Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
52,300 | am_tg | “‘ብሩ የእኔ ነው፤ ወርቁም የእኔ ነው’ ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ። | “‘ብሩር ናተይ እዩ፡ ወርቂ እውን ናተይ እዩ’ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት። |
52,301 | tg_am | “‘ብሩር ናተይ እዩ፡ ወርቂ እውን ናተይ እዩ’ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት። | “‘ብሩ የእኔ ነው፤ ወርቁም የእኔ ነው’ ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ። |
52,302 | am_tg | “‘ይህ ቤት ወደፊት የሚጎናጸፈው ክብር ከቀድሞው የበለጠ ይሆናል’ ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ። “‘በዚህም ስፍራ ሰላምን እሰጣለሁ’ ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ።” | “‘ናይ መጻኢ ኽብሪ እዛ ቤት እዚኣ ኻብታ ዝቐደመት ዚዓቢ ኪኸውን እዩ’ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት። “‘ኣብዛ ቦታ እዚኣ ድማ ሰላም ክህብ እየ’ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።” |
52,303 | tg_am | “‘ናይ መጻኢ ኽብሪ እዛ ቤት እዚኣ ኻብታ ዝቐደመት ዚዓቢ ኪኸውን እዩ’ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት። “‘ኣብዛ ቦታ እዚኣ ድማ ሰላም ክህብ እየ’ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።” | “‘ይህ ቤት ወደፊት የሚጎናጸፈው ክብር ከቀድሞው የበለጠ ይሆናል’ ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ። “‘በዚህም ስፍራ ሰላምን እሰጣለሁ’ ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ።” |
52,304 | am_tg | ዳርዮስ በነገሠ በሁለተኛው ዓመት፣ በዘጠነኛው ወር፣ ከወሩም በ24ኛው ቀን የይሖዋ ቃል ወደ ነቢዩ ሐጌ እንዲህ ሲል መጣ፦ | ኣብ ካልአይቲ ዓመት ዳርዮስ፡ ኣብ መበል 24 መዓልቲ እታ ታሽዐይቲ ወርሒ፡ ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ ናብ ነብዪ ሃጌ መጸ፦ |
