Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
5,200
am_tg
በተጚማሪም ስጊታውን በአግባቡ በመጠቀም እንደ ተራ ነገር እንደማትቆጥሚው ታሳያለህ።
ነቲ ህያብ ኣቕሊልካ ብዘይምርኣይ ክትጥቀመሉ ትጜዕር ትኞውን።
5,201
tg_am

5,202
am_tg
ይሖዋ ለመኖር ዚሚያስፈልጉንንና ለደስታቜን አስተዋጜኊ ዚሚያደርጉ ነገሮቜን ምንም ሳያጓድል ይሰጠናል።
ዚሆዋ፡ ብህይወት ክንነብርን ሕጉሳት ክንኹውንን ዜኜእለና ነገራት ብቐጻሊ ይህበና እዩ።
5,203

5,204
am_tg
ይህ ታዲያ እኛም በአጾፋው እንድንወደው አያነሳሳንም?
እዝስ ንሕና እውን ኚነፍቅሮ ኣይድርኞናንዶ፧
5,205
tg_am
እዝስ ንሕና እውን ኚነፍቅሮ ኣይድርኞናንዶ፧
ይህ ታዲያ እኛም በአጾፋው እንድንወደው አያነሳሳንም?
5,206
am_tg
ይሖዋ እስራኀላውያንን ለበርካታ መቶ ዓመታት በፍቅር ዚተንኚባኚባ቞ው ሲሆን ዚተትሚፈሚፈ ቁሳዊም ሆነ መንፈሳዊ በሚኚት አፍስሶላ቞ዋል።
እስራኀላውያን ኣብ ትሕቲ ፍቕራዊ ሓልዮት ዹሆዋ ንኣማእታት ዓመታት ይነብሩ ነይሮም እዮም፣ ንሱ ኞኣ፡ ብስጋውን ብመንፈሳውን መገድታት ኣብዚሑ ባሪኜዎም ነይሩ እዩ።
5,207

5,208
am_tg
ይሁንና እነዚህን በሚኚቶቜ በቀጣይነት ማግኘታ቞ው ዚተመካው ምድሪቱ ያፈራቜውን መጀመሪያ ዹደሹሰውን ምርጥ ፍሬ ዘወትር ለይሖዋ መስጠትን ዚሚያዘውን ሕግ ጚምሮ መላውን ዹአምላክ ሕግ በመታዘዛ቞ው ላይ ነበር።
በሚኞቱ ብቐጻሊ ኺሚኜቡ ግና፡ ነቲ ዝበለጾ በዅሪ ፍሹ ምድሪ ኣዘውቲርካ ንዹሆዋ ምስዋእ ዜጠቓልል ሕጉ ኺእዘዙ ነበሮም።
5,209

5,210
am_tg
እስራኀላውያን እንዲህ በማድሚግ ዹይሖዋን ፍቅርና በሚኚት አቅልለው እንደማይመለኚቱ ማሳዚት ይቜላሉ።
በዚ ኾምዚ ድማ፡ እስራኀላውያን ንፍቕርን በሚኞትን ዹሆዋ ዕሜሜ ኹም ዘይበልዎ ኌርእዩ ይኜእሉ ነበሩ።
5,211

5,212
am_tg
ይሖዋ፣ ዹሰው ልጆቜን ዹፈጠሹው አስደናቂ ቜሎታዎቜ እንዲኖሯ቞ው አድርጎ ነው።
ዹሆዋ ንደቂ ሰብ ዜደንቕ ክእለታት ሂቡ እዩ ፈጢርዎም።
5,213

5,214
am_tg
ስለ ወደፊቱ ጊዜ ማቀድና ለቜግሮቻቜን መፍትሔ ማበጀት እንድንቜል ዹማመዛዘን ቜሎታ ሰጥቶናል።
ጞገማት ክንፈትሕን ንመጻኢ ኜንውጥንን ዜኜእል ምምዝዛን ሂቡና እዩ።
5,215

5,216
am_tg
ደግሞም ያቀድነውን ነገር ለመፈጾም ዚሚያስቜል ኃይል ስለሰጠን ግባቜን ላይ መድሚስ እንቜላለን።
ውጥናትና ኜንፍጜም፡ ናብ ግቡእ ሞቶታትና ድማ ክንበጜሕ ዜኜእለና ሓይሊ ወይ ዓቕሚ እውን ዓዲሉና እዩ።
5,217

