Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
68,300
am_tg
እንዲሁም እኔ ዚውስጥ ሐሳብንና ልብን ዹምመሹምር እንደሆንኩ ጉባኀዎቹ ሁሉ እንዲያውቁ ልጆቿን በገዳይ መቅሰፍት እፈጃለሁፀ ለእያንዳንዳቜሁም እንደ ሥራቜሁ እሰጣቜኋለሁ።
እቲ ውሜጣዊ ሓሳብን ልብን ዚምርምር፡ ኣነ ምዃነይ ኵለን ጉባኀታት ምእንቲ ኺፈልጣ፡ ንደቃ እውን ብመዓት ክቐትሎም እዚ፣ ንነፍሲ ወኚፍኩም እውን ኹኹም ግብርኹም ክህበኩም እዚ።
68,301
tg_am

68,302
am_tg
“‘ነገር ግን ይህን ትምህርት ለማትኚተሉ ሁሉና “ዚሰይጣን ጥልቅ ነገሮቜ” ዚሚባሉትን ለማታውቁ፣ በትያጥሮን ለምትገኙ ለቀራቜሁት ይህን እላለሁፊ በእናንተ ላይ ምንም ዓይነት ተጚማሪ ሾክም አልጭንባቜሁም።
“‘ንዅላትኩም ኣቱም ነዚ ትምህርቲ እዚ ዘይሰዓብኩም፡ ነቲ “መዓሙቝ ሰይጣን” ዚብሃል ድማ ዘይፈለጥኩም ኣብ ትያቲራ ዘለኹም ካልኊት ግና፡ ኹምዚ እብለኩም ኣለኹፊ ካልእ ጟር ኣዚጹሚኩምን እዚ።
68,303

68,304
am_tg
ብቻ እኔ እስክመጣ ድሚስ ያላቜሁን አጥብቃቜሁ ያዙ።
ክሳዕ ዝመጜእ ግዳ ነቲ ዘሎኩም ኣጜኒዕኩም ሓዝዎ።
68,305
tg_am
ክሳዕ ዝመጜእ ግዳ ነቲ ዘሎኩም ኣጜኒዕኩም ሓዝዎ።
ብቻ እኔ እስክመጣ ድሚስ ያላቜሁን አጥብቃቜሁ ያዙ።
68,306
am_tg
ደግሞም ድል ለሚነሳና በሥራዬ እስኚ መጚሚሻ ለሚጾና በብሔራት ላይ ሥልጣን እሰጠዋለሁፀ
ነቲ ዚስዕርን ክሳዕ መወዳእታ ግብሚይ ዚሕሉን ኚኣ፡ ኣብ ልዕሊ ኣህዛብ ስልጣን ክህቩ እዚ፣
68,307

68,308
am_tg
ይህም ኚአባ቎ ዚተቀበልኩት ዓይነት ሥልጣን ነው። ድል ዚነሳውም ሕዝቊቜን እንደ ሾክላ ዕቃ እንዲደቅቁ በብሚት በትር ይገዛ቞ዋል።
እዚ ድማ ኚምቲ ኣነ ኻብ ኣቊይ እተቐበልክዎ እዩ። ንሱ እውን እቶም ህዝቢ ኾም ኣቕሑ መሬት ምእንቲ ኺሰባበሩ፡ ብበትሪ ሓጺን ኪጓስዮም እዩ።
68,309

68,310
am_tg
እኔም አጥቢያ ኮኚብ እሰጠዋለሁ።
ኰዀብ ጜባሕ እውን ክህቩ እዚ።
68,311
tg_am
ኰዀብ ጜባሕ እውን ክህቩ እዚ።
እኔም አጥቢያ ኮኚብ እሰጠዋለሁ።
68,312
am_tg
መንፈስ ለጉባኀዎቹ ዹሚናገሹውን ጆሮ ያለው ይስማ።’
እቲ እዝኒ ዘለዎ፡ እቲ መንፈስ ንጉባኀታት ዚብለን ዘሎ ይስማዕ።’
68,313

