Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
5,000
am_tg
ብዙ ዹሕዝበ ክርስትና አባላት መነጠቅ ዹሚለው ትምህርት ክርስቲያኖቜ ሥጋዊ አካላ቞ውን እንደለበሱ ኚምድር መወሰዳ቞ውን እንደሚያመለክት ያምናሉ።
ኣብ ህዝበ ክርስትያን ዘለዉ ሓያሎ ሰባት፡ ክርስትያናት ስጋ ለቢሶም ናብ ሰማይ ኹም ዚኞዱ እዮም ዚኣምኑ።
5,001
tg_am

5,002
am_tg
ኚዚያም ኢዚሱስ በሚታይ መንገድ በመመለስ ምድርን እንደሚገዛ ይጠብቃሉ።
ብዘይካዚ፡ ዚሱስ ኣብ ምድሪ ንኺገዝእ ብዚርአ መገዲ ኾም ዚምለስ እዮም ዚሓስቡ።
5,003

5,004
am_tg
ይሁን እንጂ መጜሐፍ ቅዱስ ዹሰው ልጅ ምልክት በሰማይ እንደሚታይ እንዲሁም ኢዚሱስ በሰማይ ደመና እንደሚመጣ በግልጜ ይናገራል።
መጜሓፍ ቅዱስ ግና፡ ትእምርቲ ወዲ ሰብ ኣብ ሰማይ ኪርአ፡ ዚሱስ ኚኣ ብደበናታት ሰማይ ኪመጜእ ምዃኑ ብንጹር ይገልጜ እዩ።
5,005

5,006
am_tg
ሁለቱም አገላለጟቜ ዚሚያመለክቱት በዓይን ዚማይታይ ሁኔታን ነው።
እዚ መግለጺ እዚ፡ ዚሱስ ብዘይርአ መገዲ ኾም ዚመጜእ ዚሕብር እዩ።
5,007

5,008
am_tg
በተጚማሪም ሥጋና ደም ዹአምላክን መንግሥት አይወርስም።
ብተወሳኺ፡ ስጋን ደምን መንግስቲ ኣምላኜ ኪወርስ ኹም ዘይክእል ኣብ መጜሓፍ ቅዱስ ተገሊጹ ኣሎ።
5,009

5,010
am_tg
በመሆኑም ወደ ሰማይ ዚሚወሰዱ ሰዎቜ ዚመጚሚሻው መለኚት በሚነፋበት ወቅት ድንገት፣ በቅጜበተ ዓይን መለወጥ ይኖርባ቞ዋል።
ስለዚ፡ እቶም ናብ ሰማይ ዚኞዱ፡ እታ ናይ መወዳእታ መለኞት ኣብ እትንፍሓሉ እዋን፡ ብሓንሳእ፡ ብቕጜበት ዓይኒ ኺልወጡ ኌድሊ እዩ።
5,011

5,012
am_tg
በምድር ዚቀሩት ታማኝ ቅቡዓን በቅጜበት ወደ ሰማይ ይሰበሰባሉ።
እወ፡ እቶም ኣብ ምድሪ ዘለዉ ተሹፍ ቅቡኣት፡ ብቕጜበት ኪእኚቡ እዮም።
5,013

5,014
am_tg
ለምን?
ስለምንታይ ኚምኡ ንብል፧
5,015
tg_am
ስለምንታይ ኚምኡ ንብል፧
ለምን?
5,016
am_tg
እርስ በርሳቜን እንደ ወንድማማቜ መዋደዳቜንን መቀጠል አስፈላጊ ዹሆነው ለምንድን ነው?
እታ ሕውነታዊት ፍቕርና ኜትጞንዕ፡ ማለት ቀጻሊ ኜትኚውን ዜድሊ ስለምንታይ እዩ፧
5,017

5,018
am_tg
ዋነኛው ምክንያት፣ ይሖዋ አንዳቜን ለሌላው ዚወንድማማቜ ፍቅር እንድናሳይ ዚሚጠብቅብን መሆኑ ነው።
መልሲ እዛ ሕቶ እዚኣ ብሓጺሩ፡ ዹሆዋ ኣብ መንጎ ሓድሕድና ሕውነታዊት ፍቕሪ ኞነርኢ ስለ ዚደልዹና እዩ።
5,019

5,020
am_tg
ወንድሞቻቜንን ሳንወድ አምላክን እንወደዋለን ማለት ዚማይመስል ነገር ነው።
ንኣምላኜ ነፍቅር ኢና እናበልና፡ ንኣሕዋትና ዘይነፍቅር ክንኹውን ኣይንኜእልን ኢና።
5,021

