Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
2,800
am_tg
እነዚህ መመሪያዎቜ ዚተሰጡት ለሁሉም ክርስቲያኖቜ ስለሆነ ተስፋ቞ው በሰማይ መኖርም ይሁን በምድር በዛሬው ጊዜ ያሉ ዹአምላክ አገልጋዮቜን በሙሉ ይመለኚታሉ።
እዚ መምርሒ እዚ ንዅሎም ክርስትያናት ዚምልኚት ስለ ዝዀነ፡ ሎሚ ዘለዉ ናይ ሓቂ ኣምለኜቲ ተስፋኊም ሰማያዊ ይኹን ምድራዊ ብዘዚገድስ፡ ነዚ ኣብ ግብሪ ኌውዕልዎ ኣለዎም።
2,801
tg_am

2,802
am_tg
እነዚህ ሐሳቊቜ ማርያም በመንፈስ መሪነት ዚተጻፉትን ቅዱሳን መጻሕፍት በሚገባ እንደምታውቅ ይጠቁማል።
እተን ቃላት እቲአን፡ ማርያም ንቕዱሳት ጜሑፋት ኣጞቢቓ ትፈልጊ ምንባራ ይሕብራ።
2,803

2,804
am_tg
ዚማርያም ሐሳብ፣ ዚነቢዩ ሳሙኀል እናት ዚሆነቜው ሐና ኚተናገሚቜው ነገር ጋር በተወሰነ መጠን ይመሳሰላል።
ቃላታ ነቲ ኣብ ጞሎት ሃና ኣደ ነብዪ ሳሙኀል ዝነበሹ ቓላት ዜቃልሕ እዩ ዚመስል።
2,805

2,806
am_tg
ማርያም 20 ጊዜ ያህል ኚቅዱሳን መጻሕፍት ጠቅሳ እንደተናገሚቜ ይገመታል።
ብመሰሚት ሓደ ኣቈጻጜራ፡ ማርያም ኣብ ዘሚባኣ ኣስታት 20 ሳዕ ካብ ቅዱሳት ጜሑፋት ጠቒሳ እያ።
2,807

2,808
am_tg
በግልጜ ማዚት እንደሚቻለው ስለ መንፈሳዊ ነገሮቜ መናገር ዚምትወድ ሎት ነበሚቜ።
እምበኣር፡ ብዛዕባ መንፈሳዊ ነገራት ኚይተሰኚፈት እትዛሚብ ሰበይቲ እያ ነይራ።
2,809

2,810
am_tg
ማርያም በልቧ ካስቀመጠቜው ውድ ሀብት ይኾውም ኚታላቁ ወዳጇ ኹይሖዋ አምላክ በተማሚቻ቞ው ውድ እውነቶቜ ኹተሞላው ጎተራ እያወጣቜ ዚተናገሚቜ ያህል ነው።
ካብቲ ኣብ ልባ ዝነበሹ ኻብ ዝዓበዹ ፈታዊኣ ዹሆዋ ኣምላኜ እተማህሚቶ ኜቡር መዝገብ ሓቅታት ብናጻ ትዛሚብ ነይራ እያ።
2,811

2,812
am_tg
እንደ ማርያም ሁሉ እኛም አንዳንድ ጊዜ ይሖዋ ዹሚሰጠን ኃላፊነት ኚባድ ሊመስለን ይቜላል።
ንሕና እውን ኹም ማርያም፡ ኣጞጋሚ ዚመስል ዕዮ ኻብ ዹሆዋ ይመጾና እዩ።
2,813

2,814
am_tg
ልክ እንደ እሷ፣ ይሖዋ ዹሚጠቅመንን ነገር እንደሚያደርግልን በመተማመን ዹሚሰጠንን ኃላፊነት በትሕትና እንቀበል።
ስለዚ፡ ኚምቲ ንሳ ዝገበሚቶ፡ ዹሆዋ ዚጠቕመና ነገር ኹም ዚገብሚልና ብምትእምማን፡ ኣብኡ ንወኚል።
2,815

