Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
900
am_tg
በአካባቢያ቞ው ዹሚገኘው ቀተ ክርስቲያን ዚሚያዘጋጀው መጜሐፍ ቅዱስ ውድ ስለሆነ ለመግዛት አቅማቾው አይፈቅድላ቞ውም።
ነቲ ቀተ ክርስትያኖም እተቕርበሎም ሕታም ንምዕዳግ ዜኜእል ዓቕሚ ዚብሎምን።
901
tg_am

902
am_tg
በዚያ ላይ ደግሞ ብዙውን ጊዜ ዚአንዳንድ ጥቅሶቜን ትርጉም መሚዳት ይኚብዳ቞ዋልፀ ይህም ለእድገታ቞ው እንቅፋት ሆኗል።
ንትርጉም ገሊኡ ፍቕድታት እውን ብንጹር ኪርድእዎ ኣይክእሉን ነይሮም፣ እዚ ድማ ንዕቀቶም ዓጊትዎ ነይሩ እዩ።
903

904
am_tg
አዲስ ዓለም ትርጉም በአካባቢያ቞ው በሚነገሹው ቋንቋ ሲዘጋጅ ግን ሁኔታዎቜ ይለወጣሉ።
ትርጉም ሓዳስ ዓለም ብቛንቋኊም ምስ ወጾ ግና፡ እቲ ዅነታት ተቐዪሩ እዩ።
905

906
am_tg
በአሥራዎቹ ዕድሜ ዹሚገኙ አራት ልጆቜ ያሏ቞ው በሩዋንዳ ዚሚኖሩ ዚአንድ ቀተሰብ አባላት እንዲህ ብለዋልፊ ይህን መጜሐፍ ቅዱስ ስለሰጡን ይሖዋን እንዲሁም ታማኝና ልባም ባሪያን በእጅጉ እናመሰግና቞ዋለን።
ኣባላት ሓንቲ ኣርባዕተ መንእሰያት ዘለዉዋ ሩዋንዳዊት ስድራ ኾምዚ ኢሎም እዮምፊ እዚ መጜሓፍ ቅዱስ እዚ ስለ እተዋህበና፡ ንዹሆዋን ነቲ እሙንን ኣስተውዓልን ባርያን ብሓቂ ነመስግኖም ኢና።
907

908
am_tg
በጣም ድሆቜ ስለሆንን ለእያንዳንዱ ዚቀተሰባቜን አባል መጜሐፍ ቅዱስ ለመግዛት ገንዘብ ዚለንም።
ኣመና ድኻታት ኢና፡ ንነፍሲ ወኹፍ ኣባል ስድራ ቀትና ዚኾውን መጜሓፍ ቅዱስ ንምዕዳግ ድማ ገንዘብ ዚብልናን።
909

910
am_tg
አሁን ግን ሁላቜንም ዚዚራሳቜን መጜሐፍ ቅዱስ አለን።
ሕጂ ግና ነፍሲ ወኹፍና ነናትና መጜሓፍ ቅዱስ ኣሎና።
911
tg_am
ሕጂ ግና ነፍሲ ወኹፍና ነናትና መጜሓፍ ቅዱስ ኣሎና።
አሁን ግን ሁላቜንም ዚዚራሳቜን መጜሐፍ ቅዱስ አለን።
912
am_tg
አመስጋኝነታቜንን ለይሖዋ ለመግለጜ መጜሐፍ ቅዱስን በቀተሰብ ሆነን በዚዕለቱ እናነባለን።
ንዹሆዋ ዘሎና ምስጋና ንምግላጜ፡ መዓልቲ መዓልቲ ብስድራ ቀት መጜሓፍ ቅዱስ ነንብብ ኣለና።
913

