Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
3,200
am_tg
ዚስብኚቱ ሥራ፣ ኚቀት ወደ ቀት በመሄድ መልእክቱን መስማት ዚሚገባውን ሰው መፈለግን ይጚምራል።
እቲ ዕዮ ስብኚት፡ ንዚግብኊ ዘበለ ኣብ በቀት እናኞድካ ደሊኻ ምርካብ ዜጠቓልል ነበሚ።
3,201
tg_am

3,202
am_tg
እንዲህ ያለው ዚተደራጀ አሠራር ያለ አድልዎ ለመመሥኚር ያስቜላል።
እዚ ሜላ እዚ ኣድልዎ ኾም ዘይብልካ ዚርኢ።
3,203

3,204
am_tg
ዹይሖዋ ምሥክሮቜስ በዚህ ሚገድ ምን ታሪክ አስመዝግበዋል?
ናይ ዹሆዋ መሰኻኜርኚ ኾመይ እዮም፧
3,205
tg_am
ናይ ዹሆዋ መሰኻኜርኚ ኾመይ እዮም፧
ዹይሖዋ ምሥክሮቜስ በዚህ ሚገድ ምን ታሪክ አስመዝግበዋል?
3,206
am_tg
ኢዚሱስ ኹ1914 ጀምሮ ንጉሥ ሆኖ እዚገዛ መሆኑን ዚሚሰብኩት እነሱ ብቻ ና቞ው።
ካብ 1914 ኣትሒዙ ዚሱስ ይገዝእ ኹም ዘሎ ዚሰብኩ፡ ንሳቶም በይኖም ጥራይ እዮም።
3,207

3,208
am_tg
ኢዚሱስ ባዘዘው መሠሚት ለስብኚቱ ሥራ ትልቅ ቊታ ይሰጣሉ።
ኚምቲ ዚሱስ ዝኣዘዞ፡ ንዕዮ ስብኚት ቀዳምነት ይህብዎ እዮም።
3,209
tg_am
ኚምቲ ዚሱስ ዝኣዘዞ፡ ንዕዮ ስብኚት ቀዳምነት ይህብዎ እዮም።
ኢዚሱስ ባዘዘው መሠሚት ለስብኚቱ ሥራ ትልቅ ቊታ ይሰጣሉ።
3,210
am_tg
ፒለርስ ኩቭ ፌዝ—አሜሪካን ኮንግርጌሜንስ ኀንድ ዜር ፓርትነርስ ዚተባለው መጜሐፍ ዹይሖዋ ምሥክሮቜ ተቀዳሚ ሥራ቞ው፣ ስለ መጪው ዹዓለም ፍጻሜና ለመዳን ስለሚያስፈልገው ነገር ዹሚገልጾውን መንፈሳዊ መልእክት ማዳሚስ መሆኑን ፈጜሞ አይዘነጉም ብሏል።
ፒላርስ ኩቭ ፈይዝ—ኣመሪካን ኮንግሪጌሜንስ ኀንድ ዘያር ፓተርንስ ዘርእስታ መጜሓፍ፡ ናይ ዹሆዋ መሰኻኜር፡ ቀንዲ ዕዮኊም . . . ብዛዕባ እቲ ዚመጜእ ዘሎ መወዳእታ ዓለምን ኣገዳስነት ድሕነትን መንፈሳዊ መልእኜቲ ምብጻሕ ምዃኑ ኞቶ ኣይርስዑን እዮም በለት።
3,211

3,212
am_tg
ዹይሖዋ ምሥክሮቜ ኢዚሱስና ደቀ መዛሙርቱ ዚተጠቀሙባ቞ውን ዘዎዎቜ በመኹተል ይህን መልእክት ማድሚሳ቞ውን ቀጥለዋል።
ናይ ዹሆዋ መሰኻኜር በቲ ዚሱስን ደቀ መዛሙርቱን እተጠቕሙሉ ሜላታት ገይሮም ነቲ መልእኜቲ እቲ ዚብጜሕዎ ኣለዉ።
3,213

