Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
1,500
am_tg
ጴጥሮስ ወደ ኢየሱስ ቀርቦ እስከ ሰባት ጊዜ ይቅር ማለት ይኖርበት እንደሆነ ሲጠይቀው ኢየሱስ እስከ 77 ጊዜ እንጂ እስከ ሰባት ጊዜ ብቻ አልልህም ብሎ መለሰለት።
ጴጥሮስ፡ ይቕረ ኽንብል ዘሎና ኽሳዕ ሸውዓተ ሳዕ እንተ ዀይኑ ምስ ሓተተ፡ የሱስ፡ ክሳዕ 77 ሳዕ እምበር፡ ክሳዕ ሸውዓተ ሳዕ ኣይብለካን ኢሉ መለሰሉ።
1,501
tg_am

1,502
am_tg
ኢየሱስ ይህን የተናገረው ምንጊዜም ይቅር ለማለት ፈቃደኞች መሆን እንዳለብን ለማጉላት ነው፤ ሌሎችን ይቅር ማለት የሚቀናን ዓይነት ሰዎች መሆን አለብን።
የሱስ ከምኡ ኺብል ከሎ፡ ይቕረ ንምባል ወትሩ ፍቓደኛታት ክንከውን ከም ዘሎና እዩ ዚገልጽ ነይሩ።
1,503

1,504
am_tg
ሁላችንም ስህተት ስለምንሠራ እኛም ሌሎችን ልንበድል እንደምንችል ማስታወሳችን ጠቃሚ ነው።
ኵላትና ጕድለት ስለ ዘሎና፡ ንኻልኦት ከነጕህዮም ከም እንኽእል ክንዝክር ኣሎና።
1,505

1,506
am_tg
የበደልነው ሰው እንዳለ ከተገነዘብን የመጽሐፍ ቅዱስን መመሪያ በመከተል ወደ ግለሰቡ ሄደን እርቅ ለማውረድ ጥረት ማድረግ አለብን።
መጽሓፍ ቅዱስ፡ ንሓደ ሰብ ከም ዘጕሃናዮ እንተ ኣስተውዒልና፡ ናብቲ ሰብ ኬድና ኽንዕረቕ ክንጽዕር ከም ዘሎና እዩ ዚነግረና።
1,507

1,508
am_tg
ሌሎች የፈጸምነውን በደል ይቅር ሲሉን ደስ ይለናል፤ እኛም እነሱ ሲበድሉን እንዲሁ ማድረግ ይኖርብናል።
ክንጋገ ኸለና ኻልኦት ኪቕየሙልና ስለ ዘይንደሊ፡ ንሕና እውን ክንቅየመሎም የብልናን።
1,509

1,510
am_tg
ሌሎችን ይቅር የምንል ከሆነ ይሖዋም ይቅር ይለናል።
ንኻልኦት ይቕረ ንብለሎም እንተ ዄንና፡ የሆዋ እውን ይቕረ ኺብለልና እዩ።
1,511

1,512
am_tg
በእርግጥም እኛ ስህተት ስንሠራ በሰማይ ያለው አባታችን ይቅር እንደሚለን ሁሉ እኛም ሌሎች ስህተት በሚሠሩበት ጊዜ ይቅር ባዮች ልንሆን ይገባል።
ስለዚ፡ ከምቲ ኣቦና የሆዋ ኽንጋገ ኸለና ዚምሕረና፡ ንሕና እውን ኣብነቱ ብምስዓብ ካልኦት ኪጋገዩ ኸለዉ ንምሓሮም።
1,513

1,514
am_tg
የሙሴ ወላጆች ስለ ይሖዋ እንዲሁም ዕብራውያንን ከባርነት ነፃ አውጥቶ ተስፋይቱን ምድር ለመስጠት ስላለው ዓላማ ሙሴን አስተምረውት መሆን አለበት።
ሙሴ ብዛዕባ የሆዋን ብዛዕባ እቲ ንእብራውያን ካብ ባርነት ሓራ ኣውጺኡ ናብ ምድሪ ተስፋ ኼእትዎም ዝነበሮ ዕላማን ካብ ወለዱ ተማሂሩ ነይሩ ኪኸውን ኣለዎ።
1,515

1,516
am_tg
ሙሴ፣ ይሖዋ ለእስራኤላውያን ቃል ስለገባው ነገር በጥልቅ ባሰላሰለ መጠን በአምላክ ላይ ያለው እምነትና ለእሱ ያለው ፍቅር እያደገ ሄዷል።
ብዛዕባ እቲ የሆዋ ንእስራኤላውያን ዘተስፈዎም ተስፋ ኸስተንትን ከሎ፡ ንየሆዋ ዘላቶ ፍቕሪ ትዓቢ፡ እምነቱ ድማ ትድልድል ነበረት።
1,517

