Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
3,300
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስ እናንተ ሚስቶቜ፣ ለቃሉ ዚማይታዘዙ ባሎቜ ካሉ ያለ ቃል በሚስቶቻ቞ው ምግባር እንዲማሚኩ ለባሎቻቜሁ ተገዙ ይላል።
መጜሓፍ ቅዱስ፡ ኣትን ኣንስቲ፡ ገለ ነቲ ቓል ዘይእዘዙ እንተ ኣልዮም፡ ብዘይ ቃል ብኣካይዳ ኣንስቶም ምእንቲ ኺማሚኹ ንሰብኡትክን ተገዝኣኊም ይብል እዩ።
3,301
tg_am

3,302
am_tg
ይህ ሐሳብ ዚተጻፈው ለክርስቲያን ሚስቶቜ ቢሆንም ኹጊዜ በኋላ ይሖዋን ማምለክ ለጀመሩና ዚማያምኑ ሚስቶቜ ላሏቾው ባሎቜም ይሠራል።
እዘን ቃላት እዚአን፡ ኣብ ክርስትያን ኣንስቲ ዘተኰራ እኳ እንተ ዀና፡ እቲ መሰሚታዊ ስርዓት ግና፡ ዘይኣማኒት ተመርዕዩ ኾሎ ንዹሆዋ ኌምልኟ ንዝጀመሹ ሰብኣይ እውን ዚምልኚት እዩ።
3,303

3,304
am_tg
ዚመጜሐፍ ቅዱስ ምክር ግልጜ ነው፩ ጥሩ ዚትዳር አጋር ሁኑፀ እንዲሁም አምላክ ለጋብቻ ያወጣ቞ውን ዹላቁ መሥፈርቶቜ ተግባራዊ አድርጉ።
ምኜሪ መጜሓፍ ቅዱስ ንጹር እዩ፣ ንፉዕ መጻምድቲ ኜትኚውንን ምስቲ ንሓዳር ዚምልኚት ልዑል ስርዓታት ኣምላኜ ተሰማሚዕካ ኜትመላለስን ኹም ዘሎካ እዩ ዚመክር።
3,305

3,306
am_tg
በርካታ ዚማያምኑ ሰዎቜ፣ ዚትዳር ጓደኛቾው ዹአምላክን መመሪያዎቜ መኹተል ኹጀመሹ በኋላ ምን ያህል ለውጥ እንዳደሚገ ሲመለኚቱ እነሱም እውነትን ተቀብለዋል።
ብዙሓት ዘይኣመንቲ ዝነበሩ መጻምድቲ፡ እቲ መጻምድቶም ምስቲ ኣምላኜ ካባና ዚደልዮ ብቕዓታት ተሰማሚዑ ኺነብር ኹሎ ዝገበሮ ለውጢ ምስ ሚኣዩ፡ ሓቂ ተቐቢሎም እዮም።
3,307

3,308
am_tg
ዚሐሰት ሃይማኖት ድርጅቶቜ ኹጠፉ በኋላ ምን ይሆናል?
ናይ ሓሶት ሃይማኖታውያን ውድባት ምስ ጠፍኣ እንታይ እዩ ኌጋጥም፧
3,309

3,310
am_tg
በዚያን ጊዜ ዚልባቜን እውነተኛ ዝንባሌ ይገለጣል።
እቲ እዋን እቲ፡ ኣብ ልብና ብሓቂ እንታይ ኹም ዘሎ ዚግለጾሉ ግዜ እዩ።
3,311

3,312
am_tg
አብዛኛው ዹሰው ዘር ተራራ ላይ ባሉ ዓለቶቜ ዚተመሰሉትን ሰብዓዊ ድርጅቶቜ መሞሞጊያ ለማድሚግ ይሞክራል።
መብዛሕትኊም ደቂ ሰብ፡ ካብተን ምስ ኣኻውሕ ኣኜራን እተመሳሰላ ውድባት ደቂ ሰብ ዕቝባ ኺደልዩ እዮም።
3,313

3,314
am_tg
ዹአምላክ ሕዝቊቜ ግን ይሖዋ ወዳዘጋጀው መጠለያ በምሳሌያዊ ሁኔታ ይሞሻሉ።
ብምሳልያዊ ኣዘራርባ ግና፡ ህዝቢ ኣምላኜ ናብቲ ዹሆዋ ዜዳልዎ መዕቈቢ ኺሃድሙ እዮም።
3,315

