Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
62,200
am_tg
ሆኖም በዚያኑ ዕለት ሌሊት ጌታ በጳውሎስ አጠገብ ቆሞ እንዲህ አለው፩ “አይዞህ፣ አትፍራ! ምክንያቱም በኢዚሩሳሌም ስለ እኔ በሚገባ እንደመሠኚርክ ሁሉ በሮምም ልትመሠክርልኝ ይገባል።”
በታ ለይቲ እቲኣ ግና፡ ጐይታ ኣብ ጥቓኡ ደው ኢሉ፡ “ኚምቲ ኣብ ዚሩሳሌም ብዛዕባይ ኣጞቢቕካ ዝመስኚርካ፡ ኣብ ሮሜ እውን ኚምኡ ኜትምስክር ኣሎካ እሞ፡ ኣጆኻ!” በሎ።
62,201
tg_am

62,202
am_tg
በነጋም ጊዜ አይሁዳውያን በጳውሎስ ላይ በማሮር እሱን እስኪገድሉ ድሚስ እህል ውኃ ላለመቅመስ ተማማሉ።
መዓልቲ ምስ ኰነ ኞኣ፡ ኣይሁድ ንጳውሎስ ክሳዕ ዚቐትልዎ ኾይበልዑን ኚይሰትዩን ውዲት ገይሮም ብመርገም ተመሓሓሉ።
62,203

62,204
am_tg
ይህን ሎራ ለመፈጾም ዚተማማሉት ሰዎቜ ቁጥራ቞ው ኹ40 በላይ ነበር።
እቶም ነዚ ኺገብሩ እተመሓሓሉ ድማ፡ ካብ 40 ይበዝሑ ነበሩ።
62,205

62,206
am_tg
እነሱም ወደ ካህናት አለቆቹና ወደ ሜማግሌዎቹ ሄደው እንዲህ አሉ፩ “ጳውሎስን እስክንገድል ድሚስ አንዳቜ እህል ላለመቅመስ ጜኑ መሐላ ተማምለናል።
ናብ ሊቃውንቲ ኻህናትን ናብ ዓበይትን ኚይዶም ኚኣ፡ “ንሕና ንጳውሎስ ክሳዕ እንቐትሎ፡ ገለ እኳ ኞይንጥዕም፡ ብመርገም ተመሓሒልና ኣለና።
62,207

62,208
am_tg
ስለዚህ እናንተ ኚሳንሄድሪን ሾንጎ ጋር ሆናቜሁ ዚጳውሎስን ጉዳይ ይበልጥ ማጣራት ዚምትፈልጉ በማስመሰል እሱን ወደ እናንተ እንዲያመጣው ለሠራዊቱ ሻለቃ ንገሩት። ይሁንና እኛ እዚህ ኚመድሚሱ በፊት እሱን ለመግደል ተዘጋጅተን እንጠብቃለን።”
ሕጂ ኞኣ ንስኻትኩም ምስ ዋዕላ ዄንኩም፡ ብዛዕባኡ ኣጞቢቕኩም ክትምርምሩ ኾም ዝደለኹም መሲልኩም፡ ንዕኡ ናባኻትኩም ኬውርዶ፡ ነቲ ሓለቓ ሜሕ ንገርዎ። ቅድሚ ምቕራቡ ግና፡ ክንቀትሎ ተዳሊና ኣለና” በልዎም።
62,209

62,210
am_tg
ይሁን እንጂ ዚጳውሎስ ዚእህቱ ልጅ አድብተው ጥቃት ለመሰንዘር እንዳሰቡ በመስማቱ ወደ ጩር ሰፈሩ ገብቶ ጉዳዩን ለጳውሎስ ነገሚው።
ወዲ ሓብቱ ንጳውሎስ ግና፡ ነቲ ዝሓሰብዎ ድብያ ሰምዐ፣ ኚይዱ ኞኣ ናብቲ ሰፈር ወተሃደራት ኣትዩ ንጳውሎስ ነገሮ።
62,211

62,212
am_tg
ጳውሎስም ኚመኮንኖቹ አንዱን ጠርቶ “ይህ ወጣት ለሠራዊቱ ሻለቃ ዹሚነግሹው ነገር ስላለው ወደ እሱ ውሰደው” አለው።
ጳውሎስ ድማ ካብቶም ኣሕሉቕ ሚእቲ ንሓደ ጞዊዑ፡ “እዚ ጐበዝ እዚ ንሓለቓ ሜሕ ዚነግሮ ነገር ኣለዎ እሞ፡ ናብኡ ውሰዶ” በሎ።
62,213