3,214
am_tg
በይሖዋ አስተሳሰብ ላይ ዹተመሠሹተ ውሳኔ ስናደርግ ይበልጥ ወደ እሱ እንቀርባለን።
ውሳነታትና ኣብ ሓሳብ ዹሆዋ ተመስሪትና ምስ እንገብር፡ ንዕኡ ብዝያዳ ኢና እንቐርቊ።
3,215

3,216
am_tg
ዚእሱን ሞገስና በሚኚት እናገኛለን።
ስምሚቱን በሚኞቱን ድማ ንሚክብ።
3,217
tg_am
ስምሚቱን በሚኞቱን ድማ ንሚክብ።
ዚእሱን ሞገስና በሚኚት እናገኛለን።
3,218
am_tg
ይህ ደግሞ በሰማይ ባለው አባታቜን ላይ ያለንን እምነት ያጠናክርልናል።
እዚ ኞኣ ብግዲኡ ነቲ ኣብ ሰማያዊ ኣቊና ዘሎና እምነት ዚድልድሎ።
3,219

3,220
am_tg
እንግዲያው ዚመጜሐፍ ቅዱስ ሕጎቜና መሠሚታዊ ሥርዓቶቜ አምላክ ስለ አንድ ጉዳይ ያለውን አመለካኚት እንድናውቅ ስለሚሚዱን በእነሱ ለመመራት ጥሚት እናድርግ።
እምበኣር፡ ሕግታትን ስርዓታትን መጜሓፍ ቅዱስ ንሓሳብ ኣምላኜ ስለ ዚገልጞልና፡ ብእኡ ንመራሕ።
3,221

3,222
am_tg
እርግጥ ነው፣ ምንጊዜም ስለ ይሖዋ ዚምንማራ቞ው አዳዲስ ነገሮቜ ይኖራሉ።
ልክዕ እዩ፡ ብዛዕባ ዹሆዋ ወትሩ እንምሃሮ ሓድሜ ነገር ይህሉ እዩ።
3,223

3,224
am_tg
ያም ቢሆን ትጋት ዚተሞላበት ጥሚት በማድሚግ በዛሬው ጊዜም እንኳ ጥሩ ውሳኔ ለመወሰን ዚሚሚዳንን ጥበብ፣ እውቀትና ማስተዋል ማግኘት እንቜላለን።
ብትግሃት ምስ እንጜዕር ግና፡ ሕጂ እኳ ጥበባዊ ውሳነታት ንምግባር ዜኜእለና ጥበብን ፍልጠትን ምስትውዓልን ክንሚክብ ንኜእል ኢና።
3,225

3,226
am_tg
ፍጜምና ዹጎደላቾው ሰዎቜ ዚሚያመነጯ቞ው ሐሳቊቜና ዚሚያወጧ቞ው ዕቅዶቜ በዹጊዜው ይለዋወጣሉፀ ኹዚህ በተቃራኒ መዝሙራዊው ዹይሖዋ ውሳኔዎቜ ለዘላለም ይጞናሉፀ ዚልቡ ሐሳብ ኚትውልድ እስኚ ትውልድ ጞንቶ ይኖራል በማለት ተናግሯል።
ሓሳባትን ውጥናትን ዘይፍጹማት ሰባት ተለዋዋጢ እዩ፣ ኚምቲ ሓደ ዘማሪ ዝበሎ ግና፡ ውሳነታት ዹሆዋ ንዘለኣለም ይቐውም፣ ሓሳባት ልቡ እውን ንውሉድ ወለዶ እዩ።
3,227

3,228
am_tg
ኹዚህ በግልጜ ማዚት እንደሚቻለው አስተሳሰባቜንና ድርጊታቜን፣ እጅግ ጥበበኛ ኹሆነው ኹይሖዋ አምላክ አስተሳሰብ ጋር ዚሚስማማ ኹሆነ ኹሁሉ ዚተሻለ ውሳኔ ማድሚግ እንቜላለን።
እምበኣር፡ ሓሳባትናን ተግባራትናን ምስ ሓሳብ እቲ ልዕሊ ዅሉ ጥበበኛ ዝዀነ ዹሆዋ ኣምላኜ ምስ ዚሳነ፡ ብሉጜ ብሕታዊ ውሳነታት ክንገብር ንኜእል ኢና።
3,229

