Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
1,900
am_tg
ይህ ወንድም፣ ዚጉባኀ አገልጋይም ሆነ ሜማግሌ ለመሆን ጥሚት በሚያደርግበት ጊዜ በጉባኀ ውስጥ ተጚማሪ ኃላፊነት ለመሾኹም ዚሚያስፈልጉትን ብቃቶቜ ለማሟላት ተግቶ ይሠራል።
ኣብ ክልቲኡ መዳይ ድማ፡ ተወሳኺ ሓላፍነታት ጉባኀ ኺስኚም ዜኜእሎ ብቕዓታት ኬጥሪ ብዙሕ ጻዕሪ ይገብር እዩ።
1,901
tg_am

1,902
am_tg
በተመሳሳይም አቅኚ፣ ቀ቎ላዊ እንዲሁም ዚመንግሥት አዳራሜ ግንባታ ፈቃደኛ ሠራተኛ ሆነው ማገልገል ዹሚፈልጉ ወንድሞቜና እህቶቜ፣ ግባ቞ው ላይ ለመድሚስ ኹፍተኛ ጥሚት ማድሚጋ቞ው አስፈላጊ ነው።
ብተመሳሳሊ፡ ፈለምቲ፡ ቀት-ኀላውያን፡ ወይ ወለንተኛታት ህንጞት ኣዳራሜ መንግስቲ ኣምላኜ ኪዀኑ ዚደልዩ ኣሕዋትን ኣሓትን ነዚ ሞቶታት እዚ ኪወቕዑ ኺመጣጠሩ ኣለዎም።
1,903

1,904
am_tg
ይሖዋ በጾጋው ኹሰጠን ግሩም በሚኚቶቜ አንዱ ልባቜን ሲጚነቅ ማጜናኛ ማግኘት መቻላቜን ነው።
ዹሆዋ ብጞጋኡ ንዝጐሃዹ ልቢ ዜጾናንዕ ምዃኑ ዓብዪ በሚኞት እዩ።
1,905

1,906
am_tg
ጳውሎስ ስደት እዚደሚሰባ቞ው ለነበሩት በተሰሎንቄ ዹሚገኙ ክርስቲያኖቜ በዛሬው ዚዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ሐሳብ ጜፏል።
ጳውሎስ ነቶም መስጐጕቲ ዜሕልፉ ኣብ ተሰሎንቄ ዝነበሩ ክርስትያናት፡ ነቲ ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕስና ዘሎ ቓላት ጞሓፈሎም።
1,907

1,908
am_tg
ይሖዋ በልግስና በሰጠን ጾጋ አማካኝነት በፍቅር እንደሚንኚባኚበን ማወቁ እንዎት ያበሚታታል! ኃጢአተኞቜ በመሆናቜን፣ ይሖዋ ባይሚዳን ኖሮ ተስፋ አይኖሹንም ነበር።
ዹሆዋ ብጞጋኡ ፍቕራዊ ሓልዮት ዜርእዚና ምዃኑ ምፍላጥናስ ኣዚ ኜንደይ ዜጾናንዕ ኰን እዩ! ሓጥኣን ስለ ዝዀንና፡ ዹሆዋ እንተ ዘይሕግዘና ነይሩ ተስፋ ኣይምሃለወናን።
1,909

1,910
am_tg
ይሁንና ይሖዋ አስደናቂ ተስፋ ሰጥቶናል።
ይኹን እምበር፡ ዹሆዋ ዜደንቕ ተስፋ ሂቡና ኣሎ።
1,911
tg_am
ይኹን እምበር፡ ዹሆዋ ዜደንቕ ተስፋ ሂቡና ኣሎ።
ይሁንና ይሖዋ አስደናቂ ተስፋ ሰጥቶናል።
1,912
am_tg
ኢዚሱስ ለተኚታዮቹ ዚአባ቎ ፈቃድ ወልድን ዚሚያውቅና በእሱ ዚሚያምን ሁሉ ዹዘላለም ሕይወት እንዲኖሚው ነው ብሏ቞ዋል።
ዚሱስ ንሰዓብቱ፡ ንወዲ ኣለልዩ ብእኡ ዚኣምን ዘበለስ፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪህልዎ እዚ ፍቓድ ኣቊይ እዩ ኢሉ ኣተስፈዎም።
1,913