5,022
am_tg
በተጚማሪም አንዳቜን ዹሌላው ድጋፍ ያስፈልገናል።
ብዘይካዚ፡ ንሓድሕድና ኜንደጋገፍ ኣሎና።
5,023
tg_am
ብዘይካዚ፡ ንሓድሕድና ኜንደጋገፍ ኣሎና።
በተጚማሪም አንዳቜን ዹሌላው ድጋፍ ያስፈልገናል።
5,024
am_tg
በተለይ በአስ቞ጋሪ ጊዜያት ወንድሞቻቜን ይበልጥ ያስፈልጉናል።
ምናዳ ብግዜ ሜግር ኚምኡ ኜንገብር ኣሎና።
5,025
tg_am
ምናዳ ብግዜ ሜግር ኚምኡ ኜንገብር ኣሎና።
በተለይ በአስ቞ጋሪ ጊዜያት ወንድሞቻቜን ይበልጥ ያስፈልጉናል።
5,026
am_tg
ጳውሎስ ደብዳቀውን ኚጻፈላ቞ው ዕብራውያን ክርስቲያኖቜ አንዳንዶቹ ብዙም ሳይቆይ ቀት ንብሚታ቞ውን ጥለው መሞሜ እንደሚኖርባ቞ው ያውቃል።
ገለ ኻብቶም እብራውያን ክርስትያናት ኣባይቶምን ንብሚቶምን ኪሓድጉ ኾም ዘለዎም፡ ጳውሎስ ይፈልጥ ነይሩ እዩ።
5,027

5,028
am_tg
ይህ ወቅት ምን ያህል ኚባድ እንደሚሆን ኢዚሱስ ተናግሯል።
እቲ ግዜ እቲ ኜሳዕ ክንደይ ኚቢድ ኹም ዚኾውን እውን፡ ዚሱስ ገሊጜዎ ነይሩ እዩ።
5,029

5,030
am_tg
በመሆኑም እነዚያ ክርስቲያኖቜ፣ አንዳ቞ው ለሌላው ያላ቞ውን ፍቅር ኚመቌውም ጊዜ ይበልጥ ማጠናኹር ይኖርባ቞ዋል።
ስለዚ፡ እቶም ክርስትያናት ካብ ቅድሚኡ ብዝያዳ ንሓድሕዶም ኪፋተዉ ነይርዎም።
5,031

5,032
am_tg
እስኚ ዛሬ ሆኖ ዚማያውቀው ታላቅ መኚራ ዚጥፋት ነፋሳት በቅርቡ ይለቀቃሉ።
ኣብ ቀሚባ ግዜ፡ ኣዕናዊ ንፋሳት እቲ ኻብ ኵሉ ዝበርትዐ ጞበባ ኺፍኖ እዩ።
5,033

5,034
am_tg
አዘውትሚን መሰብሰባቜን ብቻውን በቂ አይደለም።
ብስሩዕ ምእካብ ጥራይ እኹል ኣይኰነን።
5,035
tg_am
ብስሩዕ ምእካብ ጥራይ እኹል ኣይኰነን።
አዘውትሚን መሰብሰባቜን ብቻውን በቂ አይደለም።
5,036
am_tg
ጳውሎስ እነዚህን አጋጣሚዎቜ ለፍቅርና ለመልካም ሥራዎቜ እርስ በርስ ለመነቃቃት እንዲጠቀሙባ቞ው ዕብራውያን ክርስቲያኖቜን አሳስቧ቞ዋል።
ጳውሎስ ነቶም እብራውያን ክርስትያናት፡ ነቲ ኣጋጣሚታት እቲ ንፍቕርን ንሰናይ ግብርን ንምንቕቓሕ ኪጥቀሙሉ ኣዘኻኺርዎም እዩ።
5,037

5,038
am_tg
እዚህ ላይ ሐዋርያው ጳውሎስ ሊያጎላው ዹፈለገው ነጥብ ምንድን ነው?
ኣብዚ ሃዋርያ ጳውሎስ እንታይ መልእኜቲ እዩ ዜመሓላልፍ ዘሎ፧
5,039