914
am_tg
ሐዋርያው ዮሐንስ፣ መጀመሪያ ኹአምላክ ጋር ዹነበሹውን አካል ቃል እንዲሁም ዹአምላክ ፍጥሚት መጀመሪያ ሲል ጠርቶታል።
ሃዋርያ ዮሃንስ ነቲ ምስ ኣምላኜ ዝነበሹ ቐዳማይ ፍጡር፡ ቃልን መጀመርታ ፍጥሚት ኣምላኜን ኢሉ ጾዊዕዎ ኣሎ።
915

916
am_tg
ይሖዋ አምላክ ሐሳቡንና ስሜቱን ለዚህ ዚበኩር ልጁ አካፍሎታል።
ዹሆዋ ኣምላኜ ሓሳባቱን ስምዒታቱን ነቲ በኹሪ ወዱ ገሊጹሉ እዩ።
917

918
am_tg
ሐዋርያው ጳውሎስ ደግሞ ስለ መላእክት ልሳን ተናግሯልፀ ይህም ኹሰው ልጆቜ ቋንቋ እጅግ ዹሚልቅና በሰማይ ያሉ አካላት ዚሚግባቡበት ልሳን ነው።
ሃዋርያ ጳውሎስ ኚኣ ብዛዕባ እቲ ኻብ ቋንቋ ሰባት ዚበልጜ ኣብ ሰማይ ሓሳባኊም ዚላዋወጡሉ ቛንቋታት መላእኜቲ ተዛሪቡ ኣሎ።
919

920
am_tg
ይሖዋ በምድርም ሆነ በሰማይ ስላሉት በቢሊዮን ዚሚቆጠሩ ዚማሰብ ቜሎታ ያላ቞ው ፍጥሚታት በሚገባ ያውቃል።
ዹሆዋ ብዛዕባ እቶም ኣብ ምድርን ኣብ ሰማይን ዘለዉ ቢልዮናት መስተውዓልቲ ፍጡራቱ ዓሚቝ ፍልጠት ኣለዎ።
921

922
am_tg
ስፍር ቁጥር ዹሌላቾው ሰዎቜ በተመሳሳይ ጊዜ ላይ በበርካታ ቋንቋዎቜ ወደ እሱ ይጞልዩ ይሆናል።
ማእለያ ዘይብሎም ውልቀ ሰባት ብሓያሎ ቛንቋታት ኣብ ሓደ እዋን ናብኡ ኺጜልዩ ይኜእሉ እዮም።
923

924
am_tg
ይሖዋ እነዚህን ሁሉ ጞሎቶቜ ዹሚሰማ ኹመሆኑም ሌላ በዚያው ቅጜበት ለመላእክት መመሪያ ይሰጣል እንዲሁም ኚእነሱ ጋር ይነጋገራል።
ንሱ ድማ ነዚ ዅሉ ጞሎት እዚ ይሰምዖ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኣብታ ህሞት እቲኣ መምርሒ ኺህብን ምስ ሰማያውያን ፍጡራቱ ሓሳብ ኪላዋወጥን ይኜእል እዩ።
925

926
am_tg
ይህን ሁሉ ለማኹናወን እንዲቜል ሐሳቡ፣ ቋንቋውና ኚሌሎቜ ጋር ዚሚግባባበት መንገድ ኹሰው ልጆቜ በእጅጉ ዹላቀ ሊሆን ይገባል።
ኚምኡ ንምግባር፡ ሓሳባቱን ቋንቋኡን ሓሳቡ ዜመሓላልፈሉ መገድን ካብ ናይ ሰባት ኣዝዩ ዚበልጜ ኪኞውን ኣለዎ።
927

928
am_tg
በግልጜ ማዚት እንደምንቜለው ይሖዋ ለሰው ልጆቜ ሐሳቡን ዚሚያስተላልፈው እነሱ ሊሚዱት በሚቜሉ ቀለል ያለ መንገድ ነው።
እምበኣር፡ ዹሆዋ ንሰባት ሓሳባቱ ኌመሓላልፈሎም ኚሎ፡ ንሳቶም ምእንቲ ኺርድእዎ፡ ነቲ ሓሳባቱ ዚገልጾሉ መገዲ ዹቕልሎ እዩ።
929