1,518
am_tg
ፈሪሃ አምላክ እንዳላቸው ሌሎች ሰዎች ሁሉ እሱም፣ ይሖዋ የሰውን ዘር ከሞት ባርነት ነፃ የሚያወጣበትን ጊዜ በዓይነ ሕሊናው ተመልክቶ ሊሆን ይችላል።
ከምቶም ፍርሃት ኣምላኽ ዝነበሮም ካልኦት ሰባት፡ ብዛዕባ እቲ የሆዋ ንደቂ ሰብ ካብ ሞት ሓራ ዜውጽኣሉ እዋን እውን ይፈልጥ ነይሩ ኪኸውን ይኽእል እዩ።
1,519

1,520
am_tg
ሙሴ፣ ለዕብራውያንም ሆነ ለመላው የሰው ዘር ርኅራኄ ያለውን አምላክ መውደዱ የሚያስገርም አይደለም።
ነቲ ንእብራውያንን ንዅሎም ደቂ ሰብን ዚርሕርሓሎም ዝነበረ ኣምላኽ ንኼፍቅሮ ኸም እተደረኸ ድማ ፍሉጥ እዩ።
1,521

1,522
am_tg
በመላው ሕይወቱ ይሖዋን እንዲያገለግል የረዳው፣ እምነትና ፍቅር ያለው መሆኑ ነው።
ስለዚ፡ እምነትን ፍቕርን ኣብ ምሉእ ህይወቱ ንየሆዋ ንኼገልግሎ ሓጊዘናኦ እየን።
1,523

1,524
am_tg
ፈርዖን እንደሚገድለው ቢዝትበትም እንኳ እምነቱ፣ ለአምላክ ያለው ፍቅርና ምናልባትም ወደፊት የሚጠብቀውን ግሩም ሕይወት በአእምሮው መሳሉ ፈርዖንን በድፍረት ለመጋፈጥ አጠናክሮታል።
ፈርኦን ኪቐትሎ ምስ ኣፈራርሆ እውን ከይተረፈ፡ ነቲ ምፍርራህ ብትብዓት ኪገጥሞ ዝኸኣለ፡ እምነትን ፍቕሪ ኣምላኽን ስለ ዝነበሮ፡ ምናልባት እውን ኣብ ኣእምሮኡ ብሩህ ተስፋታት ይስእል ስለ ዝነበረን እዩ።
1,525

1,526
am_tg
ኢየሱስ የመጀመሪያ ተአምሩን የፈጸመው በገሊላ በምትገኘው በቃና በተከናወነ የሠርግ ድግስ ላይ ነው።
የሱስ ዝፈጸሞ ናይ መጀመርታ ተኣምር፡ ኣብ ቃና ናይ ገሊላ ኣብ እተገብረ መርዓ እዩ።
1,527

1,528
am_tg
በድግሱ ላይ ከተጠበቀው በላይ ብዙ እንግዶች መጥተው ሊሆን ይችላል።
ቍጽሪ እቶም ናብቲ መርዓ ዝመጹ ኣጋይሽ ካብቲ ትጽቢት እተገብረሉ ንላዕሊ ነይሩ ኪኸውን ይኽእል እዩ።
1,529

1,530
am_tg
ምክንያቱ ምንም ይሁን ምን የወይን ጠጅ አለቀ።
ግናኸ፡ እቲ ምኽንያት እንታይ ምዃኑ ብዘየገድስ፡ ወይኒ ተወድአ።
1,531

1,532
am_tg
ከተጠሩት እንግዶች መካከል የኢየሱስ እናት ማርያም ትገኝበታለች።
ሓንቲ ኻብቶም ኣጋይሽ፡ ማርያም ኣደ የሱስ እያ ነይራ።
1,533

1,534
am_tg
ማርያም ስለ ልጇ በተነገሩት ትንቢቶች ላይ ለዓመታት ስታሰላስል እንደቆየች ጥርጥር የለውም፤ ምክንያቱም ልጇ የልዑሉ አምላክ ልጅ ተብሎ እንደሚጠራ ታውቃለች።
ማርያም ብዛዕባ እቲ ምስ ወዳ እተተሓሓዘ ትንቢታዊ ተስፋታት ንሓያሎ ዓመታት ተስተንትን ነይራ ኽትከውን ትኽእል እያ።
1,535

