Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
2,200
am_tg
እንዲህ ያለውን መመሪያ በፈቃደኝነት በመቀበልና ተግባራዊ በማድሚግ አመስጋኝ መሆናቜንን እንዲሁም ይሖዋን ኚልባቜን እንደምንወደው እናሳያለን።
ነዚ ኾምዚ ዝኣመሰለ ምኜሪ ተቐቢልና ኣብ ግብሪ ብምውዓል፡ መማሰውቲ ኾም ዝዀንናን ንዹሆዋ ኻብ ልብና ኾም እነፍቅሮን ነርኢ።
2,201
tg_am

2,202
am_tg
ሐዋርያው ዮሐንስ ያሰፈሚውን ይህን ሐሳብ በጥልቀትና በአድናቆት ልናስብበት ይገባል።
እዚ ብሃዋርያ ዮሃንስ እተዋህበ ሓሳብ ብሓቂ ብዕምቈት ኚነስተንትነሉ ዚግብኣና እዩ።
2,203

2,204
am_tg
ዮሐንስ አብ ምን ያህል ታላቅ ፍቅር እንዳሳዚን ተመልኚቱ ሲል ክርስቲያኖቜ አምላክ ለእነሱ ያለው ፍቅር ምን ያህል ጥልቅና ሰፊ እንደሆነ እንዲሁም ፍቅሩን ያሳዚበትን መንገድ እንዲያስቡ ማበሚታታቱ ነበር።
ዮሃንስ፡ ኣቊ ኾመይ ዝበለ ፍቕሪ ኾም ዝሃበና እሞ ርኣዩ ኺብል ኚሎ፡ ክርስትያናት ብዛዕባ ባህርይን ዕቀትን እቲ ኣምላኜ ንዓታቶም ዘለዎ ፍቕሪ ኺሓስቡን ኣምላኜ ብኞመይ ኹም ዘፍቀሮም ኬስተንትኑን እዩ ዚምሕጾኖም ነይሩ።
2,205

2,206
am_tg
ኹዚህ አንጻር ዹይሖዋን ፍቅር መሚዳት ኚቻልን ለእሱ ያለን ፍቅር ያድጋልፀ እንዲሁም ኚእሱ ጋር ያለን ዝምድና ይጠናኚራል።
በዚ ኾምዚ ፍቕሪ ዹሆዋ ምስ እንርዳእ፡ ንዕኡ ዓሚቝ ፍቕሪ ይህልወና፣ ነቲ ምስኡ ዘሎና ርክብ ድማ ዚደልድሎ።
2,207

2,208
am_tg
ይሁንና አንዳንዶቜ አምላክ ሰዎቜን ይወዳል ዹሚለው ሐሳብ አይዋጥላ቞ውም።
ንገሊኩም ግና፡ ኣምላኜ ንደቂ ሰብ ዚፍቅሮም እዩ ዚብል ሓሳብ ሓድሜ እዩ ዚዀኖም።
2,209

2,210
am_tg
አምላክ፣ ሰዎቜ እንዲፈሩትና እንዲታዘዙት ብቻ ዹሚፈልግ አካል እንደሆነ አድርገው ያስባሉ።
ንኣምላኜ ክትፈርሆን ክትእዘዞን ኹም ዘሎካ ጥራይ ገይሮም እዮም ዚሓስቡ።
2,211

2,212
am_tg
አሊያም በውስጣ቞ው ሥር ኹሰደደ ዚተሳሳተ ትምህርት ዚተነሳ ሊሆን ይቜላል አምላክ አፍቃሪ እንዳልሆነና እነሱም ሊወዱት እንደማይቜሉ ይሰማ቞ዋል።
ወይ ኚኣ፡ ብሰንኪ ገሊኡ ሱር ዝሰደደ ግጉይ ትምህርትታት፡ ኣምላኜ ዘዹፍቅርን ዘይፍቀርን ኰይኑ እዩ ዚስምዖም።
2,213

