Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
1,100
am_tg
እንዲህ ያሉት ዓመፀኞቜ ወዲያውኑ ሊጠፉ እንጂ ክፋትን እንደገና እንዲያስፋፉ ሊፈቀድላ቞ው እንደማይገባ ዹሰው ልጆቜ ታሪክ በቂ ማስሚጃ ይሆናል።
ኚመይሲ፡ ነቶም ዓለወኛታት ቀልጢፉ ንምጥፋእ፡ ነቲ ኣብ ታሪኜ ደቂ ሰብ ዘጋጠመ ነገራት ኹም ብቑዕ ምኜንያት ገይሩ ኺጥቀመሉ ይኜእል እዩ፣ እኚይ ኹም ብሓድሜ ኪህሉ ድማ ኣይኪፈቅድን እዩ።
1,101
tg_am

1,102
am_tg
ጳውሎስ ይበልጥ አስፈላጊ በሆኑት ነገሮቜ ላይ ትኩሚት ያደሚገ ኹመሆኑም በላይ ወደ ሶርያ፣ ትንሿ እስያ፣ መቄዶንያና ይሁዳ ብዙ ጊዜ በመሄድ አምላክን በትጋት አገልግሏል።
ጳውሎስ፡ ኣብቲ ዚሓይሜ ኣተኲሩ ነበሚ፣ ካብን ናብን ሶርያን ንእሜቶ እስያን መቄዶንያን ይሁዳን እናተጓዕዘ ኞኣ ኣብ ኣገልግሎት ኣምላኜ ኣበርቲዑ ይዓዪ ነበሚ።
1,103

1,104
am_tg
ጳውሎስ ኚኋላዬ ያሉትን ነገሮቜ እዚሚሳሁ ኹፊቮ ወዳሉት ነገሮቜ እንጠራራለሁፀ . . . ዚሰማያዊውን ሕይወት ሜልማት አገኝ ዘንድ ግቡ ላይ ለመድሚስ እዚተጣጣርኩ ነው በማለት ጜፏል።
ነቲ ብድሕሚይ ዘሎ እናሚሳዕኩ፡ ናብቲ ብቕድመይ ዘሎ ድማ እናተመጣጠርኩ፡ ናብቲ ሞቶ ኣቢለ እግስግስ ኣለኹ ኢሉ ጞሓፈ።
1,105

1,106
am_tg
ነጠላ መሆኑ ባስገኘለት አጋጣሚ ሙሉ በሙሉ በመጠቀም ሐሳቡ ሳይኚፋፈል ዘወትር ለጌታ ያደሚ መሆን ቜሏል።
በቲ ንጜል ብምዃኑ ዝሹኾቩ ናጜነት ተጠቒሙ ኞኣ፡ ኚዚስገለ ንጐይታ ኣገልጊሉ እዩ።
1,107

1,108
am_tg
እንደ ጳውሎስ ሁሉ አንዳንድ ዹአምላክ አገልጋዮቜም ነጠላ ሆነው ለመኖር ወስነዋልፀ ይህ ደግሞ ዚቀተሰብ ኃላፊነት እንዳይበዛባ቞ው ስለሚያደርግ ዚመንግሥቱን አገልግሎት በቅንዓት ለማኹናወን አስቜሏ቞ዋል።
ገሊኩም ኣገልገልቲ ኣምላኜ፡ ኹም ጳውሎስ፡ ብዙሕ ሓላፍነታት ስድራ ቀት ኹይሃለዎም ገዛእ ርእሶም ንኣገልግሎት መንግስቲ ኣምላኜ ምእንቲ ኺውፍዩ፡ ኹይተመርዓዉ ኺጞንሑ መሪጟም እዮም።
1,109

1,110
am_tg
አብዛኛውን ጊዜ ያገቡ ክርስቲያኖቜ ብዙ ዚቀተሰብ ኃላፊነት ይኖርባ቞ዋል።
መብዛሕትኡ እዋን፡ እተመርዓዉ ኣገልገልቲ ኣምላኜ፡ ብዙሕ ሓላፍነታት ስድራ ቀት ኣለዎም።
1,111

