Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
1,000
am_tg
ኚርኅራኄ ዹመነጹ ምሕሚት አባትና ዚመጜናናት ሁሉ አምላክ ዚሚያስፈልገንን ስሜታዊና መንፈሳዊ ድጋፍ አትሚፍርፎ ይሰጠናልፀ ይህን ዚሚያደርገውም በእምነት ባልንጀሮቻቜን አማካኝነት ሊሆን ይቜላል።
እቲ ኣቊ ርሕራሐን ኣምላኜ ኵሉ ምጜንናዕን ብስምዒታውን ብመንፈሳውን መዳይ ዜድልዚና ደገፍ ኹም ዚገብሚልና፡ ኣመንቲ ብዝዀኑ ብጟትና ኣቢሉ እውን ኪሕግዘና ኾም ዚኜእል ክንተኣማመን ንኜእል ኢና።
1,001
tg_am

1,002
am_tg
ግርጌ ለሌሎቜ ርኅራኄ ስናሳይ ዹይሖዋን ልብ እናስደስታለን።
ንኻልኊት ምስ እንርሕርሓሎም፡ ልቢ ዹሆዋ ባህ ይብሎ እዩ።
1,003
tg_am
ንኻልኊት ምስ እንርሕርሓሎም፡ ልቢ ዹሆዋ ባህ ይብሎ እዩ።
ግርጌ ለሌሎቜ ርኅራኄ ስናሳይ ዹይሖዋን ልብ እናስደስታለን።
1,004
am_tg
በተጚማሪም ይሖዋ ለደግነታቜን ወሮታውን እንደሚኚፍለን ቃል ገብቷል።
ስለቲ ዘርኣናዮ ለውሃት ዓስብና ኾም ዚህበና ድማ ቃል ኣትዩ ኣሎ።
1,005

1,006
am_tg
ኢዚሱስ ወደ ምድር ኚመጣ በኋላም ዚመምሚጥ ነፃነቱን በሚገባ ተጠቅሞበታልፀ ዹአምላክ ቀንደኛ ጠላት እሱን ለመፈተን ሲል ያቀሚበለትን ግብዣ አልተቀበለም።
ዚሱስ ኣብ ምድሪ ኣብ ዝነበሹሉ እዋን፡ በቲ ናይ ምምራጜ ናጜነቱ ተጠቒሙ ኻብቲ ቐንዲ ተጻራሪ ንዝቐሹበሉ ፈተናታት ነጺግዎ እዩ።
1,007

1,008
am_tg
ኢዚሱስ፣ ኚመሞቱ በፊት ባለው ምሜት ላይ ያቀሚበው ኚልብ ዹመነጹ ጞሎት ዹአምላክን ፈቃድ ለማድሚግ ያለው ቁርጠኝነት እንዳልተቀዚሚ ዚሚያሚጋግጥ ነበር።
ዚሱስ ኣብታ ድሮ ሞቱ ኣብ ዝነበሚት ለይቲ ኺጜሊ ኞሎ፡ ፍቓድ ኣምላኜ ኪገብር ኹም ዝቘሹጾ ዳግም ኣሚጋጊጹ እዩ።
1,009

1,010
am_tg
እንዲህ ብሏልፊ አባት ሆይ፣ ፈቃድህ ኹሆነ ይህን ጜዋ ኚእኔ አርቅ።
ሜዑ፡ ኣቊ፡ እንተ ፈቲኻስ፡ ነዛ ጜዋእ እዚኣ ኻባይ ኣልግሳ።
1,011

1,012
am_tg
ይሁንና ዚእኔ ሳይሆን ዹአንተ ፈቃድ ይፈጞም።
ግናኞ፡ ኹም ፍቓድካ እምበር፡ ኹም ፍቓደይ ኣይኹን በለ።
1,013
tg_am
ግናኞ፡ ኹም ፍቓድካ እምበር፡ ኹም ፍቓደይ ኣይኹን በለ።
ይሁንና ዚእኔ ሳይሆን ዹአንተ ፈቃድ ይፈጞም።
1,014
am_tg
እኛም ዚኢዚሱስን ምሳሌ በመኚተል፣ ዚመምሚጥ ነፃነታቜንን ለይሖዋ ክብር ለማምጣትና ዚእሱን ፈቃድ ለመፈጾም እንጠቀምበት።
ንሕና እምበኣር ንዚሱስ ንምሰሎ፡ ናይ ምምራጜ ናጜነትና እውን ንዹሆዋ ንምኜባርን ፍቓዱ ንምግባርን ነውዕሎ! እዚ ግና ብሓቂ ዚኚኣል ድዩ፧
1,015