5,218
am_tg
በተጚማሪም ትክክልና ስህተት ዹሆነውን ነገር መለዚት ዚምንቜልበት ሕሊና ሰጥቶናልፀ ይህ በተፈጥሮ ያገኘነው ቜሎታ ኚመጥፎ ድርጊቶቜ እንድንርቅ እንዲሁም ዚሠራና቞ውን ስህተቶቜ እንድናርም ይሚዳናል።
ካብ ጌጋ ኜንርሕቕ፡ ክንጋገ ኾለና ኞኣ ጌጋና ኜንእርም ዜኜእለና ቕኑዕን ጌጋን ዚፈሊ ሕልና እውን ሂቡ እዩ ፈጢሩና።
5,219

5,220
am_tg
ይሖዋ፣ ቜሎታዎቻቜንን መልካም ነገር ለማድሚግ ልንጠቀምባ቞ው እንደሚገባ በቃሉ አማካኝነት በተደጋጋሚ አሳስቊናል።
ዹሆዋ ብቓሉ ኣቢሉ፡ ክእለታትና ንጜቡቕ ክንጥቀመሉ ብተደጋጋሚ ይምዕደና እዩ።
5,221

5,222
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ በዕብራይስጥ ቅዱሳን ጜሑፎቜ ውስጥ ዚሚኚተሉት ሐሳቊቜ ይገኛሉ፩ ዚትጉ ሰው ዕቅድ ለስኬት ያበቃዋል እንዲሁም እጅህ ዚሚያገኘውን ሥራ ሁሉ በሙሉ ኃይልህ አኚናውን።
ንኣብነት፡ ኣብ ቅዱሳት ጜሑፋት እብራይስጢ፡ ውጥናት ትጉህ ብርግጜ ናብ ኣሳልጊ ይመርሕ፣ ኚምኡ ድማ፡ ኢድካ ኜትገብሮ እትሚኜቊ ዘበለ፡ ብዅሉ ሓይልኻ ግበሮ ዚብል ነንብብ ኢና።
5,223

5,224
am_tg
በክርስቲያን ግሪክኛ ቅዱሳን ጜሑፎቜ ውስጥ ደግሞ አጋጣሚ እስካገኘን ድሚስ ለሁሉም መልካም እናድርግ እንዲሁም እያንዳንዳቜሁ በተቀበላቜሁት ስጊታ መሠሚት ዚተሰጣቜሁን ስጊታ አንዳቜሁ ሌላውን ለማገልገል ተጠቀሙበት ዹሚሉ ምክሮቜ ይገኛሉ።
ኣብ ክርስትያናዊ ቕዱሳት ጜሑፋት ግሪኜኛ ኞኣ፡ ኣጋጣሚ ኜሳዕ ዘሎና፡ ንዅሉ ሰናይ ንግበር፣ ኚምኡ ድማ፡ ነፍሲ ወኹፍ ኹኹም እቲ እተቐበሎ ውህበት ንሓድሕድኩም ኣገልግሉ ተባሂሉ ተነጊሩና ኣሎ።
5,225

5,226
am_tg
ኹዚህ በግልጜ ማዚት እንደሚቻለው፣ ይሖዋ ራሳቜንንም ሆነ ሌሎቜን ዹሚጠቅም ነገር እንድናደርግ ይፈልጋል።
እምበኣር፡ ዹሆዋ ንርእስናን ንኻልኊትን ንምጥቃም ዚኚኣለና ኜንገብር ይደልዹና እዩ።
5,227

5,228
am_tg
ዹይሖዋ ሕዝቊቜ ስለ አምላክ ኚማወቃ቞ው፣ ለእሱ ፍቅር ኚማዳበራ቞ውና እሱን ማገልገል ኚመጀመራ቞ው በፊት ያፈሯ቞ው ዚነበሩትን ፍሬዎቜ አስወግደዋል።
ክርስትያናት ንዹሆዋ ቕድሚ ምፍላጩምን ምፍቃሮምን ምግልጋሎምን፡ ነቲ ዜፍርይዎ ዝነበሩ ፍሹ ኺሓድግዎ ነይርዎም እዩ።
5,229

5,230
am_tg
ቀድሞ ኚሚያደርጓ቞ው ነገሮቜ መካኚል አንዳንዶቹን አሁን ያፍሩባ቞ዋል’ፀ ደግሞም ዚእነዚህ ነገሮቜ መጚሚሻ ሞት ነው።
ኣብ ሕሉፍ ህይወቶም፡ ሕጂ ዚሓፍሩሉን መወዳእታኡ ሞት ዜስዕብን ነገራት ይገብሩ ነይሮም ኪዀኑ ይኜእሉ እዮም።
5,231

