Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
2,100
am_tg
በጉባኀ ውስጥ ለማገልገል እዚሠለጠኑ ያሉ ወንድሞቜ ኚመጜሐፍ ቅዱስ አንጻር እንዲያስቡ መማር ይኖርባ቞ዋል።
ኣብ ጉባኀ ንኌገልግሉ ዚምሃሩ ኣሕዋት ብመሰሚት ስርዓት መጜሓፍ ቅዱስ ኪሓስቡ ኺምሃሩ ኣለዎም።
2,101
tg_am

2,102
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ አንድ ሜማግሌ ዚመንግሥት አዳራሹን መግቢያ ለእይታ ማራኪ እንዲያደርግና እንቅፋት ዹሚሆኑ ነገሮቜን ኚአካባቢው እንዲያስወግድ አንድን ወንድም ይጠይቀዋል።
ንኣብነት፡ ሓደ ሜማግለ ንሓደ ሓው፡ ኣፍ ደገ ኣዳራሜ መንግስቲ ኣምላኜ ንኌጜርን ንእግሪ ዚዓናቕፍ ነገራት ኬልግስን ይሓትቶ ይኞውን።
2,103

2,104
am_tg
በዚህ ጊዜ በመጥቀስ ወንድም በመንግሥት አዳራሹ ዹተሰጠውን ይህን ኃላፊነት መወጣቱ አዳኛቜን ዹሆነው አምላክ ትምህርት በሁሉም መንገድ ውበት እንዲጎናጞፍ ዚሚያደርገው እንዎት እንደሆነ ይገልጜለታል።
ኣንቢቡ፡ እቲ ሓው ንመንግስቲ ኣምላኜ ንምጜብባቕ ዚዓይዮ ዕዮ፡ ንትምህርቲ እቲ መድሓኒና ዝዀነ ኣምላኜ ብኞመይ ኹም ዚስልሞ ኺገልጞሉ ይኜእል እዩ።
2,105

2,106
am_tg
በተጚማሪም ተማሪው ዹተሰጠውን ኃላፊነት መወጣቱ በጉባኀ ውስጥ ያሉትን አሚጋውያን ዹሚጠቅመው እንዎት እንደሆነ ሊነግሹው ይቜላል።
ነቲ ሓው ብዛዕባ እቶም ኣብ ጉባኀ ዘለዉ ኣሚጋውያንን ዕዮኡ ብኞመይ ኹም ዚጠቕሞምን ንኺሓስብ እውን ኪሕግዞ ይኜእል እዩ።
2,107

2,108
am_tg
ኚተማሪው ጋር እንዲህ ያለ ውይይት ማድሚጉ ሕግ በመፈጾም ላይ ሳይሆን ለሰዎቜ በማሰብ ላይ ትኩሚት እንዲያደርግ ያሠለጥነዋል።
ነቲ ሓው ኬሰልጥኖ ኾሎ ኾምዚ ዓይነት ዝርርብ ምግባሩ፡ ኣብ ክንዲ ኣብ ሕጊ ብዝያዳ ኣብ ሰባት ንኌተኵር ይሕግዞ እዩ።
2,109

2,110
am_tg
እሱ ዚሚያኚናውነው አገልግሎት በጉባኀ ውስጥ ያሉ ወንድሞቜንና እህቶቜን ምን ያህል እዚጠቀማ቞ው እንደሆነ ሲመለኚት ይደሰታል።
ኣብታ ጉባኀ ዘለዉ ኣሕዋትን ኣሓትን ካብቲ ዚዓይዮ ዕዮ ኺጥቀሙ ኾለዉ ብምርኣዩ ኞኣ ይሕጐስ እዩ።
2,111

2,112
am_tg
በተጚማሪም ሜማግሌው ተማሪው ዹተሰጠውን ሐሳብ ተግባራዊ ለማድሚግ ሲጥር ማመስገን እንዳለበት መርሳት አይኖርበትም።
ብተወሳኺ፡ እቲ ሜማግለ ነቲ ሓው፡ ንርእይቶታቱ ንኺትግብሮ ኣብ ዚገብሮ ጻዕሪ ኺንእዶ ኣለዎ።
2,113