1,016
am_tg
ይሁንና እንዲህ ማድሚግ ይቻላል?
እወ፡ ንሕና እውን ብመልክዕን ብምስልን ኣምላኜ ስለ እተገበርና፡ ንዚሱስ ክንመስሎ ንኜእል ኢና።
1,017

1,018
am_tg
አዎ፣ ዚክርስቶስን ምሳሌ መኹተል እንቜላለንፀ ምክንያቱም ልክ እንደ ኢዚሱስ ሁሉ እኛም ዚተሠራነው በአምላክ መልክና አምሳል ነው።
ኰይኑ ግና፡ ናጜነትና ደሚት ኣለዎ።
1,019

1,020
am_tg
ይህ ሲባል ግን እንደ ይሖዋ ገደብ ዚለሜ ነፃነት አለን ማለት አይደለም።
ኚምቲ ንዹሆዋ ዘለዎ ዓይነት ምሉእ ናጜነት ዚብልናን።
1,021

1,022
am_tg
ዹአምላክ ቃል፣ ነፃነታቜን ገደብ እንዳለው እንዲሁም ይሖዋ ይህን ምክንያታዊ ገደብ አክብሚን እንድንኖር እንደሚጠብቅብን ይናገራል።
ናጜነትና ደሚት ኹም ዘለዎን ነቲ ዹሆዋ ዝገበሹልና ደሚት ክንሕልዎ ኾም ዚግብኣናን ቃል ኣምላኜ ይገልጾልና እዩ።
1,023

1,024
am_tg
ኹዚህም በተጚማሪ ሚስቶቜ ለባሎቻ቞ው፣ ልጆቜ ደግሞ ለወላጆቻ቞ው መገዛት አለባ቞ው።
ኣብ ርእሲ እዚ፡ ኣንስቲ ንሰብኡተን ኪግዝኣኊም ኣለወን፣ ውሉዳት ድማ ንወለዶም ኪእዘዝዎም ኣለዎም።
1,025

1,026
am_tg
በቀዛው በማመን ራሳቜንን ለይሖዋ ወስነን ስንጠመቅ ለቀዛው አድናቆት እንዳለን እናሳያለን።
ሓደ ኻብቲ ነቲ በጃ ዘሎና ሞሳ እነርእዚሉ ኣገዳሲ መገዲ፡ በቲ በጃ ኣሚንና ርእስና ንዹሆዋ ብምውፋይን ብምጥማቕን እዩ።
1,027

1,028
am_tg
መጠመቃቜን ዹይሖዋ እንደሆንን ያሳያል።
ጥምቀትና ድማ፡ ናይ ዹሆዋ ኾም ዝዀንና እዩ ዜርኢ።
1,029
tg_am
ጥምቀትና ድማ፡ ናይ ዹሆዋ ኾም ዝዀንና እዩ ዜርኢ።
መጠመቃቜን ዹይሖዋ እንደሆንን ያሳያል።
1,030
am_tg
ይሖዋ ማንኛውንም ነገር ዚሚያደርገው በፍቅር ተነሳስቶ ስለሆነ አገልጋዮቹ በሙሉ ዚእሱ ዓይነት ፍቅር እንዲያሳዩ ይፈልጋል።
ኣምላኜ ንዅሉ ነገራት ብፍቕሪ ተደሪኹ ስለ ዚገብሮ፡ ፍቕሪ ዓብላሊት ባህርይ ኣምለኜቱ ኜትኚውን እዩ ዚደሊ።
1,031

1,032
am_tg
ባልንጀራቜንን ዚምንወድ ኹሆነ በሰማያት ላለው አባታቜን ልጆቜ መሆን እንደምንፈልግ እናሳያለን።
ንብጟትና ብምፍቃር፡ ውሉዳት እቲ ኣብ ሰማያት ዘሎ ኣቊና ኜንኚውን ኹም እንደሊ ነርኢ ኢና።
1,033

1,034
am_tg
ኹሁሉ ኚሚበልጡት ሁለት ትእዛዛት ዚመጀመሪያው ይሖዋን እንድንወድ ዚሚያዘው ሲሆን ሁለተኛው ደግሞ ባልንጀራቜንን መውደድ እንዳለብን ይገልጻል።
እቲ ንብጟትና ኾነፍቅር እተዋህበና ትእዛዝ፡ ደድሕሪ እቲ ንዹሆዋ ኾነፍቅር እተዋህበና ትእዛዝ እዩ ተጠቒሱ ዘሎ።
1,035

