Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
1,600
am_tg
ለምሳሌ ያደግኚው እውነት ቀት ውስጥ ሊሆን ይቜላል።
ንኣብነት፡ ኣብ ሓቂ ዝዓበኻ ኜትኚውን ትኜእል ኢኻ።
1,601
tg_am
ንኣብነት፡ ኣብ ሓቂ ዝዓበኻ ኜትኚውን ትኜእል ኢኻ።
ለምሳሌ ያደግኚው እውነት ቀት ውስጥ ሊሆን ይቜላል።
1,602
am_tg
ባለፉት ዓመታት አንዳንድ እኩዮቜህን አልፎ ተርፎም ወንድሞቜህንና እህቶቜህን ጚምሮ በርካታ ሰዎቜ ሲጠመቁ ተመልኹተህ ይሆናል።
ብዙሓት ሰባት እንተላይ ገሊኩም መዛኑኻን ኣሕዋትካን ኪጥመቑ ርኢኻ ኜትኚውን ትኜእል ኢኻ።
1,603

1,604
am_tg
እንዲህ ያለ ሁኔታ አጋጥሞህ ኹሆነ ምን ዓይነት ጥንቃቄ ማድሚግ ይኖርብሃል?
ኣብ ኹምዚ ዝበለ ዅነታት፡ ብዛዕባ እንታይ ኢኻ ኜትጥንቀቕ ዘሎካ፧
1,605

1,606
am_tg
ጥምቀት፣ ይዋል ይደር እንጂ ሁሉም ወጣቶቜ ዹሆነ ዕድሜ ላይ ሲደርሱ በዘልማድ ሊወስዱት ዚሚገባ እርምጃ እንደሆነ አድርገህ እንዳታስብ ተጠንቀቅ።
ዕድመይ ወሲኹ ወይ ካልኊት ይገብርዎ ኣለዉ ኢልካ ኜትጥመቕ ኚይትሓስብ ተጠንቀቕ።
1,607

1,608
am_tg
ታዲያ ይሖዋ ስላደሚገው ዚጥምቀት ዝግጅት ተገቢ አመለካኚት እንዲኖርህ ምን ይሚዳሃል?
ብዛዕባ እቲ ዹሆዋ ዝሰርዖ ጥምቀት ቅኑዕ ኣሚኣእያ ምእንቲ ኺህልወካ፡ እንታይ ክትገብር ትኜእል፧
1,609

1,610
am_tg
መጠመቅ በጣም አስፈላጊ ዚሆነበትን ምክንያት ቆም ብሎ ማሰብን ልማድ አድርግ።
ስለምንታይ ክትጥመቕ ኹም ዘሎካ፡ ሓንሳእ ደው ኢልካ ሕሰብ።
1,611

1,612
am_tg
አምላክ ሳኊልን ንጉሥ እንዲሆን ዚቀባው ቢሆንም ኹጊዜ በኋላ ሳኊል ታዛዥ ሳይሆን በመቅሚቱ ይሖዋ ተወው።
ኣምላኜ ንሳኊል ንጉስ ኪኞውን እኳ እንተ ቐብኊ፡ ሳኊል ግና ጾኒሑ ዘይእዙዝ ኰነ፡ ዹሆዋ ድማ ነዓቖ።
1,613

1,614
am_tg
አምላክ ሳኊልን ኚሥልጣኑ ወዲያው ስላላወሚደው፣ ዚእሱ መጥፎ ድርጊት ለተገዢዎቹም ሆነ በቅርቡ ለነበሩት ሰዎቜ ፈተና ሆኖባ቞ው ነበር።
ኣምላኜ ንሳኊል ብኡብኡ ኻብ ዝፋኑ ስለ ዘዚውሚዶ፡ እቲ ሕማቕ ኣካይዳኡ ንተገዛእቱን ንዅሎም እቶም ዚቐርብዎን ፈቲንዎም እዩ።
1,615