3,316
am_tg
በመጀመሪያው መቶ ዘመን ለተወሰነ ጊዜ ያህል ክፍተት ዹተገኘው ብዙ አይሁዳውያን ወደ ክርስትና እንዲለወጡ አልነበሚም።
እቲ ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሹ እዋን ዕሚፍቲ፡ ብዙሓት ኣይሁድ ብጃምላ ናብ ክርስትና ዚቕዚሩሉ እዋን ኣይኰነን ነይሩ።
3,317

3,318
am_tg
ኹዚህ በተለዚ፣ ቀድሞውንም ክርስቲያን ዚነበሩት ሰዎቜ በታዛዥነት እርምጃ ዚሚወስዱበት ጊዜ ነበር።
ኣብ ክንዳኡስ፡ እቶም ድሮ ክርስትያናት ዝነበሩ ስጕምቲ ዚወስዱሉን ተኣዛዝነቶም ዜርእዩሉን እዋን እዩ ነይሩ።
3,319

3,320
am_tg
በተመሳሳይም ወደፊት ታላቁ መኚራ ለተወሰነ ጊዜ ሲቋሚጥ አዳዲስ አማኞቜ ወደ ክርስትና እንደሚጎርፉ አንጠብቅም።
ብተመሳሳሊ፡ ኣብቲ ኣብ እዋን እቲ ብርቱዕ ጞበባ ዚህሉ ግዜ ዕሚፍቲ፡ ሓደስቲ ኣመንቲ ኣይኪውሕዙን እዮም።
3,321

3,322
am_tg
ኹዚህ ይልቅ በዚህ ጊዜ እውነተኛ ክርስቲያኖቜ በሙሉ ይሖዋን እንደሚወዱና ዚክርስቶስን ወንድሞቜ እንደሚደግፉ ለማሳዚት አጋጣሚ ያገኛሉ።
ኣብ ክንዳኡስ፡ ኵሎም ናይ ሓቂ ኣመንቲ፡ ንዹሆዋ ዘለዎም ፍቕሪ ዜርእዩሉን ንኣሕዋት ክርስቶስ ደገፎም ዚህቡሉን ኣጋጣሚ እዩ ኪኞውን።
3,323

3,324
am_tg
ይሖዋ ኹፍተኛ ኃይል ያለውን ቅዱስ መንፈሱን በመስጠት ጥንካሬ እንድናገኝና ፈተናን መቋቋም እንድንቜል ይሚዳናል።
ዚሆዋ፡ ነቲ ዜጋጥመና ፈተና ንኜንቃወሞ ኌበራትዓናን ኪሕግዘናን ዚኜእል ሓያል መንፈስ ቅዱሱ ይህበና እዩ።
3,325

3,326
am_tg
በተጚማሪም አምላክ ልንርቃቾው ስለሚገቡ ሁኔታዎቜ በቃሉና በጉባኀው አማካኝነት አስቀድሞ ያስጠነቅቀናልፀ ኚማስጠንቀቂያዎቹ መካኚል እምብዛም አስፈላጊ ባልሆኑ ቁሳዊ ነገሮቜ ላይ ብዙ ጊዜ፣ ገንዘብና ጉልበት ማጥፋትን አስመልክቶ ዹሚሰጠን ምክር ይገኝበታል።
ብቓሉን ብክርስትያናዊት ጉባኀን ኣቢሉ እውን፡ ብዛዕባ እቲ ኜንርሕቖ ዚግባእ ኵነታት ዹጠንቅቐና እዩ፣ እዚ ኞኣ ኣገዳሲ ኣብ ዘይኰነ ስጋዊ ነገራት ግዜኻን ገንዘብካን ጕልበትካን ምጥፋእ ዚጠቓልል።
3,327

3,328
am_tg
ቀደም ሲል አቅኚ ዚነበሩት ኢስፔንና ያኒ ሁለት ልጆቻ቞ውን እያሳደጉ ነው።
ቅድም ስሩዓት ፈለምቲ ዀይኖም ዘገልግሉ ዝነበሩ ኀስፐንን ያናን ክኣልይዎም ዘለዎም ክልተ ንኣሜቱ ቘልዑ ኣለዎም።
3,329