1,112
am_tg
ይሁንና ያገቡም ሆኑ ያላገቡ ክርስቲያኖቜ ማንኛውንም ሾክም አንስተው በመጣል ብዙ ትኩሚት ዹሚኹፋፍሉ ነገሮቜ ሳይኖሩባ቞ው አምላክን ማገልገል ይቜላሉ።
ይኹን እምበር፡ እተመርዓና ንኹን ዘይተመርዓና ብዘዚገድስ፡ ኵላትና ንዅሉ ኜብደት ክንቅንጥጊን ንዹሆዋ ብዙሕ ኚዚስገልና ኾነገልግሎን ንኜእል ኢና።
1,113

1,114
am_tg
ይህ ደግሞ ጊዜ ዚሚያባክኑ ልማዶቜን ማስወገድና በአምላክ አገልግሎት ዚሚያሳልፉትን ጊዜ ኹፍ ለማድሚግ ዚሚያስቜል ግብ ማውጣት ይጠይቅባ቞ው ይሆናል።
እዚ ኞኣ፡ ግዜ ዜጥፍእ ልማዳት ምንካይን ኣብ ኣገልግሎት ኣምላኜ እነሕልፎ ግዜ ንምውሳኜ ሞቶ ምውጻእን ዚሓትት ኪኞውን ይኜእል እዩ።
1,115

1,116
am_tg
አምላክን እንደምንወደው ማሳዚት ዚምንቜልባ቞ው አንዳንድ መንገዶቜ ዚትኞቹ ናቾው?
ንኣምላኜ ፍቕሪ ኞነርኢ እንኜእለሉ ገለ መገድታት እንታይ እዩ፧
1,117

1,118
am_tg
በአገራቜንም ሆነ በዓለም ዙሪያ ዚሚካሄደውን ዚመንግሥቱን ሥራ ባለን ሀብት መደገፍ እንቜላለን።
ኣብ ኚባቢናን ኣብ መላእ ዓለምን ንዚግበር ዕዮ መንግስቲ ኣምላኜ ብስጋዊ ጥሪትና ኜንድግፍ ንኜእል ኢና።
1,119

1,120
am_tg
በቁሳዊ ሚገድ ያለን ብዙም ይሁን ጥቂት ለይሖዋ ያለንን ፍቅር በዚህ መንገድ መግለጜ እንደምንቜል ዚታወቀ ነው።
እዚ፡ በቲ ዘሎና መጠን ንዹሆዋ ኾም እነፍቅሮ ኞነርእዚሉ እንኜእል ብሉጜ መገዲ እዩ።
1,121

1,122
am_tg
ይሁን እንጂ ይሖዋን እንደምንወደው ማሳዚት ዚምንቜልበት ሌላም መንገድ አለ።
ንዹሆዋ ኾም እነፍቅሮ ኞነርኢ እንኜእለሉ ኻልእ መገድታት እውን ኣሎ።
1,123

1,124
am_tg
ኢዚሱስ ለተኚታዮቹ ስለ ምግብና ልብስ መጹነቃቾውን ትተው መንግሥቱን እንዲያስቀድሙ ማሳሰቢያ እንደሰጣ቞ው አስታውስ።
ነቲ ዚሱስ ንሰዓብቱ፡ ብዛዕባ ምግብን ክዳንን ኚይጭነቑ፣ እኳ ደኣስ፡ ቅድም መንግስቲ ኣምላኜ ብቐጻሊ ኺደልዩ ኾም ዘለዎም ዝሃቩም መዘኻኜሪ እሞ ዘክሮ።
1,125

1,126
am_tg
ኢዚሱስ በሰማይ ዹሚኖሹው አባታቜን ዚሚያስፈልገንን ነገር እንደሚያውቅ ተናግሯል።
ኣቊ ብሓቂ ዜድልዮም ነገር ኹም ዚፈልጥ ገሊጹ እዩ።
1,127

