Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
1,700
am_tg
መጥፎ ምኞቶቜ በውስጣቜን ሥር ሰደው ንጹሕ ሐሳቊቜን ገፍተው ለማውጣት ቢሞክሩም እንኳ ይሖዋ ዚእሱን መመሪያዎቜ በመታዘዝ በዚያ መሠሚት መኖር እንድንቜል አካሄዳቜንን ይመራልናል።
ሕማቕ ትምኒት ሱር እኳ እንተ ሰደደ፡ ነቲ ንጹህ ሓሳባትና እውን እንተ ዓብለሎ፡ ዹሆዋ ግና ትእዛዛቱ ኜንሕሉን ኣብ ህይወትና ብእኡ ኜንመላለስን ምእንቲ ኜንክእል፡ ንስጕምትታትና ኌጜንዐን ወይ ኪመርሐን ይኜእል እዩ።
1,701
tg_am

1,702
am_tg
ይሖዋ ማንኛውም ጎጂ ነገር በእኛ ላይ እንዳይሠለጥን ሊኹላኹልልን ይቜላል።
እወ፡ ንሓሳባትና ኜንቈጻጞር ኪሕግዘና ይኜእል እዩ።
1,703

1,704
am_tg
ዚመጀመሪያው ሰው ዚአዳም ልጆቜ በመሆናቜን ሁላቜንም ኃጢአትንና ዚኃጢአት ደሞዝ ዹሆነውን ሞትን ወርሰናል።
ደቂ እቲ ቐዳማይ ሰብኣይ ኣዳም ብምዃንና፡ ኵላትና ሓጢኣትን ሞትን ወሪስና ኢና።
1,705

1,706
am_tg
ማናቜንም ብንሆን ቀዛው አያስፈልገኝም ማለት አንቜልም።
በጃ ኪኜፈለለይ ኣዚድለዚንን እዩ ኺብል ዚኜእል ሓደ እኳ ዚልቊን።
1,707

1,708
am_tg
በጣም ታማኝ ዹሆነ ዹአምላክ አገልጋይም እንኳ ይሖዋ በክርስቶስ በኩል ያሳዚን ጾጋ ዚግድ ያስፈልገዋል።
ልዕሊ ዅሉ እሙን ዝዀነ ኣገልጋሊ ኣምላኜ እኳ እንተ ዀነ፡ ብክርስቶስ ኣቢሉ ዚግለጜ ጾጋ ዹሆዋ ዚድልዮ እዩ።
1,709

1,710
am_tg
ሁላቜንም ኹፍተኛ ዕዳ እንደተሰሚዘልን መገንዘብ ይኖርብናል።
ንነፍሲ ወኹፍና ኣዝዩ ዓብዪ ዕዳ ኾም እተሓድገልና ኜንግንዘብ ኣሎና።
1,711

1,712
am_tg
ታዲያ ዹይሖዋ ፍቅርና ምሕሚት ምን እንድናደርግ ሊያነሳሳን ይገባል?
ንዓናኾ ፍቕርን ምሕሚትን ዹሆዋ እንታይ ክንገብር እዩ ኺድርኞና ዘለዎ፧
1,713

1,714
am_tg
በወንድሞቻቜን ወይም በእህቶቻቜን ላይ ቂም ይዘን ኹሆነ ይቅር ለማለት ዝግጁ ዹሆነውን ይሖዋን መምሰል ይኖርብናል።
ኣብ ኣሕዋትና ወይ ኣብ ኣሓትና ቕር ዘበለና ነገር እንተ ኣልዩ ነቲ ንይቕሚታ ድልዊ ዝዀነ ዹሆዋ ኜንመስሎ ይግባእ።
1,715