68,314
am_tg
እኔም ደመና ዹተጎናጾፈ ሌላ ብርቱ መልአክ ኹሰማይ ሲወርድ አዚሁፀ በራሱም ላይ ቀስተ ደመና ነበርፀ ፊቱም እንደ ፀሐይ፣ ቅልጥሞቹም እንደ እሳት ዓምዶቜ ነበሩፀ
ካልእ ብርቱዕ መልኣኜ ኚኣ ካብ ሰማይ ኪወርድ ኹሎ ሚኣኹ፣ ንሱ ደበና ተወንዚፉ ነበሚ፣ ኣብ ልዕሊ ርእሱ ኞኣ ቀስተ ደበና ነበሮ፣ ገጹ ድማ ኹም ጾሓይ ነበሚ፣ ኣእጋሩ እውን ኹም ኣዕኑድ ሓዊ ነበራ፣
68,315

68,316
am_tg
በእጁም ዚተኚፈተቜ ትንሜ ጥቅልል ይዞ ነበር። እሱም ቀኝ እግሩን በባሕር ላይ፣ ግራ እግሩን ደግሞ በምድር ላይ አሳሚፈፀ
ኣብ ኢዱ ኞኣ ሓንቲ እተቐልዐት ንእሜቶ መጜሓፍ ነበሚት። ዚማነይቲ እግሩ ኣብ ባሕሪ፡ ጞጋመይቲ እግሩ ድማ ኣብ ምድሪ ኣንበሚ፣
68,317

68,318
am_tg
እንደሚያገሣ አንበሳም በታላቅ ድምፅ ጮኞ። በጮኞም ጊዜ ዚሰባቱ ነጎድጓዶቜ ድምፆቜ ተናገሩ።
ኹም ዚጓዝም ኣንበሳ ኞኣ ዓው ብዝበለ ድምጺ ጚደሚ። ምስ ጹደሹ ድማ፡ ድምጺ እቶም ሾውዓተ ነጐዳታት ተዛሚበ።
68,319

68,320
am_tg
ሰባቱ ነጎድጓዶቜ በተናገሩም ጊዜ ለመጻፍ ተዘጋጀሁፀ ሆኖም ኹሰማይ “ሰባቱ ነጎድጓዶቜ ዚተናገሯ቞ውን ነገሮቜ በማኅተም አሜጋ቞ው እንጂ አትጻፋ቞ው” ዹሚል ድምፅ ሰማሁ።
እቶም ሾውዓተ ነጐዳታት ምስ ተዛሚቡ፡ ኣነ ኜጜሕፍ ኢለ ነበርኩ፣ ካብ ሰማይ ግና፡ “ነቲ እቶም ሾውዓተ ነጐዳታት እተዛሚብዎ ሕተሞ እምበር፡ ኣይትጜሓፎ” ዚብል ድምጺ ሰማዕኩ።
68,321

68,322
am_tg
በባሕሩና በምድሩ ላይ ቆሞ ያዚሁት መልአክ ቀኝ እጁን ወደ ሰማይ አነሳፀ
እቲ ኣብ ባሕርን ኣብ ምድርን ደው ኢሉ ዝሚኣኜዎ መልኣኜ ድማ፡ ንዚማነይቲ ኢዱ ናብ ሰማይ ዘርግሓ፡
68,323

68,324
am_tg
ሰማይንና በውስጡ ያሉትን ነገሮቜ፣ ምድርንና በውስጧ ያሉትን ነገሮቜ እንዲሁም ባሕርንና በውስጡ ያሉትን ነገሮቜ በፈጠሹውና ለዘላለም በሚኖሹው በመማል እንዲህ አለ፩ “ኚእንግዲህ ወዲህ መዘግዚት አይኖርም።
በቲ ሰማይን ኣብኡ ዘሎን ምድርን ኣብኣ ዘሎን ባሕርን ኣብኡ ዘሎን ዝፈጠሹ ንዘለኣለመ ኣለም ህያው ኰይኑ ዚነብር እውን ኹምዚ ኢሉ መሓለ፩ “ደጊም ኣይኪድንጕን እዩ።
68,325

