Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
5,100
am_tg
ነገሮቜን በአምላክ ዓይን መመልኚት ለሚቜል ሰው ለምሳሌ ለወላጆቻቜን፣ ለትዳር ጓደኛቜን ወይም ለምናምነው ወዳጃቜን ዚውስጣቜንን አውጥተን መናገራቜን ጭንቀታቜን እንዲቀለን ሊሚዳን ይቜላል።
ንነገራት ብኣሚኣእያ ኣምላኜ ንዚርኢ ወላዲና፡ ንመጻምድትና፡ ወይ ንሓደ እሙን ዓርክና ምስጢርና ምስ እነካፍሎ ጭንቀትና ንምቍጜጻር ኪሕግዘና ይኜእል እዩ።
5,101
tg_am

5,102
am_tg
ኹይሖዋ ዹበለጠ ጭንቀታቜንን ሊሚዳልን ዚሚቜል ማንም ዚለም።
ኚምቲ ዹሆዋ ዚርድኣልና ገይሩ ንጭንቀትና ኺርድኣልና ዚኜእል ዚለን።
5,103

5,104
am_tg
ጳውሎስ እንዲህ በማለት ጜፏልፊ ስለ ምንም ነገር አትጚነቁፀ ኹዚህ ይልቅ ስለ ሁሉም ነገር በጞሎትና በምልጃ ኚምስጋና ጋር ልመናቜሁን ለአምላክ አቅርቡፀ ኚመሚዳት ቜሎታ ሁሉ በላይ ዹሆነው ዹአምላክ ሰላም በክርስቶስ ኢዚሱስ አማካኝነት ልባቜሁንና አእምሯቜሁን ይጠብቃል።
ጳውሎስ፡ ብዛዕባ ዅሉ ነገር ደኣ ልማኖኹም ብጞሎትን ብምህለላን ምስ ምስጋና ኣብ ኣምላኜ ይፈለጥ እምበር፡ ብዛዕባ ገለ እኳ ኣይትጚነቑ፣ እቲ ኻብ ኵሉ ሓሳብ ዚበልጜ ሰላም ኣምላኜ ድማ ንልብኹምን ንኣእምሮኹምን ብክርስቶስ ዚሱስ ኪሕልዎ እዩ በለ።
5,105

5,106
am_tg
እንግዲያው ዚሚያስጚንቅ ነገር ሲያጋጥመን ኚመንፈሳዊ ጉዳት ዚሚጠብቁንን አካላት ይኾውም ዚእምነት ባልንጀሮቻቜንን፣ ሜማግሌዎቜን፣ ታማኙን ባሪያ፣ መላእክትን፣ ኢዚሱስንና ይሖዋን ለማሰብ እንሞክር።
ክርስትያን ብጟትናን ሜማግለታትን እቲ እሙን ባርያን መላእኜትን ዚሱስን ዹሆዋን ካብ መንፈሳዊ ጕድኣት ኬዕቝቡና ኾም ዚጜዕሩ ንሕሰብ።
5,107

5,108
am_tg
ዓለም ባለን ዚገለልተኝነት አቋም ዚተነሳ ቢጠላን መገሹም አይኖርብንምፀ ምክንያቱም ኢዚሱስ ይህ እንደሚሆን አስጠንቅቆናል።
ዓለም በቲ ምስቲ ገለልትነት እተተሓሓዘ መትኚልና እንተ ጞልኣትና ኜንግሚም ዚብልናን፣ ኚመይሲ፡ ዚሱስ ኣጠንቂቑና ነይሩ እዩ።
5,109

5,110
am_tg
አብዛኞቹ ተቃዋሚዎቜ ኚክርስቲያናዊ ገለልተኝነት ጋር ዚተያያዙት ጉዳዮቜ ምን ያህል ትልቅ ቊታ እንዳላ቞ው አይገነዘቡም።
ብዙሓት ተጻሚርቲ፡ ክርስትያናዊ ገለልትነት ንዘለዎ ኣገዳስነት ኣይርድእዎን እዮም።
5,111

