Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
3,100
am_tg
ለወጣቶቜ በሚዘጋጁ ጜሑፎቜ ላይ ዚሚጠቀሱት አብዛኞቹ ቜግሮቜ ሌሎቻቜንንም ያጋጥሙናል።
ሓያሎ ኻብቲ ንመንእሰያት ኣብ ዚወጜእ ሕታማትና ተጠቒሱ ዚርኚብ ጞገማት፡ ንዓታቶም ጥራይ ዚምልኚት ኣይኰነን።
3,101
tg_am

3,102
am_tg
ሁላቜንም ለእምነታቜን ጥብቅና መቆም፣ ስሜታቜንን መቆጣጠር፣ ጎጂ ዹሆነ ዚእኩዮቜ ተጜዕኖን መቋቋም እንዲሁም ኚመጥፎ ጓደኛና መዝናኛ መራቅ ይኖርብናል።
ኵላትና ንእምነትና ኜንጣበቕ፡ ስምዒታትና ኜንቈጻጞር፡ ምስ ጐዳኢ ጞቕጢ መዛኑ ኜንቃለስ፡ ካብ ሕማቕ ዕርክነትን መዘናግዕን ኚኣ ክንርሕቕ ዚድልዚና እዩ።
3,103

3,104
am_tg
እነዚህና ሌሎቜ በርካታ ርዕሰ ጉዳዮቜ ለወጣቶቜ በተዘጋጁት ጜሑፎቜ ላይ ተብራርተዋል።
እዚ ነጥብታት እዝን ሓያሎ ኻልእን ኣብቲ ንመንእሰያት እተዳለወ ጜሑፋት ተገሊጹ ኣሎ።
3,105

3,106
am_tg
በዕድሜ ኹፍ ያሉ ክርስቲያኖቜ፣ ለወጣቶቜ ዹተዘጋጁ ጜሑፎቜ ለእነሱ እንደማይመጥኑ ሊሰማቾው ይገባል?
ብዕድመ ዓበይቲ ዝዀኑ ክርስትያናት ነቲ ንመንእሰያት እተዳለወ ጜሑፋት ምንባብ ዜትሕቶም ኰይኑ ኺስምዖምዶ ይግባእ፧
3,107

3,108
am_tg
በፍጹም! ትምህርቱ ዹተዘጋጀው ወጣቶቜን በሚማርክ መልኩ ቢሆንም ምክሩ ዹተመሠሹተው ጊዜ በማይሜራ቞ው ዚመጜሐፍ ቅዱስ መሠሚታዊ ሥርዓቶቜ ላይ ነውፀ ስለዚህ ሁላቜንም ኹዚህ መንፈሳዊ ዝግጅት ጥቅም ማግኘት እንቜላለን።
ኣይፋልን! እቲ ጜሑፍ ንመንእሰያት ብዚማርኜ መገዲ እኳ እንተ ቐሚበ፡ እቲ ኣብኡ ዚርኚብ ሓበሬታ ግና ኣብቲ ግዜ ዘይሓልፎ ቕዱስ ጜሑፋዊ ስርዓታት እተመስሚተ ብምዃኑ፡ ኵላትና ኻብቲ መንፈሳዊ መሰናድዎታት እቲ ኜንጥቀም ንኜእል ኢና።
3,109

3,110
am_tg
ጜሑፎቻቜን ወጣቶቜ ዚሚያጋጥሟ቞ውን ቜግሮቜ እንዲቋቋሙ ዚሚያግዟ቞ው ኹመሆኑም ሌላ መንፈሳዊ እድገት እንዲያደርጉና ወደ ይሖዋ እንዲቀርቡ ይሚዷ቞ዋል።
ጜሑፋትና ንመንእሰያት፡ ጞገማት ኪሰግሩ ኣብ ርእሲ ምሕጋዙ፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ኪዓብዩን ንዹሆዋ ኪቐርብዎን ይሕግዞም እዩ።
3,111

3,112
am_tg
በዕድሜ ኹፍ ያሉ ክርስቲያኖቜም በዚህ ሚገድ ጥቅም ማግኘት ይቜላሉ።
ካብዚ እውን ብዕድመ ዓበይቲ ዝዀኑ ክርስትያናት ኪጥቀሙ ይኜእሉ እዮም።
3,113