2,114
am_tg
አንድ አትክልት ውኃ ማግኘቱ እንዲለመልም እንደሚያደርገው ሁሉ ተማሪውም ልባዊ ምስጋና ማግኘቱ መንፈሳዊ እድገት እንዲያደርግ ይሚዳዋል።
ልክዕ ኚምቲ ማይ ንሓንቲ ተኜሊ ንኜትለምዕ ዚሕግዛ፡ ልባዊ ናእዳ እውን ንሓደ ዚስልጥን ሓው ዕቀት ንኺገብር ይሕግዞ እዩ።
2,115

2,116
am_tg
እውነተኛ ክርስቲያኖቜ ዹተዘሹጋላቾው ተስፋ ምንኛ ግሩም ነው! ቅቡዓንም ሆንን ሌሎቜ በጎቜ ሁላቜንም ዹአምላክ ዓላማ ሲፈጞምና ዹይሖዋ ስም ሲቀደስ ለማዚት እንጓጓለን።
ናይ ሓቂ ክርስትያናት ኹመይ ዝበለ ዜደንቕ ተስፋ ዀን እዩ ዘለዎም! ኵላትና፡ ካብቶም ቅቡኣት ኰንና ኻብተን ካልኊት ኣባጊዕ፡ እቲ ናይ መጀመርታ ዕላማ ኣምላኜ ኪፍጞምን ስም ዹሆዋ ኪቕደስን ኹሎ ኜንርኢ ተስፋ ንገብር ኢና።
2,117

2,118
am_tg
ይህ፣ ማንኛውም ሰው ሊኖሹው ኚሚቜለው ሁሉ ዹላቀ ተስፋ ነው።
እዚ ሃንቀው ኢልና እንጜበዮ ኣዝዩ ኣገዳሲ ነገራት እዩ።
2,119
tg_am
እዚ ሃንቀው ኢልና እንጜበዮ ኣዝዩ ኣገዳሲ ነገራት እዩ።
ይህ፣ ማንኛውም ሰው ሊኖሹው ኚሚቜለው ሁሉ ዹላቀ ተስፋ ነው።
2,120
am_tg
በተጚማሪም አምላክ ቃል ዚገባው አዲስ ሰማያት ወይም አዲስ ምድር ክፍል ሆነን ዹዘላለም ሕይወት ለማግኘት እንጠባበቃለን።
ኣብ ናይ ኣምላኜ ሓድሜ ሰማያት ወይ ኣብታ ሓዳስ ምድሪ ዓስቢ ዘለኣለማዊ ህይወት ክንሚክብ እውን ንህንጠ ኢና።
2,121

2,122
am_tg
እስኚዚያው ድሚስ ደግሞ ዹአምላክ ሕዝቊቜ በመንፈሳዊ ይበልጥ እዚበለጞጉ ሲሄዱ ለማዚት እንናፍቃለን።
ክሳዕ ሜዑ ግና፡ መንፈሳዊ ብልጜግና ህዝቢ ኣምላኜ ክንርኢ ንደሊ ኢና።
2,123

2,124
am_tg
ዚሰይጣን ዓለም ክፍል ዹሆኑ ሰዎቜም ተስፋ ዚሚያደርጓ቞ው ነገሮቜ አሉፀ ሆኖም ተስፋ቞ው መፈጾም መቻሉን ይጠራጠሩ ይሆናል።
እቶም ኣብዛ ናይ ሰይጣን ዓለም ዘለዉ እውን ተስፋ ዚገብርዎ ነገራት ኣለዎም፣ ተስፋኊም ኹም ዚፍጾም ግና ርግጞኛታት ኣይኰኑን።
2,125

2,126
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ በሚሊዮኖቜ ዚሚቆጠሩ ቁማርተኞቜ ሎተሪ እንደሚያሞንፉ ተስፋ ያደርጋሉፀ ይሁንና ማሾነፋቾውን እርግጠኞቜ መሆን አይቜሉም።
ንኣብነት፡ ብሚልዮናት ዚቝጞሩ ተጣላዕቲ ኣብ ሎተሪ ኺዕወቱ ተስፋ ይገብሩ እዮም፣ ኹም ዚዕወቱ ግና ርግጞኛታት ኣይኰኑን።
2,127