2,816
am_tg
ስለ ይሖዋና ስለ ዓላማዎቹ ዹምንማሹውን ነገር በጥሞና በማዳመጥ፣ በመንፈሳዊ እውነቶቜ ላይ በማሰላሰል እንዲሁም ዹተማርናቾውን ነገሮቜ ለሌሎቜ በደስታ በማካፈል ማርያምን በእምነቷ መምሰል እንቜላለን።
ነቲ ብዛዕባ ዹሆዋን ዕላማኡን ዚውሃብ ትምህርቲ ተጠንቂቕና ብምስማዕ፡ ብዛዕባ መንፈሳዊ ሓቅታት ብምስትንታን፡ ብዛዕባ እተምሃርናዮ ድማ ተሓጒስና ንኻልኊት ብምንጋር፡ ኣስኣሰር እምነት ማርያም ክንስዕብ ንኜእል ኢና።
2,817

2,818
am_tg
አንድ ወዳጅህ ወይም ዚቀተሰብህ አባል በተናገሹው ተስፋ አስቆራጭ ነገር ስሜትህ ተደቁሶ አሊያም በኚባድ ሕመም እዚተሠቃዚህ ወይም ዚምትወደውን ሰው በሞት አጥተህ ኹሆነ ኢዮብ ኹተወው ምሳሌ ማጜናኛ ማግኘት ትቜላለህ።
ፈታዊኻ ወይ ኣባል ስድራ ቀትካ ዚደቍስ ቃላት እንተ ተዛሪቡካ፡ ኚቢድ ሕማም እንተ ሓሚምካ፡ ወይ ብሞት እትፈትዎ ሰብካ እንተ ሓዚንካ፡ በቲ እዮብ ዝሓደጎ ኣብነት ክትጞናናዕ ትኜእል ኢኻ።
2,819

2,820
am_tg
ኢዮብ መኚራ እንዲደርስበት ያደሚገው ማን መሆኑን ባያውቅም እንኳ ተስፋ አልቆሚጠም።
እዮብ ምንጪ ሜግራቱ ዘይፈልጥ እኳ እንተ ነበሚ፡ ተስፋ ግና ኣይቈሚጞን።
2,821

2,822
am_tg
እንዲጞና ዚሚዳው ምንድን ነው?
ስለምንታይ፧
2,823
tg_am
ስለምንታይ፧
እንዲጞና ዚሚዳው ምንድን ነው?
2,824
am_tg
አንደኛ ነገር አምላክን ዚሚፈራ ሰው ነበር።
ሓደ ዝሓገዞ ነገር፡ ንኣምላኜ ይፈርህ ስለ ዝነበሹ እዩ።
2,825
tg_am
ሓደ ዝሓገዞ ነገር፡ ንኣምላኜ ይፈርህ ስለ ዝነበሹ እዩ።
አንደኛ ነገር አምላክን ዚሚፈራ ሰው ነበር።
2,826
am_tg
ኢዮብ አመቺ በሆነ ወቅትም ሆነ በአስ቞ጋሪ ጊዜ ይሖዋን ለማስደሰት ቁርጥ ውሳኔ አድርጎ ነበር።
ብእዋን ራህዋን ብእዋን ጞበባን ንዹሆዋ ባህ ኬብሎ ቘሪጹ ነይሩ እዩ።
2,827

2,828
am_tg
በተጚማሪም ይሖዋ፣ በቅዱስ መንፈሱ አማካኝነት ባኚናወና቞ው አስደናቂ ነገሮቜ ላይ እንዲያሰላስል ኢዮብን ሚድቶታል።
ብዛዕባ እቲ ዹሆዋ ብመንፈስ ቅዱሱ ገይሩ ዝፈጾሞ ዜደንቕ ነገራት ኪሓስብ እውን ተሓጊዙ እዩ።
2,829

2,830
am_tg
ይህም መኚራዎቹን ይሖዋ በትክክለኛው ጊዜ እንደሚያስወግዳ቞ው ይበልጥ እንዲተማመን አድርጎታል።
ዹሆዋ ኣብ ግዜኡ ንፈተናታቱ መወዳእታ ኾም ዚገብሚሉ፡ እዮብ ብዝያዳ ምትእምማን ኣሕዲሩ እዩ።
2,831