1,914
am_tg
በእርግጥም ዹዘላለም ሕይወት ተስፋ፣ ዹአምላክ ጾጋ ዚተገለጞበት ግሩም ስጊታ ነው።
እወ፡ ተስፋ ናይ ዘለኣለም ህይወት ውህበት ኣምላኜን ዜደንቕ መግለጺ ጞጋኡን እዩ።
1,915

1,916
am_tg
ለዚህ ስጊታ አድናቆት ዹነበሹው ጳውሎስ ዹአምላክ ጾጋ ተገልጧልናፀ ጾጋው ለሁሉም ዓይነት ሰዎቜ መዳን ያስገኛል ብሏል።
ጳውሎስ ነዚ ሓቂ እዚ ተገንዚብዎን ዚማስወሉን ስለ ዝነበሚ፡ እቲ ንዅሉ ዓይነት ሰብ ድሕነት ዜምጜእ ጾጋ ኣምላኜ ተገሊጹ ኣሎ በለ።
1,917

1,918
am_tg
ሐዋርያው ጎጥሮስ፣ አይሁዳዊ ላልሆኑ ሰዎቜ መሠሹተ ቢስ ጥላቻ ነበሚውፀ ውሎ አድሮ ግን እንዲህ ያለውን አሉታዊ አመለካኚት ማስወገድ ቜሏል።
ሃዋርያ ጎጥሮስ ንእተወሰነ ግዜ ኣይሁድ ብዛዕባ ዘይኰኑ ሰባት ኣሉታዊ ኣሚኣእያ ነይርዎ እዩ፣ ነዚ ግና በብቝሩብ ካብ ልቡ ደምሲስዎ እዩ።
1,919

1,920
am_tg
እኛም በተመሳሳይ ለሌሎቜ መሠሹተ ቢስ ጥላቻ እንዳለን ወይም በዘራቜን ዚመኩራት ዝንባሌ በውስጣቜን እያቆጠቆጠ እንደሆነ ካስተዋልን፣ ይህን አመለካኚት ኚሥሩ ነቅለን ለማስወገድ ኹፍተኛ ጥሚት ማድሚግ አለብን።
ንሕና እውን ኣሉታዊ ኣሚኣእያ ኾም ዘሎና ወይ ብዓሌትና ኾም እንሕበን እንተ ተፈሊጡና፡ ካብ ልብና ንምምሓዉ ሓያል ጻዕሪ ኜንገብር ኣሎና።
1,921

1,922
am_tg
ሁላቜንም ለመዳን ዹማንበቃ ሰዎቜ መሆናቜንን እንዲሁም ዜግነታቜን ምንም ይሁን ምን ፍጜምና ዹጎደለን ሰዎቜ እንደሆንን ማስታወስ ይኖርብናል።
ዋላ ሓዮና ድሕነት ኹም ዘይግብኣና፡ ኵላትና ዜግነትና ብዘዚገድስ ዘይፍጹማት ሰባት ምዃንና ኞነስተንትን ንኜእል ኢና።
1,923

1,924
am_tg
ታዲያ ኚሌሎቜ እንደምንበልጥ እንዲሰማን ዚሚያደርግ ምን ምክንያት አለን?
እሞ ደኣ ስለምንታይ ካብ ካልኊት እንበልጜ ኰይኑ ዚስምዓና፧
1,925