1,616
am_tg
በይሖዋ ዙፋን ላይ ዹተቀመጠው ንጉሥ ዹተኹተለውን መጥፎ አካሄድ እዚተመለኚቱ ለአምላክ ታማኝ መሆን ተፈታታኝ ነበር።
እቲ ኣብ ዝፋን ዹሆዋ እተቐመጠ ንጉስ ብንቕጜና ኣብ ዚመላለሰሉ እዋን፡ ንኣምላኜ እሙን ምዃን በዳሂ ዀይንዎም እዩ።
1,617

1,618
am_tg
ሆኖም ዚሳኊል ልጅ ዮናታን ለይሖዋ ታማኝ መሆኑን አሳይቷል።
ወዲ ሳኊል ዮናታን ግና ንዹሆዋ እሙን ኰይኑ እዩ።
1,619
tg_am
ወዲ ሳኊል ዮናታን ግና ንዹሆዋ እሙን ኰይኑ እዩ።
ሆኖም ዚሳኊል ልጅ ዮናታን ለይሖዋ ታማኝ መሆኑን አሳይቷል።
1,620
am_tg
እኛም አንዳንድ ዹበላይ ባለሥልጣናት ክብር ሊሰጣ቞ው እንደማይገባ ይሰማን ይሆናልፀ ሆኖም አምላክ ባዘዘው መሠሚት ሁኔታው በሚፈቅድበት ጊዜ ሁሉ ለእነሱ በመገዛት ለይሖዋ ታማኝ መሆናቜንን ማሳዚት እንቜላለን።
ንሕና እውን ዋላ እኳ ገሊኩም ሰበ ስልጣን ኣኜብሮት ዘይግብኊም እንተ መሰሉና፡ ዚኚኣል ኣብ ዝዀነሉ መዳይ ኚምቲ ኣምላኜ ዚደልዹና ኣብ ልዕሌና ንዘለዉ ሰበ ስልጣን ተገዛእቲ ብምዃን፡ ንዹሆዋ እሙናት ክንኹውን ንኜእል ኢና።
1,621

1,622
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ አንድ ዚመንግሥት ባለሥልጣን ምግባሚ ብልሹ ሊሆን ይቜላልፀ ያም ሆኖ ለበላይ ባለሥልጣናት በአንጻራዊ ሁኔታ መገዛት ስላለብን ሥልጣኑን እናኚብራለን።
ንኣብነት፡ ሓደ ብዓል ስልጣን መንግስቲ ብልሹው ኪኞውን ይኜእል እዩ፣ ነቶም ኣብ ልዕሌና ዘለዉ ሰበ ስልጣን ኣብ በቊታኊም ዝሰርዖም ዹሆዋ ብምዃኑ ግና፡ ንቊታኡ ኞነኜብሮ ኣሎና።
1,623

1,624
am_tg
ሁላቜንም ይሖዋ ሥልጣን ለሰጣ቞ው ሰዎቜ አክብሮት በማሳዚት ለእሱ ታማኝ መሆን እንቜላለን።
ኹም ሓቂ እኳ፡ ኵላትና ነቶም ዹሆዋ ስልጣን ዝሃቩም ብምኜባር፡ ንዕኡ እሙናት ክንኹውን ንኜእል ኢና።
1,625

1,626
am_tg
እንዎት?
ብኞመይ፧
1,627
tg_am
ብኞመይ፧
እንዎት?
1,628
am_tg
አንዳንድ ሜማግሌዎቜ ጊዜ መድበው ሌሎቜን ማሠልጠን ኚባድ ይሆንባ቞ዋል።
ገሊኩም ሜማግለታት ንኻልኊት ንምስልጣን ዚኾውን ግዜ ንምምዳብ ይኞብዶም ይኞውን።
1,629

1,630
am_tg
እንዲህ ብለው ያስቡ ይሆናል፩ ሌሎቜን ማሠልጠን አስፈላጊ ቢሆንም ጊዜ ኚማይሰጡ ሌሎቜ ዚጉባኀ ሥራዎቜ አንጻር ሲታይ ያን ያህል አጣዳፊ አይደለም።
ስልጠና ኣገዳሲ እኳ እንተ ዀነ፡ ኚምቲ ኺጞንሕ ዘይክእል ካልእ ጕዳይ ጉባኀ ህጹጜ ኣይኰነን።
1,631