2,214
am_tg
በአንጻሩ ደግሞ ዚፈለጉትን ነገር ቢያደርጉም ወይም ዚሚጠበቅባ቞ውን ነገር ሳያደርጉ ቢቀሩም እንኳ አምላክ እንደሚወዳ቞ው ዚሚያምኑ ሰዎቜ አሉ።
በቲ ኻልእ ሞነኜ ግና፡ ኣምላኜ ብዘይ ቅድመ ዅነት ኹም ዜፍቅር፡ እቲ ዝገበርዎ ወይ ዘይገበርዎ ነገር ብዘዚገድስ እውን፡ ኹም ዜፍቅሮም ዚኣምኑ ሰባት ኣለዉ።
2,215

2,216
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስን ስታጠና ፍቅር ዹይሖዋ ዋነኛ ባሕርይ እንደሆነና ለእኛ ሲል ልጁን ቀዛ አድርጎ እንዲሰጥ ያነሳሳውም ፍቅር መሆኑን ተምሚሃል።
መጜሓፍ ቅዱስ ኚተጜንዕ ኚለኻ፡ ፍቕሪ ዝዓበዚት ባህርይ ዹሆዋ ምዃናን ንወዱ ኣብ ክንዳና በጃ ገይሩ ኺህብ ኹም ዝደሚኞቶን ተማሂርካ ኢኻ።
2,217

2,218
am_tg
ጮክ ብሎ ማንበብ ያነበቡትን ነገር በቀላሉ ለማስታወስ እንደሚሚዳ ሳይንሳዊ ዹምርምር ውጀቶቜ አሚጋግጠዋል።
ስነ ፍልጠታዊ ምርምር ኹም ዚሕብሮ፡ ኚተጜንዕ ኚለኻ ነቲ ቓላት ዓው ኢልካ ምንባብ ነቲ እተንብቊ ንምዝካሩ ዝቐለለ ይገብሚልካ እዩ።
2,219

2,220
am_tg
አእምሯቜንን ዹፈጠሹው አምላክ ደግሞ ይህን ያውቃል።
እቲ ፈጣሪ ኣእምሮና ድማ ነዚ ይፈልጥ እዩ።
2,221
tg_am
እቲ ፈጣሪ ኣእምሮና ድማ ነዚ ይፈልጥ እዩ።
አእምሯቜንን ዹፈጠሹው አምላክ ደግሞ ይህን ያውቃል።
2,222
am_tg
በመሆኑም ኢያሱን ዹሕጉን መጜሐፍ በለሆሳስ አንብበው በማለት አዞታል።
ስለዚ ኞኣ፡ ነቲ መጜሓፍ ሕጉ፡ ብትሕቲ መልሓስካ ኣንብቊ ኢሉ ንእያሱ ነገሮ።
2,223

2,224
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስን ዝቅ ባለ ድምፅ ወይም በለሆሳስ ማንበብ ዚምታነበው ነገር አእምሮህ ላይ በሚገባ እንዲቀሚጜ ያደርጋል።
ንመጜሓፍ ቅዱስ ብትሑት ድምጺ ወይ ብትሕቲ መልሓስካ ምስ እተንብቊ፡ ኣብ ኣእምሮኻ ሓያል ጊብላሕታ ኌሕድሚልካ እዩ።
2,225

2,226
am_tg
ይህም በተሻለ ሁኔታ አእምሮህን መሰብሰብ እንድትቜል ይሚዳሃል።
እዚ ኞኣ፡ ዝያዳ ኾም እተተኵር ኪገብሚካ ይኜእል እዩ።
2,227
tg_am
እዚ ኞኣ፡ ዝያዳ ኾም እተተኵር ኪገብሚካ ይኜእል እዩ።
ይህም በተሻለ ሁኔታ አእምሮህን መሰብሰብ እንድትቜል ይሚዳሃል።
2,228
am_tg
ማንበብ ብዙ ጥሚት ዹሚጠይቅ ባይሆንም ማሰላሰል ግን ትኩሚትን ማሰባሰብ ይጠይቃል።
ንባብ ብዙሕ ጻዕሪ ዘይሓትት ኪኞውን ዚኜእል እኳ እንተ ዀነ፡ ምስትንታን ግና ትዅሚት ዚሓትት እዩ።
2,229