1,128
am_tg
አምላክ በገባልን በዚህ ቃል ላይ ያለን እምነት ለይሖዋ ያለን ፍቅር ምን ያህል ጥልቀት እንዳለው ያሳያልፀ ምክንያቱም ፍቅርና እምነት ዚማይነጣጠሉ ነገሮቜ ና቞ው።
ፍቕርን እምንቶን ኢድ ንኢድ ተተሓሒዘን ዚኞዳ ባህርያት ስለ ዝዀና፡ መጠን እቲ ኣብዚ ተስፋ እዚ ዘሎና እምንቶ ዕምቈት እቲ ንዹሆዋ ዘሎና ፍቕሪ ዜርኢ እዩ።
1,129

1,130
am_tg
ዹማናምነውን ሰው ልንወደው አንቜልም።
ኚመይሲ፡ ንዘይንተኣማመኖ ሰብ ብሓቂ ኞነፍቅሮ ኣይኜእልን ኢና።
1,131
tg_am
ኚመይሲ፡ ንዘይንተኣማመኖ ሰብ ብሓቂ ኞነፍቅሮ ኣይኜእልን ኢና።
ዹማናምነውን ሰው ልንወደው አንቜልም።
1,132
am_tg
ኢዚሱስ ዹአምላክ ቃል ዹሆነው መጜሐፍ ቅዱስ ኹሁሉ ዚተሻለ ዚሕይወት መመሪያ እንደሆነ በእርግጠኝነት ያምን ነበር።
ዚሱስ፡ መጜሓፍ ቅዱስ ቃል ኣምላኜ ምዃኑ ይኣምን ነይሩ እዩ፣ መጜሓፍ ቅዱስ ድማ ንህይወትና ብሉጜ መምርሒ ይህብ እዩ።
1,133

1,134
am_tg
ዚኢዚሱስን ምሳሌ በመኹተል መጜሐፍ ቅዱስን በዹቀኑ ማንበብ፣ ማጥናትና ባወቅነው ነገር ላይ ማሰላሰል ይኖርብናል።
ንሕና እውን ኣብነት ዚሱስ ብምስዓብ፡ ንመጜሓፍ ቅዱስ መዓልቲ መዓልቲ ኞነንብቊን ኚነጜንዖን ብዛዕባ እቲ እተመሃርናዮ ኞነስተንትንን ኣሎና።
1,135

1,136
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስን በጥቅሉ ኚማጥናት በተጚማሪ ጥያቄዎቜ በሚፈጥሩብህ ርዕሰ ጉዳዮቜ ላይ ጥልቅ ምርምር አድርግ።
ኣብ ርእሲ እቲ ሓፈሻዊ መጜናዕቲ መጜሓፍ ቅዱስ፡ ሕቶታት ኪህልወካ ኣብ ዚኜእል ጕዳያት እውን ኣዕሚቝካ ዅዓት።
1,137

1,138
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ ዹምንኖሹው በመጚሚሻዎቹ ቀኖቜ ውስጥ መሆኑን ዚሚያሳዚውን ቅዱስ ጜሑፋዊ ማስሚጃ በዝርዝር በማጥናት ዹዚህ ሥርዓት መደምደሚያ በእርግጥ እንደቀሚበ ያለህን እምነት ማጠናኹር ትቜላለህ።
ንኣብነት፡ ኣብ መወዳእታ እዚ ስርዓት እዚ ንነብር ኹም ዘለና ብዝያዳ ምእንቲ ኜትተኣማመን፡ ኣብ ዳሕሮት መዓልትታት ንነብር ኹም ዘለና ዚሕብር ቅዱስ ጜሑፋዊ መርትዖ ብዝርዝር ኚተጜንዕ ትኜእል ኢኻ።
1,139

1,140
am_tg
ኹዚህ በፊት ፍጻሜያ቞ውን ያገኙ በርካታ ትንቢቶቜን በማጥናት ገና ፍጻሜያ቞ውን ባላገኙ ዚመጜሐፍ ቅዱስ ተስፋዎቜ ላይ ያለህን እምነት አጠናክር።
ኣብ ናይ መጻኢ ተስፋታት መጜሓፍ ቅዱስ ዘሎካ እምንቶ ምእንቲ ኺድልድል፡ ነቲ ድሮ እተፈጞመ ሓያሎ ትንቢታት ክትምርምሮ ትኜእል ኢኻ።
1,141