52,305 | tg_am | ኣብ ካልአይቲ ዓመት ዳርዮስ፡ ኣብ መበል 24 መዓልቲ እታ ታሽዐይቲ ወርሒ፡ ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ ናብ ነብዪ ሃጌ መጸ፦ | ዳርዮስ በነገሠ በሁለተኛው ዓመት፣ በዘጠነኛው ወር፣ ከወሩም በ24ኛው ቀን የይሖዋ ቃል ወደ ነቢዩ ሐጌ እንዲህ ሲል መጣ፦ |
52,306 | am_tg | “የሠራዊት ጌታ ይሖዋ እንዲህ ይላል፦ ‘እባክህ፣ ካህናቱን ስለ ሕጉ እንዲህ ብለህ ጠይቃቸው፦ | “የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ ‘በጃኻ ነቶም ካህናት ብዛዕባ እቲ ሕጊ ሕተቶም፦ |
52,307 | tg_am | “የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ ‘በጃኻ ነቶም ካህናት ብዛዕባ እቲ ሕጊ ሕተቶም፦ | “የሠራዊት ጌታ ይሖዋ እንዲህ ይላል፦ ‘እባክህ፣ ካህናቱን ስለ ሕጉ እንዲህ ብለህ ጠይቃቸው፦ |
52,308 | am_tg | “አንድ ሰው በልብሱ እጥፋት የተቀደሰ ሥጋ ቢይዝና ልብሱ ዳቦ፣ ወጥ፣ የወይን ጠጅ፣ ዘይት ወይም ሌላ ማንኛውም ዓይነት ምግብ ቢነካ፣ የነካው ነገር ቅዱስ ይሆናል?”’” ካህናቱ “አይሆንም!” ብለው መለሱ። | “ሰብ ኣብ ዕጻፍ ክዳኑ ቕዱስ ስጋ እንተ ጾይሩ፡ እቲ ኽዳኑ ኸኣ እንጌራ ወይ ጸብሒ ወይ ወይኒ ወይ ዘይቲ ወይ ካልእ ዓይነት ምግቢ እንተ ተንክዩ፡ እዚዶ ይቕደስ እዩ፧”’” እቶም ካህናት ድማ፡ “ኣይፋልን!” ኢሎም መለሱ። |
52,309 | tg_am | “ሰብ ኣብ ዕጻፍ ክዳኑ ቕዱስ ስጋ እንተ ጾይሩ፡ እቲ ኽዳኑ ኸኣ እንጌራ ወይ ጸብሒ ወይ ወይኒ ወይ ዘይቲ ወይ ካልእ ዓይነት ምግቢ እንተ ተንክዩ፡ እዚዶ ይቕደስ እዩ፧”’” እቶም ካህናት ድማ፡ “ኣይፋልን!” ኢሎም መለሱ። | “አንድ ሰው በልብሱ እጥፋት የተቀደሰ ሥጋ ቢይዝና ልብሱ ዳቦ፣ ወጥ፣ የወይን ጠጅ፣ ዘይት ወይም ሌላ ማንኛውም ዓይነት ምግብ ቢነካ፣ የነካው ነገር ቅዱስ ይሆናል?”’” ካህናቱ “አይሆንም!” ብለው መለሱ። |
52,310 | am_tg | ከዚያም ሐጌ እንዲህ ሲል ጠየቀ፦ “አስከሬን በመንካቱ የረከሰ ሰው ከእነዚህ ነገሮች መካከል አንዱን ቢነካ የተነካው ነገር ይረክሳል?” ካህናቱ “አዎ፣ ይረክሳል” ብለው መለሱ። | ሽዑ፡ ሃጌ፡ “ሬሳ ተንክዩ ዝረኸሰ ሰብ፡ ገለ ኻብዚ እንተ ተንክዩ፡ እዚዶ ይረክስ እዩ፧” ኢሉ ሓተተ። እቶም ካህናት ከኣ፡ “ይረክስ እዩ” ኢሎም መለሱሉ። |
52,311 | tg_am | ሽዑ፡ ሃጌ፡ “ሬሳ ተንክዩ ዝረኸሰ ሰብ፡ ገለ ኻብዚ እንተ ተንክዩ፡ እዚዶ ይረክስ እዩ፧” ኢሉ ሓተተ። እቶም ካህናት ከኣ፡ “ይረክስ እዩ” ኢሎም መለሱሉ። | ከዚያም ሐጌ እንዲህ ሲል ጠየቀ፦ “አስከሬን በመንካቱ የረከሰ ሰው ከእነዚህ ነገሮች መካከል አንዱን ቢነካ የተነካው ነገር ይረክሳል?” ካህናቱ “አዎ፣ ይረክሳል” ብለው መለሱ። |