2,128
am_tg
በሌላ በኩል ግን እውነተኛ እምነት ሲባል ለክርስቲያኖቜ ዹተሰጠውን ተስፋ በእርግጠኝነት መጠበቅ ማለት ነው።
በቲ ኻልእ ሞነኜ ግና፡ ናይ ሓቂ እምነት፡ ርግጜ ትጜቢት ክርስትያናዊ ተስፋና እያ።
2,129

2,130
am_tg
ዳዊት ልጁ ሰለሞን እንዲህ ያለውን ኚባድ ሥራ ማለትም ዹአምላክን ቀት ዚመገንባቱን ሥራ ለመምራት ብቁ እንዳልሆነ ሊያስብ ይቜል ነበር።
ዳዊት፡ ሰሎሞን ነዚ ቀት ኣምላኜ ምህናጜ ዝኣመሰለ ኣገዳሲ ዕዮ እዚ ተቘጻጺሩ ኺዓይዮ ብቕዓት ኹም ዘይብሉ ሓሲቡ ኪኞውን ይኜእል እዩ።
2,131

2,132
am_tg
ምክንያቱም ቀተ መቅደሱ እጅግ ዚሚያምር መሆን ይኖርበታልፀ ሰለሞን ደግሞ በዚያ ወቅት ገና ወጣትና ተሞክሮ ዹሌለው ነበር።
እታ ቀተ መቕደስ፡ ኣዝያ ዓባይ ክትኚውን እኳ እንተ ነበራ፡ ሰሎሞን ግና ኣብቲ ግዜ እቲ ንእሜቶን ዘይምኩርን እዩ ነይሩ።
2,133

2,134
am_tg
ሆኖም ዳዊት፣ ሰለሞን ዹተሰጠውን ሥራ መወጣት እንዲቜል ይሖዋ እንደሚሚዳው ተገንዝቩ ነበር።
ይኹን እምበር፡ ዳዊት፡ ዹሆዋ ንሰሎሞን ነቲ ዝሃቩ ዕዮ ኺፍጜም ኹም ዜዕጥቖ ይፈልጥ ነይሩ እዩ።
2,135

2,136
am_tg
በመሆኑም ግንባታውን ለመደገፍ ማኹናወን በሚቜለው ነገር ላይ ትኩሚት በማድሚግ ለግንባታው ዚሚያስፈልገውን ቁሳቁስ በብዛት ማሰባሰብ ጀመሚ።
ስለዚ፡ ኣብቲ ኺገብሮ ዚኜእል ደገፍ ብምትኳር፡ ብዙሕ ናውቲ ኣዳለወ።
2,137

2,138
am_tg
በተመሳሳይም በዛሬው ጊዜ ዹሚገኙ በዕድሜ ዹገፉ ወንድሞቜ ኃላፊነታ቞ውን ለወጣት ወንድሞቜ ሲያስሚክቡ ቅር ሊሰኙ አይገባም።
ብተመሳሳሊ፡ ሎሚ ዘለዉ ዓበይቲ ኣሕዋት ሓላፍነቶም ንመንእሰያት ኪህቡ ምስ ዚግደዱ ኺጕህዩ ዚብሎምን።
2,139

2,140
am_tg
ምክንያቱም ወጣቶቜ ኃላፊነት ለመሾኹም ብቁ እንዲሆኑ መሠልጠናቾው ሥራው በተሻለ መንገድ እንዲኚናወን ያስቜላል።
ዚግዳስ፡ መንእሰያት ሓላፍነታት ኪሕዙ ምስልጣኖም ነቲ ዕዮ ዚጠቅም እዩ።
2,141

2,142
am_tg
ዚተሟሙ ወንድሞቜ፣ እነሱ ያሠለጠኗ቞ው ወጣት ወንድሞቜ ዚእነሱን ሥራ ለመሚኚብ ብቁ ሆነው ሲገኙ ኹፍተኛ እርካታ ሊሰማቾው ይገባል።
ሓላፍነት ዘለዎም ኣሕዋት፡ ነቲ ዝሰርሕዎ ዝነበሩ ስራሕ፡ መንእሰያት ሰልጢኖም ምስ ዚትክእዎም፡ ባህ ኪብሎም ኣለዎ።
2,143

