቸው። |
62,018 | am_tg | ከዚያም ወደ ፎቅ ወጥቶ ማዕዱን ካስጀመረ በኋላ በላ። እስከ ንጋትም ድረስ ሲነጋገር ቆየ፤ በኋላም ተነስቶ ሄደ። | ደዪቡ ድማ እንጌራ ቘሪሱ በልዐ። ክሳዕ ወጋሕታ ብዙሕ ምስ ኣዛራረቦም ከኣ፡ ካብኡ ነቐለ። |
62,019 | tg_am | ደዪቡ ድማ እንጌራ ቘሪሱ በልዐ። ክሳዕ ወጋሕታ ብዙሕ ምስ ኣዛራረቦም ከኣ፡ ካብኡ ነቐለ። | ከዚያም ወደ ፎቅ ወጥቶ ማዕዱን ካስጀመረ በኋላ በላ። እስከ ንጋትም ድረስ ሲነጋገር ቆየ፤ በኋላም ተነስቶ ሄደ። |
62,020 | am_tg | ሰዎቹም ወጣቱን ወሰዱት፤ ሕያው በመሆኑም እጅግ ተጽናኑ። | ነቲ ወዲ ድማ ብህይወቱ ኣምጽእዎ እሞ ኣዝዮም ተጸናንዑ። |
62,021 | tg_am | ነቲ ወዲ ድማ ብህይወቱ ኣምጽእዎ እሞ ኣዝዮም ተጸናንዑ። | ሰዎቹም ወጣቱን ወሰዱት፤ ሕያው በመሆኑም እጅግ ተጽናኑ። |
62,022 | am_tg | እኛም ጳውሎስ በሰጠን መመሪያ መሠረት በመርከብ ተሳፍረን በቅድሚያ ወደ አሶስ ተጓዝን፤ ምክንያቱም ጳውሎስ በእግሩ ተጉዞ በዚያ ለመሳፈር አስቦ ነበር። | ንሕና ቕድም ናብ መርከብ ደዪብና ናብታ ንጳውሎስ ከነደይበላ ዝሓሰብና ኣሶስ ሓለፍና፣ ከመይሲ፡ ንሱ ኸምኡ ኢሉ መምርሒ ድሕሪ ምሃቡ፡ ናብኣ ብእግሩ ኪኸይድ ሓሲቡ ነበረ። |
62,023 | tg_am | ንሕና ቕድም ናብ መርከብ ደዪብና ናብታ ንጳውሎስ ከነደይበላ ዝሓሰብና ኣሶስ ሓለፍና፣ ከመይሲ፡ ንሱ ኸምኡ ኢሉ መምርሒ ድሕሪ ምሃቡ፡ ናብኣ ብእግሩ ኪኸይድ ሓሲቡ ነበረ። | እኛም ጳውሎስ በሰጠን መመሪያ መሠረት በመርከብ ተሳፍረን በቅድሚያ ወደ አሶስ ተጓዝን፤ ምክንያቱም ጳውሎስ በእግሩ ተጉዞ በዚያ ለመሳፈር አስቦ ነበር። |
62,024 | am_tg | ስለዚህ አሶስ ላይ ከተገናኘን በኋላ አሳፍረነው ወደ ሚጢሊኒ ሄድን። | ኣብ ኣሶስ ምስ ኣርከበና ኸኣ፡ ምሳና ኣደዪብናዮ ናብ ሚጢሌኔ ኸድና። |
62,025 | tg_am | ኣብ ኣሶስ ምስ ኣርከበና ኸኣ፡ ምሳና ኣደዪብናዮ ናብ ሚጢሌኔ ኸድና። | ስለዚህ አሶስ ላይ ከተገናኘን በኋላ አሳፍረነው ወደ ሚጢሊኒ ሄድን። |
62,026 | am_tg | በነጋታውም ጉዟችንን በመቀጠል ከኪዮስ ትይዩ ወዳለው ስፍራ ደረስን፤ በሚቀጥለው ቀን ደግሞ ሳሞስ ላይ አጭር ቆይታ አደረግን፤ በማግስቱም ሚሊጢን ደረስን። | ንጽብሒቱ ኸኣ ካብኣ ብመርከብ ነቒልና፡ ኣብ መንጽር ክዮስ በጻሕና፣ በታ እትቕጽል መዓልቲ ግና ኣብ ሳሞስ ሓንሳእ ደው በልና፣ ንጽብሒቱ ድማ ኣብ ሚሊጦስ በጻሕና። |
62,027 | tg_am | ንጽብሒቱ ኸኣ ካብኣ ብመርከብ ነቒልና፡ ኣብ መንጽር ክዮስ በጻሕና፣ በታ እትቕጽል መዓልቲ ግና ኣብ ሳሞስ ሓንሳእ ደው በልና፣ ንጽብሒቱ ድማ ኣብ ሚሊጦስ በጻሕና። | በነጋታውም ጉዟችንን በመቀጠል ከኪዮስ ትይዩ ወዳለው ስፍራ ደረስን፤ በሚቀጥለው ቀን ደግሞ ሳሞስ ላይ አጭር ቆይታ አደረግን፤ በማግስቱም ሚሊጢን ደረስን። |
62,028 | am_tg | ጳውሎስ በእስያ አውራጃ ምንም መቆየት ስላልፈለገ ኤፌሶንን አልፎ ለመሄድ ወሰነ፤ ምክንያቱም ቢችል በጴንጤቆስጤ በዓል ቀን ኢየሩሳሌም ለመድረስ ቸኩሎ ነበር። | ከመይሲ፡ ጳውሎስ፡ እንተ ኽኢሉ፡ ብመዓልቲ ጰንጠቈስጠ ኣብ የሩሳሌም ኪበጽሕ ተሃዊኹ ነበረ እሞ፡ ኣብ ኣውራጃ እስያ ምእንቲ ኸይድንጒ ኢሉ፡ ንኤፌሶን ሓሊፉ ኪኸይድ ወሰነ። |