5,040
am_tg
አንድ ቅቡዕ ክርስቲያን ኹይሖዋ ጋር ያለውን ጥሩ ግንኙነት ጠብቆ ካልተመላለሰ ኚቂጣው ዹሚበላውና ኚጜዋው ዚሚጠጣው ሳይገባው ይሆናል።
ሓደ ቕቡእ ክርስትያን ነቲ ምስ ዹሆዋ ዘለዎ ጜቡቕ ርክብ እንተ ዘይሓልይዎ፡ ኚይተገብኊ እዩ ዚወስድ።
5,041

5,042
am_tg
እንዲህ ያለው ማስጠንቀቂያ ቅቡዓን ክርስቲያኖቜ ሜልማታ቞ውን ገና እንዳላገኙ እንዲያስታውሱ ያደርጋል።
ኹምዚ ዝበለ መጠንቀቕታ፡ ንቕቡኣት ክርስትያናት፡ ነቲ ዓስቢ ገና ኾም ዘይሓዝዎ እዩ ዜዘኻኜሮም።
5,043

5,044
am_tg
አምላክ በክርስቶስ ኢዚሱስ በኩል ዹሚሰጠውን ዚሰማያዊውን ሕይወት ሜልማት ያገኙ ዘንድ ግባ቞ው ላይ ለመድሚስ ጥሚት ማድሚጋ቞ውን መቀጠል አለባ቞ው።
ብቐጻሊ ናብቲ ሞቶ ኣቢሎም፡ ናብቲ ብክርስቶስ ዚሱስ ዝዀነ ሜልማት ናይ ላዕሊ ጜውዓ ኣምላኜ ኪግስግሱ ኣለዎም።
5,045

5,046
am_tg
ጳውሎስ ለቅቡዓን ክርስቲያኖቜ ኚተጠራቜሁበት ጥሪ ጋር በሚስማማ ሁኔታ ትመላለሱ ዘንድ እለምናቜኋለሁ በማለት በመንፈስ መሪነት ጜፎላ቞ዋል።
ጳውሎስ ብመንፈስ ተደሪኹ ንቕቡኣት ክርስትያናት፡ ነቲ እተጞዋዕኩምሉ ጜውዓ ብቑዓት ኎ንኩም ክትመላለሱ ኢሉ ለሚንዎም እዩ።
5,047

5,048
am_tg
ይህን ዚሚያደርጉት እንዎት ነው?
ኹመይ ገይሮም እዮም ኚምኡ ዚገብሩ፧
5,049
tg_am
ኹመይ ገይሮም እዮም ኚምኡ ዚገብሩ፧
ይህን ዚሚያደርጉት እንዎት ነው?
5,050
am_tg
ጳውሎስ በመቀጠል እንዲህ ብሏልፊ በፍጹም ትሕትናና ገርነት፣ በትዕግሥት እንዲሁም እርስ በርሳቜሁ በፍቅር በመቻቻል ኑሩፀ አንድ ላይ በሚያስተሳስሚው ዹሰላም ማሰሪያ ዚመንፈስን አንድነት ለመጠበቅ ልባዊ ጥሚት አድርጉ።
ጳውሎስ ኣስዕብ ኣቢሉ፡ ብዅሉ ትሕትናን ብልእመትን ብዓቕልን ንሓድሕድኩም ብፍቕሪ እናተዓጋገስኩምን፡ ንሓድነት መንፈስ ብማእሰር ሰላም ክትሕልውዎ ተጋደሉ ኢልዎም እዩ።
5,051

5,052
am_tg
ዹይሖዋ መንፈስ ኩራትን ሳይሆን ትሕትናን ማዳበርን ያበሚታታል።
መንፈስ ዹሆዋ ትሕትና እምበር፡ ትዕቢት ኣዚፍርን እዩ።
5,053
tg_am
መንፈስ ዹሆዋ ትሕትና እምበር፡ ትዕቢት ኣዚፍርን እዩ።
ዹይሖዋ መንፈስ ኩራትን ሳይሆን ትሕትናን ማዳበርን ያበሚታታል።
5,054
am_tg
ኖኅ በክፋት በተሞላ ዓለም ውስጥ ይኖር ነበርፀ ሆኖም ኖኅ በዘመኑ ዚነበሩ ሰዎቜን ዚቅርብ ጓደኞቹ አላደሚገም።
ኖህ ኣብ እክይቲ ዓለም እዩ ዚነብር ነይሩ፣ ኰይኑ ግና፡ ካብቶም ኣብ ኚባቢኡ ዝነበሩ ተቐማጩ ናይ ቀሚባ ኣዕሩኜ ኣይነበርዎን።
5,055

