Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
2,600
am_tg
በጣም ዚሚያስጚንቅ ሁኔታ በሚያጋጥማ቞ው ጊዜም እንኳ ጉዳዩን ለይሖዋ ይተዉት ነበር።
ኣብ ትሕቲ ኞቢድ ጞቕጢ እኳ፡ ጞገማቶም ኣብ ኢድ ዹሆዋ እዮም ሓዲጎምዎ።
2,601
tg_am

2,602
am_tg
ይህም በይሖዋ መታመንን አስተምሮኛል።
ኹም ውጜኢቱ፡ ናብ ዹሆዋ ምጜጋዕ ተማሂሹ እዚ።
2,603
tg_am
ኹም ውጜኢቱ፡ ናብ ዹሆዋ ምጜጋዕ ተማሂሹ እዚ።
ይህም በይሖዋ መታመንን አስተምሮኛል።
2,604
am_tg
ኚልጆቻቜሁ ጋር ስትጞልዩ ስለ እነሱ ብቻ አትጞልዩ።
ምስ ውሉዳትካ ብሓባር ኎ንካ ኜትጜሊ ኞለኻ፡ ንዓታቶም ጥራይ ኣይትጞልዚሎም።
2,605

2,606
am_tg
ይሖዋ እናንተንም እንዲሚዳቜሁ ጠይቁትፀ ለምሳሌ በትልቅ ስብሰባ ላይ መገኘት እንድትቜሉ አሠሪያቜሁ ፈቃድ እንዲሰጣቜሁ ለማነጋገር ወይም ለጎሚቀታቜሁ ለመመሥኚር ይሖዋ ድፍሚት እንዲሰጣቜሁ አሊያም በሌሎቜ ጉዳዮቜ እንዲሚዳቜሁ ጞልዩ።
ዹሆዋ ንዓኻ ኺሕግዘካ እውን ጞሊ፣ ንኣብነት፡ ንኣስራሒኻ ብዛዕባ እቲ ንኣኌባ ዞባ ዝደለኻዮ ዕሚፍቲ ንምዝራቡ ምእንቲ ኺሕግዘካ፡ ንጐሚባብትኻ ንምምስካር ዜድሊ ትብዓት ምእንቲ ኺህበካ፡ ወይ ብኻልእ መገዲ ምእንቲ ኺሚድኣካ ኜትጜሊ ትኜእል ኢኻ።
2,607

2,608
am_tg
ትሑት በመሆን በአምላክ እንደምትታመኑ ካሳያቜሁ ልጆቻቜሁም ይህን ማድሚግ ይማራሉ።
ብትሕትና ናብ ኣምላኜ ተጞጋዕ፣ ውሉዳትካ እውን ኚምኡ ምግባር ኪምሃሩ እዮም።
2,609

2,610
am_tg
ወላጆቜ እንደመሆናቜሁ መጠን በይሖዋ ላይ እምነት በማሳደር ሚገድ እናንተ ራሳቜሁ ምሳሌ ሆናቜሁ መገኘታቜሁ በጣም አስፈላጊ ነገር ነው።
ኹም ወለዲ መጠን፡ ብእምነትኩም ኣብነት ምዃን ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ።
2,611

2,612
am_tg
ልጆቻቜሁ ዚምታደርጉትን ነገር ያስተውላሉፀ ይህም በእነሱ ላይ በጎ ተጜዕኖ እንደሚያሳድር ጥርጥር ዚለውም።
ደቅኻ ነቲ እትገብሮ ይዕዘብዎ እዮም፣ እዚ ድማ ብርግጜ ጜቡቕ ጜልዋ ኺገብሚሎም እዩ።
2,613

2,614
am_tg
ስለዚህ ወላጆቜ ዚራሳቜሁን እምነት መገንባታቜሁን ቀጥሉ።
ስለዚ፡ ኣቱም ወለዲ፡ ወትሩ እምነትኩም ህነጹ።
2,615
tg_am
ስለዚ፡ ኣቱም ወለዲ፡ ወትሩ እምነትኩም ህነጹ።
ስለዚህ ወላጆቜ ዚራሳቜሁን እምነት መገንባታቜሁን ቀጥሉ።
2,616
am_tg
ልጆቻቜሁ ይሖዋ ለእናንተ ምን ያህል እውን እንደሆነ እንዲመለኚቱ አድርጉ።
ዹሆዋ ንዓኻትኩም ክሳዕ ክንደይ ጋህዲ ኾም ዚዀነልኩም፡ ንውሉዳትኩም ኣርእይዎም።
2,617