3,230
am_tg
ወደ ይሖዋ ቅሚብ ዚተባለው መጜሐፍ በአብዛኞቹ ጉባኀዎቜ ውስጥ ወደ ሁለት ዓመት ለሚጠጋ ጊዜ በጉባኀ ዚመጜሐፍ ቅዱስ ጥናት ላይ ተጠንቷል።
ሒደት ዓመታት ይገብር፡ ብዙሓት ጉባኀታት ነታ ንዹሆዋ ቕሹቩ ዘርእስታ መጜሓፍ ኣብ መጜናዕቲ መጜሓፍ ቅዱስ ጉባኀ ኣጜኒዐናኣ እዚን።
3,231

3,232
am_tg
በዚህ ዝግጅት አማካኝነት ዹአምላክን ባሕርያት ማጥናታቜን እንዲሁም ወንድሞቻቜንና እህቶቻቜን ዹሰጧቾውን ኚልብ ዚመነጩ ሐሳቊቜ መስማታቜን በሰማይ ዹሚኖሹውን አባታቜንን ይበልጥ እንድንወደው አላደሹገንም?
እቲ ኣብ ባህርያት ኣምላኜ እተገብሚ መጜናዕቲ፡ ምስቲ ኣሕዋትን ኣሓትን ዚህብዎ ልባዊ ሓሳባት ተደሚሩ፡ ንሰማያዊ ኣቊና ዹሆዋ ዘሎካ ፍቕሪ ኣዚደልደሎንዶ፧
3,233

3,234
am_tg
በተጚማሪም በጉባኀ ለሚቀርቡ ንግግሮቜና ሠርቶ ማሳያዎቜ እንዲሁም ለመጜሐፍ ቅዱስ ንባቡ ትኩሚት መስጠታቜን ስለ አምላክ ቃል ያለን እውቀት እንዲጚምር ያደርጋል።
መደሚታትን መርኣያታትን ንባብ መጜሓፍ ቅዱስን ብኣቓልቊ ምስ እንሰምዕ እውን፡ ብዛዕባ ቓል ኣምላኜ ዘሎና ፍልጠት ይውስኜ እዩ።
3,235

3,236
am_tg
በስብሰባዎቜ ላይ ዚመጜሐፍ ቅዱስን መሠሚታዊ ሥርዓቶቜ በሁሉም ዚሕይወታቜን ዘርፎቜ ተግባራዊ ማድሚግ ዚምንቜለው እንዎት እንደሆነ እንማራለን።
ኣብ ኣኌባታት፡ ስርዓታት መጜሓፍ ቅዱስ ኹመይ ጌርና ኣብ ኵሉ መዳይ ህይወትና ኣብ ግብሪ ኾም እነውዕሎ ንምሃር ኢና።
3,237

3,238
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ ዚመጠበቂያ ግንብ ዚጥናት ርዕሶቜ ዚሚዘጋጁት ዹአምላክ ሕዝቊቜ ዚሚያስፈልጓ቞ውን ነገሮቜ ግምት ውስጥ በማስገባት ነው።
ንኣብነት፡ መጜናዕቲ ግምቢ ዘብዐኛ ንህዝቢ ኣምላኜ ዜድልዮም ትምህርቲ ይህቩም እዩ።
3,239

3,240
am_tg
ግቊቜህን መለስ ብለህ እንድትገመግም፣ ዚእምነት ባልንጀሮቜህን ይቅር እንድትል ወይም ዚጞሎትህን ይዘት እንድታሻሜል ያነሳሳህ ዚመጠበቂያ ግንብ ጥናት አለ?
መጜናዕቲ ግምቢ ዘብዐኛ ንሞቶታትካ ዳግም ኹም እትምርምር፡ ንብጻይካ ክርስትያን ይቕሹ ኾም እትብል፡ ወይ ንጞሎትካ ኾም እተመሓይሜ ገይሩካዶ ይፈልጥ፧
3,241