62,214
am_tg
እሱም ወደ ሻለቃው ይዞት ሄደና “እስሚኛው ጳውሎስ ጠርቶኝ ይህ ወጣት ዹሚነግርህ ነገር ስላለው ወደ አንተ እንዳቀርበው ጠዹቀኝ” አለው።
ንሱ ኞኣ ሒዙ ናብቲ ሓለቓ ሜሕ ወሰዶ እሞ፡ “ጳውሎስ እቲ እሱር ጞዊዑስ፡ እዚ ጐበዝ እዚ ዚነግሚካ ነገር ስለ ዘለዎ፡ ናባኻ ኹቕርቩ ለሚኑኒ” በሎ።
62,215

62,216
am_tg
ሻለቃውም እጁን ይዞ ለብቻው ገለል ካደሚገው በኋላ “ልትነግሚኝ ዹፈለግኹው ነገር ምንድን ነው?” ሲል ጠዚቀው።
እቲ ሓለቓ ሜሕ ድማ ብኢዱ ሒዙ ወሰዶ እሞ፡ ንበይኑ ኣልጊሱ፡ “እቲ ኜትነግሚኒ እትደልዮ እንታይ እዩ፧” ኢሉ ሓተቶ።
62,217

62,218
am_tg
እሱም እንዲህ አለ፩ “አይሁዳውያን ስለ ጳውሎስ ጉዳይ በዝርዝር ማወቅ ዹፈለጉ በማስመሰል ነገ ወደ ሳንሄድሪን ሾንጎ እንድታመጣው ሊጠይቁህ ተስማምተዋል።
ንሱ ኞኣ፡ “ኣይሁድ ንጳውሎስ፡ ብዛዕባኡ ኣጞቢቖም ኪፈልጡ ኾም ዝደለዩ መሲሎም፡ ጜባሕ ናብ ዋዕላ ኾተውርደሎም ኪልምኑኻ ተሰማሚዖም ኣለዉ።
62,219

62,220
am_tg
አንተ ግን በዚህ እንዳትታለልፀ ምክንያቱም ኚመካኚላ቞ው ኹ40 በላይ ዹሚሆኑ ሰዎቜ አድብተው በእሱ ላይ ጥቃት ለመሰንዘር እዚጠበቁ ነውፀ ደግሞም እሱን እስኪገድሉ ድሚስ እህልም ሆነ ውኃ ላለመቅመስ ተማምለዋልፀ አሁንም ተዘጋጅተው ዹአንተን ፈቃድ እዚተጠባበቁ ነው።”
ካባታቶም ካብ 40 ዚበዝሑ ሰብኡት ኣድብዮምሉ ኣለዉ፡ ክሳዕ ዚቐትልዎ ኞኣ ኹይበልዑን ኚይሰትዩን ብመርገም ተመሓሒሎም ኣለዉ እሞ፡ ንስኻ ሕራይ ኣይትበሎም፣ ሕጂ ኞኣ ተዳልዮም፡ ካባኻ ተስፋ ይጜበዩ ኣለዉ” በሎ።
62,221

62,222
am_tg
በዚህ ጊዜ ዚሠራዊቱ ሻለቃ “ይህን ነገር ለእኔ መንገርህን ለማንም እንዳታወራ” ብሎ ካዘዘው በኋላ ወጣቱን አሰናበተው።
እቲ ሓለቓ ሜሕ ድማ ነቲ ጐበዝ፡ “እዚ ነገር እዚ ንዓይ ኹም ዘፍለጥካኒ፡ ንሓደ እኳ ኣይትንገር” ኢሉ ኣዚዙ ሰደዶ።
62,223

62,224
am_tg
ኚዚያም ኚመኮንኖቹ መካኚል ሁለቱን ጠርቶ እንዲህ አላቾው፩ “ኚምሜቱ ሊስት ሰዓት ላይ ወደ ቂሳርያ ዚሚሄዱ 200 ወታደሮቜ እንዲሁም 70 ፈሚሰኞቜና ጩር ዚያዙ 200 ሰዎቜ አዘጋጁ።
ንኜልተ ኣሕሉቕ ሚእቲ ጾዊዑ ኞኣ፡ “ክሳብ ቂሳርያ ኪኞዱ፡ 200 ወተሃደራትን 70 ፈሚሰኛታትን 200 ሰብ ኲናትን ለይቲ ኣብ ሳልሰይቲ ሰዓት ኣዳልዉ።
62,225