2,618
am_tg
በቀርሙዳ ዚሚኖሩ አንድ ባልና ሚስት፣ ዚሚያስጚንቅ ሁኔታ በሚያጋጥማ቞ው ወቅት ይሖዋ መመሪያ እንዲሰጣ቞ው ኚልጆቻ቞ው ጋር ሆነው ዚሚጞልዩ ሲሆን ልጆቻ቞ውንም እንዲጞልዩ ያበሚታቷ቞ዋል።
ኣብ በርሙዳ ዚነብሩ ሰብ ሓዳር ዜጹንቕ ኵነታት ኬጋጥሞም ኚሎ፡ ዹሆዋ ምእንቲ ኺመርሖም ምስ ደቆም ብሓባር ኰይኖም ይጜልዩ እዮም፣ ንደቆም ኚኣ በይነን ኪጜልያ ዚተባብዕወን እዮም።
2,619

2,620
am_tg
በተጚማሪም ትልቋ ልጃቜንን ሙሉ በሙሉ በይሖዋ ታመኚፀ ራስሜን በአገልግሎት አስጠምጂ እንዲሁም ኹልክ በላይ አትጚነቂ እንላታለን።
ብዛዕባ እዚ ኺገልጹ ኞለዉ፡ ብዛይካዚ፡ ነታ ዓባይ ጓልና፡ ብዚሆዋ ምሉእ ብምሉእ ተኣመኒ፣ ብኣገልግሎት መንግስቲ ኣምላኜ ትሕዝቲ ኹኒ፣ ብዙሕ እውን ኣይትጚነቒ ንብላ ኢና።
2,621

2,622
am_tg
እንዲህ ማድሚግ ዚሚያስገኘውን ውጀት ስትመለኚት ይሖዋ እዚሚዳን እንዳለ ትገነዘባለቜ።
ኣብ መወዳእታ፡ ውጜኢቱ ምስ ሚኣዚት፡ ዹሆዋ ይሕግዘና ኾም ዘሎ ትፈልጥ እያ።
2,623

2,624
am_tg
ይህም በአምላክና በመጜሐፍ ቅዱስ ላይ ያላት እምነት እንዲጠናኚር ትልቅ አስተዋጜኊ አድርጓል በማለት ተናግሚዋል።
እዚ ኣብቲ ኣብ ኣምላኜን ኣብ መጜሓፍ ቅዱስን ዘለዋ እምነት ዓብዪ ጜልዋ ገይሩ እዩ ይብሉ።
2,625

2,626
am_tg
እርግጥ ነው፣ እናንተ ምንም ያህል ጥሚት ብታደርጉም እምነት ማዳበር ያለባ቞ው ልጆቹ ራሳ቞ው ና቞ው።
ኣብ መወዳእታኡ፡ ውሉዳት ናይ ርእሶም እምነት ኬማዕብሉ ኾም ዘለዎም ዚኚሓድ ኣይኰነን።
2,627

2,628
am_tg
ዚእናንተ ድርሻ መትኚልና ውኃ ማጠጣት ነው።
ይኹን እምበር፡ ኣቱም ወለዲ፡ ክትተኜሉን ማይ ኚተስትዩን ትኜእሉ ኢኹም።
2,629

2,630
am_tg
ሊያሳድገው ዚሚቜለው አምላክ ብቻ ነው።
እቲ ዜብቍል ግና ኣምላኜ ጥራይ እዩ።
2,631
tg_am
እቲ ዜብቍል ግና ኣምላኜ ጥራይ እዩ።
ሊያሳድገው ዚሚቜለው አምላክ ብቻ ነው።
2,632
am_tg
እንግዲያው ይሖዋ መንፈሱን እንዲሰጣቜሁ ጞልዩፀ እንዲሁም ውድ ዹሆኑ ልጆቻቜሁን ለማስተማር ኹፍተኛ ጥሚት አድርጉፀ ይህን ካደሚጋቜሁ ይሖዋ ይባርካቜኋል።
ስለዚ፡ መንፈሱ ንምርካብ ጞልዩ፡ ነቶም ፍቑራት ደቅኹም ተጊህኩም ምሃርዎም፣ ኚምኡ ምስ እትገብሩ፡ ዹሆዋ ኣብዚሑ ኺባርኞኩም እዩ።
2,633