3,114
am_tg
አምላካቜን ይሖዋ አንድ ይሖዋ ነው።
ዹሆዋ ኣምላኜና ሓደ ዹሆዋ እዩ።
3,115
tg_am
ዹሆዋ ኣምላኜና ሓደ ዹሆዋ እዩ።
አምላካቜን ይሖዋ አንድ ይሖዋ ነው።
3,116
am_tg
ይህ ትልቅ ትርጉም ያዘለ ጥቅስ ነው! ይህ ሐሳብ እስራኀላውያን ወደ ተስፋይቱ ምድር ሲገቡና ምድሪቱን ሲቆጣጠሩ ያጋጠሟ቞ውን ተፈታታኝ ሁኔታዎቜ ለመቋቋም ዚሚያስቜል ብርታት ሰጥቷ቞ዋል።
እዝስ ኣዚ ኾመይ ዝበለ ሓያል ቃላት ኰን እዩ! እዚ መዘኻኞሪ እዚ፡ ንእስራኀላውያን ናብ ምድሪ ተስፋ ንምእታው ኪቀራሚቡ ኾለዉ ኣብ ቅድሚኊም ንዝነበሹ ብድሆታት ኪገጥምዎ ኣዕጢቕዎም እዩ።
3,117

3,118
am_tg
እኛም ይህን ጥቅስ ልብ ማለታቜን፣ ኚፊታቜን ዚሚጠብቀንን ታላቅ መኚራ ለማለፍ ዚሚያስቜል ብርታት እንድናገኝና ገነት በምትሆነው ምድር ላይ ለሚኖሹው ሰላምና አንድነት አስተዋጜኊ እንድናደርግ ይሚዳናል።
ንሕና እውን ነዘን ቃላት እዚአን ኣብ ልብና እንተ ኣሕዲርናዚን ነቲ ኣብ ቅድሜና ዘሎ ብርቱዕ ጞበባ ኜንሰግሮን ኣብታ ስዒባ እትመጜእ ገነት ኚኣ እጃምና ኞነበርክትን ኬዕጥቓና እዚን።
3,119

3,120
am_tg
ይሖዋን በሙሉ ነፍሳቜን በመውደድና በማገልገል እንዲሁም በወንድማማቜ ማኅበራቜን መካኚል ያለው አንድነት ተጠብቆ እንዲኖር ልባዊ ጥሚት በማድሚግ፣ እሱን ብቻ ማምለካቜንን እንቀጥል።
ሃዹ እምበኣር፡ ንዹሆዋ ብምሉእ ነፍስና ብምፍቃርን ብምግልጋልን ሓድነት ክርስትያናዊ ሕውነትና ንምዕቃብ ልባዊ ጻዕሪ ብምግባርን ወትሩ ንዹሆዋ ንበይኑ ተወፋይነት ንሃቊ።
3,121

3,122
am_tg
እንዲህ ዹምናደርግ ኹሆነ ኢዚሱስ በግ እንደሆኑ ለሚፈርድላ቞ው ሰዎቜ ዹተናገሹው ዹሚኹተለው ሐሳብ ዚሚፈጞምበትን ጊዜ በልበ ሙሉነት መጠባበቅ እንቜላለንፊ እናንተ አባ቎ ዚባሚካቜሁ ኑፀ ዓለም ኚተመሠሚተበት ጊዜ ጀምሮ ዚተዘጋጀላቜሁን መንግሥት ውሚሱ።
ብቐጻሊ ኾምዚ እንተ ጌርና፡ ዚሱስ ኹም ኣባጊዕ ኪፈርደና፡ ኣቱም ኣቊይ ዝባሚኞኩም ንዑ፡ ነቲ ኻብ ምስራት ዓለም ኣትሒዙ እተዳለወልኩም መንግስቲ ውሚሱ ብምባል እተነበዮ ትንቢት ኪፍጞም ኹሎ ኞኣ ክንርኢ ኢና።
3,123

3,124
am_tg
ኢዚሱስን ያዳምጡ ዚነበሩ ሰዎቜ፣ ሊያስጚንቃ቞ው ስለማይገባ ነገር ይጹነቁ ነበር።
ሰማዕቲ ዚሱስ፡ ኪጭነቕሉ ብዛዕባ ዘይግባእ ነገራት እዮም ዚጭነቑ ነይሮም።
3,125

