Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
2,500
am_tg
ውሎ አድሮ በአስተሳሰባቜንና በድርጊታቜን ይሖዋ አምላክን መምሰል ስንቜል ግን አምላክን በሚያስደስት መንገድ ማሰብና መመላለስ ይበልጥ ቀላል ሊሆንልን ይቜላል።
ድሕሪ ግዜ ግና፡ ሓሳባትናን ተግባራትናን ምስ ናይ ዹሆዋ ኣምላኜ እናተሰማምዐ ስለ ዚኞይድ፡ ብኣምላኻዊ መገዲ ምሕሳብን ምግባርን እናቐለለናን እናተወሃሃደናን እዩ ዚኞይድ።
2,501
tg_am

2,502
am_tg
ምሥራቹን ዚመስበኩ ሥራ ይሖዋ ለሰው ልጆቜ ካለው ፍቅር ዚተንጞባሚቀበት ዓላማ ጋር እንዎት እንደሚያያዝ አስብ።
ስብኚት ብስራት መንግስቲ ኣምላኜ ምስቲ ዹሆዋ ንደቂ ሰብ ዘለዎ ፍቕራዊ ዕላማ ኾመይ ኢሉ ኾም ዚተሓሓዝ እሞ ሕሰብ።
2,503

2,504
am_tg
ዹአምላክ ዓላማ ዹሰው ልጆቜ ፈጜሞ ሞትን ሳያዩ በምድር ላይ እንዲኖሩ ነውፀ አዳም ኃጢአት ቢሠራም ይሖዋ ይህን ዓላማውን አልቀዚሚም።
ሰባት ኚይሞቱ ንምድሪ ኺመልእዋ እዩ ዕላማኡ ነይሩ፣ ኣዳም እኳ እንተ ሓጥአ፡ ዹሆዋ ሓሳቡ ኣይቀዚሚን።
2,505

2,506
am_tg
እንዲያውም ዹሰው ልጆቜ ኚኃጢአትና ኚሞት ኩነኔ ነፃ ዚሚወጡበትን ዝግጅት አደሚገ።
ኣብ ክንዳኡስ፡ ደቂ ሰብ ካብ ኵነኔ ሓጢኣትን ሞትን ዚወጹሉ መሰናድዎ እዩ ኣዳልዩ።
2,507

2,508
am_tg
ይህንን ዓላማ ኚዳር ማድሚስ እንዲቻል ኢዚሱስ ወደ ምድር መጥቶ ታዛዥ ለሆኑ ሰዎቜ ሕይወቱን መሥዋዕት አድርጎ ሰጥቷል።
ዚሱስ ምስዚ ዕላማ እዚ ተሰማሚዑ ኺዓዪ ኢሉ ናብ ምድሪ መጺኡን ህይወቱ ምእንቲ እዙዛት ሰባት መስዋእቲ ገይሩ ሂቡን እዩ።
2,509

2,510
am_tg
ይሁንና ዹሰው ልጆቜ ታዛዥ እንዲሆኑ አምላክ ኚእነሱ ምን እንደሚጠብቅባ቞ው ማወቅ ያስፈልጋ቞ዋል።
ሰባት እዙዛት ምእንቲ ኪዀኑ ግና፡ ኣምላኜ እንታይ ኪገብሩ ኾም ዚደልዮም ኪርድኡ ኣለዎም።
2,511

2,512
am_tg
በመሆኑም ኢዚሱስ ዹአምላክን መሥፈርቶቜ ለሰዎቜ አስተምሯልፀ ደቀ መዛሙርቱም እንዲህ እንዲያደርጉ ትእዛዝ ሰጥቷል።
ስለዚ፡ ዚሱስ ንሰባት፡ ኣምላኜ እንታይ ክንገብር ኹም ዚደልዹና ምሂሩ፡ ንደቀ መዛሙርቱ ድማ ኚምኡ ኺገብሩ ነጊርዎም እዩ።
2,513

2,514
am_tg
እኛም ሰዎቜ ኹአምላክ ጋር እንዲታሚቁ ስንሚዳ ዹሰው ልጆቜን ኚኃጢአትና ኚሞት ለማዳን ይሖዋ ባደሚገው ፍቅራዊ ዝግጅት ውስጥ ቀጥተኛ ተሳትፎ ይኖሚናል።
ንሰባት ምስ ኣምላኜ ኪዕሚቑ ብምሕጋዝ፡ ኣብቲ ኣምላኜ ንደቂ ሰብ ካብ ሓጢኣትን ሞትን ንምንጋፍ ዝገበሮ ፍቕራዊ መሰናድዎ ብቐጥታ ኢና እንሳተፍ።
2,515