52,312 | am_tg | ሐጌም እንዲህ አለ፦ “‘ይህም ሕዝብ እንዲሁ ነው፤ ይህም ብሔር በፊቴ እንዲሁ ነው’ ይላል ይሖዋ፤ ‘የእጆቻቸውም ሥራ ሁሉ እንዲሁ ነው፤ በዚያ የሚያቀርቡት ማንኛውም ነገር የረከሰ ነው።’ | ሃጌ ድማ፡ “‘እዚ ህዝቢ እዚ ኸምኡ እዩ፣ እዚ ህዝቢ እዚ ኣብ ቅድመይ ከምኡ እዩ’ ይብል የሆዋ፡ ‘ግብሪ ኣእዳዎም ከምኡ እዩ፣ ኣብኡ ዜቕርቡለይ ዘበለ እውን ርኹስ እዩ።’ |
52,313 | tg_am | ሃጌ ድማ፡ “‘እዚ ህዝቢ እዚ ኸምኡ እዩ፣ እዚ ህዝቢ እዚ ኣብ ቅድመይ ከምኡ እዩ’ ይብል የሆዋ፡ ‘ግብሪ ኣእዳዎም ከምኡ እዩ፣ ኣብኡ ዜቕርቡለይ ዘበለ እውን ርኹስ እዩ።’ | ሐጌም እንዲህ አለ፦ “‘ይህም ሕዝብ እንዲሁ ነው፤ ይህም ብሔር በፊቴ እንዲሁ ነው’ ይላል ይሖዋ፤ ‘የእጆቻቸውም ሥራ ሁሉ እንዲሁ ነው፤ በዚያ የሚያቀርቡት ማንኛውም ነገር የረከሰ ነው።’ |
52,314 | am_tg | “‘አሁን ግን እባካችሁ ከዚህ ቀን ጀምሮ፣ ይህን ልብ በሉ፦ በይሖዋ ቤተ መቅደስ ድንጋይ በድንጋይ ላይ ከመነባበሩ በፊት፣ | “‘ሕጂ ግና ካብዛ መዓልቲ እዚኣ ንደሓር በጃኹም ልብኹም ናብዚ ኣቕንዑ፦ ኣብታ ቤተ መቕደስ የሆዋ፡ እምኒ ኣብ ልዕሊ እምኒ ኸይተነብረ፡ |
52,315 | tg_am | “‘ሕጂ ግና ካብዛ መዓልቲ እዚኣ ንደሓር በጃኹም ልብኹም ናብዚ ኣቕንዑ፦ ኣብታ ቤተ መቕደስ የሆዋ፡ እምኒ ኣብ ልዕሊ እምኒ ኸይተነብረ፡ | “‘አሁን ግን እባካችሁ ከዚህ ቀን ጀምሮ፣ ይህን ልብ በሉ፦ በይሖዋ ቤተ መቅደስ ድንጋይ በድንጋይ ላይ ከመነባበሩ በፊት፣ |
52,316 | am_tg | ያኔ ሁኔታው ምን ይመስል ነበር? አንድ ሰው 20 መስፈሪያ አገኛለሁ ብሎ እህል ወደተከመረበት ቦታ በመጣ ጊዜ 10 መስፈሪያ ብቻ አገኘ፤ ደግሞም አንድ ሰው 50 መለኪያ የወይን ጠጅ ለማግኘት ወደ ወይን መጭመቂያው በመጣ ጊዜ 20 መለኪያ ብቻ አገኘ፤ | ገሊኡ 20 መስፈር ተጸብዩ ናብ ኵምራ እኽሊ ምስ መጸ፡ 10 ጥራይ ዝጸንሖ፡ ካብ ጋብላ ወይኒ 50 መስፈር ተጸብዩ ናብቲ መዋህለል ወይኒ ምስ መጸ፡ 20 ጥራይ ዝጸንሖ ደኣ ኸመይ ኢሉ እዩ፧ |
52,317 | tg_am | ገሊኡ 20 መስፈር ተጸብዩ ናብ ኵምራ እኽሊ ምስ መጸ፡ 10 ጥራይ ዝጸንሖ፡ ካብ ጋብላ ወይኒ 50 መስፈር ተጸብዩ ናብቲ መዋህለል ወይኒ ምስ መጸ፡ 20 ጥራይ ዝጸንሖ ደኣ ኸመይ ኢሉ እዩ፧ | ያኔ ሁኔታው ምን ይመስል ነበር? አንድ ሰው 20 መስፈሪያ አገኛለሁ ብሎ እህል ወደተከመረበት ቦታ በመጣ ጊዜ 10 መስፈሪያ ብቻ አገኘ፤ ደግሞም አንድ ሰው 50 መለኪያ የወይን ጠጅ ለማግኘት ወደ ወይን መጭመቂያው በመጣ ጊዜ 20 መለኪያ ብቻ አገኘ፤ |