1,142
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስ ዚሰዎቜን ሕይወት እንደሚለውጥ ዚሚያሳዩ ተሞክሮዎቜን በማንበብ ዹአምላክ ቃል ዚያዘው ምክር ጠቃሚ መሆኑን በተመለኹተ ያለህን እምነት ገንባ።
መጜሓፍ ቅዱስ ኹመይ ገይሩ ህይወት ሰባት ኹም ዜመሓይሜ ዜርኢ ኣብነታት ብምንባብ ኚኣ፡ ግብራዊ ጥቕሚ ኾም ዘለዎ እምንቶ ኞተሕድር ትኜእል ኢኻ።
1,143

1,144
am_tg
በተጚማሪም ይሖዋ በገባልህ ግሩም ተስፋዎቜ ላይ በማሰላሰል ዚኢዚሱስን አርዓያ መኹተል ትቜላለህ።
ንስኻ እውን ብዛዕባ እቲ ዹሆዋ ዘተስፈወና ዜደንቕ ተስፋታት ብምስትንታን፡ ንዚሱስ ክትመስሎ ትኜእል ኢኻ።
1,145

1,146
am_tg
አምላክ ዚሰጣ቞ው እነዚህ ተስፋዎቜ በጥቅሉ ለሰው ልጆቜ ሳይሆን በግለሰብ ደሹጃ ለአንተ እንደተሰጡ አድርገህ አስብ።
እቲ ኣምላኜ ዘተስፈዎ ተስፋታት ንደቂ ሰብ ብሓፈሻ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ንዓኻ ብውልቂ እውን ኹም ዚምልኚተካ ጌርካ ርኣዮ።
1,147

1,148
am_tg
ብዙ ሰዎቜ ለመዝናናት ብለው ዚሚያዩአ቞ው ወይም ዚሚፈጜሟ቞ው ነገሮቜ መጜሐፍ ቅዱስ ዓመፅ፣ ዚፆታ ብልግና፣ መናፍስትነት ወይም ርኩሰት እንደሆኑ ዚሚገልጻ቞ው ድርጊቶቜ ና቞ው።
ብዙሓት ሰባት ንምዝንጋዕ ኢሎም ዚርእይዎ ወይ ዚገብርዎ ነገራት፡ እቲ መጜሓፍ ቅዱስ ኹም ዓመጻ፡ ርኜሰት፡ መናፍስትነት፡ ወይ እኚይ ገይሩ ዚቘጜሮ ተግባራት እዩ።
1,149

1,150
am_tg
ለምሳሌ ኢንተርኔት፣ ዚ቎ሌቪዥን ፕሮግራሞቜ፣ ፊልሞቜ፣ ልብ ወለድ መጻሕፍትና መጜሔቶቜ ዓመፅንና ዚፆታ ብልግናን እንደ መልካም ነገር አድርገው ያቀርባሉ።
ንኣብነት፡ ኣብ ኢንተርነትን መደባት ተለቪዥንን ፊልምታትን መጻሕፍትን መጜሔታትን፡ ንዓመጻን ንርኜሰትን ዚንእድ ነገራት እዩ ዚቐርብ።
1,151

1,152
am_tg
በአንድ ወቅት ተቀባይነት እንደሌላ቞ው ዚሚታዩ ድርጊቶቜ በአሁኑ ጊዜ ተቀባይነት ኚማግኘትም አልፈው በአንዳንድ አገሮቜ ሕጋዊ ሆነዋል።
ቅድሚ ሕጂ ተቐባልነት ኹም ዘይብሉ ጌርካ ዚርአ ዝነበሹ ነገራት፡ ሎሚ ኣብ ገሊኡ ቊታታት ሕጋዊ ይኾውን ኣሎ።
1,153