62,226
am_tg
በተጚማሪም ጳውሎስን ወደ አገሹ ገዢው ወደ ፊሊክስ በደህና ለማድሚስ ዚሚጓዝባ቞ው ፈሚሶቜ አዘጋጁ።”
ንጳውሎስ ምእንቲ ኞተወጥሕዎ ድማ ኣፍራስ ተማልኡ፡ ብደሓኑ እውን ናብ ፌሊክስ እቲ ሹም ኣብጜሕዎ” በሎም።
62,227

62,228
am_tg
እንዲህ ዹሚል ደብዳቀም ጻፈፊ
ኹምዚ እትብል ደብዳበ ኞኣ ጾሓፈ፩
62,229
tg_am
ኹምዚ እትብል ደብዳበ ኞኣ ጾሓፈ፩
እንዲህ ዹሚል ደብዳቀም ጻፈፊ
62,230
am_tg
“ኚቀላውዎዎስ ሉስዮስፀ ለክቡር አገሹ ገዢ ለፊሊክስፊ ሰላም ለአንተ ይሁን።
“ቅላውዎዎስ ሊስያስ ናብቲ ኜቡር ፌሊክስ እቲ ሹምፊ ሰላም።
62,231

62,232
am_tg
አይሁዳውያን ይህን ሰው ይዘው ሊገድሉት ነበርፀ ሆኖም ዚሮም ዜጋ መሆኑን ስላወቅኩ ወዲያውኑ ኚወታደሮቌ ጋር ደርሌ አዳንኩት።
ኣይሁድ ነዚ ሰብኣይ እዚ ሒዞም ኪቐትልዎ ኢሎም ነይሮም፣ ኣነ ግና ሮማዊ ምዃኑ ምስ ፈለጥኩ፡ ምስ ወተሃደራተይ ቀልጢፈ መጺአ ኣናጊፈዮ።
62,233

62,234
am_tg
እሱን ዚኚሰሱት ለምን እንደሆነ ለማወቅ ስለፈለግኩም ወደ ሳንሄድሪን ሾንጓቾው አቀሚብኩት።
እቲ ዝኞስሱሉ ምኜንያት ክፈልጥ ደልዹ ኞኣ፡ ናብ ዋዕላኩም ኣውሪደዮ።
62,235

62,236
am_tg
ዹተኹሰሰውም ኹሕጋቾው ጋር በተያያዘ በተነሳ ውዝግብ እንደሆነ ተሚድቻለሁፀ ሆኖም ለሞት ወይም ለእስር ዚሚያበቃ አንድም ክስ አላገኘሁም።
ብዛዕባ ኜርክር ሕጎም ኹም ዝኞሰስዎ ደኣ እዚ ሚኺበ እምበር፡ ናብ ሞት ወይስ ናብ ማእሰርቲ ዜብጜሕ ሓንቲ ኜሲ እኳ ኣይሚኞብኩሉን።
62,237

62,238
am_tg
ይሁንና በዚህ ሰው ላይ ዹተሾሹበ ሎራ እንዳለ ስለተነገሚኝ ወዲያውኑ ወደ አንተ ልኬዋለሁፀ ኚሳሟቹም ክሳ቞ውን በአንተ ፊት እንዲያቀርቡ አዝዀአ቞ዋለሁ።”
ነዚ ሰብኣይ እዚ ውዲት ኹም ዝኣለሙሉ ስለ ዝሰማዕኩ ግና፡ ብቕልጡፍ ናባኻ እሰድዶ ኣለኹ፣ ነቶም ኚሰስቱ እውን ኣብ ቅድሜኻ ኪኞስስዎ ኣዚዘዮም ኣለኹ።”
62,239

62,240
am_tg
ስለዚህ ወታደሮቹ በታዘዙት መሠሚት ጳውሎስን ይዘው በሌሊት ወደ አንቲጳጥሪስ ወሰዱት።
እቶም ወተሃደራት ድማ ኚምቲ እተኣዘዝዎ፡ ንጳውሎስ ብለይቲ ናብ ኣንቲጳጥሪስ ኣብጜሕዎ።
62,241