2,832
am_tg
ደግሞም ዹሆነው ይህ ነው።
ብልክዕ ድማ ኚምኡ እዩ ዀይኑ።
2,833
tg_am
ብልክዕ ድማ ኚምኡ እዩ ዀይኑ።
ደግሞም ዹሆነው ይህ ነው።
2,834
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስ ይሖዋ በኢዮብ ላይ ዹደሹሰው መኚራ እንዲያበቃ አደሚገፀ ደግሞም ብልጜግናውን መለሰለት።
ብዛዕባኡ ኾምዚ ዚብል ነንብብፊ ዹሆዋ ንጞበባ እዮብ ኣርሓቖ፡ ንብልጜግናኡ እውን መለሶ።
2,835

2,836
am_tg
ይሖዋ ለኢዮብ ቀድሞ ዹነበሹውን እጥፍ አድርጎ ሰጠው ይላል።
ዹሆዋ ኞኣ ካብቲ ኣቐዲሙ ዝነበሮ፡ ዕጜፊ ገይሩ ሃቊ።
2,837
tg_am
ዹሆዋ ኞኣ ካብቲ ኣቐዲሙ ዝነበሮ፡ ዕጜፊ ገይሩ ሃቊ።
ይሖዋ ለኢዮብ ቀድሞ ዹነበሹውን እጥፍ አድርጎ ሰጠው ይላል።
2,838
am_tg
ኢዮብም ሾምግሎና ዕድሜ ጠግቩ ሞተ።
እዮብ ድማ ኣሪጉን ዕድመ ጞጊቡን ሞተ።
2,839
tg_am
እዮብ ድማ ኣሪጉን ዕድመ ጞጊቡን ሞተ።
ኢዮብም ሾምግሎና ዕድሜ ጠግቩ ሞተ።
2,840
am_tg
አደገኛ ሁኔታዎቜን አስቀድመን በማስተዋል ጠንቃቆቜ መሆናቜንን እናሳያለንፀ በእነዚህ ሁኔታዎቜ ውስጥ ዚገለልተኝነት አቋማቜንን በመጠበቅ ደግሞ ዚዋሆቜ መሆናቜንን እናሳያለን።
ኣቐዲምና ሓደጋታት ብምልላይ ጥንቁቓት ንኾውን ኢና፣ እቲ ሓደጋታት ኣብ መትኚልና ኌለማልመና ብዘይምፍቃድ ኚኣ ገርህታት ኮንና ኾም እንቕጜል ነርኢ ኢና።
2,841

2,842
am_tg
ፖለቲካዊ ጉዳዮቜ ሲነሱ ስለምንናገሚው ነገር ጠንቃቃ መሆን አለብን።
ፖለቲካዊ ጕዳያት ኪልዓል ኚሎ፡ ጥንቁቓት ክንኹውን ኣሎና።
2,843

2,844
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ ዹአምላክን መንግሥት ምሥራቜ ስንሰብክ ዚአንድን መሪ ወይም ዚፖለቲካ ፓርቲ ፖሊሲዎቜ፣ ኚማወደስም ሆነ ኹመንቀፍ መቆጠብ ይኖርብናል።
ንኣብነት፡ መልእኜቲ መንግስቲ ኣምላኜ ኚነብጜሕ ኚለና፡ ፖሊስታት ፖለቲካዊ ሰልፊ ወይ መራሒ ኜንውድስ ወይ ክንነቅፍ ኣይግባእን።
2,845

2,846
am_tg
ኚሰዎቜ ጋር ስንነጋገር ትኩሚት ማድሚግ ያለብን መሠሚታዊ በሆነው ቜግር ላይ እንጂ በማንኛውም ፖለቲካዊ መፍትሔ ላይ ሊሆን አይገባምፀ በዚህ መንገድ ዚሚያግባቡንን ነጥቊቜ ለማንሳት ጥሚት ማድሚግ አለብን።
ኣብ ፖለቲካዊ ፍታሕ ዘይኰነስ፡ ኣብ መሰሚታዊ ጾገም ብምትኳር ድማ ምስቲ ብዓል ቀት ሓባራዊ ባይታ ኞነንጜፍ ንፈትን።
2,847

