Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
1,400
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ ዚፆታ ብልግና ዚሚፈጜሙ ሰዎቜ ዚቅርብ ጓደኞቻቜን ኹሆኑ እኛም ብልግና ለመፈጾም ልንፈተን እንቜላለን።
ንኣብነት፡ ጟታዊ ርኜሰት ምስ ዚፍጜሙ ሰባት እንተ ተዓራሪኜና፡ ንሕና እውን ርኜሰት ክንፍጜም ክንፍተን ንኜእል ኢና።
1,401
tg_am

1,402
am_tg
ራሳ቞ውን ዹወሰኑ አንዳንድ ክርስቲያኖቜ እንዲህ ዓይነት ሁኔታ ደርሶባ቞ዋልፀ እንዲያውም አንዳንዶቹ ንስሐ ባለመግባታ቞ው ተወግደዋል።
ንገሊኩም ርእሶም ዝወፈዩ ክርስትያናት ኚምኡ እዩ ኣጋጢምዎም፣ ገሊኣቶም ድማ ስለ ዘይተነስሑ ተወጊዶም እዮም።
1,403

1,404
am_tg
እነዚህ ሰዎቜ ንስሐ ካልገቡ ጎጥሮስ ዹገለጾው ዓይነት ሁኔታ ይደርስባ቞ዋል።
ናብ ዹሆዋ እንተ ዘይተመሊሶም ኚኣ፡ ኵነታቶም ልክዕ ኚምቲ ጎጥሮስ ዝገለጟ ኪኞውን ይኜእል እዩ።
1,405

1,406
am_tg
በቀተሰብ አምልኮ ፕሮግራም ወቅት ቀተሰቡ በመንፈሳዊ ነገሮቜ ላይ ትኩሚት ያደርጋልፀ ይህ ደግሞ ቀተሰቡ አንድነት እንዲኖሚው ያስቜላል።
ኣብ እዋን ኣምልኟ ስድራ ቀት፡ ኣብ መንፈሳዊ ነገራት ነተኵር ኢና፣ እዚ ኞኣ ንሓድነት ስድራ ቀትና ኣበርክቶ ይገብር እዩ።
1,407

1,408
am_tg
በዚህ ወቅት ለመስክ አገልግሎት ልምምድ ማድሚግ ሁሉም ዚቀተሰቡ አባላት ውጀታማ በሆነ መንገድ ለመስበክ ዚታጠቁ እንዲሆኑ ይሚዳ቞ዋል።
ኣባላት ስድራ ቀት ንኣገልግሎት ወፍሪ ምስ ዚለማመዱ፡ ብውጜኢታዊ መገዲ ንምስባኜ ብዝሓሞ ኺዕጠቑ ይኜእሉ እዮም።
1,409

1,410
am_tg
ኹዚህም ሌላ ዚአንድ ቀተሰብ አባላት ለአምላክ ፍቅር ያላ቞ውና ዚእሱን ፈቃድ ማድሚግ ዹሚፈልጉ እንደመሆና቞ው መጠን ኹአምላክ ቃል ባገኟ቞ው ሐሳቊቜ ላይ መወያዚታ቞ው እርስ በርስ እንደሚያቀራርባ቞ው መገመት አያዳግትም።
ብዛዕባ ቓል ኣምላኜ ሓሳባት ምስ ዚዋሃሃቡ ኞኣ፡ እዚ ንሓድሕዶም ዚቀራርቊም እዩ፣ እወ፡ ኵላቶም ንሓደ ኣምላኜ ዚፍቅሩ፡ ኵላቶም እውን ፍቓዱ ንምግባር ባህጊ ይሓድሮም እዩ።
1,411

1,412
am_tg
ባለትዳሮቜ እርስ በርስ በመተባበር ለይሖዋ ውዳሎ ለማምጣት ምን ማድሚግ ይቜላሉ?
ሰብ ሓዳር ንዹሆዋ ንምውዳስ ብኞመይ ኪተሓባባሩ ይኜእሉ፧
1,413

1,414
am_tg
ሁለቱም ይሖዋን በታማኝነት ማገልገላቾው ደስታና አንድነት ያስገኝላ቞ዋል።
ክልቲኊም መጻምድቲ እሙናት ኣገልገልቲ ዹሆዋ ምስ ዝዀኑ፡ ኣብ ሓዳሮም ሓጐስን ሓድነትን ይህልዎም እዩ።
1,415

