Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
3,600
am_tg
እውነት ነው፣ ቅዱሳን መጻሕፍት አንዳንዶቜ እጥፍ ክብር ሊሰጣ቞ው እንደሚገባ ይናገራሉ።
ልክዕ እዩ፡ ቅዱሳት ጜሑፋት ንገሊኩም ሰባት ዕጜፊ ኜብሪ ይግብኊም እዩ ይብል እዩ።
3,601
tg_am

3,602
am_tg
እነዚህ ክርስቲያኖቜ ክብር ሊሰጣ቞ው ዚሚገባው ግን ቅቡዓን ስለሆኑ ሳይሆን በመልካም ሁኔታ ዚሚያስተዳድሩ እንዲሁም በመናገርና በማስተማር ተግተው ዚሚሠሩ በመሆናቾው ነው።
ግናኞ፡ እዞም ሰባት እዚኊም ኹምዚ ዝበለ ኜብሪ ዚግብኊም፡ ቅቡኣት ስለ ዝዀኑ ዘይኰነስ፡ ብጜቡቕ ዚመርሑ፡ ኚምኡ ድማ ብቓልን ብትምህርትን ዚጜዕሩ ብምዃኖም እዩ።
3,603

3,604
am_tg
ሰማያዊ ጥሪ ያላ቞ው ክርስቲያኖቜ፣ ሌሎቜ አላስፈላጊ አድናቆት ወይም ትኩሚት ዹሚሰጧቾው ኹሆነ ይጚንቃ቞ዋል።
ስለዚ፡ እቶም ሰማያዊ ጜውዓ ዘለዎም ክርስትያናት ዘይግብኊም ውዳሰ ወይ ቈላሕታ ምስ ዚውሃቊም፡ ዚሕፍሮም እዩ።
3,605

3,606
am_tg
ኹዚህ ዚባሰው ደግሞ እንዲህ ያለው ለዚት ያለ ትኩሚት፣ ትሑት መሆን እንዲኚብዳ቞ው ሊያደርግ ይቜላል።
እቲ ኻብዚ ዝገደደ ድማ፡ ቅቡኣት ክርስትያናት ፍሉይ ቈላሕታ እንተ ተዋሂብዎም፡ ትሑታት ኰይኖም ምምልላስ ኬሞግሮም ይኜእል እዩ።
3,607

3,608
am_tg
ማናቜንም ብንሆን ለክርስቶስ ወንድሞቜ ማሰናኚያ መሆን አንፈልግም!—⁠ፀ
መሾም ንሓደ ኻብ ኣሕዋት ክርስቶስ ኪዕንቅፍ ዚደሊ ዋላ ሓደ ኻባና ዚልቊን።
3,609

3,610
am_tg
ቅቡዓን በዚህ መንገድ በመንፈስ ቅዱስ መቀባታ቞ው፣ እንደ ቀብድ አሊያም ወደፊት ለሚመጣው ነገር እንደ ዋስትና ወይም መያዣ ነው።
እዚ መንፈስ ቅዱስ ዚዓይዮ ፍሉይ ዕዮ፡ ኹም ዕርቡን፡ ማለት ነቲ ዚመጜእ ነገር ውሕስነት ዚኾውን እዩ።
3,611

3,612
am_tg
አንድ ቅቡዕ ክርስቲያን ይህን ማሚጋገጫ ስላገኘ መቀባቱን ይተማመናል።
ሓደ ቕቡእ ክርስትያን ብምኜንያት እዚ ዚቕበሎ ዕርቡን እዚ፡ ብውሜጡ ምትእምማን ዚሕድር እዩ።
3,613

3,614
am_tg
ግለሰቡ ጥሪውን እንደተቀበለ እርግጠኛ ነው።
እቲ ሰብ እቲ ብርግጜ ተዓዲሙ እዩ።
3,615
tg_am
እቲ ሰብ እቲ ብርግጜ ተዓዲሙ እዩ።
ግለሰቡ ጥሪውን እንደተቀበለ እርግጠኛ ነው።
3,616
am_tg
ሆኖም በሰማይ ሜልማቱን ማግኘት አለማግኘቱ ዚተመካው ለጥሪው ታማኝ ሆኖ በመገኘቱ ላይ ነው።
ኣብ መወዳእታ ነቲ ዓስቡ ኪቕበሎ እንተ ዀይኑ ወይ እንተ ዘይኰኑ ግና፡ ኣብቲ ንጜውዓኡ ዘለዎ ተኣማንነት እዩ ዚምርኰስ።
3,617