62,029 | tg_am | ከመይሲ፡ ጳውሎስ፡ እንተ ኽኢሉ፡ ብመዓልቲ ጰንጠቈስጠ ኣብ የሩሳሌም ኪበጽሕ ተሃዊኹ ነበረ እሞ፡ ኣብ ኣውራጃ እስያ ምእንቲ ኸይድንጒ ኢሉ፡ ንኤፌሶን ሓሊፉ ኪኸይድ ወሰነ። | ጳውሎስ በእስያ አውራጃ ምንም መቆየት ስላልፈለገ ኤፌሶንን አልፎ ለመሄድ ወሰነ፤ ምክንያቱም ቢችል በጴንጤቆስጤ በዓል ቀን ኢየሩሳሌም ለመድረስ ቸኩሎ ነበር። |
62,030 | am_tg | ይሁን እንጂ ከሚሊጢን ወደ ኤፌሶን መልእክት ልኮ የጉባኤውን ሽማግሌዎች አስጠራ። | ግናኸ፡ ካብ ሚሊጦስ ናብ ኤፌሶን ልኢኹ፡ ነቶም ሽማግለታት ጉባኤ ጸውዖም። |
62,031 | tg_am | ግናኸ፡ ካብ ሚሊጦስ ናብ ኤፌሶን ልኢኹ፡ ነቶም ሽማግለታት ጉባኤ ጸውዖም። | ይሁን እንጂ ከሚሊጢን ወደ ኤፌሶን መልእክት ልኮ የጉባኤውን ሽማግሌዎች አስጠራ። |
62,032 | am_tg | ወደ እሱም በመጡ ጊዜ እንዲህ አላቸው፦ “በእስያ አውራጃ እግሬ ከረገጠበት ከመጀመሪያው ቀን አንስቶ በመካከላችሁ እንዴት እንደተመላለስኩ ታውቃላችሁ፤ | ናብኡ ምስ መጹ ኸኣ፡ ከምዚ በሎም፦ “ካብታ ናብ ኣውራጃ እስያ ዝኣቶኹላ ቐዳመይቲ መዓልቲ ኣትሒዘ፡ ኵሉ ግዜ ምሳኻትኩም ከመይ ከም ዝነበርኩ፡ ንስኻትኩም ኣጸቢቕኩም ትፈልጡ ኢኹም፣ |
62,033 | tg_am | ናብኡ ምስ መጹ ኸኣ፡ ከምዚ በሎም፦ “ካብታ ናብ ኣውራጃ እስያ ዝኣቶኹላ ቐዳመይቲ መዓልቲ ኣትሒዘ፡ ኵሉ ግዜ ምሳኻትኩም ከመይ ከም ዝነበርኩ፡ ንስኻትኩም ኣጸቢቕኩም ትፈልጡ ኢኹም፣ | ወደ እሱም በመጡ ጊዜ እንዲህ አላቸው፦ “በእስያ አውራጃ እግሬ ከረገጠበት ከመጀመሪያው ቀን አንስቶ በመካከላችሁ እንዴት እንደተመላለስኩ ታውቃላችሁ፤ |
62,034 | am_tg | በአይሁዳውያን ሴራ ምክንያት ብዙ መከራ ቢደርስብኝም እንኳ በታላቅ ትሕትናና በእንባ ጌታን አገለግል ነበር፤ | ብዅሉ ትሕትናን ብንብዓትን በቲ ብውዲት ኣይሁድ ዝበጽሓኒ ፈተናን ንጐይታ ተገዚአዮ እየ፣ |
62,035 | tg_am | ብዅሉ ትሕትናን ብንብዓትን በቲ ብውዲት ኣይሁድ ዝበጽሓኒ ፈተናን ንጐይታ ተገዚአዮ እየ፣ | በአይሁዳውያን ሴራ ምክንያት ብዙ መከራ ቢደርስብኝም እንኳ በታላቅ ትሕትናና በእንባ ጌታን አገለግል ነበር፤ |
62,036 | am_tg | ደግሞም የሚጠቅማችሁን ማንኛውንም ነገር ከመንገርም ሆነ በአደባባይና ከቤት ወደ ቤት ከማስተማር ወደኋላ ብዬ አላውቅም። | ዚጠቕመኩም ካብ ምንጋር ወይ ብግህዶን ኣብ በቤትን ካብ ምምሃር ኣየድሓርሓርኩን። |
62,037 | tg_am | ዚጠቕመኩም ካብ ምንጋር ወይ ብግህዶን ኣብ በቤትን ካብ ምምሃር ኣየድሓርሓርኩን። | ደግሞም የሚጠቅማችሁን ማንኛውንም ነገር ከመንገርም ሆነ በአደባባይና ከቤት ወደ ቤት ከማስተማር ወደኋላ ብዬ አላውቅም። |
62,038 | am_tg | ከዚህ ይልቅ አይሁዳውያንም ሆኑ ግሪካውያን ንስሐ እንዲገቡና ወደ አምላክ እንዲመለሱ እንዲሁም በጌታችን በኢየሱስ እንዲያምኑ በተሟላ ሁኔታ መሥክሬላቸዋለሁ። | የግዳስ፡ ንኣይሁድን ንግሪኻውያንን ብንስሓ ናብ ኣምላኽ ኪምለሱን ብጐይታና የሱስ ኪኣምኑን ኣጸቢቐ መስኪረሎም እየ። |
62,039 | tg_am | የግዳስ፡ ንኣይሁድን ንግሪኻውያንን ብንስሓ ናብ ኣምላኽ ኪምለሱን ብጐይታና የሱስ ኪኣምኑን ኣጸቢቐ መስኪረሎም እየ። | ከዚህ ይልቅ አይሁዳውያንም ሆኑ ግሪካውያን ንስሐ እንዲገቡና ወደ አምላክ እንዲመለሱ እንዲሁም በጌታችን በኢየሱስ እንዲያምኑ በተሟላ ሁኔታ መሥክሬላቸዋለሁ። |