2,144
am_tg
ይሖዋን እንድናመሰግነው ዚሚያነሳሱን በርካታ ምክንያቶቜ አሉን! ሕይወት ያገኘነው፣ ዚምንንቀሳቀሰውና ዹምንኖሹው በእሱ ነው።
ንዹሆዋ እነማስወሉ ብዙሕ ምኜንያታት ኣሎና! ብዘይ ብእኡ ኜንነብር ኰነ ኜንወሳወስ ስለ ዘይንኜእል፡ ህይወትና ናቱ እያ።
2,145

2,146
am_tg
ውድ ዹሆነ ስጊታ ይኾውም ቃሉን መጜሐፍ ቅዱስን ሰጥቶናል።
ክቡር ህያብ፡ ማለት ቃሉ መጜሓፍ ቅዱስ እውን ሂቡና እዩ።
2,147
tg_am
ክቡር ህያብ፡ ማለት ቃሉ መጜሓፍ ቅዱስ እውን ሂቡና እዩ።
ውድ ዹሆነ ስጊታ ይኾውም ቃሉን መጜሐፍ ቅዱስን ሰጥቶናል።
2,148
am_tg
በተሰሎንቄ እንደነበሩት ክርስቲያኖቜ እኛም ዹይሖዋን መልእክት እንደ አምላክ ቃል አድርገን በመቀበል አድናቆታቜንን እናሳያለን።
ኚምቶም ኣብ ተሰሎንቄ ዝነበሩ ክርስትያናት ነቲ እተነግሮም መልእኜቲ ኾም ቃል ኣምላኜ ገይሮም እተቐበልዎ፡ ንሕና እውን ንመልእኜቲ መጜሓፍ ቅዱስ ኹም ቃል ኣምላኜ ጌርና ብኣኜብሮት ንቕበሎ ኢና።
2,149

2,150
am_tg
በጜሑፍ ዹሰፈሹው ዹአምላክ ቃል በእጃቜን ስላለ ወደ ይሖዋ መቅሚብ ቜለናልፀ እሱም ወደ እኛ ቀርቧል።
ሳላ ቓል ኣምላኜ፡ ናብ ዹሆዋ ቐሪብና ኢና፡ ንሱ እውን ናባና ቐሪቡ እዩ።
2,151

2,152
am_tg
በሰማይ ያለው አባታቜን ዚድርጅቱ አባል ዹመሆን ውድ መብት ሰጥቶናል።
ኣባላት ውድቡ ኜንኚውን ድማ ፍሉይ መሰል ሂቡና እዩ።
2,153

2,154
am_tg
ኹይሖዋ ያገኘና቞ውን እንዲህ ያሉ በሚኚቶቜ በጣም እናደንቃለን! ይሖዋ ጥሩ ስለሆነ ምስጋና አቅርቡለትፀ ታማኝ ፍቅሩ ለዘላለም ጞንቶ ይኖራል በማለት እንደዘመሚው መዝሙራዊ ይሰማናል።
ነዚ በሚኞት እዝስ ክሳዕ ክንደይ ኰን ኢና እነማስወሉ! ሓደ ኻብቶም ጞሓፍቲ መጜሓፍ መዝሙር፡ ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ፡ ንሱ ድማ ሕያዋይ እዩ እሞ፡ ንዹሆዋ ኣመስግንዎ ኢሉ ብምዝማር ነዚ ባህ ብዜብል መገዲ ገሊጜዎ እዩ።
2,155

2,156
am_tg
ላይ ታማኝ ፍቅሩ ለዘላለም ጞንቶ ይኖራል ዹሚለው አገላለጜ 26 ጊዜ ተጠቅሷል።
ኣብ ፡ እቲ ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ ዚብል ኣዝማቜ ዕስራን ሜዱሜተ ሳዕ ንሚኜቊ ኢና።
2,157