2,848
am_tg
ኚዚያም ዹአምላክ መንግሥት ዹሰው ልጆቜ ያሉባ቞ውን ቜግሮቜ ለዘለቄታው ጠራርጎ ዚሚያስወግደው እንዎት እንደሆነ ኚመጜሐፍ ቅዱስ እናሳያ቞ው።
ድሕሪኡ፡ መንግስቲ ኣምላኜ ነቲ ጾገም እቲ ኾመይ ገይራ ምሉእ ብምሉእን ንሓዋሩን ኹም እትፈትሖ ነርእዮ።
2,849

2,850
am_tg
በውይይቱ መሃል፣ ተመሳሳይ ፆታ ባላ቞ው ሰዎቜ መካኚል ዹሚፈጾመውን ጋብቻ ወይም ፅንስ ማስወሚድን ዚመሳሰሉ አወዛጋቢ ጉዳዮቜ ኚተነሱ ዹአምላክ መሥፈርቶቜ ምን እንደሆኑ እናስሚዳ቞ውፀ እንዲሁም እነዚህን መሥፈርቶቜ በሕይወታቜን ተግባራዊ ለማድሚግ ዚምንጥሚው እንዎት እንደሆነ ልንገልጜላ቞ው ይገባል።
ኹም መርዓ ሕደ ጟታ ወይ ምንጻል ጥንሲ ዝኣመሰለ ተኣፋፊ ጕዳያት ምስ ዚልዓል፡ ንስርዓታት ኣምላኜ ንጣበቐሉ፡ ነዚ ኣብ ህይወትና ኾመይ ጌርና ኾም እንስዕቊ ድማ ነርኢ።
2,851

2,852
am_tg
ኚእነዚህ ርዕሰ ጉዳዮቜ ጋር በተያያዘ ዚዚትኛውንም ዚፖለቲካ ፓርቲ አቋም ደግፈን መናገር አይኖርብንም።
ኣብ መንጎ እቲ ምይይጥ፡ ኣብ ፖለቲካዊ መዳያት እቲ ጕዳይ ገለልተኛታት ንኹን።
2,853

2,854
am_tg
በተጚማሪም አንዳንድ ሕጎቜ ሊወጡ፣ ሊሻሩ ወይም ሊለወጡ እንደሚገባ ዚሚገልጜ ሐሳብ ቢሰነዘር እኛ ኚዚትኛውም ወገን ልንሆን አይገባምፀ ሌሎቜ ዚእኛን አመለካኚት እንዲቀበሉም ጫና አናሳድርም።
ኪወጜእ፡ ኪስሚዝ፡ ወይ ኪልወጥ ኣለዎ ብዛዕባ ዚብሃል ሕግታት፡ ሻራ ኣይንሕዝን ኢና፣ ካልኊት ምስ ኣሚኣእያና ኺሰማምዑ እውን ጞቕጢ ኣይንገብርን ኢና።
2,855

2,856
am_tg
አንድ ሜማግሌ ለአንድ ወንድም ሥልጠና ኚመጀመሩ በፊት ዘና ያለ ሁኔታ እንዲኖርና ኚእሱ ጋር ጥሩ ወዳጅነት ለመመሥሚት ጥሚት ማድሚግ ይኖርበታል።
ሓደ ስልጠና ዚህብ ሜማግለ፡ ምስልጣን ቅድሚ ምጅማሩ፡ ምስቲ ዜሰልጥኖ ሓው ጜቡቕ ሃዋህው ኪፈጥርን ዕርክነት ኪምስርትን ኣለዎ።
2,857