62,040 | am_tg | አሁን ደግሞ እዚያ ምን እንደሚደርስብኝ ባላውቅም መንፈስ ወደ ኢየሩሳሌም እንድሄድ ግድ እያለኝ ነው፤ | ሕጂ ድማ፡ እንሆ፡ ብመንፈስ ተኣሲረ ናብ የሩሳሌም እኸይድ ኣለኹ፣ ኣብኣ እንታይ ከም ዚረኽበኒ እኳ ኣይፈልጥን እየ፣ |
62,041 | tg_am | ሕጂ ድማ፡ እንሆ፡ ብመንፈስ ተኣሲረ ናብ የሩሳሌም እኸይድ ኣለኹ፣ ኣብኣ እንታይ ከም ዚረኽበኒ እኳ ኣይፈልጥን እየ፣ | አሁን ደግሞ እዚያ ምን እንደሚደርስብኝ ባላውቅም መንፈስ ወደ ኢየሩሳሌም እንድሄድ ግድ እያለኝ ነው፤ |
62,042 | am_tg | እርግጥ ነው፣ እስራትና መከራ እንደሚጠብቀኝ መንፈስ ቅዱስ በደረስኩበት ከተማ ሁሉ በተደጋጋሚ ያሳስበኛል። | ብዘይካ እቲ መንፈስ ቅዱስ፡ ማእሰርትን ጸበባን ከም ዚጽበየኒ ኣብ ከከተማኡ ብተደጋጋሚ ዚምስክረለይ ዘሎ እንተ ዘይኰይኑ፡ ካልእ ኣይፈልጥን እየ። |
62,043 | tg_am | ብዘይካ እቲ መንፈስ ቅዱስ፡ ማእሰርትን ጸበባን ከም ዚጽበየኒ ኣብ ከከተማኡ ብተደጋጋሚ ዚምስክረለይ ዘሎ እንተ ዘይኰይኑ፡ ካልእ ኣይፈልጥን እየ። | እርግጥ ነው፣ እስራትና መከራ እንደሚጠብቀኝ መንፈስ ቅዱስ በደረስኩበት ከተማ ሁሉ በተደጋጋሚ ያሳስበኛል። |
62,044 | am_tg | ይሁንና ሩጫዬን እስካጠናቀቅኩ እንዲሁም ስለ አምላክ ጸጋ የሚገልጸውን ምሥራች በተሟላ ሁኔታ በመመሥከር ከጌታ ኢየሱስ የተቀበልኩትን አገልግሎት እስከፈጸምኩ ድረስ ሕይወቴ ምንም አያሳሳኝም። | ግናኸ፡ ጕያይን ካብ ጐይታና የሱስ እተቐበልክዋ ኣገልግሎተይን ክሳዕ ዝፈጸምኩ፡ ማለት ብዛዕባ ብስራት ጸጋ ኣምላኽ ኣጸቢቐ ኽሳዕ ዝመስከርኩ፡ ንህይወተይ ከም ክብርቲ ገይረ ኣይርእያን እየ። |
62,045 | tg_am | ግናኸ፡ ጕያይን ካብ ጐይታና የሱስ እተቐበልክዋ ኣገልግሎተይን ክሳዕ ዝፈጸምኩ፡ ማለት ብዛዕባ ብስራት ጸጋ ኣምላኽ ኣጸቢቐ ኽሳዕ ዝመስከርኩ፡ ንህይወተይ ከም ክብርቲ ገይረ ኣይርእያን እየ። | ይሁንና ሩጫዬን እስካጠናቀቅኩ እንዲሁም ስለ አምላክ ጸጋ የሚገልጸውን ምሥራች በተሟላ ሁኔታ በመመሥከር ከጌታ ኢየሱስ የተቀበልኩትን አገልግሎት እስከፈጸምኩ ድረስ ሕይወቴ ምንም አያሳሳኝም። |
62,046 | am_tg | “አሁንም እነሆ፣ የአምላክን መንግሥት የሰበክሁላችሁ እናንተ ሁላችሁ ዳግመኛ ፊቴን እንደማታዩ አውቃለሁ። | “ሕጂ ድማ፡ እንሆ፡ ንስኻትኩም ኵላትኩም፡ እዞም እናዞርኩ መንግስቲ ኣምላኽ ዝሰበኽኩልኩም፡ ደጊም ገጸይ ከም ዘይትርእዩ፡ እፈልጥ እየ። |
62,047 | tg_am | “ሕጂ ድማ፡ እንሆ፡ ንስኻትኩም ኵላትኩም፡ እዞም እናዞርኩ መንግስቲ ኣምላኽ ዝሰበኽኩልኩም፡ ደጊም ገጸይ ከም ዘይትርእዩ፡ እፈልጥ እየ። | “አሁንም እነሆ፣ የአምላክን መንግሥት የሰበክሁላችሁ እናንተ ሁላችሁ ዳግመኛ ፊቴን እንደማታዩ አውቃለሁ። |
62,048 | am_tg | ስለዚህ ከሰው ሁሉ ደም ንጹሕ መሆኔን ለማሳየት በዚህች ቀን እናንተን ምሥክር አድርጌ መጥራት እችላለሁ፤ | ስለዚ፡ ካብ ደም ኵሉ ንጹህ ምዃነይ፡ በዛ መዓልቲ እዚኣ ሃየ መስክሩ፣ |