68,326
am_tg
ሆኖም ሰባተኛው መልአክ መለኚቱን ሊነፋ በተዘጋጀባ቞ው ቀኖቜ አምላክ ዹገዛ ራሱ ባሪያዎቜ ለሆኑት ለነቢያት እንደ ምሥራቜ ያበሰሚው ቅዱስ ሚስጥር በእርግጥ ይፈጞማል።”
ግናኞ፡ ብመዓልትታት እቲ ሻውዓይ መልኣኜ መለኞቱ ዚነፍሓሉ እዋን ኣቢሉ፡ እቲ ኣምላኜ ንባሮቱ ነብያት ኹም ብስራት ዘበሰሮም ቅዱስ ምስጢር ኪፍጞም እዩ።”
68,327

68,328
am_tg
ኹሰማይ ዚመጣውም ድምፅ እንደገና ሲያናግሚኝ ሰማሁፀ እንዲህም አለኝ፩ “ሂድ፣ በባሕሩና በምድሩ ላይ በቆመው መልአክ እጅ ያለቜውን ዚተኚፈተቜ ጥቅልል ውሰድ።”
እቲ ኻብ ሰማይ ዝሰማዕክዎ ድምጺ ኞኣ፡ “ኪድ እሞ ነታ ኣብ ኢድ እቲ ኣብ ባሕርን ኣብ ምድርን ደው ኢሉ ዘሎ መልኣኜ ዘላ እተቐልዐት መጜሓፍ ውሰዳ” ኢሉ ኾም ብሓድሜ ተዛሚበኒ።
68,329

68,330
am_tg
እኔም ወደ መልአኩ ሄጄ ትንሿን ጥቅልል እንዲሰጠኝ ጠዚቅኩት። እሱም “ውሰድና ብላትፀ ሆድህን መራራ ታደርገዋለቜፀ አፍህ ላይ ግን እንደ ማር ትጣፍጣለቜ” አለኝ።
ናብቲ መልኣኜ ኹይደ ድማ፡ “ነታ ንእሜቶ መጜሓፍ ሃበኒ” በልክዎ። ንሱ ኞኣ፡ “ውሰዳ እሞ ብልዓያ፣ ንኞብድኻ መሪር ክትገብሮ እያ፣ ኣብ ኣፍካ ግና ኹም መዓር ጥዕምቲ ኜትኚውን እያ” በለኒ።
68,331

68,332
am_tg
ትንሿን ጥቅልል ኚመልአኩ እጅ ወስጄ በላኋትፀ በአፌም ውስጥ እንደ ማር ጣፈጠቜፀ ኚበላኋት በኋላ ግን ሆዮ መራራ ሆነ።
ነታ ንእሜቶ መጜሓፍ ኚኣ ካብ ኢድ እቲ መልኣኜ ወሲደ በላዕክዋ፣ ኣብ ኣፈይ ኹም መዓር ጠዓመትኒ፣ ምስ በላዕክዋ ግና፡ ኚብደይ መሚሚ።
68,333

68,334
am_tg
እነሱም “ሕዝቊቜን፣ ብሔራትን፣ ቋንቋዎቜንና ብዙ ነገሥታትን በተመለኹተ እንደገና ትንቢት መናገር አለብህ” አሉኝ።
“ኹም ብሓድሜ ብዛዕባ ህዝብታትን ኣህዛብን ቋንቋታትን ብዙሓት ነገስታትን ክትንበ ኣሎካ” ድማ በሉኒ።
68,335

68,336
am_tg
እኔም ኚቅዱሱ ስፍራ ዚወጣ ታላቅ ድምፅ ሰባቱን መላእክት “ሂዱና ዹአምላክን ቁጣ ዚያዙትን ሰባቱን ሳህኖቜ በምድር ላይ አፍስሱ” ሲል ሰማሁ።
ካብታ መቕደስ ኚኣ ነቶም ሾውዓተ መላእኜቲ፡ “ኪዱ እሞ ነቲ ሾውዓተ ጭሔሎ ቝጥዓ ኣምላኜ ናብ ምድሪ ኣፍስስዎ” ዚብሎም ዓው ዝበለ ድምጺ ሰማዕኩ።
68,337

