Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
2,000
am_tg
ምሥራቹን ለሰዎቜ ዚመስበኩ ሥራ በጣም አስፈላጊ እንደሆነ እንገነዘባለን።
ሜዑ፡ ነቲ ብስራት ናይ ምንጋር ዕዮ ኣዝዩ ኣገዳሲ ምዃኑ ኞነስተውዕል ንኜእል።
2,001
tg_am

2,002
am_tg
ዚስብኚቱ ሥራ ኹአምላክ ጋር ለሚታሚቁ ሰዎቜ ዹዘላለም ሕይወት ማግኘት ዚሚቜሉበት መንገድ ይኚፍታል።
ነቶም ምስ ኣምላኜ ዚዕሚቑ፡ መገዲ ናይ ዘለኣለም ህይወት ይኾፍተሎም እዩ።
2,003

2,004
am_tg
ኢዚሱስ ይሖዋን፣ ዹአምላክን ቃልና ሰዎቜን ይወድ ስለነበር ዚሌሎቜን ልብ በሚነካ መንገድ ማስተማር ቜሏል።
ዚሱስ ንዹሆዋን ንቓል ኣምላኜን ንሰባትን ፍቕሪ ስለ ዘለዎ፡ ኪምህር ኹሎ ልቢ ሰባት ይትንኪ ነይሩ እዩ።
2,005

2,006
am_tg
ወላጆቜም እንዲህ ዓይነት ፍቅር ካላ቞ው ዚልጆቻ቞ውን ልብ መንካት ይቜላሉ።
ወለዲ እውን ኹምዚ ዓይነት ፍቕሪ እንተ ኣልይዎም፡ ንልቢ ደቆም ኪትንክዩ ይኜእሉ እዮም።
2,007

2,008
am_tg
ስለሆነም ወላጆቜ መጜሐፍ ቅዱስንና ጜሑፎቻቜንን በትጋት አጥኑ።
ስለዚ፡ ኣቱም ወለዲ፡ ንመጜሓፍ ቅዱስን ንጜሑፋትናን ጜቡቕ ጌርኩም ኣጜንዕዎ።
2,009

2,010
am_tg
ለፍጥሚት ሥራዎቜ እንዲሁም በዚህ ጉዳይ ዙሪያ በጜሑፎቻቜን ላይ ለሚወጡ ርዕሶቜ ትኩሚት ስጡ።
ኣብ ፍጥሚትን ብዛዕባኡ ኣብ ዚገልጜ ጜሑፋትን ተገዳስነት ኣሕድሩ።
2,011

2,012
am_tg
እንዲህ ማድሚጋቜሁ ግንዛቀያቜሁን ዚሚያሰፋና ለይሖዋ ያላቜሁን አድናቆት ዚሚያሳድግ ኹመሆኑም ሌላ ልጆቻቜሁን ለማስተማር ይበልጥ ዝግጁ እንድትሆኑ ይሚዳቜኋል።
ኚምኡ ምግባርኩም፡ ንፍልጠትኹም ኬስፍሖ፡ ብዛዕባ ዹሆዋ ዘሎኩም ግንዛበ ኌዕምቖ፡ ንደቅኹም ንምምሃር ኚኣ ብዝያዳ እተዓጠቕኩም ኪገብሚኩም እዩ።
2,013

2,014
am_tg
ዚእናንተ ልብ በመጜሐፍ ቅዱስ እውነት ኹተሞላ ያወቃቜሁትን ነገር ኚቀተሰባቜሁ ጋር ለመወያዚት ትነሳሳላቜሁ።
ልብኹም በቲ ኣብ መጜሓፍ ቅዱስ ዚርኚብ ሓቂ ምስ ዚምላእ፡ ብዛዕባኡ ምስ ኣባላት ስድራ ቀትኩም ንምምይያጥ ድሌት ኪሓድሚኩም እዩ።
2,015