52,318 | am_tg | እናንተን ይኸውም የእጃችሁን ሥራ ሁሉ በሚለበልብና በሚያደርቅ ነፋስ፣ በዋግና በበረዶ መታሁ፤ ይሁንና አንዳችሁም ወደ እኔ አልተመለሳችሁም’ ይላል ይሖዋ። | ንዓኻትኩም ኰነ ንዅሉ ዕዮ ኣእዳውኩም ብሃጕን ብዋግን ብበረድን ወቒዐ እየ፣ ግናኸ፡ ካባኻትኩም ሓደ እኳ ናባይ ኣይተመልሰን’ ይብል የሆዋ። |
52,319 | tg_am | ንዓኻትኩም ኰነ ንዅሉ ዕዮ ኣእዳውኩም ብሃጕን ብዋግን ብበረድን ወቒዐ እየ፣ ግናኸ፡ ካባኻትኩም ሓደ እኳ ናባይ ኣይተመልሰን’ ይብል የሆዋ። | እናንተን ይኸውም የእጃችሁን ሥራ ሁሉ በሚለበልብና በሚያደርቅ ነፋስ፣ በዋግና በበረዶ መታሁ፤ ይሁንና አንዳችሁም ወደ እኔ አልተመለሳችሁም’ ይላል ይሖዋ። |
52,320 | am_tg | “‘በዛሬው ዕለት ይኸውም በዘጠነኛው ወር፣ ከወሩም በ24ኛው ቀን የይሖዋ ቤተ መቅደስ መሠረት ተጥሏል። እባካችሁ ከዚህ ቀን ጀምሮ ይህን ልብ በሉ፦ | “‘ካብዛ መዓልቲ እዚኣ፡ ካብ መበል 24 መዓልቲ እታ ታሽዐይቲ ወርሒ፡ ካብታ መሰረት ቤተ መቕደስ የሆዋ እተሰረተትላ መዓልቲ ንደሓር፡ በጃኹም ልብኹም ኣቕንዑ፣ ልብኹም ናብዚ ኣቕንዑ፦ |
52,321 | tg_am | “‘ካብዛ መዓልቲ እዚኣ፡ ካብ መበል 24 መዓልቲ እታ ታሽዐይቲ ወርሒ፡ ካብታ መሰረት ቤተ መቕደስ የሆዋ እተሰረተትላ መዓልቲ ንደሓር፡ በጃኹም ልብኹም ኣቕንዑ፣ ልብኹም ናብዚ ኣቕንዑ፦ | “‘በዛሬው ዕለት ይኸውም በዘጠነኛው ወር፣ ከወሩም በ24ኛው ቀን የይሖዋ ቤተ መቅደስ መሠረት ተጥሏል። እባካችሁ ከዚህ ቀን ጀምሮ ይህን ልብ በሉ፦ |
52,322 | am_tg | በጎተራ ውስጥ የቀረ ዘር አሁንም አለ? የወይን ተክሉ፣ በለሱ፣ ሮማኑና የወይራ ዛፉ እስካሁን ድረስ ፍሬ አላፈሩም። ከዚህ ቀን ጀምሮ እባርካችኋለሁ።’” | ዛጊትዶ ኣብ ማዕከን ዘርኢ ኣሎ እዩ፧ ተኽሊ ወይንን በለስን ሮማንን ኦም ኣውልዕን፡ ዛጊትዶ ፍረ ፈርዩ እዩ፧ ካብዛ መዓልቲ እዚኣ ኣትሒዘ በረኸት ክሰድደልኩም እየ።’” |
52,323 | tg_am | ዛጊትዶ ኣብ ማዕከን ዘርኢ ኣሎ እዩ፧ ተኽሊ ወይንን በለስን ሮማንን ኦም ኣውልዕን፡ ዛጊትዶ ፍረ ፈርዩ እዩ፧ ካብዛ መዓልቲ እዚኣ ኣትሒዘ በረኸት ክሰድደልኩም እየ።’” | በጎተራ ውስጥ የቀረ ዘር አሁንም አለ? የወይን ተክሉ፣ በለሱ፣ ሮማኑና የወይራ ዛፉ እስካሁን ድረስ ፍሬ አላፈሩም። ከዚህ ቀን ጀምሮ እባርካችኋለሁ።’” |
