Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
3,000
am_tg
ልበ ንጹሕ መሆን ዚምንቜለው እንዎት ነው?
እሞኞ ኾመይ ኢልና ኢና ጜሩይ ዝልቩም እንኞውን፧
3,001
tg_am
እሞኞ ኾመይ ኢልና ኢና ጜሩይ ዝልቩም እንኞውን፧
ልበ ንጹሕ መሆን ዚምንቜለው እንዎት ነው?
3,002
am_tg
ውስጣቜንን ንጹሕ በማድሚግና ማንኛውንም መጥፎ ምግባር በማስወገድ ነው።
ብውሜጥና ጜሩያት ክንኹውንን ክፉእ ምግባር ክንሓድግን ኣሎና።
3,003

3,004
am_tg
መንፈሳዊነታቜን ይበልጥ እዚተጠናኚሚ ሲሄድና ትክክለኛ ምግባር ስናሳይ አምላክን ማዚት ኚሚቜሉ ሰዎቜ መካኚል እንሆናለን።
ብመንፈሳዊ መዳይ እናደልደልናን ቅኑዕ ኣካይዳ እናሰዓብናን ምስ ኚድና፡ ምስቶም ንኣምላኜ ኪርእይዎ ዚኜእሉ ኜንጜብጞብ ንኜእል ኢና።
3,005

3,006
am_tg
ጎጥሮስ በውኃው ላይ ሲራመድ በዙሪያው ዹነበሹው ነፋስና ማዕበል ክርስቲያኖቜ ኚሚያጋጥሟ቞ው ፈተናዎቜና መኚራዎቜ ጋር ሊመሳሰል ይቜላል።
እቲ ጎጥሮስ ብማዚ ማይ ኪኞይድ ኹሎ ኞቢብዎ ዝነበሹ ንፋስን ማዕበልን፡ ህይወትና ንኣምላኜ ወፊና ኣብ እንነብሮ ናብራ ምስ ዜጋጥመና ጞገማትን ፈተናታትን ኪመሳሰል ይኜእል እዩ።
3,007

3,008
am_tg
ፈተናውና መኚራው እጅግ ኚባድ ቢሆንም እንኳ በይሖዋ እርዳታ ጾንተን መቆም እንቜላለን።
እዚ ኞቢድ ኣብ ዚዀነሉ መዳይ እኳ፡ ብደገፍ ዹሆዋ ኜንጞንዕ ንኜእል ኢና።
3,009

3,010
am_tg
ጎጥሮስ መስመጥ ዹጀመሹው ኹኃይለኛ ነፋሱ ወይም ሞገዱ ዚተነሳ አለመሆኑን አስታውስ።
ጎጥሮስ ብሰንኪ ሓያል ንፋስ ወይ ብሰንኪ ብርቱዕ ማዕበል ኹም ዘይጠሓለ ኣይንሚስዕ።
3,011

3,012
am_tg
ዹተኹሰተውን ሁኔታ በቅደም ተኹተል ለማሰብ ሞክርፀ ጎጥሮስ አውሎ ነፋሱን ሲያይ ፈራ።
ነቲ ዘጋጠመ ነገር ምልስ ኢልና ምስ እንርእዮ፡ ህቊብላ ንፋስ ምስ ሚኣዚ ግና፡ ፈርሀ ዚብል ኢና እንሚክብ።
3,013

3,014
am_tg
ጎጥሮስ ትኩሚቱን በኢዚሱስ ላይ ማድሚግ ባቃተው ጊዜ እምነቱ ተናወጠ።
ጎጥሮስ ነቲ ኣብ ዚሱስ ዝነበሮ ኣትኵሮ ስለ ዘጥፍአ እዩ እምነቱ ተነቓኒቓ።
3,015

3,016
am_tg
እኛም አውሎ ነፋሱን ማዚት ኹጀመርን በሌላ አባባል በማዕበሉ ኃይለኝነት ላይ ካተኮርንና ይሖዋ እንደሚደግፈን ኚተጠራጠርን መስመጥ ልንጀምር እንቜላለን።
ንሕና እውን ብምሳልያዊ መገዲ ህቊብላ ንፋስ እንተ ርኢና፡ ማለት ኣብ ብርታዐኡ እንተ ኣተኲርናን ዹሆዋ ኾም ዚድግፈና እንተ ተጠራጢርናን፡ ክንጥሕል ንጅምር ኢና።
3,017