1,716
am_tg
ይሖዋ ኹፍተኛ መጠን ያለውን ዕዳቜንን በመሰሹዝ ላደሹገልን ነገር አድናቆት ካለን እኛም ሌሎቜን ኚልባቜን ይቅር ለማለት እንነሳሳለን።
ዹሆዋ ነቲ ዓብዪ ዕዳና ብምስራዝ ዝገበሹልና ነገር ነመስግነሉ እንተ ዄንና፡ ንኻልኊት ካብ ልብና ይቕሹ ኜንብለሎም ንደሊ ኢና።
1,717

1,718
am_tg
ለሌሎቜ ፍቅርና ምሕሚት ዚማናሳይ ኹሆነ አምላክ ሊወደን ወይም ይቅር ሊለን አይቜልም።
ንኻልኊት ዘይነፍቅርን ይቕሹ ዘይንብልን እንተ ዄንና፡ ካብ ኣምላኜ ፍቕርን ይቕሚታን ክንሚክብ ኣይንኜእልን ኢና።
1,719

1,720
am_tg
ይቅር ማለታቜን ዚደሚሰብንን በደል ባያስቀሚውም በወደፊት ሕይወታቜን ላይ በጎ ተጜዕኖ እንደሚያሳድር ጥርጥር ዚለውም።
ይቕሹ ምባል ንሕሉፍ ኹም ዘይቅይሮ ዘይኚሓድ እኳ እንተ ዀነ፡ ንመጻኢ ግና ብርግጜ ናብ ጜቡቕ ይቕይሮ እዩ።
1,721

1,722
am_tg
ጎጥሮስና ሌሎቜ ደቀ መዛሙርት ዚወደፊቱን ጊዜ በአእምሯ቞ው እንዲስሉ ለመርዳት ኢዚሱስ በዛሬው ዚዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ሐሳብ ነገራ቞ው።
ዚሱስ ነተን ኣብ ላዕሊ ዘለዋ ቓላት እተዛሚበን ንጎጥሮስን ነቶም ካልኊት ደቀ መዛሙርትን ብዛዕባ ዚመጜእ ኣብ ኣእምሮኊም ንኺስእሉ ምእንቲ ኺሕግዞም ኢሉ እዩ።
1,723

1,724
am_tg
እነሱም ምድርን በሚያስተዳድሚውና ታዛዥ ለሆኑ ዹሰው ልጆቜ አስደናቂ በሚኚቶቜን በሚያመጣው ዹአምላክ መንግሥት ውስጥ በሚኖራ቞ው ድርሻ ላይ ማሰላሰል ይቜሉ ነበር።
ስለዚ፡ ኣብታ ኣብ ልዕሊ ምድሪ እትገዝእን ንእዙዛት ደቂ ሰብ በሚኞት እተመጜእን መንግስቲ ብዛዕባ ዚህልዎም ግደ ኌስተንትኑ ይኜእሉ ነይሮም እዮም።
1,725

1,726
am_tg
በዚትኛውም ጊዜ በምድር ላይ ዚኖሩ ዹአምላክ አገልጋዮቜ፣ አምላክ ቃል ስለገባ቞ው ነገሮቜ ፍጻሜ በማሰባ቞ው ተጠቅመዋል።
ጥንቲ ዀነ ሎሚ፡ ኣብ ምድሪ ዚነብሩ ኣገልገልቲ ዹሆዋ ብዛዕባ እቲ ተስፋታት ኣምላኜ ዚፍጾመሉ ዅነታት ይሓስቡ እዮም።
1,727

1,728
am_tg
አቀል ስለ አምላክ ዓላማ ያወቀው ነገር ዚተሻለ ዚወደፊት ሕይወት እንደሚመጣ ለማሰብ፣ እምነት ለማዳበርና አስተማማኝ ተስፋ እንዳለው ለማመን አስቜሎታል።
ኣቀል ብዛዕባ ዕላማታት ኣምላኜ እኹል ፍልጠት ስለ ዝነበሮ፡ ዝሓሾ እዋን ኹም ዚመጜእ ኣብ ኣእምሮኡ ኺስእልን እምነቱ ኌደልድልን ናይ ሓቂ ተስፋ ኺሕዝን ክኢሉ እዩ።
1,729