52,324 | am_tg | በወሩ 24ኛ ቀን የይሖዋ ቃል ለሁለተኛ ጊዜ እንዲህ ሲል ወደ ሐጌ መጣ፦ | ኣብ መበል 24 መዓልቲ እታ ወርሒ፡ ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ ኻልኣይ ሳዕ ናብ ሃጌ መጸ፦ |
52,325 | tg_am | ኣብ መበል 24 መዓልቲ እታ ወርሒ፡ ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ ኻልኣይ ሳዕ ናብ ሃጌ መጸ፦ | በወሩ 24ኛ ቀን የይሖዋ ቃል ለሁለተኛ ጊዜ እንዲህ ሲል ወደ ሐጌ መጣ፦ |
52,326 | am_tg | “ለይሁዳ ገዢ ለዘሩባቤል እንዲህ በለው፦ ‘ሰማያትንና ምድርን አናውጣለሁ። | “ንዘሩባቤል እቲ ሹም ይሁዳ ኸምዚ በሎ፦ ‘ንሰማያትን ንምድርን ከናውጾም እየ። |
52,327 | tg_am | “ንዘሩባቤል እቲ ሹም ይሁዳ ኸምዚ በሎ፦ ‘ንሰማያትን ንምድርን ከናውጾም እየ። | “ለይሁዳ ገዢ ለዘሩባቤል እንዲህ በለው፦ ‘ሰማያትንና ምድርን አናውጣለሁ። |
52,328 | am_tg | የመንግሥታትን ዙፋን እገለብጣለሁ፤ የብሔራት መንግሥታትንም ብርታት አጠፋለሁ፤ ሠረገላውንና የሚቀመጡበትን ሰዎች እገለብጣለሁ፤ ፈረሶቹና ጋላቢዎቻቸውም እያንዳንዳቸው በገዛ ወንድማቸው ሰይፍ ይወድቃሉ።’” | ዝፋን መንግስትታት ክግልብጥ፡ ብርታዐ መንግስትታት ኣህዛብ ድማ ከጥፍእ እየ፣ ሰረገላን ተወጣሒኡን ክግልብጥ እየ፣ ኣፍራስን ተወጣሕቶምን ኪወድቁ እዮም፣ ነፍሲ ወከፍ ብሰይፊ ሓዉ ኺወድቕ እዩ።’” |
52,329 | tg_am | ዝፋን መንግስትታት ክግልብጥ፡ ብርታዐ መንግስትታት ኣህዛብ ድማ ከጥፍእ እየ፣ ሰረገላን ተወጣሒኡን ክግልብጥ እየ፣ ኣፍራስን ተወጣሕቶምን ኪወድቁ እዮም፣ ነፍሲ ወከፍ ብሰይፊ ሓዉ ኺወድቕ እዩ።’” | የመንግሥታትን ዙፋን እገለብጣለሁ፤ የብሔራት መንግሥታትንም ብርታት አጠፋለሁ፤ ሠረገላውንና የሚቀመጡበትን ሰዎች እገለብጣለሁ፤ ፈረሶቹና ጋላቢዎቻቸውም እያንዳንዳቸው በገዛ ወንድማቸው ሰይፍ ይወድቃሉ።’” |
52,330 | am_tg | “‘የሰላትያል ልጅ አገልጋዬ ዘሩባቤል ሆይ’ ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ፣ ‘በዚያ ቀን እወስድሃለሁ’ ይላል ይሖዋ፤ ‘ደግሞም እንደ ማኅተም ቀለበት አደርግሃለሁ፤ ምክንያቱም የመረጥኩት አንተን ነው’ ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ።” | “‘በታ መዓልቲ እቲኣ’ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡ ‘ኣነ ንዓኻ ንጊልያይ ዘሩባቤል ወዲ ሸኣልቲኤል ክወስደካ እየ’ ይብል የሆዋ፡ ‘ንዓኻ ስለ ዝሓረኹኻ ድማ፡ ከም ቀለቤት ማሕተም ክገብረካ እየ’ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።” |