2,516
am_tg
በተጚማሪም እንዲህ ማድሚጋቜን ለእነሱም ሆነ ለይሖዋ ያለንን ፍቅር ያሳያልፀ ዹይሖዋ ፈቃድ ሁሉም ዓይነት ሰዎቜ እንዲድኑና ዚእውነትን ትክክለኛ እውቀት እንዲያገኙ ነው።
እዚ እውን ንሰባትን ነቲ ዅሉ ዓይነት ሰብ ኪድሕንን ናብ ልክዕ ፍልጠት ሓቂ ኺመጜእን እዩ ዚደሊ እተባህለሉ ዹሆዋን ፍቕሪ ኾም ዘሎና ዚርኢ።
2,517

2,518
am_tg
ስለምታምንበት ነገር እርግጠኛ ኹሆንክ ይህ በምግባርህ ላይ መንጞባሚቁ አይቀርም።
ንሓደ ነገር ኣጞቢቕካ እትኣምነሉ እንተ ዄንካ፡ ብተግባራትካ ይርአ እዩ።
2,519

2,520
am_tg
ወጣቶቜም ቢሆኑ ቅዱስ ሥነ ምግባር ሊኖራ቞ው ይገባል።
መንእሰያት እውን ብቕዱስ ኣነባብራ ኺመላለሱ ኣለዎም።
2,521
tg_am
መንእሰያት እውን ብቕዱስ ኣነባብራ ኺመላለሱ ኣለዎም።
ወጣቶቜም ቢሆኑ ቅዱስ ሥነ ምግባር ሊኖራ቞ው ይገባል።
2,522
am_tg
ይህን ለማድሚግ ደግሞ ኚሥነ ምግባር አኳያ ንጹሕ መሆን አለባ቞ው።
ኹምዚ ንምግባር፡ ብስነ ምግባር ንጹህ ክትኚውን ኣሎካ።
2,523

2,524
am_tg
በዚህ ሚገድ ዹአንተ ሁኔታ ምን ይመስላል?
ኣብዚ መዳይ እዚ ኾመይ ኢኻ፧
2,525
tg_am
ኣብዚ መዳይ እዚ ኾመይ ኢኻ፧
በዚህ ሚገድ ዹአንተ ሁኔታ ምን ይመስላል?
2,526
am_tg
ለምሳሌ ያለፉትን ስድስት ወራት መለስ ብለህ አስብ።
ንኣብነት፡ ብዛዕባ ዝሓለፈ ሜዱሜተ ወርሒ እሞ ሕሰብ።
2,527
tg_am
ንኣብነት፡ ብዛዕባ ዝሓለፈ ሜዱሜተ ወርሒ እሞ ሕሰብ።
ለምሳሌ ያለፉትን ስድስት ወራት መለስ ብለህ አስብ።
2,528
am_tg
ትክክል ወይም ስህተት ዹሆነውን ለመለዚት ዹሠለጠነ ዚማስተዋል ቜሎታ እንዳለህ ያሳዚኞው እንዎት ነው?
ልቊናኻ ቕኑዕን ጌጋን ንምፍላይ ኹም ዝሰልጠነ ብኞመይ ኣርኢኻ፧
2,529

2,530
am_tg
ፈተናዎቜን ወይም ዚእኩዮቜን ተጜዕኖ ዚተቋቋምክባ቞ውን አጋጣሚዎቜ ታስታውሳለህ?
ንፈተና ወይ ንጞቕጢ መዛኑ እተጻሚርካሉ ኣጋጣሚታት ክትዝክርዶ ትኜእል፧
2,531

2,532
am_tg
በትምህርት ቀት ዚምታሳዚው ምግባር ስለምታምንበት ነገር ጥሩ ምሥክርነት ይሰጣል?
ኣብ ቀት ትምህርቲ ዘሎካ ኣካይዳ ብዛዕባ እምነትካ ጜቡቕ ገይሩ ይዛሚብ ድዩ፧
2,533