3,242
am_tg
በሳምንቱ መሃል በሚደሹገው ስብሰባ ላይ ለአገልግሎታቜን ሥልጠና እናገኛለን።
ኣብ መንጎ ሰሙን ዚግበር ኣኌባ እውን ንኣገልግሎትና ዕጡቓት ክንኹውን ይምህሹና እዩ።
3,243

3,244
am_tg
ምሥራቹን መስበክና ቅዱስ ጜሑፋዊ መሠሚታዊ ሥርዓቶቜን ውጀታማ በሆነ መንገድ ማስተማር ዚምንቜለው እንዎት እንደሆነ እንማራለን።
ኹመይ ጌርና ብስራት ኹም እንሰብኜን ቅዱስ ጜሑፋዊ ስርዓታት ብውጜኢታዊ መገዲ ኾም እንምህርን ንምሃር ኢና።
3,245

3,246
am_tg
በመጜሐፍ ቅዱስ ውስጥ ተመዝግበው ስለሚገኙት በግለሰቊቜ መካኚል ስለተፈጠሩ ግጭቶቜ አስበህ ታውቃለህ?
ብዛዕባ እቲ ኣብ መጜሓፍ ቅዱስ ተመዝጊቡ ዚርኚብ ብሕታዊ ግጭታት ሓሲብካዶ ትፈልጥ፧
3,247

3,248
am_tg
እስቲ በዘፍጥሚት መጜሐፍ ዚመጀመሪያዎቹ ምዕራፎቜ ላይ ዚተገለጹትን ብቻ እንመልኚት።
ኣብ ዘፍጥሚት ብዛዕባ ዚርኚብ ሒደት ምዕራፋት እሞ ሕሰብ።
3,249

3,250
am_tg
ቃዹን አቀልን ገድሎታል ፀ ላሜህም ዚመታውን አንድ ወጣት ገድሏል ፀ በአብርሃም በአብራም እና በሎጥ እሚኞቜ መካኚል ጠብ ተፈጥሯል ፀ ሣራ ሊራ አጋር ስለናቀቻት በአብርሃም ላይ ተቆጥታለቜ ፀ እስማኀል ባገኘው ሰው ሁሉ ላይ እጁን ያነሳልፀ ያገኘውም ሰው ሁሉ እጁን ያነሳበታል።
ቃዹል ንኣቀል ቀተሎ ፣ ላሜክ ስለ ዝወቕዓኒ ኢሉ ንሓደ ጐበዝ ቀተሎ ፣ ጓሶት ኣብርሃምን ኣብራምን ሎጥን ተባእሱ ፣ ኣጋር ንሳራ ንሳራይ ስለ ዝነዓቐታ፡ ሳራ ምስ ኣብርሃም ተሳሓሓበት ፣ እስማኀል ኣንጻር ኵሉ፡ ኢድ ኵሉ ድማ ኣንጻሩ ኪኞውን ምዃኑ ተገልጞ።
3,251

3,252
am_tg
እነዚህ ግጭቶቜ በመጜሐፍ ቅዱስ ውስጥ ዚሰፈሩት ለምንድን ነው?
መጜሓፍ ቅዱስ ኹምዚ ዝበለ ግጭታት ዚጠቅስ ስለምንታይ እዩ፧
3,253
tg_am
መጜሓፍ ቅዱስ ኹምዚ ዝበለ ግጭታት ዚጠቅስ ስለምንታይ እዩ፧
እነዚህ ግጭቶቜ በመጜሐፍ ቅዱስ ውስጥ ዚሰፈሩት ለምንድን ነው?
3,254
am_tg
አንዱ ምክንያት ፍጜምና ዚሚጎድላ቞ው ዹሰው ልጆቜ፣ በመካኚላ቞ው ያለው ሰላም እንዳይደፈርስ መጠንቀቅ ያለባ቞ው ለምን እንደሆነ እንዲማሩ ለመርዳት ነው።
ሓደ ምኜንያት፡ ዘይፍጹማት ሰባት ስለምንታይ ብሰላም ኪነብሩ ኾም ዘለዎም ኪፈልጡ ይሕግዞም እዩ።
3,255