5,056
am_tg
ኖኅ፣ ፈሪሃ አምላክ ኹሌላቾው ሰዎቜ ጋር ፈጜሞ ወዳጅነት አልመሠሚተም።
ኖህ ምስቶም ፍርሃት ኣምላኜ ዘይብሎም ሰባት ፈጺሙ ኣይተዓራሚኞን።
5,057

5,058
am_tg
እሱም ሆነ ሰባቱ ዚቀተሰቡ አባላት መርኚብ መሥራትን ጚምሮ አምላክ ዚሰጣ቞ውን ኃላፊነት በመወጣት ላይ ትኩሚት አድርገው ነበር።
ንሱን ሾውዓተ ኣባላት ስድራ ቀቱን፡ ኣብቲ ኣምላኜ ዝሃቩም ዕዮ፡ እንተላይ ኣብ ህንጞት መርኚብ እዮም ተጞሚዶም ነይሮም።
5,059

5,060
am_tg
በተጚማሪም ኖኅ ዚጜድቅ ሰባኪ ነበር።
ኣብ ርእሲ እዚ ኖህ፡ ሰባኜ ጜድቂ እዩ ነይሩ።
5,061
tg_am
ኣብ ርእሲ እዚ ኖህ፡ ሰባኜ ጜድቂ እዩ ነይሩ።
በተጚማሪም ኖኅ ዚጜድቅ ሰባኪ ነበር።
5,062
am_tg
ኖኅ መስበኩ፣ መርኚብ መሥራቱና ኚቀተሰቡ ጋር ዹነበሹው ቅርርብ አምላክ ዚሚደሰትባ቞ውን መልካም ነገሮቜ በማኹናወን እንዲጠመድ አስቜሎታል።
ኣብ ዕዮ ስብኚት ይካፈልን መርኚብ ይሃንጜን ምስ ስድራ ቀቱ ግዜ ዹሕልፍን ስለ ዝነበሚ፡ በቲ ንኣምላኜ ዜሐጕሶ ሰናይ ነገራት ትሑዝ እዩ ነይሩ።
5,063

5,064
am_tg
በዚህም ዚተነሳ ኖኅና ቀተሰቡ ኚጥፋት ውኃው መትሚፍ ቜለዋል።
ኹም ውጜኢቱ ኞኣ፡ ንሱን ስድራ ቀቱን ካብቲ ማይ ኣይሂ ደሓኑ።
5,065
tg_am
ኹም ውጜኢቱ ኞኣ፡ ንሱን ስድራ ቀቱን ካብቲ ማይ ኣይሂ ደሓኑ።
በዚህም ዚተነሳ ኖኅና ቀተሰቡ ኚጥፋት ውኃው መትሚፍ ቜለዋል።
5,066
am_tg
በዛሬው ጊዜ ያለን በሙሉ ዚእነዚህ ዹይሖዋ አገልጋዮቜ ዘሮቜ ነንፀ ታማኙ ኖኅ፣ ሚስቱ፣ ልጆቹና ሚስቶቻ቞ው ባለውለታቜን ና቞ው።
ሎሚ ዘለና ዅላትና ዘርኢ እቶም ንዹሆዋ ብተኣማንነት ዘገልገልዎ ኖህን ሰበይቱን ደቁን ኣንስቲ ደቁን ስለ ዝዀንና፡ ነቲ ዝገበርዎ ኞነማስወሉ ኣሎና።
5,067

5,068
am_tg
በተመሳሳይም በመጀመሪያው መቶ ዘመን ዚነበሩ ታማኝና ታዛዥ ክርስቲያኖቜ አምላካዊ ፍርሃት ኹሌላቾው ሰዎቜ በመራቃ቞ው በ70 ዓ.ም. ኢዚሩሳሌምና ዚአይሁድ ሥርዓት ሲጠፉ መትሚፍ ቜለዋል።
ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ እሙናትን እዙዛትን ክርስትያናት እውን፡ ካብቶም ፍርሃት ኣምላኜ ዘይነበሮም ሰባት እተፈልዩ ስለ ዝነበሩ፡ ካብቲ ብ70 ድ.ክ. ዘጋጠመ ጥፍኣት ዚሩሳሌምን ስርዓት ኣይሁድን ደሓኑ።
5,069