1,036
am_tg
ዹአምላክን መንግሥት ምሥራቜ እንድንሰብክ ዹተሰጠንን ትእዛዝ በመፈጾም ለባልንጀራቜን እንዲህ ዓይነት ፍቅር እንዳለን እናሳያለን።
ንብጟትና ኾም እነፍቅር ኚነርእዚሉ እንኜእል መገዲ ድማ፡ ነቲ ብስራት መንግስቲ ኣምላኜ ክንሰብኜ እተዋህበና መዝነት ብምፍጻም እዩ።
1,037

1,038
am_tg
ለሰዎቜ ፍቅር ስናሳይ ዹአምላክን ክብር እናንጞባርቃለን።
ንኻልኊት ሰባት ምስ እነፍቅሮም፡ ክብሪ ኣምላኜ ኢና እነንጞባርቕ።
1,039

1,040
am_tg
እንዲያውም ሌሎቜን በተለይ ደግሞ ወንድሞቻቜንን እንድንወድ ዹተሰጠንን መመሪያ ስንታዘዝ ለአምላክ ያለን ፍቅር ፍጹም ይሆናል።
ነቲ ንኻልኊት፡ ብፍላይ ኚኣ ንኣሕዋትና ኾነፍቅር እተዋህበና ትእዛዝ ምስ እንስዕብ ድማ፡ ፍቕሪ ኣምላኜ ኣባና ፍጜምቲ ትኞውን።
1,041

1,042
am_tg
ዚተቀቡ ክርስቲያኖቜ ዹአምላክ መንፈስ በግለሰብ ደሹጃ ሳይመሠክርላ቞ው በፊት፣ በምድር ላይ ዹመኖር ተስፋን ኹፍ አድርገው ይመለኚቱት ነበር።
ቅቡኣት ክርስትያናት ነቲ መንፈስ ኣምላኜ ብብሕቲ ዚምስክሚሎም ምስክርነት ቅድሚ ምቕባሎም፡ ምድራዊ ተስፋ ነይርዎም እዩ።
1,043

1,044
am_tg
ይሖዋ ይህቜን ምድር ዚሚያጞዳበትን ጊዜ ለማዚት ይጓጉ እንዲሁም በዚያ ኹሚገኘው በሚኚት መካፈል ይፈልጉ ነበር።
ዹሆዋ ነዛ ምድሪ እዚኣ ኌጜርያ ሃሚር ይብሉ፡ ክፍሊ እቲ ብሩኜ መጻኢ ኪዀኑ እውን ይደልዩ ነይሮም እዮም።
1,045

1,046
am_tg
ምናልባትም በሞት ዚተለዩአ቞ው ዚሚወዷ቞ው ሰዎቜ ትንሣኀ ሲያገኙና እነሱን ሲቀበሉ በዓይነ ሕሊናቾው ያዩ ነበር።
ምናልባት ብሞት ንእተፈልዮም ሰቩም ካብ መቓብር ኪቕበሉ ብኣእምሮኊም ይስእልዎ ነይሮም ይዀኑ።
1,047

1,048
am_tg
ራሳ቞ው በሠሩት ቀት ውስጥ ለመኖርና ዹተኹሏቾውን ዛፎቜ ፍሬ ለመብላት ይጓጉ ነበር።
ባዕላቶም ኣብ ዝሃነጜዎ ኣባይቲ ኺነብሩን ፍሹ ዝተኾልዎ ኣእዋም ኪበልዑን ኚኣ ይህንጠዩ ነይሮም እዮም።
1,049

1,050
am_tg
ታዲያ አመለካኚታ቞ው ዹተለወጠው ለምንድን ነው?
ኣተሓሳስባኊም እተለወጠ ደኣ ስለምንታይ እዩ፧
1,051
tg_am
ኣተሓሳስባኊም እተለወጠ ደኣ ስለምንታይ እዩ፧
ታዲያ አመለካኚታ቞ው ዹተለወጠው ለምንድን ነው?
1,052
am_tg
በዚህ ተስፋ ስላልሚኩ አይደለም።
በቲ ተስፋኊም ዘይዓገቡ ብምዃኖም ኣይኰነን።
1,053
tg_am
በቲ ተስፋኊም ዘይዓገቡ ብምዃኖም ኣይኰነን።
በዚህ ተስፋ ስላልሚኩ አይደለም።
1,054
am_tg
አስተሳሰባ቞ው ዹተለወጠው ጭንቀት ወይም መኚራ ስለበዛባ቞ው አይደለም።
ብሰንኪ ስምዒታዊ ውጥሚት ወይ ነውጺ እውን ኣይኰነን ኣተሓሳስባኊም ለዊጊም።
1,055