62,049 | tg_am | ስለዚ፡ ካብ ደም ኵሉ ንጹህ ምዃነይ፡ በዛ መዓልቲ እዚኣ ሃየ መስክሩ፣ | ስለዚህ ከሰው ሁሉ ደም ንጹሕ መሆኔን ለማሳየት በዚህች ቀን እናንተን ምሥክር አድርጌ መጥራት እችላለሁ፤ |
62,050 | am_tg | ምክንያቱም የአምላክን ፈቃድ ሁሉ ለእናንተ ከመንገር ወደኋላ አላልኩም። | ከመይሲ፡ ኵሉ ምኽሪ ኣምላኽ ንዓኻትኩም ካብ ምንጋር ኣየድሓርሓርኩን። |
62,051 | tg_am | ከመይሲ፡ ኵሉ ምኽሪ ኣምላኽ ንዓኻትኩም ካብ ምንጋር ኣየድሓርሓርኩን። | ምክንያቱም የአምላክን ፈቃድ ሁሉ ለእናንተ ከመንገር ወደኋላ አላልኩም። |
62,052 | am_tg | ለራሳችሁም ሆነ አምላክ በገዛ ልጁ ደም የዋጀውን ጉባኤውን እረኛ ሆናችሁ እንድትጠብቁ መንፈስ ቅዱስ የበላይ ተመልካቾች አድርጎ በላዩ ለሾማችሁ መንጋ ሁሉ ትኩረት ስጡ። | ንርእስኹምን ንዅሉ እቲ መንፈስ ቅዱስ ሓለውቲ ገይሩ ኣብኡ ዝሸመኩም መጓሰን ተጠንቀቑ። እዚ ሽመት እዚ እተዋህበኩም፡ ነታ ብደም ወዱ ዝዓደጋ ጉባኤ ኣምላኽ ምእንቲ ኽትጓስዩ እዩ። |
62,053 | tg_am | ንርእስኹምን ንዅሉ እቲ መንፈስ ቅዱስ ሓለውቲ ገይሩ ኣብኡ ዝሸመኩም መጓሰን ተጠንቀቑ። እዚ ሽመት እዚ እተዋህበኩም፡ ነታ ብደም ወዱ ዝዓደጋ ጉባኤ ኣምላኽ ምእንቲ ኽትጓስዩ እዩ። | ለራሳችሁም ሆነ አምላክ በገዛ ልጁ ደም የዋጀውን ጉባኤውን እረኛ ሆናችሁ እንድትጠብቁ መንፈስ ቅዱስ የበላይ ተመልካቾች አድርጎ በላዩ ለሾማችሁ መንጋ ሁሉ ትኩረት ስጡ። |
62,054 | am_tg | እኔ ከሄድኩ በኋላ ጨካኝ ተኩላዎች በመካከላችሁ እንደሚገቡና መንጋውን በርኅራኄ እንደማይዙ አውቃለሁ፤ | ኣነ ምስ ኣልገስኩ፡ ሕሱማት ተዃሉ ኸም ዚኣትዉኹምን ነቲ መጓሰ ኸም ዘየናሕስዩሉን፡ እፈልጥ እየ፣ |
62,055 | tg_am | ኣነ ምስ ኣልገስኩ፡ ሕሱማት ተዃሉ ኸም ዚኣትዉኹምን ነቲ መጓሰ ኸም ዘየናሕስዩሉን፡ እፈልጥ እየ፣ | እኔ ከሄድኩ በኋላ ጨካኝ ተኩላዎች በመካከላችሁ እንደሚገቡና መንጋውን በርኅራኄ እንደማይዙ አውቃለሁ፤ |
62,056 | am_tg | ከእናንተ መካከል እንኳ ደቀ መዛሙርቱን ወደ ራሳቸው ለመሳብ ጠማማ ነገር የሚናገሩ ሰዎች ይነሳሉ። | ካባኻትኩም ከኣ ንደቀ መዛሙርቲ ደድሕሪኦም ምእንቲ ኺስሕቡ፡ ቄናን ነገር ዚዛረቡ ኺትንስኡ እዮም። |
62,057 | tg_am | ካባኻትኩም ከኣ ንደቀ መዛሙርቲ ደድሕሪኦም ምእንቲ ኺስሕቡ፡ ቄናን ነገር ዚዛረቡ ኺትንስኡ እዮም። | ከእናንተ መካከል እንኳ ደቀ መዛሙርቱን ወደ ራሳቸው ለመሳብ ጠማማ ነገር የሚናገሩ ሰዎች ይነሳሉ። |
62,058 | am_tg | “ስለዚህ ነቅታችሁ ጠብቁ፤ ሦስት ዓመት ሙሉ ሌሊትና ቀን እያንዳንዳችሁን በእንባ ከማሳሰብ ወደኋላ እንዳላልኩ አስታውሱ። | “እምበኣር፡ ንቕሑ፡ ንሰለስተ ዓመት ለይትን መዓልትን ንነፍሲ ወከፍኩም ብንብዓት ካብ ምምዓድ ከም ዘየቋረጽኩ ኸኣ ዘክሩ። |
62,059 | tg_am | “እምበኣር፡ ንቕሑ፡ ንሰለስተ ዓመት ለይትን መዓልትን ንነፍሲ ወከፍኩም ብንብዓት ካብ ምምዓድ ከም ዘየቋረጽኩ ኸኣ ዘክሩ። | “ስለዚህ ነቅታችሁ ጠብቁ፤ ሦስት ዓመት ሙሉ ሌሊትና ቀን እያንዳንዳችሁን በእንባ ከማሳሰብ ወደኋላ እንዳላልኩ አስታውሱ። |
62,060 | am_tg | አሁንም ለአምላክ እንዲሁም ሊያንጻችሁና በቅዱሳኑ ሁሉ መካከል ርስት ሊያወርሳችሁ ለሚችለው፣ ስለ እሱ ጸጋ ለሚገልጸው ቃል አደራ እሰጣችኋለሁ። | ሕጂ ድማ፡ ንኣምላኽን ነቲ ኺሃንጸኩምን ምስ ኵሎም ቅዱሳት ኬረስትየኩምን ዚኽእል ቃል ጸጋኡን አማዕቍበኩም ኣለኹ። |