3,018
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስ ዚእምነት መዳኚምን ወይም እምነት ማጣትን በቀላሉ ተብትቊ ዹሚይዘን ኃጢአት ብሎ ይጠራዋልፀ ይህም እምነታቜንን ሊያዳክም ዚሚቜልን ዚትኛውንም ሁኔታ አቅልለን ማዚት እንደሌለብን ያስገነዝበናል።
ምድካም እምነት ወይ ምጥፋእ እምነት፡ ኣብ መጜሓፍ ቅዱስ ብቐሊሉ ዚሓላልኾና ሓጢኣት ተባሂሉ ተገሊጹ ስለ ዘሎ፡ እምነትና ኞይትጐድል ኬተሓሳስበና ኣለዎ።
3,019

3,020
am_tg
ጎጥሮስ ኚደሚሰበት ሁኔታ ማዚት እንደሚቻለው ትኩሚታቜን በተሳሳተ ነገር ላይ ካሚፈ እምነታቜን በቀላሉ ሊዳኚም ይቜላል።
ንጎጥሮስ ዘጋጠሞ ተመክሮ ኾም ዚሕብሮ፡ ኣብ ግጉይ ነገራት እንተ ኣተኲርና እምነትና ቐልጢፋ ኜትደክም ትኜእል እያ።
3,021

3,022
am_tg
ዚኢዚሱስ ደቀ መዛሙርት ኚመካኚላ቞ው ማን ታላቅ እንደሆነ በተደጋጋሚ ይኚራኚሩ ዹነበሹ ቢሆንም ኢዚሱስ ተስፋ አልቆሚጠባ቞ውም።
ደቀ መዛሙርቲ ዚሱስ መኖም ኹም ዚዓቢ ብተደጋጋሚ ይካትዑ እኳ እንተ ነበሩ፡ ዚሱስ ግና ብኣታቶም ተስፋ ኣይቈሚጞን።
3,023

3,024
am_tg
ዚሰጣ቞ውን ምክር እንዳልሠሩበት ሲያይም ሁኔታውን በ቞ልታ አላለፈውም።
ምኜሩ ኣብ ዘይሰምዑሉ እዋን ድማ ነዚ ነገር እዚ ዕሜሜ ኣይበሎን።
3,025

3,026
am_tg
ኢዚሱስ አመቺ ጊዜና ቊታ መርጩ በፍቅርና በደግነት እርማት ሰጥቷ቞ዋል።
ዚግዳስ፡ ኣብ ምሹእ ግዜን ቊታን፡ ብፍቕርን ብልእመትን ገሲጜዎም እዩ።
3,027

3,028
am_tg
እናንተም ለልጆቻቜሁ ተግሣጜ በመስጠት እንደምትወዷ቞ው አሳዩአ቞ው።
ንውሉዳትካ ብምግሳጜ ፍቕርኻ ኣርእዮም።
3,029

3,030
am_tg
አንዳንድ ጊዜ፣ አንድ ድርጊት ትክክል ወይም ስህተት ዚሆነበትን ምክንያት ማስሚዳቱ ብቻ በቂ ሊሆን ይቜላል።
ሓድሓደ ግዜ፡ ሓደ ተግባር ስለምንታይ ቅኑዕ ወይ ጌጋ ኾም ዝዀነ ምግላጜ ጥራይ እኹል እዩ።
3,031

3,032
am_tg
በእርግጥ ልጆቻቜሁ ዚነገራቜኋ቞ውን ተግባራዊ ሳያደርጉ ዚሚቀሩበት ጊዜ ይኖራል።
ሓድሓደ ግዜ ግና፡ ቈልዓ ነቲ እትብሎ ኣብ ግብሪ ኣዚውዕሎን ይኞውን።
3,033