1,632
am_tg
ሥልጠናውን በሌላ ጊዜ ባደርገው ጉባኀው ላይ ዚሚያመጣው ጉዳት ዚለም።
ነቲ ስልጠና ናብ ካልእ ግዜ እንተ ኣሳጊሚዮ፡ ነታ ጉባኀ ጜልዋ ኣይገብሚላን እዩ ኢሎም ይሓስቡ ይዀኑ።
1,633

1,634
am_tg
ዚአንድን ሜማግሌ ጊዜ ዹሚፈልጉ በርካታ ጉዳዮቜ መኖራ቞ው እውነት ቢሆንም ሥልጠናውን ለሌላ ጊዜ ማስተላለፍ ዚጉባኀውን መንፈሳዊ ደህንነት አደጋ ላይ ሊጥለው ይቜላል።
ህጹጜ ቈላሕታ ዜድልዮ እተፈላለዚ ጕዳያት እኳ እንተሎ፡ ሓደ ሜማግለ ንኻልኊት ስልጠና ኻብ ምሃብ ዚደናጐ እንተ ዀይኑ ግና፡ እዚ ኣብ መንፈሳዊ ጥዕና እታ ጉባኀ ጕድኣት ኬስዕብ ይኜእል እዩ።
1,635

1,636
am_tg
ሜማግሌዎቜ ሊያኚናውኗ቞ው ዚሚገቡ በርካታ አጣዳፊ ጉዳዮቜ አሉ።
ሜማግለታት፡ ብቕልጡፍ ኪግበር ዜድልዮ ሓያሎ ኣገዳሲ ዕዮታት ይዓይዩ እዮም።
1,637

1,638
am_tg
ሆኖም ሜማግሌዎቜ ሥልጠናውን ለሌላ ጊዜ ማስተላለፋ቞ውን ኹቀጠሉ ይዋል ይደር እንጂ ጉባኀው አስፈላጊ ሥራዎቜን ዚሚያኚናውኑ ብቃት ያላ቞ው ወንድሞቜን በማጣት መ቞ገሩ አይቀርም።
ሜማግለታት ዜድሊ ስልጠና ኻብ ምሃብ ዚደናጐዩ እንተ ዀይኖም፡ ውዒሉ ሓዲሩ እታ ጉባኀ ንዅሉ እቲ ዜድሊ ነገራት ኪኣልዩ ዚኜእሉ ብቕዓት ዘለዎም እኹላት ሜማግለታት ክትስእን ትኜእል እያ።
1,639

1,640
am_tg
ኹዚህ በግልጜ ማዚት እንደሚቻለው ሥልጠና መስጠት ትልቅ ቊታ ዹሚሰጠው ጉዳይ አይደለም ዹሚለውን አስተሳሰብ ማስወገድ ይኖርብናል።
ስለዚ እምበኣር፡ ስልጠና ቐዳምነት ኪውሃቊ ኾም ዘይብሉ ጌርና ፈጺምና ኜንሓስብ ዚብልናን።
1,641

1,642
am_tg
ልምድ ዹሌላቾውን ወንድሞቜ ለማሠልጠን ጊዜያ቞ውን መሥዋዕት ዚሚያደርጉና አርቆ አሳቢ ዹሆኑ ሜማግሌዎቜ ጥበበኛ መጋቢዎቜ ኹመሆናቾውም በላይ ለጉባኀው በሚኚት ና቞ው።
ኣርሒቖም ብምጥማት፡ ግዜ መዲቊም ነቶም ብዙሕ ተመክሮ ዘይብሎም ኣሕዋት ዜሰልጥኑ ሜማግለታት፡ ጥበበኛታት መገብቲ እዮም፡ ንምልእቲ እታ ጉባኀ ድማ ናይ ሓቂ በሚኞት እዮም።
1,643

