Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
68,200
am_tg
ለብ ያልክ እንጂ ትኩስም ሆነ ቀዝቃዛ ስላልሆንክ ኹአፌ አውጥቌ ልተፋህ ነው።
ስለዚ፡ ኣይውዑይ ኣይዝሑል ልቡጥ ስለ ዝዀንካ፡ ካብ ኣፈይ ጡፍ ክብለካ እዚ።
68,201
tg_am

68,202
am_tg
ምክንያቱም “ሀብታም ነኝፀ ደግሞም ብዙ ሀብት አኚማቜቻለሁፀ ምንም ነገር አያስፈልገኝም” ትላለህፀ ነገር ግን ጎስቋላ፣ ምስኪን፣ ድሃ፣ ዕውርና ዚተራቆትክ መሆንህን አታውቅምፀ
“ሃብታም እዚ፡ ሃብቲመ እዚ፡ ገለ እኳ ኣዚድልዚንን” ስለ ዝበልካ፡ ግናኾ ምግዱርን ዜደንግጜን ድኻን ዕዉርን ዕሩቕን ምዃንካ ኣይትፈልጥን ኢኻ እሞ፡
68,203

68,204
am_tg
ሀብታም እንድትሆን በእሳት ዹነጠሹ ወርቅ፣ ልብስ እንድትለብስና ለኀፍሚት ዚሚዳርገው እርቃንህ እንዲሞፈን ነጭ ልብስ እንዲሁም ማዚት እንድትቜል ዓይንህን ዚምትኳለው ኩል ኚእኔ እንድትገዛ እመክርሃለሁ።
ምእንቲ ኜትህብትም፡ ብሓዊ ዝጾሹዹ ወርቂ፡ ምእንቲ ኜትክደንን ሕፍሚት ዕርቃንካ ምእንቲ ኞይቅላዕን፡ ጻዕዳ ኜዳውንቲ፡ ምእንቲ ኜትርኢ ኞኣ፡ ንኣዒንትኻ እትኰሓሎ ዅሕሊ ኻባይ ክትዕድግ እመኜሚካ ኣለኹ።
68,205

68,206
am_tg
“‘እኔ፣ ዚምወዳ቞ውን ሁሉ እወቅሳለሁ እንዲሁም እገሥጻለሁ። ስለዚህ ቀናተኛ ሁንፀ ንስሐም ግባ።
“‘ኣነ ነቶም ዝፈትዎም ዘበሉ እገንሖምን እግስጟምን እዚ። እምበኣር፡ ቅናእን ተነሳሕን።
68,207

68,208
am_tg
እነሆ፣ በር ላይ ቆሜ እያንኳኳሁ ነው። ማንም ድምፄን ሰምቶ በሩን ኹኹፈተልኝ ወደ ቀቱ እገባለሁፀ ኚእሱም ጋር ራት እበላለሁፀ እሱም ኚእኔ ጋር ይበላል።
እንሆ፡ ኣብ ኣፍ ደገ ደው ኢለ እዅሕኵሕ ኣለኹ። ሓደ እኳ ድምጞይ ሰሚዑ ማዕጟ እንተ ኞፊቱለይ፡ ናብ ቀቱ ኜኣቱ፡ ምስኡ እውን ክድሚር እዚ፣ ንሱ እውን ምሳይ።
68,209

68,210
am_tg
እኔ ድል ነስቌ ኚአባ቎ ጋር በዙፋኑ ላይ እንደተቀመጥኩ ሁሉ ድል ዚሚነሳውንም ኚእኔ ጋር በዙፋኔ ላይ እንዲቀመጥ አደርገዋለሁ።
ኚምቲ ኣነ እውን ዝሰዓርኩን ምስ ኣቊይ ኣብ ዝፋኑ እተቐመጥኩን፡ ነቲ ዚስዕር፡ ምሳይ ኣብ ዝፋነይ ኪቕመጥ ክፈቕደሉ እዚ።
68,211

68,212
am_tg
መንፈስ ለጉባኀዎቹ ዹሚናገሹውን ጆሮ ያለው ይስማ።’”
እቲ እዝኒ ዘለዎ፡ እቲ መንፈስ ንጉባኀታት ዚብለን ዘሎ ይስማዕ።’”
68,213