62,061 | tg_am | ሕጂ ድማ፡ ንኣምላኽን ነቲ ኺሃንጸኩምን ምስ ኵሎም ቅዱሳት ኬረስትየኩምን ዚኽእል ቃል ጸጋኡን አማዕቍበኩም ኣለኹ። | አሁንም ለአምላክ እንዲሁም ሊያንጻችሁና በቅዱሳኑ ሁሉ መካከል ርስት ሊያወርሳችሁ ለሚችለው፣ ስለ እሱ ጸጋ ለሚገልጸው ቃል አደራ እሰጣችኋለሁ። |
62,062 | am_tg | የማንንም ብር፣ ወርቅ ወይም ልብስ አልተመኘሁም። | ናይ ሰብ ብሩር ኰነ ወርቂ ዀነ ወይ ክዳን ኣይተተምነኹን። |
62,063 | tg_am | ናይ ሰብ ብሩር ኰነ ወርቂ ዀነ ወይ ክዳን ኣይተተምነኹን። | የማንንም ብር፣ ወርቅ ወይም ልብስ አልተመኘሁም። |
62,064 | am_tg | እነዚህ እጆቼ ለእኔም ሆነ ከእኔ ጋር ለነበሩት የሚያስፈልጉንን ነገሮች ለማሟላት እንዳገለገሉ እናንተ ራሳችሁ ታውቃላችሁ። | እዘን ኣእዳወይ ንዓይን ነቶም ምሳይ ዝነበሩን ዜድሊ ዘበለ ኸም ዘማልኣ፡ ንስኻትኩም ባዕላትኩም ትፈልጡ ኢኹም። |
62,065 | tg_am | እዘን ኣእዳወይ ንዓይን ነቶም ምሳይ ዝነበሩን ዜድሊ ዘበለ ኸም ዘማልኣ፡ ንስኻትኩም ባዕላትኩም ትፈልጡ ኢኹም። | እነዚህ እጆቼ ለእኔም ሆነ ከእኔ ጋር ለነበሩት የሚያስፈልጉንን ነገሮች ለማሟላት እንዳገለገሉ እናንተ ራሳችሁ ታውቃላችሁ። |
62,066 | am_tg | እናንተም እንዲሁ እየሠራችሁ ደካማ የሆኑትን መርዳት እንዳለባችሁ በሁሉም ነገር አሳይቻችኋለሁ፤ እንዲሁም ‘ከመቀበል ይልቅ መስጠት የበለጠ ደስታ ያስገኛል’ በማለት ጌታ ኢየሱስ ራሱ የተናገረውን ቃል ማስታወስ ይኖርባችኋል።” | በዚ ኸምዚ ብምጽዓር፡ ንድኹማት ክትድግፉ፡ ነቲ ጐይታና የሱስ ባዕሉ፡ ‘ካብ ምቕባል፡ ምሃብ የሐጕስ’ ዝበሎ ቓላት ከኣ ክትዝክሩ ኸም ዚግባእ፡ ብዅሉ ኣርእየኩም እየ።” |
62,067 | tg_am | በዚ ኸምዚ ብምጽዓር፡ ንድኹማት ክትድግፉ፡ ነቲ ጐይታና የሱስ ባዕሉ፡ ‘ካብ ምቕባል፡ ምሃብ የሐጕስ’ ዝበሎ ቓላት ከኣ ክትዝክሩ ኸም ዚግባእ፡ ብዅሉ ኣርእየኩም እየ።” | እናንተም እንዲሁ እየሠራችሁ ደካማ የሆኑትን መርዳት እንዳለባችሁ በሁሉም ነገር አሳይቻችኋለሁ፤ እንዲሁም ‘ከመቀበል ይልቅ መስጠት የበለጠ ደስታ ያስገኛል’ በማለት ጌታ ኢየሱስ ራሱ የተናገረውን ቃል ማስታወስ ይኖርባችኋል።” |
62,068 | am_tg | ይህን ተናግሮ ከጨረሰም በኋላ ከሁሉም ጋር ተንበርክኮ ጸለየ። | እዚ ምስ በለ ኸኣ፡ ምስ ኵሎም ተምበርኪኹ ጸለየ። |
62,069 | tg_am | እዚ ምስ በለ ኸኣ፡ ምስ ኵሎም ተምበርኪኹ ጸለየ። | ይህን ተናግሮ ከጨረሰም በኋላ ከሁሉም ጋር ተንበርክኮ ጸለየ። |
62,070 | am_tg | ከዚያም ሁሉም እጅግ አለቀሱ፤ ጳውሎስንም እቅፍ አድርገው ሳሙት፤ | ኵላቶም ድማ ብዙሕ በኸዩ፣ ንጳውሎስ እውን ሓኒቖም ሰዓምዎ፣ |
62,071 | tg_am | ኵላቶም ድማ ብዙሕ በኸዩ፣ ንጳውሎስ እውን ሓኒቖም ሰዓምዎ፣ | ከዚያም ሁሉም እጅግ አለቀሱ፤ ጳውሎስንም እቅፍ አድርገው ሳሙት፤ |
62,072 | am_tg | ከሁሉ ይበልጥ ያሳዘናቸው ከዚህ በኋላ ፊቱን እንደማያዩ የተናገረው ቃል ነው። ከዚያም እስከ መርከቡ ድረስ ሸኙት። | ምናዳ ኸኣ ስለቲ ደጊም ገጹ ኸም ዘይርእዩ እትዛረቦም ቃል ጐሃዩ። ክሳዕ እታ መርከብ እውን ኣፋነውዎ። |
