Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
1,200
am_tg
አንተ ደግሞ አመሻሹ ላይ ወይም ኚመተኛትህ በፊት ታሰላስል ይሆናል።
ኣጋ ምሞት ወይ ቅድሚ ምድቃስካ እውን ኚምኡ ኜትገብር ትኜእል ኢኻ።
1,201
tg_am

1,202
am_tg
አንዳንዶቜ ጠዋት እንዲሁም ማታ ኚመተኛታ቞ው በፊት መጜሐፍ ቅዱስ ያነብባሉ።
ገሊኩም ድማ ንግሆን ቅድሚ ምድቃሶምን መጜሓፍ ቅዱስ ምንባብ ባህ ይብሎም እዩ።
1,203

1,204
am_tg
በመሆኑም ቀንም ሆነ ሌሊት በሌላ አባባል አዘውትሚው ዹአምላክን ቃል ያነብባሉ ሊባል ይቜላል።
በዚ ኾምዚ ኞኣ፡ መዓልትን ለይትን ወይ ኣዘውቲሮም ዚንብብዎ እዮም።
1,205

1,206
am_tg
ዋናው ቁም ነገር፣ በአምላክ ቃል ላይ ለማሰላሰል እምብዛም አስፈላጊ ካልሆኑ ነገሮቜ ላይ ጊዜ መግዛት መቻላቜን ነው።
ስለዚ፡ በብመዓልቱ ብዛዕባ ቓል ኣምላኜ ምእንቲ ኞነስተንትን፡ ካብቲ ብዙሕ ኣገዳሲ ዘይኰነ ነገራት ግዜ ኜንዕድግ ኣገዳሲ እዩ።
1,207

1,208
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስ፣ በአምላክ ቃል ላይ ዚሚያሰላስሉና ዚተማሩትን ተግባራዊ ለማድሚግ ዚሚጥሩ ሰዎቜ በሚኚት እንደሚያገኙ ደጋግሞ ይናገራል።
ቃል ኣምላኜ፡ ኵሎም እቶም ብዛዕባኡ ዜስተንትኑን ነቲ እተማህርዎ ኣብ ግብሪ ኌውዕልዎ ዚጜዕሩን ኹም ዚባሚኹ ተስፋ ይህብ እዩ።
1,209

1,210
am_tg
ኢዚሱስ ደስተኞቜስ ዹአምላክን ቃል ሰምተው ዚሚጠብቁት ናቾው! በማለት ተናግሯል።
ዚሱስ፡ እቶም ቃል ኣምላኜ ዚሰምዑን ዚሕልዉን ሕጉሳት እዮም ኢሉ እዩ።
1,211

1,212
am_tg
ኹሁሉም በላይ በመንፈሳዊ ነገሮቜ ላይ በዚዕለቱ ማሰላሰላቜን አእምሯቜንን ድንቅ አድርጎ ለፈጠሹው አምላክ ክብር ያመጣልፀ እሱም በአሁኑ ጊዜ ደስተኛ እንድንሆን ያደርገናልፀ ወደፊት ደግሞ ጜድቅ በሰፈነበት አዲስ ዓለም ውስጥ ዹዘላለም ሕይወት በመስጠት ይባርኚናል።
ልዕሊ ዅሉ ድማ፡ ብዛዕባ መንፈሳዊ ነገራት በብመዓልቱ ምስትንታን ንፈጣሪ እቲ ዜደንቕ ኣእምሮና ኜብሪ ዚምጜኣሉ እዩ፣ ንሱ ኞኣ፡ ሕጂ ሓጐስ፡ ኣብታ ጜድቂ ዝሰፈና ሓዳስ ዓለም ድማ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪህበና እዩ።
1,213

1,214
am_tg
ይሖዋ በዛሬው ጊዜ ሰዎቜን እዚሚዳ እንደሆነ እንድናምን ዚሚያደርገን አጥጋቢ ምክንያት አለን።
ሎሚ፡ ዹሆዋ ኣብ ህይወት ሰባት ብንጡፍ ይዓዪ ኾም ዘሎ ዜርኢ እኹል መርትዖ ኣሎና።
1,215