3,618
am_tg
ጎጥሮስ ነጥቡን እንዲህ በማለት ገልጟታልፊ በመሆኑም ወንድሞቜ፣ መጠራታቜሁንና መመሚጣቜሁን አስተማማኝ ለማድሚግ ኚበፊቱ ይበልጥ ትጉፀ እነዚህን ነገሮቜ ዚምታደርጉ ኹሆነ ፈጜሞ አትወድቁምና።
ጎጥሮስ ነዚ ነገር እዚ በዚ ኾምዚ ገሊጜዎ ኣሎፊ ስለዚ፡ ኣሕዋተዚ፡ ንጜውዓኹምን ንሕርያኹምን ኣጜኒዕኩም ክትሕዝዎ ኣዚኹም ተጋደሉ፣ እዚ ትገብሩ እንተ ዄንኩምሲ፡ ኚቶ ኣይክትወድቁን ኢኹም።
3,619

3,620
am_tg
እንዲያውም በእጅጉ ትባሚካላቜሁፀ ጌታቜንና አዳኛቜን ወደሆነው ወደ ኢዚሱስ ክርስቶስ ዘላለማዊ መንግሥትም ትገባላቜሁ።
እኳ ደኣስ፡ በዚ ኾምዚ ናብታ ዘለኣለማዊት መንግስቲ ጐይታናን መድሓኒናን ዚሱስ ክርስቶስ መእተዊ ብኜብሪ ኺውሃበኩም እዩ።
3,621

3,622
am_tg
እንግዲያው እያንዳንዱ ቅቡዕ ክርስቲያን ታማኝነቱን ለመጠበቅ መታገል አለበት።
እምበኣር፡ ነፍሲ ወኹፍ ቅቡእ ክርስትያን ብተኣማንነት ንምቕጻል ኪቃለስ ኣለዎ።
3,623

3,624
am_tg
ታማኝ ካልሆነ ግን ሰማያዊ ጥሪ ወይም ግብዣ ማግኘቱ ምንም አይጠቅመውም።
እንተ ዘይኰይኑ፡ እቲ ሰማያዊ ጜውዓኡ ዋጋ ኣይህልዎን እዩ።
3,625

3,626
am_tg
በአንድ ወቅት በይሖዋ ፊት ጥሩ አቋም ነበሚው።
ሓደ እዋን፡ ሓደ መንፈሳዊ ፍጡር ምስ ዹሆዋ ጜቡቕ ርክብ ነበሮ።
3,627

3,628
am_tg
ይሁንና ይህ መንፈሳዊ ፍጡር፣ ሰዎቜ እንዲያመልኩት መመኘት ጀመሚ።
ኰይኑ ግና፡ ደቂ ሰብ ንኌምልኜዎ ኺምነ ጀመሚ።
3,629

3,630
am_tg
ይህን ተገቢ ያልሆነ ምኞት ኚማስወገድ ይልቅ ስላሰላሰለበትና እንዲያድግ ስለፈቀደለት ምኞቱ ኃጢአትን ወለደ።
ነዚ ዘይግቡእ ትምኒት እዚ ኣብ ክንዲ ዜወግዶ ግና፡ ብዝያዳ ንኺዓብን ሓጢኣት ንኺወልድን ፈቐደሉ።
3,631

3,632
am_tg
እያወራን ያለነው በእውነት ውስጥ ጞንቶ ስላልቆመው ስለ ሰይጣን እንደሆነ ዚታወቀ ነው።
እቲ መንፈሳዊ ፍጡር፡ እቲ ኣብ ሓቂ ዘይጾንዐ ሰይጣን እዩ።
3,633