3,126
am_tg
ስለዚህ ኢዚሱስ መጹነቃቾውን እንዲተዉ እያሳሰባ቞ው ነውፀ ይህን ያለው ያለ ምክንያት አይደለም።
ስለዚ፡ ዚሱስ ደጊም ኹይጭነቑ እዩ ነጊርዎም፣ ኹምዚ ዝበለሉ ምኜንያት ኚኣ ነይርዎ እዩ።
3,127

3,128
am_tg
ሊያሳስቡን ስለሚገቡ ነገሮቜም እንኳ ኹልክ በላይ መጚነቅ፣ ትኩሚታቜን እንዲሰሚቅና ይበልጥ አስፈላጊ ዹሆኑ መንፈሳዊ ነገሮቜን ቜላ እንድንል ሊያደርገን ይቜላል።
ብዛዕባ ዜድልዚና ነገራት እውን ካብ መጠን ንላዕሊ ምጭናቕ፡ ንኣእምሮና ብምክፍፋልን ኹም ዜስግል ብምግባርን፡ ነቲ ኣብ ህይወትና ዝያዳ ኣገዳሲ ዝዀነ መንፈሳዊ ነገራት ሾለል ኹም እንብሎ ኺገብሚና ይኜእል እዩ።
3,129

3,130
am_tg
ኢዚሱስ ለደቀ መዛሙርቱ ኚልብ ስለሚያስብ፣ በተራራ ስብኚቱ ላይ ይህን አደገኛ ዝንባሌ በተመለኹተ አራት ጊዜ ማሳሰቢያ ሰጥቷ቞ዋል።
ዚሱስ እውን ነዚ ሓደጋ እዚ ስለ ዚፈልጥ፡ ኣብቲ ናይ ኹሹን ስብኚቱ ብዛዕባ እዚ ጕዳይ እዚ ንደቀ መዛሙርቱ መሊሱ ኣርባዕተ ሳዕ ኣጠንቂቕዎም እዩ።
3,131

3,132
am_tg
ኢዚሱስ ሰዎቜ በዚዕለቱ ምን እንደሚያስፈልጋ቞ው በሚገባ ያውቃል።
ዚሱስ ብዛዕባ እቲ ንሰባት መዓልቲ መዓልቲ ዜድልዮም ነገራት ኣጞቢቑ ይፈልጥ ነይሩ እዩ።
3,133

3,134
am_tg
ኹዚህም በላይ ለመቋቋም ዚሚያስ቞ግር በዓይነቱ ልዩ ዹሆነ ዘመን በተባለው በዚህ ዚመጚሚሻ ቀን ውስጥ ዚሚኖሩ ተኚታዮቹ ምን ዓይነት አስ቞ጋሪ ሁኔታዎቜ እንደሚያጋጥሟ቞ው ይሚዳል።
ኣሚ ነቲ እቶም ድሕሪ ዘመናት ኣብቲ ጜንኩር ግዜ እተባህለሉ ዳሕሮት መዓልትታት ዚነብሩ ሰዓብቱ ዜጋጥሞም ኣጞጋሚ ዅነታት እውን ይፈልጥ ነይሩ እዩ።
3,135

3,136
am_tg
ብዙዎቜ ኚሚያጋጥሟ቞ው ነገሮቜ መካኚል እንደ ሥራ ማጣት፣ ዚኑሮ ውድነት፣ ዚምግብ እጥሚትና ዹኹፋ ድህነት ያሉ አስ቞ጋሪ ሁኔታዎቜ ይገኙበታል።
ገለ ኻብዚ ድማ ሜቕለት ኣልቊነት፡ ዝቕባበ፡ ዋሕዲ ምግቢ፡ ክቱር ድኜነት ኪጥቀስ ይኚኣል።
3,137

3,138
am_tg
ያም ሆኖ ኢዚሱስ ሕይወት ኚምግብ፣ ሰውነት ኚልብስ እንደሚበልጥ ተገንዝቩ ነበር።
ይኹን እምበር፡ ዚሱስ ህይወት ካብ ብልዒ፡ ሰብነት ኚኣ ካብ ክዳን ኹም ዚበልጜ ይፈልጥ ነይሩ እዩ።
3,139