3,256
am_tg
በተጚማሪም ይህን ማድሚግ ዚምንቜለው እንዎት እንደሆነ ያስገነዝበናል።
ኹመይ ጌርና ሰላም ኹም እንገብር እውን ይሕብሚና እዩ።
3,257

3,258
am_tg
በገሃዱ ዓለም ዚነበሩ ሰዎቜ ስለገጠሟ቞ው ቜግሮቜ ዚሚያወሱ ዚመጜሐፍ ቅዱስ ዘገባዎቜን በማንበብ ጥቅም ማግኘት እንቜላለን።
ናይ ሓቂ ሰባት ምስ ናይ ሓቂ ጞገማት ኪቃለሱ ኾለዉ ዚሕብር ዛንታታት መጜሓፍ ቅዱስ ብምንባብ እውን ንጥቀም ኢና።
3,259

3,260
am_tg
ያጋጠሟ቞ውን ቜግሮቜ ለመፍታት ያደሚጉት ጥሚት ያስገኘላ቞ውን ውጀት መመልኚታቜን እኛም በሕይወታቜን ውስጥ ተመሳሳይ ሁኔታ ሲያጋጥመን ዚእነሱን ምሳሌ መኹተል ዚምንቜለው እንዎት እንደሆነ ያስተምሚናል።
ጻዕርታቶም ዘፍሚዮ ፍሹ ንፈልጥ፡ ነዚ ኞኣ ኣብ ህይወትና ኣብ ዜጋጥመና ገሊኡ ዅነታት ኣብ መዓላ ኾነውዕሎ ንኜእል ኢና።
3,261

3,262
am_tg
በእርግጥም እነዚህ ዘገባዎቜ እንዲህ ያሉ ቜግሮቜ ሲያጋጥሙን ምን ማድሚግ እንዳለብንና እንደሌለብን ለመወሰን ይሚዱናል።
እዚ ዅሉ፡ ኣብ ተመሳሳሊ ነገር እንታይ ክንገብር ኹም ዘሎና ወይ እንታይ ክንገብር ኹም ዘይብልና ኜንፈልጥ ይሕግዘና እዩ።
3,263

3,264
am_tg
ዮፍታሔ እስራኀላውያንን ኚአሞናውያን እጅ ነፃ ለማውጣት ዹአምላክ እርዳታ እንደሚያስፈልገው ያውቅ ነበር።
ይፍታሕ ንእስራኀል ካብ ዓሞናውያን ሓራ ንምውጻእ ሓገዝ ኣምላኜ ኹም ዜድልዮ ተገንዘበ።
3,265

3,266
am_tg
በመሆኑም ይሖዋ ድል ካቀዳጀው፣ ኚጊርነት ሲመለስ ሊቀበለው መጀመሪያ ዚሚወጣውን ሰው ለይሖዋ ዹሚቃጠል መባ አድርጎ እንደሚያቀርብ ቃል ገባ።
ዹሆዋ ዓወት እንተ ሂብዎ ድማ፡ ካብ ውግእ ምስ ተመልሰ ኻብ ቀቱ ኪቕበሎ ዚወጜእ ቀዳማይ ሰብ ዚሓርር መስዋእቲ ገይሩ ንዹሆዋ ኬቕርቊ ምዃኑ ተመባጜዐ።
3,267

3,268
am_tg
ዮፍታሔ ዚገባው ቃል ምን ትርጉም አለው?
እዚ እንታይ ማለት ነበሹ፧
3,269
tg_am
እዚ እንታይ ማለት ነበሹ፧
ዮፍታሔ ዚገባው ቃል ምን ትርጉም አለው?
3,270
am_tg
ሰውን መሥዋዕት አድርጎ ማቅሚብ በይሖዋ ዘንድ አስጞያፊ ድርጊት ነው።
ንሰብ መስዋእቲ ምግባር፡ ኣብ ቅድሚ ዹሆዋ ፍንፉን እዩ ነይሩ።
3,271