1,416
am_tg
አብርሃምና ሣራ፣ ይስሐቅና ርብቃ እንዲሁም ሕልቃናና ሐና ለትዳር ጓደኛቾው ያላ቞ውን ፍቅር ገልጞዋል።
ኣብርሃምን ሳራን፡ ይስሃቅን ርብቃን፡ ኀልቃናን ሃናን ነንመጻምድቶም ፍቕሮም ገሊጟም እዮም።
1,417

1,418
am_tg
እኛም ዚእነሱን ምሳሌ መኹተል ይኖርብናል።
ንሕና እውን ኚምኡ ኜንገብር ኣሎና።
1,419
tg_am
ንሕና እውን ኚምኡ ኜንገብር ኣሎና።
እኛም ዚእነሱን ምሳሌ መኹተል ይኖርብናል።
1,420
am_tg
ይህም ኚትዳር ጓደኛቜን ጋር አንድነት እንዲኖሚን ዚሚያደርግ ኹመሆኑም ሌላ በሰማይ ወዳለው አባታቜን ይበልጥ እንድንቀርብ ያስቜለናል።
እዚ ኞኣ ምስ መጻምድትና ሓድነት ኹም ዚህልወና ኺገብር፡ ናብ ሰማያዊ ኣቊና እውን ብዝያዳ ኬቕርበና እዩ።
1,421

1,422
am_tg
ሰይጣን በቅቡዓን ቀሪዎቜና በሌሎቜ በጎቜ ላይ ጊርነት አውጇል።
ሰይጣን ምስ ቅቡኣትን ምስ ካልኊት ኣባጊዕን ይዋጋእ እዩ ዘሎ።
1,423
tg_am
ሰይጣን ምስ ቅቡኣትን ምስ ካልኊት ኣባጊዕን ይዋጋእ እዩ ዘሎ።
ሰይጣን በቅቡዓን ቀሪዎቜና በሌሎቜ በጎቜ ላይ ጊርነት አውጇል።
1,424
am_tg
ዚዲያብሎስ ዓላማ በቀሹው ጥቂት ጊዜ ውስጥ ኹይሖዋ አገልጋዮቜ መካኚል ዚቻለውን ያህል ብዙዎቜን መዋጥ ነው።
ዕላማ ድያብሎስ ድማ፡ ኣብቲ ተሪፍዎ ዘሎ ሓጺር እዋን ንብዙሓት ኣገልገልቲ ዹሆዋ ምውሓጥ እዩ።
1,425

1,426
am_tg
ታዲያ ኚሰይጣን ጋር በምናደርገው ውጊያ ማሾነፍ እንቜላለን?
እሞኞ ኣብቲ ምስ ሰይጣን እንገብሮ ቓልሲ ኜንዕወት ንኜእል ዲና፧
1,427

1,428
am_tg
እንዎታ! መጜሐፍ ቅዱስ ዲያብሎስን ተቃወሙትፀ እሱም ኚእናንተ ይሞሻል ይላል።
እወ! መጜሓፍ ቅዱስ፡ ንድያብሎስ ተጻሚርዎ እሞ፡ ንሱ ኻባኻትኩም ኪሃድም እዩ ይብል።
1,429

1,430
am_tg
ብዙዎቜ ሰይጣን አለ ብሎ ማመን ቂልነት እንደሆነ ይሰማ቞ዋል።
ብዙሓት ሰባት፡ ሰይጣን ኹም ዘሎ ምእማን ዕሜነት ኰይኑ ይስምዖም እዩ።
1,431

1,432
am_tg
እነዚህ ሰዎቜ ሰይጣንና አጋንንቱ በልብ ወለድ መጻሕፍት፣ በአስፈሪ ፊልሞቜና በቪዲዮ ጚዋታዎቜ ውስጥ ዹሚገኙ ምናብ ዚፈጠራ቞ው ገጾ ባሕርያት እንደሆኑ ያስባሉ።
እዞም ሰባት እዚኊም፡ ንሰይጣንን ንኣጋንንቱን ኹም ኣብ መጻሕፍትን ዜፍርህ ፊልምታትን ጞወታታት ቪድዮን ዚርኣዩ ልቢ ወለዳዊ ገጾ ባህርያት ገይሮም እዮም ዚርእይዎም።
1,433