1,730
am_tg
አብርሃም ታላቅ እምነት እንዳለው ዚሚያሳዩ ነገሮቜን ያኚናወነው፣ ተስፋ ኚተሰጠበት ዘር ጋር በተያያዘ አምላክ ስለተናገሚው ትንቢት ፍጻሜ በዓይነ ሕሊናው በማዚቱ ነው።
ኣብርሃም ንእምነቱ ብዜደንቕ ተግባር ኪገልጻ ዝኞኣለ፡ ብዛዕባ እቲ ዘርኢ እተዋህበ ትንቢት ኣምላኜ ዚፍጾመሉ ዅነታት ዝሚኣዮ ነገር ስለ ዝነበሹ ኪኞውን ይኜእል እዩ።
1,731

1,732
am_tg
ሙሮ ዹሚኹፈለውን ወሮታ በትኩሚት ተመልክቷልፀ በመሆኑም እምነትና ለይሖዋ ፍቅር ማዳበር ቜሏል።
ሙሎ፡ ናብቲ ዚሚኜቊ ዓስቢ ኣተኲሩ ስለ ዝጠመተ፡ እምነቱ ደልደለት፡ ንዹሆዋ ዘላቶ ፍቕሪ ኞኣ ዓበዚት።
1,733

1,734
am_tg
በአምላክ ላይ ያለን እምነትና ለእሱ ያለን ፍቅር ይሖዋ ቃል ዚገባ቞ውን ነገሮቜ በዓይነ ሕሊናቜን እንድንመለኚት ሊሚዳን ይቜላል።
ኣብ ኣምላኜ ዘላትና እምነትን ንዕኡ ዘላትና ፍቕርን ነቲ ንሱ ዘተስፈዎ ተስፋታት ኣብ ኣእምሮና ንኜንስእሎ ኜትሕግዘና ትኜእል እያ።
1,735

1,736
am_tg
ክርስቲያኖቜ በጊርነት ጊዜ ብቻ ሳይሆን መቌም ቢሆን ታማኝ ዹመሆናቾውና ዚገለልተኝነት አቋማቾውን ዹመጠበቃቾው ጉዳይ ያሳስባ቞ዋል።
ናይ ሓቂ ክርስትያናት ተኣማንነትን ገለልትነትን ዜርእዩ፡ ኵሉ ሳዕ ደኣ እምበር፡ ኣብ ግዜ ውግእ ጥራይ ኣይኰነን።
1,737

1,738
am_tg
ለምን?
ስለምንታይ ኚምኡ ንብል፧
1,739
tg_am
ስለምንታይ ኚምኡ ንብል፧
ለምን?
1,740
am_tg
ምክንያቱም ራሳ቞ውን ለይሖዋ ዹወሰኑ ሁሉ እሱን ሊወዱት፣ ታማኝ ሊሆኑለትና ሊታዘዙት ቃል ገብተዋል።
ምኜንያቱ፡ ርእሶም ንዹሆዋ ዝወፈዩ ዅሎም ሰባት፡ ንዕኡ ኌፍቅርዎን እሙናት ኪዀኑን ኪእዘዝዎን ቃል ኣትዮም እዮም።
1,741

1,742
am_tg
ዹምንኖሹው ዚትም ይሁን ዚት እንዲሁም አስተዳደጋቜን፣ ዜግነታቜን ወይም ባሕላቜን ምንም ይሁን ምን በአምላክ ዚጜድቅ መሥፈርቶቜ ለመመራት እንፈልጋለን።
እንነብሚሉ ቊታ፡ ኣተዓባብያና፡ ዜግነትና፡ ወይ ባህልና ብዘዚገድስ፡ ብስርዓታት ጜድቂ ኣምላኜ ክንምራሕ ኣሎና።
1,743