3,634
am_tg
ሰይጣን በይሖዋ ላይ ያመፀ ኹመሆኑም ሌላ ዚውሞት አባት ሆነ።
ካብ ዹሆዋ ስለ ዝዓለወ ኞኣ፡ ኣቊ ሓሶት ኰነ።
3,635
tg_am
ካብ ዹሆዋ ስለ ዝዓለወ ኞኣ፡ ኣቊ ሓሶት ኰነ።
ሰይጣን በይሖዋ ላይ ያመፀ ኹመሆኑም ሌላ ዚውሞት አባት ሆነ።
3,636
am_tg
ሰይጣን ካመፀበት ጊዜ ጀምሮ ዹይሖዋ ቀንደኛ ጠላት እንደሆነ ታይቷልፀ ዹሰው ልጆቜ ወዳጅ ሆኖ እንደማያውቅም ግልጜ ነው።
ሰይጣን ካብቲ ዝዓለወሉ እዋን ኣትሒዙ፡ ዝዓበዹ ጞላኢ ዹሆዋ ምዃኑ ኣርእዩ እዩ፣ ንደቂ ሰብ እውን እንተ ዀነ ይጾልኩም እዩ።
3,637

3,638
am_tg
ለሰይጣን ዚተሰጡት መጠሪያዎቜ ምን ያህል በክፋት እንደተዘፈቀ ይጠቁማሉ።
እቲ ሰይጣን ዚጜውዓሉ ስማት፡ ክሳዕ ክንደይ ብልሹው ምዃኑ ዜርኢ እዩ።
3,639

3,640
am_tg
ሰይጣን ዹሚለው ቃል ተቃዋሚ ማለት ሲሆን ይህ ክፉ መንፈሳዊ ፍጡር ዹአምላክን ሉዓላዊነት እንደማይደግፍ ያሳያልፀ እንዲያውም ዹይሖዋን ሉዓላዊ ገዢነት ዹሚጠላ ኹመሆኑም ሌላ አጥብቆ ይቃወመዋል።
ሰይጣን ኪብሃል ኚሎ፡ ተጻራሪ ማለት እዩ፣ እዚ ኞኣ፡ እዚ እኩይ መንፈሳዊ ፍጡር እዚ ንልዑላውነት ኣምላኜ ኹም ዘይድግፎ፡ ዚግዳስ ኹም ዚጾልኩን ኣንጻሩ ኾም ዚቃለስን ዚሕብር እዩ።
3,641

3,642
am_tg
ሰይጣን ኹምንም በላይ ዹሚፈልገው ነገር ዹይሖዋ ሉዓላዊ ገዢነት ሲያበቃ ማዚት ነው።
ሰይጣን ካብ ዝዀነ ይኹን ንላዕሊ፡ ልዑላውነት ዹሆዋ ኌቋርጜ እዩ ዚደሊ።
3,643

3,644
am_tg
ወንድሞቜን በመንፈሳዊ እንዲያድጉ በመርዳት ሚገድ ዚተዋጣላ቞ው አንዳንድ ሜማግሌዎቜ ሌሎቜን ለማሠልጠን ምን ዓይነት ዘዎዎቜን እንደተጠቀሙ በቅርቡ ተጠይቀው ነበር።
ኣብዚ ቐሚባ እዋን፡ ኣሕዋቶም ብመንፈሳዊ መዳይ ኪዓብዩ ንዝሓገዙ እተወሰኑ ሜማግለታት ንኻልኊት ኬሰልጥኑ ኾለዉ እንታይ ሜላታት ኹም እተጠቕሙ ሕቶ ቐሪቡሎም ነይሩ።
3,645

3,646
am_tg
እነዚህ ሜማግሌዎቜ ያሉበት ሁኔታ በእጅጉ ዚተለያዚ ቢሆንም ዚሰጡት ምክር በሚያስገርም ሁኔታ ይመሳሰላል።
ኵነታቶም እተፈላለዚ እኳ እንተ ዀነ፡ ኵሎም ዝሃብዎ ርእይቶ ግና ተመሳሳሊ እዩ።
3,647

3,648
am_tg
ይህ ምን ይጠቁማል?
እዚ እንታይ እዩ ዚሕብር፧
3,649
tg_am
እዚ እንታይ እዩ ዚሕብር፧
ይህ ምን ይጠቁማል?
3,650
am_tg
በመጜሐፍ ቅዱስ ላይ ዹተመሠሹተው ለተማሪዎቜ ዹሚሰጠው ይህ ሥልጠና በሐዋርያው ጳውሎስ ዘመን ብቻ ሳይሆን ዛሬም በሁሉም ስፍራ በሚገኙ ጉባኀዎቜ ውስጥ ይሠራል።
ኣብ መጜሓፍ ቅዱስ እተመሰሚተ ስልጠና፡ ኣብ በቊታኡ ንዘለዋ ዅለን ጉባኀታት ዚዓዪ እዩ።
3,651