3,034
am_tg
እንዲህ ዓይነት ሁኔታ ሲያጋጥማቜሁ ዚኢዚሱስን ምሳሌ ተኚተሉ።
ኚምኡ ኌጋጥመካ ኞሎ፡ ንዚሱስ ምሰሎ።
3,035
tg_am
ኚምኡ ኌጋጥመካ ኞሎ፡ ንዚሱስ ምሰሎ።
እንዲህ ዓይነት ሁኔታ ሲያጋጥማቜሁ ዚኢዚሱስን ምሳሌ ተኚተሉ።
3,036
am_tg
ተስማሚ ጊዜና ቊታ መርጣቜሁ ልጆቻቜሁን ገሥጿ቞ውፀ ይህን ዚምታደርጉት በፍቅር፣ በደግነት ብሎም በትዕግሥት መመሪያ፣ ሥልጠናና እርማት በመስጠት ነው።
ኣብ ግቡእ ግዜን ቊታን ንውሉድካ ብትዕግስቲ እናመራሕካን እናኣሰልጠንካን እናኣሚምካን ብፍቕርን ብልእመትን ገስጟ።
3,037

3,038
am_tg
በደቡብ አፍሪካ ዚምትኖር ኢሌን ዚተባለቜ እህት ወላጆቌ በቁጣ ወይም ምክንያቱን ሳያስሚዱኝ ተግሣጜ ሰጥተውኝ አያውቁም ብላለቜ።
ብዛዕባ እዚ ኢሌን ዝስማ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ እትነብር ሓብቲ ኾምዚ ትብልፊ ወለደይ ብቝጥዓ ወይ ስለምንታይ ኹም እተገሰጜኩ ኞይገለጹ ፈጺሞም ኣይግስጹንን እዮም ነይሮም።
3,039

3,040
am_tg
ይህም ሳልፈራ ተሚጋግቌ እንድኖር አድርጎኛል።
ኹም ውጜኢቱ ኞኣ፡ ኚይተሞቝሚርኩ እነብር ነይሚ።
3,041
tg_am
ኹም ውጜኢቱ ኞኣ፡ ኚይተሞቝሚርኩ እነብር ነይሚ።
ይህም ሳልፈራ ተሚጋግቌ እንድኖር አድርጎኛል።
3,042
am_tg
ማለፍ ዚሌለብኝ ገደብ ምን እንደሆነ እንዲሁም ኚእኔ ምን እንደሚጠበቅ አውቃለሁ።
ደሹተይ ድማ እፈልጥ ነይሚ፣ እንታይ ትጜቢት ኹም ዚግበሹለይ እውን ይርድኣኒ ነይሩ።
3,043

3,044
am_tg
ዹይሖዋ ምሥክሮቜን ዹሚደግፉም ሆነ አምርሹው ዹሚቃወሙ ሰዎቜ ሊክዱ ዚማይቜሉት አንድ ሐቅ አለፀ ይኾውም ዹይሖዋ ምሥክሮቜ በስብኚቱ ሥራ቞ው በቡድን ደሹጃ በስፋት ዚታወቁ መሆናቾው ነው።
ሰባት ምሳና ይሰማምዑ ወይ ኣበርቲዖም ይጻሚሩና ይዀኑ፣ ናይ ዹሆዋ መሰኻኜር ብንጥፈታት ስብኚቶም ኣጞቢቖም ኹም ዚፍለጡ ዚኜሕዱ ግና ብዙሓት ኣይኰኑን።
3,045

3,046
am_tg
በምናምንባ቞ው ነገሮቜ ባይስማሙም በምናኹናውነው ሥራ እንደሚያኚብሩን ዚሚናገሩ ሰዎቜ በአገልግሎት ላይ አጋጥመውህ ያውቁ ይሆናል።
ምስ እምነታትና ኾም ዘይሰማምዑ፡ ግናኾ ንዕዮና ኣኜቢሮም ኹም ዚርእይዎ ዚገልጹ ሰባት ኣብ ኣገልግሎት ኣጓኒፎምኻ ይዀኑ።
3,047