2,858
am_tg
ሜማግሌዎቜ ዚሚወስዷ቞ው እርምጃዎቜ እንደ አካባቢው ሁኔታና ባሕል ሊለያዩ ይቜላሉ።
ኵነታትን ልምድን ነፍሲ ወኹፍ ሃገር እተፈላለዚ ኪኞውን ስለ ዚኜእል፡ ሓደ ሜማግለ ኾምዚ ዝኣመሰለ ዚወስዶ ስጕምታት እውን ካብ ሃገር ናብ ሃገር ኪፈላለ ይኜእል እዩ።
2,859

2,860
am_tg
ይሁንና ዚምትኖሚው ዚትም ይሁን ዚት እንዲሁም ምንም ያህል ሥራ ዚሚበዛብህ ሜማግሌ ብትሆን ኚተማሪው ጋር ጊዜ ማሳለፍህ በእኔ ዘንድ ትልቅ ቊታ አለህ ዹሚል መልእክት ያስተላልፋል።
ይኹን እምበር፡ እትነብሚሉ ሃገር ብዘዚገድስ፡ ኹም ሜማግለ መጠን ስራሕ ዝበዝሓካ እኳ እንተ ዀነ፡ ንሓደ እተሰልጥኖ ሓው ግዜ ትምድበሉ እንተ ዄንካ፡ ንስኻ ንዓይ ብሓቂ እተገድስ ሰብ ኢኻ ትብሎ ኾም ዘለኻ እዩ ዚቝጞር።
2,861

2,862
am_tg
በዚትኛውም ዹዓለም ክፍል ዹሚገኝ ለመማር ፈቃደኛ ዹሆነ ተማሪ ይህን መልእክት በሚገባ እንደሚያስተውልና በጥልቅ እንደሚነካው ጥርጥር ዚለውም።
እዚ ብተግባር ዚመሓላለፍ መልእኜቲ ኞኣ፡ ኣብ ኵሉ ቊታ ዚነብሩ ፍቓደኛታት ሰልጠንቲ ብንጹር ዚርድእዎን ኣኜቢሮም ዚርእይዎን እዩ።
2,863

2,864
am_tg
አንድ አስተማሪ ውጀታማ ዚሚባለው ሌሎቜን ዹማሠልጠን ፍቅር ስላለው ብቻ ሳይሆን ለሚያሠለጥነው ሰው ጭምር ፍቅር ሲኖሚው ነው።
ሓደ ዕዉት ዚብሃል ኣሰልጣኒ፡ ንኻልኊት ምስልጣን ዚፈቱ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ነቲ ዜሰልጥኖ ሰብ ኬፍቅር ኹም ዘለዎ እውን ኣይትሚስዑ።
2,865

2,866
am_tg
ጋር አወዳድር።
—ምስ ኣሚኣኢ።
2,867
tg_am
—ምስ ኣሚኣኢ።
ጋር አወዳድር።
2,868
am_tg
አንድ አስተማሪ ለተማሪው ፍቅር ካለው ተማሪው ይህን በቀላሉ ሊያስተውል ይቜላልፀ እንዲሁም ለሥልጠናው ጥሩ ምላሜ እንዲሰጥ ያነሳሳዋል።
ሓደ ኣሰልጣኒ ኾምዚ ዓይነት ባህርይ እንተ ኣልይዎ፡ እቲ ሰልጣኒ ነዚ ቐልጢፉ ኬቕልበሉ እዩ፣ ነቲ ስልጠና ኣብ ዚቕበለሉ መገዲ እውን ዓብዪ ጜልዋ ኣለዎ።
2,869

2,870
am_tg
በመሆኑም ውድ ሜማግሌዎቜ፣ ሌሎቜን ስታሠለጥኑ አስተማሪ ብቻ ሳይሆን ጓደኛም ሁኗ቞ው።
ስለዚ፡ ኣቱም ፍቑራት ሜማግለታት፡ ስልጠና ኜትህቡ ኞለኹም፡ ኣሰልጠንቲ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኣዕሩኜ እውን ኩኑ።
2,871