1,926
am_tg
ይልቁንም ሐዋርያው ጳውሎስ ዹነበሹው ዓይነት አመለካኚት ልናዳብር ይገባልፀ ጳውሎስ እንደ እሱ ቅቡዓን ዚሆኑትን ዚእምነት ባልንጀሮቹን ኹዚህ በኋላ እንግዶቜና ባዕዳን አይደላቜሁምፀ ኹዚህ ይልቅ ዹአምላክ ቀተሰብ አባላት ናቜሁ በማለት አሳስቧ቞ዋል።
ኚምቲ ሃዋርያ ጳውሎስ ዝነበሮ ኣሚኣእያ ኺህልወና ኣለዎ፣ ንሱ ነቶም ኚምኡ ቕቡኣት ዝነበሩ ክርስትያናት፡ ኣባላት ቀተ ሰብ ኣምላኜ ኢኹም እምበር፡ ኣጋይሜን ጓኖትን ኣይኰንኩምን ኢሉ ምዒድዎም ነይሩ እዩ።
1,927

1,928
am_tg
ለሌላ አገር ሰዎቜ መሠሹተ ቢስ ጥላቻ እንዳይኖሚን ልባዊ ጥሚት ማድሚጋቜን አዲሱን ስብዕና ለመልበስ ይሚዳናል።
ብዛዕባ እቶም ካልእ ዝዓሌቶም ዘሎና ኣሉታዊ ኣሚኣእያ ንምውጋድ እንገብሮ ጻዕሪ፡ ብርግጜ ሓድሜ ስብእና ንምልባስ ኪሕግዘና እዩ።
1,929

1,930
am_tg
ይሖዋ፣ እምነታቜን ምንጊዜም ጠንካራ እንዲሆን እኛን ለመርዳት ሲል ቃሉን መጜሐፍ ቅዱስን በደግነት ሰጥቶናል።
ዚሆዋ፡ ድልድልቲ እምነት ምእንቲ ኜትህልወና ኢሉ ነቲ ቓሉ ዝዀነ መጜሓፍ ቅዱስ ሂቡና ኣሎ።
1,931

1,932
am_tg
ደስተኛ እና ስኬታማ ለመሆን ኹፈለግን ዹአምላክን ቃል አዘውትሚን ኚተቻለም በዚዕለቱ ማንበብ አለብን።
ሕጉሳት ክንኹውንን ኪሰልጠናን እንተ ደሊና፡ ንቓል ኣምላኜ ኣዘውቲርና፡ እንተ ተኻኢሉ ድማ በብመዓልቱ ኞነንብቊ ኣሎና።
1,933

1,934
am_tg
በተጚማሪም በቅድመ ክርስትና ዘመን እንደኖሩት ዹይሖዋ አገልጋዮቜ፣ አምላክ ቃል በገባ቞ው ነገሮቜ ላይ ማሰላሰል እንዲሁም ዚእሱን ትእዛዛት መጠበቅ አለብን።
ድሕሪኡ፡ ኚምቶም ቅድሚ ክርስትና ዝነበሩ ኣምለኜቲ ዚሆዋ፡ ብዛዕባ ተስፋታት ዹሆዋ ኣዘውቲርና ኞነስተንትንን ንስርዓታቱ ኜንእዘዞን ኣሎና።
1,935

1,936
am_tg
ይሖዋ በታማኝና ልባም ባሪያ አማካኝነት ዚተትሚፈሚፈ መንፈሳዊ ምግብ ይሰጠናል።
ዹሆዋ ብእሙንን ኣስተውዓልን ባርያ ኣቢሉ ኣኺሉ ዚተርፍ መንፈሳዊ ምግቢ ብምሃብ እውን ባሪኹና እዩ።
1,937