3,048
am_tg
ኢዚሱስ ዚመንግሥቱ ምሥራቜ በመላው ምድር እንደሚሰበክ አስቀድሞ እንደተናገሚ እናውቃለን።
ኹም እንፈልጊ፡ ብስራት መንግስቲ ኣምላኜ ኣብ ኵላ ዓለም ኪስበኜ ምዃኑ ዚሱስ ተነብዩ ነይሩ እዩ።
3,049

3,050
am_tg
ወንጌሉን ወይም ምሥራቹን እዚሰበኩ እንዳሉ ዹሚሰማቾው በርካታ ሃይማኖታዊ ቡድኖቜ አሉ።
ሓያሎ ጕጅለታት ሃይማኖት፡ ወንጌል ወይ ብስራት ንሰብኜ ኢና ይብሉ እዮም።
3,051

3,052
am_tg
አብዛኛውን ጊዜ ግን ዚሚያኚናውኑት ዚስብኚት ሥራ ስለ ራሳ቞ው ተሞክሮ ምሥክርነት ኚመስጠት፣ በቀተ ክርስቲያን ውስጥ ኚመስበክ አሊያም በመገናኛ ብዙኃን ይኾውም በ቎ሌቪዥን ወይም በኢንተርኔት አማካኝነት ፕሮግራም ኚማቅሚብ ያለፈ አይደለም።
ጻዕርታቶም ግና ኣብ ቀተ ክርስትያን፡ ኣብ ተለቪዥን፡ ወይ ኣብ ኢንተርነት ኣብ ዚህብዎ ስብኚት፡ ወይ ድማ ብዛዕባ ዚሱስ ኹመይ ገይሮም ኹም ዝፈለጡ ንኻልኊት ኣብ ምንጋር እተሓጜሚ እዩ።
3,053

3,054
am_tg
ሌሎቜ ደግሞ ዚሚያኚናውኗ቞ውን ዹበጎ አድራጎት ሥራዎቜ አሊያም በሕክምና እና በትምህርት መስኮቜ ዚሚያደርጉትን እርዳታ ይጠቅሳሉ።
ገሊኩም ኚኣ ኣብ ግብሚ ሰናያዊ ንጥፈታቶም ወይ ኣብ ዓውድታት ሕክምናን ትምህርትን ዚገብርዎ ጻዕርታት ኹም ስብኚት ገይሮም ይርእይዎ እዮም።
3,055

3,056
am_tg
ጜናት ዚሚፈጜመው ሥራ ምንድን ነው?
ተጻዋርነት እንታይ ዕዮ እያ እትፍጜም፧
3,057
tg_am
ተጻዋርነት እንታይ ዕዮ እያ እትፍጜም፧
ጜናት ዚሚፈጜመው ሥራ ምንድን ነው?
3,058
am_tg
ጜናት በሁሉም ሚገድ ምንም ዚማይጎድለን ፍጹማንና እንኚን ዚለሜ እንድንሆን ይሚዳናል።
ብሓንቲ እኳ ኾይጐደልና ፍጹማትን ምሉእ ብምሉእ ጥዑያትን ክንኹውን እያ እትሕግዘና።
3,059

3,060
am_tg
አብዛኛውን ጊዜ ፈተናዎቜ፣ ምን ድክመት እንዳለብን እንዲሁም ልናሻሜላ቞ው ዚሚገቡን ባሕርያት ዚትኞቹ እንደሆኑ እንድንገነዘብ ያደርጋሉ።
ብዙሕ ግዜ፡ ፈተናታት ድኜመታትና፡ ማለት ኚነጜርዮ ዘሎና ባህርያትና እዩ ዜቃልዕ።
3,061

3,062
am_tg
ዚሚደርሱብንን ፈተናዎቜ በጜናት ዚምንወጣ ኹሆነ ክርስቲያናዊ ባሕርያትን ይበልጥ በተሟላ መንገድ ማዳበር እንቜላለን።
ነቲ ፈተናታት እቲ እንተ ተጻዊርና፡ ክርስትያናዊ ባህርያትና ፍጹም ወይ ጥዑይ እዩ ዚኞውን።
3,063