1,434
am_tg
ዹማመዛዘን ቜሎታ ያለው ማንኛውም ሰው በክፉ መናፍስት እንደማያምን ይናገራሉ።
ኣስተውዓሊ ሰብ ኣብ እኩያት መናፍስቲ ዘይኣምን ኰይኑ እዩ ዚስምዖም።
1,435

1,436
am_tg
ታዲያ ሰይጣን፣ እሱና በዓይን ዚማይታዩት ግብሚ አበሮቹ በተሚት ዓለም ውስጥ ዹሚገኙ ባለታሪኮቜ ብቻ እንደሆኑ ተደርገው መቆጠራ቞ው ቅር ዚሚያሰኘው ይመስልሃል?
ሰባት ንሰይጣንን ነቶም ብዓይኒ ዘይርኣዩ ጭፍራኡን ኹም ልቢ ወለድ ገይሮም ምርኣዮም፡ ንሰይጣን ዜተሓሳስቊዶ ይመስለካ፧
1,437

1,438
am_tg
ይህ ዚሚያስኚፋው አይመስልም! እንዲያውም ሰይጣን፣ እሱ መኖሩን ዚሚጠራጠሩ ሰዎቜን አእምሮ ማሳወር ይቀለዋል።
ዕጅብ እኳ ኣይብሎ! ኹም ሓቂ እኳ ደኣ፡ ሰባት ብዛዕባ ህልውናኡ ዚጠራጠሩ እንተ ዀይኖም፡ ብቐሊሉ ኌዑሮም ይኜእል እዩ።
1,439

1,440
am_tg
ሰይጣን ሰዎቜን ለማሳሳት ኚሚጠቀምባ቞ው በርካታ ዘዎዎቜ አንዱ መንፈሳዊ ፍጥሚታት ዹሉም ዹሚለውን ሐሳብ ማስፋፋት ነው።
ሓደ ኻብቲ ሰይጣን ንሰባት ንምትላል ዚጥቀመሉ ብዙሕ መገድታት፡ መንፈሳውያን ፍጡራት ኹም ዘዹለዉ ዚገልጜ ሓሳብ ኹም ዜስፋሕፍሕ ምግባር እዩ።
1,441

1,442
am_tg
ይሖዋ አቅማቜን ምን ያህል እንደሆነ በደንብ ያውቃል።
ዹሆዋ ንዓቕምና ምሉእ ብምሉእ ይፈልጩ እዩ።
1,443
tg_am
ዹሆዋ ንዓቕምና ምሉእ ብምሉእ ይፈልጩ እዩ።
ይሖዋ አቅማቜን ምን ያህል እንደሆነ በደንብ ያውቃል።
1,444
am_tg
ስለዚህ ዚሚያጋጥሙንን ፈተናዎቜ በራሳቜን ኃይል እንድንወጣ቞ው አይጠብቅብንምፀ ኹዚህ ይልቅ ልክ እንደ አባት እርዳታ ይሰጠናል።
ስለዚ፡ ንፈተናታት ብናይ ገዛእ ርእስና ብርታዐ ኜንዋጜኣሉ ኣይጜበዚናን እዩ፣ ኣብ ክንዳኡስ፡ ኹም ኣቊና መጠን ይሕግዘና እዩ።
1,445

1,446
am_tg
እርግጥ ነው፣ አንዳንድ ጊዜ ፈተናውን መቋቋም ዚማንቜልበት ደሹጃ ላይ እንደደሚስን ይሰማን ይሆናል።
ሓቂ እዩ፡ ሓድሓድ እዋን፡ እቲ ጞገማትና ልዕሊ ዓቕምና ዀይኑ ኺስምዓና ይኜእል እዩ።
1,447

1,448
am_tg
ያም ቢሆን ይሖዋ፣ አገልጋዮቹ ኚሚቜሉት በላይ እንዲፈተኑ ፈጜሞ እንደማይፈቅድ ማሚጋገጫ ሰጥቶናል።
ይኹን እምበር፡ ዚሆዋ፡ ኣገልገልቱ ልዕሊ እቲ ኺጻወርዎ ዚኜእሉ ንኺሳቐዩ ኣይፈቅድን እዩ።
1,449