5,112
am_tg
እኛ ግን ትልቅ ቊታ ዹምንሰጠው ጉዳይ ነው።
ንዓና ግና፡ እቲ ጕዳይ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ።
5,113
tg_am
ንዓና ግና፡ እቲ ጕዳይ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ።
እኛ ግን ትልቅ ቊታ ዹምንሰጠው ጉዳይ ነው።
5,114
am_tg
ለይሖዋ ታማኝ ለመሆን ኹፈለግን ዛቻ ቢሰነዘርብንም መጜናት ይኖርብናል።
ንዹሆዋ እሙናት ክንኹውን እንተ ዄንና፡ ምጕብዕባዕ እናኣጋጠመና ኜነሱ እውን እንተ ዀነ ኜንጞንዕ ኣሎና።
5,115

5,116
am_tg
ዹሰው ፍርሃት በሁሉም ዕድሜ ባሉ ሰዎቜ ላይ ተጜዕኖ ዚሚያሳድር ቢሆንም በተለይ ታዳጊዎቜ ኚሌሎቜ ዚተለዩ መሆን ይኚብዳ቞ው ይሆናል።
ንሰብ ምፍራህ ኣብ ኵሉ ዕድመ ንዚርኚቡ ሰባት ዚጾሉ እኳ እንተ ዀነ፡ ብፍላይ ግና መንእሰያት ካብ ካልኊት እተፈልዩ ምዃን ኪኞብዶም ይኜእል እዩ።
5,117

5,118
am_tg
ልጆቻቜሁ ለባንዲራ ሰላምታ ኚመስጠት ወይም ኚብሔራዊ በዓላት ጋር በተያያዘ አቋማቾውን ዚሚፈትን ሁኔታ እያጋጠማ቞ው ኹሆነ እርዳታ ልታደርጉላ቞ው ይገባል።
ደቅኻ ኾም ንባንዎራ ሰላምታ ምሃብ ወይ ሃገራዊ በዓላት ምብዓል ዝኣመሰለ ጕዳያት ዚጋጥሞም እንተ ኣልዩ፡ ሓግዞም።
5,119

5,120
am_tg
ልጆቻቜሁ ጉዳዩ ምን ያህል ትልቅ ቊታ ዹሚሰጠው እንደሆነ እንዲገነዘቡ በቀተሰብ አምልኳቜሁ ወቅት ለመርዳት ጥሚት አድርጉፀ ይህም ዚሚያጋጥማ቞ውን ፈተና በድፍሚት ለመወጣት ያስቜላ቞ዋል።
ኣብቲ ኣምልኟ ስድራ ቀት እትገብሩሉ እዋን፡ ደቅኻ ነቲ ጞገማት ብዓወት ምእንቲ ኺዋጜኡሉ፡ ነቲ ጕዳያት ኪርድእዎ ሓግዞም።
5,121

5,122
am_tg
ዚሚያምኑበትን ነገር በግልጜና አክብሮት በሚንጞባሚቅበት መንገድ እንዲናገሩ እርዷ቞ው።
ብዛዕባ እቲ ዚኣምኑሉ ነገራት ብንጹርን ብኣኜብሮትን ኪዛሚቡ እውን ሓግዞም።
5,123

5,124
am_tg
አስፈላጊ ኹሆነ ኚመምህሮቻ቞ው ጋር ስለ እነዚህ ጉዳዮቜ ተነጋገሩ።
ንደቅኻ ኣድላዪ እንተ ዀይኑ ተበግሶ ወሲድካ ንመምህራኖም ብዛዕባ እቲ ጕዳያት ኣዘራርቊም።
5,125

5,126
am_tg
አዳም ፍጜምና ስለጎደለው ዹአምላክን ባሕርያት ፍጹም በሆነ መንገድ ማንጞባሚቅ አልቻለም።
ኣዳም ዘይፍጹም ስለ ዝዀነ፡ ባህርያት ኣምላኜ ፍጹም ብዝዀነ መገዲ ኌንጞባርቕ ኣይኚኣለን።
5,127

5,128
am_tg
አዳም ሊያገኝ ይቜል ዹነበሹውን አስደናቂ ሕይወት ኚማጣቱም ሌላ ለልጆቹ አለፍጜምናን፣ ኃጢአትንና ሞትን አውርሷል።
ኣዳም ነቲ ዝነበሮ ዜደንቕ መጻኢ ኣጥፊኡ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ንውሉዳቱ እውን ዘይፍጜምናን ሓጢኣትን ሞትን ኣውሪስዎም እዩ።
5,129

5,130
am_tg
ዘሮቹ ለዘላለም ዹመኖር አጋጣሚ እንዳያገኙ እንቅፋት ሆኗል።
ብሰንኪ እዚ፡ ዘርኢ ኣዳም፡ ተስፋ ናይ ዘለኣለም ህይወት ስኢኖም እዮም።
5,131