3,064
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ ይበልጥ ታጋሟቜ፣ አድናቂዎቜና ሩኅሩኆቜ እንድንሆን ሊሚዱን ይቜላሉ።
ንኣብነት፡ ብዝያዳ ዓቃላትን መማሰውትን ርሕሩሓትን ክንኹውን ንኜእል ኢና።
3,065

3,066
am_tg
ጜናት ጥሩ ክርስቲያኖቜ እንድንሆን በመቅሚጜ ሚገድ አስፈላጊ ዹሆነ ሥራ ይፈጜማልፀ በመሆኑም ዚሚደርሱብንን ፈተናዎቜ ለማስቆም ስንል ቅዱስ ጜሑፋዊ መሠሚታዊ ሥርዓቶቜን ኚመጣስ ልንቆጠብ ይገባል።
ተጻዋርነት ኹም ክርስትያን መጠን ብምቕራጜ ኣገዳሲ ዕዮ ስለ እትፍጜም፡ ፈተናታት ኬጋጥመካ ኾሎ ኣብ ቅዱስ ጜሑፋዊ ስርዓታት ኣይትለማለም።
3,067

3,068
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ ርኩስ ዹሆኑ ሐሳቊቜ ወደ አእምሮህ እዚመጡ ቢያስ቞ግሩህ ምን ታደርጋለህ?
ንኣብነት፡ ምስ ርኹስ ሓሳባት ትቃለስ እንተ ኣለኻ፡ እንታይ ኢኻ ኜትገብር ዚግባእ፧
3,069

3,070
am_tg
በፈተናው ኹመሾነፍ ይልቅ እነዚህን ምኞቶቜ ለማስወገድ እንዲሚዳህ ወደ ይሖዋ ጞልይ።
በቲ ፈተና ኣብ ክንዲ እትስነፍ፡ ነቲ ትምኒት እቲ ብጞሎት ንጞጎ።
3,071

3,072
am_tg
እንዲህ በማድሚግ፣ ራስን ዚመግዛት ባሕርይ ታዳብራለህ።
በዚ ኞምዚ፡ ርእሰ ግትኣት ኚተማዕብል ኢኻ።
3,073
tg_am
በዚ ኞምዚ፡ ርእሰ ግትኣት ኚተማዕብል ኢኻ።
እንዲህ በማድሚግ፣ ራስን ዚመግዛት ባሕርይ ታዳብራለህ።
3,074
am_tg
ኚማያምን ዚቀተሰብህ አባል ተቃውሞ እዚደሚሰብህ ነው?
ካብ ዘይኣምን ኣባል ስድራ ቀትካ ምጜራር ዚጋጥመካ ኣሎዶ፧
3,075
tg_am
ካብ ዘይኣምን ኣባል ስድራ ቀትካ ምጜራር ዚጋጥመካ ኣሎዶ፧
ኚማያምን ዚቀተሰብህ አባል ተቃውሞ እዚደሚሰብህ ነው?
3,076
am_tg
በተጜዕኖው ኹመሾነፍ ይልቅ በሙሉ ልብህ ይሖዋን ማምለክህን ለመቀጠል ቁርጥ ውሳኔ አድርግ።
በቲ ጞቕጢ ኣብ ክንዲ እትምብርኚኜ፡ ነቲ ብምሉእ ልብኻ እተቕርቊ ኣምልኟ ንምቕጻል ቈራጜነት ግበር።
3,077

3,078
am_tg
ዹአምላክን ሞገስ ለማግኘት፣ መጜናት እንዳለብን አስታውስ።
እምበኣር፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኜ እተፈተነ ብቕዓት ንምርካብ፡ ክንጻወር ኣሎና።
3,079

3,080
am_tg
ስለ ዘር፣ ባሕል ወይም አገር ተገቢ ያልሆነ ኩራት ማዳበር ይሖዋ ለሰብዓዊ አገዛዝና ለሰው ዘር ካለው አመለካኚት ጋር እንደሚጋጭ እናውቃለን።
ብቐቢላኻ፡ ብባህልኻ፡ ወይ ብህዝብኻ እምብዛ ምሕባን ወይ ምዅራዕ፡ ምስቲ ዹሆዋ ብዛዕባ ግዝኣት ሰብን ደቂ ሰብ ብሓፈሻን ዘለዎ ኣሚኣእያ ኌጋጭወና ይኜእል እዩ።
3,081