68,338
am_tg
ዚመጀመሪያው መልአክ ሄዶ በሳህኑ ውስጥ ያለውን በምድር ላይ አፈሰሰው። በዚህ ጊዜም ዚአውሬው ምልክት በነበራ቞ውና ምስሉን ያመልኩ በነበሩት ሰዎቜ ላይ ጉዳት ዚሚያስኚትልና አስኚፊ ዹሆነ ቁስል ወጣባ቞ው።
እቲ ቐዳማይ ኚይዱ፡ ጭሔሎኡ ናብ ምድሪ ኣፍሰሰ። ነቶም ምልክት እቲ ኣራዊት ዘለዎምን ንምስሉ ዝሰገዱን ሰባት ክፉእን ብርቱዕን ቍስሊ ወጟም።
68,339

68,340
am_tg
ሁለተኛው መልአክ በሳህኑ ውስጥ ያለውን ወደ ባሕር አፈሰሰው። ባሕሩም እንደሞተ ሰው ደም ሆነፀ በባሕሩም ውስጥ ያለ ሕያው ፍጡር ሁሉ ሞተ።
እቲ ኻልኣይ ድማ ጭሔሎኡ ናብ ባሕሪ ኣፍሰሰ። እቲ ባሕሪ ኞኣ ኹም ናይ ምዉት ሰብ ዚመስል ደም ኰነ፣ ኣብቲ ባሕሪ ዝነበሹ ዅሉ ህያው ፍጡር እውን ሞተ።
68,341

68,342
am_tg
ሊስተኛው መልአክ በሳህኑ ውስጥ ያለውን ወደ ወንዞቜና ወደ ውኃ ምንጮቜ አፈሰሰው። እነሱም ደም ሆኑ።
እቲ ሳልሳይ ድማ ጭሔሎኡ ናብ ኣፍላግን ዓይኒ ማያትን ኣፍሰሰ። ንሱ ኞኣ ደም ኰነ።
68,343

68,344
am_tg
እኔም በውኃዎቜ ላይ ሥልጣን ያለው መልአክ እንዲህ ሲል ሰማሁ፩ “ያለህና ዹነበርክ ታማኝ አምላካቜን፣ እነዚህን ዚፍርድ ውሳኔዎቜ ስላስተላለፍክ አንተ ጻድቅ ነህፀ
እቲ መልኣኜ ማያት ድማ ኹምዚ ኺብል ኹሎ ሰማዕኩፊ “ኣታ ዘለኻን ዝነበርካን እሙን፡ እዚ ፈሪድካ ኢኻ እሞ፡ ጻድቕ ኢኻ፣
68,345

68,346
am_tg
ምክንያቱም ዚቅዱሳንንና ዚነቢያትን ደም አፍስሰዋልፀ አንተም ደም እንዲጠጡ ሰጥተሃ቞ዋልፀ ደግሞም ይገባ቞ዋል።”
ምኜንያቱ፡ ደም ቅዱሳትን ደም ነብያትን ኣፍሲሶም እዮም፣ ንስኻ ኞኣ ኪሰትዩ ደም ሂብካዮም ኢኻ። ይግብኊም እዩ።”
68,347

68,348
am_tg
መሠዊያውም “አዎ፣ ሁሉን ቻይ ዹሆንኹው ይሖዋ አምላክ ሆይ፣ ፍርድህ ሁሉ እውነትና ጜድቅ ነው” ሲል ሰማሁ።
እቲ መሰውኢ ድማ፡ “እወ፡ ኣታ ዅሉ እትኜእል ዹሆዋ ኣምላኜ፡ ፍርድታትካ ሓቅን ቅኑዕን እዩ” ኺብል ኹሎ ሰማዕኩ።
68,349

68,350
am_tg
አራተኛው መልአክ በሳህኑ ውስጥ ያለውን በፀሐይ ላይ አፈሰሰውፀ ፀሐይም ሰዎቜን በእሳት እንድትለበልብ ተፈቀደላት።
እቲ ራብዓይ ድማ ጭሔሎኡ ኣብ ጾሓይ ኣፍሰሰ፣ ንጾሓይ እውን ንሰብ ብሓዊ ኾተሕርር ተፈቕደላ።
68,351