1,938
am_tg
ይሖዋ ኚሚያቀርብልን መንፈሳዊ ማዕድ ዚምንመገብ ኹሆነ ዚመንግሥቱን ተስፋ በእርግጠኝነት እንደጠበቁት በጥንት ዘመን ዚኖሩ ዚእምነት ምሳሌዎቜ እንሆናለን።
ስለዚ፡ ነቲ ኻብቲ ዹሆዋ ዘዳለወልና መንፈሳዊ መሰናድዎታት እንምሃሮ ትምህርቲ ኣኜቢርና ብምርኣይ፡ ኚምቶም ብዛዕባ ተስፋ መንግስቲ ኣምላኜ ርግጜ ትጜቢት ዝነበሮም ጥንቲ ዝነበሩ ኣብነታት እምነት ክንኹውን ኢና።
1,939

1,940
am_tg
በቅድመ ክርስትና ዘመን ዚነበሩ ዹአምላክ ምሥክሮቜ እምነታ቞ው ምንጊዜም ጠንካራ እንዲሆን ዚሚዳ቞ው ሌላው ነገር ደግሞ ጞሎት ነው።
ጞሎት እውን ነቶም ቅድሚ ክርስትና ዝነበሩ መሰኻኜር እምነቶም ኬደልድሉ ብዙሕ ሓጊዝዎም እዩ።
1,941

1,942
am_tg
አምላክ ለጞሎታ቞ው ዹሚሰጠውን መልስ መመልኚታ቞ው እምነታ቞ውን አጠናክሮታል።
ኣምላኜ ንጞሎቶም ኪምልሰሎም ኚሎ፡ እምነቶም ደልዲላ እያ።
1,943

1,944
am_tg
አንድ ዚደቜ ጋዜጣ፣ ዚአብያተ ክርስቲያናት መሪዎቜ ባደሚጉት ስብሰባ ላይ ዹነበሹውን ሁኔታ አስመልክቶ ሲዘግብ እንዲህ ብሏልፊ አዚሩ ሞቃት በመሆኑ ዚብዙዎቹ አለባበስ በመዝናኛ ቊታ እንደሚታዚው ዓይነት ነው።
ሓንቲ ኣብ ነዘርላንድስ እትሕትም ጋዜጣ ብዛዕባ ኣኌባ መራሕቲ ቀተ ክርስትያን ኣብ ዘቕሚበቶ ጞብጻብ፡ ምናዳ ሃሩር ኣብ ዚዀነሉ እዋን፡ ዘይምዕሩግ ክዳውንቲ ትርኢ ኢኻ በለት።
1,945

1,946
am_tg
ጋዜጣው አክሎም እንዲህ ብሏልፊ በይሖዋ ምሥክሮቜ ትልቅ ስብሰባ ላይ ግን ሁኔታው ኹዚህ ዹተለዹ ነው።
ኣስዕብ ኣቢላ፡ ኣብ ኣኌባ ናይ ዹሆዋ መሰኻኜር ግና ኚምኡ ኣይኰነን በለት።
1,947

1,948
am_tg
በእርግጥም ዹይሖዋ ምሥክሮቜ ልኚኝነትና ጥሩ ዹማመዛዘን ቜሎታ ዚሚንጞባሚቅበት እንዲሁም ዚሚያስኚብርና ለአምላክ ያደርን ነን ለሚሉ ሰዎቜ ዚሚገባ አለባበስ ስላላ቞ው ብዙዎቜ ያደንቋ቞ዋል።
እወ፡ ናይ ዹሆዋ መሰኻኜር፡ ትሕትናን ልብምናን ብዜርኢ ግቡእ ክዳውንቲ፡ ንኣምላኜ ተወፋይነት ንዘለዎም ኹም ዚግባእ ስለ ዚስለሙ፡ ብዙሕ ሳዕ ይንኣዱ እዮም።
1,949

1,950
am_tg
ግርጌ ሐዋርያው ጳውሎስ ይህን ዚጻፈው ስለ ሎቶቜ ቢሆንም መሠሚታዊ ሥርዓቱ ለክርስቲያን ወንዶቜም ይሠራል።
ሃዋርያ ጳውሎስ ኣብዛ ጥቕሲ እዚኣ ብዛዕባ ኣንስቲ እኳ ይዛሚብ እንተ ነበሚ፡ እቲ መሰሚታዊ ስርዓት ግና ንክርስትያን ሰብኡት እውን ዚምልኚት እዩ።
1,951