2,634
am_tg
በ1914 በአውሮፓ በሚገኙ አገራት መካኚል ጊርነት ተቀሰቀሰፀ ጊርነቱም በመስፋፋቱ በመላው ዓለም ላይ ተጜዕኖ አሳድሯል።
ብ1914 ኣብ መንጎ ሃገራት ኀውሮጳ ውግእ ተወልዐ፣ እዚ ውግእ እዚ ኞኣ፡ ቀስ ብቐስ ኣብ መላእ ዓለም እናተላብዐ ኞደ።
2,635

2,636
am_tg
በ1918 ጊርነቱ ሲያበቃ ኚባድ ዚምግብ እጥሚት ተኚሰተፀ ቀጥሎም በጊርነቱ ኚሞቱት ዚሚበልጥ ቁጥር ያላ቞ውን ሰዎቜ ዹጹሹሰ ዚኢንፍሉዌንዛ ወሚርሜኝ ተነሳ።
እቲ ውግእ ብ1918 ኣብ እተዛዘመሉ እዋን፡ ብርቱዕ ጥሜትን ለበዳ ኢንፍሉወንዛን ስለ ዘጋጠመ፡ ካብቶም በቲ ውግእ ዝሞቱ ሰባት፡ በቲ ጥሜትን ለበዳን ዝሞቱ በዝሑ።
2,637

2,638
am_tg
በመሆኑም ኢዚሱስ ዚምድር አዲሱ ንጉሥ ሆኖ በማይታይ ሁኔታ መገኘቱን እንደሚጠቁም ዚሚያሳዚው ምልክት መፈጾም ጀመሚ።
በዚ ኞምዚ፡ እቲ ዚሱስ ዝሃቩ ኾም ሓድሜ ንጉስ ምድሪ ዀይኑ ብዘይርአ መገዲ ምሳና ኣብዚ ኾም ዚህሉ ዚገልጜ ምልክት ኪፍጞም ጀመሚ።
2,639

2,640
am_tg
ጌታ ኢዚሱስ ክርስቶስ አክሊል ዹተሰጠው በ1914 መሆኑን ዚሚያሚጋግጥ በቂ ማስሚጃ አለ።
ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ኣኜሊል እተዋህቊ ብ1914 ምዃኑ ዚሕብር እኹል መርትዖ ኣሎ።
2,641

2,642
am_tg
እሱም ድል እያደሚገ ወጣፀ ድሉንም ለማጠናቀቅ ወደ ፊት ገሰገሰ።
ካብ ሜዑ ጀሚሩ ኞኣ፡ እናሰዓሚስ ኪስዕር ወጞ።
2,643

2,644
am_tg
ኢዚሱስ በሰይጣንና በአጋንንቱ ላይ ጊርነት በማወጅ ሰማይን ያጞዳ ሲሆን እነሱንም ወደ ምድር አካባቢ ወሚወራ቞ው።
ምስ ሰይጣንን ኣጋንንቱን ተዋጊኡ ንሰማይ ኣጜርይዎ እዩ፣ ንዓታቶም ኚኣ ናብ ኚባቢ ምድሪ ደርበዮም።
2,645

2,646
am_tg
ኚዚያ ጊዜ ወዲህ ዹሰው ልጆቜ፣ በዛሬው ዚዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን በመንፈስ መሪነት ዚተጻፈ ሐሳብ እውነተኝነት እዚተመለኚቱ ነው።
ካብ ሜዑ ኣትሒዙ፡ ደቂ ሰብ ንሓቅነት እዘን ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕሲ ዘለዋ መንፈስ ኣምላኜ ዝነፈሰን ቃላት ተመኪሮምወን እዮም።
2,647

2,648
am_tg
ዹይሖዋ አገልጋዮቜ በመሆናቜን ሰይጣን ዹለም በሚለው አመለካኚት አልተታለልንም።
ኣገልገልቲ ዹሆዋ ስለ ዝዀንና፡ ኚምቶም ሰይጣን ኹም ዘዹሎ ገይሮም ብምሕሳብ ዝተታለሉ ኣይኰንናን።
2,649