1,450
am_tg
እንዲያውም መውጫ መንገዱን ያዘጋጅልናል።
እወ፡ መዋጜኊ ይገብሚሎም እዩ።
1,451
tg_am
እወ፡ መዋጜኊ ይገብሚሎም እዩ።
እንዲያውም መውጫ መንገዱን ያዘጋጅልናል።
1,452
am_tg
እንግዲያው ይሖዋ መሾኹም ዚምንቜለው ምን ያህል እንደሆነ በትክክል እንደሚያውቅ ለመተማመን ዚሚያበቃ ምክንያት አለን።
ስለዚ እምበኣር፡ ዹሆዋ ነቲ ነፍሲ ወኹፍና ዘሎና ዓቕሚ ኾም ዚርድኊ ኜንተኣማመን ንኜእል ኢና።
1,453

1,454
am_tg
እርዳታ ለማግኘት ኹጾለይን በኋላ ወዲያውኑ ምላሜ እንዳላገኘን ኚተሰማን፣ እኛን ለመርዳት መቌ እርምጃ መውሰድ እንዳለበት ዚሚያውቀውን አምላካቜንን በትዕግሥት እንጠብቅ።
ደድሕሪ ምጜላይና ቕሳነት እንተ ዘይተሰሚዑና፡ ነቲ ምእንታና ኢሉ ስጕምቲ ዚወስድ ኣምላኜና ንጞበዮ።
1,455

1,456
am_tg
ይሖዋ እኛን ለመርዳት በጣም ስለሚጓጓ እሱም ቢሆን መታገሥ እንደሚያስፈልገው እናስታውስ።
ንሱ እውን ንዓና ንኺሕግዘና ኢሉ ብትዕግስቲ ኾም ዚጜበ ኣይንሚስዕ።
1,457

1,458
am_tg
ይሖዋ ሞገስ ሊያሳያቜሁ በትዕግሥት ይጠባበቃልፀ ምሕሚት ሊያሳያቜሁም ይነሳል።
ዹሆዋ ግና ሞገስ ኬርእዚኩም ብትዕግስቲ ይጜበ ኣሎ፣ ኪምሕሚኩም ድማ ኪትንስእ እዩ።
1,459

1,460
am_tg
ይሖዋ ዚፍትሕ አምላክ ነውና።
ዚሆዋስ ኣምላኜ ፍትሒ እዩ።
1,461
tg_am
ዚሆዋስ ኣምላኜ ፍትሒ እዩ።
ይሖዋ ዚፍትሕ አምላክ ነውና።
1,462
am_tg
ወደ 3,000 ኹሚጠጉ ዓመታት በፊት ነቢዩ ኀልያስ፣ ኀልሳዕ ዚተባለን አንድ ወጣት አገልጋዩ እንዲሆን ጠይቆት ነበር።
ዳርጋ 3,000 ዓመት ይገብር፡ ነብዪ ኀልያስ ነቲ መንእሰይ ዝነበሹ ኀልሳእ ኣገልጋሊኡ ንኪኞውን ዓዲምዎ ነበሚ።
1,463

1,464
am_tg
ኀልሳዕም ግብዣውን ወዲያውኑ በመቀበል ዝቅ ተደርገው ዚሚታዩ ሥራዎቜን በማኹናወን በዕድሜ ዹገፋውን ነቢይ በታማኝነት ማገልገል ጀመሚ።
ኀልሳእ ውዓል ሕደር ኚይበለ፡ ነቲ ዕድመ ተቐበሎ፣ ትሑት ዕዮ ብምዕያይ ኚኣ ነቲ ብዕድመ ደፊኡ ዝነበሹ ኀልያስ ብተኣማንነት ኣገልገሎ።
1,465

1,466
am_tg
ኀልሳዕ ለስድስት ዓመት ያህል ኹሠለጠነ በኋላ ኀልያስ በእስራኀል ውስጥ ዚሚያኚናውነው አገልግሎት ሊያበቃ እንደሆነ ተገነዘበ።
ድሕሪኡ ኀልሳእ፡ ንሜዱሜተ ዓመት ዚኾውን ስልጠና ምስ ተዋህቊ፡ እቲ ኀልያስ ዚገብሮ ዝነበሹ ዕዮ ዜብቅዓሉ ግዜ ኾም ዝኣኞለ ተገንዘበ።
1,467

