Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
2,700
am_tg
ወላጆቜም እንዲህ ያሉትን ወንድሞቜ ለመጠዹቅ ሲሄዱ፣ ተገቢ እንደሆነ ኹተሰማቾው ልጆቻ቞ውን ይዘው መሄድ ይቜላሉ።
ግቡእ ኣብ ዚዀነሉ መዳይ፡ ወለዲ ንደቆም ናብ ኹምዚ ዝበለ ምብጻሓት ኪማልእዎም ይኜእሉ እዮም።
2,701
tg_am

2,702
am_tg
ሜማግሌዎቜ፣ በዕድሜ ዹገፉ ውድ ወንድሞቻቜን ተስማሚ ምግብ እንዲያገኙና ቀታ቞ው በሚገባ እንዲያዝ ዝግጅት በሚያደርጉበት ጊዜ ሌሎቜ እንዲያግዟ቞ው መጠዹቅ ይቜላሉ።
ሜማግለታት ኚኣ ብዕድመ ንዝደፍኡ ኣሕዋትና ምግቢ ኌዳልዉሎም ወይ ቀቶም ኪጜግኑሎም ኚለዉ፡ መንእሰያት ወይ ሓደስቲ ኣስፋሕቲ ምሳታቶም ኹም ዚዓይዩ ኺገብሩ ይኜእሉ እዮም።
2,703

2,704
am_tg
በዚህ መልኩ ወጣቶቜና አዲሶቜ ለሌሎቜ ደግነት እንዲሁም ለሁሉም ዚጉባኀ አባላት ፍቅር ማሳዚት ስለሚቻልባ቞ው መንገዶቜ ይማራሉ።
በዚ ኾምዚ ድማ፡ ንሳቶም እውን ብኞመይ ኹም ዚልውሁ ይምሃሩን ንዅሎም እቶም ኣብ ጉባኀ ዘለዉ ኣሕዋትን ኣሓትን ፍቕሪ ኌርእይዎም ኹም ዚግባእ ይግንዘቡን እዮም።
2,705

2,706
am_tg
በጉባኀ ውስጥ አንድ ዓይነት ኃላፊነት በቅርቡ ዹተቀበለ ወንድም ቶሎ ብሎ ዚራሱን መንገድ ለመኹተል መሞኹር ዚለበትምፀ በሌላ አባባል ኹዚህ በፊት ዹነበሹውን አሠራር ሙሉ በሙሉ መቀዹር እንዳለበት ሊሰማው አይገባም።
ሓድሜ እተሞመ ሓው ኣብ ጉባኀ እተወሰነ ሓላፍነት ምስ ተቐበለ፡ ብኡብኡ ኻብቲ ኣቐዲሙ ዚዕዹዹሉ ዝነበሹ ኣገባብ ብእተፈልዚ መገዲ ኺዓዪ ኾም ዘለዎ ዀይኑ ኺስምዖ ዚብሉን።
2,707

2,708
am_tg
አንድ አሠራር መለወጥ ያለበት በአንድ ሰው ፍላጎት መሆን ዚለበትምፀ ኹዚህ ይልቅ ትልቅ ቊታ ዹሚሰጠው ዚጉባኀው ጥቅምና ኹይሖዋ ድርጅት ዹምናገኘው መመሪያ ነው።
ለውጢ ኺግበር ዜድሊ እንተ ዀይኑ፡ በቲ ሓደ ሰብ ንለውጢ ዘለዎ ድሌት ዘይኰነስ፡ ነታ ጉባኀ ብዜድልያ ነገራትን በቲ ኻብ ውድብ ዹሆዋ ዚውሃበና መምርሕን እዩ ዚውሰን።
2,709