2,534
am_tg
ሌሎቜ እንዳያሟፉብህ ስትል ብቻ አብሚውህ ኚሚማሩ ልጆቜ ጋር ለመመሳሰል ኹመሞኹር ይልቅ ለምታምንበት ነገር ጥብቅና ትቆማለህ?
ኣደዳ ላግጺ ኞይትኞውን ኢልካ ምስ ደቂ ኜፍልኻ ኜትማሳሰል ትጜዕር ዲኻ፡ ወይስ ምእንቲ እምነትካ ጞኒዕካ ትቐውም ኢኻ፧
2,535

2,536
am_tg
እርግጥ ነው፣ ፍጹም ዹሆነ ሰው ዚለም።
ልክዕ እዩ፡ ፍጹም ሰብ ኹም ዘዹልቩ ኣይኚሓድን እዩ።
2,537
tg_am
ልክዕ እዩ፡ ፍጹም ሰብ ኹም ዘዹልቩ ኣይኚሓድን እዩ።
እርግጥ ነው፣ ፍጹም ዹሆነ ሰው ዚለም።
2,538
am_tg
ይሖዋን ለሹጅም ጊዜ ያገለገሉ ሰዎቜም እንኳ አንዳንድ ጊዜ በሕዝብ ፊት ስለሚያምኑበት ነገር በይፋ መናገር ሊያስፈራ቞ው ይቜላል።
ንነዊሕ እዋን ንዹሆዋ ዘገልገሉ እኳ ሓድሓደ ግዜ ኣብ ቅድሚ ሰባት ጜኑዕ መትኚል ምሓዝ ዹፍርሆም እዩ።
2,539

2,540
am_tg
ይሁንና ራሱን ለይሖዋ ዹወሰነ አንድ ሰው ዹአምላክን ስም በመሾኹሙ ኩራት ይሰማዋልፀ ይህንንም በምግባሩ ያሳያል።
ኰይኑ ግና፡ ሓደ ርእሱ ንዹሆዋ ዝወፈዹ ሰብ፡ ብስም ኣምላኜ ዚጜዋዕ ምዃኑ ዚሐብኖ እዩ፣ ነዚ ድማ ብኣካይዳኡ ዚርእዮ እዩ።
2,541

2,542
am_tg
ኢዚሱስ አስቀድሞ እንደተናገሚው ኢዚሩሳሌም በጩር ሠራዊት ተኚባ ሲመለኚቱ በይሁዳ በተለይ ደግሞ በኢዚሩሳሌም ዚሚኖሩ ክርስቲያኖቜ ቆራጥ እርምጃ መውሰድ ነበሚባ቞ው።
ኚምቲ ዚሱስ እተነበዮ፡ ዚሩሳሌም ብሰራዊት ተኞቢባ ምስ ሚኣዩ፡ እቶም ኣብ ይሁዳ ዚነብሩ ክርስትያናት፡ ምናዳ ኞኣ እቶም ኣብ ዚሩሳሌም ዚነብሩ ዘበሉ፡ ወሳኒ ስጕምቲ ኺወስዱ ነይርዎም።
2,543

2,544
am_tg
ኢዚሱስ፣ እነዚህ ነገሮቜ መፈጾም ሲጀምሩ በፍጥነት መሞሜ እንዳለባ቞ው አስጠንቅቋ቞ዋል።
እቲ እተነበዮ ኺፍጞም ኹም ዝጀመሹ ምስ ሚኣዩ፡ ብኡብኡ ኺሃድሙ ኾም ዘለዎም ዚሱስ ኣጠንቂቕዎም ነይሩ እዩ።
2,545

2,546
am_tg
ኢዚሱስ ይህን ትንቢት ኹተናገሹ በኋላ በነበሩት 28 ዓመታት ውስጥ በእስራኀል ዚሚኖሩ ታማኝ አይሁዳውያን ክርስቲያኖቜ ብዙ ተቃውሞና ስደት ዚደሚሰባ቞ው ቢሆንም ተቋቁመውታል።
ኣብቲ ዚሱስ ነቲ ትንቢት እቲ ኻብ ዚንበ ዝሓለፈ 28 ዓመት፡ እቶም ኣብ እስራኀል ዝነበሩ እሙናት ኣይሁድ ክርስትያናት ብዙሕ ተቓውሞን መስጐጕትን ብዓወት ሰጊሮም እዮም።
2,547