5,070
am_tg
ማንኛውም ዓይነት ጊዜ ማሳለፊያ ጠቃሚ እንዲሁም አእምሮንና ሰውነትን ዚሚያድስ ነው ማለት አይደለምፀ በተጚማሪም ሹዘም ያለ ሰዓት በመዝናኛ ማጥፋት አሊያም ብዙ ጊዜ ለመዝናኛ መመደብ ጥሩ አይደለም።
መሕለፍ ግዜ ዘበለ ዅሉ ኣይኰነን ዚጠቅምን ዜዛንን ዜሐድስን፣ ኣብ መዘናግዒ እምብዛ ግዜ ምሕላፍ፡ ወይ እናሳዕ ንምዝንጋዕ ምፍታን ጜቡቕ ኣይኰነን።
5,071

5,072
am_tg
ሕሊናቜን ገንቢ በሆነ መዝናኛ እንድንደሰትና ኹመዝናኛ ጥቅም እንድናገኝ ሊሚዳን ዚሚቜለው እንዎት ነው?
ሃናጺ ብዝዀነ መዘናግዒ ባህ ምእንቲ ኺብለና፡ ካብኡ እውን ምእንቲ ኜንጥቀም፡ ሕልናና ብኞመይ ኪሕግዘና ይኜእል፧
5,073

5,074
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስ ዚሥጋ ሥራዎቜ ብሎ ኚሚጠራ቞ው አንዳንድ ምግባሮቜ እንድንርቅ ያስጠነቅቀናል።
ቅዱሳት ጜሑፋት፡ ግብሪ ስጋ ኻብ ዚብሃል ገሊኡ ጠባያት ክንርሕቕ ዹጠንቅቐና እዩ።
5,075

5,076
am_tg
ዚሥጋ ሥራዎቜ ዚሚኚተሉትን ያካትታሉፊ ዚፆታ ብልግና፣ ርኩሰት፣ ዓይን ያወጣ ምግባር፣ ጣዖት አምልኮ፣ መናፍስታዊ ድርጊት፣ ጥላቻ፣ ጠብ፣ ቅናት፣ በቁጣ መገንፈል፣ ጭቅጭቅ፣ መኚፋፈል፣ መናፍቅነት፣ ምቀኝነት፣ ሰካራምነት፣ መሹን ዹለቀቀ ፈንጠዝያና እነዚህን ዚመሳሰሉ ና቞ው።
እዚ ግብሪ እዚ ድማ፡ ምንዝርና፡ ርኜሰት፡ ንውርምና፡ ኣምልኟ ጣኊት፡ መናፍስትነት፡ ጜልኢ፡ ባእሲ፡ ቅንኢ፡ ቍጥዓ፡ ግርጭት፡ ፍልልይ፡ ኑፋቐ፡ ምንቀኝነት፡ ስኜራን፡ ፈንጠዝያ፡ ኹምዚ ዝኣመሰለ ኻልእ እውን ዚጠቓልል።
5,077

5,078
am_tg
ጳውሎስ እንዲህ ያሉትን ነገሮቜ ዚሚፈጜሙ ዹአምላክን መንግሥት አይወርሱም ሲል ጜፏል።
ጳውሎስ፡ እቶም ኹምዚ ዝኣመሰለ ዚገብሩ ንመንግስቲ ኣምላኜ ኹም ዘይወርስዋ እውን ጜሒፉ እዩ።
5,079

5,080
am_tg
በጞሎት ናሙናው ላይ አባ቎ ሆይ ሳይሆን አባታቜን ሆይ መባሉ እርስ በርስ ኚልብ በሚዋደድ ዚወንድማማቜ ማኅበር ውስጥ እንደታቀፍን ያስታውሰናል።
እታ ኣቊይ ዘይኰነስ፡ ኣቊና እትብል ቃል፡ ኣባላት ንሓድሕዶም ብሓቂ ዚፋቐሩ ኣሕዋት ምዃንና ተዘኻኜሚና እያ።
5,081

5,082
am_tg
ይህ እንዎት ያለ ውድ መብት ነው! አምላክ እንደ ልጆቹ አድርጎ ዚወሰዳ቞ውና ሰማያዊ ሕይወት ዚሚያገኙ ቅቡዓን ክርስቲያኖቜ ይሖዋን አባት ብለው ዚመጥራት ልዩ ዹሆነ መብት አላ቞ው።
እዝስ ኹመይ ዝበለ ኜቡር መሰል ኰን እዩ! እቶም ኣምላኜ ኹም ደቁ ገይሩ እተቐበሎምን ሰማያዊ ተስፋ ዘለዎምን ቅቡኣት ክርስትያናት፡ ንዹሆዋ ኣቊና ኢሎም ኪጜውዕዎ ይኜእሉ እዮም።
5,083