62,073 | tg_am | ምናዳ ኸኣ ስለቲ ደጊም ገጹ ኸም ዘይርእዩ እትዛረቦም ቃል ጐሃዩ። ክሳዕ እታ መርከብ እውን ኣፋነውዎ። | ከሁሉ ይበልጥ ያሳዘናቸው ከዚህ በኋላ ፊቱን እንደማያዩ የተናገረው ቃል ነው። ከዚያም እስከ መርከቡ ድረስ ሸኙት። |
62,074 | am_tg | በዚያን ጊዜ ንጉሡ ሄሮድስ በአንዳንድ የጉባኤው አባላት ላይ ስደት ማድረስ ጀመረ። | በቲ ግዜ እቲ፡ ንጉስ ሄሮድስ ንገሊኦም ካብታ ጉባኤ ኽፉእ ኪገብሮም ኢዱ ዘርግሐ። |
62,075 | tg_am | በቲ ግዜ እቲ፡ ንጉስ ሄሮድስ ንገሊኦም ካብታ ጉባኤ ኽፉእ ኪገብሮም ኢዱ ዘርግሐ። | በዚያን ጊዜ ንጉሡ ሄሮድስ በአንዳንድ የጉባኤው አባላት ላይ ስደት ማድረስ ጀመረ። |
62,076 | am_tg | የዮሐንስን ወንድም ያዕቆብን በሰይፍ ገደለው። | ንያእቆብ ሓው ዮሃንስ ከኣ ኣሰየፎ። |
62,077 | tg_am | ንያእቆብ ሓው ዮሃንስ ከኣ ኣሰየፎ። | የዮሐንስን ወንድም ያዕቆብን በሰይፍ ገደለው። |
62,078 | am_tg | ይህ ድርጊቱ አይሁዳውያንን እንዳስደሰተ ባየ ጊዜ ጴጥሮስን ደግሞ በቁጥጥር ሥር አዋለው። (ይህም የሆነው በቂጣ በዓል ሰሞን ነበር።) | እዚ ንኣይሁድ ባህ ከም ዘበሎም ምስ ረኣየ፡ ንጴጥሮስ እውን ሓዞ። (መዓልትታት በዓል ቅጫ ድማ ነበረ።) |
62,079 | tg_am | እዚ ንኣይሁድ ባህ ከም ዘበሎም ምስ ረኣየ፡ ንጴጥሮስ እውን ሓዞ። (መዓልትታት በዓል ቅጫ ድማ ነበረ።) | ይህ ድርጊቱ አይሁዳውያንን እንዳስደሰተ ባየ ጊዜ ጴጥሮስን ደግሞ በቁጥጥር ሥር አዋለው። (ይህም የሆነው በቂጣ በዓል ሰሞን ነበር።) |
62,080 | am_tg | ከያዘውና እስር ቤት ካስገባው በኋላ በአራት ፈረቃ፣ አራት አራት ሆነው እንዲጠብቁት ለተመደቡ ወታደሮች አስረከበው፤ ይህን ያደረገው ከፋሲካ በኋላ ሕዝቡ ፊት ሊያቀርበው አስቦ ነው። | ሒዙ ኸኣ ናብ ቤት ማእሰርቲ ኣእተዎ፣ ድሕሪ ፋስጋ ናብ ህዝቢ ኼውጽኦ ሓሲቡ፡ ኣብ ኣርባዕተ እብረ ተመቒሎም፡ በብኣርባዕተ ዀይኖም ንዚሕልውዎ ወተሃደራት ኣሕሊፉ ሃቦ። |
62,081 | tg_am | ሒዙ ኸኣ ናብ ቤት ማእሰርቲ ኣእተዎ፣ ድሕሪ ፋስጋ ናብ ህዝቢ ኼውጽኦ ሓሲቡ፡ ኣብ ኣርባዕተ እብረ ተመቒሎም፡ በብኣርባዕተ ዀይኖም ንዚሕልውዎ ወተሃደራት ኣሕሊፉ ሃቦ። | ከያዘውና እስር ቤት ካስገባው በኋላ በአራት ፈረቃ፣ አራት አራት ሆነው እንዲጠብቁት ለተመደቡ ወታደሮች አስረከበው፤ ይህን ያደረገው ከፋሲካ በኋላ ሕዝቡ ፊት ሊያቀርበው አስቦ ነው። |
62,082 | am_tg | ስለዚህ ጴጥሮስ እስር ቤት እንዲቆይ ተደረገ፤ ሆኖም ጉባኤው ስለ እሱ ወደ አምላክ አጥብቆ ይጸልይ ነበር። | ጴጥሮስ በዚ ኸምዚ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይሕሎ ነበረ፣ እታ ጉባኤ ግና ምእንታኡ ተጊሃ ናብ ኣምላኽ ትጽሊ ነበረት። |
62,083 | tg_am | ጴጥሮስ በዚ ኸምዚ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይሕሎ ነበረ፣ እታ ጉባኤ ግና ምእንታኡ ተጊሃ ናብ ኣምላኽ ትጽሊ ነበረት። | ስለዚህ ጴጥሮስ እስር ቤት እንዲቆይ ተደረገ፤ ሆኖም ጉባኤው ስለ እሱ ወደ አምላክ አጥብቆ ይጸልይ ነበር። |