1,952
am_tg
ዹይሖዋ ሕዝቊቜ እንደመሆናቜን መጠን ተገቢ አለባበስ ያለን መሆኑ ትልቅ ቊታ ዹሚሰጠው ነገር ሲሆን ዹምናመልኹው አምላክም ቢሆን ይህን ጉዳይ ኹፍ አድርጎ ይመለኚተዋል።
ንሕና ህዝቢ ዹሆዋ ስለ ዝዀንና፡ ግቡእ ስርዓት ኣኚዳድና ንዓና ኣገዳስነት ኣለዎ፣ ነቲ እነምልኟ ኣምላኜና እውን ኣገዳስነት ኣለዎ።
1,953

1,954
am_tg
ቅዱሳን መጻሕፍት ስለ አለባበስና አጋጌጥ ዚያዙት ሐሳብ፣ ዚአጜናፈ ዓለሙ ሉዓላዊ ገዢ እውነተኛ አገልጋዮቹ በአለባበስ ሚገድ ዹላቀ መሥፈርት እንዲኚተሉ እንደሚፈልግ በግልጜ ያሳያል።
ቅዱሳት ጜሑፋት ብዛዕባ ኣኚዳድናን ኣመለኻኜዓን ዚብሎ ነገር፡ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዅሉ ፍጥሚት ነቶም ናይ ሓቂ ኣምለኜቱ ብዛዕባ ኣኚዳድና ጜቡቕ ስርዓት ኪህልዎም ኹም ዚደልዮም ብዘዚማትእ መገዲ ይሕብር እዩ።
1,955

1,956
am_tg
በመሆኑም ኚአለባበስና ኚአጋጌጥ ጋር በተያያዘ ዹምናደርገው ምርጫ ሉዓላዊውን ጌታ ይሖዋን ዚሚያስደስተውን ነገር ግምት ውስጥ ያስገባ መሆን ይኖርበታል።
ስለዚ፡ ኣብ ኣኚዳድናናን ኣመለኻኜዓናን ነቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ ዹሆዋ እንታይ ባህ ኹም ዜብሎ ኣብ ግምት ኚነእቱ ኣሎና።
1,957

1,958
am_tg
አንዳንዶቜ በመጜሐፍ ቅዱስ ውስጥ ስለሰፈሩት ትንቢቶቜ ወይም መጜሐፍ ቅዱስ ኚታሪክ፣ ኚአርኪኊሎጂና ኚሳይንስ አንጻር ትክክል ስለመሆኑ ለማጥናት ግብ አውጥተዋል።
ገሊኩም ብዛዕባ ትንቢታት መጜሓፍ ቅዱስ ዚጜንዑ እዮም፣ ወይ ኚኣ ነቲ ኣብ መጜሓፍ ቅዱስ ዘሎ ዛንታታት ምስ ታሪኜን ስነ ጥንትን ስነ ፍልጠትን ብምንጜጻር ብዛዕባ ልክዕነቱ ዚጜንዑ እዮም።
1,959

1,960
am_tg
ምርምር ልታደርጉባ቞ው ኚምትቜሏ቞ው ትኩሚት ዚሚስቡ ትንቢቶቜ አንዱ ላይ ይገኛል።
ንኣብነት፡ ኣብ ሓደ ማራኺ ትንቢት ኣሎ።
1,961