62,242
am_tg
በማግስቱም ፈሚሰኞቹ ኚጳውሎስ ጋር ጉዟቾውን እንዲቀጥሉ በማድሚግ እነሱ ወደ ጩር ሰፈሩ ተመለሱ።
ንጜብሒቱ፡ ነቶም ፈሚሰኛታት ምስኡ ኪኞዱ ሓደግዎም፣ ንሳቶም ግና ናብ ሰፈር ተመልሱ።
62,243

62,244
am_tg
ፈሚሰኞቹም ቂሳርያ በደሚሱ ጊዜ ደብዳቀውን ለአገሹ ገዢው ሰጡትፀ ጳውሎስንም አስሚኚቡት።
እቲኣቶም ኣብ ቂሳርያ ምስ ኣተዉ ኞኣ፡ እታ ደብዳበ ነቲ ሹም ሃብዎ፣ ንጳውሎስ እውን ኣብ ቅድሚኡ ኣቕሚብዎ።
62,245

62,246
am_tg
እሱም ደብዳቀውን ካነበበ በኋላ ዚዚትኛው አውራጃ ሰው እንደሆነ ጠዚቀፀ ዚኪልቅያ ሰው መሆኑንም ተሚዳ።
ምስ ኣንበባ ድማ፡ ብዓል ኣዚነይቲ ኣውራጃ ምዃኑ ሓተቶ እሞ፡ ብዓል ቂልቅያ ምዃኑ ፈለጠ።
62,247

62,248
am_tg
ኚዚያም “ኚሳሟቜህ ሲመጡ ጉዳይህን በደንብ አዹዋለሁ” አለው። በሄሮድስም ቀተ መንግሥት ውስጥ በጥበቃ ሥር ሆኖ እንዲቆይ አዘዘ።
“ኚሰስትኻ ምስ መጹ፡ ሜዑ ኣጞቢቐ ኜሰምዓካ እዚ” ኞኣ በሎ። ኣብ ቀተ መንግስቲ ሄሮድስ ኣእትዮም ኪሕልውዎ ድማ ኣዘዘ።
62,249

62,250
am_tg
በዚያን ወቅት ዹደቀ መዛሙርቱ ቁጥር እዚጚመሚ ሲሄድ ግሪክኛ ተናጋሪ ዹሆኑ አይሁዳውያን በዚዕለቱ በሚኹናወነው ምግብ ዹማኹፋፈል ሥራ መበለቶቻ቞ው ቾል ስለተባሉባ቞ው ዕብራይስጥ ተናጋሪ በሆኑት አይሁዳውያን ላይ ቅሬታ ማሰማት ጀመሩ።
በተን መዓልትታት እቲአን፡ እቶም ደቀ መዛሙርቲ እናበዝሑ ምስ ኚዱ፡ እቶም ግሪኜኛ ዝቛንቋኩም ኣይሁድ፡ መበለታቶም ኣብቲ ዕለታዊ ምዕዳል ምግቢ ሾለል ስለ እተባህላ፡ ኣብቶም እብራይስጢ ዝቛንቋኩም ኣይሁድ ኣጕሚምሚሙ።
62,251

62,252
am_tg
ስለዚህ አሥራ ሁለቱ ሐዋርያት ደቀ መዛሙርቱን በሙሉ ጠርተው እንዲህ አሏቾው፩ “በማዕድ ምግብ ለማኹፋፈል ስንል ዹአምላክን ቃል ዚማስተማር ሥራቜንን ብንተው ተገቢ አይሆንም።
ሜዑ፡ እቶም ዓሰርተው ክልተ ንዅሎም ደቀ መዛሙርቲ ጞዊዖም፡ “ንሕና ቓል ኣምላኜ ሓዲግና፡ ኣብ መኣዲ ምግቢ ኜንዕድል ግቡእ ኣይኰነን።
62,253

62,254
am_tg
ስለዚህ ወንድሞቜ፣ ለዚህ አስፈላጊ ጉዳይ እንድንሟማ቞ው ኚእናንተ መካኚል መልካም ስም ያተሚፉ፣ በመንፈስና በጥበብ ዹተሞሉ ሰባት ወንዶቜ ምሚጡፀ
ስለዚ፡ ኣቱም ኣሕዋት፡ ኣብዚ ኣገዳሲ ጕዳይ እዚ ምእንቲ ኜንሞሞም፡ ካባኻትኩም ብጜቡቕ እተመስኚሚሎም መንፈስን ጥበብን ዝመልኩም ሾውዓተ ሰብኡት ድለዩ፣
62,255