68,352
am_tg
ሰዎቹም በኃይለኛ ሙቀት ተለበለቡፀ ሆኖም እነሱ በእነዚህ መቅሰፍቶቜ ላይ ሥልጣን ያለውን አምላክ ስም ተሳደቡ እንጂ ንስሐ አልገቡምፀ ለእሱም ክብር አልሰጡም።
እቶም ሰብ ድማ ብብርቱዕ ሃሩር ሓሚሩ፣ ግናኞ፡ ንስም እቲ ኣብዚ መዓታት እዚ ስልጣን ዘለዎ ኣምላኜ ጾሹፍዎ እምበር፡ ኣይተነስሑን፡ ክብሪ እውን ኣይሃብዎን።
68,353

68,354
am_tg
አምስተኛው መልአክ በሳህኑ ውስጥ ያለውን በአውሬው ዙፋን ላይ አፈሰሰው። መንግሥቱም በጹለማ ተዋጠፀ እነሱም ኚሥቃያ቞ው ዚተነሳ ምላሳ቞ውን ያኝኩ ጀመርፀ
እቲ ሓምሻይ ድማ ጭሔሎኡ ኣብ ዝፋን እቲ ኣራዊት ኣፍሰሰ። መንግስቱ ኞኣ ጞልመተት፣ ብሰሪ ስቓዮም እውን ልሳኖም ሓዚኹ፣
68,355

68,356
am_tg
ይሁንና ኚሥቃያ቞ውና ኚቁስላ቞ው ዚተነሳ ዹሰማይን አምላክ ተሳደቡፀ ኚሥራ቞ውም ንስሐ አልገቡም።
ብሰሪ እቲ ስቓዮምን ኣቝሳሎምን ኚኣ ንኣምላኜ ሰማይ ጞሚፍዎ፡ ካብ ግብሮም እውን ኣይተነስሑን።
68,357

68,358
am_tg
ስድስተኛው መልአክ በሳህኑ ውስጥ ያለውን በታላቁ ዚኀፍራጥስ ወንዝ ላይ አፈሰሰውፀ ኹፀሐይ መውጫ ለሚመጡት ነገሥታት መንገድ እንዲዘጋጅላ቞ውም ዹወንዙ ውኃ ደሚቀ።
እቲ ሻድሻይ ድማ ጭሔሎኡ ኣብቲ ዓብዪ ፈለግ ኀፍራጥስ ኣፍሰሰ፣ ነቶም ካብ ምብራቕ ጾሓይ ዚመጹ ነገስታት መገዲ ምእንቲ ኺዳለወሎም ኚኣ፡ እቲ ማዩ ነጞፈ።
68,359

68,360
am_tg
እኔም እንቁራሪት ዚሚመስሉ በመንፈስ ዚተነገሩ ሊስት ርኩሳን ቃላት ኚዘንዶው አፍና ኚአውሬው አፍ እንዲሁም ኹሐሰተኛው ነቢይ አፍ ሲወጡ አዚሁ።
ካብ ኣፍ እቲ ገበልን ካብ ኣፍ እቲ ኣራዊትን ካብ ኣፍ እቲ ናይ ሓሶት ነብይን ድማ ቍርዖብ ዚመስሉ ብድራኞ መንፈስ ዚዝሚቡ ሰለስተ ርኹሳት ዘሚባታት ኪወጹ ኾለዉ ሚኣኹ።
68,361

68,362
am_tg
እንዲያውም እነዚህ በአጋንንት መንፈስ ዚተነገሩ ቃላት ና቞ውፀ ተአምራዊ ምልክቶቜም ይፈጜማሉፀ እነሱም ሁሉን ቻይ በሆነው አምላክ ታላቅ ቀን ወደሚካሄደው ጊርነት ሊሰበስቧ቞ው ወደ ዓለም ነገሥታት ሁሉ ይወጣሉ።
እዚኣቶም ኚኣ ብድራኞ ኣጋንንቲ ዚዝሚቡ ዘሚባታት እዮም፣ ትእምርትታት እውን ይገብሩ እዮም፣ ናብ ውግእ እታ ዓባይ መዓልቲ እቲ ዅሉ ዚኜእል ኣምላኜ ኪእክብዎም ድማ፡ ናብ ነገስታት ብዘላ ዓለም ይወጹ።
68,363