1,962
am_tg
ይህ ጥቅስ ዚመጜሐፍ ቅዱስ ዋና ጭብጥ ምን እንደሆነ ይኾውም በአምላክ መንግሥት አማካኝነት ዹይሖዋ አገዛዝ ትክክለኛነት እንደሚሚጋገጥና ስሙ እንደሚቀደስ ይጠቁመናል።
እታ ፍቕዲ እቲኣ፡ ቀንዲ ፍሹ ነገር መጜሓፍ ቅዱስ ሒዛ ኣላ፣ እዚ ድማ ልዑላውነት ኣምላኜ ቅኑዕ ምዃኑ ኾም ዚሚጋገጜን ብመንግስቲ ኣምላኜ ኣቢሉ ስሙ ኾም ዚቕደስን እዩ።
1,963

1,964
am_tg
በምሳሌያዊ አነጋገር ዹተቀመጠው ይህ ጥቅስ፣ ኚኀደን ጀምሮ በሰው ልጆቜ ላይ ዚደሚሱትን መኚራዎቜ በሙሉ ይሖዋ እንዎት እንደሚያስወግድ ይገልጻል።
ኣብታ ሓንቲ ፍቕዲ እቲኣ ጥራይ፡ ዹሆዋ ንዅሉ እቲ ደቂ ሰብ ካብ ኀደን ኣትሒዙ ዝወሚዶም መኚራ ብኞመይ ኹም ዚፈትሖ ብስእላዊ ቓላት ተገሊጹ ኣሎ።
1,965

1,966
am_tg
ታዲያ ላይ ምርምር ማድሚግ ዚምትቜሉት እንዎት ነው?
እሞ ደኣ ብኞመይ ኚተጜንዓ ትኜእል፧
1,967
tg_am
እሞ ደኣ ብኞመይ ኚተጜንዓ ትኜእል፧
ታዲያ ላይ ምርምር ማድሚግ ዚምትቜሉት እንዎት ነው?
1,968
am_tg
ይህን ማድሚግ ዚምትቜሉበት አንዱ መንገድ ክንውኖቹን በዘመን ቅደም ተኹተል ማስፈር ሊሆን ይቜላል።
ሓደ መገዲ፡ ሰሌዳ ግዜ ምድላው እዩ።
1,969

1,970
am_tg
አምላክ፣ በዚህ ጥቅስ ላይ ኹተገለጾው ዝግጅትና ኚተጠቀሱት ግለሰቊቜ ጋር ዚተያያዙ እውነታዎቜን ቀስ በቀስ እንዎት እንደገለጠ ዹሚጠቁሙ እንዲሁም ትንቢቱ እንዎት እንደሚፈጞም ዚሚያሳዩ ቁልፍ ጥቅሶቜን በቅደም ተኹተል ማስፈር ትቜላላቜሁ።
ኣምላኜ ኹመይ ገይሩ በብግዜኡ ብዛዕባ እዚ ንሰባት ኹም ዝገለጾሎምን እቲ ትንቢት መዓስ ኹም እተፈጞመን ዚሕብር ቀንዲ ጥቕስታት መጜሓፍ ቅዱስ ኣብኡ ዘርዝር።
1,971

1,972
am_tg
ኚዚያም ጥቅሶቹን አንድ ላይ ስትመለኚቷ቞ው እርስ በርሱ ዚሚስማማ መልእክት እንደሚያስተላልፉ ታስተውላላቜሁፀ ይህን ስታዩ ደግሞ ዚመጜሐፍ ቅዱስ ነቢያትና ጞሐፊዎቜ ሐሳቡን ያሰፈሩት በመንፈስ ቅዱስ ተገፋፍተው እንደሆነ መገንዘባቜሁ አይቀርም።
ኣብ መንጎ እቲ ጥቕስታት ዘሎ ስኒት ምስ ሚኣኻ፡ ነብያትን ጞሓፍት መጜሓፍ ቅዱስን ብመንፈስ ቅዱስ ተደሪኟም ኹም ዝጾሓፉ ኜትድምድም ኢኻ።
1,973