2,230
am_tg
ፍጜምና ዚሚጎድለው ዹሰው አእምሮ ብዙ ማሰብ በማይጠይቁና እምብዛም አድካሚ ባልሆኑ ሥራዎቜ በቀላሉ ዚመወሰድ አዝማሚያ ያለው ኹዚህ ዚተነሳ ነው።
እቲ ዘይፍጹም ሰብኣዊ ኣእምሮና ድማ፡ ኣብ ቀሊልን ብዙሕ ኣትኵሮ ኣብ ዘዚድልዮን ነገር ናይ ምትኳር ዝንባለ ኣለዎ።
2,231

2,232
am_tg
በመሆኑም ለማሰላሰል ይበልጥ አመቺ ዹሆነው ጊዜ ዘና ዚምትልበት እንዲሁም ትኩሚትህን ዹሚሰርቁና ዚሚያስጚንቁ ነገሮቜ ዚሌሉበት ወቅት ነው።
ስለዚ፡ ኚተስተንትነሉ እትኜእል ዝበለጾ ግዜ፡ ኹተዕርፍ ኚለኻን ካብ ውጥሚትን ዜስግል ነገራትን ናጻ ኜትኚውን ኚለኻን እዩ።
2,233

2,234
am_tg
መዝሙራዊው፣ ሌሊት ኚእንቅልፉ ዚሚነቃበት ጊዜ ለማሰላሰል ጥሩ ሰዓት እንደሆነ ተሚድቷል።
ሓደ ኻብቶም ጞሓፍቲ መጜሓፍ መዝሙር፡ ለይቲ ኣብ ዓራቱ ነቒሑ ኾሎ ምስትንታን ዝሓሾ ግዜ ዀይኑ ሚኺብዎ እዩ።
2,235

2,236
am_tg
ፍጹም አእምሮ ዹነበሹው ኢዚሱስ ጞጥ ባለ ቊታ ማሰላሰልና መጾለይ ምን ያህል ጥቅም እንዳለው ተገንዝቩ ነበር።
እቲ ፍጹም ኣእምሮ ዝነበሮ ዚሱስ፡ ንምስትንታንን ንምጜላይን ኣብ ብሕትው ዝበለ ቊታታት ምዃን ጥቕሚ ኾም ዘለዎ ይፈልጥ ነይሩ እዩ።
2,237

2,238
am_tg
በመጀመሪያው መቶ ዘመን ዹነበሹው ዚክርስቲያን ጉባኀ አይሁዳውያንን፣ ግሪካውያንን፣ ሮማውያንንና ሌሎቜ ዜጎቜን ያቀፈ ነበር።
ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሚት ክርስትያናዊት ጉባኀ ብኣይሁድን ብግሪኻውያንን ብሮማውያንን ካልእ ዜግነት ብዝነበሮም ሰባትን ዝቘመት እያ ነይራ።
2,239

2,240
am_tg
እነዚህ ሰዎቜ ዚተለያዚ ሃይማኖት፣ ባሕልና ምርጫ ነበራ቞ው።
እቶም ሰባት እተፈላለዚ ሃይማኖትን ድሕሚ ባይታን ልምድታትን ስምዒታትን ዝነበሮም እዮም።
2,241

2,242
am_tg
በዚህም ዚተነሳ አንዳንዶቜ አዲሱን ዚአምልኮ ሥርዓት መኹተል ወይም ዚቀድሞ ልማዶቻ቞ውን ሙሉ በሙሉ መተው ኚብዷ቞ው ነበር።
በዚ ምኜንያት እዚ ድማ ገሊኣቶም ነቲ ሓድሜ ኣገባብ ኣምልኟ ኪቕበልዎ ወይ ኚኣ ነቲ ናይ ቀደም መገድታቶም ምሉእ ብምሉእ ኪሓድግዎ ይኞብዶም ነይሩ እዩ።
2,243