2,710
am_tg
አንተም ኃላፊነት ኹተሰጠህ ሜማግሌዎቹ ሲጠቀሙባ቞ው ዚነበሩትን በመጜሐፍ ቅዱስ ላይ ዚተመሠሚቱ ዘዎዎቜ ተግባራዊ ማድሚግህን በመቀጠል ዚእምነት ባልንጀሮቜህ እንዲተማመኑብህ ማድሚግ እንዲሁም ተሞክሮ ላካበቱ ሜማግሌዎቜ አክብሮት እንዳለህ ማሳዚት ትቜላለህ።
ስለዚ፡ እተሞምካ እንተ ዄንካ፡ ነቲ ምኩራት ሜማግለታት ዚጥቀሙሉ ዝነበሩ ሜላታት ብምጥቃም፡ ንክርስትያን ብጟትካ ኣባኻ ምትእምማን ኹም ዜሕድሩ ግበሮም፡ ነቶም ምኩራት ሜማግለታት ኣኜብሮት ኹም ዘሎካ ድማ ኣርኢ።
2,711

2,712
am_tg
ተሞክሮ እያገኘህ ስትሄድ ጉባኀው ወደፊት እዚገሰገሰ ኹሚሄደው ዹይሖዋ ድርጅት ጋር እኩል እንዲራመድ አንዳንድ ለውጊቜን ማድሚግ እንደሚያስፈልግህ ግልጜ ነው።
ይኹን እምበር፡ ተመክሮ እናደለብካ ምስ ኚድካ፡ ነታ ጉባኀ ምስታ እናሰጐመት እትኞይድ ዘላ ውድብ ዹሆዋ ማዕሹ ማዕሹ ንኜትኚይድ ዚሕግዛ ለውጥታት ኣብ ምትግባር እጃምካ ኾም እተበርክት ፍሉጥ እዩ።
2,713

2,714
am_tg
እንዲያውም ይሖዋ ታማኝ እስኚሆናቜሁ ድሚስ ውሎ አድሮ አስተማሪዎቻቜሁ ካኚናወኑት ዹበለጠ ነገር እንድትሠሩ ሊጠቀምባቜሁ ይቜላል።
ዹሆዋ ንዅላትኩም ሰልጠንቲ እውን ካብቶም ዜሰልጥኑኹም ሜማግለታት ዝዓበዹ ዕዮ ንኜትዓይዩ ኺድርኞኩም ይኜእል እዩ።
2,715

2,716
am_tg
ይህ ነገር ካጋጠማ቞ው ደቀ መዛሙርት አንዱ ብትሆን በዚያ ዕለት ዹተኹናወነውን ነገር መቌም አትሚሳውም።
ሓደ ኻብቶም እዚ ዘጋጠመካ ደቀ መዛሙርቲ እንተ ትኞውን ኔርካ፡ ነታ መዓልቲ እቲኣ ኞቶ ኣይምሚሳዕካያን።
2,717

2,718
am_tg
በመንፈስ ቅዱስ መቀባትህን ፈጜሞ አትጠራጠርምፀ በተለይ ደግሞ በማታውቀው ቋንቋ ዹመናገር ተአምራዊ ስጊታም ተሰጥቶህ ኹሆነ መቀባትህን እርግጠኛ ትሆናለህ።
ብሕልፊ ድማ ብኻልእ ቋንቋ ናይ ምዝራብ ተኣምራዊ ውህበት እንተ ዚውሃበካ ነይሩ፡ ብመንፈስ ቅዱስ ኹም እተቐባእካ ሕቶ ኣይምተላዕለካን።
2,719

2,720
am_tg
ይሁንና በመንፈስ ቅዱስ ዚተቀቡ ሁሉ፣ ዚተቀቡት ልክ እንደ መጀመሪያዎቹ 120 ደቀ መዛሙርት አስደናቂ በሆነ መንገድ ነው?
ኰይኑ ግና፡ ኵሎም እቶም ብመንፈስ ቅዱስ ዚቕብኡ ሰባት፡ ኚምቲ ኣብቶም ኣስታት 120 ደቀ መዛሙርቲ ዝዀነ ብመስተንክራዊ መገዲ ድዮም ዚቕብኡ፧
2,721