2,872
am_tg
ይሖዋ ለበላይ ተመልካ቟ቜ ዹሚሆኑ ብቃቶቜ በዝርዝር እንዲሰፍሩ ማድሚጉ፣ ኃላፊነት ያላ቞ው ወንድሞቜ ላቅ ያሉ መሥፈርቶቜን እንዲያሟሉ ዹሚፈልግ መሆኑን ያሳያል።
ዹሆዋ ንሓለውቲ ዝርዝር ብቕዓታት ብምሃቡ፡ ነቶም ተሾይሞም ዜገልግሉ ልዑል መለክዒ ኾም ዘለዎ እዩ ገሊጹ።
2,873

2,874
am_tg
ይሖዋ፣ ሜማግሌዎቜ ጥሩ ምሳሌ እንዲሆኑ ይጠብቅባ቞ዋልፀ እንዲሁም በገዛ ልጁ ደም ዹዋጀውን ጉባኀ ዚሚይዙበትን መንገድ በተመለኹተ ይጠይቃ቞ዋል።
ጜቡቕ ኣብነት ኪዀኑ ይጜበዮም እዩ፣ በቲ ነታ ብደም ወዱ ዝዓደጋ ጉባኀ ዚሕዙሉ መገዲ ድማ ኣብ ቅድሚኡ ተሓተትቲ እዮም።
2,875

2,876
am_tg
አምላክ፣ በተሟሙት ዚበታቜ እሚኞቜ እንክብካቀ ሥር ሆነን ያለ ስጋት እንድንኖር ይፈልጋል።
ዹሆዋ ኣብ ትሕቲ ሓልዮት እቶም እተሞሙ ንኡሳን ጓሶት ድሕንነት ኪስምዓና ይደሊ እዩ።
2,877

2,878
am_tg
ኚእነዚህ ነጥቊቜ አንጻር፣ ክርስቲያን ሜማግሌዎቜ እንዲያሟሉ ዚሚጠበቁባ቞ው ቅዱስ ጜሑፋዊ ብቃቶቜ መኖራ቞ው ይሖዋ ምን ያህል በጥልቅ እንደሚያስብልን እንድንገነዘብ ያደርገናል።
በዚ ኣንፈት እዚ ኜንርእዮ ኞለና፡ እቲ ብዛዕባ ክርስትያን ሜማግለታት ዚገልጜ ቅዱስ ጜሑፋዊ ብቕዓታት፡ ዹሆዋ ብሓቂ ኾም ዚሓልዹልና ዚዘኻኜሚና።
2,879

2,880
am_tg
ለነገሩ በዚህ ጥቅስ ላይ ኚተዘሚዘሩት ብቃቶቜ መካኚል አብዛኞቹ፣ ይሖዋ ኹሁሉም ክርስቲያኖቜ ዚሚጠብቃ቞ው ስለሆኑ እያንዳንዱ ክርስቲያን ኹዚህ ጥቅስ ትምህርት ሊያገኝ ይቜላል።
ነፍሲ ወኹፍ ክርስትያን እውን እንተ ዀነ፡ ካብተን ኣብዘን ፍቕድታት እተዘርዘሚ ብቕዓታት ኪምሃር ይኜእል እዩ፣ ኚመይሲ፡ መብዛሕትኡ ኣብኡ ተዘርዚሩ ዘሎ ነጥብታት፡ ዹሆዋ ኻብ ኵሎም ክርስትያናት ዚደልዮ ነገር እዩ።
2,881

2,882
am_tg
ለምሳሌ፣ ሁላቜንም ምክንያታዊ ልንሆንና ጀናማ አስተሳሰብ ሊኖሹን ይገባል።
ንኣብነት፡ ኵላትና ልዙባትን ለባማትን ክንኹውን ኣሎና።
2,883

2,884
am_tg
ሜማግሌዎቜ ለመንጋው ምሳሌ ለመሆን ሲጥሩ እኛም ኚእነሱ ትምህርት ልንወስድና በእምነታ቞ው ልንመስላ቞ው ይገባል።
ሜማግለታት ነቲ መጓሰ ኣርኣያ ምስ ዚዀኑ፡ ንሕና ኻባታቶም ክንምሃርን ኣስኣሰር እምነቶም ክንስዕብን ንኜእል ኢና።
2,885