52,331 | tg_am | “‘በታ መዓልቲ እቲኣ’ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡ ‘ኣነ ንዓኻ ንጊልያይ ዘሩባቤል ወዲ ሸኣልቲኤል ክወስደካ እየ’ ይብል የሆዋ፡ ‘ንዓኻ ስለ ዝሓረኹኻ ድማ፡ ከም ቀለቤት ማሕተም ክገብረካ እየ’ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።” | “‘የሰላትያል ልጅ አገልጋዬ ዘሩባቤል ሆይ’ ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ፣ ‘በዚያ ቀን እወስድሃለሁ’ ይላል ይሖዋ፤ ‘ደግሞም እንደ ማኅተም ቀለበት አደርግሃለሁ፤ ምክንያቱም የመረጥኩት አንተን ነው’ ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ።” |
52,332 | am_tg | “ሊባኖስ ሆይ፣ እሳት አርዘ ሊባኖሶችህን እንድትበላበሮችህን ክፈት። | “ሓዊ ንቔድሮሳትካ ምእንቲ ኺበልዖሲ፡ኣታ ሊባኖስ፡ ኣፍ ደገታትካ ኽፈት። |
52,333 | tg_am | “ሓዊ ንቔድሮሳትካ ምእንቲ ኺበልዖሲ፡ኣታ ሊባኖስ፡ ኣፍ ደገታትካ ኽፈት። | “ሊባኖስ ሆይ፣ እሳት አርዘ ሊባኖሶችህን እንድትበላበሮችህን ክፈት። |
52,334 | am_tg | የጥድ ዛፍ ሆይ፣ አርዘ ሊባኖሱ ስለወደቀ ዋይ ዋይ በል፤ታላላቆቹ ዛፎች ወድመዋል! እናንተ የባሳን የባሉጥ ዛፎች፣ጥቅጥቅ ያለው ጫካ ስለጠፋ ዋይ ዋይ በሉ! | ኣታ ጽሕዲ፡ ቄድሮስ ወዲቑ እዩ እሞ፡ ዋይዋይ በል፣ግሩም ኣእዋምሲ ጠፊኡ እዩ! ኣቱም ገዘፍቲ ኣእዋም ባሳን፡እቲ ጽዑቕ ዱር ወሪዱ እዩ እሞ፡ ዋይዋይ በሉ! |
52,335 | tg_am | ኣታ ጽሕዲ፡ ቄድሮስ ወዲቑ እዩ እሞ፡ ዋይዋይ በል፣ግሩም ኣእዋምሲ ጠፊኡ እዩ! ኣቱም ገዘፍቲ ኣእዋም ባሳን፡እቲ ጽዑቕ ዱር ወሪዱ እዩ እሞ፡ ዋይዋይ በሉ! | የጥድ ዛፍ ሆይ፣ አርዘ ሊባኖሱ ስለወደቀ ዋይ ዋይ በል፤ታላላቆቹ ዛፎች ወድመዋል! እናንተ የባሳን የባሉጥ ዛፎች፣ጥቅጥቅ ያለው ጫካ ስለጠፋ ዋይ ዋይ በሉ! |
52,336 | am_tg | ስሙ! እረኞች ግርማ ሞገሳቸው ስለተገፈፈዋይ ዋይ ይላሉ። አዳምጡ! በዮርዳኖስ አጠገብ ያሉት ጥቅጥቅ ያሉ ጥሻዎች ስለወደሙደቦል አንበሶች ያገሳሉ። | ግርማኦም በሪሱ እዩ እሞ፡ዋይዋይታ ጓሶት ስምዑ! ኣብ ጥቓ ዮርዳኖስ ዘሎ ጽዑቕ ጣሻ ጠፊኡ እዩ እሞ፡ምጕዛም ሽደናት ኣናብስ ስምዑ! |