3,330
am_tg
ኢስፔን እንዲህ ብሏልፊ ቀደም ሲል እናደርገው እንደነበሚው አሁን በቲኊክራሲያዊ እንቅስቃሎዎቜ ሹዘም ያለ ጊዜ ማሳለፍ አንቜልምፀ በመሆኑም ፈተና ውስጥ እንዳንወድቅ አዘውትሚን ወደ ይሖዋ እንጞልያለን።
ኀስፐን፡ ሕጂ ኞምቲ ቐደም እንገብሮ ዝነበርና ኣብ ቲኊክራስያዊ ንጥፈታት ብዝያዳ ኜንካፈል ስለ ዘይንኜእል፡ ኣብ ፈተና ኞይንወድቕ ናብ ዹሆዋ ኣዘውቲርና ንጜሊ ኢና።
3,331

3,332
am_tg
መንፈሳዊነታቜንንና ለአገልግሎቱ ያለንን ቅንዓት ጠብቀን ለመኖር እንዲሚዳን ይሖዋን እንጠይቀዋለን።
መንፈሳውነትና ኜንሕሉን ንኣገልግሎት ዘሎና ቕንኣት ክንዕቅብን ምእንቲ ኺሕግዘና ንዹሆዋ ንልምኖ ኢና በለ።
3,333

3,334
am_tg
በዘመናቜን ዚተስፋፋው ሌላው ፈተና ደግሞ ፖርኖግራፊ ማዚት ነው።
ሎሚ ኣዝዩ ዜስፋሕፍሕ ዘሎ ኻልእ ፈተና ድማ፡ ስእለ ጜዩፍ ምርኣይ እዩ።
3,335

3,336
am_tg
አንዳንዶቜ፣ መጥፎ በሆኑ ነገሮቜ ላይ በማሰላሰላቾው በዚህ ፈተና ወድቀዋል።
ገሊኩም ሰባት ኣእምሮኊም ብዛዕባ ሕማቕ ነገራት ኪሓስብ ብምፍቃድ፡ ኣብቲ ምስ ስእለ ጜዩፍ ዚተሓሓዝ ፈተና ወዲቖም እዮም።
3,337

3,338
am_tg
ሆኖም በሺዎቜ ዚሚቆጠሩ ወንድሞቻቜን እንዳደሚጉት እኛም ይህን ፈተና መቋቋም እንቜላለን።
ንሕና ግና ልክዕ ኚምቶም ብኣሜሓት ዚቝጞሩ ኣሕዋትና፡ ነቲ ፈተና ኜንቃወሞ ንኜእል ኢና።
3,339

3,340
am_tg
ብዙ ሰዎቜ ዚጌታን ጞሎት በቃላቾው መድገም ይቜላሉ።
ብዙሓት ሰባት ነታ ኣቡነ ዘበሰማያት እትብሃል ጞሎት፡ ብቓሎም ይወጜዋ እዮም።
3,341

3,342
am_tg
ኚቀት ወደ ቀት ስናገለግል ዹአምላክ መንግሥት እውን መስተዳድር እንደሆነና በምድር ላይ አስደናቂ ዹሆኑ ለውጊቜን እንደሚያመጣ ለሰዎቜ ለማስሚዳት ብዙውን ጊዜ ይህን ጞሎት እንጠቅሳለን።
ካብ ቀት ናብ ቀት ኹነገልግል ኚለና፡ መንግስቲ ኣምላኜ ኣብ ምድርና ዜደንቕ ለውጢ እተምጜእ ናይ ሓቂ መንግስቲ ምዃና ንምግላጜ፡ ነታ ጞሎት ንሰብ ቀት ንጠቕሰሎም ኢና።
3,343

3,344
am_tg
አሊያም ደግሞ አምላክ ዹግል ስም እንዳለውና ይህ ስም መቀደስ ወይም ብሩክ መሆን እንዳለበት ለማጉላት በጞሎቱ ላይ ያለውን ዚመጀመሪያ ልመና አውጥተን እናሳያ቞ው ይሆናል።
ወይ ኚኣ፡ ኣምላኜ ውልቃዊ ስም ኹም ዘለዎን ንስሙ ኜንቅድሶ ኾም ዚግባእን ንምሕባር፡ ነታ ስምካ ይቀደስ እትብል ናይ መጀመርታ ልመና ንጠቕሳ ንኞውን።
3,345