2,548
am_tg
ይሁን እንጂ ጳውሎስ ኚእምነታ቞ው ጋር በተያያዘ በቅርቡ በጣም ኚባድ ፈተና እንደሚያጋጥማ቞ው ያውቃል።
ኰይኑ ግና፡ ንእምነቶም ልዕሊ ዅሉ ዚፍትን ፈተና ገና ኾም ዜጋጥሞም፡ ጳውሎስ ይፈልጥ ነይሩ እዩ።
2,549

2,550
am_tg
ስለዚህ ኚፊታ቞ው ለሚጠብቃ቞ው ማንኛውም ነገር እንዲዘጋጁ ፈልጓል።
ዚመጟም ዘበለ ዅሉ ኺጻወሩ ድማ ኬዳልዎም ደልዩ ነይሩ።
2,551

2,552
am_tg
ዚሚያጋጥማ቞ውን ነገር ለመቋቋም ዹተለዹ ጜናት ብሎም በሕይወት ዚሚያኖር ጠንካራ እምነት ያስፈልጋ቞ዋል።
ፍሉይ ተጻዋርነትን እምነትን እዩ ዜድልዮም ነይሩ፣ እምነቶም እውን ህይወቶም ንምድሓን እተኜእል ድልድልቲ ኜትኚውን ነይርዋ።
2,553

2,554
am_tg
ስለሆነም ጳውሎስ እነዚህ ውድ ወንድሞቜና እህቶቜ ዚሚያስፈልጋ቞ውን ለዚት ያለ እርዳታ ለመስጠት ዚሚያስቜል ደብዳቀ እንዲጜፍላ቞ው ይሖዋ በመንፈሱ መርቶታል።
ስለዚ፡ ጳውሎስ ብመንፈስ ዹሆዋ ተደሪኹ፡ ነቶም ፍቑራት ኣሕዋትን ኣሓትን ኣብዚ ብፍላይ ኪዓይዩሉ ዜድልዮም መዳይ እትድግፎም ደብዳበ ጜሒፉሎም እዩ።
2,555

2,556
am_tg
ይህ ደብዳቀ በአሁኑ ወቅት ዚዕብራውያን መጜሐፍ ተብሎ ይጠራል።
እታ ደብዳበ እቲኣ መልእኜቲ እብራውያን ተባሂላ ትፍለጥ።
2,557
tg_am
እታ ደብዳበ እቲኣ መልእኜቲ እብራውያን ተባሂላ ትፍለጥ።
ይህ ደብዳቀ በአሁኑ ወቅት ዚዕብራውያን መጜሐፍ ተብሎ ይጠራል።
2,558
am_tg
ዚሌሎቜ በጎቜ አባላት በዛሬው ጊዜ ዚሚገኙትን ዹሁሉንም ቅቡዓን ስም ማወቅ ያስፈልጋ቞ዋል?
እቶም ካብ ካልኊት ኣባጊዕ ዝዀኑ ክርስትያናት፡ ስማት ኵሎም እቶም ሎሚ ዘለዉ ቕቡኣት ኪፈልጡ ዚድልዮም ድዩ፧
2,559

2,560
am_tg
አያስፈልጋ቞ውም።
መልሲ እዛ ሕቶ፡ ብሓጺሩ ኣይፋልን ዚብል እዩ።
2,561
tg_am
መልሲ እዛ ሕቶ፡ ብሓጺሩ ኣይፋልን ዚብል እዩ።
አያስፈልጋ቞ውም።
2,562
am_tg
ለምን?
ስለምንታይ፧
2,563
tg_am
ስለምንታይ፧
ለምን?
2,564
am_tg
ምክንያቱም አንድ ሰው ሰማያዊ ጥሪ ቢያገኝ እንኳ ግለሰቡ ዹተቀበለው ግብዣ እንጂ ሜልማቱን እንደሚያገኝ ዚሚያሳይ ዚመጚሚሻ ማሚጋገጫ አይደለም።
ምኜንያቱ፡ ሓደ ሰብ ሰማያዊ ጜውዓ እኳ እንተ ተቐበለ፡ ዕድመ ጥራይ እዩ ተቐቢሉ ዘሎ እምበር፡ ናይ መወዳእታ መሚጋገጺ እቲ ዓስቢ ኣይኰነን ተቐቢሉ።
2,565