3,140
am_tg
መንፈሳዊ ገነት ዹሚለው ሐሳብ ኚምንጠቀምባ቞ው ቲኊክራሲያዊ አገላለጟቜ አንዱ ሆኗል።
እቲ መንፈሳዊ ገነት ዚብል ቃላት፡ ክፋል ቲኊክራስያዊ ቓላትና ዀይኑ እዩ።
3,141

3,142
am_tg
ይህ አገላለጜ ኹአምላክና ኚወንድሞቻቜን ጋር ሰላማዊ ግንኙነት እንዲኖሚን ዚሚያደርገውን ልዩ ዹሆነና በመንፈሳዊ ዹበለጾገ ሁኔታ ያመለክታል።
ነቲ ምስ ኣምላኜን ምስ ኣሕዋትናን ብሰላም ንኜንነብር ዜኜእለና ፍሉይ ዝዀነ ብልጹግ መንፈሳዊ ሃዋህው ወይ ኵነታት ዚገልጜ ኚኣ እዩ።
3,143

3,144
am_tg
እርግጥ ነው፣ መንፈሳዊ ገነት እና መንፈሳዊ ቀተ መቅደስ ዚሚሉት ሐሳቊቜ አንድ እንደሆኑ አድርገን ልንደመድም አይገባም።
ኰይኑ ግና፡ እተን መንፈሳዊ ገነትን መንፈሳዊ ቀተ መቕደስን ዚብላ ስያመታት፡ ሓደ ዓይነት ትርጉም ኹም ዘለወን ጌርና ኜንሓስብ ዚብልናን።
3,145

3,146
am_tg
መንፈሳዊ ቀተ መቅደስ ዚሚባለው አምላክ ኚእውነተኛው አምልኮ ጋር በተያያዘ ያደሚገው ዝግጅት ነው።
መንፈሳዊ ቀተ መቕደስ፡ ነቲ ኣምላኜ ንናይ ሓቂ ኣምልኟ ዝገበሮ መሰናድዎ እዩ ዜመልክት።
3,147

3,148
am_tg
በሌላ በኩል ደግሞ መንፈሳዊው ገነት አምላክ ሞገሱን ዚሚያሳያ቞ውን እንዲሁም በመንፈሳዊው ቀተ መቅደሱ እሱን ዚሚያገለግሉትን ሰዎቜ በግልጜ ለመለዚት ይሚዳል።
መንፈሳዊ ገነት ግና ስምሚት ኣምላኜ ዘለዎምን ሎሚ ኣብ መንፈሳዊ ቀተ መቕደሱ ዜገልግልዎ ዘለዉን መን ምዃኖም ንምልላይ ዚገልግል።
3,149

3,150
am_tg
ጋብቻ በታሪክ ዘመናት ሁሉ ዹነበሹ ነገር ነው።
መውስቊ ኣገዳሲ ኜፍሊ ህይወት ደቂ ሰብ እዩ።
3,151
tg_am
መውስቊ ኣገዳሲ ኜፍሊ ህይወት ደቂ ሰብ እዩ።
ጋብቻ በታሪክ ዘመናት ሁሉ ዹነበሹ ነገር ነው።
3,152
am_tg
ጋብቻ እንዎት እንደተጀመሚና ዓላማው ምን እንደሆነ መመርመራቜን፣ ዚጋብቻን ጥምሚት በተመለኹተ ትክክለኛ አመለካኚት እንዲኖሚንና ዚሚያስገኛ቞ውን በሚኚቶቜ ይበልጥ ማጣጣም እንድንቜል ይሚዳናል።
ኣመሰራርታኡን ዕላማኡን ምፍላጥና፡ ብዛዕባ እዚ ርክብ እዚ ግቡእ ኣሚኣእያ ኜንሕዝን ካብ በሚኞቱ ተኻፈልቲ ኜንኚውንን ይሕግዘና እዩ።
3,153