1,974
am_tg
ጳውሎስ በጻፋ቞ው ደብዳቀዎቜ ላይ ለእምነት ባልንጀሮቹ ያለውን አድናቆት ገልጿል።
ሃዋርያ ጳውሎስ ብዛዕባ ክርስትያን ብጟቱ ጜቡቕ ተዛሪቡ እዩ።
1,975

1,976
am_tg
ኚአንዳንዶቹ ጋር ለዓመታት አብሮ ስለተጓዘ ያሉባ቞ውን ድክመቶቜ እንደሚያውቅ ጥርጥር ዚለውምፀ ያም ቢሆን ስለ እነሱ መልካም ነገር ተናግሯል።
ምስ ገሊኣቶም ንሓያሎ ዓመታት ስለ እተጓዕዘ፡ ድኜመታቶም ይፈልጥ ኹም ዝነበሹ ዜጠራጥር ኣይኰነን፣ ኰይኑ ግና፡ ብዛዕባኊም ጜቡቕ እዩ ተዛሪቡ።
1,977

1,978
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ ጳውሎስ ስለ ጢሞ቎ዎስ ሲናገር በጌታ ልጄ ዹሆነው ዹምወደውና ታማኝ ዹሆነው በማለት ገልጟታልፀ በተጚማሪም ጳውሎስ፣ ጢሞ቎ዎስ ለሌሎቜ ክርስቲያኖቜ ኚልቡ እንደሚያስብ ተናግሯል።
ንኣብነት፡ ጳውሎስ ብዛዕባ ጢሞ቎ዎስ ኪገልጜ ኚሎ፡ ፍቑሹይን እሙን ውሉደይን ኢልዎ ኣሎ፣ ብዛዕባ ኻልኊት ክርስትያናት ናይ ሓቂ ኾም ዚሓሊ እውን ገሊጹ ኣሎ።
1,979

1,980
am_tg
ሐዋርያው ስለ ቲቶ ለቆሮንቶስ ጉባኀ ሲጜፍ ደግሞ ለእናንተ ጥቅም አብሮኝ ዚሚሠራ ባልደሚባዬ በማለት ለእሱ ያለውን አድናቆት ገልጿል።
ንጉባኀ ቈሚንቶስ ብዛዕባ ቲቶስ ኪገልጞላ ኾሎ ኚኣ፡ ንሱ ብጻዚይን ንጥቕምኹም መዓይይተይን እዩ ብምባል ንኢድዎ ኣሎ።
1,981

1,982
am_tg
ጢሞ቎ዎስና ቲቶ፣ ጳውሎስ ለእነሱ ያለውን አመለካኚት ሲያውቁ ምንኛ ተበሚታተው ይሆን! ጳውሎስና በርናባስ፣ ሕይወታ቞ውን አደጋ ላይ በመጣል ኚዚያ ቀደም ጥቃት ተሰንዝሮባ቞ው ወደነበሩ ቊታዎቜ ተመልሰው ሄደዋል።
ጢሞ቎ዎስን ቲቶስን፡ ጳውሎስ ብዛዕባኊም እንታይ ኹም ዚሓስብ ምስ ፈለጡስ ክሳዕ ክንደይ ኰን ተተባቢዖም ይዀኑ! ጳውሎስን በርናባስን ናብቲ ብግፍዒ መጥቃዕቲ ወሪድዎም ዝነበሹ ቊታ ተመሊሶም ብምኻድ ንህይወቶም ኣብ ሓደጋ ኣእትዮምዋ እዮም።
1,983

1,984
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ በልስጥራ ኚባድ ተቃውሞ አጋጥሟ቞ው ዹነበሹ ቢሆንም ወደዚያ ተመልሰው በመሄድ አዳዲስ ደቀ መዛሙርትን በእምነት ጾንተው እንዲኖሩ አበሚታተዋል።
ንኣብነት፡ ኣብ ልስጥራ ኞቢድ ምጜራር እኳ እንተ ኣጋጠሞም፡ ነቶም ሓደስቲ ደቀ መዛሙርቲ ኣብ እምነት ኪጞንዑ ምእንቲ ኌተባብዕዎም ናብኡ ተመሊሶም ኚይዶም እዮም።
1,985