68,364
am_tg
“እነሆ፣ እንደ ሌባ እመጣለሁ። ራቁቱን እንዳይሄድና ሰዎቜ ኀፍሚቱን እንዳያዩበት ነቅቶ ዹሚኖርና መደሚቢያውን ዚሚጠብቅ ሰው ደስተኛ ነው።”
“እንሆ፡ ኹም ሰራቒ እመጜእ ኣለኹ። ጥራዩ ምእንቲ ኞይኚይድ፡ ንሕፍሚቱ እውን ኚይርእይዎ፡ እቲ ዚነቅሕን ክዳውንቱ ዚሕሉን ሕጉስ እዩ።”
68,365

68,366
am_tg
እነሱም ነገሥታቱን በዕብራይስጥ አርማጌዶን ወደሚባል ስፍራ ሰበሰቧ቞ው።
ንሳቶም ኚኣ ናብቲ ብእብራይስጢ ኣርማጌዶን ዚብሃል ቊታ ኣኚብዎም።
68,367

68,368
am_tg
ሰባተኛው መልአክ በሳህኑ ውስጥ ያለውን በአዹር ላይ አፈሰሰው። በዚህ ጊዜ ኚቅዱሱ ስፍራ፣ ኹዙፋኑ “ተፈጾመ!” ዹሚል ታላቅ ድምፅ ወጣ።
እቲ ሻውዓይ ድማ ጭሔሎኡ ኣብ ኣዚር ኣፍሰሰ። ካብታ መቕደስ፡ ካብቲ ዝፋን ኚኣ፡ “ኰይኑ!” ዚብል ዓው ዝበለ ድምጺ ወጞ።
68,369

68,370
am_tg
እንዲሁም ዚመብሚቅ ብልጭታ፣ ድምፅና ነጎድጓድ ተኚሰተፀ ሰው በምድር ላይ መኖር ኚጀመሚበት ጊዜ አንስቶ ታይቶ ዚማያውቅ ታላቅ ዚምድር ነውጥም ተኚሰተፀ ዚምድር ነውጡ መጠነ ሰፊና እጅግ ታላቅ ነበር።
በርቅታትን ድምጜታትን ነጐዳታትን እውን ኰነ፣ ሰብ ኣብ ምድሪ ኻብ ዚኾውን ኣትሒዙ ኞቶ ዘይኰነ ብርቱዕ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዀነ፣ እወ፡ ኣዝዩ ሓያልን ብርቱዕን ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዀነ።
68,371

68,372
am_tg
ታላቂቱ ኹተማ ለሊስት ተኚፈለቜፀ ዚብሔራት ኚተሞቜም ፈራሚሱፀ አምላክም ዚመዓቱን ዚቁጣ ወይን ጠጅ ዚያዘውን ጜዋ ይሰጣት ዘንድ ታላቂቱ ባቢሎንን አስታወሳት።
እታ ዓባይ ኹተማ ኞኣ ኣብ ሰለስተ ኜፍሊ ተጚድደት፡ ኚተማታት ኣህዛብ እውን ወደቓ፣ ዓባይ ባቢሎን ድማ ጜዋእ ወይኒ ነድሪ ቝጥዓኡ ኺህባስ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኜ ተዘኚሚት።
68,373

68,374
am_tg
ደሎቶቜም ሁሉ ሞሹፀ ተራሮቜም ሊገኙ አልቻሉም።
ደሎት ዘበለት ኚኣ ሃደመት፣ ኣኜራን እውን ኣይተሚኜቡን።
68,375
tg_am
ደሎት ዘበለት ኚኣ ሃደመት፣ ኣኜራን እውን ኣይተሚኜቡን።
ደሎቶቜም ሁሉ ሞሹፀ ተራሮቜም ሊገኙ አልቻሉም።
68,376
am_tg
ኚዚያም ታላቅ ዚበሚዶ ድንጋይ ኹሰማይ በሰዎቜ ላይ ወሚደፀ እያንዳንዱ ዚበሚዶ ድንጋይ አንድ ታላንት ይመዝን ነበርፀ መቅሰፍቱ እጅግ ታላቅ ስለነበር ሰዎቹ ኚበሚዶው መቅሰፍት ዚተነሳ አምላክን ተሳደቡ።
ሜዑ፡ ኣስታት ሓሓደ ታለንት ዝምኜባዱ ዓበይቲ በሚድ ካብ ሰማይ ናብ ሰባት ወሚደ፣ እቲ መዓት ኣዝዩ ዓብዪ ስለ ዝነበሚ፡ እቶም ሰባት ብሰሪ እቲ መዓት በሚድ ንኣምላኜ ጞሚፍዎ።
68,377