5,084
am_tg
በምድር ላይ ለዘላለም ዹመኖር ተስፋ ያላ቞ው ክርስቲያኖቜም ቢሆኑ ይሖዋን አባት ብለው መጥራት ይቜላሉ።
እቶም ኣብ ምድሪ ናይ ምንባር ተስፋ ዘለዎም ክርስትያናት እውን እንተ ዀኑ ንዚሆዋ፡ ኣቊና ኢሎም ኪጜውዕዎ ይኜእሉ እዮም።
5,085

5,086
am_tg
ይሖዋ ሕይወት ሰጪያ቞ው ኹመሆኑም ሌላ ለሁሉም እውነተኛ አምላኪዎቹ ዚሚያስፈልጋ቞ውን ነገር በፍቅር ተነሳስቶ ያቀርብላ቞ዋል።
ወሃብ ህይወቶም እዩ፣ ንዅሎም ናይ ሓቂ ኣምለኜቱ ኞኣ ዜድልዮም ዘበለ ብፍቕሪ ዚማልኣሎም እዩ።
5,087

5,088
am_tg
ምድራዊ ተስፋ ያላ቞ው እነዚህ ዹአምላክ አገልጋዮቜ ፍጜምና ደሹጃ ላይ ኚደሚሱና በመጚሚሻው ፈተና ታማኝ መሆናቾውን ካሚጋገጡ በኋላ ዹአምላክ ልጆቜ ተብለው ይጠራሉ።
እቶም ምድራዊ ተስፋ ዘለዎም ክርስትያናት፡ ኣብ ፍጜምና ምስ በጜሑን ኣብቲ ናይ መወዳእታ ፈተና ተኣማንነቶም ምስ ኣመስኚሩን፡ ምሉእ ብምሉእ ደቂ ኣምላኜ ኪዀኑ እዮም።
5,089

5,090
am_tg
ወላጆቜ ልጆቻ቞ውን መጾለይ ሲያስተምሯ቞ውና ይሖዋን እንደ አፍቃሪ ሰማያዊ አባታ቞ው አድርገው እንዲመለኚቱት ሲሚዷ቞ው ትልቅ ስጊታ እዚሰጧ቞ው ነው።
ወለዲ ንደቆም ምጜላይ ኪምህርዎምን ንዹሆዋ ኾም ሓላዪ ሰማያዊ ኣቊኊም ገይሮም ምእንቲ ኺርእይዎ ኺሕግዝዎምን ኚለዉ፡ ጜቡቕ ህያብ እዮም ዚህብዎም።
5,091

5,092
am_tg
ወላጆቜ፣ ለልጆቻ቞ው ሊሰጧቾው ኚሚቜሉት ስጊታ ሁሉ ዹላቀው ኹይሖዋ ጋር ዹቀሹበና ዹጠበቀ ወዳጅነት እንዲመሠርቱ መርዳት ነው።
ወለዲ ንደቆም ኪህብዎ ኻብ ዚኜእሉ ህያብ እቲ ኣዝዩ ዝበለጞ፡ ምስ ዹሆዋ ጥብቂ ርክብ ኪምስርቱ ምሕጋዝ እዩ።
5,093

5,094
am_tg
ዚሚያስጚንቁንን ሐሳቊቜ ካልተቆጣጠርና቞ው በአካላዊም ሆነ በመንፈሳዊ ሁኔታ ጉዳት ሊያደርሱብን ይቜላሉ።
ዜጹንቕ ሓሳብ ቍጜጜር እንተ ዘይተገይሩሉ፡ ኣካላውን መንፈሳውን ጕድኣት ኬስዕበልና ይኜእል እዩ።
5,095

5,096
am_tg
በመሆኑም በይሖዋ መታመን ይኖርብናልፀ እንዲሁም በዛሬው ዚዕለት ጥቅስ ላይ ዹተገለጾውን ሐሳብ ማስታወሳቜን ጠቃሚ ነው።
ስለዚ እምበኣር፡ ኣብ ዹሆዋ ንወኚል፡ ነተን ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕሲ ዘለዋ ቓላት እውን ኣይንሚስዓዚን።
5,097

5,098
am_tg
ስሜታቜንን ዚሚሚዳልን ሰው ዹሚሰጠን ማበሚታቻ ልባቜን በደስታ እንዲሞላ ያደርጋል።
ሓደ ዚርድኣልና ሰብ ዚዛሹቩ ዜተባብዕ ቃላት ንልብና ባህ ኬብሎ ይኜእል እዩ።
5,099