930
am_tg
አምላክ መሲሐዊውን መንግሥት ማቋቋሙ ዹሰው ልጆቜን እንደሚወድ ያሚጋግጣል።
ኣምላኜ ነታ መሲሓዊት መንግስቲ ብምድላው፡ ንደቂ ሰብ ኹም ዜፍቅሮም ኣርእዩ እዩ።
931

932
am_tg
ይሖዋ ይህን መንግሥት ለልጁ ሰጥቶታልፀ ኢዚሱስ ዹሰው ልጆቜን ዚሚወድ ኹመሆኑም ሌላ እነሱን ለመግዛት ዹላቀ ብቃት አለው።
ነቲ ንደቂ ሰብ ዜፍቅርን ንኺገዝእ ሓለፍ ዝበለ ብቕዓት ዘለዎን ወዱ ድማ፡ ነታ መንግስቲ ኣብ ኢዱ ሂብዎ ኣሎ።
933

934
am_tg
ኚኢዚሱስ ጋር ሰማያዊ ውርሻ ዚሚያገኙት 144,000ዎቜ ኚሞት ኚተነሱ በኋላ፣ ሰው ሆነው ሲኖሩ ያካበቱትን ልምድ ይጠቀሙበታል።
እቶም ኣብ ሰማይ ምስ ዚሱስ ሓቢሮም ዝገዝኡ 144,000 መጋዝእቲ ዚሱስ ድማ፡ ነቲ ሰብ ኰይኖም ዘሕለፍዎ ተመክሮ ሒዞም ኪትንስኡ እዮም።
935

936
am_tg
ዚኢዚሱስ ስብኚት ዋና ጭብጥ ዹአምላክ መንግሥት ሲሆን ደቀ መዛሙርቱንም ስለ መንግሥቱም ሆነ ስለሚያመጣ቞ው በሚኚቶቜ እንዲጞልዩ አስተምሯ቞ዋል።
ፍሹ ነገር እቲ ዚሱስ ዚምህሮ ዝነበሹ ትምህርቲ፡ መንግስቲ ኣምላኜ እያ ነይራ፣ ንደቀ መዛሙርቱ እውን፡ ብዛዕባኣን እተምጜኊ በሚኞትን ኪጜልዩ ምሂርዎም እዩ።
937

938
am_tg
ዚመጜሐፍ ቅዱስ ትንቢት እንደሚያሳዚው በ1914 ክርስቶስ በሥልጣኑ ሲገኝ ዹአምላክ መንግሥት በሰማይ መግዛት ጀምሯል።
እቲ ዚሱስ ኣብዚ ዚህልወሉ እዋን ብ1914 ምስ ጀመሚ፡ እታ ሰማያዊት መንግስቲ ኣምላኜ ኹም እተመስሚተት ትንቢት መጜሓፍ ቅዱስ ይነግሹና እዩ።
939

940
am_tg
ኚዚያ ጊዜ ወዲህ፣ ኚኢዚሱስ ጋር በሰማይ ዚሚገዙት ቅቡዓን ቀሪዎቜና ኹዚህ ሥርዓት ጥፋት ተርፈው ወደ አዲሱ ዓለም ዚሚገቡት እጅግ ብዙ ሕዝብ እዚተሰበሰቡ ነው።
ድሕሪኡ፡ እቶም ኣብ ምድሪ ተሪፎም ዘለዉ ምስ ዚሱስ ኣብ ሰማይ ዚገዝኡ ቕቡኣትን እቶም ካብ ጥፍኣት እዚ ስርዓት እዚ ድሒኖም ናብ ሓዳስ ዓለም ዚኣትዉ ብዙሓት ህዝቢ ኺእኚቡ ጀሚሮም እዮም።
941

942
am_tg
ክርስቲያን ወላጆቜ፣ ልጆቻ቞ው ሲጠመቁ ማዚት በጣም እንደሚያስደስታ቞ው ዚታወቀ ነው።
ንክርስትያን ወለዲ ኾም ጥምቀት ውሉዶም ገይሩ ዜሕጕሶም ብዙሕ ነገር ዚልቊን።
943