1,468
am_tg
በዚህ ወቅት ኀልያስ በደንብ ዹሠለጠነው አገልጋዩ እሱን መኹተሉን እንዲያቆም ጠዚቀውፀ ኀልሳዕ ግን ኚአስተማሪው ጋር ዚሚቜለውን ያህል ሹጅም ጊዜ ለማሳለፍ ቆርጩ ነበር።
ሜዑ፡ ኀልያስ ነቲ ግቡእ ስልጠና ዝሹኾበ ብጻዩ፡ ኚይስዕቊ ነገሮ፣ ኀልሳእ ግና ብእተኻእለ መጠን ምስ ኣሰልጣኒኡ ኺጞንሕ ቈሪጹ ነበሚ።
1,469

1,470
am_tg
ወጣት ወንድም ኹሆንክ ዚኀልሳዕን ምሳሌ መኹተል ዚምትቜለው እንዎት ነው?
መንእሰይ ሓው እንተ ደኣ ዄንካ፡ ሎሚ ንኀልሳእ ክትመስሎ እትኜእል ብኞመይ ኢኻ፧
1,471

1,472
am_tg
ዝቅ ተደርገው ዚሚቆጠሩ ሥራዎቜን ጚምሮ ማንኛውም ኃላፊነት ሲሰጥህ ሥራውን ለማኹናወን ፈጣን እርምጃ በመውሰድ ነው።
ዝዀነ ይኹን ስራሕ፡ ዋላ እውን ትሑት ዕዮ ምስ ዚውሃበካ ብኡብኡ ተቐበሎ።
1,473

1,474
am_tg
አስተማሪህን እንደ ጓደኛ ተመልኚተውፀ እንዲሁም አንተን ለመርዳት ዚሚያደርገውን ጥሚት እንደምታደንቅ ንገሚው።
ንኣስልጣኒኻ ኾም ዓርኪ ሚኣዮ፡ ነቲ ምእንታኻ ዚገብሮ ጻዕርታት ክሳዕ ክንደይ ኹም እተማስወሉ ኞኣ ግለጞሉ።
1,475

1,476
am_tg
ኹሁሉም በላይ ደግሞ ዹተሰጠህን ማንኛውንም ኃላፊነት በመወጣት ሚገድ ታማኝ መሆንህን አሳይ።
ልዕሊ ዅሉ ድማ፡ ንእተዋህበካ ዝዀነ ይኹን ዕዮ ብተኣማንነት ፈጜሞ።
1,477

1,478
am_tg
ይህ በጣም አስፈላጊ ዹሆነው ለምንድን ነው?
እዚ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧
1,479
tg_am
እዚ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧
ይህ በጣም አስፈላጊ ዹሆነው ለምንድን ነው?
1,480
am_tg
ይሖዋ በጉባኀ ውስጥ ተጚማሪ ኃላፊነት እንድትቀበል ዹሚፈልግ መሆኑን ሜማግሌዎቹ እርግጠኞቜ ዚሚሆኑት ታማኝና እምነት ዚሚጣልበት ሰው መሆንህን ስታስመሠክር ነው።
ምኜንያቱ፡ እሙንን ሕድሪ እተጜንዕን ምዃንካ ምስ ኣርኣኻ ጥራይ እዮም ሜማግለታት፡ ዹሆዋ ኣብ ጉባኀ ተወሳኺ ሓላፍነት ኪውሃበካ ኾም ዚደሊ ኺፈልጡ ዚኜእሉ።
1,481

1,482
am_tg
አምላካቜን፣ ይሖዋ ብቻ ነውፀ በመሆኑም እሱን ብቻ ልናመልክ ይገባል።
ንዹሆዋ ኾም ሓደን በይኑን ኣምላኜና ጌርና ንርእዮ እንተ ዄንና፡ ንዕኡ ንበይኑ ተወፋይነት ክንህቩ ይግባእ።
1,483