2,016
am_tg
ይህን ዚምታደርጉት ለጉባኀ ስብሰባዎቜ ስትዘጋጁ ወይም ዚቀተሰብ አምልኮ ስታኚናውኑ ብቻ ሳይሆን በማንኛውም ጊዜ ሊሆን ይገባል።
ነዚ ድማ ንክርስትያናዊ ኣኌባታት ኣብ እትዳለውሉ እዋን ወይ ኣብ ኣምልኟ ስድራ ቀት ጥራይ ዘይኰነስ፡ ወትሩ ግበርዎ።
2,017

2,018
am_tg
በተጚማሪም ኚልጆቻቜሁ ጋር እንዲህ ዓይነት ውይይት ዚምታደርጉት ይህን ዚማድሚግ ኃላፊነት እንዳለባቜሁ ስለሚሰማቜሁ ብቻ መሆን ዚለበትምፀ ኹዚህ ይልቅ በዕለታዊ ጭውውታቜሁ ውስጥ ልታካትቱት ዚሚገባ ነገር ነው።
ንኾምዚ ዓይነት ምይይጥ ኚኣ እስኚ ንግበሮ ኢልኩም ግዎታ ተሰሚዕኩም ዘይኰነስ፡ ኣብ መዓልታዊ ዕላልኩም ብባህርያዊ መገዲ ኣእትውዎ።
2,019

2,020
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስ በባልና ሚስት መካኚል ኹሚፈጾም ዚፆታ ግንኙነት ጋር ዚተያያዙ ዹፍቅር መግለጫዎቜ ምን ዓይነት ሊሆኑ እንደሚገባ ወይም እስኚ ምን ድሚስ መሄድ እንደሚቻል ዝርዝር መመሪያ ባይሰጥም አንዳንድ ዹፍቅር መግለጫዎቜን ይጠቅሳል።
መጜሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እቲ ምስ ባህርያዊ ጟታዊ ርክብ ዚተሓሓዝ ዓይነትን ደሚትን መግለጺ ፍቕሪ ዝርዝር መምርሒ እኳ እንተ ዘይሃበ፡ ብዛዕባ መግለጺ ፍቕሪ ግና ይጠቅስ እዩ።
2,021

2,022
am_tg
ክርስቲያን ባለትዳሮቜ አንዳ቞ው ለሌላው አሳቢነት ማሳዚት አለባ቞ው።
ክርስትያን ሰብ ሓዳር ንሓድሕዶም ኪላዋውሁ ኣለዎም።
2,023

2,024
am_tg
ለአምላክና ለሌሎቜ ጥልቅ ፍቅር ካለን ማንኛውም ሰው ወይም ነገር በትዳራቜን ውስጥ ጣልቃ እንዲገባ አንፈቅድም።
ንኣምላኜን ንብጻይናን ድልዱል ፍቕሪ ምስ ዚህልወና፡ ኣብ ሓዳርና ኣትዩ ኺብትኖ ዚኜእል ነገር ኣይህሉን እዩ።
2,025

2,026
am_tg
አንዳንድ ባለትዳሮቜ ዚብልግና ምስሎቜንና ጜሑፎቜን ፖርኖግራፊ ዚማዚት ወይም ዚማንበብ ልማድ ስለተጠናወታ቞ው፣ በትዳራ቞ው ውስጥ ቜግሮቜ ኚመፈጠራ቞ውም አልፎ ትዳራ቞ው እስኚ መፍሚስ ደርሷል።
ገሊኡ ሓዳር ብሰንኪ ወልፊ ስእለ ጜዩፍ ኣብ ውጥሚት ኣትዩ ወይ ተበቲኑ እዩ።
2,027

2,028
am_tg
ፖርኖግራፊ ዚማዚት ጉጉትም ሆነ ኚትዳር ጓደኛቜን ውጭ በማንኛውም መንገድ ዚፆታ ስሜትን ዚማርካት ፍላጎት እንዲያድርብን ፈጜሞ መፍቀድ አይኖርብንም።
ብስእለ ጜዩፍ ኚይንስሓብ ወይ ካብ ሓዳርና ወጻኢ ኞይንጥምት ክንጥንቀቕ ኣሎና።
2,029