1,216
am_tg
መንፈሳዊ እርዳታ ለማግኘት ጾልዹው ጞሎታ቞ው መልስ ስላገኘ ግለሰቊቜ ዚሚገልጹ ተሞክሮዎቜን ብዙ ጊዜ እንሰማለን።
ውልቀ ሰባት መንፈሳዊ ሓገዝ ንምርካብ ድሕሪ ምጜላዮም፡ ሓገዝ ኹም ዝሚኞቡ ዚሕብር ተመክሮታት ብዙሕ ሳዕ ንሰምዕ ኢና።
1,217

1,218
am_tg
አላን ዚሚባል አንድ ወንድም በፊሊፒንስ በምትገኝ አንዲት ትንሜ ደሎት ላይ ኚቀት ወደ ቀት እያገለገለ ሳለ ያገኛት ሎት ድንገት ማልቀስ ጀመሚቜ።
ኣላን ኣብ ሓንቲ ኣብ ፊሊፒንስ እትርኚብ ንእሜቶ ደሎት ኣብ በቀት እናኞደ ኺሰብኜ ኚሎ፡ ሓንቲ ሰበይቲ ምስ ሚኞበቶ ኜትበኪ ጀመሚት።
1,219

1,220
am_tg
እንዲህ ብሏልፊ ሎትዚዋ ዚዚያን ዕለት ጠዋት ኹይሖዋ ምሥክሮቜ ጋር መገናኘት እንድትቜል ወደ ይሖዋ ጞልያ ነበር።
ብዛዕባ እዚ ኞኣ ንሱ ኾምዚ በለ፩ በታ ንግሆ እቲኣ፡ መሰኻኜሩ ምእንቲ ኺሚኜብዋ ናብ ዹሆዋ ጞልያ ነይራ እያ።
1,221

1,222
am_tg
አምላክ ለጞሎቷ አፋጣኝ ምላሜ በመስጠቱ ስሜቷ በጥልቅ ተነክቷል።
ኣምላኜ ንጞሎታ ብቕልጡፍ ምላሜ ስለ ዝሃባ፡ ውሜጣ ኾም እተተንኚዚ ርኡይ እዩ ነይሩ።
1,223

1,224
am_tg
ይህቜ ሎት በአንድ ዓመት ጊዜ ውስጥ ሕይወቷን ለይሖዋ ወስናለቜ።
ኣብ ውሜጢ ዓመት ድማ፡ ርእሳ ንዹሆዋ ወፍያ እያ።
1,225

1,226
am_tg
ብዙ ዹአምላክ አገልጋዮቜ ኹዚህ በፊት ኚነበሯ቞ው እንደ ማጚስ፣ ዕፅ መውሰድ ወይም ዚብልግና ምስሎቜን መመልኚት ካሉ መጥፎ ልማዶቜ መላቀቅ እንዲቜሉ አምላክ እንደሚዳ቞ው በግልጜ ማዚት ቜለዋል።
ብዙሓት ኣገልገልቲ ኣምላኜ ካብ ኹም ትምባኟ፡ ሓሜሜ፡ ወይ ስእለ ጜዩፍ ዝኣመሰለ ወልፍታት ሓራ ኺወጹ ኞለዉ፡ ኣምላኜ ኹም ዝሓገዞም መርትዖ ርእዮም እዮም።
1,227

1,228
am_tg
አንዳንዶቜ በራሳ቞ው ጥሚት ለማቆም በተደጋጋሚ ጊዜ እንደሞኚሩና እንዳልተሳካላ቞ው ተናግሚዋል።
ገሊኣቶም ነቲ ወልፊ ብርእሶም ደው ኬብሉ ብተደጋጋሚ እኳ እንተ ፈተኑ፡ ኣይሰለጊምን።
1,229