5,232
am_tg
ይሖዋን ሲያውቁ ግን አኗኗራ቞ውን ቀዚሩ።
ድሕሪኡ ግና ለውጢ ገይሮም።
5,233
tg_am
ድሕሪኡ ግና ለውጢ ገይሮም።
ይሖዋን ሲያውቁ ግን አኗኗራ቞ውን ቀዚሩ።
5,234
am_tg
ጳውሎስ ደብዳቀውን ኚጻፈላ቞ው ዚቆሮንቶስ ክርስቲያኖቜ ብዙዎቹ እንዲህ ዓይነት ሕይወት ነበራ቞ው።
ንኣብነት፡ ኣብ ቈሚንቶስ ዝነበሩ ብዙሓት ክርስትያናት ኚምኡ እዮም ገይሮም።
5,235

5,236
am_tg
አንዳንዶቹ ጣዖት አምላኪዎቜ፣ አመንዝሮቜ፣ ግብሚ ሰዶማውያን፣ ሌቊቜ፣ ሰካራሞቜ እና እንደነዚህ ያሉትን ኃጢአቶቜ ዚሚፈጜሙ ሰዎቜ ነበሩ።
ገሊኣቶም፡ ኣምለኜቲ ጣኊት፡ ዘመውቲ፡ ግብሚ ሶዶም ዚገብሩ፡ ሰሚቕቲ፡ ሰኜራማት፡ ወይ ካልእ ኹምዚ ዝኣመሰለ ነገራት ዚገብሩ እዮም ነይሮም።
5,237

5,238
am_tg
ይሁንና ታጥበው ነጜተዋል እንዲሁም ተቀድሰዋል።
ግናኞ፡ ተሓጺቊምን ተቐዲሶምን እዮም።
5,239
tg_am
ግናኞ፡ ተሓጺቊምን ተቐዲሶምን እዮም።
ይሁንና ታጥበው ነጜተዋል እንዲሁም ተቀድሰዋል።
5,240
am_tg
ዚሮም ጉባኀ አባላት ዹሆኑ አንዳንድ ክርስቲያኖቜ ሁኔታም ተመሳሳይ ነበር።
ኣብ ጉባኀ ሮሜ ዝነበሩ ገሊኩም ክርስትያናት እውን ተመሳሳሊ ዅነታት እዩ ነይርዎም።
5,241

5,242
am_tg
ጳውሎስ በመንፈስ መሪነት እንዲህ ሲል ጜፎላ቞ዋልፊ ሰውነታቜሁን ዚክፋት መሣሪያ አድርጋቜሁ ለኃጢአት አታቅርቡፀ ኹዚህ ይልቅ ኚሞት ወደ ሕይወት እንደተሻገሩ ሰዎቜ አድርጋቜሁ ራሳቜሁን ለአምላክ አቅርቡፀ ሰውነታቜሁንም ዚጜድቅ መሣሪያ አድርጋቜሁ ለአምላክ አቅርቡ።
ጳውሎስ ብመንፈስ ኣምላኜ ተደሪኹ ብዛዕባኊም ኹምዚ ኢሉ ጜሒፉ እዩፊ ሰብነትኩም ኣጜዋር ዓመጻ ጌርኩም ንሓጢኣት ኣይተቕርቡ፣ ዚግዳስ፡ ርእስኹም ካብ ምዉታት ህያው ኹም ዝዀነት ጌርኩም፡ ሰብነትኩም እውን ኣጜዋር ጜድቂ ጌርኩም ንኣምላኜ ኣቕርቡ።
5,243

5,244
am_tg
ጳውሎስ፣ እነዚህ ክርስቲያኖቜ ምንጊዜም መንፈሳዊ ንጜሕና቞ውን ኹጠበቁ ኹአምላክ ጾጋ ጥቅም ማግኘታ቞ውን መቀጠል እንደሚቜሉ እርግጠኛ ነበር።
ብመንፈሳዊ መዳይ ንጹሃት ኰይኖም ኪነብሩ ኾም ዚኜእሉ፡ በዚ ኾምዚ ድማ ካብ ጾጋ ኣምላኜ ኹም ዚጥቀሙ ርግጾኛ እዩ ነይሩ።
5,245