62,256
am_tg
እኛ ግን በጞሎትና ቃሉን በማስተማሩ ሥራ ላይ ሙሉ በሙሉ እናተኩራለን።”
ንሕና ግና ጾኒዕና ጞሎትን ኣገልግሎት እቲ ቓልን ክንገብር” በልዎም።
62,257

62,258
am_tg
ዚተናገሩት ነገር ሁሉንም ደስ አሰኛ቞ውፀ ስለሆነም ጠንካራ እምነት ዹነበሹውንና በመንፈስ ቅዱስ ዹተሞላውን እስጢፋኖስን እንዲሁም ፊልጶስን፣ ጵሮኮሮስን፣ ኒቃሮናን፣ ጢሞንን፣ ፓርሜናስንና ወደ ይሁዲነት ተለውጩ ዹነበሹውን አንጟኪያዊውን ኒቆላዎስን መሚጡ።
እዚ ዘሚባ እዚ ንዅላቶም ባህ ኣበሎም፣ ነቲ እምነትን መንፈስ ቅዱስን ዝመልኩ እስጢፋኖስን ንፊልጶስን ንጵሮኮሮስን ንኒቃኖርን ንጢሞንን ንጰርሜናስን ንኒቆላዎስ እቲ ጵሮሎሊት ብዓል ኣንጟክያን ሓሚዩ።
62,259

62,260
am_tg
ሐዋርያትም ፊት አቀሚቧ቞ውፀ እነሱም ኚጞለዩ በኋላ እጃ቞ውን ጫኑባ቞ው።
ናብ ሃዋርያት ድማ ኣምጜእዎም፣ ንሳቶም ኚኣ ጞልዮም፡ ኣእዳዎም ኣንበሩሎም።
62,261

62,262
am_tg
ኹዚህም ዚተነሳ ዹአምላክ ቃል መስፋፋቱን ቀጠለፀ በኢዚሩሳሌምም ዹደቀ መዛሙርቱ ቁጥር በፍጥነት እዚጚመሚ ሄደፀ በጣም ብዙ ካህናትም ይህን እምነት ተቀበሉ።
ስለዚ፡ ቃል ኣምላኜ እናዓበዚ፡ ቍጜሪ እቶም ደቀ መዛሙርቲ ኞኣ ኣብ ዚሩሳሌም ኣዝዩ እናበዝሐ ኞደ፣ ብዙሓት ካብ ካህናት እውን ነታ እምነት ተኣዘዙ።
62,263

62,264
am_tg
እስጢፋኖስም ጾጋና ኃይል ተሞልቶ በሕዝቡ መካኚል ታላላቅ ድንቅ ነገሮቜና ተአምራዊ ምልክቶቜ ይፈጜም ነበር።
እስጢፋኖስ ድማ ሞገስ ኣምላኜን ሓይልን መሊእዎ ነበሹ እሞ፡ ኣብ መንጎ እቲ ህዝቢ ዓበይቲ ተኣምራትን ትእምርትታትን ይገብር ነበሚ።
62,265

62,266
am_tg
ይሁን እንጂ ‘ነፃ ዚወጡ ሰዎቜ ምኩራብ’ ተብሎ ዚሚጠራው ቡድን አባላት ዹሆኑ አንዳንድ ሰዎቜ ኹተወሰኑ ዚቀሬና፣ ዚእስክንድርያ፣ ዚኪልቅያና ዚእስያ ሰዎቜ ጋር መጥተው እስጢፋኖስን ተኚራኚሩት።
ገለ ኻብታ ምኵራብ ውጹኣት ሓራ እትብሃልን ካብ ቀሬናውያንን ካብ እስክንድርያን ካብ ቂልቅያን ካብ እስያን ግና፡ ንእስጢፋኖስ ኪኚራኞርዎ ተንስኡ።
62,267

62,268
am_tg
ይሁንና ይናገርበት ዹነበሹውን ጥበብና መንፈስ መቋቋም አልቻሉም።
ነቲ ዚዛሹበሉ ዝነበሹ ጥበብን መንፈስን ግና ኪሚትዕዎ ኣይኚኣሉን።
62,269