3,154
am_tg
አምላክ ዚመጀመሪያውን ሰው አዳምን ኹፈጠሹ በኋላ ለእንስሳቱ ስም እንዲያወጣላ቞ው ወደ እሱ አመጣ቞ው።
ኣምላኜ ነቲ ቐዳማይ ሰብኣይ ዝዀነ ኣዳም ምስ ፈጠሮ፡ ንእንስሳታት ስም ኬውጜኣሎም ኢሉ ናብ ኣዳም ኣምጜኊም።
3,155

3,156
am_tg
ለሰው ግን ማሟያ ዹሚሆን ሚዳት አልነበሚውም።
ንሰብኣይ ግና መመላእታ እትዀኖ ሓጋዚት ኣይነበሚቶን።
3,157
tg_am
ንሰብኣይ ግና መመላእታ እትዀኖ ሓጋዚት ኣይነበሚቶን።
ለሰው ግን ማሟያ ዹሚሆን ሚዳት አልነበሚውም።
3,158
am_tg
በመሆኑም አምላክ፣ አዳም ኚባድ እንቅልፍ እንዲወስደው ካደሚገ በኋላ ኚጎድን አጥንቶቹ አንዷን ወስዶ ሎት አድርጎ ሠራትፀ ኚዚያም ወደ አዳም አመጣት።
ስለዚ፡ ኣምላኜ ንኣዳም ኚቢድ ድቃስ ኣደቀሶ፡ ሓንቲ ኻብ መሰናግለኡ ወሲዱ ድማ፡ ሰበይቱ ገይሩ ሰርሓ እሞ ናብቲ ሰብኣይ ኣምጜኣ።
3,159

3,160
am_tg
ኹዚህ ማዚት እንደሚቻለው ዚጋብቻ መሥራቜ አምላክ ነው።
በዚ ኞምዚ፡ ኣምላኜ ንመውስቊ ሰሚቶ።
3,161
tg_am
በዚ ኞምዚ፡ ኣምላኜ ንመውስቊ ሰሚቶ።
ኹዚህ ማዚት እንደሚቻለው ዚጋብቻ መሥራቜ አምላክ ነው።
3,162
am_tg
ይሖዋ ሰው ኚአባቱና ኚእናቱ ይለያልፀ ኚሚስቱም ጋር ይጣበቃልፀ ሁለቱም አንድ ሥጋ ይሆናሉ ብሎ ተናግሮ ነበርፀ ኢዚሱስም ይህንኑ መሠሚታዊ ሥርዓት በድጋሚ ተናግሯል።
ዚሱስ ድማ፡ ዚሆዋ፡ ሰብኣይ ኣቊኡን ኣዲኡን ይሓድግ፡ ምስ ሰበይቱ ኞኣ ይጠብቕ፡ ክልቲኊም ድማ ሓደ ስጋ ይዀኑ ኾም ዝበለ መሚጋገጺ ሂቡ ኣሎ።
3,163

3,164
am_tg
አምላክ ዚመጀመሪያዋን ሎት ሔዋንን ዚፈጠራት ኚአዳም ዚጎድን አጥንት መሆኑ፣ ባልና ሚስት ምን ያህል ዹጠበቀ ጥምሚት እንዳላ቞ው ለመጀመሪያዎቹ ጥንዶቜ አስገንዝቧ቞ው መሆን አለበት።
ኣምላኜ ነታ ቐዳመይቲ ሰበይቲ በታ ኻብ ኣዳም እተወስደት መሰንገለ ገይሩ ምፍጣሩ፡ ነቶም ቀዳሞት ሰብኣይን ሰበይትን ኹም ዚቀራሚቡ ገይርዎም እዩ።
3,165

3,166
am_tg
አምላክ፣ ባልና ሚስት እንዲፋቱ ወይም በትዳር ጓደኛቾው ላይ ሌላ ደርበው እንዲያገቡ ዓላማው አልነበሚም።
ኪፋትሑ ወይ ሓደ ሰብ ልዕሊ ሓደ መጻምድቲ ኺህልዎ እተሰርዐ ስርዓት ኣይነበሚን።
3,167

3,168
am_tg
አንድ ባልና ሚስት በትዳራ቞ው ውስጥ እልባት ያላገኘ ኚባድ ቜግር በሚኖርበት ጊዜ ኚሁለት አንዳ቞ው አሊያም ሁለቱም ለመለያዚት ወይም ለመፋታት ሊያስቡ ይቜላሉ።
ኣብ ሓዳር እተፈጥሚ ኞቢድ ጾገም ኚይተፈትሐ እንተ ጞኒሑ፡ ሓዲኊም ወይ ክልቲኊም ብዛዕባ ፍልልይ ወይ ፍትሕ ኪሓስቡ ይጅምሩ እዮም።
3,169