1,230
am_tg
ሆኖም እርዳታ ለማግኘት ወደ ይሖዋ ዘወር በማለታ቞ውና ኚሰብዓዊ ኃይል በላይ ዹሆነ ኃይል ኚእሱ በማግኘታ቞ው ድክመታ቞ውን ማሾነፍ ቜለዋል።
ካብ ዹሆዋ ሓገዝ ምስ ለመኑ ግና፡ ካብ ንቡር ዝሓለፈ ሓይሊ ስለ ዝሃቊም፡ ንድኜመቶም ኬሰንፍዎ ኜኢሎም እዮም።
1,231

1,232
am_tg
ዹይሖዋ አገልጋዮቜ በመካኚላ቞ው እውነተኛ ፍቅርና አንድነት መኖሩ ዚእውነተኛው ሃይማኖት ተኚታዮቜ መሆናቾውን ያሳውቃልፀ ምክንያቱም ኢዚሱስ እርስ በርሳቜሁ ፍቅር ቢኖራቜሁ ሰዎቜ ሁሉ ደቀ መዛሙርቮ እንደሆናቜሁ በዚህ ያውቃሉ ብሏል።
ኣገልገልቲ ዹሆዋ ዘለዎም ናይ ሓቂ ፍቕርን ሓድነትን፡ ናይ ሓቂ ሃይማኖት ኹም ዘላቶም ዜሚጋግጜ እዩ፣ ኚመይሲ፡ ዚሱስ፡ ንሓድሕድኩም ፍቕሪ እንተ ኣልያትኩም፡ በዚ ደቀ መዛሙርተይ ምዃንኩም ኵሉ ኺፈልጥ እዩ ኢሉ እዩ።
1,233

1,234
am_tg
ሐዋርያው ዮሐንስም እንዲህ ሲል ጜፏልፊ ዹአምላክ ልጆቜና ዚዲያብሎስ ልጆቜ በዚህ በግልጜ ይታወቃሉፊ በጜድቅ ጎዳና ዚማይመላለስ ሁሉ ዹአምላክ ወገን አይደለምፀ ወንድሙን ዚማይወድም ዹአምላክ ወገን አይደለም።
ሃዋርያ ዮሃንስ እውን፡ ውሉዳት ኣምላኜን ውሉዳት ድያብሎስን በዚ እዮም ዚፍለጡፊ ብጜድቂ ዘይመላለስ ካብ ኣምላኜ ኣይኰነን፣ ንሓዉ ዘዹፍቅር እውን ኚምኡ እዩ።
1,235

1,236
am_tg
ኚመጀመሪያ ዚሰማቜሁት መልእክት እርስ በርሳቜን መዋደድ አለብን ዹሚል ነውና።
ንሓድሕድና ኜንፋቐር፡ እዚኣ እታ ኻብ መጀመርታ ዝሰማዕኩምዋ መልእኜቲ እያ ኢሉ ጜሒፉ እዩ።
1,237

1,238
am_tg
ዹይሖዋ ምሥክሮቜ ዚክርስቶስ እውነተኛ ተኚታዮቜ መሆናቾውን ዚሚያሳውቀው፣ ልዩ ዹሆነ አንድነት ዚሚያስገኝ ፍቅር ያላ቞ው መሆኑ ነውፀ ይሖዋ እነዚህን ሕዝቊቜ በመላው ምድር ዚመንግሥቱን ምሥራቜ ለማወጅ እዚተጠቀመባ቞ው ነው።
እታ ናይ ዹሆዋ መሰኻኜር ዘላቶም ፍሉይ ሓድነት እተምጜእ ፍቕሪ፡ ናይ ሓቂ ሰዓብቲ ክርስቶስ ኹም ዝዀኑ ተርኢ እያ፣ ኣምላኜ ድማ፡ ንዓታቶም እቲ ብስራት መንግስቲ ኣምላኜ ኣብ ኵላ ዓለም ምእንቲ ኺስበኜ ዕላማኡ ንምፍጻም ይጥቀመሎም ኣሎ።
1,239