1,644
am_tg
በጥንት ዘመን ዚነበሩት እስራኀላውያን ዓመታዊ በዓል በሚኚበርበት ወቅት ኢዚሩሳሌም በሚገኘው ቀተ መቅደስ ተገኝተው ይሖዋን ሲያወድሱ ይታይህ።
ብግዜ መጜሓፍ ቅዱስ ዝነበሩ እስራኀላውያን ንዹሆዋ ኣብታ ኣብ ዚሩሳሌም ዘላ ቀተ መቕደሱ ኺውድስዎ ኾለዉ እሞ ኣብ ኣእምሮኻ ስኣሎ።
1,645

1,646
am_tg
ለጉዞ መዘጋጀት፣ በጉዞ ወቅት እርስ በርስ መሚዳዳት ኚዚያም ቀተ መቅደስ ውስጥ ይሖዋን በአንድነት ማምለክ ነበሚባ቞ው።
ነቲ ጕዕዞ ይዳለዉ፡ ኣብ መገዲ ይደጋገፉ፡ ኣብታ ቀተ መቕደስ ኚኣ ብሓድነት ዚምልኹ ነይሮም እዮም።
1,647

1,648
am_tg
ይህ ሁሉ ትብብር ዹሚጠይቅ ነገር ነው።
ነዚ ዅሉ ንምግባር ኪተሓባበሩ ነይርዎም።
1,649
tg_am
ነዚ ዅሉ ንምግባር ኪተሓባበሩ ነይርዎም።
ይህ ሁሉ ትብብር ዹሚጠይቅ ነገር ነው።
1,650
am_tg
እኛም ወደ አዲሱ ዓለም በምናደርገው ጉዞ ላይ እርስ በርስ መስማማትና መተባበር ያስፈልገናል።
ንሕና እውን ናብ ሓዳስ ዓለም ኣብ እንገብሮ ጕዕዞ፡ ንሓድሕድና ኾም ሓደ ሰብነት ክንገጣጠምን ክንዋደድን፡ ማለት ሓድነት ኪህልወናን ክንተሓባበርን ዚድልዚና እዩ።
1,651

1,652
am_tg
እስቲ ስለሚጠብቁን በሚኚቶቜ አስብ! በአሁኑ ጊዜ እንኳ በዓለም ውስጥ ኚሚታዚው መኹፋፈልና ግራ መጋባት ተገላግለናል።
እንታይ በሚኞት ይጜበዚና ኾም ዘሎ እሞ ሕስብ ኣብሎ! ነቲ ኣብዚ ስርዓት ዘሎ ሓድነት ዚበታትን ሕንፍሜፍሜ ድሮ ሓዲግናዮ ኣሎና።
1,653

1,654
am_tg
ኢሳይያስና ሚክያስ ዚተናገሩት ትንቢት ሲፈጞም እዚተመለኚትን ነውፀ ዹአምላክ ሕዝቊቜ አንድ ላይ ሆነው ወደ ይሖዋ ተራራ እዚወጡ ነው።
እቲ ኢሳይያስን ሚክያስን እተነበይዎ ኺፍጞም ንርእዮ ኣሎና፣ ህዝቢ ኣምላኜ ብሓድነት ናብ ኹሹን ዹሆዋ ይኞዱ ኣለዉ።
1,655

1,656
am_tg
በእርግጥም በዘመኑ መጚሚሻ ለይሖዋ ዹምናቀርበው አምልኮ እጅግ ዹላቀ ነው።
እወ፡ ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ዘሎ ዓይነት ኣምልኟ፡ ብሓቂ ልዕል ዝበለ እዩ።
1,657

1,658
am_tg
አንድ ዚመንግሥት አዳራሜ ተገንብቶ ኹተጠናቀቀ በኋላ ደግሞ ዹምናመልኹውን አምላክ ባሕርያትና ማንነት ይኾውም ዚሥርዓት አምላክ መሆኑን ዚሚያንጞባርቅ እንዲሆን በንጜሕና መያዝ አለበት።
ሓድሜ ኣዳራሜ መንግስቲ ኣምላኜ ምስ ተሃንጞ፡ ንባህርያት እቲ እነምልኟ ኣምላኜ ስርዓት ዜንጞባርቕ ምእንቲ ኪኞውን፡ ብጜሬትን ብጜፈትን ክንሕዞ ኣሎና።
1,659