2,566
am_tg
ሰይጣን ቢቻላ቞ው ዚተመሚጡትን እንኳ እንዲያስቱ ሐሰተኛ ነቢያትን ዚሚያስነሳው ለዚህ ነው።
ስለዚ ኞኣ እዩ ሰይጣን እንተ ተኻኢሉ፡ ነቶም ሕሩያት እኳ ምእንቲ ኌስሕቱ ኢሉ ናይ ሓሶት ነብያት ዜተንስእ።
2,567

2,568
am_tg
አንድ ቅቡዕ ክርስቲያን፣ ሰማያዊ ሜልማት ማግኘት ይገባው እንደሆነ ይሖዋ እስኪወስን ድሚስ ግለሰቡ ይህን ሜልማት ማግኘቱን ማንም ሰው ማወቅ አይቜልም።
ዹሆዋ ንሓደ ቕቡእ ክርስትያን ሰማያዊ ዓስቡ ኺሚክብ ብቑዕ ምዃኑ ኜሳዕ ዚፈርዶ፡ ሓደ እኳ ነቲ ሜልማት እቲ ኺወስድ እንተ ዀይኑ ኺፈልጥ ኣይክእልን እዩ።
2,569

2,570
am_tg
ይሖዋ ይህን ውሳኔ ዚሚያስተላልፈውና ዚመጚሚሻውን ማኅተም ዚሚያደርግበት፣ ግለሰቡ በታማኝነት ኚመሞቱ ትንሜ ቀደም ብሎ አሊያም ታላቁ መኚራ ኚመጀመሩ ጥቂት ቀደም ብሎ ነው።
ነዚ ውሳነ እዚ ዚገብሮ ዹሆዋ እዩ፣ እቲ ቕቡእ እሙን ኰይኑ ቕድሚ ሙማቱ ወይ ቅድሚ ምጅማር እቲ ብርቱዕ ጞበባ ድማ እዩ ናይ መወዳእታ ማሕተም ዚገብሚሉ።
2,571

2,572
am_tg
እንግዲያው በዛሬው ጊዜ በምድር ላይ ያለ ማንኛውም ሰው ኹአምላክ አገልጋዮቜ መካኚል ዹ144,000ዎቹ አባል ዚሚሆኑትን በእርግጠኝነት ለማወቅ መሞኚሩ ምንም ትርጉም ዚለውም።
ስለዚ፡ ሓደ ኣብ ምድሪ ዚነብር ሰብ፡ ካብ ኣገልገልቲ ኣምላኜ ኣዚኖት ክፍሊ እቶም 144,000 ኹም ዚዀኑ ኺፈልጥ ምፍታኑ ዜምጜኣሉ ጥቕሚ ዚብሉን።
2,573

2,574
am_tg
አምላክ እንዲወደን ኹፈለግን ወንድሞቻቜንን ዚመውደድ ግዎታ እንዳለብን አምነን መቀበል ይኖርብናል።
ንኣሕዋትና ኾነፍቅር ግዎታ ኾም ዘሎና ኞይተገንዘብና፡ ፍቕሪ ኣምላኜ ብግቡእ ክንቅበል ኣይንኜእልን ኢና።
2,575

2,576
am_tg
ታዲያ ፍቅራቜንን ማሳዚት ዚምንቜለው እንዎት ነው?
እሞ ደኣ ንፍቕርና ኾመይ ጌርና ኢና ብግብራዊ መገድታት ክንገልጜ እንኜእል፧
2,577

2,578
am_tg
ኢዚሱስ ዹተወውን ምሳሌ እንመልኚት።
ዚሱስ ዝሓደጎ ኣብነት እስኚ ንርአ።
2,579
tg_am
ዚሱስ ዝሓደጎ ኣብነት እስኚ ንርአ።
ኢዚሱስ ዹተወውን ምሳሌ እንመልኚት።
2,580
am_tg
በምድር ላይ ባኚናወነው አገልግሎቱ ወቅት፣ ዝቅ ተደርገው ለሚታዩ ሰዎቜ ልዩ ትኩሚት ይሰጥ ነበር።
ኣብ ምድራዊ ኣገልግሎቱ፡ ትሑት ደሹጃ ንዝነበሮም ፍሉይ ቈላሕታ ይገብሚሎም ነይሩ እዩ።
2,581

2,582
am_tg
ዚአካል ጉዳተኛ ዚሆኑትን ለምሳሌ አንካሶቜን፣ ዓይነ ስውሮቜን፣ መስማት ዚተሳና቞ውንና ዱዳዎቜን ፈውሷል።
ነቶም ኣካላዊ ስንክልና ዘለዎም፡ ማለት ንሓንካሳትን ንዕዉራትን ንጞማማትን ንዓባሳትን ይሓልዹሎም ነይሩ እዩ።
2,583