2,030
am_tg
ዚትዳር ጓደኛቜን ያልሆነን ሰው እያሜኮሚመምን እንዳለን ዚሚያስመስል ነገር ማድሚግ እንኳ ፍቅር ዹጎደለው ድርጊት ስለሆነ ልንርቀው ይገባል።
ምስ ዘይመጻምድትና እንኳሞም ኹም ዘለና መሲልና ኾይንርአ እውን ክንጥቀቕ ኣሎና፣ ኚመይሲ፡ እዚ ሃሳዪ እዩ።
2,031

2,032
am_tg
አምላክ ዚምናስበውንም ሆነ ዹምናደርገውን ነገር ሁሉ እንደሚያውቅ ማስታወሳቜን፣ እሱን ዚሚያሳዝን ነገር ኚማድሚግ እንድንቆጠብ ዚሚሚዳን ኹመሆኑም ሌላ ሥነ ምግባራዊ ንጜሕናቜንን ለመጠበቅ ያስቜለናል።
ኣምላኜ ኵሉ ሓሳባትን ተግባራትን ኹም ዚፈልጥ ምዝካርና፡ ነቲ ንዕኡ ባህ ኚነብሎን ብንጜህና ኜንመላለስን ዘሎና ባህጊ ዹሐይሎ እዩ።
2,033

2,034
am_tg
ዚቆላስይስ ክርስቲያኖቜ እንዲህ ያለውን ትክክለኛ እውቀት መቅሰማቾው ለይሖዋ በሚገባ ሁኔታ እንዲመላለሱና እሱን ሙሉ በሙሉ እንዲያስደስቱ ያስቜላ቞ዋል።
ኣብ ቈሎሮ ዝነበሩ ክርስትያናት ንዹሆዋ ዚበቕዑ ዀይኖም ምእንቲ ኺመላለሱን ብዅሉ ንዕኡ ምእንቲ ኌሐጕስዎን፡ ኹምዚ ዝበለ ልክዕ ፍልጠት ዚድልዮም ነበሚ።
2,035

2,036
am_tg
ይህም በመልካም ሥራ ሁሉ በተለይም ምሥራቹን በመስበኩ ሥራ ፍሬ ማፍራታ቞ውን እንዲቀጥሉ ያስቜላ቞ዋል።
እዚ ድማ ብሰናይ ግብሪ ዘበለ እናፈሚዩ’ ኺመላለሱ፡ ምናዳ ኞኣ ኣዘውቲሮም እቲ ብስራት ኪሰብኩ ዚኜእሎም ነበሚ።
2,037

2,038
am_tg
አንድ ዹይሖዋ አገልጋይ በአገልግሎቱ ውጀታማ መሆን ኹፈለገ በግሉ መጜሐፍ ቅዱስን በማጥናት ሚገድ ጥሩ ልማድ ሊኖሹው ይገባል።
ሓደ ኣምላኺ ዹሆዋ ብውጜኢታዊ መገዲ ንምግልጋል፡ ልማድ መጜናዕቲ መጜሓፍ ቅዱስ ኪህልዎ ኣለዎ።
2,039

2,040
am_tg
ዚመጜሐፍ ቅዱስ ጥናቶቜ ይህን እውነታ እንዲገነዘቡ መርዳታቜን አስፈላጊ ነው።
ንተምሃሮ መጜሓፍ ቅዱስ፡ ነዚ ነጥብ እዚ ኞነሚድኊም ኣሎና።
2,041

2,042
am_tg
በቅድሚያ ግን እኛ ራሳቜን እንዲህ ዓይነቱን ልማድ ማዳበር ያለውን ጥቅም መገንዘብ ይኖርብናል።
ንሕና ንባዕልና እውን እዚ ኣገዳሲ ምዃኑ ኜንኣምነሉ ኣሎና።
2,043