5,246
am_tg
ኢዮርብዓም ንጉሥ በነበሚበት ዘመን ይሖዋ ለዚህ ኚሃዲ ንጉሥ ኚባድ ዚፍርድ መልእክት እንዲያስተላልፍ አንድ ነቢይ ኚይሁዳ ላኚ።
ንጉስ ዚሮብዓም ኣብ ዚገዝኣሉ ዝነበሹ እዋን፡ ዹሆዋ ነቲ ኞሓዲ ዝነበሹ ንጉስ እስራኀል ኚቢድ መልእኜቲ ፍርዲ ኌብጜሓሉ ኢሉ ኻብ ይሁዳ ሓደ ነብዪ ለኣኞ።
5,247

5,248
am_tg
ትሑት ዹነበሹው ይህ ነቢይ ዹይሖዋን መልእክት በታማኝነት ያደሚሰ ሲሆን ይሖዋም አገልጋዩን ኚንጉሡ አስፈሪ ቁጣ ጠብቆታል።
እቲ ትሑት ዝነበሹ ነብዪ ብተኣማንነት መልእኜቲ ኣምላኜ ኣብጜሐ፣ ዹሆዋ ድማ ንኣገልጋሊኡ ኻብ ቍጥዓ ዚሮብዓም ሓለዎ።
5,249

5,250
am_tg
ነቢዩ ወደ ቀቱ ሲመለስ በቀ቎ል አቅራቢያ ኹሚኖር አንድ አሹጋዊ ሰው ጋር በድንገት ተገናኘ።
እቲ ነብዪ ናብ ቀቱ ኺምለስ ኚሎ፡ ካብ ቀት-ኀል ምስ ዝመጾ ኣሚጊት ሰብኣይ ሃንደበት ተራኞበ።
5,251

5,252
am_tg
አሹጋዊው ሰው ዹይሖዋ ነቢይ እንደሆነ ተናገሚ።
እቲ ሰብኣይ፡ ነብዪ ዹሆዋ ኾም ዝዀነ ተዛሚበ።
5,253
tg_am
እቲ ሰብኣይ፡ ነብዪ ዹሆዋ ኾም ዝዀነ ተዛሚበ።
አሹጋዊው ሰው ዹይሖዋ ነቢይ እንደሆነ ተናገሚ።
5,254
am_tg
ሰውዬው፣ ወጣቱን ነቢይ በማታለል በእስራኀል ምግብ እንዳይበላና ውኃ እንዳይጠጣ እንዲሁም በመጣበት መንገድ እንዳይመለስ ይሖዋ ዹሰጠውን ግልጜ መመሪያ እንዲጥስ አደሚገው።
ነቲ መንእሰይ ነብዪ ድማ፡ ነቲ ኣብ እስራኀል እንጌራ ኾይበልዕን ማይ ኚይሰትን በታ ዝኾደላ መገዲ ኞይምለስን ዹሆዋ ዝኣዘዞ ትእዛዝ ኬፍርስ ኣታለሎ።
5,255

5,256
am_tg
ይሖዋ በዚህ አልተደሰተም።
ዹሆዋ በዚ ኣይተሓጐሰን።
5,257
tg_am
ዹሆዋ በዚ ኣይተሓጐሰን።
ይሖዋ በዚህ አልተደሰተም።
5,258
am_tg
ይህ ዹይሖዋ ነቢይ ወደ ቀቱ ሲመለስ አንድ አንበሳ መንገድ ላይ አገኘውና ገደለው።
እቲ ነብዪ ዹሆዋ ናብ ቀቱ ኺምለስ ኹሎ ድማ፡ ኣብ መገዲ ኣንበሳ ሹኾቩ እሞ፡ ቀተሎ።
5,259

5,260
am_tg
በአንድ ወቅት ልኩን ያውቅ ዹነበሹው ይህ ነቢይ ዚዚያን አታላይ አሹጋዊ ቃል በመስማት እንዲህ ያለ ዚእብሪት እርምጃ ዹወሰደው ለምንድን ነው?
እቲ ትሑት ዝነበሹ ነብዪ ብድፍሚት ምስቲ መታለሊ ኣሚጊት ነብዪ ዝኾደ ስለምንታይ እዩ፧
5,261