1,986
am_tg
ጳውሎስ በኀፌሶን በቁጣ ዹተሞሉ ሰዎቜ ኚተነሱበት በኋላ በዚያ ዚነበሩትን ደቀ መዛሙርት አበሚታቷ቞ዋል።
ጳውሎስ ድሕሪ እቲ ኣብ ኀፌሶን ዘጋጠሞ ናዕቢ ነቶም ደቀ መዛሙርቲ ኣተባቢዕዎም እዩ።
1,987

1,988
am_tg
ኢዚሱስ ኚአባቱ ጋር አብሮ በደስታ ይሠራ ዹነበሹ ሲሆን ባኚናወነው ነገር እንዲሁም ይሖዋ በእሱ ደስ እንደሚሰኝ በማወቁ ሐሎት ያደርግ ነበር።
ዚሱስ ብሓጐስ ኣብ ጐድኒ ኣቊኡ ዀይኑ ዓይዩ እዩ፣ እቲ ዝዓዚዮ ዕዮን ንዹሆዋ ኾም ዜሐጕሶ ምፍላጡን ኚኣ እዩ ኣሐጒስዎ።
1,989

1,990
am_tg
ስለ እኛስ ምን ማለት ይቻላል?
ንሕናኾ ኾመይ ኢና፧
1,991
tg_am
ንሕናኾ ኾመይ ኢና፧
ስለ እኛስ ምን ማለት ይቻላል?
1,992
am_tg
ኢዚሱስ መቀበልም ሆነ መስጠት ደስታ እንደሚያስገኝ ተናግሯል።
ዹሆዋ ኣብ ምሃብን ኣብ ምቕባልን ሓጐስ ኹም ዘሎ ገሊጹ እዩ።
1,993
tg_am
ዹሆዋ ኣብ ምሃብን ኣብ ምቕባልን ሓጐስ ኹም ዘሎ ገሊጹ እዩ።
ኢዚሱስ መቀበልም ሆነ መስጠት ደስታ እንደሚያስገኝ ተናግሯል።
1,994
am_tg
እውነትን ማግኘታቜን አስደስቶናልፀ እውነትን ለሌሎቜ ማካፈላቜንም ደስታ ያስገኝልናል።
ሓቂ ምቕባልና ሓጐስ ኣምጺኡሉና እዩ፣ ሓቂ ንኻልኊት ክንነግሮም ኹለና እውን ሓጐስ ዚምጜኣልና እዩ።
1,995

1,996
am_tg
ዚመጜሐፍ ቅዱስን እውነቶቜ ዚምንነግራ቞ው በመንፈሳዊ ዚተራቡ ሰዎቜ፣ ስለ አምላካቜን ሲያውቁና በቃሉ ውስጥ ዚሰፈሩትን ውድ እውነቶቜ ሲገነዘቡ ልባ቞ው በደስታ ይሞላል።
ሓቅታት መጜሓፍ ቅዱስ ንኻልኊት ክንነግሮም ኚለና፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ዝጠመዩ ሰባት ንኣምላኜናን ነቲ ኣብ ቃሉ ዚርኚብ ክቡር ሓቅታትን ኪርድእዎን ኬማስዉሉን ስለ ዚጅምሩ፡ ደስ ይብለና እዩ።
1,997

1,998
am_tg
እኛም እነዚህ ሰዎቜ በአስተሳሰባ቞ው ብቻ ሳይሆን በሕይወታ቞ው ውስጥም ለውጊቜ ሲያደርጉ ስንመለኚት ልባቜን ሐሎት ያደርጋል።
ኣብ ኣተሓሳስባኊም ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኣብ መገዲ ህይወቶም እውን ለውጥታት ኪገብሩ ምርኣይና ንልብና ይትንክዮ እዩ።
1,999