2,044
am_tg
በተጚማሪም መጜሐፍ ቅዱስን በግላቜን ዚማጥናት ጥሩ ልማድ ሊኖሹን ይገባል።
ንሕና ንባዕልና ጜቡቕ ልማድ መጜናዕቲ መጜሓፍ ቅዱስ ኪህልወና ኣለዎ።
2,045

2,046
am_tg
ስለሆነም እንደሚኚተለው እያልን ራሳቜንን መጠዹቅ እንቜላለንፊ በአገልግሎት ዹማገኛቾው ሰዎቜ ኚመጜሐፍ ቅዱስ ጋር ዚሚጋጩ ሐሳቊቜን ቢጠቅሱ ወይም ኚባድ ጥያቄዎቜን ቢጠይቁኝ በመጜሐፍ ቅዱስ ላይ ዹተመሠሹተ መልስ መስጠት እቜላለሁ?
ስለዚ፡ ንርእስኻ ኾምዚ ኢልካ ሕተትፊ ሰባት ምስ ቅዱስ ጜሑፋዊ ትምህርትታት ዚጻሚር ሓሳባት ምስ ዚገልጹ ወይ ኚቢድ ሕቶ ምስ ዚሓትቱኒ፡ ኣብ መጜሓፍ ቅዱስ ተመርኲሰ ኜምልስ እኜእል ድዚ፧
2,047

2,048
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስን በግላቜን በማጥናታቜን ምን ያህል እንደተጠቀምን ለሌሎቜ ኚነገርና቞ው፣ እነሱም ተመሳሳይ ጥቅም ለማግኘት ሲሉ ቅዱሳን መጻሕፍትን በትጋት ለማጥናት ሊነሳሱ ይቜላሉ።
ካብ ብሕታዊ መጜናዕቲ መጜሓፍ ቅዱስ ክሳዕ ክንደይ ኹም እንጥቀም ንኻልኊት ክንነግሮም ኚለና፡ ትጉሃት ተምሃሮ ቕዱሳት ጜሑፋት ብምዃን ኪጥቀሙ ኾም ዚኜእሉ ነተባብዖም ኢና ዘለና።
2,049

2,050
am_tg
ይሖዋ ቅቡዓንን መምሚጥ ዹጀመሹው ኢዚሱስ ሞቶ ኚተነሳ በኋላ ነውፀ በመጀመሪያው መቶ ዘመን ዹነበሹው ዚክርስቲያን ጉባኀ አባላት በሙሉ ቅቡዓን ሳይሆኑ አይቀሩም።
ዹሆዋ ንቕቡኣት ድሕሪ ሞትን ትንሳኀን ዚሱስ እዩ ኺሓርዮም ጀሚሩ፣ ኣብታ ኣብ ቀዳማይ ዘመን ክርስትያናዊት ጉባኀ ዝነበሩ ዅላቶም ድማ ቅቡኣት ዝነበሩ እዩ ዚመስል።
2,051

2,052
am_tg
ኚመጀመሪያው መቶ ዘመን በኋላ እስኚ መጚሚሻዎቹ ቀናት መባቻ ባለው ጊዜ ውስጥ፣ ዚክርስቶስ ተኚታዮቜ ነን ይሉ ዚነበሩት አብዛኞቹ ሰዎቜ ሐሰተኛ ክርስቲያኖቜ ነበሩፀ ኢዚሱስ እነዚህን ሰዎቜ ኚእንክርዳድ ጋር አመሳስሏ቞ዋል።
ካብ ቀዳማይ ዘመን ክሳዕ መጀመርታ ዳሕሮት መዓልትታት፡ መብዛሕትኊም እቶም ሰዓብቲ ዚሱስ ኢና ዚብሉ ሰባት ናይ ሓሶት ክርስትያናት እዮም ነይሮም፣ ዚሱስ ኚኣ ምስ ክርዳድ እዩ ኣመሳሲልዎም።
2,053