68,214
am_tg
አምስተኛው መልአክ መለኚቱን ነፋ። እኔም ኹሰማይ ወደ ምድር ዹወደቀ አንድ ኮኚብ አዚሁፀ ለእሱም ዚጥልቁ መግቢያ ቁልፍ ተሰጠው።
እቲ ሓምሻይ መልኣኜ መለኞቱ ነፍሐ። ካብ ሰማይ ናብ ምድሪ ዝወደቐ ኰዀብ ኚኣ ሚኣኹ፣ መፍትሕ ጕድጓድ መዓሙቝ እውን ተዋህቊ።
68,215

68,216
am_tg
ዚጥልቁንም መግቢያ ኚፈተውፀ በመግቢያውም በኩል ኚታላቅ እቶን እንደሚወጣ ጭስ ያለ ጭስ ወጣፀ ኚዚያ በወጣው ጭስም ፀሐይ ጚለመቜፀ አዚሩም ጠቆሚ።
ነቲ ጕድጓድ መዓሙቝ ድማ ኚፈቶ፣ ካብቲ ጕድጓድ ኚኣ ኹም ትኪ ዓብዪ እቶን ዚመስል ትኪ ዓሚገ፣ ብትኪ እቲ ጕድጓድ ድማ ጾሓይን ኣዚርን ጞልመተ።
68,217

68,218
am_tg
ኚጭሱም አንበጊቜ ወጥተው ወደ ምድር ወሚዱፀ እነሱም በምድር ላይ ያሉ ጊንጊቜ ያላ቞ው ዓይነት ሥልጣን ተሰጣ቞ው።
ካብቲ ትኪ ኞኣ ኣንበጣ ናብ ምድሪ ወጹ፣ ኹም ስልጣን ዕንቅርቢታት ምድሪ ዝበለ ስልጣን ድማ ተዋህቊም።
68,219

68,220
am_tg
ዹአምላክ ማኅተም በግንባራ቞ው ላይ ዹሌላቾውን ሰዎቜ ብቻ እንጂ ማንኛውንም ዚምድር ተክል ወይም ማንኛውንም ዕፀዋት ወይም ማንኛውንም ዛፍ እንዳይጎዱ ተነገራ቞ው።
ነቶም ኣብ ግምባሮም ማሕተም ኣምላኜ ዘይብሎም ሰባት ጥራይ ደኣ እምበር፡ ኣትክልቲ ምድሪ ዀነ፡ ለምለም ዘበለ ዀነ፡ ወይስ ኣእዋም ዘበለ ኞይጐድኡ ተነግሮም።
68,221

68,222
am_tg
አንበጊቹም ሰዎቹን እንዲገድሏ቞ው ሳይሆን ለአምስት ወር እንዲያሠቃዩአ቞ው ተፈቀደላ቞ውፀ በእነሱም ላይ ዹሚደርሰው ሥቃይ ጊንጥ ሰውን ሲነድፍ እንደሚሰማው ዓይነት ሥቃይ ነው።
ኪቐትልዎም ዘይኰነስ፡ ንሓሙሜተ ወርሒ ኌሳቕይዎም ኚኣ ተፈቕደሎም፣ ስቓዮም ድማ ኚምቲ ዕንቅርቢት ንሰብ ክትነክስ ኹላ ዘሎ ስቓይ እዩ።
68,223

68,224
am_tg
በእነዚያ ቀኖቜ ሰዎቜ ሞትን ይሻሉፀ ሆኖም ፈጜሞ አያገኙትምፀ ለመሞት ይመኛሉፀ ሞት ግን ኚእነሱ ይሞሻል።
በተን መዓልትታት እቲአን ኚኣ፡ ሰባት ንሞት ኪደልይዎ እሞ ኣይኪሚኜብዎን እዮም፣ ሙማት እውን ኪምነዩ እዮም፡ ሞት ግና ካባታቶም ኪሃድም እዩ።
68,225