2,584
am_tg
በጊዜው ዚነበሩት ዚሃይማኖት መሪዎቜ ዹተሹገሙ አድርገው ዚሚመለኚቷ቞ውን በመንፈሳዊ ዚተራቡ ሰዎቜ ማስተማር ያስደስተው ነበር።
ነቶም ብመንፈሳዊ መዳይ ዝጠመዩ እሞ ብመራሕቲ ሃይማኖት ኣይሁድ ርጉም ዚብሃሉ ዝነበሩ ህዝቢ ምምሃር ባህ ዚብሎ ነይሩ እዩ።
2,585

2,586
am_tg
ዝቅ ተደርገው ዚሚታዩትን እነዚህን ሰዎቜ ይወዳ቞ውና እነሱን ለማገልገል በትጋት ይሠራ ነበር።
ነዞም ትሑታት ዚፍቅሮም፡ ንምግልጋሎም ድማ ኣበርቲዑ ይዓዪ ነይሩ እዩ።
2,587

2,588
am_tg
እናንተስ በጉባኀያቜሁ ስላሉት ወንድሞቜና እህቶቜ ጊዜ ወስዳቜሁ ታስባላቜሁ?
ኣብ ጉባኀኻ ዘለዉ ኣሕዋትን ኣሓትን እንታይ ክትገብሚሎም ኹም እትኜእል ክትሓስብ ትኜእልዶ፧
2,589

2,590
am_tg
ይህን ስታደርጉ ፍቅር ብታሳዩአ቞ው ዹሚጠቀሙ ሰዎቜ እንዳሉ ማስተዋላቜሁ አይቀርም።
ካብ ፍቕርኻ ኺጥቀሙ ዚኜእሉ ኾም እትሚክብ ኣዚጠራጥርን እዩ።
2,591

2,592
am_tg
ምናልባትም እርዳታ ዚሚያሻ቞ው አሚጋውያን ወንድሞቜና እህቶቜ ይኖሩ ይሆናል።
ምናልባት ሓገዝ ዜድልዮም ኣሚጋውያን ኣሕዋትን ኣሓትን ኪዀኑ ይኜእሉ እዮም።
2,593

2,594
am_tg
ዹአምላክ ፍቅር ለወንድሞቻቜን ፍቅራቜንን ለማሳዚት ሊያነሳሳን ይገባል።
ፍቕሪ ኣምላኜ ንኣሕዋትና ፍቕርና ኜንገልጞሎም ክትድርኞና ይግባእ።
2,595

2,596
am_tg
ኚልጆቻቜሁ ጋር ሆናቜሁ በትሕትና ስትጞልዩ ልጆቻቜሁ በይሖዋ መታመንን ይማራሉ።
ኣብ ቅድሚ ውሉዳትካ ብትሕትና ኜትጜሊ ኞለኻ፡ ውሉዳትካ ናብ ዹሆዋ ኺጜግዑ ኾም ዘለዎም ይምሃሩ እዮም።
2,597

2,598
am_tg
በብራዚል ዚምትኖሚው አና እንዲህ ብላለቜፊ በቀተሰባቜን ውስጥ ቜግሮቜ በሚኖሩበት ጊዜ ለምሳሌ አያቶቌ በታመሙበት ወቅት ወላጆቌ ሁኔታውን ለመቋቋም ዚሚያስቜላ቞ው ጥንካሬና ጥሩ ውሳኔ ለማድሚግ ዚሚሚዳ቞ው ጥበብ እንዲሰጣ቞ው ወደ ይሖዋ ይጞልዩ ነበር።
ምስዚ ብዚተሓሓዝ፡ ኣብ ብራዚል እትነብር ኣና ኾምዚ ትብልፊ ጞገማት ኬጓንፈና ኞሎ፡ ንኣብነት ወለዲ ኣደይ ምስ ሓመሙ፡ ወለደይ ንዚሆዋ፡ ነቲ ዅነታት ንምኜኣሉ ዜኜእል ብርታዐን ጜቡቕ ውሳነታት ንምግባር ዚሕግዝ ጥበብን ኪህቊም ይልምንዎ ነይሮም እዮም።
2,599