2,722
am_tg
አይደለም።
ኣይፋሉን።
2,723
tg_am
ኣይፋሉን።
አይደለም።
2,724
am_tg
በኢዚሩሳሌም በዚያን ዕለት ዚነበሩት ሌሎቹ ደቀ መዛሙርት በመንፈስ ዚተቀቡት ሲጠመቁ ነው።
በታ መዓልቲ እቲኣ ኣብ ዚሩሳሌም ዝነበሩ ኻልኊት ሰባት፡ ኪጥመቑ ኾለዉ እዮም ተቐቢኊም።
2,725

2,726
am_tg
ዚእሳት ምላሶቜ ዚሚመስሉ ነገሮቜ ጭንቅላታ቞ው ላይ አላሚፉም።
ኹም ልሳን ሓዊ ዝበለ ነገር ኣብ ሚርእሶም ኣይወሚደን።
2,727
tg_am
ኹም ልሳን ሓዊ ዝበለ ነገር ኣብ ሚርእሶም ኣይወሚደን።
ዚእሳት ምላሶቜ ዚሚመስሉ ነገሮቜ ጭንቅላታ቞ው ላይ አላሚፉም።
2,728
am_tg
በሌላ በኩል ደግሞ በተጠመቁበት ወቅት በመንፈስ ዚተቀቡት ሁሉም ክርስቲያኖቜ አይደሉም።
ብዘይካዚ፡ ኵሎም ቅቡኣት ክርስትያናት ኣይኰኑን ኺጥመቑ ኾለዉ እተቐብኡ።
2,729

2,730
am_tg
ሳምራውያን በመንፈስ ዚተቀቡት ኹተጠመቁ ኹተወሰነ ጊዜ በኋላ ነው።
ንኣብነት፡ ሳምራውያን ድሕሪ ጥምቀቶም እተወሰነ እዋን ጾኒሖም እዮም ብመንፈስ ቅዱስ እተቐብኡ።
2,731

2,732
am_tg
ቆርኔሌዎስና ቀተሰቡ ዚተቀቡበት መንገድም ለዚት ያለ ነውፀ በመንፈስ ቅዱስ ዚተቀቡት ገና ኹመጠመቃቾው በፊት ነው።
በቲ ኻልእ ሞነኜ ግና፡ ቆርኔሌዎስን ቀተ ሰቡን ፍሉይ ኵነታት ስለ ዝነበሮም፡ ቅድሚ ጥምቀቶም እዮም ብመንፈስ ቅዱስ ተቐቢኊም።
2,733

2,734
am_tg
ቅቡዓን ክርስቲያኖቜ፣ ምድራዊ ተስፋ ካላ቞ው ዹበለጠ መንፈስ ቅዱስ እንዳልተቀበሉ በመገንዘብ ትሕትና ያሳያሉ።
ቅቡኣት ክርስትያናት ኚኣ ናይ ግድን ካብቶም ምድራዊ ተስፋ ዘለዎም ክርስትያናት ዚዛይድ መንፈስ ቅዱስ ዘለዎም ኹም ዘይኰኑ ብትሕትና ይኣምኑ እዮም።
2,735

2,736
am_tg
ልዩ እውቀት እንዳላ቞ው ወይም ራእይ እንደሚገለጥላ቞ው አይናገሩምፀ አሊያም በሆነ መንገድ ኚሌሎቜ እንደሚበልጡ ለማሳዚት አይሞክሩም።
ፍሉይ ፍልጠት ወይ ግልጞት ኹም ዘለዎም ኣይዛሚቡን እዮም፣ ብገለ መገዲ ዝዓበዩ ኾም ዝዀኑ ኌርእዩ እውን ኣይጜዕሩን እዮም።
2,737

2,738
am_tg
ኹዚህም በተጚማሪ ለማንም ሰው፣ በመንፈስ እንደተቀባና ኚምሳሌያዊው ቂጣና ዹወይን ጠጅ መውሰድ እንደሚገባው ዚሚገልጜ ሐሳብ ፈጜሞ አይሰነዝሩምፀ ኹዚህ ይልቅ ቅቡዓንን ዚሚጠራው ይሖዋ እንደሆነ በትሕትና አምነው ይቀበላሉ።
ቅቡእ ኪኞውን ይኜእል እዩ ኢሎም ንዝሓሰብዎ ሰብ ካብቲ ምሳልያዊ ቕጫን ወይንን ኪወስድ እውን ጠሪሶም ሓሳብ ኣይህቡን እዮም፣ ዚግዳስ፡ ንቕቡኣት ዚጜውዖም ዹሆዋ ኾም ዝዀነ እዮም ዚኣምኑ።
2,739