5,132
am_tg
ኹዚህም ሌላ አዳምና ሔዋንም ሆኑ ዘሮቻ቞ው ፍጹም ዹሆኑ ልጆቜ ሊወልዱ አይቜሉም።
ብዘይካዚ፡ ኣዳምን ሄዋንን ኰኑ ዘርኊም፡ ፍጹማት ውሉዳት ኪወልዱ ኣይኚኣሉን።
5,133

5,134
am_tg
ሰይጣን ዲያብሎስ ዚመጀመሪያዎቹን ወላጆቻቜንን በአምላክ ላይ እንዲያምፁ ኚማድሚግም አልፎ በታሪክ ዘመናት በሙሉ ዹሰው ልጆቜን ለማሳት ጥሚት ማድሚጉን ቀጥሏል።
ካብቲ ኣዳምን ሄዋንን ካብ ኣምላኜ ዝሹሓቑሉ ግዜ ኣትሒዙ ኜሳዕ እዚ ግዜና ኞኣ፡ ሰይጣን ድያብሎስ ንደቂ ሰብ ዚስሕቶም ኣሎ።
5,135

5,136
am_tg
አምላክ ለሰው ልጆቜ ያለው ፍቅር ግን አልቀነሰም።
ይኹን እምበር፡ ኣምላኜ ንደቂ ሰብ ጜኑዕ ፍቕሪ እዩ ዘለዎ።
5,137
tg_am
ይኹን እምበር፡ ኣምላኜ ንደቂ ሰብ ጜኑዕ ፍቕሪ እዩ ዘለዎ።
አምላክ ለሰው ልጆቜ ያለው ፍቅር ግን አልቀነሰም።
5,138
am_tg
አዳምና ሔዋን ቢያምፁም ይሖዋ፣ ዹሰው ልጆቜ ኚእሱ ጋር ጥሩ ዝምድና እንዲኖራ቞ው ይፈልጋል።
ኣዳምን ሄዋንን እኳ እንተ ዓለዉ፡ ዹሆዋ ደቂ ሰብ ምስኡ ጜቡቕ ርክብ ኪህልዎም ይደሊ እዩ።
5,139

5,140
am_tg
ማንም ሰው እንዲጠፋ አይፈልግም።
ሓደ እኳ ኺመውት ኣይደልን እዩ።
5,141
tg_am
ሓደ እኳ ኺመውት ኣይደልን እዩ።
ማንም ሰው እንዲጠፋ አይፈልግም።
5,142
am_tg
ስለዚህ አዳምና ሔዋን ካመፁ በኋላ ብዙም ሳይቆይ አምላክ ዹሰው ልጆቜ ኚእሱ ጋር ዚነበራ቞ውን ዝምድና መልሰው እንዲያገኙ ዚሚያስቜል ዝግጅት አደሚገፀ እርግጥ ይህን ያደሚገው ዚጜድቅ መሥፈርቶቹን ሳያላላ ነው።
ስለዚ፡ ደድሕሪ እቲ ዕልወት፡ ኣምላኜ ነቲ ስርዓታት ጜድቁ ኞይጠሓሰ፡ ደቂ ሰብ ምስኡ ዕርክነት ኪምስርቱ ዚኜእልሉ መሰናድዎ ገበሚ።
5,143

5,144
am_tg
ልክ እንደ ይሖዋ ሌሎቜ ባላ቞ው አዎንታዊ ጎን ላይ ማተኮራቜን በይሖዋ አገልግሎት ውስጥ ለተሰጠን ቊታ ያለን አድናቆት እንዲጚምር ያደርጋል።
ኣብነት ኣምላኜና ብምስዓብ ካልኊት ዚገብርዎ ሰናይ ነገራት ክንርኢ ምስ እንጜዕር፡ ኣብ ኣገልግሎት ዹሆዋ ዝያዳ ትሑታት ንኞውን።
5,145

5,146
am_tg
ዚሰዎቜን ትኩሚት ለመሳብ ወይም በሌሎቜ ላይ ለመሠልጠን ኹመሞኹር ይልቅ ልካቜንን በማወቅ ዚሌሎቜን ምክር እንጠይቃለንፀ እንዲሁም ዚሚሰጡንን ሐሳብ እንቀበላለን።
ኣትኵሮ ኻልኊት ክንስሕብ ወይ ሓላፍነት ካልኊት ክንወስድ ኣብ ክንዲ እንፍትን፡ ብትሕትና ምኜሪ ኻልኊት ክንሚክብን ነቲ ዚህቡና ሓሳባት ክንሰምዖን ኢና እንጜዕር።
5,147