62,084 | am_tg | ሄሮድስ ጴጥሮስን ሕዝቡ ፊት ሊያቀርበው ካሰበበት ቀን በፊት በነበረው ሌሊት፣ ጴጥሮስ በሁለት ወታደሮች መካከል በሁለት ሰንሰለቶች ታስሮ ተኝቶ ነበር፤ በር ላይ ያሉ ጠባቂዎችም እስር ቤቱን እየጠበቁ ነበር። | ሄሮድስ ኬቕርቦ ምስ ሓሰበ፡ በታ ናብኣ እተውግሕ ለይቲ፡ ጴጥሮስ ብኽልተ ሰንሰለት ተኣሲሩ ኣብ መንጎ ኽልተ ወተሃደራት ደቂሱ ነበረ፣ እቶም ኣብ ቅድሚ እቲ ኣፍ ደገ ዝነበሩ ሓለውቲ ኸኣ ነቲ ቤት ማእሰርቲ ይሕልውዎ ነበሩ። |
62,085 | tg_am | ሄሮድስ ኬቕርቦ ምስ ሓሰበ፡ በታ ናብኣ እተውግሕ ለይቲ፡ ጴጥሮስ ብኽልተ ሰንሰለት ተኣሲሩ ኣብ መንጎ ኽልተ ወተሃደራት ደቂሱ ነበረ፣ እቶም ኣብ ቅድሚ እቲ ኣፍ ደገ ዝነበሩ ሓለውቲ ኸኣ ነቲ ቤት ማእሰርቲ ይሕልውዎ ነበሩ። | ሄሮድስ ጴጥሮስን ሕዝቡ ፊት ሊያቀርበው ካሰበበት ቀን በፊት በነበረው ሌሊት፣ ጴጥሮስ በሁለት ወታደሮች መካከል በሁለት ሰንሰለቶች ታስሮ ተኝቶ ነበር፤ በር ላይ ያሉ ጠባቂዎችም እስር ቤቱን እየጠበቁ ነበር። |
62,086 | am_tg | ይሁንና የይሖዋ መልአክ ድንገት መጥቶ ቆመ፤ በክፍሉም ውስጥ ብርሃን በራ። ጴጥሮስን ጎኑን መታ አድርጎ ከእንቅልፉ ቀሰቀሰውና “ቶሎ ብለህ ተነሳ!” አለው። ሰንሰለቶቹም ከእጆቹ ላይ ወደቁ። | እንሆ ድማ፡ መልኣኽ የሆዋ ኣብ ጥቓኡ ደው በለ፣ ኣብታ ቤት ማእሰርቲ እውን ብርሃን በርሀ። ንጴጥሮስ ኣብ ጐድኑ ተንክዩ፡ “ቀልጢፍካ ተንስእ!” ኢሉ ኣተንስኦ። እቲ ሰንሰለት ከኣ ካብ ኣእዳዉ ወደቐ። |
62,087 | tg_am | እንሆ ድማ፡ መልኣኽ የሆዋ ኣብ ጥቓኡ ደው በለ፣ ኣብታ ቤት ማእሰርቲ እውን ብርሃን በርሀ። ንጴጥሮስ ኣብ ጐድኑ ተንክዩ፡ “ቀልጢፍካ ተንስእ!” ኢሉ ኣተንስኦ። እቲ ሰንሰለት ከኣ ካብ ኣእዳዉ ወደቐ። | ይሁንና የይሖዋ መልአክ ድንገት መጥቶ ቆመ፤ በክፍሉም ውስጥ ብርሃን በራ። ጴጥሮስን ጎኑን መታ አድርጎ ከእንቅልፉ ቀሰቀሰውና “ቶሎ ብለህ ተነሳ!” አለው። ሰንሰለቶቹም ከእጆቹ ላይ ወደቁ። |
62,088 | am_tg | መልአኩም “በል ልብስህን ልበስ፤ ጫማህንም አድርግ” አለው። እሱም እንደተባለው አደረገ። ከዚያም “መደረቢያህን ልበስና ተከተለኝ” አለው። | እቲ መልኣኽ ድማ፡ “ተዓጠቕ፡ ኣሳእንካ እውን ውደ” በሎ። ንሱ ኸኣ ከምኡ ገበረ። ንሱ ድማ፡ “ክዳንካ ተኸደን እሞ ስዓበኒ” በሎ። |
62,089 | tg_am | እቲ መልኣኽ ድማ፡ “ተዓጠቕ፡ ኣሳእንካ እውን ውደ” በሎ። ንሱ ኸኣ ከምኡ ገበረ። ንሱ ድማ፡ “ክዳንካ ተኸደን እሞ ስዓበኒ” በሎ። | መልአኩም “በል ልብስህን ልበስ፤ ጫማህንም አድርግ” አለው። እሱም እንደተባለው አደረገ። ከዚያም “መደረቢያህን ልበስና ተከተለኝ” አለው። |
62,090 | am_tg | እሱም ወጥቶ ይከተለው ጀመር፤ ይሁንና መልአኩ እያደረገ ያለው ነገር በእውን እየተከናወነ ያለ አልመሰለውም። እንዲያውም ራእይ የሚያይ መስሎት ነበር። | ንሱ እውን ወጺኡ ሰዓቦ፣ ግናኸ፡ ራእይ ዚርኢ ዘሎ ይመስሎ ነበረ እምበር፡ እቲ በቲ መልኣኽ ዚኸውን ዝነበረ ነገር ሓቂ ምዃኑ ኣይፈለጠን። |
62,091 | tg_am | ንሱ እውን ወጺኡ ሰዓቦ፣ ግናኸ፡ ራእይ ዚርኢ ዘሎ ይመስሎ ነበረ እምበር፡ እቲ በቲ መልኣኽ ዚኸውን ዝነበረ ነገር ሓቂ ምዃኑ ኣይፈለጠን። | እሱም ወጥቶ ይከተለው ጀመር፤ ይሁንና መልአኩ እያደረገ ያለው ነገር በእውን እየተከናወነ ያለ አልመሰለውም። እንዲያውም ራእይ የሚያይ መስሎት ነበር። |