1,744
am_tg
ለይሖዋና ለመንግሥቱ ያለንን ታማኝነት ለሌላ ለማንኛውም ነገር ካለን ፍቅር እናስበልጣለን።
ኚመይሲ፡ ንዹሆዋን ንመንግስቱን እሙን ምዃን፡ ካብ ዝዀነ ይኹን ርክብ ንላዕሊ ዚገድሰና እዩ።
1,745

1,746
am_tg
ክርስቲያኖቜ እንዲህ ዓይነት ታማኝነት ለማሳዚት በዚህ ዓለም ላይ በሚፈጠር በዚትኛውም ግጭት ወይም ውዝግብ ውስጥ ኚመግባት መቆጠብ አለባ቞ው።
ክርስትያናት ኹምዚ ዓይነት ተኣማንነት ኬርእዩ እንተ ዀይኖም፡ ካብ ዝዀነ ይኹን ግጭትን ፖለቲካዊ ጕዳያትን እዛ ዓለም እዚኣ ኺርሕቁ ኣለዎም።
1,747

1,748
am_tg
ዹይሖዋ ምሥክር ያልሆኑ ሰዎቜ ለአገራ቞ው፣ ለዘራ቞ው ወይም ለባሕላ቞ው አልፎ ተርፎም ለብሔራዊ ዚስፖርት ቡድና቞ው ልዩ ታማኝነት ማሳዚት እንዳለባ቞ው ይሰማቾው ይሆናል።
ኹማና ዓይነት እምነት ዘይብሎም ሰባት፡ ንሃገሮም፡ ንዓሌቶም፡ ንባህሎም፡ ሕሉፍ ሓሊፎም እውን ንሃገራዊት ጋንታ ስፖርት ኣዝዮም እሙናት ኪዀኑ ይኜእሉ እዮም።
1,749

1,750
am_tg
እንዲህ ያለው ታማኝነት ዚውድድርና ዹፉክክር መንፈስ እንዲኖር ይባስ ብሎም ደም መፋሰስና ዹጅምላ ጭፍጹፋ እንዲኚሰት ምክንያት ሆኗል።
እቲ ዜሕዝን ድማ፡ ኹምዚ ዓይነት ተኣማንነት፡ ጠንቂ ውድድርን ጜልእን ኪኞውን፡ ሕሉፍ ሓሊፉ እውን ምፍሳስ ደምን ጃምላዊ ቕትለትን ኬስዕብ ይኜእል እዩ።
1,751

1,752
am_tg
እኛም በዓለም ላይ ባሉ ውዝግቊቜ ሚገድ ሳናስበው ኚአንዱ ወገን እንቆም እንዲሁም በቀላሉ ውዝግቡ ውስጥ እንገባ ይሆናል።
ብቐሊሉ ኣብ ጕዳያት ዓለም ክንውግንን ኣብቲ ግጭት ክንኣቱን ንኜእል ኢና።
1,753

1,754
am_tg
ዹአምላክ ቃል፣ ኚበድ ያለ ውሳኔ በምናደርግበት ጊዜ እንዳን቞ኩል ያሳስበናል።
ቃል ኣምላኜ፡ ኣገዳሲ ውሳነ ምግባር ኣብ ዜድልዚና ዅነታት ተሃዊኜና ኞይንውስን ይምዕደና እዩ።
1,755

1,756
am_tg
ኹምናደርገው ውሳኔ ጋር ዚተያያዙ ጉዳዮቜን ወይም ሁኔታዎቜን በሙሉ ጊዜ ወስደን በሚገባ መመርመራቜን ጥሩ ውሳኔ እንድናደርግ ይሚዳናል።
ብዛዕባ እቲ ውሳነ እንገብሚሉ ነገራትን ንዕኡ ዚምልኚት መርትዖታትን ግዜ ወሲድና ንምርምር እንተ ዄንና፡ ጜቡቕ ውሳነ ኜንገብር ንኜእል ኢና።
1,757