3,170
am_tg
ባለትዳሮቜ ኚትዳር ጓደኛቾው ጋር መለያዚትን እንደ ቀላል ነገር ሊያዩት አይገባም።
ምስ መጻምድትኻ ምፍልላይ፡ ኣፍኲስካ ኺርአ ዚብሉን።
3,171

3,172
am_tg
በትዳር ውስጥ ኚባድ ቜግሮቜ በሚኖሩበት ጊዜ መለያዚት መፍትሔ ቢመስልም እንዲህ ማድሚጉ በአብዛኛው ተጚማሪ ቜግሮቜ ያስኚትላል።
ኚቢድ ጞገማት ኣብ ዚለዓለሉ እዋን ምፍልላይ ዚሓይሜ እኳ እንተ መሰለ፡ ኚምኡ ምግባር ግና መብዛሕትኡ ግዜ ዝገደደ ጞገማት እዩ ዚፈጥር።
3,173

3,174
am_tg
ይሖዋ፣ ሰው አባትና እናቱን ትቶ ኚሚስቱ ጋር እንደሚጣበቅ ተናግሯልፀ ኢዚሱስም ይህን ሐሳብ በድጋሚ ኹተናገሹ በኋላ አምላክ ያጣመሚውን ማንም ሰው አይለያዚው ብሏል።
ዚሱስ፡ ነቲ ኣምላኜ ብዛዕባ እቲ ሰብኣይ ኣቊኡን ኣዲኡን ሓዲጉ ምስ ሰበይቱ ኾም ዚጠብቕ እተዛሚቊ ሓሳብ ድሕሪ ምድጋሙ፡ ነቲ ኣምላኜ ዝጞመዶስ፡ ዋላ ሓደ ሰብ ኣይፍለዮ ኢሉ እዩ።
3,175

3,176
am_tg
ይህ ጥቅስ ባልና ሚስት ራሳ቞ውም ቢሆኑ አምላክ ያጣመሚውን መለያዚት እንደሌለባ቞ው ያጎላል።
እዚ ኞኣ፡ ሰብኣይ ወይ ሰበይቲ እውን እንተ ዀኑ፡ ነቲ ኣምላኜ ዝጞመዶ ኺፈልይዎ ኾም ዘይግባእ ዜመልክት እዩ።
3,177

3,178
am_tg
በይሖዋ ፊት ጋብቻ ዚዕድሜ ልክ ጥምሚት ነው።
ዹሆዋ ንመውስቊ ኣብ ምሉእ ህይወት ኹም ዚቕጜል ማእሰር ገይሩ እዩ ዚርእዮ።
3,179

3,180
am_tg
ማናቜንም ብንሆን በአምላክ ፊት ተጠያቂዎቜ ነንፀ ባለትዳሮቜ ይህን ማስታወሳ቞ው፣ ቜግሮቜ ተባብሰው ኚባድ ደሹጃ ኚመድሚሳ቞ው በፊት ዛሬ ነገ ሳይሉ መፍትሔ ለማግኘት ኚልባ቞ው ጥሚት እንዲያደርጉ ይሚዳ቞ዋል።
ኵላትና ንኣምላኜ ጞብጻብ ኹም እንህብ ምፍላጥና፡ ኣብ ሓዳር ጞገማት ኬጋጥም ኚሎ፡ እቲ ጾገም ገና ኾይዓበዹ ብኣጋኡ ንምፍታሑ ኣበርቲዕና ኜንጜዕር ኪድርኞና ይግባእ።
3,181

3,182
am_tg
ዳንኀልና ጓደኞቹ በግዞት በተወሰዱበት ወቅት ባቢሎናውያን፣ እነዚህን ወጣቶቜ ዚኚለዳውያንን ቋንቋ በማስተማር ኚባሕሉ ጋር እንዲዋሃዱ ለማድሚግ ሞክሹው ነበር።
ዳንኀልን ብጟቱን ተማሪኟም ናብ ባቢሎን ምስ ተወስዱ፡ ባቢሎናውያን ቋንቋ ኚለዳውያን ብምምሃር ንባህሎም ኬላምድዎም ፈቲኖም እዮም።
3,183