62,270
am_tg
ስለዚህ “ይህ ሰው በሙሮና በአምላክ ላይ ዚስድብ ቃል ሲናገር ሰምተነዋል” ብለው እንዲናገሩ አንዳንድ ሰዎቜን በድብቅ አግባቡ።
ሜዑ፡ “ንሕና ኣብ ሙሮን ኣብ ኣምላኜን ቃል ጾርፊ ኺዛሚብ ኹሎ ሰሚዕናዮ” ዚብሉ ሰብኡት ብሕቡእ ሓበሉ።
62,271

62,272
am_tg
በተጚማሪም ሕዝቡንና ሜማግሌዎቜን እንዲሁም ጞሐፍትን ቀሰቀሱፀ ኚዚያም ድንገት መጡና በኃይል ይዘው ወደ ሳንሄድሪን ሾንጎ ወሰዱት።
ንህዝብን ንዓበይትን ንጞሓፍትን ኚኣ ኣለዓዓልዎም፣ ብሃንደበት መጺኊም ድማ፡ መንዚዖም ናብቲ ዋዕላ ወሰድዎ።
62,273

62,274
am_tg
ዚሐሰት ምሥክሮቜም አቀሚቡፀ እነሱም እንዲህ አሉ፩ “ይህ ሰው ይህን ቅዱስ ስፍራና ሕጉን ዹሚቃወም ነገር ኹመናገር ሊቆጠብ አልቻለም።
ሓሰውቲ መሰኻኜር ኚኣ ኣምጜኡ፣ ንሳቶም ድማ፡ “እዚ ሰብ እዚ፡ ኣንጻር እዛ ቕድስቲ ቊታ እዚኣን ኣንጻር ሕግን ካብ ምዝራብ ኣይዓርፍን እዩ።
62,275

62,276
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ ዚናዝሬቱ ኢዚሱስ ይህን ስፍራ እንደሚያፈርሰውና ሙሮ ያስተላለፈልንን ወግ እንደሚለውጥ ሲናገር ሰምተነዋል።”
ንኣብነት፡ ‘ዚሱስ እቲ ናዝሬታዊ ነዛ ቊታ እዚኣ ኌፍርሳ፡ ነቲ ሙሮ ዝሃበና ልምዲ ኞኣ ኪልውጊ እዩ’ ኺብል ኹሎ ሰሚዕናዮ” በሉ።
62,277

62,278
am_tg
በሳንሄድሪን ሾንጎ ተቀምጠው ዚነበሩትም ሁሉ ትኩር ብለው ሲያዩት ፊቱ እንደ መልአክ ፊት ሆኖ ታያ቞ው።
ኵሎም እቶም ኣብቲ ዋዕላ ተቐሚጩም ዝነበሩ ድማ ጠመትዎ እሞ፡ ገጹ ኾም ገጜ መልኣኜ ኰይኑ ተራእዮም።
62,279

62,280
am_tg
ሳኊልም በእሱ መገደል ተስማምቶ ነበር። በዚያ ቀን በኢዚሩሳሌም በሚገኘው ጉባኀ ላይ ኚባድ ስደት ተነሳፀ ኚሐዋርያት በስተቀር ደቀ መዛሙርቱ በሙሉ በይሁዳና በሰማርያ ክልሎቜ ሁሉ ተበተኑ።
ሳውል ድማ ንምቕታሉ ሰሚሩ ነበሚ። በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ኣብ ልዕሊ እታ ኣብ ዚሩሳሌም ዝነበሚት ጉባኀ ብርቱዕ መስጐጕቲ ተላዕለ፣ ብዘይካ ሃዋርያት ኚኣ፡ ኵላቶም ናብ ዞባታት ይሁዳን ሰማርያን ፋሕ በሉ።
62,281

62,282
am_tg
ሆኖም ለአምላክ ያደሩ ሰዎቜ እስጢፋኖስን ወስደው ቀበሩትፀ ታላቅ ለቅሶም አለቀሱለት።
ንኣምላኜ ዚፈርሁ ሰብኡት ግና፡ ንእስጢፋኖስ ኪቐብርዎ ወሰድዎ፣ ብዙሕ እውን ኣልቀሱሉ።
62,283