1,758
am_tg
ዚቀተሰብ ራሶቜ አንድ ውሳኔ ላይ ኚመድሚሳ቞ው በፊት በአምላክ ቃልና በመጜሐፍ ቅዱስ ላይ በተመሠሚቱ ጜሑፎቜ ላይ ምርምር ማድሚጋ቞ው እንዲሁም ሌሎቜ ዚቀተሰባ቞ው አባላት ያላ቞ውን አመለካኚት ግምት ውስጥ ማስገባታ቞ው አስፈላጊ ነው።
ርእስታት ስድራ ቀት ውሳነ ቕድሚ ምግባሮም፡ ግዜ መዲቊም ንቕዱሳት ጜሑፋትን ንክርስትያናዊ ጜሑፋትን ኪምርምሩ፡ ሓሳብ ወይ ርእይቶ ኣባላት ስድራ ቀቶም ኚኣ ኣብ ግምት ኬእትዉ ኣለዎም።
1,759

1,760
am_tg
አምላክ፣ አብርሃምን ዚሚስቱን ሐሳብ እንዲሰማ እንዳሳሰበው አስታውስ።
ኣምላኜ ንኣብርሃም፡ ርእይቶ ሰበይቱ ኺሰምዕ ኹም ዝመዓዶ ኣይትሚስዕ።
1,761

1,762
am_tg
ሜማግሌዎቜም ጊዜ ወስደው ምርምር ማድሚግ አለባ቞ው።
ብዘይካዚ፡ ሜማግለታት እውን ግዜ መዲቊም መጜናዕቲ ኺገብሩ ኣለዎም።
1,763

1,764
am_tg
ምክንያታዊና ትሑት ኚሆኑ፣ ውሳኔያ቞ውን እንደገና ማጀን እንዳለባ቞ው ዚሚያሳይ ጠቃሚ ዹሆነ አዲስ መሹጃ ሲያገኙ፣ ሌሎቜ ለእነሱ ያላ቞ው አክብሮት እንዳይቀንስ በመፍራት ይህን ኚማድሚግ ወደኋላ አይሉም።
ልዙባትን ትሑታትን እንተ ዀይኖም ኚኣ፡ ነቲ ድሮ ዝገበርዎ ውሳነ ኪቕይር ዚኜእል ሓድሜ ሓበሬታ ምስ ዚሚኜቡ ኜብሮም ኚይትንኚፍ ፈሪሆም ውሳነኊም ካብ ምቕያር ድሕር ኣይብሉን እዮም።
1,765

1,766
am_tg
አስፈላጊ በሚሆንበት ጊዜ አመለካኚታ቞ውንና ውሳኔያ቞ውን ለማስተካኚል ፈቃደኞቜ መሆን አለባ቞ውፀ ሁላቜንም ብንሆን ዚእነሱን ምሳሌ መኚተላቜን ጠቃሚ ነው።
ግቡእ ኣብ ዝዀነሉ እዋን፡ ኣተሓሳስባኊምን ውሳነታቶምን ኪቕይሩ ድሉዋት ኪዀኑ ኣለዎም፣ ኵላትና እውን ኣብነቶም ክንስዕብ ኣሎና።
1,767

1,768
am_tg
ይህም በጉባኀ ውስጥ ሰላምና ሥርዓት እንዲሰፍን አስተዋጜኊ ያደርጋል።
እዚ ድማ ኣብ ጉባኀ ሰላምን ስርዓትን እዩ ዜስፍን።
1,769