2,158
am_tg
በፍጹም።
ኣይፋሉን።
2,159
tg_am
ኣይፋሉን።
በፍጹም።
2,160
am_tg
ዹበላይ አካሉ አባላት በመጀመሪያው መቶ ዘመን በነበሹው ጉባኀ ላይ ሥልጣን ቢኖራ቞ውም መሪያ቞ው ኢዚሱስ መሆኑን ያውቁ ነበር።
ኣመሓዳሪ ኣካል ኣብ ልዕሊ እተን ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበራ ጉባኀታት ስልጣን እኳ እንተ ነበሮ፡ መራሒኊም ዚሱስ ምዃኑ ግና ይፈልጥ ነይሩ እዩ።
2,161

2,162
am_tg
ሐዋርያው ጳውሎስ በሁሉም ነገር ወደ እሱ ይኾውም ዚአካሉ ራስ ወደሆነው ወደ ክርስቶስ በፍቅር እንደግ ሲል ጜፏል።
ሃዋርያ ጳውሎስ፡ ብዅሉ ናብቲ ርእሲ ዝዀነ ክርስቶስ ብፍቕሪ ንዕበ ኢሉ ጞሓፈ።
2,163

2,164
am_tg
ደቀ መዛሙርቱ በአንድ ታዋቂ ሐዋርያ ስም ኚመጠራት ይልቅ በመለኮታዊ አመራር ክርስቲያኖቜ ተብለው ተጠርተዋል።
ብዘይካዚ፡ ብመለኮታዊ መምርሒ፡ ክርስትያናት ተባሂሎም ተሰምዩ ደኣ እምበር፡ ብስም ሓደ ኻብቶም ፍሉጣት ሃዋርያት ኣይተጞውዑን።
2,165

2,166
am_tg
እርግጥ ነው፣ ጳውሎስ ሐዋርያትና አመራር ዚሚሰጡ ሌሎቜ ወንዶቜ ያስተላለፏ቞ውን ወጎቜ ወይም በቅዱሳን መጻሕፍት ላይ ዚተመሠሚቱ ልማዶቜ አጥብቆ መያዝ አስፈላጊ መሆኑን ጠቁሟል።
ሓቂ እዩ፡ ጳውሎስ፡ ነቲ ሃዋርያትን ካልኊት ዚመርሑ ዝነበሩ ኣሕዋትን ዘመሓላለፍዎ ስርዓታት ወይ ኣብ ቅዱሳት ጜሑፋት እተመስሚተ ልማዳት ኣጜኒዖም ኪሕዙ መኺሩ ነይሩ እዩ።
2,167

2,168
am_tg
ይሁንና እያንዳንዱን ዹበላይ አካል አባል ጚምሮ ዚወንድ ሁሉ ራስ ክርስቶስ፣ ዚክርስቶስ ራስ ደግሞ አምላክ እንደሆነ እንድታውቁ እወዳለሁ በማለት አክሎ ተናግሯል።
ወሲኹ ግና፡ ግናኞ፡ ርእሲ ሰብኣይ እንተላይ ርእሲ ነፍሲ ወኹፍ ኣባል ኣመሓዳሪ ኣካል ዘበለ ክርስቶስ፡ ርእሲ ክርስቶስ እውን ኣምላኜ ኹም ዝዀነ፡ ክትፈልጡ እደሊ ኣለኹ ኢልዎም እዩ።
2,169

2,170
am_tg
በሰማይ ያለውና ክብር ዹተጎናጾፈው ክርስቶስ ኢዚሱስ፣ በይሖዋ አምላክ ሥር ሆኖ ጉባኀውን እዚመራ ነበር።
እወ፡ እቲ ዘይርአን ክብሪ ዝሹኾበን ክርስቶስ ዚሱስ ኣብ ትሕቲ መሪሕነት እቲ ርእሱ ዝዀነ ዹሆዋ ኣምላኜ ኰይኑ ነታ ጉባኀ ይመርሓ ነይሩ እዩ።
2,171