5,262
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስ ስለዚህ ጉዳይ ዹሚናገሹው ነገር ዚለም።
መጜሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እዚ ኣይነግሚናን እዩ።
5,263
tg_am
መጜሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እዚ ኣይነግሚናን እዩ።
መጜሐፍ ቅዱስ ስለዚህ ጉዳይ ዹሚናገሹው ነገር ዚለም።
5,264
am_tg
ሆኖም ይህ ነቢይ ልኩን አውቆ ኹአምላክ ጋር መሄድ እንዳለበት ጚርሶ ዹዘነጋ ይመስላል።
ይኹን እምበር፡ ምስ ኣምላኜ ብትሕትና ኺመላለስ ኹም ዝነበሮ ሚሲዑ ኪኞውን ይኜእል እዩ።
5,265

5,266
am_tg
ዚአዳምና ዹሔዋን ዘሮቜ ታዛዥ ሳይሆኑ ኚቀሩት ወላጆቻ቞ው አለፍጜምናንና ሞትን ወርሰዋል።
ዘርኢ ኣዳምን ሄዋንን ካብቶም ዘይእዙዛት ወለዶም ዘይፍጜምናን ሞትን ወሪሶም እዮም።
5,267

5,268
am_tg
ሆኖም ዚመምሚጥ ነፃነታ቞ውን አላጡም።
ኰይኑ ግና፡ ነቲ እተዋህቊም ናይ ምምራጜ ናጜነት ኣዚጥፍኡን።
5,269
tg_am
ኰይኑ ግና፡ ነቲ እተዋህቊም ናይ ምምራጜ ናጜነት ኣዚጥፍኡን።
ሆኖም ዚመምሚጥ ነፃነታ቞ውን አላጡም።
5,270
am_tg
አምላክ ዚእስራኀልን ብሔር ዚያዘበት መንገድ ይህን ያሳያል።
እዚ ኞኣ ኣብቲ ዹሆዋ ምስ ህዝቢ እስራኀል ዝነበሮ ርክብ ግሁድ ኰይኑ እዩ።
5,271

5,272
am_tg
ይሖዋ፣ እስራኀላውያን ዚእሱ ልዩ ንብሚት ለመሆን ወይም ላለመሆን መምሚጥ እንደሚቜሉ በአገልጋዩ በሙሮ አማካኝነት ገልጟላ቞ው ነበር።
ዹሆዋ ብጊልያኡ ሙሮ ኣቢሉ ነቶም ህዝቢ፡ ፍሉይ ጥሪቱ ናይ ምዃን ክብሪ ኪቕበሉ ወይ ኪኣብዩ ምርጫ ሂብዎም እዩ።
5,273

5,274
am_tg
ታዲያ እስራኀላውያን ምን ምላሜ ሰጡ?
እሞኞ እንታይ ምላሜ ሂቩም፧
5,275
tg_am
እሞኞ እንታይ ምላሜ ሂቩም፧
ታዲያ እስራኀላውያን ምን ምላሜ ሰጡ?
5,276
am_tg
በአንድ ድምፅ ይሖዋ ዹተናገሹውን ሁሉ ለመፈጾም ፈቃደኞቜ ነን በማለት ለስሙ ዹተመሹጠ ሕዝብ መሆን ዚሚያስኚትለውን ኃላፊነት ለመቀበል መሚጡ።
ብስም ኣምላኜ ዚጜውዑ ህዝቢ ምዃን ዜምጜኊ ሓላፍነት ብፍታዎም ተቐቢሎም፡ ኵሉ እቲ ዹሆዋ ዝበሎ ንገብር ኢሎም ድማ ብሓደ ዀይኖም መሊሶም እዮም።
5,277

5,278
am_tg
ኹጊዜ በኋላ ግን፣ ዚመምሚጥ ነፃነታ቞ውን ያለአግባብ በመጠቀም ዚገቡትን ቃል አፈሚሱ።
እቲ ዜሕዝን ግና፡ እቶም ህዝቢ ጾኒሖም ነቲ ናይ ምምራጜ ናጜነቶም ብዘይግቡእ ተጠቒሞምሉን ቃሎም ኣፍሪሶምን እዮም።
5,279

5,280
am_tg
ኹዚህ ዚማስጠንቀቂያ ምሳሌ ጠቃሚ ትምህርት ማግኘት እንቜላለንፀ ኹይሖዋ ጋር ተጣብቀን በመኖርና ዚጜድቅ መሥፈርቶቹን በመታዘዝ ዚመምሚጥ ነፃነታቜንን ምንጊዜም በአድናቆት እንደምንመለኚት እናሳይ።
እምበኣር፡ እዚ መለበሚ ይዅነና፣ ናብ ዹሆዋ ብምልጋብን ነቲ ቕኑዕ ስርዓታቱ ብምሕላውን ኚኣ ወትሩ ንናይ ምምራጜ ናጜነትና ኣኜቢርና ንሓዞ።
5,281