68,226
am_tg
ዚአንበጊቹም ገጜታ ለጊርነት ዹተዘጋጁ ፈሚሶቜ ይመስል ነበርፀ በራሳ቞ውም ላይ ዹወርቅ አክሊሎቜ ዚሚመስሉ ነገሮቜ ነበሩፀ ፊታ቞ው ደግሞ ዹሰው ፊት ይመስል ነበርፀ
ትርኢት እቶም ኣንበጣ ድማ ንውግእ እተዳለዉ ኣፍራስ ይመስሉ፣ ኣብ ሚርእሶም እውን ኣኜሊላት ወርቂ ዚመስል ነበሮም፣ ገጟም ኚኣ ኹም ገጜ ሰብ ነበሚ፣
68,227

68,228
am_tg
ፀጉራ቞ው ዚሎት ፀጉር ይመስል ነበር። ጥርሳ቞ው ግን ዚአንበሳ ጥርስ ይመስል ነበርፀ
ኹም ጞጕሪ ኣንስቲ ዝበለ ጞጕሪ ድማ ነበሮም። ኣስናኖም ኚኣ ኹም ኣስናን ኣናብስ ነበሚ፣
68,229

68,230
am_tg
ዚብሚት ጥሩር ዚሚመስል ጥሩርም ነበራ቞ው። ዚክንፎቻ቞ው ድምፅም ወደ ጊርነት ዚሚገሰግሱ በፈሚስ ዚሚጎተቱ ሠሚገላዎቜ ድምፅ ይመስል ነበር።
ድርዒ ሓጺን ዚመስል ድርዒ ድማ ነበሮም። ደሃይ ኣኜናፎም እውን ኹም ደሃይ ናብ ውግእ ብዚጋልቡ ብዙሓት ኣፍራስ ዚስሓብ ሰሚገላታት ነበሚ።
68,231

68,232
am_tg
በተጚማሪም ዚጊንጥ ዓይነት ተናዳፊ ጅራት አላ቞ውፀ ደግሞም ሰዎቹን ለአምስት ወር ዚሚጎዱበት ሥልጣን በጅራታ቞ው ላይ ነበር።
ኹም ጭራ ዕንቅርቢት ዚመስል ጭራ ምስ መንደፉ ድማ ነበሮም፣ ንሰባት ሓሙሜተ ወርሒ ኺጐድእዎም ኚኣ ኣብ ጭራኊም ስልጣን ነበሮም።
68,233

68,234
am_tg
በእነሱ ላይ ዚተሟመ ንጉሥ አላ቞ውፀ እሱም ዚጥልቁ መልአክ ነው። በዕብራይስጥ ስሙ አባዶን ሲሆን በግሪክኛ ደግሞ ስሙ አጶልዮን ነው።
ኣብ ልዕሊኩም ንጉስ ነበሮም፣ ንሱ ድማ መልኣኜ መዓሙቝ እዩ። ስሙ ብእብራይስጢ ኣባዶን እዩ፣ ብግሪኜኛ ኞኣ ኣጶልዮን እዩ።
68,235

68,236
am_tg
አንዱ ወዮታ አልፏል። እነሆ፣ ኹዚህ በኋላ ሌሎቜ ሁለት ወዮታዎቜ ይመጣሉ።
እቲ ቐዳማይ ወዮ ሓሊፉ። እንሆ፡ ገና ኜልተ ወዮ ይመጜእ ኣሎ።
68,237

68,238
am_tg
ስድስተኛው መልአክ መለኚቱን ነፋ። ደግሞም በአምላክ ፊት ካለው ዹወርቅ መሠዊያ ቀንዶቜ ዚወጣ አንድ ድምፅ ሰማሁፀ
እቲ ሻድሻይ መልኣኜ መለኞቱ ነፍሐ። ካብ ኣቕርንቲ እቲ ኣብ ቅድሚ ኣምላኜ ዘሎ መሰውኢ ወርቂ ኞኣ ድምጺ ሰማዕኩ፣
68,239