1,240
am_tg
ሐዋርያው ጎጥሮስ፣ ኢዚሱስን በራሱ ላይ እንዳይጚክን ይኾውም ራሱን ለሞት አሳልፎ እንዳይሰጥ ዹመኹሹው ለእሱ አስቊ ነው።
ሃዋርያ ጎጥሮስ ንዚሱስ፡ ንርእሱ ኺሓልዚላ ኺገንሖ ኞሎ፡ ብጜቡቕ ሓሳብ ተደሪኹ እዩ ኞምኡ ኢሉ።
1,241

1,242
am_tg
ይሁን እንጂ ኢዚሱስ፣ ጎጥሮስ ዹተናገሹው ነገር ዚተሳሳተ አመለካኚት እንዳለው ዹሚጠቁም መሆኑን አስተውሏል።
ዚሱስ ግና እቲ ጎጥሮስ እተዛሚቊ ዘሚባ፡ ግጉይ ኣተሓሳስባ ዜንጞባርቕ ምዃኑ ይፈልጥ ነይሩ እዩ።
1,243

1,244
am_tg
ኢዚሱስ ጎጥሮስንና ሌሎቜ ደቀ መዛሙርቱን ለመጥቀም ሲል ግልጜ ምክር ሰጥቷልፀ ለራስ መሳሳት ምን እንደሚያስኚትል ዹተናገሹ ኹመሆኑም ሌላ ዚራስን ጥቅም ዚመሠዋት መንፈስ ዚሚያስገኘውን በሚኚት ጠቁሟል።
ንዕኡን ንኻልኊት ደቀ መዛሙርትን ንምሕጋዝ ኚኣ፡ ንርእስኻ ናይ ምንሕሳይ መንፈስ ዘለዎ ሳዕቀናት ገሊጹ፡ ጥቕሚ ርእስኻ ናይ ምስዋእ መንፈስ ዘለዎ በሚኞት ድማ ሓቢሩ እዩ።
1,245

1,246
am_tg
ጎጥሮስ ኹዚህ ምክር ጥቅም እንዳገኘ ግልጜ ነው።
ጎጥሮስ ኚኣ ካብዚ ተማሂሩ እዩ።
1,247
tg_am
ጎጥሮስ ኚኣ ካብዚ ተማሂሩ እዩ።
ጎጥሮስ ኹዚህ ምክር ጥቅም እንዳገኘ ግልጜ ነው።
1,248
am_tg
በአሥራዎቹ ዕድሜ ላይ ዹሚገኘው ልጃቜሁ በዚትኛው አቅጣጫ እርዳታ እንደሚያስፈልገው ለመሚዳት ዚሚያስቜል ማስተዋል እንዲሰጣቜሁ ወደ ይሖዋ ጞልዩ።
መንእሰይ ውሉድካ ኣበይ ሓገዝ ኹም ዜድልዮ ምእንቲ ኜትርዳእ፡ ዹሆዋ ልቩና ኺህበካ ጞሊ።
1,249

1,250
am_tg
ለምሳሌ ዚልጃቜሁ እምነት እዚተዳኚመ እንደመጣ ዹሚጠቁሙ ነገሮቜ ምንድን ናቾው?
ንኣብነት፡ እምነት ውሉድካ ሰንኹልኹል ትብል ኹም ዘላ እንታይ ኪሕብሚካ ይኜእል፧
1,251

1,252
am_tg
ደስታው እዚጠፋ እንደሆነ፣ ዚእምነት ባልንጀሮቹን መተ቞ት እንደጀመሚ ወይም ድብቅ እዚሆነ እንደመጣ አስተውላቜሁ ሊሆን ይቜላል።
ምናልባት ሓጐሱ ይጠፍእ፡ ንኣመንቲ ዝዀኑ ብጟት ይነቕፎም፡ ወይ ምስጢራዊ ዀይኑ ይህሉ ይኞውን።
1,253