2,650
am_tg
ሔዋንን በእባቡ ተጠቅሞ ያነጋገራት ሰይጣን ስለሆነ ዲያብሎስ በእውን ያለ አካል መሆኑን እናውቃለን።
ድያብሎስ ብሓቂ ኾም ዘሎ ንፈልጥ ኢና፣ ኚመይሲ፡ ንሄዋን ብተመን ኣቢሉ እተዛሚባ ንሱ እዩ።
2,651

2,652
am_tg
ሰይጣን ኚኢዮብ ጋር በተያያዘ በይሖዋ ላይ ተሳልቋል።
ምስ እዮብ ኣብ ዚተሓሓዝ ጕዳይ እውን፡ ንዹሆዋ ጞሪፍዎ እዩ።
2,653
tg_am
ምስ እዮብ ኣብ ዚተሓሓዝ ጕዳይ እውን፡ ንዹሆዋ ጞሪፍዎ እዩ።
ሰይጣን ኚኢዮብ ጋር በተያያዘ በይሖዋ ላይ ተሳልቋል።
2,654
am_tg
ኢዚሱስን ሊፈትነው ዹሞኹሹውም ሰይጣን ነው።
ንዚሱስ ኪፍትኖ ዝጾዓሹ ድማ ንሱ እዩ።
2,655
tg_am
ንዚሱስ ኪፍትኖ ዝጾዓሹ ድማ ንሱ እዩ።
ኢዚሱስን ሊፈትነው ዹሞኹሹውም ሰይጣን ነው።
2,656
am_tg
እንዲሁም በ1914 ዹአምላክ መንግሥት ኹተወለደ በኋላ ኚቅቡዓን ቀሪዎቜ ጋር መዋጋት ዹጀመሹው ሰይጣን ነው።
ብዘይካዚ፡ መንግስቲ ኣምላኜ ብ1914 ምስ ተወልደት፡ ምስ ተሹፍ ቅቡኣት ኪዋጋእ ዝጀመሚ፡ ሰይጣን እዩ።
2,657

2,658
am_tg
ሰይጣን ዹ144,000ዎቹን ቀሪዎቜና ዚሌሎቜ በጎቜን እምነት ለማጥፋት እዚጣሚ በመሆኑ ይህ ጊርነት አሁንም ቀጥሏል።
ሰይጣን ንእምነት እቶም ተሹፍ ቅቡኣትን ካልኊት ኣባጊዕን ኬጥፍኣ ሒዅ ይብል ስለ ዘሎ፡ እቲ ውግእ ይቕጜል እዩ ዘሎ።
2,659

2,660
am_tg
በዚህ ጊርነት ለማሞነፍ፣ በእምነት ጾንተን በመቆም ሰይጣንን መቃወም ይኖርብናል።
ኣብቲ ውግእ ምእንቲ ኜንዕወት፡ ብእምነት ጾኒዕና ንሰይጣን ክንቃወሞ ኣሎና።
2,661

2,662
am_tg
ሰይጣን ፈጜሞ ሊያንጞባርቀው ዚማይቜለው ባሕርይ ቢኖር ትሕትና ነው።
ሓደ ኻብቲ ሰይጣን ፈጺሙ ኌንጞባርቖ ዘይክእል ባህርይ፡ ትሕትና እዩ።
2,663

2,664
am_tg
ለነገሩ ይህ መንፈሳዊ ፍጡር ዹይሖዋን ሉዓላዊ ገዢነት መገዳደሩና ራሱን አምላክ ለማድሚግ መድፈሩ ምን ያህል በኩራትና በትዕቢት እንደተወጠሚ ዚሚያሳይ ነው።
ኚመይሲ፡ እዚ መንፈሳዊ ፍጡር እዚ፡ ንልዑላውነት ዹሆዋ ስለ ዝደፈሹን ማዕሹ ኣምላኜ ኪኞውን ስለ ዝሃቀነን፡ ቀንዲ ኣብነት ትዕቢት እዩ።
2,665