68,378
am_tg
እኔም በዙፋኑ ላይ ዹተቀመጠው በሁለቱም በኩል ዚተጻፈበትና በሰባት ማኅተሞቜ በደንብ ዚታሞገ ጥቅልል በቀኝ እጁ ይዞ ተመለኚትኩ።
ኣብ ዚማነይቲ ኢድ እቲ ኣብ ዝፋን እተቐመጠ ድማ፡ ብውሜጣን ብዝባናን እተጻሕፋ፡ ብሞውዓተ ማሕተም ኚኣ እተሓትመት ጥቕልልቲ መጜሓፍ ሚኣኹ።
68,379

68,380
am_tg
አንድ ብርቱ መልአክም በታላቅ ድምፅ “ማኅተሞቹን ሊያነሳና ጥቅልሉን ሊኚፍት ዚሚገባው ማን ነው?” ብሎ ሲያውጅ አዚሁ።
ሓደ ብርቱዕ መልኣኜ ድማ፡ “ነዛ ጥቕልልቲ መጜሓፍ እዚኣ ኪቐልዓን ነቲ ማሕተማታ ኺፈትሖን ዚበቅዕ መን እዩ፧” ኢሉ ዓው ብዝበለ ድምጺ ኺእውጅ ኹሎ ሚኣኜዎ።
68,381

68,382
am_tg
ሆኖም በሰማይም ሆነ በምድር እንዲሁም ኚምድር በታቜ ጥቅልሉን ሊኚፍትም ሆነ ውስጡን ሊመለኚት ዚሚቜል ማንም አልነበሚም።
ኣብ ሰማይ ኰነ፡ ኣብ ምድሪ ዀነ፡ ወይስ ኣብ ትሕቲ ምድሪ፡ ነታ ጥቕልልቲ መጜሓፍ እቲኣ ኪቐልዓ ወይስ ኪርእያ ዚኜእል ሓደ እኳ ኣይነበሚን።
68,383

68,384
am_tg
ጥቅልሉን ሊኚፍትም ሆነ ውስጡን ሊመለኚት ዚሚገባው ማንም ባለመገኘቱ ስቅስቅ ብዬ አለቀስኩ።
ኣነ ኞኣ፡ ነታ ጥቕልልቲ መጜሓፍ ኪቐልዓ ወይስ ኪርእያ ዚበቅዕ ሓደ እኳ ስለ ዘይተሚኜበ፡ ብዙሕ በኞኹ።
68,385

68,386
am_tg
ሆኖም ኚሜማግሌዎቹ አንዱ “አታልቅስ። እነሆ፣ ኚይሁዳ ነገድ ዹሆነው አንበሳ፣ ዚዳዊት ሥር ድል ስላደሚገ ሰባቱን ማኅተሞቜና ጥቅልሉን ሊኚፍት ይቜላል” አለኝ።
ሓደ ኻብቶም ሜማግለታት ግና፡ “ደጊም ኣይትብኚ። እንሆ፡ እቲ ኻብ ነገድ ይሁዳ ዝዀነ ኣንበሳ፡ እቲ ሱር ዳዊት፡ ነታ ጥቕልልቲ መጜሓፍ ኪቐልዓን ነቲ ማሕተማታ ኺፈትሖን ስዒሩ ኣሎ” በለኒ።
68,387

68,388
am_tg
በዙፋኑ መካኚል፣ በአራቱ ሕያዋን ፍጥሚታት መካኚልና በሜማግሌዎቹ መካኚል ዚታሚደ ዚሚመስል በግ ቆሞ አዚሁፀ በጉም ሰባት ቀንዶቜና ሰባት ዓይኖቜ አሉትፀ ዓይኖቹም ወደ መላው ምድር ዚተላኩትን ሰባቱን ዹአምላክ መናፍስት ያመለክታሉ።
ኣብ ማእኚል እቲ ዝፋንን እቶም ኣርባዕተ ህያዋን ፍጡራትን ኣብ ማእኚል እቶም ሜማግለታትን፡ ተሓሪዱ ኾም ዝነበሹ ዚመስል ገንሾል ደው ኢሉ ሚኣኹ። ንሱ ኞኣ ሾውዓተ ቐርንን ሾውዓተ ዓይንን ኣለዎ፣ እቲ ኣዒንቲ ድማ እቶም ኣብ ብዘላ ምድሪ እተላእኩ ሾውዓተ መናፍስቲ ኣምላኜ እዮም።
68,389