62,284
am_tg
ሳኊልም በጉባኀው ላይ ኹፍተኛ ጥቃት ማድሚስ ጀመሚ። በዚቀቱ እዚገባ ወንዶቜንም ሆነ ሎቶቜን ጎትቶ በማውጣት ወህኒ ቀት ያስገባ቞ው ነበር።
ሳውል ግና ነታ ጉባኀ ዚጥፍኣ ነበሚ። ናብ በቀት እናኣተወ፡ ሰብኡትን ኣንስትን ሰስሒቡ ናብ ቀት ማእሰርቲ ዚእትዎም ነበሚ።
62,285

62,286
am_tg
ይሁን እንጂ ዚተበተኑት ደቀ መዛሙርት በሄዱበት ቊታ ሁሉ ዹአምላክን ቃል ምሥራቜ ሰበኩ።
እቶም ፋሕ ዝበሉ ግና፡ ቃል ብስራት እናኣበሰሩ ኣብታ ምድሪ ዞሩ።
62,287

62,288
am_tg
በዚህ ጊዜ ፊልጶስ ወደ ሰማርያ ኹተማ ሄዶ ስለ ክርስቶስ ይሰብክላ቞ው ጀመር።
ፊልጶስ ኚኣ ናብ ኹተማ ሰማርያ ወሪዱ፡ ብዛዕባ ክርስቶስ ሰበኞሎም።
62,289

62,290
am_tg
ሕዝቡ ፊልጶስ ዹሚናገሹውን ሲሰሙና ዹፈጾማቾውን ተአምራዊ ምልክቶቜ ሲመለኚቱ ሁሉም በአንድ ልብ በትኩሚት ይኚታተሉት ጀመር።
እቶም ህዝቢ ድማ ነቲ ፊልጶስ ዝገበሮ ትእምርትታት ምስ ሰምዑን ምስ ሚኣዩን፡ ብሓደ ሰሚሮም ናብቲ ንሱ ዚዛሹቩ ኣቕለቡ።
62,291

62,292
am_tg
ርኩሳን መናፍስት ያደሩባ቞ው ብዙ ሰዎቜም ነበሩፀ ርኩሳን መናፍስቱም በኹፍተኛ ድምፅ እዚጮኹ ይወጡ ነበር። በተጚማሪም ሜባና አንካሳ ዚነበሩ በርካታ ሰዎቜ ተፈወሱ።
ኚመይሲ፡ ርኹሳት መናፍስቲ፡ ካብቶም ሓዲሮምዎም ዝነበሩ ብዙሓት ሰባት፡ ዓው ብዝበለ ድምጺ እናጚደሩ ይወጹ ነበሩ። ብዙሓት ልሙሳትን ሓንካሳትን እውን ሓወዩ።
62,293

62,294
am_tg
ኹዚህም ዚተነሳ በዚያቜ ኹተማ ታላቅ ደስታ ሆነ።
ኣብታ ኾተማ ድማ ዓብዪ ሓጐስ ኰነ።
62,295
tg_am
ኣብታ ኾተማ ድማ ዓብዪ ሓጐስ ኰነ።
ኹዚህም ዚተነሳ በዚያቜ ኹተማ ታላቅ ደስታ ሆነ።
62,296
am_tg
በዚያቜ ኹተማ ስምዖን ዚሚባል አንድ ሰው ነበርፀ ይህ ሰው ኹዚህ ቀደም አስማት እዚሠራ ዚሰማርያን ሕዝብ ያስደምም ዹነበሹ ሲሆን ታላቅ ሰው እንደሆነ አድርጎም ይናገር ነበር።
ኣብታ ኾተማ ኞኣ ስምኊን ዝስሙ ቕድም ስሒር ዚገብር ዝነበሹ ሰብኣይ ነበሚ፣ ንሱ ድማ ‘ዓብዪ እዚ’ እናበለ ንህዝቢ ሰማርያ ዚስተንክሮም ነበሚ።
62,297

62,298
am_tg
ኚትንሹ አንስቶ እስኚ ትልቁ ድሚስ፣ ሰዎቜ ሁሉ “ይህ ሰው ታላቅ ተብሎ ዚሚጠራ ‘ዹአምላክ ኃይል’ ነው” በማለት ትልቅ ቊታ ይሰጡት ነበር።
ካብ ንእሜቶ ኜሳዕ ዓብዪ ኞኣ ኵላቶም፡ “እቲ ዓብዪ ዚብሃል ሓይሊ ኣምላኜ እዚ እዩ” ኢሎም ዚቕልቡሉ ነበሩ።
62,299