2,740
am_tg
ቅቡዓን ክርስቲያኖቜ ሌሎቜ ዹተለዹ ክብር እንዲሰጧ቞ው አይጠብቁም።
ቅቡኣት ክርስትያናት ካብ ካልኊት ፍሉይ ክብሪ ኣይጜበዩን እዮም።
2,741

2,742
am_tg
ዹይሖዋ መንፈስ ዹመሠኹሹላቾው በግለሰብ ደሹጃ ነው።
መንፈስ ዹሆዋ ንዓታቶም ብብሕቲ እዩ መስኪሩሎም።
2,743
tg_am
መንፈስ ዹሆዋ ንዓታቶም ብብሕቲ እዩ መስኪሩሎም።
ዹይሖዋ መንፈስ ዹመሠኹሹላቾው በግለሰብ ደሹጃ ነው።
2,744
am_tg
ለሌሎቜ ሰዎቜ ዹተነገሹ ማስታወቂያ ዚለም።
ኚምኡ ኪኞውን ኚሎ፡ ንብዓለሙ ምልክታ ኣይተነግሚን።
2,745
tg_am
ኚምኡ ኪኞውን ኚሎ፡ ንብዓለሙ ምልክታ ኣይተነግሚን።
ለሌሎቜ ሰዎቜ ዹተነገሹ ማስታወቂያ ዚለም።
2,746
am_tg
በመሆኑም አንድ ቅቡዕ ክርስቲያን፣ በእርግጥ በመንፈስ ቅዱስ መቀባቱን አንዳንዶቜ ቢጠራጠሩ ሊገሹም አይገባም።
ስለዚ፡ ካልኊት ሰባት ንዓታቶም ብሓቂ ብመንፈስ ቅዱስ እተቐብኡ ምዃኖም ቀልጢፎም እንተ ዘይኣሚኖምዎም ኣዚገርሞምን እዩ።
2,747

2,748
am_tg
እንዲያውም ቅዱሳን መጻሕፍት፣ ኹአምላክ ልዩ ሹመት እንዳገኘ ዹሚናገርን ሰው ቶሎ ማመንን አያበሚታቱም።
እኳ ደኣስ፡ ቅዱሳት ጜሑፋት ንሓደ ብኣምላኜ ፍሉይ ሜመት ተዋሂቡኒ ዚብል ሰብ ቀልጢፍካ ኜትኣምኖ ኾም ዘይብልካ ይገልጜ እዩ።
2,749

2,750
am_tg
አንድ ሰው ቅር ዚሚያሰኝ ነገር በሚናገርበት ጊዜም እንኳ ዹለዘበ መልስ መስጠት ጥሩ ውጀት ሊያስገኝ ይቜላል።
ሓደ ሰብ ዜጕሂ ነገር እኳ እንተ ተዛሚበና፡ ብጥዑም ቃላት ምምላስ ኣወንታዊ ፍሹ ኺህልዎ ይኜእል እዩ።
2,751

2,752
am_tg
አንድ ምሳሌ እንመልኚትፊ ዚአንዲት ነጠላ እህት ልጅ ሁለት ዓይነት ሕይወት እዚመራ ነበር።
ንኣብነት፡ ሓደ መንእሰይ ክልተ ዓይነት ህይወት ይመርሕ ነይሩ፣ ኣዲኡ ድማ በይና ዀይና እያ እተዕብዮ ነይራ።
2,753