3,184
am_tg
ኹዚህም ሌላ እንዲያሠለጥና቞ው ዹተመደበው ዚቀተ መንግሥት ባለሥልጣን ዚባቢሎናውያን ስም አወጣላ቞ው።
ብዘይካዚ፡ እቲ ንስልጠናኊም ዚኚታተል ኣገልጋሊ ቀተ መንግስቲ፡ ስማት ባቢሎናውያን ኣውጺኡሎም እዩ።
3,185

3,186
am_tg
ለዳንኀል ዹተሰጠው ስም ዚባቢሎን ዋነኛ አምላክ ኹሆነው ኚቀል ጋር ዚተያያዘ ነበር።
እቲ ንዳንኀል እተዋህቊ ስም፡ ቀል ምስ ዚብሃል ቀንዲ ኣምላኜ ባቢሎን ዚተሓሓዝ እዩ ነይሩ።
3,187

3,188
am_tg
ንጉሥ ናቡኚደነጟር ይህን ያደሚገው በዳንኀል አስተሳሰብ ላይ ተጜዕኖ ለማሳደር ይኾውም አምላኩ ይሖዋ፣ ለባቢሎን አምላክ እንደተገዛ ሆኖ እንዲሰማው ለማድሚግ ፈልጎ ሊሆን ይቜላል።
ንጉስ ነቡካድነጻር ንዳንኀል፡ ኣምላኜ ባቢሎናውያን ካብ ዹሆዋ ኾም ዚበልጜ ገይሩ ኌእምኖ ደልዩ ነይሩ ኪኞውን ይኜእል እዩ።
3,189

3,190
am_tg
ዳንኀል ዚንጉሡ ምርጥ ምግብ ቢቀርብለትም በዚህ ምግብ ላለመርኚስ በልቡ ቁርጥ ውሳኔ አድርጓል።
ዳንኀል ጥዑም ብልዒ ንጉስ እኳ እንተ ቐሚበሉ፡ ንሱ ግና ኚይሚክስ ብልቡ ቘሚጞ።
3,191

3,192
am_tg
ዳንኀል ቅዱሳን መጻሕፍትን በአፍ መፍቻ ቋንቋው ያጠና ስለነበር በሌላ አገር ቢኖርም መንፈሳዊነቱን ሊጠብቅ ቜሏል።
ቅዱሳት መጻሕፍቲ ብቛንቋ ኣዲኡ ዚጜንዕ ስለ ዝነበሚ፡ ኣብ ዓዲ ጓና እናነበሚ መንፈሳዊ ጥዕናኡ ኺሕሉ ኜኢሉ እዩ።
3,193

3,194
am_tg
ግርጌ በመሆኑም ወደ ባቢሎን ኹተወሰደ ኹ70 ዓመታት ገደማ በኋላም እንኳ ዚሚታወቀው በዕብራይስጥ ስሙ ነበር።
፡ እ.ጜ. ስለዚ፡ ካብቲ ናብ ባቢሎን ዝኾደሉ ድሕሪ 70 ዓመት ኣቢሉ እውን እንተ ዀነ በቲ ናይ እብራይስጢ ስሙ እዩ ዚፍለጥ ነይሩ።
3,195

3,196
am_tg
ኢዚሱስና ደቀ መዛሙርቱ ምሥራቹን ለመስበክ ዚትኞቹን ዘዎዎቜ ተጠቅመዋል?
ዚሱስን ደቀ መዛሙርቱን ነቲ ብስራት ንምስባኜ እንታይ ሜላታት እዮም ተጠቒሞም፧
3,197

3,198
am_tg
ምሥራቹን ለማድሚስ፣ ሰዎቜ በብዛት ወደሚገኙባ቞ው ቊታዎቜና ኚቀት ወደ ቀት ሄደዋል።
ሰባት ናብ ዚርኚቡሉ ዘበለ፡ ማለት ብግህዶ ናብ ዚርአ ቊታታን ናብ ኣባይትን እዮም ኚይዶም።
3,199