68,240
am_tg
ድምፁም መለኚት ዚያዘውን ስድስተኛውን መልአክ “በታላቁ ወንዝ፣ በኀፍራጥስ ዚታሰሩትን አራቱን መላእክት ፍታ቞ው” አለው።
ነቲ መለኞት ዘለዎ ሻድሻይ መልኣኜ ድማ፡ “ነቶም ኣብቲ ዓብዪ ፈለግ ኀፍራጥስ ተኣሲሮም ዘለዉ ኣርባዕተ መላእኜቲ ፍትሓዮም” በሎ።
68,241

68,242
am_tg
ለዚህ ሰዓት፣ ቀን፣ ወርና ዓመት ተዘጋጅተው ዚነበሩት አራቱ መላእክትም ኚሰዎቹ አንድ ሊስተኛውን እንዲገድሉ ተፈቱ።
እቶም ነታ ሰዓትን መዓልትን ወርሕን ዓመትን እተዳለዉ ኣርባዕተ መላእኜቲ ኞኣ፡ ንሲሶ ሰባት ኪቐትሉ ተፈትሑ።
68,243

68,244
am_tg
ዚፈሚሰኞቹ ሠራዊት ብዛት ሁለት እልፍ ጊዜ እልፍ ነበርፀ ቁጥራ቞ውንም ሰማሁ።
ቍጜሪ እቶም ሰራዊት ፈሚሰኛታት ድማ ክልተ እልፊ ግዜ እልፊ እዩ፣ ቍጜሮም ሰማዕኩ።
68,245

68,246
am_tg
በራእዩ ላይ ያዚኋ቞ው ፈሚሶቜና በላያ቞ው ዚተቀመጡት ይህን ይመስሉ ነበር፩ እንደ እሳት ቀይ፣ እንደ ያክንት ሰማያዊና እንደ ድኝ ቢጫ ዹሆነ ጥሩር ነበራ቞ውፀ ዚፈሚሶቹም ራስ እንደ አንበሳ ራስ ነበርፀ ኹአፋቾውም እሳት፣ ጭስና ድኝ ወጣ።
ብራእይ እውን ነቶም ኣፍራስን ነቶም እተወጥሕዎምን ሚኣኜዎምፊ ኹም ሓዊ ቐይሕን ኹም ህያክንቶስ ሰማያውን ኹም ዲን ብጫን ዝበለ ድርዒ ነበሮም፣ ኣራእስ እቶም ኣፍራስ ኹም ኣራእስ ኣናብስ ይመስል፡ ካብ ኣፎም እውን ሓውን ትክን ዲንን ይወጜእ ነበሚ።
68,247

68,248
am_tg
ኹአፋቾው በወጡት በእነዚህ ሊስት መቅሰፍቶቜ ይኾውም በእሳቱ፣ በጭሱና በድኙ ኚሰዎቹ አንድ ሊስተኛ ዚሚሆኑት ተገደሉ።
በዚ ሰለስተ መዓት እዚ፡ በቲ ኻብ ኣፎም ዝወጾ ሓውን ትክን ዲንን ሲሶ ሰባት ተቐትሉ።
68,249

68,250
am_tg
ዚፈሚሶቹ ሥልጣን ያለው በአፋቾውና በጅራታ቞ው ላይ ነውናፀ ጅራታ቞ው እባብ ዚሚመስል ሲሆን ራስም አለውፀ ጉዳት ዚሚያደርሱትም በዚህ ነው።
ኚመይሲ፡ ስልጣን እቶም ኣፍራስ ኣብ ኣፎምን ኣብ ጭራኊምን እዩ፣ ጭራኊም ኣትማን እዩ ዚመስል፡ ኣራእስ እውን ኣለዎ፣ ብእኡ ገይሮም ድማ ይጐድኡ።
68,251

68,252
am_tg
ሆኖም በእነዚህ መቅሰፍቶቜ ያልተገደሉት ዚቀሩት ሰዎቜ ኚእጃ቞ው ሥራ ንስሐ አልገቡምፀ ደግሞም አጋንንትን እንዲሁም ማዚት፣ መስማትም ሆነ መሄድ ዚማይቜሉትን ኚወርቅ፣ ኚብር፣ ኚመዳብ፣ ኚድንጋይና ኚእንጚት ዚተሠሩትን ጣዖቶቜ ማምለካ቞ውን አልተዉም።
እቶም በዚ መዓታት እዚ ኞይተቐትሉ ዝተሹፉ ሰባት ግና፡ ካብ ግብሪ ኣእዳዎም ኣይተነስሑን፣ ንኣጋንንትን ነቶም ኪርእዩን ኪሰምዑን ኪኞዱን ዘይክእሉ ጣኊታት ወርቅን ብሩርን ነሓስን እምንን ዕንጚይትን ምምላኜ ኣዚቋሚጹን።
68,253