5,282
am_tg
ታማኙ ባሪያ ዚመንግሥቱን ምሥራቜ በቅንዓት በማስፋፋትና በማዳሚስ ታላቅ እምነት እንዳለው አሳይቷል።
እቲ እሙን ባርያ ድማ፡ ብስራት መንግስቲ ኣምላኜ ብቕንኣት ብምስፍሕፋሕ እተደንቕ እምነት ኣርእዩ እዩ።
5,283

5,284
am_tg
አንተስ በዚህ አስፈላጊ ሥራ በመካፈል ቅቡዓኑን እዚደገፍክ ነው?
እሞኞ፡ ሓደ ኻብቶም ነቶም ቅቡኣት ኣብዚ ኣገዳሲ ዕዮ እዚ ዚድግፉ ኻልኊት ኣባጊዕ ዲኻ፧
5,285

5,286
am_tg
ኹሆነ መሪያቜን ኢዚሱስ ኹሁሉ ኚሚያንሱት ኚእነዚህ ወንድሞቌ ለአንዱ ያደሚጋቜሁት ሁሉ ለእኔ እንዳደሚጋቜሁት ይቆጠራል ብሎ በሚናገርበት ጊዜ እንደምትደሰት ጥርጥር ዚለውም።
እቲ መራሒኻ ዚሱስ፡ ብመጠን እቲ ንሓደ ኻብዞም ንኣሜቱ ኣሕዋቱ ዝገበርካሉ፡ ንዕኡ ኾም ዝገበርካሉ ገይሩ ኾም ዚቘጜሮ ምፍላጥሲ ኜሳዕ ክንደይ ኰን ዜሐጕስ እዩ።
5,287

5,288
am_tg
ኢዚሱስ ወደ ሰማይ ሲመለስ ተኚታዮቹን አልሚሳ቞ውም።
ዚሱስ ናብ ሰማይ ምስ ተመልሰ፡ ንሰዓብቱ ኣይራሕርሖምን።
5,289
tg_am
ዚሱስ ናብ ሰማይ ምስ ተመልሰ፡ ንሰዓብቱ ኣይራሕርሖምን።
ኢዚሱስ ወደ ሰማይ ሲመለስ ተኚታዮቹን አልሚሳ቞ውም።
5,290
am_tg
ምድር ላይ ሆኖ አመራር ይሰጥ በነበሚበት ጊዜ መንፈስ ቅዱስ፣ መላእክትና ዹአምላክ ቃል ምን ያህል እንደሚዱት ያውቃል።
ኣብ ምድሪ ኞሎ፡ መንፈስ ቅዱስን መላእኜትን ቃል ኣምላኜን ብኞመይ ኹም ዝሓገዝዎ ብዓይኑ ርእዩ እዩ።
5,291

5,292
am_tg
በመሆኑም በዛሬው ጊዜ ታማኙን ባሪያ በእነዚህ ሊስት መንገዶቜ እዚሚዳው ነው።
ስለዚ፡ ነቲ እሙን ባርያ ደገፍ መንፈስ ቅዱስን መላእኜትን ቃል ኣምላኜን ኪሚክብ ይሕግዞ እዩ።
5,293

5,294
am_tg
ዹዚህ ባሪያ አባላት ዚሆኑት ቅቡዓን ክርስቲያኖቜ ምንጊዜም በጉ በሄደበት ሁሉ ይኚተሉታል።
እቶም ኣባላት እቲ እሙን ባርያ ዝዀኑ ቕቡኣት ክርስትያናት ድማ፡ ነቲ ገንሾል ናብ ዚኞዶ ዘበለ ይስዕብዎ እዮም።
5,295

5,296
am_tg
እኛም ዚእነሱን መመሪያ ኹተኹተልን መሪያቜን ዹሆነውን ኢዚሱስን እዚተኚተልን ነው።
ንሕና ኞኣ ንመሪሕነቶም ምስ እንስዕብ፡ ንመራሒና ዚሱስ ኢና እንስዕብ ዘለና።
5,297

5,298
am_tg
በቅርቡ ደግሞ በእሱ አመራር ሥር ዹዘላለም ሕይወት እናገኛለን።
ኣብ ቀሚባ እዋን፡ ዚሱስ ናብ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪመርሓና እዩ።
5,299