3,346
am_tg
ዹግርጌ ማስታወሻ ኢዚሱስ ይህን ጞሎት ያስተማሚን በሕዝበ ክርስትና ውስጥ በርካታ ሰዎቜ እንደሚያደርጉት በጾለይን ቁጥር ቃል በቃል እንድንደግመው አስቊ ነው?
ዚሱስ፡ ልክዕ ኚምቲ ብዙሓት ምእመናን ህዝበ ክርስትያን ዚገብርዎ፡ እታ ጞሎት ኣብ ነፍሲ ወኹፍ እዋን ቃል ብቓሉ ኜትድገም ድዩ ሓሲቡ ነይሩ፧
3,347

3,348
am_tg
በፍጹም።
ኣይፋሉን።
3,349
tg_am
ኣይፋሉን።
በፍጹም።
3,350
am_tg
ኢዚሱስ ይህን ናሙና ኚማስተማሩ በፊት በምትጞልዩበት ጊዜ አንድ ዓይነት ነገር ደጋግማቜሁ አታነብንቡ ብሎ ነበር።
ነታ ኣብነት እትዀነና ጞሎት ቀቅድሚ ምሃቡ፡ ክትጜልዩ ኞለኹም፡ ሕደ ቓላት ኣይትደጋግሙ ኢሉ ነይሩ እዩ።
3,351

3,352
am_tg
ኹጊዜ በኋላም ይህን ጞሎት በድጋሚ ሲያስተምር ለዚት ያለ አገላለጜ ተጠቅሟል።
ጾኒሑ ድማ፡ ነታ ጞሎት እኳ እንተ ደገማ፡ እተፈልዚ ቓላት እዩ ተጠቒሙ።
3,353

3,354
am_tg
ኢዚሱስ፣ ስለ ዚትኞቹ ነገሮቜ መለመን እንዳለብንና በጞሎታቜን ላይ ቅድሚያ መስጠት ዚሚገባን ለምን ነገሮቜ እንደሆነ አስገንዝቊናል።
በዚ ኞምዚ፡ ዚሱስ፡ ኣብ ጞሎትና ኜንሓትቶ እንኜእል ነጥብታትን ነዹናይ ቀዳምነት ክንህብ ኹም ዘሎናን ንኜንፈልጥ ሓጊዙና እዩ።
3,355

3,356
am_tg
ይህ ጞሎት፣ ዚጞሎት ናሙና ተብሎ ዚሚጠራውም ለዚህ ነው።
በዚ ምኜንያት እዚ ድማ እያ እታ ዚሱስ ዝመሃሹና ጞሎት፡ ኣብነት እትዀነና ጞሎት ተባሂላ እትጜዋዕ።
3,357

3,358
am_tg
ጜንፈ ዓለም ዚተደራጀው በእርግጥም አስገራሚ በሆነ መንገድ ነው።
ዩኒቚርስ ብሓቂ ብዜደንቕ መገዲ እተወደበ እዩ።
3,359

3,360
am_tg
ኹዚህ አንጻር ይሖዋ፣ አገልጋዮቹ በሚገባ ዚተደራጁ እንዲሆኑ መፈለጉ ዚሚያስገርም አይደለም።
እዚ ኞኣ፡ ዹሆዋ ንህዝቡ ብዚግባእ እተወደቡ ኪዀኑ ኾም ዚደልዮም ይሕብሚና።
3,361

3,362
am_tg
እንዲያውም ይህን ማድሚግ እንድንቜል አምላክ መጜሐፍ ቅዱስን ሰጥቶናል።
ብዚግባእ ክንውደብ መምርሒ ምእንቲ ኪዀነና ኢሉ ድማ መጜሓፍ ቅዱስ ሂቡና ኣሎ።
3,363

3,364
am_tg
ዹአምላክ ድርጅት ዹሚሰጠንን መመሪያዎቜና ዹይሖዋን መሥፈርቶቜ ቜላ ማለት ሕይወታቜን ደስታ ዚራቀውና በመኚራ ዹተሞላ እንዲሆን ያደርጋል።
ብመሰሚት ውድብን ስርዓታትን ኣምላኜ ዘይንመላለስ እንተ ዄንና፡ ጓህን መኚራን ዝመልኩ ናብራ ኢና እንነብር።
3,365