1,660
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስ ቅድስናን እንዲሁም መንፈሳዊ ንጜሕናን ኚአካላዊ ንጜሕና ጋር ያያይዘዋል።
መጜሓፍ ቅዱስ ንቕድስናን ንመንፈሳውነትን ምስ ኣካላዊ ጜሬት ዹተሓሕዞ እዩ።
1,661

1,662
am_tg
በመሆኑም አንድ ሰው በይሖዋ ዘንድ ተቀባይነት ማግኘት ኹፈለገ ንጜሕናውንም መጠበቅ አለበት።
ስለዚ፡ ሰባት ኣብ ቅድሚ ዹሆዋ ተቐባልነት ኪሚኜቡ እንተ ደልዮም፡ ጜሬቶም ኪሕልዉ ኣለዎም።
1,663

1,664
am_tg
ኚእነዚህ መሠሚታዊ ሥርዓቶቜ አንጻር ዚአዳራሹ ሁኔታ ኚምንሰብኚው ምሥራቜ ጋር ዚሚስማማ መሆን አለበትፀ ይህም ፍላጎት ያሳዩ ሰዎቜን ምንጊዜም ወደ ስብሰባዎቻቜን ለመጋበዝ ነፃነት እንዲሰማን ያደርጋል።
ምስዚ ስርዓታት እዚ ብዚሰማማዕ መገዲ፡ ኵነታት ኣዳራሜና ምስቲ ንኻልኊት እነካፍሎ ብስራት መንግስቲ ኣምላኜ ዚሰማማዕ ኪኞውን ኣለዎ፣ ኚምኡ እንተ ዀይኑ፡ ተገደስቲ ሰባት ናብ ኣዳራሜና ንምዕዳም ናጜነት ኪስምዓና ይኜእል እዩ።
1,665

1,666
am_tg
ዚምንጋብዛ቞ው ሰዎቜ አምላካቜን ቅዱስ እንደሆነ መመልኚት እንዲሁም በቅርቡ ምድርን በመለወጥ ኚብክለት ዚጞዳቜ ገነት እንደሚያደርጋት መገንዘብ ይቜላሉ።
እቶም ዕዱማት ድማ፡ ቅዱስ ኣምላኜ ኹም እነምልኜን ድሕሪ ሓጺር እዋን ንምድሪ ኻብ ብኚላ ናጻ ናብ ዝዀነት ገነት ኹም ዚቕይራን ኪግንዘቡ እዮም።
1,667

1,668
am_tg
በአካባቢው ያለው ሁኔታ ምንም ይሁን ምን፣ ዚመንግሥት አዳራሟቻቜን ንጹሕና ሥርዓታማ በመሆን ሚገድ አርዓያ ሊሆኑ ይገባልፀ ምክንያቱም ዹይሖዋ ስም ዚሚጠራባ቞ው ኹመሆኑም ሌላ ዚንጹሕ አምልኮ ማዕኹል ና቞ው።
ኣብቲ እንነብሚሉ ኞባቢ ዘሎ ኣሚኣእያ ዀነ ዅነታት ብዘዚገድስ፡ እቲ እንጥቀመሉ ኣዳራሜ መንግስቲ ኣምላኜ ስም ዹሆዋ ስለ ዚጾውርን ማእኚል ንጹህ ኣምልኟ ስለ ዝዀነን፡ ብጜፈት ዝመጾ ኣብነታዊ ኪኞውን ኣለዎ።
1,669