2,754
am_tg
አንዲት ሌላ እህት ይህቜን እናት ልጅሜን በማሠልጠን ሚገድ ሳይሳካልሜ መቅሚቱ በጣም ያሳዝናል አለቻትፀ ይህን ያለቜው ስላዘነቜላት ነው።
ሓንቲ ክርስትያን ሓብቲ ድማ ካብ ጜቡቕ ሓሳብ ተላዒላ ነታ ኣደ፡ ንውሉድኪ ኣሰልጢንኪ ኞይተዓወትኪ ምትራፍኪ ዜሕዝን እዩ ኢላታ።
2,755

2,756
am_tg
እናትዚው ቆም ብላ ካሰበቜ በኋላ እንዲህ በማለት መለሰቜላትፊ ነገሮቜ በትክክለኛው አቅጣጫ እዚሄዱ እንዳልሆነ አልክድምፀ ሆኖም ልጄ ሥልጠናውን ገና አልጚሚሰም።
እታ ኣደ ኞኣ ንሓጺር እዋን ድሕሪ ምሕሳብ፡ ሓቅኺ ሕጂ ጜቡቕ ዚሎን፣ ስልጠናኡ ግና ገና ኣይተወድአን።
2,757

2,758
am_tg
እርግጠኛ መሆን ዚምንቜለው ኚአርማጌዶን በኋላ ነው።
ድሕሪ ኣርማጌዶን ንዛራሚበሉ፣ ሜዑ ኢና ብርግጜ እንፈልጥ ኢላ መሊሳትላ።
2,759

2,760
am_tg
ይህቜ እናት ዚሰጠቜው ዹለዘበ መልስ በሁለቱ እህቶቜ መካኚል ያለው ሰላም እንዳይደፈርስ ያደሚገ ኹመሆኑም ሌላ ጭውውታ቞ውን ይሰማ ዹነበሹውን ዚእህትን ልጅ አበሚታቶታል።
እዚ ልኡም ምላሜ እዚ ነቲ ኣብ መንጎ እተን ኣሓት ዝነበሹ ሰላም ኹም ዘይዝሹግ ኣብ ልዕሊ ምግባሩ፡ ነቲ ፍንትት ኢሉ ንዝርርበን ዚሰምዕ ዝነበሹ ወዳ እውን ኣተባቢዕዎ እዩ።
2,761

2,762
am_tg
ልጁ፣ እናቱ በእሱ ተስፋ እንዳልቆሚጠቜ ተገነዘበ።
ኣዲኡ ብእኡ ተስፋ ኾም ዘይቈሚጞት ኬስተውዕል ክኢሉ እዩ።
2,763
tg_am
ኣዲኡ ብእኡ ተስፋ ኾም ዘይቈሚጞት ኬስተውዕል ክኢሉ እዩ።
ልጁ፣ እናቱ በእሱ ተስፋ እንዳልቆሚጠቜ ተገነዘበ።
2,764
am_tg
ይህም ኚመጥፎ ጓደኞቜ እንዲርቅ አነሳሳው።
እዚ ኞኣ ነቲ ዝነበሮ ሕማቕ ዕርክነት ኬቋርጟ ደሪኜዎ።
2,765
tg_am
እዚ ኞኣ ነቲ ዝነበሮ ሕማቕ ዕርክነት ኬቋርጟ ደሪኜዎ።
ይህም ኚመጥፎ ጓደኞቜ እንዲርቅ አነሳሳው።
2,766
am_tg
ኹጊዜ በኋላ ዹተጠመቀ ሲሆን ውሎ አድሮም ቀ቎ል ገባ።
ድሕሪ ግዜ፡ ተጠሚቑ፡ ጾኒሑ እውን ኣብ ቀት-ኀል ኣገልጊሉ እዩ።
2,767

2,768
am_tg
ኚወንድሞቻቜን፣ ኚቀተሰባቜን አባላት ወይም ኹማናውቃቾው ሰዎቜ ጋር ስንሆን ንግግራቜን ምንጊዜም በጹው ዹተቀመመ ያህል ለዛ ያለው ሊሆን ይገባል።
ስለዚ፡ ምስ ኣሕዋትና፡ ምስ ስድራ ቀትና፡ ወይ ምስ ካልኊት ክንዛራሚብ ኚለና፡ ዘሚባና ብጚው እተቓመመ፡ ኵሉ ሳዕ ጥዑም ይኹን።
2,769