2,244
am_tg
በመሆኑም ሐዋርያው ጳውሎስ፣ እነዚህ ክርስቲያኖቜ አንድ አምላክ ብቻ እንዳላ቞ው ይኾውም ይሖዋን ብቻ ማምለክ እንደሚገባ቞ው ማሳሰብ አስፈላጊ እንደሆነ ተሰምቶታል።
ሃዋርያ ጳውሎስ፡ ንክርስትያናት ሓደ ኣምላኜ፡ ዚሆዋ፡ ጥራይ ኹም ዘለዎም ኬዘኻኜሮም እምበኣር ሓቁ እዩ።
2,245

2,246
am_tg
በዛሬው ጊዜ በክርስቲያን ጉባኀ ውስጥ ያለው ሁኔታስ ምን ይመስላል?
ኣብዛ ሎሚ ዘላ ክርስትያናዊት ጉባኀ ዘሎ ዅነታትኚ ኾመይ እዩ፧
2,247

2,248
am_tg
ነቢዩ ኢሳይያስ በዘመኑ መጚሚሻ ላይ ኚብሔራት ሁሉ ዚተውጣጡ ሰዎቜ በተራራ ወደተመሰለው ወደ እውነተኛው አምልኮ እንደሚጎርፉ ትንቢት ተናግሮ ነበር።
ነብዪ ኢሳይያስ፡ ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት ካብ ኵሎም ኣህዛብ ዝዀኑ ሰባት ናብቲ ልዕል ዝበለ ቊታ ናይ ሓቂ ኣምልኟ ዹሆዋ ኾም ዚውሕዙ ተነብዩ ነይሩ እዩ።
2,249

2,250
am_tg
እነዚህ ሰዎቜ ይሖዋ ስለ መንገዶቹ ያስተምሚናልፀ በጎዳናዎቹም እንሄዳለን ይላሉ።
እቶም ህዝብታት፡ ዹሆዋ ጐደናታቱ ኺምህሚና፡ ንሕና እውን ብመገድታቱ ኜንመላለስ ኢና እዮም ዚብሉ።
2,251

2,252
am_tg
ይህ ትንቢት ሲፈጞም ዚማዚት አጋጣሚ በማግኘታቜን እንዎት ታድለናል! ትንቢቱ በመፈጾሙ ጉባኀዎቻቜን ዚተለያዚ ዘር፣ ባሕልና ቋንቋ ያላ቞ውን ወንድሞቜና እህቶቜ ያቀፉ ሆነዋልፀ ይህም ለይሖዋ ውዳሎ ያመጣል።
እዚ ትንቢት እዚ፡ ኣብ ቅድሚ ኣዒንትና ኺፍጞም ኹሎ ምርኣይሲ ኣዚ ኜንደይ ዜሐጕስ ኰን እዩ! ኹም ውጜኢቱ ኞኣ፡ ኣብ ሓያሎ ጉባኀታት እተፈላለዚ ዓሌትን ባህልን ቋንቋን ዘለዎም ሰባት ንዹሆዋ ይውድስዎ ኣለዉ።
2,253

2,254
am_tg
ሰይጣን፣ በሕይወታቜን ደስተኛ መሆን ኹፈለግን መሠሚታዊ ኚሆኑት ቁሳዊ ነገሮቜ ባሻገር ሌሎቜ ተጚማሪ ነገሮቜ እንደሚያስፈልጉን ሊያሳምነን ይሞክራልፀ ይህን ለማድሚግም ዚንግዱን ዓለም ይጠቀማል።
ሰይጣን ብናይ ንግዲ ስርዓቱ ገይሩ፡ ኣብ ህይወትና ሓጐስ ንምርካብ፡ ካብቲ ብሓቂ ዜድልዚና ንላዕሊ ስጋዊ ነገራት ኚነጥሪ ኾም ዜድልዚና ኣምሲሉ ኺሓብለና ይፍትን እዩ።
2,255