1,670
am_tg
ኢዚሱስ ስለ ዕለት ምግባቜን ሲጠቅስ በዹቀኑ ስለሚያስፈልገን ነገር መናገሩ እንደሆነ ግልጜ ነው።
ዚሱስ ብዛዕባ ናይ ዕለት እንጌራና ኺዛሚብ ኚሎ፡ ነቲ ሜዑ ሜዑ ዜድልዚና ነገራት እዩ ዜመልክት ነይሩ ዚኞውን።
1,671

1,672
am_tg
አምላክ፣ አበቊቜን እንደሚያለብስ ኹገለጾ በኋላ እንዲህ አለ፩ እናንተ እምነት ዚጎደላቜሁ፣ እናንተንማ እንዎት አብልጊ አያለብሳቜሁም?
በዚ ምኜንያት እዚ ድማ፡ ኣምላኜ ንዕምባባ መሮር ብኞመይ ኹም ዚኞድኖ ኣስዕብ ኣቢሉ ገለጞ፣ ኣቱም ጐደሎ ዝእምነቶም፡ ንዓኻትኩምዶ ግዳ ኣብሊጹ ኣይኚድነኩምን፧
1,673

1,674
am_tg
ኚዚያም ስለ ነገ ፈጜሞ አትጚነቁ ዹሚለውን ጠቃሚ ምክር በድጋሚ በመናገር ሐሳቡን ደመደመ።
ነታ፡ ብዛዕባ ጜባሕ ኣይትጚነቑ እትብል ኣገዳሲት ምኜሪ ብምድጋም ድማ ዘሚባኡ ዛዘመ።
1,675

1,676
am_tg
ይህም ለቁሳዊ ነገሮቜ ፍቅር ኚማዳበር ይልቅ መሠሚታዊ ስለሆኑት በዚዕለቱ ዚሚያስፈልጉን ነገሮቜ ብቻ ማሰብ እንዳለብን ያሳያል።
እዚ ኞኣ፡ ደድሕሪ ፍቕሹ ንዋይ ክንስዕብ ኹም ዘይብልና፡ ዚግዳስ በቲ በብመዓልቱ ዜድልዚና መሰሚታዊ ነገራት ክንዓግብ ኹም ዘሎና ዜርኢ እዩ።
1,677

1,678
am_tg
ኚእነዚህ ፍላጎቶቜ መካኚል ተስማሚ መኖሪያ፣ ቀተሰባቜንን ለማስተዳደር ዚሚያስቜለን ሥራ እንዲሁም ዚጀና ቜግሮቜን ለመወጣት ዚሚሚዳን ጥበብ ይገኙበታል።
እንነብሚሉ ቀት ኪህልወናን ስድራ ቀትና ንምእላይ ዜድልዚና ስራሕ ክንሚክብን ምስ ጉዳይ ጥዕና ዚተሓሓዝ ጥበባዊ ውሳነ ኜንገብርን ክንጜሊ ንኜእል ኢና።
1,679

1,680
am_tg
ይሁንና ዹምንጾልዹው ኚአካላዊ ፍላጎታቜን ጋር ስለተያያዙት ስለ እነዚህ ነገሮቜ ብቻ ኹሆነ ይህ ሚዛናዊ እንዳልሆንን ዹሚጠቁም ነው።
ኰይኑ ግና፡ ብዛዕባ እዚ እተጠቕሰ ብስጋ ዜድልዚና ነገራት ጥራይ ንጜሊ እንተ ዄንና፡ ሚዛንና ስሒትና ኣለና ማለት እዩ።
1,681

1,682
am_tg
ምክንያቱም ኹዚህ ይበልጥ ትልቅ ቊታ ልንሰጠው ዚሚገባ መንፈሳዊ ፍላጎት አለን።
ኚመይሲ፡ ካብኡ ንላዕሊ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝዀነ ብመንፈስ ዜድልዚና ነገራት ኣሎ።
1,683

1,684
am_tg
ጌታቜን ሰው ኹይሖዋ አፍ በሚወጣ ቃል ሁሉ እንጂ በምግብ ብቻ አይኖርም ብሏል።
ጐይታና ዚሱስ፡ ሰብ ካብ ኣፍ ዹሆዋ ብዚወጜእ ኵሉ ቓል እምበር፡ ብእንጌራ ጥራይ ኣይነብርን ኢሉ እዩ።
1,685