52,337 | tg_am | ግርማኦም በሪሱ እዩ እሞ፡ዋይዋይታ ጓሶት ስምዑ! ኣብ ጥቓ ዮርዳኖስ ዘሎ ጽዑቕ ጣሻ ጠፊኡ እዩ እሞ፡ምጕዛም ሽደናት ኣናብስ ስምዑ! | ስሙ! እረኞች ግርማ ሞገሳቸው ስለተገፈፈዋይ ዋይ ይላሉ። አዳምጡ! በዮርዳኖስ አጠገብ ያሉት ጥቅጥቅ ያሉ ጥሻዎች ስለወደሙደቦል አንበሶች ያገሳሉ። |
52,338 | am_tg | “አምላኬ ይሖዋ እንዲህ ይላል፦ ‘ለእርድ የተዘጋጀውን መንጋ ጠብቅ፤ | “የሆዋ ኣምላኸይ ከምዚ ይብል፦ ‘ነተን መጓሰ ማሕረዲ ጓስየን፣ |
52,339 | tg_am | “የሆዋ ኣምላኸይ ከምዚ ይብል፦ ‘ነተን መጓሰ ማሕረዲ ጓስየን፣ | “አምላኬ ይሖዋ እንዲህ ይላል፦ ‘ለእርድ የተዘጋጀውን መንጋ ጠብቅ፤ |
52,340 | am_tg | የገዟቸው አርደዋቸዋል፤ ሆኖም ተጠያቂ አይሆኑም። የሚሸጧቸውም “ይሖዋ የተመሰገነ ይሁን፤ ባለጸጋ እሆናለሁና” ይላሉ። እረኞቻቸውም ምንም ዓይነት ርኅራኄ አያሳዩአቸውም።’ | ንዓታተን ዓደግተን ሓሪዶምወንሲ በደልቲ ኣይኰኑን። እቶም ዚሸጥወን ከኣ፡ “ኣነ ኽህብትም እየ እሞ፡ የሆዋ ይወደስ” ይብሉ። ጓሶተን ድማ ኣይርሕርሑለንን።’ |
52,341 | tg_am | ንዓታተን ዓደግተን ሓሪዶምወንሲ በደልቲ ኣይኰኑን። እቶም ዚሸጥወን ከኣ፡ “ኣነ ኽህብትም እየ እሞ፡ የሆዋ ይወደስ” ይብሉ። ጓሶተን ድማ ኣይርሕርሑለንን።’ | የገዟቸው አርደዋቸዋል፤ ሆኖም ተጠያቂ አይሆኑም። የሚሸጧቸውም “ይሖዋ የተመሰገነ ይሁን፤ ባለጸጋ እሆናለሁና” ይላሉ። እረኞቻቸውም ምንም ዓይነት ርኅራኄ አያሳዩአቸውም።’ |
52,342 | am_tg | “‘ከእንግዲህ ለምድሪቱ ነዋሪዎች አልራራላቸውም’ ይላል ይሖዋ። ‘በመሆኑም እያንዳንዱ ሰው በባልንጀራው እጅና በንጉሡ እጅ እንዲወድቅ አደርጋለሁ፤ እነሱም ምድሪቱን ያደቋታል፤ እኔም እነሱን ከእጃቸው አልታደግም።’” | “‘ኣነስ ንነበርቲ እታ ምድሪ ደጊም ኣይክርሕርሓሎምን እየ’ ይብል የሆዋ። ‘ስለዚ፡ ንነፍሲ ወከፍ ሰብ ኣብ ኢድ ብጻዩን ንጉሱን ከውድቖ እየ፣ ንሳቶም ከኣ ነታ ምድሪ ኺሕምሽሽዋ እዮም፣ ኣነ እውን ካብ ኢዶም ኣይከናግፎምን እየ።’” |
52,343 | tg_am | “‘ኣነስ ንነበርቲ እታ ምድሪ ደጊም ኣይክርሕርሓሎምን እየ’ ይብል የሆዋ። ‘ስለዚ፡ ንነፍሲ ወከፍ ሰብ ኣብ ኢድ ብጻዩን ንጉሱን ከውድቖ እየ፣ ንሳቶም ከኣ ነታ ምድሪ ኺሕምሽሽዋ እዮም፣ ኣነ እውን ካብ ኢዶም ኣይከናግፎምን እየ።’” | “‘ከእንግዲህ ለምድሪቱ ነዋሪዎች አልራራላቸውም’ ይላል ይሖዋ። ‘በመሆኑም እያንዳንዱ ሰው በባልንጀራው እጅና በንጉሡ እጅ እንዲወድቅ አደርጋለሁ፤ እነሱም ምድሪቱን ያደቋታል፤ እኔም እነሱን ከእጃቸው አልታደግም።’” |