68,390
am_tg
እሱም ወዲያውኑ ወደ ፊት ቀርቩ በዙፋኑ ላይ ኹተቀመጠው ቀኝ እጅ ጥቅልሉን ወሰደ።
ንሱ ኞኣ ቀሪቡ፡ ካብ ዚማነይቲ ኢድ እቲ ኣብ ዝፋን እተቐመጠ ወሰዳ።
68,391

68,392
am_tg
ጥቅልሉን በወሰደ ጊዜ አራቱ ሕያዋን ፍጥሚታትና 24ቱ ሜማግሌዎቜ በበጉ ፊት ተደፉፀ እያንዳንዳ቞ውም በገናና ዕጣን ዹተሞሉ ዹወርቅ ሳህኖቜ ነበሯ቞ው። (ዕጣኑ ዚቅዱሳኑን ጞሎት ያመለክታል።)
ነታ ጥቕልልቲ መጜሓፍ ምስ ወሰዳ ድማ፡ እቶም ኣርባዕተ ህያዋን ፍጡራትን እቶም 24 ሜማግለታትን፡ ነፍሲ ወኹፎም መሰንቆን ዕጣን ዝመልአ ጭሔሎ ወርቅን ሒዞም፡—እቲ ዕጣን ድማ ጞሎት እቶም ቅዱሳት እዩ፡—ኣብ ቅድሚ እቲ ገንሾል ፍግም በሉ።
68,393

68,394
am_tg
እንዲህም እያሉ አዲስ መዝሙር ዘመሩፊ “ጥቅልሉን ልትወስድና ማኅተሞቹን ልትኚፍት ይገባሃልፀ ታርደሃልናፀ በደምህም ኚዚነገዱ፣ ኚዚቋንቋው፣ ኚዚሕዝቡና ኚዚብሔሩ ሰዎቜን ለአምላክ ዋጅተሃልፀ
ኹምዚ እናበሉ ኞኣ ሓድሜ መዝሙር ዘመሩፊ “ንስኻ ነታ ጥቕልልቲ መጜሓፍ ክትወስዳን ነቲ ማሕተማታ ኜትፈትሖን ብቑዕ ኢኻ፣ ምኜንያቱ፡ ተሓሪድካስ ብደምካ ኻብ ብዘሎ ነገዳትን ቋንቋታትን ህዝብታትን ኣህዛብን ንኣምላኜ ዚዀኑ ሰባት ዓዲግካ ኢኻ፣
68,395

68,396
am_tg
እንዲሁም ለአምላካቜን መንግሥትና ካህናት እንዲሆኑ አድርገሃ቞ዋልፀ በምድርም ላይ ነገሥታት ሆነው ይገዛሉ።”
ንኣምላኜና ድማ መንግስትን ካህናትን ጌርካዮም ኢኻ፣ ኣብ ልዕሊ ምድሪ ኞኣ ኪነግሱ እዮም።”
68,397

68,398
am_tg
እኔም አዚሁፀ ደግሞም በዙፋኑ፣ በሕያዋን ፍጥሚታቱና በሜማግሌዎቹ ዙሪያ ዚብዙ መላእክትን ድምፅ ሰማሁፀ ቁጥራ቞ውም አእላፋት ጊዜ አእላፋትና ሺዎቜ ጊዜ ሺዎቜ ነበርፀ
ሚኣኹ ድማ፡ ኣብ ዙርያ እቲ ዝፋንን እቶም ህያዋን ፍጡራትን እቶም ሜማግለታትን ኚኣ ድምጺ ብዙሓት መላእኜቲ ሰማዕኩ፣ ቍጜሮም ድማ ኣእላፋት ግዜ ኣእላፋት፡ ኣሜሓት ግዜ ኣሜሓት እዩ።
68,399