68,254
am_tg
እንዲሁም ኚፈጞሙት ዚነፍስ ግድያ፣ ኚመናፍስታዊ ድርጊቶቻ቞ው፣ ኚፆታ ብልግና቞ውም ሆነ ኚሌብነታ቞ው ንስሐ አልገቡም።
ካብቲ ዚገብርዎ ቕትለት ኰነ፡ ካብ መናፍስታዊ ተግባራት ኰነ፡ ካብ ምንዝርና ዀነ፡ ወይስ ካብ ስርቂ እውን ኣይተነስሑን።
68,255

68,256
am_tg
“በኀፌሶን ላለው ጉባኀ መልአክ እንዲህ ብለህ ጻፍፊ ሰባቱን ኚዋክብት በቀኝ እጁ ዚያዘውና በሰባቱ ዹወርቅ መቅሚዞቜ መካኚል ዹሚመላለሰው እንዲህ ይላል፩
“ናብ መልኣኜ እታ ኣብ ኀፌሶን ዘላ ጉባኀ ጜሓፍፊ እቲ ኣብ ዹማናይ ኢዱ ሾውዓተ ኞዋኜብቲ ዝሓዘ፡ ኣብ መንጎ እቲ ሾውዓተ ቐዋሚ ቐንዮል ወርቂ እውን ዚመላለስ ኹምዚ ይብል ኣሎፊ
68,257

68,258
am_tg
‘ሥራህን፣ ድካምህንና ጜናትህን አውቃለሁፀ ደግሞም መጥፎ ሰዎቜን መታገሥ እንደማትቜል እንዲሁም ሐዋርያት ሳይሆኑ ሐዋርያት ነን ዚሚሉትን ፈትነህ ውሞታሞቜ ሆነው እንዳገኘሃ቞ው አውቃለሁ።
‘ግብርኻን ጻዕርኻን ተጻዋርነትካን፡ ነቶም እኩያት እውን ክትጻወሮም ኹም ዘይኚኣልካ፡ ነቶም “ሃዋርያት ኢና” ዚብሉ፡ ግናኾ ዘይኰኑ ድማ ፈቲንካዮምሲ ሓሰውቲ ዀይኖም ኹም ዝሚኞብካዮም እፈልጥ እዚ።
68,259

68,260
am_tg
በተጚማሪም በአቋምህ ጞንተሃልፀ ስለ ስሜም ስትል ብዙ ቜግሮቜን ተቋቁመሃልፀ ደግሞም አልታኚትክም።
ትጻወር ኚኣ ኣለኻ፣ ምእንቲ ስመይ ኢልካ ድማ ጞኒዕካ ኢኻ፡ ኣይተሓለልካን እውን።
68,261

68,262
am_tg
ይሁን እንጂ ዚምነቅፍብህ ነገር አለኝፀ ይኾውም መጀመሪያ ላይ ዹነበሹህን ፍቅር ትተሃል።
ግናኞ፡ ነታ ቐዳመይቲ ፍቕርኻ ሓዲግካያ ኢኻ እሞ፡ እዚ ሚኺበልካ ኣለኹ።
68,263

68,264
am_tg
“‘ስለዚህ ኚዚት እንደወደቅክ አስታውስፀ ንስሐም ግባፀ ቀድሞ ታደርገው ዹነበሹውንም ነገር አድርግ። አለዚያ እመጣብሃለሁፀ ንስሐ ካልገባህ መቅሹዝህን ኚስፍራው አነሳዋለሁ።
“‘እምበኣር፡ ካበይ ኹም ዝወደቕካ ዘክር እሞ ተነሳሕ፡ ነቲ ቐዳማይ ግብርኻ እውን ግበሮ። እንተ ዘይኰነስ፡ ክመጞካ፡ እንተ ዘይተነሲሕካ እውን፡ ነቲ ቐዋሚ ቐንዎልካ ኻብቲ ቊታኡ ኞልግሶ እዚ።
68,265