1,536
am_tg
ማርያም፣ ኢየሱስ ለሰዎች እስካሁን ያላሳየው ኃይል እንዳለው ተማምና ይሆን?
ከመይሲ፡ ንሱ ወዲ እቲ ልዑል ከም ዚብሃል ትፈልጥ ነይራ እያ።
1,537

1,538
am_tg
ያም ሆነ ይህ ማርያምና ኢየሱስ ለአዲሶቹ ተጋቢዎች እንዳዘኑላቸውና ከእፍረት ሊታደጓቸው እንደፈለጉ አሳይተዋል።
የሱስ ዘይተጋህደ ሓይልታት ከም ዘለዎስ፡ ማርያም ትኣምንዶ ነይራ እያ፧
1,539

1,540
am_tg
ተጋቢዎቹ ለእንግዶች ጥሩ መስተንግዶ የማድረግ ኃላፊነት እንዳለባቸው ኢየሱስ ያውቃል።
ማርያምን የሱስን ኣብ ቃና፡ ነቶም ሓደስቲ መርዑ ኸም ዝደንገጹሎምን ካብ ሕፍረት ኬድሕንዎም ከም ዝደለዩን ተራእዩ እዩ።
1,541

1,542
am_tg
በመሆኑም 380 ሊትር የሚሆነውን ውኃ በተአምር ወደ ጥሩ የወይን ጠጅ ለወጠው።
የሱስ ኣአንጋዲ ምዃን፡ ግቡእ ምዃኑ ይፍለጥ ስለ ዝነበረ፡ 380 ሊትሮ ማይ ናብ ጽቡቕ ወይኒ ቐየረ።
1,543

1,544
am_tg
ኢየሱስ ይህን ተአምር የመፈጸም ግዴታ ነበረበት?
ነዚ ተኣምር እዚ ኺፍጽም ግዴታ ነይርዎ ድዩ፧
1,545
tg_am
ነዚ ተኣምር እዚ ኺፍጽም ግዴታ ነይርዎ ድዩ፧
ኢየሱስ ይህን ተአምር የመፈጸም ግዴታ ነበረበት?
1,546
am_tg
በፍጹም።
ኣይፋሉን።
1,547
tg_am
ኣይፋሉን።
በፍጹም።
1,548
am_tg
ይህን ያደረገው ለሰዎች ስለሚያስብና ለጋስ የሆነውን በሰማይ ያለውን አባቱን ምሳሌ ስለተከተለ ነው።
ነቲ ተኣምር ዝፈጸሞ ንሰባት ይሓልየሎም ስለ ዝነበረን ለጋስ ብምዃን ንሰማያዊ ኣቦኡ ኺመስሎ ስለ ዝደለየን እዩ።
1,549

1,550
am_tg
የክርስቲያን ጉባኤ አባል እንደመሆናችን መጠን ይህን ግብዣ በተሳካ ሁኔታ ማከናወን የምንችለው እንዴት ነው?
ኣባላት ክርስትያናዊት ጉባኤ ኸም ምዃንና መጠን፡ ነዚ ጻውዒት እዚ ኣብ ምብጻሕ ብኸመይ ኣሳልጦ ኽንረክብ ንኽእል፧
1,551

1,552
am_tg
እንደ አንድ አካል ተገጣጥመንና እርስ በርስ ተስማምተን የምንሠራ ከሆነ ብቻ ነው።
ከም ሓደ ሰብነት ንገጣጠምን ንዋደድን፡ ማለት ንተሓባበር እንተ ዄንና ጥራይ ኢና ኣስልጦ ኽንረክብ እንኽእል።
1,553

1,554
am_tg
የመንግሥቱን ምሥራች በተቻለን መጠን ለብዙ ሰዎች ማካፈል ከፈለግን የስብከቱን ሥራ በተደራጀ መልኩ ማከናወን ይኖርብናል።
ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ብእተኻእለ መጠን ንብዙሓት ሰባት ንምንጋር፡ ዕዮ ስብከትና ብእተወደበ መገዲ ኽንፍጽሞ ኣሎና።
1,555

1,556
am_tg
ለዚህም ሲባል መመሪያዎች ይሰጡናል።
ስለዚ ድማ መምርሒታት ይውሃበና እዩ።
1,557
tg_am
ስለዚ ድማ መምርሒታት ይውሃበና እዩ።
ለዚህም ሲባል መመሪያዎች ይሰጡናል።
1,558
am_tg
በዓለም ዙሪያ በሚገኙ ጉባኤዎች አማካኝነት የሚሰጠን መመሪያ ጥረታችንን አስተባብረን እንድንሠራ ያስታጥቀናል።
እቲ ኣብ ብዘላ ዓለም ብዚርከባ ጉባኤታት ኣቢሉ ዚውሃበና መምርሒታት፡ ንጻዕርታትና ሓድነት ምእንቲ ኺህልዎ የዳልወና እዩ።
1,559