1,686
am_tg
እንግዲያው ይሖዋ በጊዜው መንፈሳዊ ምግብ ማቅሚቡን እንዲቀጥል ምንጊዜም ልንጾልይ ይገባል።
ስለዚ፡ ዹሆዋ ብቐጻሊ እዋናዊ መንፈሳዊ ምግቢ ምእንቲ ኺምግበና፡ ኣዘውቲርና ኜንጜሊ ኣሎና።
1,687

1,688
am_tg
ፈተና ሲያጋጥመን ንጹሕ አቋማቜንን ለመጠበቅ እንዲሚዳን አምላክን አዘውትሚን እንለምነዋለን?
ፈተና ኌጋጥመና ኾሎ ንጜህናና ንኜንሕሉ ምእንቲ ኺሕግዘና፡ ንኣምላኜ ኣዘውቲርና ንልምኖ ዲና፧
1,689

1,690
am_tg
አስተዳደጋቜን ወይም ዚቀድሞ አኗኗራቜን ይሖዋ ዹሚጠላቾውን ነገሮቜ እንድንወድ ተጜዕኖ ያደርግብን ይሆናል።
ኣተዓባብያና ወይ ቀደም ዝነበሹና ጠባይ፡ ዹሆዋ ንዚዅንኖ ልምድታት ኹም እንፈቱ ገይሩና ኪኞውን ይኜእል እዩ።
1,691

1,692
am_tg
ያም ቢሆን ይሖዋ፣ እሱን ተቀባይነት ባለው መንገድ ማገልገላቜንን እንድንቀጥል ዚሚያስፈልጉትን ለውጊቜ ለማድሚግ ይሚዳናል።
ኣብዚ ዅነታት እዚ እውን እንተ ዀነ፡ ወትሩ ብቕቡል መገዲ ምእንቲ ኞነገልግሎ፡ ኣድላዪ ለውጢ ኜንገብር ኪሕግዘና ይኜእል እዩ።
1,693

1,694
am_tg
ንጉሥ ዳዊት ይህን ተገንዝቩ ነበር።
ንጉስ ዳዊት ብዛዕባ እዚ ተገንዚቡ ነይሩ እዩ።
1,695
tg_am
ንጉስ ዳዊት ብዛዕባ እዚ ተገንዚቡ ነይሩ እዩ።
ንጉሥ ዳዊት ይህን ተገንዝቩ ነበር።
1,696
am_tg
ዳዊት ኚቀርሳቀህ ጋር ምንዝር ኹፈጾመ በኋላ ይሖዋን ንጹሕ ልብ ፍጠርልኝፀ በውስጀም ጜኑ ዹሆነ አዲስ መንፈስ አኑር በማለት ተማጜኖታል።
ኚመይሲ፡ ምስ ባትሎባ ዝሙት ድሕሪ ምፍጻሙ፡ ንዚሆዋ፡ ጜሩይ ልቢ ፍጠሚለይ፣ ጜኑዕ ዝዀነ ሓድሜ መንፈስ ኚኣ ኣብ ውሜጠይ ኣንብር ብምባል ለመኖ።
1,697

1,698
am_tg
ደካማው ሥጋቜን በኃጢአት ድርጊቶቜ በቀላሉ ሊማሹክ ይቜላልፀ ይሁንና ይሖዋ ዚፈቃደኝነት መንፈስ ይኾውም እሱን ዚመታዘዝ ፍላጎት በውስጣቜን እንዲቀሰቀስ ሊሚዳን ይቜላል።
ብዛዕባ ርኹስ ነገራት ንኜንሓስብ ብርቱዕ ውሜጣዊ ድፍኢት እንተ ኣሎና እውን ኚይተሚፈ፡ ዹሆዋ ፍቓደኛ መንፈስ ኪህበና፡ ማለት ንኜንእዘዝ ድሌት ኬሕድሚልና ይኜእል እዩ።
1,699