944
am_tg
አራቱም ልጆቿ 14 ዓመት ሳይሞላ቞ው ዚተጠመቁላት ቀሚኒሲ እንዲህ ብላለቜፊ ዹተደበላለቀ ስሜት ተሰምቶን ነበር።
ደቂ 14 ቕድሚ ምዃኖም እተጠምቁ ኣርባዕተ ውሉዳት ዘዕበዚት በርኒስ፡ ሜዑ፡ ስምዒትና ኣጞቢቑ እተተንኚዚሉ እዋን እዩ ነይሩ።
945

946
am_tg
ልጆቻቜን ይሖዋን ለማገልገል መፈለጋቾው እንዳስደሰተን ጥያቄ ዚለውም።
ልክዕ እዩ፡ ደቅና ንዹሆዋ ኌገልግሉ ብምድላዮም ነመስግን ኢና ትብል።
947

948
am_tg
ይሁንና በአሥራዎቹ ዕድሜ ውስጥ በመሆናቾው ብዙ ተፈታታኝ ነገሮቜ እንደሚያጋጥሟ቞ው ተገንዝበን ነበር።
ኣስዕብ ኣቢላ፡ ግናኞ፡ ደቅና ገና መንእሰያት ብምንባሮም፡ ብዙሕ ብድሆታት ኹም ዜጋጥሞም ንፈልጥ ኔርና ኢና ትብል።
949

950
am_tg
ስለ ልጆቜ ሥነ ልቩና ዚሚያጠኑ አንድ ባለሙያ፣ ወላጆቜ በአሥራዎቹ ዕድሜ ላይ ዹሚገኙ ልጆቻ቞ው እንዳበዱ ወይም ብስለት እንደጎደላ቞ው አድርገው ሊያስቡ እንደማይገባ ተናግሚዋል።
ሓደ ኜኢላ መጜናዕቲ ምዕባለ ቘልዓ ኾም ዝገለጟ፡ ብጜሕና ወይ ጕርዝውና እዋን ጜላለ ወይ ዘይብስለት ኣይኰነን።
951

952
am_tg
ኹዚህ ይልቅ በአሥራዎቹ ዕድሜ ላይ ዹሚገኙ ልጆቻ቞ው፣ በዚህ ጊዜ ዚፈጠራ ቜሎታ቞ው እንደሚዳብር፣ ኚጓደኞቻ቞ው ጋር ጊዜ ለማሳለፍ እንደሚፈልጉ እንዲሁም ለነገሮቜ ጠንካራ ስሜት እንደሚኖራ቞ውና ስሜታ቞ውን መግለጜ እንደሚፈልጉ መገንዘብ ይኖርባ቞ዋል።
ዚግዳስ፡ ውዕዉዕ ስምዒትን ማሕበራዊ ርክባትን መሃዝነትን ዚምዕብለሉ ግዜ እዩ።
953

954
am_tg
ልጆቻቜሁ በአሥራዎቹ ዕድሜ ውስጥ እያሉ ኹይሖዋ ጋር ይበልጥ ትርጉም ያለው ወዳጅነት መመሥሚት፣ ለአገልግሎታ቞ው ግብ ማውጣትና እዚያ ላይ ለመድሚስ መሥራት እንዲሁም ራሳ቞ውን መወሰን ብሎም ኚውሳኔያ቞ው ጋር ተስማምተው ለመኖር ጥሚት ማድሚግ ይቜላሉ።
ውሉዳትኩም መንእሰያት ኚለዉ፡ ምስ ዹሆዋ ትርጉም ዘለዎ ዕርክነት ኬማዕብሉ፡ ኣብ ኣገልግሎት ሞቶ ኣውጺኊም ንምውቃዑ ኺጜዕሩ፡ ርእሶም ወፍዮም ምስ ወፈያኊም ተሰማሚዖም ኪመላለሱ ኾለዉ ድማ መሃዝቲ ኪዀኑ ይኜእሉ እዮም።
955