2,886
am_tg
በዚህ ጥቅስ ላይ ማሰላሰልህ ይሖዋ ስለ አንተ በግለሰብ ደሹጃ እንደሚያስብና እንደሚወድህ እንድትገነዘብ ሊያደርግህ ይቜላል።
ብዛዕባ እዛ ጥቕሲ እዚኣ እንተ ኣስተንቲንካ፡ ዹሆዋ ብደሚጃ ውልቀ ሰብ ኹም ዜፍቅሚካን ኹም ዚሓልዚልካን ንኜትግንዘብ ኪሕግዘካ ይኜእል እዩ።
2,887

2,888
am_tg
በይሖዋ ፊት ውድ እንደሆንክ እርግጠኛ ሁን።
ኣብ ቅድሚ ዹሆዋ ኜቡር ምዃንካ ተኣማመን።
2,889
tg_am
ኣብ ቅድሚ ዹሆዋ ኜቡር ምዃንካ ተኣማመን።
በይሖዋ ፊት ውድ እንደሆንክ እርግጠኛ ሁን።
2,890
am_tg
አምላክ እኛን ለማነጋገር በዋነኝነት ዹሚጠቀመው በመጜሐፍ ቅዱስ ስለሆነ ለቃሉ ጥልቅ አክብሮት ሊኖሹን ይገባል።
ኣምላኜ ብቐንዱ ብመጜሓፍ ቅዱስ ኣቢሉ ስለ ዚዛሚበና፡ ንቓል ኣምላኜ ኣኜቢርና ኜንርእዮ ኣሎና።
2,891

2,892
am_tg
ወላጆቜም ሆኑ ልጆቜ አንዳ቞ው ለሌላው ፍቅር እንዳላ቞ው እንዲሰማ቞ው እንዲሁም በመካኚላ቞ው ዹመተማመን ስሜት እንዲኖር፣ ትርጉም ያለውና ደግነት ዚሚንጞባሚቅበት ዚሐሳብ ልውውጥ ማድሚጋ቞ው ወሳኝ ነው።
ወለድን ውሉዳትን ትርጉም ብዘለዎን ርሕራሐ ብዚንጞባሚቖን መገዲ እሂን ምሂን ኪባሃሃሉ ኞለዉ፡ ነቲ ኣብ መንጎኩም ዘሎ ተኣማንነትን ፍቕርን እዮም ዜደልድልዎ።
2,893

2,894
am_tg
ኹይሖዋ ጋር በተያያዘስ ምን መጠበቅ ይኖርብናል?
ምስ ዹሆዋ ብዚተሓሓዝኚ እንታይ ኢና ኜንጜበ እንኜእል፧
2,895
tg_am
ምስ ዹሆዋ ብዚተሓሓዝኚ እንታይ ኢና ኜንጜበ እንኜእል፧
ኹይሖዋ ጋር በተያያዘስ ምን መጠበቅ ይኖርብናል?
2,896
am_tg
ይሖዋን አይተነውም ሆነ ድምፁን ሰምተን ባናውቅም እንኳ በመንፈስ መሪነት ባስጻፈው ቃሉ አማካኝነት ያነጋግሚናልፀ እኛም ልናዳምጠው ይገባል።
ብዓይንና እኳ እንተ ዘይሚኣናዮ፡ ንድምጹ ድማ ብኣእዛንና እኳ እንተ ዘይሰማዕናዮ፡ በቲ መንፈሱ ዝነፈሶ ቓሉ ኣቢሉ ብምሳልያዊ መገዲ ይዛሹበና እዩ፣ ስለዚ፡ ክንሰምዖ ኣሎና።
2,897

2,898
am_tg
ራሳቜንን ለእሱ ዹወሰንን ሕዝቊቹ በመሆናቜን ይሖዋ ሊመራን እንዲሁም ኚጉዳት ሊጠብቀን ይፈልጋል።
ዚሆዋ፡ ርእስና ዝወፈና ህዝቡ ስለ ዝዀንና፡ ኪመርሓናን ካብ ጕድኣት ኬዕቍበናን ይደሊ እዩ።
2,899