1,254
am_tg
እነዚህ ነገሮቜ ኚባድ ኃጢአት ፈጜሞ ሁለት ዓይነት ሕይወት እዚመራ መሆኑን ዹሚጠቁሙ ናቾው ብላቜሁ ለመደምደም አት቞ኩሉ።
እዚ ምልክት ኚቢድ ሓጢኣት ኹም ዝዀነ፡ ማለት ክልተ ዓይነት ህይወት ይመርሕ ኹም ዘሎ ጌርካ ተቐላጢፍካ ኣይትደምድም።
1,255

1,256
am_tg
በሌላ በኩል ደግሞ እነዚህን ምልክቶቜ በ቞ልታ አትለፏ቞ውፀ ወይም በአሥራዎቹ ዕድሜ ላይ ዹሚገኘው ልጃቜሁ ራሱን ማግለሉ በዚህ ዕድሜ ዚሚያጋጥም ዹተለመደ ነገር እንደሆነ በማሰብ ሁኔታውን አቅልላቜሁ አትመልኚቱት።
በቲ ሓደ ሞነኜ ኚኣ፡ ነዚ ምልክታት እዚ ዕሜሜ ኣይትበሎ፡ ወይ ውሉድካ ንበይኑ ዚፍለ ምዃኑ ምስ ዕድሚኡ እተተሓሓዘ ኾም ዝዀነ ጌርካ ሾለል ኣይትበሎ።
1,257

1,258
am_tg
ዚሰዎቜ ባሕልና ሃይማኖት ኚቊታ ቊታ ዚሚለያይ በመሆኑ ለመናገር ተገቢ ዹሆነውን ጊዜ ስንመርጥ አስተዋዮቜ መሆን አለብን።
ባህልታትን ሃይማኖታዊ እምነታትን ብዙሕ ስለ ዚፈላለ፡ ንምዝራብ ግቡእ ግዜ ብዛዕባ ምምራጜ ኣስተውዓልቲ ኜንኚውን ኣሎና።
1,259

1,260
am_tg
እንዲህ ማድሚግ አስፈላጊ ዚሚሆንባ቞ው በርካታ ሁኔታዎቜ አሉ።
ኚነስተውዕለሉ ዜድልዚና ብዙሕ ኣጋጣሚታት እውን ይህሉ ይኞውን።
1,261
tg_am
ኚነስተውዕለሉ ዜድልዚና ብዙሕ ኣጋጣሚታት እውን ይህሉ ይኞውን።
እንዲህ ማድሚግ አስፈላጊ ዚሚሆንባ቞ው በርካታ ሁኔታዎቜ አሉ።
1,262
am_tg
ለምሳሌ አንድ ሰው መልካም አስቊ ዹተናገሹው ነገርም እንኳ ቅር ሊያሰኘን ይቜላል።
ንኣብነት፡ ሓደ ሰብ ጜቡቕ ሓሲቡ ብእተዛሚቊ ቓላት እኳ፡ ቅር ዚብለና ይኞውን።
1,263

1,264
am_tg
ዚጉዳዩን ክብደት ለማጀንና ግለሰቡን ልናነጋግሹው ይገባ እንደሆነ ለመወሰን ጊዜ ወስደን ማሰባቜን አስተዋይነት ነው።
እቲ ጕዳይ ኪዝሚበሉ ዘለዎ እንተ ዀይኑ ወይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ግዜ ወሲድና ምሕሳብና ልብምናና እዩ ዜርኢ።
1,265

1,266
am_tg
ቅር ያሰኘንን ሰው ለማነጋገር ኚወሰንን፣ በተበሳጚንበትና ነገሮቜን ሳናመዛዝን ልንናገር በምንቜልበት ወቅት መናገራቜን ጥበብ አይሆንም።
ክንዛሚብ እንተ ኣልዩና፡ ተበሳጪና ኾለና ሕማቕ ክንዛሚብ ስለ እንኜእል፡ ኣብቲ ግዜ እቲ ነቲ ቕር ዘበለና ሰብ ዘይምዝራቡ ይሓይሜ።
1,267