68,266
am_tg
ያም ሆኖ አንድ ዚሚያስመሰግንህ ነገር አለ፩ እኔም ዹምጠላውን ዚኒቆላውያንን ሥራ ትጠላለህ።
ነቲ ኣነ እውን ዝጾልኩ ግብሪ ኑፋቐ ኒቆላዎስ ትጞልኊ ኢኻ እሞ፡ እዚ ግዳ ጜቡቕ ኣሎካ።
68,267

68,268
am_tg
መንፈስ ለጉባኀዎቹ ዹሚናገሹውን ጆሮ ያለው ይስማፊ ድል ለሚነሳ በአምላክ ገነት ውስጥ ካለው ዚሕይወት ዛፍ እንዲበላ እፈቅድለታለሁ።’
እቲ እዝኒ ዘለዎ፡ እቲ መንፈስ ንጉባኀታት ዚብለን ዘሎ ይስማዕፊ ነቲ ዚስዕር፡ ካብታ ኣብ ገነት ኣምላኜ ዘላ ኩም ህይወት ኪበልዕ ክፈቕደሉ እዚ።’
68,269

68,270
am_tg
“በሰምርኔስ ላለው ጉባኀ መልአክም እንዲህ ብለህ ጻፍፊ ‘ዚመጀመሪያውና ዚመጚሚሻው፣’ ሞቶ ዹነበሹውና ዳግም ሕያው ዹሆነው እንዲህ ይላል፩
“ናብ መልኣኜ እታ ኣብ ስሚርና ዘላ ጉባኀ እውን ጜሓፍፊ እቲ ‘ቐዳማይን ዳሕራይን፡’ ሞይቱ ዝነበሹን ህያው ዝዀነን ኹምዚ ይብል ኣሎፊ
68,271

68,272
am_tg
‘መኚራህንና ድህነትህን አውቃለሁፀ ይሁንና ሀብታም ነህፀ አይሁዳውያን ሳይሆኑ አይሁዳውያን ነን ዚሚሉት ዚሚሳደቡትን ስድብ አውቃለሁፀ እነሱ ዚሰይጣን ምኩራብ ና቞ው።
‘ጞበባኻን ድኜነትካን፡—ግናኞ ሃብታም ኢኻ፡—ጞርፊ እቶም “ኣይሁድ ኢና” ዚብሉን፡—ግናኞ ምኵራብ ሰይጣን እዮም እምበር፡ ኣይሁድሲ ዘይኰኑ፡—እፈልጥ እዚ።
68,273

68,274
am_tg
ሊደርስብህ ያለውን መኚራ አትፍራ። እነሆ፣ ሙሉ በሙሉ እንድትፈተኑና ለአሥር ቀን መኚራ እንድትቀበሉ ዲያብሎስ አንዳንዶቻቜሁን እስር ቀት ይኚታል። እስኚ ሞት ድሚስ ታማኝነትህን አስመሥክርፀ እኔም ዚሕይወትን አክሊል እሰጥሃለሁ።
ነቲ ዚመጞካ መኚራ ኣይትፍርሃዮ። እንሆ፡ ኣጞቢቕኩም ምእንቲ ኜትፍተኑ፡ ንዓሰርተ መዓልቲ እውን ጞበባ ምእንቲ ኺሚኜበኩምሲ፡ ድያብሎስ ንገሌኻትኩም ናብ ቀት ማእሰርቲ ኺድርብዚኩም እዩ። ክሳዕ ሞት እኳ እሙን ኩን፣ ኣነ እውን ኣኜሊል ህይወት ክህበካ እዚ።
68,275

68,276
am_tg
መንፈስ ለጉባኀዎቹ ዹሚናገሹውን ጆሮ ያለው ይስማፊ ድል ዚሚነሳ በሁለተኛው ሞት ኚቶ አይጎዳም።’
እቲ እዝኒ ዘለዎ፡ እቲ መንፈስ ንጉባኀታት ዚብለን ዘሎ ይስማዕፊ እቲ ዚስዕር፡ በቲ ኻልኣይ ሞት ኚቶ ኣይኪጕዳእን እዩ።’
68,277