5,148
am_tg
ወንድሞቻቜን መብት ሲያገኙ አብሚና቞ው እንደሰታለን።
ፍሉይ መሰላት ኪሚኜቡ ኾለዉ ምሳታቶም ንሕጐስ ኢና።
5,149
tg_am
ፍሉይ መሰላት ኪሚኜቡ ኾለዉ ምሳታቶም ንሕጐስ ኢና።
ወንድሞቻቜን መብት ሲያገኙ አብሚና቞ው እንደሰታለን።
5,150
am_tg
በተጚማሪም ይሖዋ በዓለም ዙሪያ በመላው ዚወንድማማቜ ማኅበር ውስጥ ያሉትን ወንድሞቻቜንን እንደባሚካ቞ው ስናይ እሱን ለማወደስ እንገፋፋለን።
ዹሆዋ ነቶም ኣብ ዓለም ዘለዉ ዅሎም ኣሕዋት ኪባርኟም ኹሎ ምስ ሚኣና ድማ ንዹሆዋ ንውድሶ ኢና።
5,151

5,152
am_tg
ልካቜንን በማወቅ ነገሮቜን ኹይሖዋ አመለካኚት አንጻር ለመመልኚት ጥሚት ማድሚጋቜን አምላክን ዚሚያስደስቱ ውሳኔዎቜን ለማድሚግም ይሚዳናል።
ብዘይካዚ፡ ንዅሉ ነገራት ብኣሚኣእያ ዹሆዋ ኜንርእዮ ብትሕትና ስለ እንጜዕር፡ ጜቡቕ ጌርና እነመዛዝን ኢና እንኞውን።
5,153

5,154
am_tg
አዘውትሚን በማጥናት፣ በመጾለይ እንዲሁም ዹተማርነውን ተግባራዊ በማድሚግ ሕሊናቜንን ቀስ በቀስ ማሠልጠን እንቜላለን።
ኣዘውቲርና ብምጜናዕን ብምጜላይን ነቲ እተምሃርናዮ ኣብ ግብሪ ብምውዓልን፡ በብቝሩብ ንሕልናና ኞነደልድሎ ንኜእል ኢና።
5,155

5,156
am_tg
በተጚማሪም ለሌሎቜ ቅድሚያ መስጠትን እንማራለን።
ንኻልኊት ቀዳምነት ክንህብ ኹም ዘሎና ድማ ንምሃር።
5,157
tg_am
ንኻልኊት ቀዳምነት ክንህብ ኹም ዘሎና ድማ ንምሃር።
በተጚማሪም ለሌሎቜ ቅድሚያ መስጠትን እንማራለን።
5,158
am_tg
እኛ ድርሻቜንን ኚተወጣን ይሖዋ ልክን ማወቅንና ሌሎቜ አምላካዊ ባሕርያትን እንድናዳብር በመርዳት ሥልጠናቜን እንዲጠናቀቅ እንደሚያደርግ ቃል ገብቷል።
ኹምዚ እንተ ጌርና፡ ዹሆዋ ባዕሉ ትሕትናን ካልእ ኣምላኻዊ ባህርያትን ኚነማዕብል ብምሕጋዝ፡ ንስልጠናና ኺፍጜሞ እዩ።
5,159

5,160
am_tg
አንዳንዶቜ፣ ጥቅሱ ዚሚያነጻጜሚው እውነት ውስጥ ያሉና ዹሌሉ በሌላ አባባል ክርስቲያን ዹሆኑና ያልሆኑ ሰዎቜን እንደሆነ ያስቡ ይሆናል።
ገሊኩም ሰባት፡ እዚ ንጜጜር እዚ ኣብ መንጎ እቶም ኣብ ሓቂ ዘዹለዉን ኣብ ሓቂ ዘለዉን፡ ማለት ኣብ መንጎ ዘይክርስትያናትን ክርስትያናትን እተገብሚ እዩ ዚመስሎም።
5,161