956
am_tg
ልክ እንደ ኢዚሱስ ሁሉ ለእነሱም ይህ ዕድሜ በመንፈሳዊ እድገት ዚሚያደርጉበት አስደሳቜ ጊዜ ሊሆንላቾው ይቜላል።
ኚምቲ ዚሱስ ብንእስነቱ ዝነበሮ፡ እዋን ንእስነት ዜዕግብ መንፈሳዊ ዕቀት ዚገብሩሉ እዋን ኰይኑ ኺሚኜብዎ ይኜእሉ እዮም።
957

958
am_tg
ኹአምላክ እንዲህ ያለ ልዩ ጥሪ ያገኙ ግለሰቊቜ ይህን ዚሚያሚጋግጥላ቞ው ሌላ ምሥክር አይፈልጉም።
እቶም ነዚ ፍሉይ ጜውዓ እዚ ኻብ ኣምላኜ ዚቕበሉ፡ ካብ ካልእ ምንጪ ዚምስክሚሎም ኣዚድልዮምን እዩ።
959

960
am_tg
ለመቀባታ቞ው ማስተማመኛ ዚሚሰጣ቞ው ሌላ አካል አያስፈልጋ቞ውም።
ኹም እተቐብኡ ኻልእ ሰብ ኬሚጋግጞሎም ኣዚድልዮምን እዩ።
961
tg_am
ኹም እተቐብኡ ኻልእ ሰብ ኬሚጋግጞሎም ኣዚድልዮምን እዩ።
ለመቀባታ቞ው ማስተማመኛ ዚሚሰጣ቞ው ሌላ አካል አያስፈልጋ቞ውም።
962
am_tg
ይሖዋ ስለዚህ ጉዳይ በልባ቞ው ውስጥ አንዳቜ ጥርጣሬ እንዳያድር ያደርጋል።
ዹሆዋ ኣብ ኣእምሮኊምን ኣብ ልቩምን ዋላ ሓደ ዜጠራጥር ነገር ኣይሓድገሎምን እዩ።
963

964
am_tg
ሐዋርያው ዮሐንስ ቅቡዓን ክርስቲያኖቜን እናንተ ግን ቅዱስ ኹሆነው ኚእሱ ዚመንፈስ ቅብዓት አግኝታቜኋልፀ ደግሞም ሁላቜሁም እውቀት አላቜሁ ብሏ቞ዋል።
ሓደ ግዜ፡ ሃዋርያ ዮሃንስ ንቕቡኣት ክርስትያናት፡ ንስኻትኩም ድማ ካብቲ ቕዱስ፡ ቅብኣት ኣሎኩም፣ ኵላትኩም እውን ፍልጠት ኣሎኩም ኢልዎም እዩ።
965

966
am_tg
አክሎም እንዲህ ብሏልፊ እናንተ ግን ኚእሱ ዚተቀበላቜሁት ዚመንፈስ ቅብዓት በውስጣቜሁ ይኖራልፀ በመሆኑም ማንም እንዲያስተምራቜሁ አያስፈልግምፀ ኹዚህ ይልቅ ኚእሱ ያገኛቜሁት ይህ ቅብዓት ስለ ሁሉም ነገር እያስተማራቜሁ ነውፀ ደግሞም እውነት እንጂ ውሞት አይደለም።
ኣስዕብ ኣቢሉ እውን ኹምዚ ኢልዎም እዩፊ ንስኻትኩምሲ፡ እቲ ኻብኡ እተቐበልኩምዎ ቕብኣት ኣባኻትኩም ይነብር ኣሎ እሞ፡ ሓደ እኳ ኺምህሚኩም ኣዚድልዚኩምን እዩ፣ እቲ ኻብኡ ዝዀነ ቕብኣት ግና፡ ብዛዕባ ዅሉ ይምህሚኩም ኣሎ፣ ሓቂ እውን እዩ እምበር፡ ሓሶት ኣይኰነን።
967