1,268
am_tg
በተመሳሳይም ለማያምኑ ዘመዶቻቜን እውነትን ስንነግራ቞ው አስተዋይ መሆን አለብን።
ብተመሳሳሊ፡ ንዘይኣመንቲ ቀተ ሰብና ብዛዕባ ሓቂ ኜንዛሚቊም ኚለና፡ መዓስ ክንዛሹቩም ኹም ዚግባእ ኚነስተውዕል ኣሎና።
1,269

1,270
am_tg
ይሖዋን እንዲያውቁ እንደምንፈልግ ግልጜ ነውፀ ሆኖም ትዕግሥተኛ መሆንና ነገሮቜን ማመዛዘን ይኖርብናል።
ንዹሆዋ ኺፈልጥዎ ንደልዮም ኢና፣ ግናኞ፡ ዕጉሳትን ኣስተውዓልትን ክንኹውን ኣሎና።
1,271

1,272
am_tg
በተገቢው ጊዜ ተገቢውን ቃል መናገራቜን ልባ቞ው እንዲነካ ሊያደርግ ይቜላል።
ብግቡእ ግዜ ግቡእ ቃላት ምዝራብ፡ ልቩም ኪኞፍቱ ኺሕግዞም ይኜእል እዩ።
1,273

1,274
am_tg
ኚምንወዳ቞ው ሰዎቜ ጋር አብሚን ስንሠራ ይበልጥ ዚምንቀራሚብ ኹመሆኑም ሌላ ስለ እነሱ በደንብ ማወቅ እንቜላለን።
ምስቶም እነፍቅሮም ክንዓዪ ኞለና፡ ምሳታቶም ንቀራሚብ፡ ንባህርያቶም ኚኣ ንፈልጩ ኢና።
1,275

1,276
am_tg
ምን ማኹናወን እንደሚፈልጉ ብቻ ሳይሆን ይህን ዚሚያደርጉት እንዎት እንደሆነም ጭምር መሚዳት እንቜላለን።
እንታይ ኪገብሩ ኾም ዚደልዩ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኹመይ ገይሮም ኹም ዚገብርዎ እውን ንፈልጥ ኢና።
1,277

1,278
am_tg
ኢዚሱስ ኹይሖዋ ጋር በቢሊዮን ለሚቆጠሩ ዓመታት አብሮ ሳይሠራ አይቀርምፀ በመሆኑም አንዳ቞ው ለሌላው በጣም ጥልቅ ፍቅር አዳብሚዋልፀ እንዲሁም ፈጜሞ ሊበጠስ ዚማይቜል ጠንካራ ወዳጅነት መሥርተዋል።
ዚሱስ ምስ ዹሆዋ ምናልባት ንቢልዮናት ዓመታት እዩ ዓይዩ፣ ኣብ መንጎ ሓድሕዶም ኚኣ ድልድልትን ዘይትብተኜን ፍቕሪ እያ ማዕቢላ።
1,279

1,280
am_tg
በመካኚላ቞ው አስደናቂ አንድነት ያለ ሲሆን ምንጊዜም ዚሚሠሩት ፍጹም ስምም ሆነው ነው።
ዜደንቕ ሓድነት እዩ ነይርዎም፣ ወትሩ እውን ብስኒት እዮም ዚዓይዩ ነይሮም።
1,281

1,282
am_tg
ኢዚሱስ፣ ደቀ መዛሙርቱን እንዲጠብቃ቞ው ወደ ይሖዋ ጞልዮአል።
ሓደ እዋን፡ ዚሱስ ንዚሆዋ፡ ንደቀ መዛሙርቱ ኺሕልዎም ብጞሎት ለሚንዎ እዩ።
1,283