62,092 | am_tg | የመጀመሪያውንና ሁለተኛውን ዘብ አልፈው ከእስር ቤቱ ወደ ከተማዋ ወደሚያስወጣው የብረት መዝጊያ ደረሱ፤ መዝጊያውም በራሱ ተከፈተላቸው። ከወጡ በኋላ በአንድ ጎዳና አብረው ተጓዙ፤ ወዲያውም መልአኩ ተለይቶት ሄደ። | ነቶም ቀዳሞትን ካልኦትን ሓለውቲ ምስ ሓለፉ፡ ናብቲ ናብ ከተማ ዜምርሕ ማዕጾ ሓጺን በጽሑ፣ እዚ እውን ባዕሉ ተኸፍተሎም። ምስ ወጹ ኸኣ፡ ብሓንቲ ጐደና ኸዱ፣ ብኡብኡ ኸኣ፡ እቲ መልኣኽ ካብኡ ተፈልየ። |
62,093 | tg_am | ነቶም ቀዳሞትን ካልኦትን ሓለውቲ ምስ ሓለፉ፡ ናብቲ ናብ ከተማ ዜምርሕ ማዕጾ ሓጺን በጽሑ፣ እዚ እውን ባዕሉ ተኸፍተሎም። ምስ ወጹ ኸኣ፡ ብሓንቲ ጐደና ኸዱ፣ ብኡብኡ ኸኣ፡ እቲ መልኣኽ ካብኡ ተፈልየ። | የመጀመሪያውንና ሁለተኛውን ዘብ አልፈው ከእስር ቤቱ ወደ ከተማዋ ወደሚያስወጣው የብረት መዝጊያ ደረሱ፤ መዝጊያውም በራሱ ተከፈተላቸው። ከወጡ በኋላ በአንድ ጎዳና አብረው ተጓዙ፤ ወዲያውም መልአኩ ተለይቶት ሄደ። |
62,094 | am_tg | ጴጥሮስም የሆነውን ነገር ሲረዳ “ይሖዋ መልአኩን ልኮ ከሄሮድስ እጅና አይሁዳውያን በእኔ ላይ ይደርሳል ብለው ካሰቡት ነገር ሁሉ እንደታደገኝ አሁን በእርግጥ አወቅኩ” አለ። | ጴጥሮስ እንታይ ይኸውን ከም ዘሎ ምስ ተረድአ ድማ፡ “የሆዋ መልኣኹ ልኢኹ፡ ካብ ኢድ ሄሮድስን ካብ ኵሉ እቲ ህዝቢ ኣይሁድ ዚጽበይዎ ዝነበሩን ከም ዘናገፈኒ፡ ብሓቂ ሕጂ ፈሊጠ” በለ። |
62,095 | tg_am | ጴጥሮስ እንታይ ይኸውን ከም ዘሎ ምስ ተረድአ ድማ፡ “የሆዋ መልኣኹ ልኢኹ፡ ካብ ኢድ ሄሮድስን ካብ ኵሉ እቲ ህዝቢ ኣይሁድ ዚጽበይዎ ዝነበሩን ከም ዘናገፈኒ፡ ብሓቂ ሕጂ ፈሊጠ” በለ። | ጴጥሮስም የሆነውን ነገር ሲረዳ “ይሖዋ መልአኩን ልኮ ከሄሮድስ እጅና አይሁዳውያን በእኔ ላይ ይደርሳል ብለው ካሰቡት ነገር ሁሉ እንደታደገኝ አሁን በእርግጥ አወቅኩ” አለ። |
62,096 | am_tg | ይህን ከተገነዘበ በኋላ ማርቆስ ተብሎ ወደሚጠራው ወደ ዮሐንስ እናት ወደ ማርያም ቤት ሄደ፤ በዚያም በርከት ያሉ ሰዎች ተሰብስበው ይጸልዩ ነበር። | ምስ ተፈለጦ፡ ናብ ቤት ማርያም ኣደ እቲ ማርቆስ ዚብሃል ዮሃንስ ከደ፣ ኣብኡ ኸኣ ብዙሓት ተኣኪቦም ይጽልዩ ነበሩ። |
62,097 | tg_am | ምስ ተፈለጦ፡ ናብ ቤት ማርያም ኣደ እቲ ማርቆስ ዚብሃል ዮሃንስ ከደ፣ ኣብኡ ኸኣ ብዙሓት ተኣኪቦም ይጽልዩ ነበሩ። | ይህን ከተገነዘበ በኋላ ማርቆስ ተብሎ ወደሚጠራው ወደ ዮሐንስ እናት ወደ ማርያም ቤት ሄደ፤ በዚያም በርከት ያሉ ሰዎች ተሰብስበው ይጸልዩ ነበር። |
62,098 | am_tg | የውጭውን በር ሲያንኳኳ ሮዳ የተባለች አንዲት አገልጋይ በሩን ለመክፈት መጣች። | ማዕጾ እቲ ኣፍ ደገ ምስ ኳሕኵሐ፡ ሮዳ ዝስማ ገረድ መን ምዃኑ ኽትሰምዕ መጸት። |
62,099 | tg_am | ማዕጾ እቲ ኣፍ ደገ ምስ ኳሕኵሐ፡ ሮዳ ዝስማ ገረድ መን ምዃኑ ኽትሰምዕ መጸት። | የውጭውን በር ሲያንኳኳ ሮዳ የተባለች አንዲት አገልጋይ በሩን ለመክፈት መጣች። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.