3,272
am_tg
በመሆኑም ዮፍታሔ ማንንም ሰው ቃል በቃል መሥዋዕት ለማድሚግ እንዳላሰበ ግልጜ ነው።
ስለዚ፡ ይፍታሕ ቃል ብቓሉ ንሰብ መስዋእቲ ኺገብር ማለቱ ዘይምንባሩ ንጹር እዩ ነይሩ።
3,273

3,274
am_tg
በሙሮ ሕግ መሠሚት ዹሚቃጠል መባ ለይሖዋ ሙሉ በሙሉ ዚሚቀርብ መሥዋዕት ነውፀ ስለሆነም ዮፍታሔ፣ ግለሰቡን ሙሉ በሙሉ ለይሖዋ አገልግሎት እንደሚሰጥ መናገሩ መሆን አለበት።
ኣብ ትሕቲ ሕጊ ሙሎ፡ ዚሓርር መስዋእቲ ምሉእ ብምሉእ ንዹሆዋ እዩ ዚውሃብ ነይሩ፣ ስለዚ፡ ይፍታሕ ነቲ ሰብ እቲ ንኣገልግሎት ኣምላኜ ጥራይ ኪኞውን ኹም ዚውፍዮ ይገልጜ ነይሩ ኪኞውን ኣለዎ።
3,275

3,276
am_tg
ዮፍታሔ ዚገባው ቃል፣ ግለሰቡ በሕይወት ዘመኑ ሁሉ በማደሪያው ድንኳን ውስጥ እንዲያገለግል መስጠትን ያመለክታል።
እዚ መብጜዓ እዚ እምበኣር፡ እቲ ሰብ ኣብ ማሕደር ዹሆዋ ንሓዋሩ ኾም ዜገልግል እዩ ዚእምት ነይሩ።
3,277

3,278
am_tg
ይሖዋ ዚዮፍታሔን ስእለት ዹተቀበለው ሲሆን በምላሹም ታላቅ ድል እንዲቀዳጅ አደሚገው።
ዹሆዋ ነቲ ይፍታሕ እተመባጜዖ ተቐቢሉ፡ ዜደንቕ ዓወት ሃቊ።
3,279

3,280
am_tg
ዮፍታሔ ኚጊርነት ሲመለስ እሱን ለመቀበል ዚወጣቜው ዚሚወዳት አንድያ ልጁ ነበሚቜ! እንግዲህ ፈተናው እዚህ ላይ ነው።
ይፍታሕ ካብ ውግእ ምስ ተመልሰ፡ እታ ዚፈትዋ ሓንቲ በይና ውሉዱ እያ ኜትቅበሎ ወጺኣ! እዚ ፈተና ዀኖ።
3,281

3,282
am_tg
አንዳንድ ዚበሜታ ዓይነቶቜ ፈውስ ዹሌላቾው ሊሆኑ ይቜላሉ።
ገሊኡ ሕማማት፡ ፍሉጥ ዓይነት ሕክምና ዚብሉን ይኞውን።
3,283
tg_am
ገሊኡ ሕማማት፡ ፍሉጥ ዓይነት ሕክምና ዚብሉን ይኞውን።
አንዳንድ ዚበሜታ ዓይነቶቜ ፈውስ ዹሌላቾው ሊሆኑ ይቜላሉ።
3,284
am_tg
በመሆኑም አንዳንድ ዹሕክምና ዓይነቶቜ በጣም ውጀታማ እንደሆኑ ሲወራ ብንሰማና ወሬው እንዲሁ ዚስሚ ስሚ ቢሆን እንዲህ ያሉትን ዹሕክምና ዓይነቶቜ በመጠቀም ሚገድ ጥንቃቄ ማድሚጋቜን ዚጥበብ አካሄድ ነው።
ስለዚ፡ ዜደንቕ ውጜኢት ኣለዎ ዚብሃል፡ ግናኾ ብበላበለው ጥራይ ዚዋዓዋዕ ዓይነት ሕክምና ኜንጥንቀቐሉ ኣሎና።
3,285