1,056
am_tg
በምድር ላይ ለዘላለም መኖር አሰልቺ እንደሆነና ደስታ እንደማያስገኝ ተሰምቷ቞ው በድንገት ሐሳባ቞ውን ስለቀዚሩም አይደለምፀ አሊያም በሰማይ መኖር ምን ሊመስል እንደሚቜል ለማወቅ ስለፈለጉ አይደለም።
ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምንባር ዜድክም ወይ ዜሰልኪ ኾም ዝዀነ ገይሮም ብምርኣይ፡ በዛ ምድሪ እዚኣ ተስፋ ዝቘሚጹ ኣይኰኑን፣ ኣብ ሰማይ ሓድሜ ነገር ኪርእዩ ስለ ዝደለዩ እውን ኣይኰኑን።
1,057

1,058
am_tg
ኹዚህ ይልቅ አመለካኚታ቞ው ዹተቀዹሹው ዹአምላክ መንፈስ ስለጠራ቞ው አልፎ ተርፎም አስተሳሰባ቞ውንና ተስፋ቞ውን ስለለወጠው ነው።
ኣብ ክንዳኡስ፡ እቲ ዝጾውዖም ወይ ዝዓደሞም መንፈስ ኣምላኜ፡ ንኣተሓሳስባኊምን ንተስፋኊምን ስለ ዝለወጩ እዩ።
1,059

1,060
am_tg
ይሖዋ ኹሁሉ ዹላቀ ነውፀ ዹሁሉም ነገር ፈጣሪ እንዲሁም ተወዳዳሪ ዹሌለው ጥበብና ኃይል ያለው አምላክ ነው።
ዹሆዋ ልዑልን ፈጣሪ ዅሉን ደሚት ዘይብሉ ጥበብን ሓይልን ዘለዎ እዩ።
1,061

1,062
am_tg
ኢዮብ ይህን እውነታ ተገንዝቧል።
እዮብ ነዚ ተሚዲእዎ እዩ።
1,063
tg_am
እዮብ ነዚ ተሚዲእዎ እዩ።
ኢዮብ ይህን እውነታ ተገንዝቧል።
1,064
am_tg
ይሖዋ ዚፍጥሚት ሥራዎቹን በተመለኹተ ለኢዮብ ጥያቄ ካቀሚበለት በኋላ ኢዮብ አንተ ሁሉን ነገር ማድሚግ እንደምትቜል፣ ደግሞም ያሰብኚውን ነገር ሁሉ ማድሚግ እንደማይሳንህ አሁን አወቅኩ በማለት መልሷል።
ዹሆዋ ንእዮብ ብዛዕባ ግብርታት ፍጥሚቱ ምስ ሓተቶ፡ እዮብ፡ ኵሉ ኾም እትኜእል፡ ካብቲ ኜትገብሮ ዝሓሰብካዮ ድማ ዘይኚኣለካ ኾም ዘዹልቩ ፈሊጠ ኢሉ መሊሱሉ እዩ።
1,065

1,066
am_tg
ይሖዋ፣ ያሰበውን ለማኹናወን ዹማንም እገዛ ዚማያስፈልገው ቢሆንም ዓላማውን ዳር በማድሚስ ሚገድ ሌሎቜም አብሚውት እንዲሠሩ ገና ኚጅምሩ በመጋበዝ ፍቅሩን አሳይቷል።
ዹሆዋ ዝደለዮ ዘበለ ብዘይ ሓገዝ ኪገብር ዚኜእል እኳ እንተ ዀነ፡ ካብ መጀመርታ ኣትሒዙ ንኻልኊት ኣብ ዕላማኡ ምስኡ ኺዓይዩ ዓዲምዎም እዩ።
1,067

1,068
am_tg
ዹአምላክ ዚመጀመሪያ ፍጥሚት፣ መንፈሳዊ አካል ዹሆነው አንድያ ልጁ ነው።
እቲ ኣምላኜ ዝፈጠሮ መጀመርታ ፍጥሚቱ፡ መንፈሳዊ ውሉዱ እዩ።
1,069