2,054
am_tg
ያም ሆኖ ይሖዋ በዚያ ጊዜ ውስጥ ታማኝ ዹሆኑ አንዳንዶቜን መቀባቱን ዹቀጠለ ሲሆን እነዚህ ሰዎቜ ኢዚሱስ እንደጠቀሰው ስንዎ ሆነው ተገኝተዋል።
ይኹን እምበር፡ ዹሆዋ ኣብ ኵሉ እቲ ዝሓለፈ ግዜያት ንገሊኩም እሙናት ይቐብእ ነይሩ እዩ፣ ንሳቶም ድማ ኚምቲ ዚሱስ ስርናይ ኢሉ ዝገለጟም ምዃኖም ኣርእዮም እዮም።
2,055

2,056
am_tg
በመጚሚሻዎቹ ቀናትም ይሖዋ ዹ144,000ዎቹን አባላት መቀባቱን ቀጥሏል።
ኣብ ዳሕሮት መዓልትታት፡ ዹሆዋ ነቶም ን144,000 ዜቝሙ ሰባት ካብ ምሕራይ ኣዚቋሚጞን።
2,057

2,058
am_tg
ይሖዋ ለዚህ መብት ብቁ ዹሚሆኑ አንዳንድ ሰዎቜን ለመምሚጥ እስኚ መጚሚሻዎቹ ቀናት መገባደጃ ለመቆዚት ኹፈለገ በእሱ ጥበብ ላይ ጥያቄ ለማንሳት እኛ ማን ነን?
ንገሊኩም ሰባት ኣብዚ እዋን እዚ ድሒሩ ኺሓርዮም እንተ ወሲኑ፡ ንጥበቡ ኣብ ሕቶ እነእትዎ ንሕና መን ኢና፧
2,059

2,060
am_tg
በ11ኛው ሰዓት ለተቀጠሩት ሠራተኞቜ ጌታው ባደሚገው ነገር ቅር ተሰኝተው እንዳጉሚመሚሙት ሰዎቜ እንዳንሆን መጠንቀቅ አለብን።
ኚምቶም ጐይታኊም ኣብ መበል 11 ሰዓት ንዝቘጞሮም ሰብ ውዕለት ብዛዕባ ዝሓዘሉ መገዲ ዘጕሹምሹሙ ሰብ ውዕለት ኹይንኾውን ክንጥንቀቕ ኣሎና።
2,061

2,062
am_tg
በዛሬው ጊዜ አምላክ እንዲህ ያለ ጥያቄ አያቀርብልንም።
ሎሚ ኣምላኜ ኚምቲ ንኣብርሃም ኪገብሮ ዝሓተቶ ነገር ኣይሓትተናን እዩ።
2,063

2,064
am_tg
ሆኖም ትእዛዛቱን መፈጾም ኚባድ በሚሆንብን ወይም አንድ ዓይነት መመሪያ ዚተሰጠበትን ምክንያት ሙሉ በሙሉ በማንሚዳበት ጊዜም እንኳ እንድንታዘዘው ይጠብቅብናል።
ኰይኑ ግና፡ ትእዛዛቱ ንምሕላዉ ኞቢድ ኣብ ዝዀነሉ ግዜ ወይ ስለምንታይ እቲ ትእዛዛት እቲ ኾም ዝሃበና ኣብ ዘይንርድኣሉ እዋን እኳ እንተ ዀነ፡ ክንእዘዞ ይሓትተና እዩ።
2,065

2,066
am_tg
ኹአምላክ ትእዛዛት መካኚል ለመታዘዝ ዚሚኚብድህ አለ?
ኣምላኜ ክትገብሮ ዚደልዚካ ኣጞጋሚ ዝዀነካ ነገር ክትዝክርዶ ትኜእል፧
2,067