2,256
am_tg
ዹዓይን አምሮት እንዲያድርብን በማድሚግ ሚገድ ዚተካነ ነው።
ንትምኒት ኣዒንቲ ዚማርኜ ነገር ናይ ምቕራብ ክእለት ኣለዎ።
2,257
tg_am
ንትምኒት ኣዒንቲ ዚማርኜ ነገር ናይ ምቕራብ ክእለት ኣለዎ።
ዹዓይን አምሮት እንዲያድርብን በማድሚግ ሚገድ ዚተካነ ነው።
2,258
am_tg
ይህ ዓለም፣ ምርጥ ኚሚባሉት አንስቶ እርባና ቢስ እስኚሆኑት ነገሮቜ ድሚስ በርካታ ቁሳዊ ነገሮቜን ያቀርባልፀ ኚእነዚህ አንዳንዶቹ በጣም ዚሚያጓጉ ሊሆኑ ይቜላሉ።
ዓለም ዚጠቅምን ዘይጠቅምን በብዓይነቱ ስጋዊ ነገራት እያ እተቕርበልና፣ ገሊኡ ድማ ኣዝዩ ዜህርር እዩ።
2,259

2,260
am_tg
አንድን ዕቃ በማስታወቂያ ስላዚኞው ወይም ሱቅ ውስጥ ዚተቀመጠበት መንገድ ቀልብህን ስለሳበው ብቻ ገዝተህ ታውቃለህ?
ብሓቂ ስለ ዜድልዚካ ዘይኰነስ፡ ኣብ መወዓውዒ ስለ ዝሚኣኻዮ፡ ወይ ኣብ ቀት መሞጣ ውቁብ ኰይኑ ስለ እተራእዚካ፡ ኣቕሓ ዓዲግካዶ ትፈልጥ፧
2,261

2,262
am_tg
በኋላ ላይ ስታስበው ግን ዹገዛኾው ነገር ጚርሶ እንደማያስፈልግህ ተገንዝበህ ይሆናል።
ድሕሪኡ እቲ ኣቕሓ ዚዓብስ ኹም ዘይኰነ ኣስተውዒልካዶ፧
2,263

2,264
am_tg
እንዲህ ያሉት አላስፈላጊ ነገሮቜ ሕይወታቜንን ኚማወሳሰብና ጫና ኹመፍጠር ባለፈ ዚሚፈይዱልን ነገር አይኖርም።
ኹምዚ ዝኣመሰለ ናይ ግድን ዘዚድሊ ነገራት ንህይወትና ይሓላልኟን ጟር ይዀነናን እዩ።
2,265

2,266
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስን እንደ ማጥናት፣ ለስብሰባዎቜ እንደ መዘጋጀትና በስብሰባዎቜ ላይ እንደ መገኘት እንዲሁም በአገልግሎት ላይ አዘውትሮ እንደ መካፈል ዚመሳሰሉ መንፈሳዊ ልማዶቻቜንን ሊያስተጓጉሉብንና ወጥመድ ሊሆኑብን ይቜላሉ።
መፈንጠራ ኪዀነናን ካብ መንፈሳዊ ልማድና ናብ ካልእ ኹም እነስግል ኪገብሚናን ይኜእል እዩ፣ በዚ ኞምዚ፡ ኣብ መጜሓፍ ቅዱስ እንገብሮ መጜናዕቲ፡ ንኣኌባና ምድላውን ኣብኡ ምእካብን፡ ኣብ ኣገልግሎት እንገብሮ ስሩዕ ተሳትፎን ኪተዓናቐፍ ይኜእል።
2,267

2,268
am_tg
ሐዋርያው ዮሐንስ ዓለምም ሆነ ምኞቱ ያልፋሉ በማለት ዹሰጠውን ማስጠንቀቂያ ማስታወሳቜን ተገቢ ነው።
ሃዋርያ ዮሃንስ፡ ዓለም ትሓልፍ እያ ዘላ ኢሉ ኾም ዘጠንቀቐ ኣይንሚስዕ።
2,269