68,278
am_tg
“በጮርጋሞን ላለው ጉባኀ መልአክ እንዲህ ብለህ ጻፍፊ በሁለቱም በኩል ስለት ያለው ሹጅም ሰይፍ ዚያዘው እንዲህ ይላል፩
“ናብ መልኣኜ እታ ኣብ ጎርጋሞስ ዘላ ጉባኀ ጜሓፍፊ እቲ ኜልተ ዝኣፉ በሊሕ ነዊሕ ሰይፊ ዘለዎ ኾምዚ ይብል ኣሎፊ
68,279

68,280
am_tg
‘ዚምትኖሚው ዚሰይጣን ዙፋን ባለበት እንደሆነ አውቃለሁፀ ያም ሆኖ ስሜን አጥብቀህ ይዘሃልፀ ሰይጣን በሚኖርበት፣ እናንተ ባላቜሁበት ቊታ በተገደለው በታማኙ ምሥክሬ በአንቲጳስ ዘመን እንኳ በእኔ ላይ ያለህን እምነት አልካድክም።
‘ኣበይ ኹም እትነብር፡ ማለት ኣብቲ ዝፋን ሰይጣን ዘለዎ ምዃኑ እፈልጥ እዚ። ግናኞ፡ ንስመይ ኣጜኒዕካ ሒዝካዮ ኣለኻ፣ ብመዓልትታት ኣንቲጳስ እቲ ኣብ ጐድንኻ፡ ኣብቲ ሰይጣን ዚነብሚሉ እተቐትለ እሙን ምስክሚይ እኳ፡ ነታ ኣባይ ዘላትካ እምነት ኣይኚሓድካያን።
68,281

68,282
am_tg
“‘ይሁን እንጂ ዚምነቅፍብህ ጥቂት ነገሮቜ አሉኝፀ ዚእስራኀል ልጆቜ ለጣዖት ዹተሠዉ ነገሮቜን እንዲበሉና ዚፆታ ብልግና እንዲፈጜሙ በፊታ቞ው ማሰናኚያ እንዲያስቀምጥ ባላቅን ያስተማሚውን ዹበለዓምን ትምህርት አጥብቀው ዹሚኹተሉ በመካኚልህ አሉ።
“‘ግናኞ፡ ነቲ ኣብ ቅድሚ ደቂ እስራኀል መዐንቀፊ ኌንብሚሎም ኢሉ፡ ንጣኊታት እተሰውአ ኺበልዑን ኪምንዝሩን ንባላቅ ዝመሃሮ ትምህርቲ በላዓም ኣጜኒዖም ዝሓዙ ስለ ዘለዉኻ፡ ሒደት ነገራት ሚኺበልካ ኣለኹ።
68,283

68,284
am_tg
እንደዚሁም ዚኒቆላዎስን ዹኑፋቄ ትምህርት አጥብቀው ዹሚኹተሉ ሰዎቜ በመካኚልህ አሉ።
ኚምኡ ድማ፡ ንትምህርቲ ኑፋቐ ኒቆላዎስ ኣጜኒዖም ዝሓዙ እውን ኣለዉኻ።
68,285

68,286
am_tg
ስለዚህ ንስሐ ግባ። አለዚያ በፍጥነት ወደ አንተ እመጣለሁፀ በአፌም ሹጅም ሰይፍ እዋጋ቞ዋለሁ።
እምበኣር፡ ተነሳሕ። እንተ ዘይኰነስ፡ ቀልጢፈ ኜመጞካ፡ በቲ ነዊሕ ሰይፊ ኣፈይ እውን ክዋግኩም እዚ።
68,287