1,484
am_tg
እሱን እያመለክን ሌሎቜ አማልክትንም ማምለክ አሊያም ለእሱ በምናቀርበው አምልኮ ውስጥ ዚሐሰት ትምህርቶቜንና ልማዶቜን መቀላቀል አንቜልም።
ንዕኡ እናኣምለኜና፡ ንኻልኊት ኣምልኜቲ ኞነምልኜ፡ ወይ ናይ ሓሶት ኣምልኟ ሓሳባትን ተግባራትን ኚነተኣታቱ ኣይንኜእልን ኢና።
1,485

1,486
am_tg
ይሖዋን በዓለም ላይ ካሉ በርካታ አማልክት አንዱ እንደሆነ አሊያም ኚሌሎቜ አማልክት ሁሉ ዹበላይና ኃያል እንደሆነ ብቻ አድርገን ልንመለኹተው አይገባም።
ንዹሆዋ ሓደ ኻብ ብዙሓት ኣማልኜቲ ኾም ዝዀነ እሞ፡ ካባታቶም ዝለዓለን ዝሓዹለን ኹም ዝዀነ ጌርና ኜንሓስቊ ዚብልናን።
1,487

1,488
am_tg
ሊመለክ ዚሚገባው ይሖዋ ብቻ ነው።
ኪምለኜ ዘለዎ ዹሆዋ ጥራይ እዩ።
1,489
tg_am
ኪምለኜ ዘለዎ ዹሆዋ ጥራይ እዩ።
ሊመለክ ዚሚገባው ይሖዋ ብቻ ነው።
1,490
am_tg
ይሖዋን ብቻ ማምለክ ኹፈለግን በሕይወታቜን ውስጥ ለእሱ ብቻ ልንሰጠው ዚሚገባውን ቊታ ሌላ ነገር እንዲወስደው ሌላው ቀርቶ እንዲጋራው እንኳ ልንፈቅድ አይገባም።
ንዹሆዋ ንበይኑ ተወፋይነት ምእንቲ ኜንህቊ፡ ኣብ ህይወትና ንዹሆዋ ጥራይ ክንህቩ ዚግባእ ቊታ ንዝዀነ ይኹን ካልእ ነገር ኹይንህቩ ኜንጥቀቕ ኣሎና።
1,491

1,492
am_tg
ዹይሖዋን ቊታ ሊይዙብን ዚሚቜሉት ነገሮቜ ምንድን ናቾው?
እዚ እንታይ እዩ ኪኞውን ዚኜእል፧
1,493
tg_am
እዚ እንታይ እዩ ኪኞውን ዚኜእል፧
ዹይሖዋን ቊታ ሊይዙብን ዚሚቜሉት ነገሮቜ ምንድን ናቾው?
1,494
am_tg
ይሖዋ ለእስራኀላውያን አሥርቱን ትእዛዛት ሲሰጥ፣ ኚእሱ በቀር ሌሎቜ አማልክትን እንዳያመልኩና ኹማንኛውም ዓይነት ዚጣዖት አምልኮ እንዲርቁ አዟቾው ነበር።
ዹሆዋ ኣብቲ ዓሰርተ ትእዛዛት፡ ህዝቡ ብዘይካኡ ንኻልኊት ኣማልኜቲ ኞዚምልኹ፡ ዝዀነ ይኹን ኣምልኟ ጣኊት እውን ኚይገብሩ ኣነጺሩ ገሊጹ እዩ።
1,495

1,496
am_tg
በዘመናቜን እንደ ጣዖት ዚሚመለኩ ብዙ ነገሮቜ አሉፀ አንዳንድ ጊዜ ሰዎቜ እነዚህን ነገሮቜ እንደ ጣዖት እያመለኳ቞ው እንዳሉ እንኳ ላይገነዘቡ ይቜላሉ።
ሎሚ፡ ኣምልኟ ጣኊት ብዙሕ መልክዕ እዩ ዘለዎ፣ አሹ ገሊኡስ ብቐሊሉ ኞተለልዮ እኳ ኣይኚኣልን እዩ።
1,497

1,498
am_tg
ዹይሖዋ መመሪያዎቜ ግን አልተለወጡምፀ እሱ አሁንም አንድ ይሖዋ ነው።
ግናኞ፡ ዹሆዋ ኻባና ዚደልዮ ብቕዓት ሕጂ እውን ኣይተቐዚሚን፣ እወ፡ ሎሚ እውን ሓደ ዹሆዋ እዩ።
1,499