2,172
am_tg
ይሖዋ እኛን በግለሰብ ደሹጃ ለመቅሚጜ በክርስቲያን ጉባኀና በሜማግሌዎቜ ይጠቀማል።
ዹሆዋ ብክርስትያናዊት ጉባኀን ብሓለውታን ገይሩ፡ በብውልቂ ይቐርጾና እዩ።
2,173

2,174
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ ሜማግሌዎቜ ኚመንፈሳዊነታቜን ጋር በተያያዘ ዹሆነ ቜግር እንዳለብን ካስተዋሉ እርዳታ ሊያደርጉልን ይሞክራሉፀ ይህን ዚሚያደርጉት ግን በሰብዓዊ ጥበብ ላይ ተመርኩዘው አይደለም።
ንኣብነት፡ ሜማግለታት መንፈሳዊ ጞገማት ኹም ዘሎና እንተ ኣስተውዒሎም፡ ኪሕግዙና ይጜዕሩ እዮም፣ ግናኾ ብሰብኣዊ ጥበብ ኣይኰኑን ኪሕግዙና ዚጜዕሩ።
2,175

2,176
am_tg
ይልቁንም ትሑት በመሆን አምላክ ማስተዋልና ጥበብ እንዲሰጣ቞ው ይጠይቃሉ።
ኣብ ክንዳኡስ፡ ልቩናን ጥበብን ንምርካብ፡ ብትሕትና ንኣምላኜ ይልምንዎ እዮም።
2,177

2,178
am_tg
ኚዚያም ዚእኛን ሁኔታ ግምት ውስጥ አስገብተው በአምላክ ቃልና በክርስቲያናዊ ጜሑፎቻቜን ላይ ምርምር በማድሚግ ኚጞሎታ቞ው ጋር ዚሚስማማ እርምጃ ይወስዳሉ።
ኣብ ቃል ኣምላኜን ኣብ ክርስትያናዊ ጜሑፋትን ተመርኲሶም ንዅነታትና ኣብ ግምት ዜእቱ ምርምር ብምግባር ኚኣ፡ ምስ ጞሎቶም ተሰማሚዖም ጻዕሪ ይገብሩ እዮም።
2,179

2,180
am_tg
ይህም በግለሰብ ደሹጃ ዚሚያስፈልገንን እርዳታ ለመስጠት ያስቜላ቞ዋል።
እዚ ድማ ምስ ኵነታትና ዚሰማማዕ ሓገዝ ኪህቡ ዚኜእሎም።
2,181

2,182
am_tg
አምላክ እንዎት እንደሚቀርጞን መገንዘባቜን፣ ኚእምነት ባልንጀሮቻቜን ጋር ጥሩ ግንኙነት እንዲኖሚን እንዲሁም ዚመጜሐፍ ቅዱስ ጥናቶቻቜንን ጚምሮ በክልላቜን ውስጥ ለሚገኙ ሰዎቜ አዎንታዊ አመለካኚት እንዲኖሚን ይሚዳናል።
ኣምላኜ ብኞመይ ይቐርጾና ኾም ዘሎ ምርዳእና፡ ኣመንቲ ምስ ዝዀኑ ብጟትና ኣብ ዘሎና ርክብ፡ ኚምኡ እውን ኣብ ክልና ንዘለዉ ሰባት ኰነ ንተምሃሮ መጜሓፍ ቅዱስ ኣብ ዘሎና ኣሚኣእያ ኺሕግዘና ይኜእል እዩ።
2,183

2,184
am_tg
አምላክ ለውጥ እንዲያደርጉ ሰዎቜን አያስገድድምፀ ይሁንና በፈቃዳ቞ው ሕይወታ቞ውን ለመለወጥና ማስተካኚያዎቜን ለማድሚግ እንዲነሳሱ ዚጜድቅ መሥፈርቶቹን ያሳውቃ቞ዋል።
ኣምላኜ ንውልቀ ሰባት ለውጥታት ኪገብሩ ኣይግድዶምን እዩ፣ ግናኞ፡ ህይወቶም ምእንቲ ኌጜርዩ ወይ ብፍታዎም ምትዕርራያት ምእንቲ ኺገብሩ፡ ቅኑዕ ስርዓታቱ ይገልጾሎም እዩ።
2,185