2,666
am_tg
በመሆኑም ሰይጣንን መቃወም ዚምንቜልበት አንዱ መንገድ ኚኩራት መራቅና ትሕትናን ማዳበር ነው።
ስለዚ፡ ሓደ ኻብቲ ንሰይጣን ክንቃወሞ እንኜእለሉ መገዲ፡ ካብ ትዕቢት ምርሓቕን ትሕትና ምምዕባልን እዩ።
2,667

2,668
am_tg
በዓለም ዙሪያ ዹሚገኙ ዚወሚዳ ዹበላይ ተመልካ቟ቜ፣ በብዙ ጉባኀዎቜ ውስጥ ወጣቶቜንም ሆነ በዕድሜ ኹፍ ያሉትን ወንድሞቜ አሠልጥኖ ለኃላፊነት በማብቃት ሚገድ ብዙ ዹሚቀር ነገር እንዳለ አስተውለዋል።
ኣብ መላእ ዓለም ዚርኚቡ ሓለውቲ ወሚዳ፡ ኣብ ሓያሎ ጉባኀታት ንኣሜቱን ዓበይትን ኣሕዋት ንመጓሰ ኣምላኜ ኣብ ምእላይ ኪሕግዙ ንምስልጣን ዝያዳ ኺዕዚ ኾም ዜድሊ ኣስተብሂሎም እዮም።
2,669

2,670
am_tg
ይሁንና ይህን ኃላፊነት መወጣት ዚራሱ ተፈታታኝ ነገሮቜ አሉት።
እዚ ግና በዳሂ ኪኞውን ይኜእል እዩ።
2,671
tg_am
እዚ ግና በዳሂ ኪኞውን ይኜእል እዩ።
ይሁንና ይህን ኃላፊነት መወጣት ዚራሱ ተፈታታኝ ነገሮቜ አሉት።
2,672
am_tg
እንዲህ ዹምንለው ለምንድን ነው?
ስለምንታይ፧
2,673
tg_am
ስለምንታይ፧
እንዲህ ዹምንለው ለምንድን ነው?
2,674
am_tg
ክርስቲያን ሜማግሌ ኹሆንክ ሌሎቜን በግለሰብ ደሹጃ ማሠልጠን በጣም አስፈላጊ እንደሆነ ሳትገነዘብ አትቀርም።
ክርስትያን ሜማግለ እንተ ዄንካ፡ ንኣሕዋት ምስልጣን ኣገዳሲ ምዃኑ ኣይትስሕቶን ኢኻ።
2,675

2,676
am_tg
አሁን ያሉት ጉባኀዎቜ በመንፈሳዊ ጠንካራ ሆነው እንዲቀጥሉ ብሎም አዳዲስ ጉባኀዎቜ እንዲቋቋሙ ኹተፈለገ ተጚማሪ ወንድሞቜ እንደሚያስፈልጉ ዚታወቀ ነው።
እዘን ሕጂ ዘለዋ ጉባኀታት ብመንፈሳዊ መዳይ ድልዱላት ምእንቲ ኪዀናን ሓደስቲ ጉባኀታት ምእንቲ ኺምስሚታን ብዙሓት ኣሕዋት ኹም ዜድልዩ ትፈልጥ ኢኻ።
2,677

2,678
am_tg
በተጚማሪም ዹአምላክ ቃል ሌሎቜን እንድታስተምር ማሳሰቢያ እንደሰጠህ ታውቃለህ።
ቃል ኣምላኜ፡ ንኻልኊት ክንምህር ኹም ዚምሕጾነና እውን ትፈልጥ ኢኻ።
2,679

2,680
am_tg
ያም ሆኖ ሌሎቜን ማሠልጠን ኚብዶህ ሊሆን ይቜላል።
ይኹን እምበር፡ ነዚ ምትግባሩ ዚጞግመካ ይኞውን።
2,681
tg_am
ይኹን እምበር፡ ነዚ ምትግባሩ ዚጞግመካ ይኞውን።
ያም ሆኖ ሌሎቜን ማሠልጠን ኚብዶህ ሊሆን ይቜላል።
2,682
am_tg
ዚቀተሰብህን ፍላጎት ማሟላትን፣ ሰብዓዊ ሥራ መሥራትንና ዚጉባኀ ኃላፊነት መወጣትን ጚምሮ ሌሎቜ አጣዳፊ ሥራዎቜ እንዳሉብህ ስታስብ ሌሎቜን ለማሠልጠን ጊዜ እንደሌለህ ይሰማህ ይሆናል።
እቲ ዘሎካ ግዜ ንስድራ ቀትን ንስራሕን ንናይ ጉባኀ ሓላፍነትን ንኻልእ ህጹጜ ጕዳያትን ምስ ተመቕለ፡ ነቶም ኣብ ጉባኀ ዘለዉ ኣሕዋት ንምስልጣን ዚኾውን ግዜ ኾም ዘይብልካ ዀይኑ ኺስምዓካ ይኜእል እዩ።
2,683