1,560
am_tg
የመስክ አገልግሎት ስምሪት ስብሰባ ካደረግን በኋላ የመንግሥቱን መልእክት ለሰው ሁሉ ለመስበክ እንወጣለን።
ንኣገልግሎት ወፍሪ ድሕሪ ምእካብና፡ መልእኽቲ መንግስቲ ኣምላኽ ንሰባት ንምንጋር ንኸይድ ኢና።
1,561

1,562
am_tg
በአንደበታችንም ሆነ በሚሊዮኖች የሚቆጠሩ መጽሐፍ ቅዱሳዊ ጽሑፎች በማበርከት ለሰዎች ምሥራቹን እናሰራጫለን።
ነቲ መልእኽቲ ኸኣ ብቓልን በቲ ብሚልዮናት ዚቝጸር ቅዳሓት መጽሓፍ ቅዱሳዊ ጽሑፋትን ኣቢልና ንዝርግሖ ኢና።
1,563

1,564
am_tg
አንተስ በልዩ የአገልግሎት ዘመቻዎች እንድንካፈል የሚሰጡንን መመሪያዎች ለመታዘዝ ጥረት ታደርጋለህ?
እሞኸ ኣብ ፍሉይ ወፈራታት ስብከት ንምስታፍ ንዚውሃብ መምርሒ ኣብ ግብሪ ተውዕሎ ዲኻ፧
1,565

1,566
am_tg
እንዲህ የምታደርግ ከሆነ ላይ የተገለጸው በሰማይ መካከል የሚበረው መልአክ የያዘውን መልእክት ከሚያስተጋቡት በሚሊዮን የሚቆጠሩ ሰዎች ጋር ምሥራቹን በኅብረት ታውጃለህ።
ከምኡ ምስ እትገብር፡ ምስ ሚልዮናት ካልኦት ብሓደ ዄንካ መልእኽቲ እቲ ኣብ ተጠቒሱ ዘሎ ኣብ ማእከል ሰማይ ዚዝምቢ መልኣኽ ኢኻ እተቃልሕ ዘለኻ።
1,567

1,568
am_tg
አብርሃም ከእሱና ከይስሐቅ ጋር ከተጓዙት አገልጋዮቹ ከመለየቱ በፊት እናንተ አህያውን ይዛችሁ እዚህ ቆዩ፤ እኔና ልጄ ግን ወደዚያ በመሄድ በአምላክ ፊት ሰግደን ወደ እናንተ እንመለሳለን ብሏቸዋል።
ኣብርሃም ነቶም ንዕኡን ንይስሃቅን ዘሰነይዎም ግዙኣቱ ሓዲግዎም ቅድሚ ምኻዱ፡ ምስዚ ኣድጊ፡ ኣብዚ ጽንሑ፣ ኣነን እዚ ወድን ከኣ ናብቲ ኼድና ኣምሊኽና ናባኻትኩም ክንምለስ ኢና ኢልዎም እዩ።
1,569

1,570
am_tg
አብርሃም ምን ማለቱ ነበር?
ኣብርሃም እንታይ ማለቱ እዩ ነይሩ፧
1,571
tg_am
ኣብርሃም እንታይ ማለቱ እዩ ነይሩ፧
አብርሃም ምን ማለቱ ነበር?
1,572
am_tg
ይስሐቅን መሥዋዕት ሊያደርገው እንደሆነ እያወቀ ከይስሐቅ ጋር እንደሚመለስ ለአገልጋዮቹ ሲናገር እየዋሸ ነበር?
ይስሃቅ ከም ዚስዋእ እናፈለጠ ኽነሱ፡ ከም ዚምለስ ኪነግሮም ከሎስ፡ ይሕስዎም ድዩ ነይሩ፧
1,573

1,574
am_tg
በፍጹም።
ኣይፋሉን።
1,575
tg_am
ኣይፋሉን።
በፍጹም።
1,576
am_tg
መጽሐፍ ቅዱስ አብርሃም ምን አስቦ እንደነበር ለማወቅ ይረዳናል።
እንታይ ማለቱ ምንባሩ መጽሓፍ ቅዱስ ይሕብረና እዩ።
1,577

1,578
am_tg
አብርሃም አምላክ ይስሐቅን ከሞት እንኳ ሳይቀር ሊያስነሳው እንደሚችል ተገንዝቦ ነበር።
ኣምላኽ ንይስሃቅ ካብ ምዉታት ኬተንስኦ ኸም ዚኽእል እዩ ሓሲቡ።
1,579