2,068
am_tg
አንዳንዶቜ ዚስብኚቱ ሥራ ኚባድ ይሆንባ቞ዋል።
ንገሊኩም ዕዮ ስብኚት ይኞብዶም እዩ።
2,069
tg_am
ንገሊኩም ዕዮ ስብኚት ይኞብዶም እዩ።
አንዳንዶቜ ዚስብኚቱ ሥራ ኚባድ ይሆንባ቞ዋል።
2,070
am_tg
ዓይናፋር በመሆናቾው ለማያውቁት ሰው ምሥራቹን መንገር ይጹንቃቾው ይሆናል።
ምናልባት ሓፋራት ብምዃኖም፡ ንዘይፈልጥዎ ሰብ ቀሪቊም ብስራት መንግስቲ ኣምላኜ ምንጋር ይኞብዶም ይኞውን።
2,071

2,072
am_tg
ሌሎቜ ደግሞ በትምህርት ቀት አሊያም በሥራ ቊታ አብሚዋ቞ው ካሉት ሰዎቜ ዚተለዩ መሆን ተፈታታኝ ሊሆንባ቞ው ይቜላል።
ገሊኩም ኚኣ ኣብ ቀት ትምህርቲ ወይ ኣብ ስራሕ ካብ ካልኊት እተፈልዩ ምዃኖም ይኞብዶም እዩ።
2,073

2,074
am_tg
አንተም ልክ እንደ አብርሃም ዚሞሪያን ተራራ እዚወጣህ ያለ ያህል፣ ዹተሰጠህ ሥራ ኹአቅምህ በላይ እንደሆነ ይሰማሃል?
ኹም ኣብርሃም ልዕሊ ዓቕምኻ ዝዀነ ነገር ንምግባር ናብ ኹሹን ሞርያ ትድይብ ኹም ዘለኻ ዀይኑዶ ይስምዓካ፧
2,075

2,076
am_tg
ኹሆነ ስለ አብርሃምና ስላሳዚው እምነት ማሰብህ ደፋር እንድትሆን ይሚዳሃል! ታማኝ ወንዶቜና ሎቶቜ በተዉት ምሳሌ ላይ ማሰላሰላቜን እነሱን ለመምሰልና ኹይሖዋ ጋር ዹጠበቀ ወዳጅነት እንዲኖሚን ለማድሚግ ያነሳሳናል።
ኚምኡ እንተ ተሰሚዑካ፡ ብዛዕባ ኣብርሃምን እምነቱን ሕሰብ! ብዛዕባ እሙናት ሰብኡትን ኣንስትን ምስትንታንካ፡ ንዓታቶም ንምምሳልን ንዹሆዋ ኾም ፈታዊኻ ንምቕራቡን ክትድሚኜ ትኜእል ኢኻ።
2,077

2,078
am_tg
ሳኊል ዳዊትን ለመግደል ቆርጩ ስለተነሳ ዮናታን ለማን ታማኝ መሆን እንዳለበት ግራ ተጋብቶ ነበር።
ሳኊል ንዳዊት ኪቐትሎ ስለ ዝቘሚጞ፡ ዮናታን ንመን እሙን ኪኞውን ኹም ዘለዎ ኺመርጜ ተገዲዱ እዩ።
2,079

2,080
am_tg
ዮናታን ኚዳዊት ጋር ቃል ኪዳን ዚተጋባ ቢሆንም ለአባቱም ታዛዥ ነበር።
ምስ ዳዊት ኪዳን እኳ እንተ ተኣታተወ፡ ዮናታን ንኣቊኡ እውን ይግዝኩ ነይሩ እዩ።
2,081

2,082
am_tg
ሆኖም ዮናታን፣ አምላክ ኚዳዊት እንጂ ኚሳኊል ጋር እንዳልሆነ ያውቅ ነበር።
ኰይኑ ግና፡ ኣምላኜ ምስ ዳዊት እምበር፡ ምስ ሳኊል ኹም ዘይኰነ ይፈልጥ ነይሩ እዩ።
2,083