5,162
am_tg
ይሁንና ጳውሎስ ደብዳቀውን ዚጻፈው ቅዱሳን እንዲሆኑ ለተጠሩና በአምላክ ለተወደዱ በሮም ዚሚኖሩ ሰዎቜ ነው።
ጳውሎስ ግና ነቶም ኣብ ሮሜ ዘለዉ ቕዱሳት ኪዀኑ እተጞውዑ ፍቑራት ኣምላኜ እዩ ዚጜሕፈሎም ነይሩ።
5,163

5,164
am_tg
በመሆኑም ጳውሎስ ያነጻጞሚው፣ እንደ ሥጋ ፈቃድ ዚሚመላለሱ ክርስቲያኖቜን እንደ መንፈስ ፈቃድ ኚሚመላለሱ ክርስቲያኖቜ ጋር ነው።
ስለዚ፡ ኣብ መንጎ እቶም ብስጋ ዚመላለሱ ክርስትያናትን ብመንፈስ ዚመላለሱ ክርስትያናትን እዩ ዜነጻጜር ነይሩ።
5,165

5,166
am_tg
እንደ ሥጋ ፍላጎት መኖርን በክርስቲያኖቜ ሰውነት ውስጥ ይሠሩ ኚነበሩት ዚኃጢአት ምኞቶቜ ጋር አያይዞ ጠቅሶታል።
ኣብኡ፡ ብስጋ ኣብ ዝነበርናሉ እዋን ድሕሪ ምባሉ፡ ነዚ ምስቲ ኣብ ሰብነትና ይዓዪ ነይሩ እተባህለሉ ሓጥእ ፍትወት ኣተኣሳሲርዎ እዩ።
5,167

5,168
am_tg
በመሆኑም ጳውሎስ አእምሯ቞ው በሥጋዊ ነገሮቜ ላይ ስላተኮሚ ሰዎቜ ሲናገር ዚኃጢአት ምኞቶቜና ዝንባሌዎቜ እንዲመሯ቞ውና እንዲቆጣጠሯ቞ው ዚሚፈቅዱ ወይም በሥጋዊ ፍላጎታ቞ው ላይ ዚሚያተኩሩ ሰዎቜን ማመልኚቱ ነበር።
ስለዚ፡ ብስጋ ዚነብሩ ኺብል ኚሎ፡ ብዛዕባ እቶም ትምኒቶም ወይ ዝንባለኊም ዚመልኮምን ኣብኡ ዜተኵሩን ሰባት እዩ ዚዛሚብ ነይሩ።
5,169

5,170
am_tg
በጥቅሉ ሲታይ እነዚህ ሰዎቜ ኚፆታ ጋር በተያያዘም ይሁን በሌሎቜ ጉዳዮቜ ሚገድ ምኞታ቞ውን፣ ፍላጎታ቞ውንና ስሜታ቞ውን ዹሚኹተሉ ና቞ው።
መብዛሕትኊም እዞም ሰባት እዚኊም ንጟታዊ ዀነ ንኻልእ ህርፋኖምን ድፍኢቶምን ፍትወቶምን እዮም ዚስዕቡ።
5,171

5,172
am_tg
አንዳንዶቜ ቀደም ሲል ባደሚጉት ነገር ወይም በፈጞሙት ስህተት ዚተነሳ ይጹነቁ ይሆናል።
ገሊኡ ጭንቀት፡ ሓደ ሰብ ቀደም ብዝገበሮ ጌጋ ወይ ብዘርኣዮ ድኜመት እዩ ዚልዓል።
5,173

5,174
am_tg
ንጉሥ ዳዊት ዹፈጾማቾው ስህተቶቜ በራሱ ላይ እንደሚያንዣብቡ ዹተሰማው ጊዜ ነበር።
ንጉስ ዳዊት፡ ስሕተቱ ኣብ ልዕሊ ርእሱ ኣንጞላልዩ ኾም ዘሎ ዀይኑ ዚስምዖ ግዜያት ነይሩ እዩ።
5,175

5,176
am_tg
በጭንቀት ኹተዋጠው ልቀ ዚተነሳ እጅግ እቃትታለሁ በማለት ተናግሯል።
ካብ ጓሂ ልበይ እተላዕለ ዓው ኢለ እግዕር ኣለኹ እውን በለ።
5,177

5,178
am_tg
በዚያ ወቅት ጥበብ ዹሚሆነው ምን ማድሚግ ነበር?
ኣብቲ ዅነታት እቲ፡ ዳዊት እንታይ ጥበባዊ ነገር እዩ ኺገብር ነይርዎ፧
5,179