968
am_tg
ይህ ቅብዓት ባስተማራቜሁ መሠሚት ኚእሱ ጋር ያላቜሁን አንድነት ጠብቃቜሁ ኑሩ።
ኚምቲ ዝመሃሚኩም ድማ፡ ምስኡ ብሓድነት ንበሩ።
969

970
am_tg
እነዚህ ቅቡዓን እንደ ማንኛውም ሰው መንፈሳዊ ትምህርት ማግኘት አለባ቞ው።
እዞም ቅቡኣት እዚኊም ኹም ካልኊት ክርስትያናት መንፈሳዊ ትምህርቲ ዜድልዮም እኳ እንተ ዀነ፡ ንቕብኣቶም ዜሹጋግጾሎም ግና ኣዚድልዮምን እዩ።
971

972
am_tg
ይሁንና መቀባታ቞ውን ሌላ አካል እንዲያጞድቅላ቞ው አያስፈልግም።
እቲ ኻብ ኵሉ ዚብርትዕ ሓይሊ፡ ምትእምማን ኹም ዚሓድሮም ገይርዎም እዩ።
973

974
am_tg
ዳዊት ይህን ዚጻፈው እሱ በታመመበትና ሁኔታዎቜን መቆጣጠር ባልቻለበት ወቅት አቀሎሎም ዙፋኑን ለመቀማት ዚተነሳበትን ጊዜ በማሰብ ሊሆን ይቜላል።
ዳዊት ነዘን ቃላት እዚአን ዝጞሓፈን፡ ኣብቲ ኣቀሎሎም ንዝፋኑ ኺምንዝዖ ዝፈተነሉ እሞ ሓሚሙ ብምንባሩ ነቲ ዅነታት ንምቍጜጻሩ ኣጞጊምዎ ኣብ ዝነበሹ እዋን ኪኞውን ይኜእል እዩ።
975

976
am_tg
ዳዊት ኚቀርሳቀህ ጋር ለፈጾመው ኃጢአት አምላክ ይቅር ቢለውም እሱ ግን በደሉንና ያስኚተላ቞ውን መዘዞቜ አልሚሳም።
ኣብቲ ግዜ እቲ፡ ዳዊት ይቕሚታ ኣምላኜ ሚኺቡ እኳ እንተ ነበሚ፡ ነቲ ምስ ባትሎባ ዝፈጾሞ ሓጢኣትን ሳዕቀናቱን ግና ኣይሚስዖን።
977

978
am_tg
ያም ቢሆን ንጉሡ ታሞ በአልጋ ላይ ተኝቶ ሳለ አምላክ እንደሚደግፈው እርግጠኛ ነበር።
ይኹን እምበር፡ ኣምላኜ ኣብ ዓራት ሕማሙ ኾም ዚድግፎ ርግጾኛ እዩ ነይሩ።
979

980
am_tg
ዳዊት ዹጾለዹው ይሖዋ በተአምራዊ መንገድ እንዲፈውሰው አይደለም።
ዳዊት፡ ኣምላኜ ብተኣምራዊ መገዲ ኌሕውዮ ኣይኰነን ጞልዩ።
981

982
am_tg
በጥቅሱ ዙሪያ ካለው ሐሳብ መሚዳት እንደምንቜለው ዳዊት ይሖዋን ዚጠዚቀው፣ ለተቾገሹ ሰው አሳቢነት ለሚያሳይ ግለሰብ ዚሚያደርገውን ነገር ለእሱም እንዲያደርግለት ነው።
ካብቲ ኣብ ኚባቢኡ ዘሎ ሓሳባት ኹም እንርእዮ፡ ዹሆዋ ኞምቲ ንድኻ ንዚሓሊ ሰብ ዚገብሚሉ፡ ዳዊት እውን ኚምኡ ኺገብሚሉ እዩ ደልዩ።
983