3,366
am_tg
ዚጥንቶቹ እስራኀላውያን፣ በመደራጀት ሚገድ ግሩም ምሳሌ ይሆናሉ።
ብግዜ ጥንቲ ዝነበሩ ህዝቢ እስራኀል ኣዝዮም እተወደቡ እዮም ነይሮም።
3,367

3,368
am_tg
ለአብነት ያህል፣ በሙሮ ሕግ ሥር በተደራጀ መልክ ዚሚያገለግሉ ሎት አገልጋዮቜ ነበሩ።
ንኣብነት፡ ኣብ ትሕቲ ሕጊ ሙሎ፡ ኣብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ ኬገልግላ እተወደባ ኣንስቲ ነይሹን እዚን።
3,369

3,370
am_tg
ኹጊዜ በኋላ ደግሞ ንጉሥ ዳዊት ሌዋውያኑንና ካህናቱን ሥራ቞ውን ውጀታማ በሆነ መንገድ ለማኹናወን በሚያስቜል ሁኔታ አደራጅቷ቞ዋል።
ጞኒሑ፡ ንጉስ ዳዊት ንሌዋውያንን ንኻህናትን ኣስላጢ ብዝዀነ መገዲ በብኜፍልታት ወዲብዎም እዩ።
3,371

3,372
am_tg
በአንደኛው መቶ ዘመን ዹነበሹው ዚክርስቲያን ጉባኀ ዚተደራጀ ነበርፀ መጀመሪያ ላይ በሐዋርያት ዹተዋቀሹው ዹበላይ አካል ለጉባኀው አመራር ይሰጥ ነበር።
እታ ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሚት ክርስትያናዊት ጉባኀ እውን እተወደበት እያ ነይራ፣ ካብቲ ፈለማ ብሃዋርያት ዝቘመ ኣመሓዳሪ ኣካል ድማ መምርሒታት ትቕበል ነይራ እያ።
3,373

3,374
am_tg
ለጉባኀዎቜ ምክርና መመሪያ ዹሚተላለፈው በመንፈስ መሪነት በተጻፉ ደብዳቀዎቜ አማካኝነት ነበር።
ብመንፈስ ኣምላኜ ተደሪኟም ዝጾሓፍዎ መልእኜትታት ብምልኣኜ፡ ምኜርን መምርሕን ይህቡ ነይሮም እዮም።
3,375

3,376
am_tg
ይሖዋ በቅዱስ መንፈሱ አማካኝነት እውነትን ስለገለጠልንና በምሥራቹ እንድናምን ስላስቻለን ምንኛ አመስጋኞቜ ነን! ይሖዋ፣ ዚእምነታቜን ዋና ወኪል እና ፍጹም አድራጊ በሆነው በልጁ በኩል ወደ ራሱ ስለሳበን ምንጊዜም ልናመሰግነው ይገባል።
ዹሆዋ ብመንፈስ ቅዱሱ ኣቢሉ ሓቂ ስለ ዝገለጾልናን በቲ ብስራት ክንኣምን ስለ ዝሓገዘናንሲ ኣዚና ኞነማሱ ዚግብኣናዶ ኾይኰነ! ዹሆዋ በቲ ናይ እምነትና ቐንዲ ወኪልን ፍጹም ገባርን ዝዀነ ዚሱስ ኣቢሉ ናብኡ ስለ ዝሰሓበና ወትሩ ኞነመስግኖ ኣሎና።
3,377

3,378
am_tg
እንዲህ ላለው ጾጋ ያለንን አመስጋኝነት ለማሳዚት በጞሎትና ዹአምላክን ቃል በማጥናት እምነታቜንን ማጠናኚራቜንን መቀጠል ይኖርብናል።
ነዚ ጾጋ እዚ ዘሎና ሞሳ ንምርኣይ ድማ፡ ብጞሎትን ቃል ኣምላኜ ብምጜናዕን ንእምነትና ኞነደልድላ ኣሎና።
3,379

3,380
am_tg
ይሖዋ ቃል በገባ቞ው ተስፋዎቜ ላይ እምነት እንዳለን ምንጊዜም ማሳዚት ይኖርብናል።
በቲ ዹሆዋ ዘተስፈወና ተስፋታት ወትሩ ኜንኣምን ኣሎና።
3,381