1,770
am_tg
ኢዮስያስ አምላክን ዚሚያስደስተውን ነገር በቅንዓት አኚናውኗል።
ዮስያስ ብቕንኣት ንኣምላኜ ዜሐጕሶ ዘበለ ገይሩ እዩ።
1,771
tg_am
ዮስያስ ብቕንኣት ንኣምላኜ ዜሐጕሶ ዘበለ ገይሩ እዩ።
ኢዮስያስ አምላክን ዚሚያስደስተውን ነገር በቅንዓት አኚናውኗል።
1,772
am_tg
እንደ ኢዮስያስ ሁሉ በዛሬው ጊዜ ያሉ ልጆቜም ኚትንሜነታ቞ው አንስቶ ይሖዋን መፈለግ አለባ቞ው።
መንእሰያት ኹም ዮስያስ ካብ ንእስነቶም ኣትሒዞም ንዹሆዋ ኺደልይዎ ኣለዎም።
1,773

1,774
am_tg
ንጉሥ ምናሮ ንስሐ ኚገባ በኋላ ኢዮስያስን ስለ አምላክ ምሕሚት አስተምሮት ሊሆን ይቜላል።
እቲ እተነስሐ ንጉስ ምናሮ ንዮስያስ ብዛዕባ ምሕሚት ኣምላኜ ነጊርዎ ኪኞውን ይኜእል እዩ።
1,775

1,776
am_tg
ልጆቜ ዚሆናቜሁ፣ በቀተሰባቜሁና በጉባኀያቜሁ ውስጥ ካሉ ታማኝ ዹሆኑ ትላልቅ ወንድሞቜና እህቶቜ ጋር ብትቀራሚቡ ይሖዋ ስላደሚገላ቞ው በርካታ መልካም ነገሮቜ ሊነግሯቜሁ ይቜላሉ።
ኣቱም መንእሰያት ዘበልኩም፡ ኣብ ስድራ ቀትኩምን ኣብ ጉባኀን ናብ ዚርኚቡ ብዕደመ ዝደፍኡ እሙናት ኣሕዋት ቅሚቡ፡ ብዛዕባ እቲ ዹሆዋ ዝገበሹሎም ሰናይ ነገራት ድማ ተምሃሩ።
1,777

1,778
am_tg
በተጚማሪም ኢዮስያስ ቅዱሳን መጻሕፍት ምን እንደሚሉ ማወቁ ልቡ እንዲነካና እርምጃ እንዲወስድ እንዳነሳሳው አስታውሱ።
ዮስያስ ካብ ቅዱሳት ጜሑፋት ምንባቡ ንልቡ ኾም ዝተንኹፎን ስጕምቲ ኺወስድ ኹም ዝደሚኟን እውን ዘክሩ።
1,779

1,780
am_tg
እናንተም ዹአምላክን ቃል ማንበባቜሁ ደስታቜሁ እንዲጚምር፣ ኹአምላክ ጋር ያላቜሁ ወዳጅነት እንዲጠናኚር እንዲሁም ሌሎቜ አምላክን እንዲፈልጉ ለመርዳት እንድትነሳሱ ሊያደርግ ይቜላል።
ንስኻትኩም እውን ቃል ኣምላኜ ምስ እተንብቡ፡ ስጕምትታት ክትወስዱ ኺድርኞኩም ይኜእል እዩ፣ እቲ እትወስድዎ ስጕምትታት ድማ፡ ሓጐስ ኪውስኞልኩምን ምስ ኣምላኜ ንዘሎኩም ዕርክነት ኬደልድልን ካልኊት ንኣምላኜ ምእንቲ ኺደልይዎ ኜትሕግዝዎም ኬለዓዕለኩምን እዩ።
1,781

1,782
am_tg
ኹዚህም ሌላ መጜሐፍ ቅዱስን ማጥናታቜሁ ለአምላክ በምታቀርቡት አገልግሎት ሚገድ ማሻሻያ ማድሚግ ዚምትቜሉባ቞ውን መንገዶቜ እንድታስተውሉ ይሚዳቜኋል።
ብዘይካዚ፡ ንኣምላኜ ኣብ እተቕርብዎ ኣገልግሎት ምምሕያሻት ክትገብሩ እትኜእልሉ መገዲ ኞተስተብህሉ ኺሕግዘኩም እዩ።
1,783