3,652
am_tg
አስተማሪዎቜ ለሥልጠና አመቺ ሁኔታ መፍጠር ይኖርባ቞ዋል።
ሓደ ኣሰልጣኒ ንኌሰልጥን ምሹእ ሃዋህው ኪፈጥር ኣለዎ።
3,653
tg_am
ሓደ ኣሰልጣኒ ንኌሰልጥን ምሹእ ሃዋህው ኪፈጥር ኣለዎ።
አስተማሪዎቜ ለሥልጠና አመቺ ሁኔታ መፍጠር ይኖርባ቞ዋል።
3,654
am_tg
አንድ ገበሬ ዘር ኚመዝራቱ በፊት መሬቱን ማለስለስ እንዳለበት ሁሉ አንድ አስተማሪም ተማሪውን ማሠልጠን ኚመጀመሩ በፊት ዚተማሪውን ልብ ማዘጋጀት ይኖርበታል።
ልክዕ ኚምቲ ሓደ ኣታኜልተኛ፡ ዘርኢ ቕድሚ ምዝራኡ፡ ነቲ መሬት ኪዅስኵሶ ወይ ኬለስልሶ ዘለዎ፡ ሓደ ዜሰልጥን ሜማግለ እውን ንሓደ ዚስልጥን ሓው ሓድሜ ብልሓት ቅድሚ ምምሃሩ፡ ኬዳልዎ ወይ ኬተባብዖ ኣለዎ።
3,655

3,656
am_tg
ታዲያ አስተማሪዎቜ ሌሎቜን ለማሠልጠን አመቺ ሁኔታ መፍጠር ዚሚቜሉት እንዎት ነው?
ስለዚ፡ ስልጠና ዚህቡ ሜማግለታት ንኻልኊት ንምስልጣን ምሹእ ሃዋህው ኪፈጥሩ ዚኜእሉ ብኞመይ እዮም፧
3,657

3,658
am_tg
ሳሙኀል፣ ሳኊል ዚእስራኀልን ሕዝብ እንዲመራ ሲያዘጋጀው ዹተጠቀመውን ዘዮ በመኹተል ነው።
ነቲ ሳሙኀል ንሳኊል መራሒ እስራኀል ኪኞውን ኬዳልዎ ኾሎ እተጠቕመሉ ሜላ ብምስዓብ እዩ።
3,659

3,660
am_tg
ዹሕዝበ ክርስትና ቀሳውስት ስለ አምላክ መንግሥት እዚሰበኩ አይደሉም።
ኣቕሜሜቲ ህዝበ ክርስትያን ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኜ ኣይሰብኩን እዮም።
3,661

3,662
am_tg
ስለ መንግሥቱ ቢናገሩ እንኳ ብዙዎቹ፣ በክርስቲያኖቜ ልብ ውስጥ ያለ ስሜት ወይም ሁኔታ እንደሆነ አድርገው ይገልጹታል።
ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኜ ኪዛሚቡ ኞለዉ፡ ብዙሓት ምስቲ ኣብ ልቢ ሓደ ክርስትያን ዘሎ ስምዒት ወይ ኵነታት እዮም ዜተሓሕዝዎ።
3,663

3,664
am_tg
ዹአምላክ መንግሥት ኢዚሱስ ክርስቶስ ንጉሥ ሆኖ ዚተሟመበት በሰማይ ዹሚገኝ መስተዳድር እንደሆነ፣ ለሰው ልጆቜ ቜግሮቜ በሙሉ መፍትሔ እንደሚያመጣ እንዲሁም በቅርቡ ክፋትን ሁሉ ኚምድር እንደሚያስወግድ ሰዎቜ እንዲገነዘቡ አያደርጉም።
መንግስቲ ኣምላኜ፡ ዚሱስ ክርስቶስ ዝገዛኢኣ ሰማያዊት መንግስቲ ምዃና፡ ንዅሉ ጞገማት ደቂ ሰብ ፍታሕ እተምጜእ ምዃና፡ ኣብ ቀሚባ እዋን ኚኣ ንዅሉ እኚይ ካብዛ ምድሪ ኾም እተጥፍእ ኣይምህሩን እዮም።
3,665