1,070
am_tg
ይሖዋ ኚዚያ በኋላ ሕይወት ያላ቞ውንና ዹሌላቾውን ነገሮቜ በሙሉ ሲፈጥር ልጁ አብሮት እንዲሠራ አድርጓል።
ዹሆዋ ንወዱ፡ ኣብ ኵሉ ኻልእ ዕዮታት ፍጥሚት ምስኡ ኺሳተፍ ፈቒዱሉ እዩ።
1,071

1,072
am_tg
በመሆኑም ይሖዋ አንድያ ልጁ በፍጥሚት ሥራው እንዲካፈል በማድሚግ እንዲሁም ኢዚሱስ ዚተጫወተውን ቁልፍ ሚና ለሌሎቜ በመግለጜ ልጁን አክብሮታል።
በዚ ኞምዚ፡ ዹሆዋ ንወዱ ኣብ ዕዮ ፍጥሚት ኹም ዚሳተፍ ብምግባርን ብዛዕባ እቲ ወዱ ዝነበሮ ኣገዳሲ ግደ ንኻልኊት ብምንጋርን ኣኜቢርዎ እዩ።
1,073

1,074
am_tg
ኢዚሱስ ስለ አምላክ መንግሥት መናገር ያስደስተው ነበር።
ዚሱስ ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኜ ምዝራብ ባህ ይብሎ ነይሩ እዩ።
1,075
tg_am
ዚሱስ ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኜ ምዝራብ ባህ ይብሎ ነይሩ እዩ።
ኢዚሱስ ስለ አምላክ መንግሥት መናገር ያስደስተው ነበር።
1,076
am_tg
ዚመጜሐፍ ቅዱስ ዘገባ እንደሚያሳዚው ኹማንኛውም ርዕሰ ጉዳይ ይበልጥ ስለ አምላክ መንግሥት ብዙ ጊዜ ተናግሯልፀ አገልግሎቱን ሲያኚናውን ስለዚህ መንግሥት ኹ100 ጊዜ በላይ ጠቅሷል።
ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኜ ካብ ካልእ ጕዳይ ንላዕሊ ብዙሕ ኹም እተዛሚበ፡ ኣብ ኣገልግሎቱ ኞኣ ልዕሊ 100 ግዜ ኾም ዝጠቐሳ መጜሓፍ ቅዱስ ይገልጜ እዩ።
1,077

1,078
am_tg
በእርግጥም ለመንግሥቱ ኹፍተኛ ትኩሚት ሰጥቷል።
እወ፡ ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኜ ብዙሕ ይግደስ ነይሩ እዩ።
1,079
tg_am
እወ፡ ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኜ ብዙሕ ይግደስ ነይሩ እዩ።
በእርግጥም ለመንግሥቱ ኹፍተኛ ትኩሚት ሰጥቷል።
1,080
am_tg
ኢዚሱስ ኚሞት ኚተነሳ ብዙም ሳይቆይ ዚመንግሥቱ አዋጅ ነጋሪዎቜ ለሚሆኑ ኹ500 ዚሚበልጡ ደቀ መዛሙርት ታይቶ ነበር።
ድሕሪ ምትንሳኡ፡ ምስቶም ኣወጅቲ መንግስቲ ኣምላኜ ኪዀኑ ተስፋ ዝገበሹሎም 500 ሰባት ተራኞበ።
1,081

1,082
am_tg
ዚመንግሥቱን መልእክት ኹሁሉም ብሔራት ለተውጣጡ ሰዎቜ እንዲያደርሱ ያዘዛ቞ው በዚያ ወቅት ሳይሆን አይቀርምፀ በወቅቱ ይህን ሥራ ማኹናወን ተፈታታኝ ነበር! ኢዚሱስ ይህ ታላቅ ሥራ እስኚ ሥርዓቱ መደምደሚያ ድሚስ እንደሚኚናወን ዹተነበዹ ሲሆን ይህም እዚተፈጞመ ነው።
መልእኜቲ መንግስቲ ኣምላኜ ንዅሎም ኣህዛብ ኪሰብኩ ዝኣዘዞም ኣብቲ ግዜ እቲ ኪኞውን ይኜእል እዩ፣ እዚ ኞኣ፡ ኣብቲ እዋን እቲ ኞቢድ ዕዮ እዩ ነይሩ! እዚ ዕዮ እዚ፡ ክሳዕ መደምደምታ እቲ ስርዓት ኹም ዚዕዹ ዚሱስ ተነብዩ ነይሩ እዩ፣ እዚ ድማ ይፍጾም እዩ ዘሎ።
1,083