2,084
am_tg
በመሆኑም ዮናታን ኚሳኊል ይበልጥ ለዳዊት ታማኝ ሆኗል።
ስለዚ ድማ፡ ነቲ ንዳዊት ዝነበሮ ተኣማንነት፡ ካብቲ ንኣቊኡ ዝነበሮ ተኣማንነት ኣቐዲምዎ እዩ።
2,085

2,086
am_tg
ዳዊትን እንዲደበቅ ካስጠነቀቀው በኋላ ስለ እሱ ለአባቱ መልካም ነገር ተናግሯል።
በዚ ምኜንያት እዚ ኞኣ፡ ንዳዊት ኪሕባእ ኣጠንቂቕዎ፡ ደሓር እውን ብዛዕባኡ ኣብ ቅድሚ ሳኊል ጜቡቕ ተዛሪቡ እዩ።
2,087

2,088
am_tg
እኛም ካልተጠነቀቅን ለአንድ አገር፣ ትምህርት ቀት ወይም ዚስፖርት ቡድን ያለን ታማኝነት ቀስ በቀስ ለአምላክ ካለን ታማኝነት ሊበልጥብን ይቜላል።
እንተ ዘይተጠንቂቕና፡ ንሃገርና፡ ንቀት ትምህርትና፡ ወይ ንናይ ስፖርት ጋንታና ዘሎና ተኣማንነት፡ ነቲ ንኣምላኜ ዘሎና ተኣማንነት ኬዳኜሞ ይኜእል እዩ።
2,089

2,090
am_tg
ቌዝ መጫወት ይወድ ዹነበሹውን ዚሄንሪን ሁኔታ እንደ ምሳሌ እንመልኚት።
ንኣብነት፡ ሄንሪ፡ ቞ስ ምጜዋት ይፈቱ እዩ።
2,091

2,092
am_tg
ትምህርት ቀቱ በቌዝ ውድድር ሁልጊዜ ያሞንፍ ስለነበር እሱም ለማሾነፍ ዚተቻለውን ጥሚት ማድሚግ እንዳለበት ይሰማው ነበር።
ቀት ትምህርቱ ድማ ነቲ ውድድር ናይ ምዕዋት ልምዲ ነበራ፣ ንሱ እውን ዚኚኣሎ ጻዕሪ ኺገብር ደለዚ።
2,093

2,094
am_tg
እንዲህ ብሏልፊ ለትምህርት ቀ቎ ዚማሳዚው ታማኝነት ለአምላክ ኚማሳዚው ታማኝነት ቀስ በቀስ እዚበለጠ ሄደ።
ኰይኑ ግና፡ ዘጋጠሞ ነገር ባዕሉ ኾምዚ ኢሉ ገሊጹ እዩፊ በብቝሩብ ንቀት ትምህርትና ዝነበሹኒ ተኣማንነት ካብቲ ንኣምላኜ ዝነበሹኒ ተኣማንነት ንላዕሊ ቐዳምነት ክህቩ ጀሚሚ።
2,095

2,096
am_tg
ቅዳሜና እሁድ ዚሚደሚጉት ዚቌዝ ጚዋታዎቜ ለመንግሥቱ አገልግሎት ዹማውለውን ጊዜ እዚተሻሙብኝ መጡ።
ብሰንኪ እቲ ኣብ ቀዳመ ሰንበት ዚግበር ጞወታ ቞ስ፡ ንኣገልግሎተይ ግዜ እስእን ነይሚ።
2,097

2,098
am_tg
በመሆኑም ኚቌዝ ቡድኑ ለመውጣት ወሰንኩ።
ስለዚ፡ ካብቲ ጋንታ ቞ስ ክወጜእ ወሲነ።
2,099
tg_am
ስለዚ፡ ካብቲ ጋንታ ቞ስ ክወጜእ ወሲነ።
በመሆኑም ኚቌዝ ቡድኑ ለመውጣት ወሰንኩ።