1,784
am_tg
ማሻሻያ ማድሚግ እንደሚያስፈልጋቜሁ ኚተሰማቜሁ ልክ እንደ ኢዮስያስ ለውጥ ለማድሚግ ዚተቻላቜሁን ጥሚት አድርጉ።
እተመሓይሜዎ ነገራት እንተ ኣስተብሂልኩም ድማ፡ ኹም ዮስያስ ስጕምቲ ውሰዱ።
1,785

1,786
am_tg
ውሳኔ ማድሚግ ዚእያንዳንዳቜን ኃላፊነት ነውፀ በተጚማሪም ጥበብ ዚሚንጞባሚቅበትና ትክክለኛ ውሳኔ ማድሚግ ዚምንቜለው ቅዱስ ጜሑፋዊ እውቀት ሲኖሚን ነው።
ነፍሲ ወኹፍና ብርእስና ውሳነ ኜንገብር ኣሎና፣ ቅኑዕ ኣብ ዝዀነ ቕዱስ ጜሑፋዊ ፍልጠት ተመስሪትና ድማ ኢና ጥበባውን ቅኑዕን ምርጫ ኜንመርጜ እንኜእል።
1,787

1,788
am_tg
ሌላ ሰው ውሳኔ እንዲያደርግልን ኃላፊነቱን ልንሰጠው አይገባም።
ናይ ምውሳን ሓላፍነትና ንኻልኊት ኣሕሊፍና ኜንህብ ዚብልናን።
1,789
tg_am
ናይ ምውሳን ሓላፍነትና ንኻልኊት ኣሕሊፍና ኜንህብ ዚብልናን።
ሌላ ሰው ውሳኔ እንዲያደርግልን ኃላፊነቱን ልንሰጠው አይገባም።
1,790
am_tg
ኹዚህ ይልቅ በአምላክ ዓይን ትክክል ዹሆነውን ነገር ራሳቜን ለይተን ማወቅና ይህን ለመኹተል መምሚጥ ይኖርብናል።
ዚግዳስ፡ ኣብ ኣዒንቲ ኣምላኜ ቅኑዕ ዘበለ እንታይ ምዃኑ ኜንምሃርን ክንገብርን ኣሎና።
1,791

1,792
am_tg
ሌሎቜ ሰዎቜ ውሳኔ እንዲያደርጉልን በመፍቀድ አደገኛ ዹሆነ አካሄድ ልንኹተል ዚምንቜለው እንዎት ነው?
ካልኊት ኪውስኑልና ብምፍቃድ ኣብ ሓደጋ ኜንኣቱ እንኜእል ብኞመይ ኢና፧
1,793

1,794
am_tg
ዚእኩዮቜ ተጜዕኖ መጥፎ ውሳኔዎቜን እንድናደርግ ሊገፋፋን ይቜላል።
ጞቕጢ መዛኑ ሕማቕ ውሳነ ኜንገብር ኪጞልወና ይኜእል እዩ።
1,795

1,796
am_tg
ሌሎቜ ሰዎቜ ምንም ያህል ተጜዕኖ ሊያደርጉብን ቢሞክሩም በመጜሐፍ ቅዱስ ዹሠለጠነውን ሕሊናቜንን መኹተል ዚእኛ ኃላፊነት ነው።
ይኹን እምበር፡ ካልኊት ዚገብሩልና ጞቕጢ ብዘዚገድስ፡ ብመጜሓፍ ቅዱስ ዝሰልጠነ ሕልናና ኜንስዕብ ሓላፍነት ኣሎና።
1,797

1,798
am_tg
ሌሎቜ ውሳኔ እንዲያደርጉልን ዚምንፈቅድ ኹሆነ እነሱን ለመኹተል መርጠናል ማለት ነው።
ካልኊት ኪውስኑልና ንፈቕደሎም እንተ ዄንና፡ ንዓታቶም ክንስዕብ ወሲንና ኢና።
1,799