984
am_tg
ይህም ታሞ በአልጋ ላይ ተኝቶ ሳለ አምላክ ዹሚሰጠውን ድጋፍ ይጚምራል።
እዚ ድማ ኣብ ዓራት ሕማሙ ምድጋፍ ዜጠቓልል እዩ ነይሩ።
985

986
am_tg
ዳዊት ኃጢአቱ ይቅር ስለተባለለት፣ አምላክ እንዲያጜናናውና እንዲደግፈው እንዲሁም ሰውነቱ በሜታውን ተቋቁሞ እንዲያገግም መጠዹቅ ይቜላል።
ንዳዊት ሓጢኣቱ ይቕሹ ተባሂሉሉ ስለ ዝነበሚ፡ ኣምላኜ ምእንቲ ኌጞናንዖን ምእንቲ ኺድግፎን ኪልምን ይኜእል ነይሩ እዩ፣ ብዘይካዚ እውን ሰብነቱ በቲ ዘለዎ ዓቕሚ ተጠቒሙ ምእንቲ ኺሓዊ ልማኖ ኬቕርብ ይኜእል ነይሩ እዩ።
987

988
am_tg
እኛም እንዲህ ዓይነት ጞሎት ማቅሚብ እንቜላለን።
ንሕና እውን ኚምኡ ኜንገብር ንኜእል ኢና።
989
tg_am
ንሕና እውን ኚምኡ ኜንገብር ንኜእል ኢና።
እኛም እንዲህ ዓይነት ጞሎት ማቅሚብ እንቜላለን።
990
am_tg
ይሖዋ፣ እሱን ለማገልገል ዹምናደርገውን ማንኛውንም ጥሚት ኹፍ አድርጎ እንደሚመለኚት እርግጠኞቜ መሆን እንቜላለን።
ዹሆዋ ንዅሉ እቲ ንዕኡ ንምግልጋል እንገብሮ ጻዕሪ ኾም ዘይርስዖ ርግጞኛታት ክንኹውን ንኜእል ኢና።
991

992
am_tg
በራስ ያለመተማመን ስሜት ሊያድርብን እንደሚቜል ያውቃል።
ክንሻቐል ኹለና ወይ ርእሰ ምትእምማን ኪጐድለና ኾሎ ይርድኣልና እዩ።
993

994
am_tg
ኚገንዘብ ጋር ዚተያያዙ ቜግሮቜ ቢያስጚንቁን አሊያም ዚጀና ወይም ዚስሜት መቃወስ ቅዱስ አገልግሎታቜንን ቢገድቡብን ይሖዋ ይራራልናል።
ቍጠባዊ ዅነታት ምስ ዚኞብደና ወይ ኚኣ ጥዕናና ወይ ስምዒታትና ነቲ እነቕርቊ ቕዱስ ኣገልግሎት ምስ ዚድርቶ ይድንግጞልና እዩ።
995

996
am_tg
ይሖዋ፣ አገልጋዮቹ ለእሱ ታማኝ ለመሆን ሲሉ ዚሚያደርጓ቞ውን ነገሮቜ ኹፍ አድርጎ እንደሚመለኚት ሙሉ በሙሉ መተማመን እንቜላለን።
ዹሆዋ ነቲ ኣገልገልቱ እሙናት ንምዃን ዚገብርዎ ጻዕሪ ኣኜቢሩ ኾም ዚርእዮ ርግጞኛታት ክንኹውን ንኜእል ኢና።
997

998
am_tg
በተጚማሪም ጞሎት ሰሚ ዹሆነው አምላክ ዚሚያሳስቡንን ነገሮቜ ስንነግሚው እንደሚሰማን በመተማመን ወደ እሱ መቅሚብ እንቜላለን።
እቲ ሰማዕ ጞሎት ዝዀነ ኣምላኜና፡ ንሻቕሎትና ኾም ዜቕልበሉ ብምትእምማን ናብኡ ኜንቀርብ ኹም እንኜእል እውን ኣይትሚስዕ።
999