2,270
am_tg
ዹአምላክ ሕዝቊቜ በተቻለ መጠን ምሥራቹን ለብዙ ሰዎቜ ለማድሚስ ዚተለያዩ ዘዎዎቜን ተጠቅመዋል።
ህዝቢ ኣምላኜ ብእተኻእሎም መጠን ንብዙሓት እቲ ብስራት ምእንቲ ኺነግሩ፡ እተፈላለዚ ሜላታት ተጠቒሞም እዮም።
2,271

2,272
am_tg
በተለይ ሠራተኞቹ ጥቂት በነበሩበት ወቅት ይህ በጣም አስፈላጊ ነበር።
ዓዚይቲ ሒደት ስለ ዝዀኑ ኞኣ፡ ኚምኡ ምግባር ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ ነይሩ።
2,273

2,274
am_tg
በ20ኛው መቶ ዘመን መባቻ አካባቢ ዹይሖዋ ሕዝቊቜ ቁጥር ጥቂት በሆነባ቞ው ቊታዎቜ ምሥራቹን ለብዙ ሰዎቜ ለማድሚስ ጋዜጊቜ ጥቅም ላይ ውለዋል።
ኣብ መጀመርታ 20 ዘመን፡ ኣብቲ ህዝቢ ዹሆዋ ሒደት ዝነበሩሉ ቊታታት ንዚርኚቡ ብዙሓት ሰባት ንምብጻሕ ጋዜጣታት ንጥቀም ኔርና ኢና።
2,275

2,276
am_tg
ወንድም ቻርልስ ቮዝ ራስል፣ ስብኚቶቹን ለአንድ ዚጋዜጣ ድርጅት በዚሳምንቱ ይልክ ነበር።
ኣብ ሰሰሙን ሓውና ቻርለስ ቮዝ ራስል ሓደ ስብኚት ብተሌግራፍ ገይሩ ናብ ጕጅለ ኣዳለውቲ ጋዜጣ ይልእኜ ነበሚ።
2,277

2,278
am_tg
ድርጅቱም ስብኚቶቹን በዩናይትድ ስ቎ትስ፣ በካናዳና በአውሮፓ ባሉ ጋዜጊቜ ላይ እንዲወጡ በ቎ሌግራፍ ይልካል።
ንሳቶም ኚኣ ነቲ ስብኚት ኣብ ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካን ካናዳን ኀውሮጳን ናብ ዝነበራ ጋዜጣታት ብተሌግራፍ ይልእክዎ ነበሩ።
2,279

2,280
am_tg
በ1913 ዚወንድም ራስል ስብኚቶቜ በ2,000 ጋዜጊቜ ላይ ይታተሙ ዹነበሹ ሲሆን 15,000,000 ዚሚያህሉ አንባቢዎቜ ዘንድ ይደርሱ እንደነበር ይገመታል።
ብ1913 ስብኚታት ሓውና ራስል ኣብ 2,000 ጋዜጣታት ተሓቲሙ፡ ብገምጋም ንልዕሊ 15,000,000 ኣንበብቲ ይበጜሕ ነበሚ።
2,281

2,282
am_tg
ወንድም ራስል ኹሞተ በኋላ ምሥራቹን ለማዳሚስ ዚሚያስቜል ሌላ ውጀታማ ዘዮ ጥቅም ላይ ዋለ።
ሓውና ራስል ምስ ሞተ፡ ካልእ ነቲ ብስራት ንምዝርጋሕ ዚሕግዝ ውጜኢታዊ ዝዀነ ሜላ ኜንጥቀም ጀመርና።
2,283

2,284
am_tg
ሚያዝያ 16, 1922 ወንድም ጆሮፍ ፍራንክሊን ራዘርፎርድ በሬዲዮ ዹሚተላለፍ ንግግር አቀሚበፀ ወንድም ራዘርፎርድ በሬዲዮ ካስተላለፋ቞ው ዚመጀመሪያ ንግግሮቜ አንዱ ዹሆነውን ይህን ንግግር 50,000 ያህል ሰዎቜ እንዳዳመጡት ይገመታል።
ብ16 ሚያዝያ 1922፡ ሓውና ጆሮፍ ፍራንክሊን ራዘርፎርድ ንኣስታት 50,000 ሰባት ሓደ ኻብቲ ናይ መጀመርታኡ ዝዀነ ፈነወ ሚድዮ ኣስምዐ።
2,285