1,154
am_tg
ይህ መሆኑ ግን እነዚህ ድርጊቶቜ በአምላክ ዘንድ ተቀባይነት እንዲያገኙ አያደርግም።
ኰይኑ ግና፡ እቲ ተግባራት ሕጋዊ ምዃኑ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኜ ተቐባልነት ኣለዎ ማለት ኣይኰነን።
1,155

1,156
am_tg
በመጀመሪያው መቶ ዘመን ዚኖሩ ዚኢዚሱስ ተኚታዮቜ ርኩስ ኹሆነ መዝናኛ ይርቁ ነበር።
ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ሰዓብቲ ዚሱስ፡ ካብ ርኹስ መዘናግዒ ይርሕቁ ነበሩ።
1,157

1,158
am_tg
እንዲህ በማድሚጋ቞ውና አምላካዊ ባሕርያትን በማንጞባሚቃ቞ው መጥፎ ስም ይሰጣ቞ው እንዲሁም ስደት ይደርስባ቞ው ነበር።
በዚ ምኜንያት እዝን ብምኜንያት እቲ ንኣምላኜ ዜኜብር ጠባዮምን፡ ካልኊት ሰባት ዚካፍእዎምን መስጐጕቲ ዚውርዱሎምን ነበሩ።
1,159

1,160
am_tg
ሐዋርያው ጎጥሮስ ለክርስቲያኖቜ ሲጜፍ እንዲህ ብሏልፊ ይህን በመሰለው ያዘቀጠ ወራዳ ሕይወት ኚእነሱ ጋር መሮጣቜሁን ስለማትቀጥሉ ግራ ይጋባሉፀ በመሆኑም ይሰድቧቜኋል።
ሃዋርያ ጎጥሮስ፡ ናብቲ ዕያግ ዝርጋን ምሳታቶም ስለ ዘይጐዚኹም ይግሚሙ፡ ንዓኻትኩም ንክርስትያናት ኚኣ ይጞርፉኹም ኣለዉ ኢሉ ጞሓፈ።
1,161

1,162
am_tg
አንዳንዶቜ፣ ዹፈለግነውን ውሳኔ ብናደርግ ምንም ለውጥ አያመጣም ዹሚል አመለካኚት አላ቞ው።
ገሊኩም ሰባት እንገብሮ ምርጫታት ዘዚገድስ ኰይኑ ይስምዖም እዩ።
1,163

1,164
am_tg
ይሁንና ይሖዋን ዚሚያስደስትና ጥበብ ዚተንጞባሚቀበት ውሳኔ ለማድሚግ ይሖዋ ባስጻፈው በቃሉ ውስጥ ዚሚገኙትን ሕጎቜና መሠሚታዊ ሥርዓቶቜ መመርመር ብሎም ተግባራዊ ማድሚግ ይኖርብናል።
ንዹሆዋ ባህ ዜብሎ ጥበባዊ ውሳነታት ንምግባር ግና፡ ነቲ ኣብ ጜሑፍ ኣብ ዝሰፈሹ ቓል ዹሆዋ ዚርኚብ ሕግታትን ስርዓታትን ኣብ ግምት ኣእቲና ምስኡ ተሰማሚዕና ኜንመላለስ ኣሎና።
1,165

1,166
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ ዹአምላክን ሞገስ ለማግኘት ደምን አስመልክቶ ዹሰጠውን ሕግ ተግባራዊ ማድሚግ አለብን።
ንኣብነት፡ ስምሚት ኣምላኜ ንምርካብ፡ ምስቲ ብዛዕባ ደም ዚምልኚት ሕጉ ተሰማሚዕና ኜንመላለስ ኣሎና።
1,167

1,168
am_tg
ጞሎት፣ በቅዱሳን መጻሕፍት ውስጥ ኹሚገኙ መሠሚታዊ ሥርዓቶቜና ሕጎቜ ጋር ዚሚስማማ ውሳኔ እንድናደርግ ይሚዳናል።
ጞሎት ኚኣ ምስ ቅዱስ ጜሑፋዊ ስርዓታትን ሕግታትን ዚሳነ ውሳነታት ክንገብር ይሕግዘና እዩ።
1,169