2,770
am_tg
በዓለም ዙሪያ በዚዓመቱ በሺህ ዚሚቆጠሩ ወጣቶቜ ይጠመቃሉ።
ኣብ ብዘላ ዓለም፡ ዓመት ዓመት ኣሜሓት መንእሰያት ኪጥመቑ ምርኣይ ብዙሕ ዹሐጕሰና እዩ።
2,771

2,772
am_tg
ክርስቲያን ወላጆቜና ዚጉባኀ ሜማግሌዎቜ እነዚህ ወጣቶቜ ለመጠመቅ ዚወሰኑት በራሳ቞ው ተነሳሜነት መሆኑን ብቻ ሳይሆን በሚገባ አስበውበት ጭምር መሆኑን ማሚጋገጥ ይፈልጋሉ።
ክርስትያን ወለድን ሜማግለታት ጉባኀን፡ እቶም መንእሰያት ነቲ ውሳነ ብፍታዎም ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኣብ ድልዱል መሰሚት ኰይኖም ኪገብርዎ እውን ይደልይዎም እዮም።
2,773

2,774
am_tg
አንድ ክርስቲያን ራሱን ወስኖ በሚጠመቅበት ጊዜ በሕይወቱ ውስጥ ዹይሖዋን በሚኚት እንደሚያገኝ ብቻ ሳይሆን ኚሰይጣን ዲያብሎስ ተቃውሞ እንደሚደርስበትም መጠበቅ ይኖርበታል።
ወፈያን ጥምቀትን ኣብቲ ክርስትያናት ካብ ዹሆዋ በሚኞት፡ ካብ ሰይጣን ግና ተቓውሞ ዚሚኜቡሉ ህይወት፡ ናይ መጀመርታ ስጕምትታት እዩ።
2,775

2,776
am_tg
በመሆኑም ክርስቲያን ወላጆቜ ዚክርስቶስ ደቀ መዝሙር መሆን ምን ነገሮቜን እንደሚያካትት ጊዜ ወስደው ልጆቻ቞ውን ያስተምራሉ።
ስለዚ፡ ክርስትያን ወለዲ ግዜ ወሲዶም ንደቆም፡ ወደ መዝሙር ክርስቶስ ምዃን እንታይ ኹም ዜጠቓልል ይምህርዎም እዮም።
2,777

2,778
am_tg
ወላጆቻ቞ው ዹይሖዋ ምሥክሮቜ ያልሆኑ ወጣቶቜን ደግሞ ዚጉባኀው ሜማግሌዎቜ ዚክርስቶስ ደቀ መዝሙር መሆን ምን ወጪ እንደሚያስኚፍላ቞ው እንዲያሰሉ በፍቅር ይሚዷ቞ዋል።
ክርስትያን ወለዲ ዘይብሎም መንእሰያት እንተ ዀይኖም ኚኣ፡ ቅድም ተቐሚጩም ወደ መዝሙር ምዃን ዜምጜኊ ሓላፍነት ምእንቲ ኺጜብጜቡ፡ ሜማግለታት ጉባኀ ብፍቕሪ ይሕግዝዎም እዮም።
2,779

2,780
am_tg
አንድን ሕንፃ ገንብቶ ለማጠናቀቅ ዕቅድ ማውጣት እንደሚጠይቅ ሁሉ ይሖዋን በታማኝነት እስኚ መጚሚሻው ለማገልገልም ዝግጅት ማድሚግ ያስፈልጋል።
ልክዕ ኚምቲ ሓንቲ እተጀመሚት ህንጻ ተሰሪሓ ኜትውዳአ ምድላዋት ዜድሊ፡ ንዹሆዋ ኜሳዕ መወዳእታ ንምግልጋል እውን ምድላው ዚድሊ እዩ።
2,781

2,782
am_tg
ዹሙሮ ሕግ ዹተሰጠው ለአንድ ብሔር ይኾውም ለሥጋዊ እስራኀላውያን ነበር።
ሕጊ ሙሮ ንሓደ ህዝቢ፡ ማለት ንስጋዊ እስራኀል እተዋህበ እዩ ነይሩ።
2,783