3,666
am_tg
ኹዚህ ይልቅ ኢዚሱስን ዚሚያስታውሱት በገና እና በፋሲካ በዓል ወቅት ነው።
ዚግዳስ፡ ንዚሱስ ኣብ በዓል ልደትን በዓል ትንሳኀን ጥራይ እዮም ዚዝክርዎ።
3,667

3,668
am_tg
ኢዚሱስ ዚምድር ንጉሥ ሲሆን ምን እንደሚያኚናውን ዚሚያውቁት ነገር ያለ አይመስልም።
ዚሱስ ኹም ሓድሜ ገዛኢ ምድሪ መጠን እንታይ ኹም ዚገብር ኣይገልጹን እዮም።
3,669

3,670
am_tg
እነዚህ ቀሳውስት ዚስብኚቱን ሥራ እንዲያኚናውኑ ዚሚያነሳሳ቞ው ምክንያት ምን ሊሆን እንደሚገባም አያውቁም።
ነዚ ዕዮ እዚ ኺዓይዩሉ ዚግባእ ድራኞ እውን ስሒቶምዎ እዮም።
3,671

3,672
am_tg
ዓላማው ገንዘብ መሰብሰብና ዚተንቆጠቆጡ ሕንፃዎቜን መገንባት መሆን ዚለበትም።
ገንዘብ ኣኪብና ብሉጜ ህንጻታት ንምህናጜ ኪኞውን ኣይግባእን።
3,673

3,674
am_tg
በአምላክ ቃል ሊነገድ አይገባም።
ብቓል ኣምላኜ ኪንገድ ኣይግባእን እዩ።
3,675
tg_am
ብቓል ኣምላኜ ኪንገድ ኣይግባእን እዩ።
በአምላክ ቃል ሊነገድ አይገባም።
3,676
am_tg
ግርጌ መልእክቱን ዚሚሰብኩ ሰዎቜ ኚሚያኚናውኑት ሥራ ዹግል ጥቅም ለማግኘት መሞኹር ዚለባ቞ውም።
፡ እ.ጜ. እቶም ነቲ መልእኜቲ ዚሰብኩ ሰባት፡ ነቲ ዕዮ እቲ ብምዕያዮም ብሕታዊ ሚብሓ ኺደልዩ ኣይግባእን እዩ።
3,677

3,678
am_tg
አንድ ልብስ መልበስ ፈለጋቜሁ እንበልፀ ልብሱ ዚጉባኀውን አባላት ቅር ዚሚያሰኝ ሊሆን ይቜል ይሆናል።
ገሊኡ ቕዲ ኣኚዳድና ይማርኞካ ንበል፣ እቲ ኣኚዳድናኻ ኞኣ ኣብ ጉባኀ ንዘለዉ ገሊኩም ይርብሟም ይኞውን።
3,679

3,680
am_tg
ሆኖም ይህን ልብስ እንዳትለብሱ ዹሚኹለክል ቀጥተኛ ዚመጜሐፍ ቅዱስ ሕግ እንደሌለ ታውቃላቜሁ።
ንስኻ ግና ነቲ ኣኚዳድና እቲ ፈልዩ ዚኜልክል ሕጊ ኾም ዘዹሎ ትፈልጥ ኢኻ።
3,681

3,682
am_tg
ታዲያ ይሖዋ በዚህ ሚገድ ያለውን አመለካኚት ማወቅ ዚምትቜሉት እንዎት ነው?
ኣብቲ ነገር እቲ ሓሳብ ዹሆዋ እንታይ እዩ፧
3,683