3,082
am_tg
እርግጥ ነው፣ አምላክ ያደግንበትን ባሕል እንድንተው አይጠብቅብንም።
ልክዕ እዩ፡ ኣምላኜ ንባህልና ኜንጞልኊ ኣይደልዚናን እዩ።
3,083

3,084
am_tg
እንዲያውም ዚተለያዩ ባሕሎቜ መኖራ቞ው በሰብዓዊው ቀተሰብ መካኚል ያለውን አስደናቂ ልዩነት ያጎላል።
እኳ ደኣስ፡ በቲ በበይኑ ዝዓይነቱ ባህሊ ባህ ኪብለና ይኜእል እዩ።
3,085

3,086
am_tg
ያም ቢሆን በአምላክ ዓይን ሁሉም ሰው እኩል መሆኑን ማስታወስ ይገባናል።
ኰይኑ ግና፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኜ ኵሉ ሰብ ማዕሹ ምዃኑ ኜንዝክር ኣሎና።
3,087

3,088
am_tg
ኚትውልድ ቊታቜን ጋር በተያያዘ ተገቢ ያልሆነ ኩራት ማዳበር ብሔራዊ ስሜት እንዲያድርብን ያደርጋልፀ ይህ ደግሞ አቋማቜንን ወደማላላት ሊመራን ይቜላል።
ብመበቈልና እምብዛ ምሕባን ጠንቂ ሃገራውነት እዩ፣ እዚ ኞኣ ኣብ ገለልትነትና ኾም እንለማለም ዚገብሚና ቐዳማይ ስጕምቲ ኪኞውን ይኜእል እዩ።
3,089

3,090
am_tg
ክርስቲያኖቜም ቢሆን እንዲህ ዓይነት ኩራት ወጥመድ ሊሆንባ቞ው ይቜላልፀ በመጀመሪያው መቶ ዘመን ዹነበሹው ጉባኀ አንዳንድ አባላት እንኳ ኚእነሱ ዹተለዹ ዜግነት ባላ቞ው ወንድሞቻ቞ው ላይ አድልዎ ፈጜመዋል።
ክርስትያናት ብኞምዚ ዝበለ ሓበን ኪጜለዉ ዘይክእሉ ኣይኰኑን፣ ገሊኩም ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ክርስትያናት እውን እንተ ዀኑ ኣብ መንጎ ኣሕዋቶም ሌላን ጕሌላን ገይሮም እዮም።
3,091

3,092
am_tg
ተገቢ ያልሆነ ኩራት በልባቜን ውስጥ እያቆጠቆጠ መሆኑን እንዎት ማወቅ እንቜላለን?
ዘይግቡእ ሓበን ኣባና ሱር ይሰድድ ምህላዉ ኾመይ ጌርና ኜንፈልጥ ንኜእል፧
3,093

3,094
am_tg
ለምሳሌ ዹሌላ አገር ዜጋ ዹሆነ ክርስቲያን አንድ ሐሳብ አቀሹበልን እንበል።
ወዲ ኻልእ ዓዲ ዝዀነ ክርስትያን ሓሳብ ሂቡካ ንበል።
3,095

3,096
am_tg
እኛ ነገሮቜን ዚምናኚናውንበት መንገድ ዚተሻለ ነው በማለት ሐሳቡን ወዲያውኑ ውድቅ እናደርገዋለን?
ኣብዚ ብዝሓሞ መገዲ ኢና እንገብሮ ኢልካ ንሓሳቡ ብኡብኡ ትነጜጎ ዲኻ፧
3,097

3,098
am_tg
ዚተሻለው አካሄድ ሁላቜንም በዛሬው ዚዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን በመንፈስ መሪነት ዹተሰጠ ምክር ተግባራዊ ማድሚጋቜን ነው።
ኣብ ክንዳኡስ፡ ነቲ፡ ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕሲ ዘሎ ቕዱስ ጜሑፋዊ ምኜሪ ኾነውዕሎ ኣሎና።
3,099