68,288
am_tg
“‘መንፈስ ለጉባኀዎቹ ዹሚናገሹውን ጆሮ ያለው ይስማፊ ድል ለሚነሳ ኹተሰወሹው መና ላይ እሰጠዋለሁፀ እንዲሁም ነጭ ጠጠር እሰጠዋለሁፀ በጠጠሩም ላይ ኹሚቀበለው ሰው በቀር ማንም ዚማያውቀው አዲስ ስም ተጜፎበታል።’
“‘እቲ እዝኒ ዘለዎ፡ እቲ መንፈስ ንጉባኀታት ዚብለን ዘሎ ይስማዕፊ ነቲ ዚስዕር፡ ገለ ኻብቲ ሕቡእ ማና ኜህቊ እዚ፣ ጻዕዳ ጾጾር እውን ክህቩ እዚ፣ እቲ ጾጾር ድማ ብዘይካ እቲ እተቐበሎስ ሓደ እኳ ዘይፈልጩ ሓድሜ ስም እተጻሕፎ እዩ።’
68,289

68,290
am_tg
“በትያጥሮን ላለው ጉባኀ መልአክ እንዲህ ብለህ ጻፍፊ እንደ እሳት ነበልባል ዹሆኑ ዓይኖቜና እንደጠራ መዳብ ያሉ እግሮቜ ያሉት ዹአምላክ ልጅ እንዲህ ይላል፩
“ናብ መልኣኜ እታ ኣብ ትያቲራ ዘላ ጉባኀ ጜሓፍፊ እቲ ኾም ሃልሃልታ ሓዊ ዝዀና ኣዒንቲ ዘለዋኊ፡ ኣእጋሩ እውን ጜሩይ ነሓሲ ዚመስል ወዲ ኣምላኜ ኹምዚ ይብል ኣሎፊ
68,291

68,292
am_tg
‘ሥራህን፣ ፍቅርህን፣ እምነትህን፣ አገልግሎትህንና ጜናትህን አውቃለሁፀ ደግሞም ኚመጀመሪያው ሥራህ ይልቅ ዹአሁኑ እንደሚበልጥ አውቃለሁ።
‘ግብርኻን ፍቕርኻን እምነትካን ኣገልግሎትካን ተጻዋርነትካን፡ እቲ ግብርኻ እውን ካብ ቀዳማዩስ ዳሕራዩ ኾም ዚበዝሕ እፈልጥ እዚ።
68,293

68,294
am_tg
“‘ይሁን እንጂ ዚምነቅፍብህ ነገር አለኝፀ ራሷን ነቢዪት ብላ ዚምትጠራውን ያቺን ሎት ኀልዛቀልን ቜላ ብለሃታልፀ እሷም ዚፆታ ብልግና እንዲፈጜሙና ለጣዖት ዹተሠዉ ነገሮቜን እንዲበሉ ባሪያዎቌን ታስተምራለቜ እንዲሁም ታሳስታለቜ።
“‘ግናኞ፡ ነታ “ነብዪት እዚ” እናበለትሲ ንባሮተይ ኪምንዝሩን ንጣኊታት እተሰውአ ኺበልዑን እትምህሮምን እተስሕቶምን ዘላ ኢዛቀል፡ ነታ ሰበይቲ እቲኣ ስቕ ኢልካ ምርኣይካ፡ እዚ ሚኺበልካ ኣለኹ።
68,295

68,296
am_tg
እኔም ንስሐ እንድትገባ ጊዜ ሰጠኋትፀ እሷ ግን ለፈጞመቜው ዚፆታ ብልግና ንስሐ ለመግባት ፈቃደኛ አይደለቜም።
ምእንቲ ኜትንሳሕ ግዜ ሂበያስ፡ ካብ ምንዝርናኣ ኜትንሳሕ ኣይደለዚትን።
68,297

68,298
am_tg
እነሆ፣ ዹአልጋ ቁራኛ ላደርጋት ነውፀ ኚእሷ ጋር ምንዝር ዚሚፈጜሙትም ኚሥራዋ ንስሐ ካልገቡ ታላቅ መኚራ አመጣባ቞ዋለሁ።
እንሆ፡ ኣብ ዓራት ሕማም ኚውድቓ እዚ፣ እቶም ምስኣ ዚዝምዉ ኞኣ፡ ካብቲ ግብራ እንተ ዘይተነሲሖም፡ ናብ ብርቱዕ ጞበባ ኞእትዎም እዚ።
68,299