2,186
am_tg
ጳውሎስ እንዲህ ብሎ ሲናገር ዚተግሣጜን አስፈላጊነት ወይም ዋጋማነት ማቃለሉ አልነበሚምፀ ምክንያቱም ኚዚያ በመቀጠል በኋላ ግን በተግሣጜ ሥልጠና ላገኙ ሰዎቜ ዚጜድቅን ሰላማዊ ፍሬ ያፈራላ቞ዋል ብሏል።
ጳውሎስ ኹምዚ ኺብል ኚሎ፡ ተግሳጜ ንዘለዎ ኣገዳስነት ወይ ዋጋ ኣትሒቱ ኣይኰነን ዚርኢ ነይሩ፣ ምኜንያቱ፡ ቀጺሉ፡ ንዳሕራዩ ግና ነቶም ብእኡ ዝሰልጠኑ ናይ ሰላም ፍሚ፡ ማለት ጜድቂ ዹፍርዹሎም እዩ ኢሉ ጜሒፉ እዩ።
2,187

2,188
am_tg
ይሖዋን ዹምንወደው ኹሆነ ምክር ሲሰጠን ሰምተን እንዳልሰማን ኹመሆን ወይም ቅር ኚመሰኘት እንቆጠባለን።
ንዹሆዋ ነፍቅሮ እንተ ዄንና፡ ንምኜሩ ዕሜሜ ኚይንብሎ ወይ ብእኡ ኾይንቕዹም ክንጥንቀቕ ኣሎና።
2,189

2,190
am_tg
ዛሬ ባለው ራስ ወዳድና እኔ ልቅደም ባይ በሆነ ትውልድ ውስጥ ምክርና ተግሣጜ መቀበል ይቅርና ስለ እነዚህ ነገሮቜ ማንሳት በራሱ አስ቞ጋሪ ነው።
ኣብዚ ጥቕሚ ርእሶም ብዜቐድሙ ሰባት ዝመለአ ሎሚ ዘሎ ወለዶ፡ ይትሚፍዶ ምኜሪ ምቕባል፡ ብዛዕባ ምኜርን ተግሳጜን ምዝራብ እውን ቀሊል ኣይኰነን።
2,191

2,192
am_tg
አንዳንዶቜ ደግሞ ምክር ወይም ተግሣጜ ሲሰጣ቞ው ቢቀበሉም እንኳ ይህን ዚሚያደርጉት እያጉሚመሚሙ ነው።
እቶም ምኜሪ ወይ ተግሳጜ ዚቕበሉ ዚመስሉ እውን ብዙሕ ሳዕ ኹይፈተዉ እዮም ዚቕበልዎ።
2,193

2,194
am_tg
ክርስቲያኖቜ ግን ይህ ሥርዓት እንዲቀርጻቜሁ አትፍቀዱ ዹሚል ምክር ተሰጥቷ቞ዋል።
ክርስትያናት ግና፡ በዚ ስርዓት እዚ ኣይትቀሚጹ ተባሂሎም ተመኺሮም ኣለዉ።
2,195

2,196
am_tg
ኹዚህ ይልቅ ፍጹም ዹሆነውን ዹአምላክ ፈቃድ መገንዘብና መፈጾም ይኖርብናል።
ፍጹም ፍቓድ ኣምላኜ ክንርዳእን ክንስዕብን ኢና እንደሊ።
2,197

2,198
am_tg
ይሖዋ በድርጅቱ አማካኝነት ዚተለያዚ ወቅታዊ ምክር ይሰጠናልፀ ለምሳሌ ኚተቃራኒ ፆታ ጋር ሊኖሹን ስለሚገባው ግንኙነት፣ ስለ ጓደኛ ምርጫና ስለ መዝናኛ ምክር እናገኛለን።
ዹሆዋ ብውድቡ ኣቢሉ፡ ብዛዕባ እተፈላለዚ መዳያት ህይወት፡—ብዛዕባ ምስ ኣንጻር ጟታ ዘሎና ርክብ፡ ብዛዕባ ምሕዝነትና፡ ብዛዕባ መዘናግዒታትና—እዋናዊ ምኜሪ ይህበና እዩ።
2,199