2,784
am_tg
በአንጻሩ ግን መንፈሳዊ እስራኀል ዚተለያዚ ብሔርና አኗኗር ኚነበራ቞ው ሰዎቜ ዚተውጣጣ ነው።
መንፈሳዊ እስራኀል ግና፡ በቶም ካብ ብዙሓት ህዝብታት ዝወጹን እተፈላለዚ ድሕሚ ባይታ ዘለዎምን ሰባት ዝቘመ እዩ።
2,785

2,786
am_tg
ሥጋዊ እስራኀላውያን ተስፋይቱ ምድር በነበሩበት ጊዜ ይጠቀሙበት ዹነበሹው ዹሙሮ ሕግ ዹተቀሹጾው በድንጋይ ላይ ነበር።
ሕጊ ሙሮ ነቶም ኣብ ምድሪ ተስፋ ዝነበሩ ስጋውያን እስራኀል ኣብ እምኒ ብእተቐርጞ ሕጊ እዩ ኣመሓዲርዎም።
2,787

2,788
am_tg
በሌላ በኩል መንፈሳዊ እስራኀላውያን ዚሚመሩበት ዚክርስቶስ ሕግ በዋነኝነት ዹተመሠሹተው በልብ ላይ በተቀሚጹ መሠሚታዊ ሥርዓቶቜ ነው።
እቲ መንፈሳውያን እስራኀል ዚጥቀሙሉ ሕጊ ክርስቶስ ግና፡ ብቐንዱ ኣብ ልቢ ኣብ እተጻሕፈ መሰሚታዊ ስርዓት እተመስሚተ እዩ።
2,789

2,790
am_tg
ክርስቲያኖቜ ዚሚኖሩት ዚትም ይሁን ዚት በክርስቶስ ሕግ ሥር ና቞ውፀ ኹሕጉም ጥቅም አግኝተዋል።
ምስናይዚ፡ ክርስትያናት ኣብ ዝሃለዉ ይሃልዉ፡ ሕጊ ክርስቶስ ይምልኚቶምን ይጠቕሞምን እዩ።
2,791

2,792
am_tg
መንፈሳዊ እስራኀላውያን አምላክ በልጁ በኩል ኹሚሰጠው አመራር በእጅጉ ይጠቀማሉ።
መንፈሳውያን እስራኀል ካብቲ ኣምላኜ ብወዱ ኣቢሉ ዚህቩ መምርሒ ብዙሕ ይጥቀሙ እዮም።
2,793

2,794
am_tg
አዲሱ ቃል ኪዳን ኹመቋቋሙ በፊት ኢዚሱስ ኹፍተኛ ትርጉም ያላ቞ው ሁለት ትእዛዛት ሰጠ።
ዚሱስ ሓድሜ ኪዳን ቅድሚ ምምስራቱ፡ ክልተ ዓበይቲ ትእዛዛት ሂቡ እዩ።
2,795

2,796
am_tg
አንዱ ኚስብኚቱ ሥራ ጋር ዚተያያዘ ነው።
እቲ ቐዳማይ ንዕዮ ስብኚት ዚምልኚት እዩ።
2,797
tg_am
እቲ ቐዳማይ ንዕዮ ስብኚት ዚምልኚት እዩ።
አንዱ ኚስብኚቱ ሥራ ጋር ዚተያያዘ ነው።
2,798
am_tg
ሌላኛው ደግሞ ዚኢዚሱስ ተኚታዮቜ ኚሚያሳዩት ምግባርና ዚእምነት ባልንጀሮቻ቞ውን ኚሚይዙበት መንገድ ጋር ዚሚያያዝ ነው።
እቲ ኻልኣይ ድማ፡ ሰዓብቲ ክርስቶስ ኪስዕብዎ ዘለዎም ኣካይዳን ኣመንቲ ንዝዀኑ ብጟቶም ብኞመይ ኪሕዝዎም ኹም ዚግባእን ዚገልጜ እዩ።
2,799