1,084
am_tg
አንተም ይህ ተልእኮና ትንቢት ፍጻሜውን እንዲያገኝ ዚበኩልህን አስተዋጜኊ እያደሚግክ ሊሆን ይቜላል።
ንስኻ እውን ኣብ ምፍጻም እዚ ትእዛዝን ትንቢትን እዚ እጃምካ ተበርክት ትህሉ ትኞውን።
1,085

1,086
am_tg
አምላካቜንም ይህን ተልእኮ ለመወጣት በሚሚዳን መልካም ነገር ሁሉ አስታጥቆናል።
ኣምላኜና ድማ፡ ነዚ ዕዮ እዚ ምእንቲ ኜንፍጜሞ፡ ብሰናይ ዘበለ ኣዕጢቑና እዩ።
1,087

1,088
am_tg
ይሖዋ ሆይ፣ ዹሰው መንገድ በራሱ እጅ እንዳልሆነ በሚገባ አውቃለሁ።
ኩ ዚሆዋ፡ መገዲ ሰብ ናቱ ኾም ዘይኰነት ኣጞቢቐ እፈልጥ እዚ።
1,089

1,090
am_tg
አካሄዱን እንኳ በራሱ አቃንቶ መምራት አይቜልም ዹሚለው ዚመጜሐፍ ቅዱስ ሐሳብ ትክክል መሆኑን ታሪክ በበቂ ሁኔታ አሚጋግጧል።
ዚመላለስ ሰብ እውን ስጕምቱ ኬቕንዕ ናቱ ኣይኰነን ዚብል ቃላት መጜሓፍ ቅዱስ ክሳዕ ክንደይ ሓቂ ምዃኑ ታሪኜ ኣሚጋጊጹ እዩ።
1,091

1,092
am_tg
በእርግጥም ይሖዋ ዹሰው ልጆቜን ሲፈጥር ኚእሱ አገዛዝ ርቀው ራሳ቞ውን ለመምራት ዚሚያበቃ ቜሎታም ሆነ መብት አልሰጣ቞ውም።
እወ፡ ዹሆዋ ንደቂ ሰብ ካብኡ ተፈልዮም ንርእሶም ኬመሓድሩ ዚኜእሉሉ ኜእለት ወይ መሰል ሂቡ ኣይኰነን ፈጢርዎም።
1,093

1,094
am_tg
አምላክ ክፋት ለተወሰነ ጊዜ እንዲቀጥል መፍቀዱ ዚሰዎቜ አገዛዝ ኚንቱ እንደሆነ ኚማሳዚቱም ባሻገር ዘላቂ ጥቅም አለው።
ኣምላኜ ንግዜኡ እኚይ ኪህሉ ምፍቃዱ፡ ኣገዛዝኣ ደቂ ሰብ ኚንቱ ኾም ዝዀነ ንምርኣይ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ካልእ ሰፊሕ ዕላማ እውን ኣለዎ።
1,095

1,096
am_tg
ውጀታማ ዹሚሆነው ዹአምላክ አገዛዝ ብቻ እንደሆነ በማያዳግም ሁኔታ ያሚጋግጣል።
ኚምኡ ምግባሩ፡ ኣገዛዝኣ ኣምላኜ ጥራይ ኪዕወት ኹም ዚኜእል ዜሚጋግጜ ነባሪ ምስክር ኣቕሪቡ እዩ።
1,097

1,098
am_tg
ይሖዋ ክፋትንና ክፉ አድራጊዎቜን ካጠፋ በኋላ፣ ዚእሱ አገዛዝ በፍቅር ላይ ዹተመሠሹተ ስለመሆኑ ጥያቄ ዚሚያነሳ አካል ቢኖር አምላክ ይህ ጥያቄ መልስ እንዲያገኝ ጊዜ መስጠት አያስፈልገውም።
ዹሆዋ ንእኚይን ንገበርቲ እኚይን ምስ ኣጥፍአ፡ ነቲ ፍቕራዊ ኣገዛዝኣ ኣምላኜ ዚብድህ እንተ ተላዒሉ፡ ኣምላኜ ኪዕገሶ ኣይኚድልዮን እዩ።
1,099