1,170
am_tg
በሕይወታቜን ውስጥ ዹምናደርጋቾው ኚበድ ያሉ ውሳኔዎቜ በመንፈሳዊ ጀንነታቜን ላይ ኹፍተኛ ተጜዕኖ ሊያሳድሩ ይቜላሉ።
ኚቢድ ብሕታዊ ውሳነታት ኣብ መንፈሳዊ ጥዕናናን ድሕንነትናን ሓያል ጜልዋ ኺህልዎ ይኜእል እዩ።
1,171

1,172
am_tg
ዹምናደርገው እያንዳንዱ ውሳኔ ኹይሖዋ ጋር ባለን ግንኙነት ላይ ጥሩ ወይም መጥፎ ተጜዕኖ ማሳደሩ አይቀርም።
ኵሉ እቲ እንገብሮ ምርጫ፡ ነቲ ምስ ዹሆዋ ዘሎና ርክብ እንተ ንጜቡቕ እንተ ንሕማቕ ይጾልዎ እዩ።
1,173

1,174
am_tg
ጥሩ ውሳኔ ማድሚግ ኹአምላክ ጋር ያለንን ዝምድና እንደሚያጠናክሚው ሁሉ መጥፎ ውሳኔ ማድሚግም ኹይሖዋ ጋር ያለንን ዝምድና ያበላሞዋል።
ጜቡቕ ውሳነ ነቲ ምስ ኣምላኜ ዘሎና ርክብ ዚድልድሎ፡ ሕማቕ ውሳነ ግና ዚበላሜዎ እዩ።
1,175

1,176
am_tg
በተጚማሪም መጥፎ ውሳኔ ማድሚጋቜን ሌሎቜ እንዲሚበሹ አልፎ ተርፎም እንዲሰናኚሉ በማድሚግ እምነታ቞ውን ሊያናጋው ይቜላልፀ አሊያም ደግሞ ዚጉባኀውን ሰላም ያደፈርሰዋል።
ብዘይካዚ፡ ሕማቕ ውሳነ ንኻልኊት ብምርባሜ ወይ ብምዕንቃፍ፡ ወይ ኚኣ ንሓድነት እታ ጉባኀ ብምዝራግ፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ኬቝስል ይኜእል እዩ።
1,177

1,178
am_tg
በእርግጥም ዹምናደርጋቾው ውሳኔዎቜ ለውጥ ያመጣሉ።
እምበኣር፡ ብሕታዊ ውሳነታትና ኣገዳስነት ኣለዎ።
1,179
tg_am
እምበኣር፡ ብሕታዊ ውሳነታትና ኣገዳስነት ኣለዎ።
በእርግጥም ዹምናደርጋቾው ውሳኔዎቜ ለውጥ ያመጣሉ።
1,180
am_tg
ዚስብኚቱን ሥራ ስናኚናውን ሰዎቜ ዚተለያዚ ምላሜ ይሰጡናልፀ አንዳንዶቜ ይቀበሉናልፀ ሌሎቜ ደግሞ ይቃወሙናል።
ኣብ ኣገልግሎትና፡ ገሊኩም ብጜቡቕ ይቕበሉና፡ ገሊኩም ኚኣ ይጻሚሩና እዮም።
1,181

1,182
am_tg
ሰዎቜ ዚሚሰጡት ምላሜ ምንም ይሁን ምን ዹይሖዋ አገልጋዮቜ ምንጊዜም ሊኖራ቞ው ዚሚገባውን አቋም ዹአምላክ ቃል ይገልጻል።
ይኹን እምበር፡ ሰባት ዚህብዎ ምላሜ ብዘዚገድስ፡ ቃል ኣምላኜ ብዛዕባ እቲ ህዝቢ ኣምላኜ ኪህልዎም ዘለዎ ስርዓት ይገልጜ እዩ።
1,183