2,286
am_tg
ኚዚያም ዚካቲት 24, 1924 ዚድርጅቱ ዚመጀመሪያ ዚሬዲዮ ጣቢያ ይኾውም ደብልዩ ቢ ቢ አር ስርጭት ጀመሚ።
ብ24 ለካቲት 1924 ኚኣ፡ እቲ ዳብልዩ.ቢ.ቢ.ኣር WBBR ዚብሃል ናይ መጀመርታ መደበር ሚድዮ ውድብ ፈነወኡ ጀመሚ።
2,287

2,288
am_tg
እርግጥ ነው፣ አንዳንድ ዚመጜሐፍ ቅዱስ ክፍሎቜ መጀመሪያ ዚተጻፉት ለአንድ ግለሰብ ወይም ለተወሰኑ ሰዎቜ ነው።
ገሊኡ ኜፋላት መጜሓፍ ቅዱስ ኣብ ፈለማ ንሓደ ሰብ ወይ ንሓደ ጕጅለ ሰባት እተጻሕፈ እዩ ነይሩ።
2,289

2,290
am_tg
ዹአምላክን ቃል ማንበብ ኚመጀመራቜን በፊት፣ ለመማር ዝግጁ እንድንሆንና ይሖዋ ሊያስተምሚን ዹሚፈልገውን ትምህርት ለማስተዋል ዚሚያስቜል ጥበብ እንድናገኝ መጞለያቜን አስፈላጊ ዹሆነው ለዚህ ነው።
ስለዚ ድማ ኢና ቓል ኣምላኜ ቅድሚ ምንባብና፡ ነቲ ዹሆዋ ኜንምሃሮ ዚደልዹና ትምህርትታት ንምስትውዓል ክፉት ኣእምሮ ኺህልወናን ጥበብ ኪውሃበናን ክንጜሊ ዚግባኣና።
2,291

2,292
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስን ስታነብ ቆም እያልክ እንደሚኚተሉት ያሉ ጥያቄዎቜን ራስህን ጠይቅ፩ ይህ ዘገባ ስለ ይሖዋ ምን ያስተምሚኛል?
መጜሓፍ ቅዱስ ኚተንብብ ኚለኻ፡ ሓንሳእ ደው ኢልካ ኾምዚ ዚስዕብ ዝኣመሰለ ሕቶታት ሕተትፊ እዚ ብዛዕባ ዹሆዋ እንታይ ይምህሹኒ፧
2,293

2,294
am_tg
ትምህርቱን በሕይወቮ ተግባራዊ ማድሚግ ዚምቜለው እንዎት ነው?
ነዚ ኣብ ህይወተይ ክጥቀመሉ ዝኜእል ኹመይ ገይሹ እዚ፧
2,295
tg_am
ነዚ ኣብ ህይወተይ ክጥቀመሉ ዝኜእል ኹመይ ገይሹ እዚ፧
ትምህርቱን በሕይወቮ ተግባራዊ ማድሚግ ዚምቜለው እንዎት ነው?
2,296
am_tg
ይህን ሐሳብ ሌሎቜን ለመርዳት ልጠቀምበት ዚምቜለው እንዎት ነው?
ንኻልኊት ክሕግዘሉ ዝኜእል ኹመይ ገይሹ እዚ፧
2,297

2,298
am_tg
እንደነዚህ ባሉ ጥያቄዎቜ ላይ ስናሰላስል ኚመጜሐፍ ቅዱስ ንባባቜን ይበልጥ ጥቅም ማግኘት እንደምንቜል ዚታወቀ ነው።
ብዛዕባ ኾምዚ ዝኣመሰለ ሕቶታት ክንሓስብ ኚለና፡ ካብ ንባብ መጜሓፍ ቅዱስና ብርግጜ ብዙሕ ትምህርቲ ኜንሚክብ ኢና።
2,299