2,684
am_tg
ይሁንና ዹተጠመቁ ወንዶቜ በጉባኀ ውስጥ ለበለጠ ኃላፊነት እንዲበቁ ሥልጠና ማግኘታ቞ው አስፈላጊ ነው።
ግናኞ፡ ኣብ ጉባኀ ዝያዳ ሓላፍነት ምእንቲ ኺስኚሙ ስልጠና ኣገዳሲ እዩ።
2,685

2,686
am_tg
እንዲህ ኹሆነ ሁሉም ጥቅም ማግኘት ይቜላሉ።
ሓላፍነት ጉባኀ ዚስኚሙ ዝሰልጠኑ ኣሕዋት ምስ ዚህልዉ ድማ፡ እታ ጉባኀ ብምልእታ እያ እትጥቀም።
2,687

2,688
am_tg
ዚመጜሐፍ ቅዱስ ዘገባዎቜ ዚወንድማማቜ መዋደድ ሊኖሹን እንደሚገባና አንዳቜን ሌላውን ማገልገል እንዳለብን ጎላ አድርገው ይገልጻሉ።
መጜሓፍ ቅዱስ፡ ሕውነታዊት ፍቕሪ ኞነርእን ንኣሕዋትና ኾነገልግልን ዚተባብዓና እዩ።
2,689

2,690
am_tg
ዹአምላክ ልጅ፣ ሌሎቜን ለማገልገል ሲል ሕይወቱን ጚምሮ ሁሉ ነገሩን ሰጥቷል።
ወዲ ኣምላኜ ንኻልኊት ንምግልጋል፡ ህይወቱ እውን ኹይተሹፈ ሂቡ እዩ።
2,691

2,692
am_tg
ዶርቃ መልካም በማድሚግና ምጜዋት በመስጠት ዚምትታወቅ ሎት ነበሚቜ።
ብዛዕባ ዶርቃስ፡ ብብዝሒ ሰናይ ግብሪ ትገብርን ምጜዋት ትምጜውትን ነበሚት ተባሂሉ ኣሎ።
2,693

2,694
am_tg
በሮም ትገኝ ዚነበሚቜው ማርያም ዚተባለቜ እህትም ለጉባኀው ብዙ ደክማለቜ።
ኣብ ሮሜ እትነብር ማርያም ዝስማ ሓብቲ ነቶም ኣብታ ጉባኀ ዝነበሩ ጜዒራትሎም እያ።
2,695

2,696
am_tg
ታዲያ አዲሶቜ፣ ወንድሞቻ቞ውንና እህቶቻ቞ውን መርዳት አስፈላጊ መሆኑን እንዲገነዘቡ ማድሚግ ዚምንቜለው እንዎት ነው?
ሓደስቲ ኣስፋሕቲ ንኣሕዋቶምን ንኣሓቶምን ምሕጋዝ ዘለዎ ኣገዳስነት ምእንቲ ኺግንዘቡ፡ ብኞመይ ክንሕግዞም ንኜእል፧
2,697

2,698
am_tg
ዚጎለመሱ ክርስቲያኖቜ፣ ዚታመሙና በዕድሜ ዹገፉ ሰዎቜን በሚጠይቁበት ወቅት አብሚዋ቞ው እንዲሄዱ አዲሶቜን ሊጋብዟ቞ው ይቜላሉ።
ብሱላት ናይ ዹሆዋ መሰኻኜር ንሕሙማት ወይ ንኣሚጋውያን ኪበጜሑ ኞለዉ፡ ንሓደስቲ ኣስፋሕቲ ኺማልእዎም ይኜእሉ እዮም።
2,699