3,684
am_tg
ሐዋርያው ጳውሎስ በመንፈስ መሪነት ዹሚኹተለውን ምክር ሰጥቷልፊ ሎቶቜ ፀጉር በመሞሚብና በወርቅ ወይም በዕንቁ ወይም ደግሞ በጣም ውድ በሆነ ልብስ ሳይሆን በልኚኝነትና በማስተዋል ተገቢ በሆነ ልብስ ራሳ቞ውን ያስውቡፀ ለአምላክ ያደርን ነን ዹሚሉ ሎቶቜ ሊያደርጉት እንደሚገባ በመልካም ሥራ ይዋቡ።
ሃዋርያ ጳውሎስ ብመንፈስ ኣምላኜ ተደሪኹ፡ ኣንስቲ እውን ኚምኡ ብቝኖ፡ ብወርቂ፡ ብሉል፡ ወይስ ብኣዝዩ ኜቡር ክዳውንቲ ዘይኰነስ፡ ትሕትናን ልብምናን ብዜርኢ ግቡእ ክዳውንቲ፡ ንኣምላኜ ተወፋይነት ንዘለወን ኣንስቲ ኾም ዚግባእ፡ ይሰለማ ዚብል ምኜሪ ሂቡ ኣሎ።
3,685

3,686
am_tg
ይህ መሠሚታዊ ሥርዓት ለክርስቲያን ወንዶቜም በእኩል ደሹጃ ይሠራል።
እዚ ምኜሪ እዚ ኞኣ ንክርስትያን ሰብኡት እውን ብማዕሚ ይምልኚቶም እዩ።
3,687

3,688
am_tg
ለይሖዋ ያደርን እንደመሆናቜን መጠን ዚራሳቜን ምርጫ ብቻ ሳይሆን አለባበሳቜንና አጋጌጣቜን በሌሎቜ ላይ ዚሚያሳድሚው ተጜዕኖም ያሳስበናል።
ውፉያት ኣገልገልቲ ዹሆዋ ብምዃንና፡ ብሕታዊ ምርጫታትና ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኣኚዳድናናን ኣመለኻኜዓናን ኣብ ካልኊት ኪህልዎ ዚኜእል ጜልዋ እውን ዚተሓሳስበና እዩ።
3,689

3,690
am_tg
ልኹኛ ኹሆንንና ለሰዎቜ ፍቅር ካለን፣ ዚእምነት ባልንጀሮቻቜንን አመለካኚት ግምት ውስጥ በማስገባት እነሱን ሊሚብሜ ወይም ቅር ሊያሰኝ ዚሚቜል ልብስ ኚመልበስ እንቆጠባለን።
ኣመንቲ ንዝዀኑ ብጟትና ኜንዕንቅፎም ወይ ኚነጕህዮም ስለ ዘይንደሊ፡ ብትሕትናን ብፍቕርን ተደሪኜና ርእይቶኊም ኣብ ግምት ነእቱ ኢና።
3,691

3,692
am_tg
አዳም በፈጣሪው ላይ በማመፁ ዚልጅነት መብቱን አጣ።
ኣዳም ካብ ገባሪኡ ምስ ዓለወ፡ ወዲ ኣምላኜ ናይ ምዃን መሰሉ ሰኣነ።
3,693

3,694
am_tg
ይሁንና ባለፉት በርካታ ዘመናት ዚኖሩ እንደ ታላቅ ዚምሥክሮቜ ደመና ዹሆኑ ዚአዳም ዘሮቜ ዹአምላክን ሉዓላዊነት መደገፍ መርጠዋል።
ግናኞ፡ ኣብቲ ድሕሪኡ ዝነበሹ ወለዶታት፡ ክንድዚ ዚኣኜሉ ደበና እተባህለሎም ብዙሓት ዘርኢ ኣዳም ንልዑላውነት ኣምላኜ ደጊፎም እዮም።
3,695

3,696
am_tg
እነዚህ ሰዎቜ ለፈጣሪያ቞ው በትሕትና በመገዛት፣ ኚሰይጣን ይልቅ ይሖዋ እንደ ሾክላ ሠሪ እንዲቀርጻ቞ው እንዲሁም አባታ቞ው እንዲሆን እንደሚፈልጉ በተግባር አሳይተዋል።
ብትሕትና ንፈጣሪኊም ስለ እተገዝእዎ ድማ፡ ሰይጣን ዘይኰነስ፡ ዹሆዋ ኣቊኊምን ቀራጺኊምን ኪኞውን ኹም ዚደልዩ ኣርእዮም እዮም።
3,697

3,698
am_tg
ለአምላክ ያላ቞ው ታማኝነት፣ በዛሬው ዚዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ሐሳብ ያስታውሰናል።
እቲ ንኣምላኜ ዘለዎም ተኣማንነት፡ ነቲ ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕስና ዘሎ ቓላት እዩ ዜዘኻኜሚና።
3,699