3,286
am_tg
ጳውሎስ ምክንያታዊነታቜሁ በሰው ሁሉ ዘንድ ዚታወቀ ይሁን ሲል በመንፈስ መሪነት ጜፏል።
ጳውሎስ ብመንፈስ ኣምላኜ ተደሪኹ፡ ልዙባት ምዃንኩም ኣብ ኵሉ ሰብ ይፈለጥ ኢሉ እዩ።
3,287

3,288
am_tg
ምክንያታዊ መሆናቜን መንፈሳዊ ጉዳዮቜን ቾል እስክንል ድሚስ ስለ ጀናቜን ኚሚገባው በላይ ኹመጹነቅ እንድንቆጠብ ይሚዳናል።
ልዙባት ወይ ሚዛናውያን ምስ እንኞውን፡ ንጥዕናና እምብዛ ብዙሕ ግዜ ብምውፋይ ንመንፈሳዊ ነገራት ዕሜሜ ኣይንብሎን ኢና።
3,289

3,290
am_tg
ዚጀንነታቜን ጉዳይ በሕይወታቜን ውስጥ ዚመጀመሪያውን ቊታ ኚያዘ ራስ ወዳድ ዹመሆን አዝማሚያ እዚታዚብን ሊሆን ይቜላል።
ቀንዲ ኣትኵሮ ህይወትና ኣብ ጥዕናና እንተ ጌርና፡ ኣብ ጥቕሚ ርእስና ጥራይ እነተኵር ክንኹውን ንኜእል ኢና።
3,291

3,292
am_tg
በሕይወታቜን ውስጥ ትልቁን ቊታ ሊይዝ ዚሚገባው መንፈሳዊ ነገር ነውፀ በመሆኑም ስለ ጀንነታቜን ያለን አመለካኚት ምክንያታዊነት ዚሚንጞባሚቅበት ሊሆን ይገባል።
መንፈሳዊ ነገራት ልዕሊ ዅሉ ኣገዳሲ እዩ፣ ንጥዕናና ብዚምልኚት ድማ ኣሚኣእያና ሚዛናዊ ኪኞውን ይግባእ።
3,293

3,294
am_tg
ኚጀና ጋር ዚተያያዙ ጉዳዮቜን በተመለኹተ እያንዳንዳቜን ዚራሳቜንን ውሳኔ ለማድሚግና ዚሚያስኚትልብንን ኃላፊነት ለመቀበል ፈቃደኛ መሆን ይኖርብናል።
ኣብ ኹም ክንክን ጥዕና ዝኣመሰለ ጕዳያት፡ ነፍሲ ወኹፍና ብብሕቲ ውሳነ ኜንገብርን ነቲ ምስኡ ዚመጜእ ሓላፍነት ክንስኚምን ይግብኣና።
3,295

3,296
am_tg
ሰለሞን መጥፎ ጓደኝነት መመሥሚቱ፣ ዹነበሹውን ጥበብ እያደር እንዲያጣና ኚእውነተኛው አምልኮ እንዲርቅ አድርጎታል።
ሰሎሞን ብሰንኪ እቲ ዝመስሚቶ ሕማቕ ዕርክነት፡ እቲ ዝነበሮ ጥበብ ጠፍአ፣ ንናይ ሓቂ ኣምልኟ ድማ ሓደጎ።
3,297

3,298
am_tg
ይሖዋን ዚማይወድ ሰው ማግባት ለሚያስቡ ክርስቲያኖቜ ይህ ጥሩ ማስጠንቀቂያ ይሆናቾዋል! አንድ ሰው ዹአምላክ አገልጋይ ዹሆነው ኚማያምን ሰው ጋር ትዳር ኹመሠሹተ በኋላ ቢሆንስ?
እዝስ ነቶም ንዹሆዋ ዘዹፍቅር ሰብ ኪምርዓዉ ዚሓስቡ ዘለዉ ክርስትያናት፡ ኹመይ ዝኣመሰለ መለበሚ ዀን እዩ! ሓደ ሰብ ንዹሆዋ ኌምልኟ ኺጅምር ኚሎ፡ መጻምድቱ ዘይኣማኒ እንተ ዀነኾ፧
3,299