5,180
am_tg
ዳዊትስ ምን አድርጓል?
እንታይኚ ገይሩ፧
5,181
tg_am
እንታይኚ ገይሩ፧
ዳዊትስ ምን አድርጓል?
5,182
am_tg
ይሖዋ ምሕሚት እንደሚያደርግለትና ይቅር እንደሚለው ተማምኗል።
ኣብ ምሕሚትን ይቕሚታን ዹሆዋ ተወኚለ።
5,183
tg_am
ኣብ ምሕሚትን ይቕሚታን ዹሆዋ ተወኚለ።
ይሖዋ ምሕሚት እንደሚያደርግለትና ይቅር እንደሚለው ተማምኗል።
5,184
am_tg
ሌሎቜን ዚሚያስጚንቃ቞ው ደግሞ አሁን ያሉበት ሁኔታ ነው።
ሓድሓደ ግዜ፡ ብዛዕባ ህሉው ኵነታት ትጭነቕ ትኞውን።
5,185
tg_am
ሓድሓደ ግዜ፡ ብዛዕባ ህሉው ኵነታት ትጭነቕ ትኞውን።
ሌሎቜን ዚሚያስጚንቃ቞ው ደግሞ አሁን ያሉበት ሁኔታ ነው።
5,186
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ ዳዊት ⁠ን በጻፈበት ወቅት ለሕይወቱ ሰግቶ ነበር።
ንኣብነት፡ ዳዊት ኪጜሕፍ ኚሎ፡ ብዛዕባ ህይወቱ ፈሪሁ ነበሚ።
5,187

5,188
am_tg
ያም ቢሆን ዚነበሚበት አስጚናቂ ሁኔታ በይሖዋ እንዳይተማመን እንዲያደርገው አልፈቀደም።
ይኹን እምበር፡ ጭንቀት ነቲ ኣብ ዹሆዋ ዘለዎ ምትእምማን ኬጥፍኣሉ ኣይፈቐደን።
5,189

5,190
am_tg
ዳዊት ስላጋጠመው ቜግር አጥብቆ በመጾለይ ብቻ ሳይወሰን ዚጭንቀቱን መንስኀ ለማስወገድ እርምጃ ወስዷል።
ብዛዕባ ጞገማቱ ብትግሃት እኳ እንተ ጞለዚ፡ ምንጪ እቲ ጾገም ምእንቲ ኌወግድ ግብራዊ ስጕምትታት ኪወስድ ኣድላዪ ኾም ዝዀነ ግና ተሚዲኡ ነበሚ።
5,191

5,192
am_tg
አንተም ኚዳዊት ትምህርት ማግኘት ትቜላለህ።
ካብ ዳዊት ክትምሃር ኣሎካ።
5,193
tg_am
ካብ ዳዊት ክትምሃር ኣሎካ።
አንተም ኚዳዊት ትምህርት ማግኘት ትቜላለህ።
5,194
am_tg
ጭንቀት እንዲቆጣጠርህ ኚመፍቀድ ይልቅ ቜግሩን ለመፍታት ዚቻልኚውን ያህል ጥሚት አድርግፀ ኚዚያም ይሖዋ እንደሚሚዳህ በመተማመን ጉዳዩን ለእሱ ተወው።
ጭንቀት ኪዕብልለካ ኣብ ክንዲ እትፈቅድ፡ ንዅነታትካ ኜትዋጜኣሉ ዜኜእለካ ግብራዊ ስጕምቲ ውሰድ እሞ፡ ዹሆዋ ኾም ዚሓልዚልካ ምሉእ ብምሉእ ተኣማመን።
5,195

5,196
am_tg
ስጊታ ሲሰጥህ ምን ታደርጋለህ?
ህያብ እንተ ተዋሂቡካ፡ እንታይ ኢኻ እትገብር፧
5,197
tg_am
ህያብ እንተ ተዋሂቡካ፡ እንታይ ኢኻ እትገብር፧
ስጊታ ሲሰጥህ ምን ታደርጋለህ?
5,198
am_tg
መቌም አድናቆትህን በሆነ መንገድ መግለጜህ አይቀርም።
ብገለ መገዲ ሞሳኻ ኾም እተርኢ ፍሉጥ እዩ።
5,199
tg_am
ብገለ መገዲ ሞሳኻ ኾም እተርኢ ፍሉጥ እዩ።
መቌም አድናቆትህን በሆነ መንገድ መግለጜህ አይቀርም።