1,184
am_tg
ስለ ተስፋቜን፣ ምክንያት እንድናቀርብ ለሚጠይቀን ሰው መልስ ዹምንሰጠው በገርነት መንፈስና በጥልቅ አክብሮት ሊሆን ይገባልፀ ምክንያቱም ባልንጀራቜንን እንወዳለን።
ብዛዕባ ተስፋና ኜንሕተት ኚለና፡ በታ ንብጻይና ዘላትና ፍቕሪ ተደሪኜና፡ ብልእመትን ብብዙሕ ኣኜብሮትን ኢና ምላሜ እንህብ።
1,185

1,186
am_tg
ዚምናነጋግራ቞ው ሰዎቜ መልእክቱን ለመቀበል ፈቃደኛ ባለመሆና቞ው ተቆጥተው ቢጮኹብንም እንኳ ለባልንጀራቜን ፍቅር እንዳለን እናሳያለን።
ሓደ ቝጡዕ ብዓል ቀት ዜዋርደናን ንመልእኜትና ዚነጜጎን እንተ ዀነ እውን፡ ንብጻይና ፍቕሪ ነርኢ ኢና።
1,187

1,188
am_tg
ኢዚሱስ ሲሰድቡት መልሶ አልተሳደበም።
ንዚሱስ ድማ ንመስሎ ኢና፣ ንሱ፡ ምስ ተጞርፈ፡ መሊሱ ኣይጞሚፈን።
1,189

1,190
am_tg
መኚራ ሲደርስበት አልዛተምፀ ኹዚህ ይልቅ በጜድቅ ለሚፈርደው ለይሖዋ ራሱን በአደራ ሰጥቷልፀ እኛም ዚኢዚሱስን ምሳሌ እንኚተላለን።
መኚራ ኺጞግብ ኹሎ ድማ፡ ነቲ ብጜድቂ ዚፈርድ ደኣ ነገሩ ኣሕሊፉ ሃበ እምበር፡ ኣዚፈራርሀን።
1,191

1,192
am_tg
ኚእምነት ባልንጀሮቻቜንም ሆነ ኚሌሎቜ ሰዎቜ ጋር ባለን ግንኙነት ትሕትና በማሳዚት ዹሚኹተለውን ምክር ተግባራዊ እናደርጋለንፊ ክፉን በክፉ ወይም ስድብን በስድብ አትመልሱ።
ምስ ኣመንቲ ዝዀኑ ብጟትና ይኹን ምስ ካልኊት ኣብ ዘሎና ርክብ፡ ትሕትና ነርኢ፡ ነቲ፡ ክፉእ ኣብ ክንዲ ኜፉእ፡ ወይስ ጾርፊ ኣብ ክንዲ ጾርፊ ኣይትምለሱ።
1,193

1,194
am_tg
ኹዚህ ይልቅ ባርኩ።
ኣብ ክንዳኡስ፡ ባርኹ ዚብል ምኜሪ ድማ ኣብ ግብሪ ነውዕሎ ኢና።
1,195

1,196
am_tg
አንዳንዶቜ ለማንበብ፣ ለማሰላሰልና ለመጾለይ በማለዳ ይነሳሉ።
ገሊኩም ንግሆ ተንሲኊም ዚንብቡን ዚስተንትኑን ይጜልዩን እዮም።
1,197
tg_am
ገሊኩም ንግሆ ተንሲኊም ዚንብቡን ዚስተንትኑን ይጜልዩን እዮም።
አንዳንዶቜ ለማንበብ፣ ለማሰላሰልና ለመጾለይ በማለዳ ይነሳሉ።
1,198
am_tg
ሌሎቜ በምሳ እሚፍታ቞ው ወቅት እንዲህ ያደርጋሉ።
ገሊኩም ኚኣ፡ ኣብ ናይ ምሳሕ ዕሚፍቶም ኚምኡ ይገብሩ እዮም።
1,199
tg_am
ገሊኩም ኚኣ፡ ኣብ ናይ ምሳሕ ዕሚፍቶም ኚምኡ ይገብሩ እዮም።
ሌሎቜ በምሳ እሚፍታ቞ው ወቅት እንዲህ ያደርጋሉ።