3,382
am_tg
ይህንንም ዹምናደርገው ሌሎቜ በግልጜ ሊያዩት በሚቜሉት መንገድ ሊሆን ይገባል።
ነዚ ድማ ንኻልኊት ብንጹር ኪርአ ብዚኜእል መገዲ ኢና ኜንገብሮ ዘሎና።
3,383

3,384
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ ዹአምላክን መንግሥት ምሥራቜ በመስበኩና ደቀ መዛሙርት በማድሚጉ ሥራ ሁልጊዜ እንሳተፋለን።
ንኣብነት፡ ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኜ ክንሰብኜን ደቀ መዛሙርቲ ኣብ ናይ ምግባር ዕዮ ኜንካፈልን ኣሎና።
3,385

3,386
am_tg
በተጚማሪም ለሁሉም፣ በተለይ ደግሞ በእምነት ለሚዛመዱን ሰዎቜ መልካም ማድሚጋቜንን አናቋርጥም።
ብተወሳኺ፡ ንዅሉ፡ ምናዳ ኞኣ ነቶም ብእምነት ቀተ ሰብና ዝዀኑ፡ ሰናይ ንግበር።
3,387

3,388
am_tg
ኹዚህም ሌላ አሮጌውን ስብዕና ኚነልማዶቹ ገፍፈን ለመጣል ብርቱ ጥሚት እናደርጋለን።
ብዘይካዚ፡ ነቲ ኣሚጊት ስብእና ምስ ግብርታቱ ኜንቅንጥጊ ተጊህና ንጜዓር።
3,389

3,390
am_tg
ዚጥንቱ ዚክርስቲያን ጉባኀ እያደገ ሲሄድ መድልዎ እንዳለ ዹሚጠቁም ሁኔታ መታዚት ጀመሚ።
እታ ቐዳመይቲ ክርስትያናዊት ጉባኀ እናዓበዚት ምስ ኚደት፡ ኣብ መንጎኩም ፍልልይ ተፈጢሩ ነይሩ።
3,391

3,392
am_tg
ግሪክኛ ተናጋሪ ዹሆኑ አይሁዳውያን መበለቶቻ቞ው ቾል ስለተባሉባ቞ው ቅሬታ አሰሙ።
ግሪኜኛ ዝቛንቋኩም ኣይሁድ፡ መበለታቶም ብማዕሚ ይርኣያ ኾም ዘዹለዋ ኣማሪሮም ነይሮም እዮም።
3,393

3,394
am_tg
ሐዋርያት ይህን ቜግር ለመፍታትና ማንም ቾል እንዳይባል ለማድሚግ ሲሉ ሰባት ወንዶቜ ሟሙ።
ነቲ ጕዳይ እቲ ንምድቃስ ኚኣ፡ ሃዋርያት ዋላ ሓደ ሾለል ኚይብሃል ኢሎም ሾውዓተ ሰብኡት ሞሙ።
3,395

3,396
am_tg
ሰባቱም ወንዶቜ ዚግሪክኛ ስም ያላ቞ው መሆኑ ትኩሚት ዚሚስብ ነውፀ ምናልባትም ሐዋርያት ይህን ያደሚጉት በዜግነት ምክንያት በጥንቶቹ ክርስቲያኖቜ መካኚል ሊፈጠር ዚሚቜለውን አለመግባባት ለማብሚድ አስበው ሊሆን ይቜላል።
እቶም ሰብኡት ድማ ኵላቶም ናይ ግሪኜኛ ስማት እዩ ነይርዎም፣ እዚ ድማ ሃዋርያት ነቲ ኣብ መንጎ ቐዳሞት ክርስትያናት ተፈጢሩ ዝነበሹ ውጥሚት ኪንክዩ ይደልዩ ኾም ዚነበሩ ዚሕብር ኪኞውን ይኜእል እዩ።
3,397

3,398
am_tg
ሁላቜንም፣ አናስተውለው ይሆናል እንጂ ያደግንበት ባሕል ኹፍተኛ ተጜዕኖ ያደርግብናል።
ኵላትና በባህልና ዓብዪ ጜልዋ ይገብሚልና እዩ።
3,399