1,284
am_tg
እንዲህ ያደሚገው ለምንድን ነው?
ስለምንታይ፧
1,285
tg_am
ስለምንታይ፧
እንዲህ ያደሚገው ለምንድን ነው?
1,286
am_tg
እኛ አንድ እንደሆንን ሁሉ እነሱም አንድ እንዲሆኑ በማለት ተናግሯል።
ምኜንያቱ ኺገልጜ ኚሎ፡ ኚምቲ ንሕና ሓደ ዝዀንና፡ ንሳቶም እውን ሓደ ምእንቲ ኪዀኑ እዩ ኢሉ።
1,287

1,288
am_tg
ኹአምላክ መሥፈርቶቜ ጋር ተስማምተን ስንኖርና በስብኚቱ ሥራ ስንካፈል ዹይሖዋን አስደናቂ ባሕርያት መሚዳት እንቜላለን።
ምስ ስርዓታት ኣምላኜ ተሰማሚዕና ኜንመላለስን ኣብ ዕዮ ስብኚት ክንሳተፍን ኚለና፡ ነቲ ባህ ዜብል ባህርያቱ ኜንርድኊ ንኜእል ኢና።
1,289

1,290
am_tg
በእሱ መታመንም ሆነ መመሪያውን መኹተል ዚጥበብ እርምጃ ዚሆነበትን ምክንያት እንገነዘባለን።
ንዕኡ ኜንኣምኖን መምርሒኡ ኜንስዕብን ዘሎና ስለምንታይ ምዃኑ ኞኣ ንምሃር።
1,291

1,292
am_tg
ወደ አምላክ ስንቀርብ እሱም ወደ እኛ ይቀርባል።
ንኣምላኜ ምስ እንቐርቊ፡ ንሱ እውን ይቐርበና እዩ።
1,293
tg_am
ንኣምላኜ ምስ እንቐርቊ፡ ንሱ እውን ይቐርበና እዩ።
ወደ አምላክ ስንቀርብ እሱም ወደ እኛ ይቀርባል።
1,294
am_tg
በተጚማሪም ኚመንፈሳዊ ወንድሞቻቜንና እህቶቻቜን ጋር እንቀራሚባለንፀ ምክንያቱም ዚሚያጋጥሙን ቜግሮቜ፣ አስደሳቜ ነገሮቜ እንዲሁም ግቊቻቜን ተመሳሳይ ና቞ው።
ምስ ኣሕዋትናን ኣሓትናን እውን ተመሳሳሊ ጞገማትን ሓጐስን ስለ ዜጋጥመና፡ ሕደ ሞቶታት ድማ ስለ ዘሎና፡ ምሳታቶም ንቀራሚብ ኢና።
1,295

1,296
am_tg
ቅዱሳን መጻሕፍትን ስንመሚምር መንፈስ ቅዱስ ዚተሰጣ቞ው በርካታ ዚእምነት ሰዎቜን እናገኛለንፀ ያም ሆኖ እነዚህ ሰዎቜ በሰማይ ዹመኖር ተስፋ አልነበራ቞ውም።
ኣብ ብምሉኡ ቕዱሳት ጜሑፋት፡ ብመንፈስ ቅዱስ እተደሚኹ ሓያሎ ኣብነታት ሰብ እምነት ንሚክብ ኢና፣ ኰይኑ ግና፡ ኣብ ሰማይ ናይ ምንባር ተስፋ ኣይነበሮምን።
1,297

1,298
am_tg
እንዲህ ካሉት ሰዎቜ መካኚል መጥምቁ ዮሐንስ አንዱ ነው።
ዮሃንስ መጥምቕ ሓደ ኻባታቶም እዩ።
1,299
tg_am
ዮሃንስ መጥምቕ ሓደ ኻባታቶም እዩ።
እንዲህ ካሉት ሰዎቜ መካኚል መጥምቁ ዮሐንስ አንዱ ነው።