1,580
am_tg
አዎ፣ አብርሃም በትንሣኤ ያምን ነበር።
እወ፡ ኣብርሃም ብትንሳኤ ይኣምን ነይሩ እዩ።
1,581
tg_am
እወ፡ ኣብርሃም ብትንሳኤ ይኣምን ነይሩ እዩ።
አዎ፣ አብርሃም በትንሣኤ ያምን ነበር።
1,582
am_tg
እሱም ሆነ ሣራ በስተርጅናቸው ልጅ መውለድ እንዲችሉ ይሖዋ እንደረዳቸው ያውቃል።
ንዕኡን ንሳራን ብግዜ እርጋኖም ከም ዚወልዱ ዝገበሮም የሆዋ ምዃኑ ይፈልጥ ነይሩ እዩ።
1,583

1,584
am_tg
አብርሃም በይሖዋ ዘንድ የማይቻል ነገር እንደሌለ ተገንዝቧል።
ንኣምላኽ ዚስኣኖ ነገር ከም ዘየልቦ ይፈልጥ ነይሩ እዩ።
1,585
tg_am
ንኣምላኽ ዚስኣኖ ነገር ከም ዘየልቦ ይፈልጥ ነይሩ እዩ።
አብርሃም በይሖዋ ዘንድ የማይቻል ነገር እንደሌለ ተገንዝቧል።
1,586
am_tg
በመሆኑም በዚያ ፈታኝ ወቅት የሚፈጠረው ነገር ምንም ይሁን ምን፣ የሚወደውን ልጁን መልሶ እንደሚያገኘው እርግጠኛ ነበር፤ ምክንያቱም ይሖዋ ቃል የገባቸው ነገሮች በሙሉ የሚፈጸሙት በይስሐቅ በኩል ነው።
በታ ፈታኒት መዓልቲ እቲኣ ዘጋጠመ እኳ እንተ ኣጋጠመ፡ እቲ የሆዋ ዘተስፈዎ ተስፋታት ምእንቲ ኺፍጸም፡ እቲ ፍቑር ወዱ ኸም ዚምለሰሉ እምንቶ ነይርዎ እዩ።
1,587

1,588
am_tg
በእርግጥም አብርሃም በእምነታቸው የተነሳ እንደ ጻድቃን ለተቆጠሩት ሁሉ አባት ተብሎ መጠራቱ ምንም አያስደንቅም!
እምበኣር፡ ኣብርሃም ንዅሎም እቶም ዚኣምኑ ኣቦኦም እንተ ተባህለ ዚውሕዶ ኣይኰነን።
1,589

1,590
am_tg
መጽሐፍ ቅዱስ እንደሚናገረው ወጣቶችን ጨምሮ የይሖዋ ሕዝብ በአጠቃላይ ለአምላክ አገልግሎት በገዛ ፈቃዱ ራሱን ያቀርባል።
መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እቲ ንመንእሰያት እውን ዝሓቘፈ ህዝቢ የሆዋ፡ ፈትዩ ኺመጽእ እዩ ይብል።
1,591

1,592
am_tg
በመሆኑም ለመጠመቅ የሚያስብ አንድ ሰው ይህን ውሳኔ የሚያደርገው በራሱ ፍላጎት ተነሳስቶ እንደሆነ እርግጠኛ መሆን አለበት።
ስለዚ፡ ሓደ ኺጥመቕ ዚሓስብ ሰብ፡ ብሓቂ እቲ ውሳነ ናቱ ድሌት ምዃኑ ኼረጋግጽ ኣለዎ።
1,593

1,594
am_tg
ይህ ደግሞ ራስህን በጥሞና መመርመር ይጠይቅብህ ይሆናል።
እዚ ድማ ንርእስኻ ኽትምርምር የድልየካ ማለት እዩ።
1,595
tg_am
እዚ ድማ ንርእስኻ ኽትምርምር የድልየካ ማለት እዩ።
ይህ ደግሞ ራስህን በጥሞና መመርመር ይጠይቅብህ ይሆናል።
1,596
am_tg
ለምን?
ስለምንታይ ከምኡ ንብል፧
1,597
tg_am
ስለምንታይ ከምኡ ንብል፧
ለምን?
1,598
am_tg
በወጣትነት ዕድሜህ ያለህበት ሁኔታ ለየት ያለ ሊሆን ስለሚችል ነው።
ምኽንያቱ፡ ፍልይ ዝበለ ዅነታት ኪህልወካ ይኽእል እዩ።
1,599