52,344 | am_tg | እናንተ ጉስቁልና የደረሰባችሁ የመንጋው አባላት፣ ለመታረድ የተዘጋጀውን መንጋ መጠበቅ ጀምሬአለሁ፤ ይህን ያደረግኩትም ለእናንተ ስል ነው። ስለዚህ ሁለት በትሮችን ወስጄ አንደኛውን በትር “ደስታ፣” ሌላኛውን ደግሞ “ኅብረት” ብዬ ጠራሁት፤ እኔም መንጋውን መጠበቅ ጀመርኩ። | ኣነ ድማ ነተን መጓሰ ማሕረዲ፡ ነተን ውጹዓት እተን መጓሰ፡ ምእንታኻትክን ጓሰኽወን። ስለዚ፡ ክልተ በትሪ ወሰድኩ፣ ነታ ሓንቲ ደስታ፡ ነታ ሓንቲ ኸኣ ሕብረት በልክወን፣ ነተን መጓሰ እውን ጓሰኽወን። |
52,345 | tg_am | ኣነ ድማ ነተን መጓሰ ማሕረዲ፡ ነተን ውጹዓት እተን መጓሰ፡ ምእንታኻትክን ጓሰኽወን። ስለዚ፡ ክልተ በትሪ ወሰድኩ፣ ነታ ሓንቲ ደስታ፡ ነታ ሓንቲ ኸኣ ሕብረት በልክወን፣ ነተን መጓሰ እውን ጓሰኽወን። | እናንተ ጉስቁልና የደረሰባችሁ የመንጋው አባላት፣ ለመታረድ የተዘጋጀውን መንጋ መጠበቅ ጀምሬአለሁ፤ ይህን ያደረግኩትም ለእናንተ ስል ነው። ስለዚህ ሁለት በትሮችን ወስጄ አንደኛውን በትር “ደስታ፣” ሌላኛውን ደግሞ “ኅብረት” ብዬ ጠራሁት፤ እኔም መንጋውን መጠበቅ ጀመርኩ። |
52,346 | am_tg | ደግሞም በአንድ ወር ውስጥ ሦስት እረኞችን አባረርኩ፤ ይህን ያደረግኩት እነሱን መታገሥ ስላልቻልኩና እነሱም እኔን ስለተጸየፉኝ ነው። | ኣብ ሓንቲ ወርሒ ድማ ሰለስተ ጓሶት ሰጐጕኩ፣ ከመይሲ፡ ኣነ ኽዕገሶም ኣይከኣልኩን፡ ንሳቶም እውን ንዓይ ፈንፈኑኒ። |
52,347 | tg_am | ኣብ ሓንቲ ወርሒ ድማ ሰለስተ ጓሶት ሰጐጕኩ፣ ከመይሲ፡ ኣነ ኽዕገሶም ኣይከኣልኩን፡ ንሳቶም እውን ንዓይ ፈንፈኑኒ። | ደግሞም በአንድ ወር ውስጥ ሦስት እረኞችን አባረርኩ፤ ይህን ያደረግኩት እነሱን መታገሥ ስላልቻልኩና እነሱም እኔን ስለተጸየፉኝ ነው። |
52,348 | am_tg | እንዲህም አልኩ፦ “ከእንግዲህ እረኛችሁ አልሆንም። የምትሞተው ትሙት፤ የምትጠፋውም ትጥፋ። የቀሩት ደግሞ አንዳቸው የሌላውን ሥጋ ይብሉ።” | ኣነ ኸኣ፡ “ድሕርዚ፡ ኣይክጓስየኩምን እየ። እታ እትመውት ትሙት፡ እታ እትጠፍእ እውን ትጥፋእ። እተን ዝተረፋ ድማ፡ ስጋ ሓድሕደን ይብልዓ” በልኩ። |
52,349 | tg_am | ኣነ ኸኣ፡ “ድሕርዚ፡ ኣይክጓስየኩምን እየ። እታ እትመውት ትሙት፡ እታ እትጠፍእ እውን ትጥፋእ። እተን ዝተረፋ ድማ፡ ስጋ ሓድሕደን ይብልዓ” በልኩ። | እንዲህም አልኩ፦ “ከእንግዲህ እረኛችሁ አልሆንም። የምትሞተው ትሙት፤ የምትጠፋውም ትጥፋ። የቀሩት ደግሞ አንዳቸው የሌላውን ሥጋ ይብሉ።” |
52,350 | am_tg | ስለዚህ ከሕዝቡ ሁሉ ጋር የገባሁትን ቃል ኪዳኔን በማፍረስ “ደስታ” የተባለውን በትሬን ወስጄ ሰበርኩት። | ስለዚ፡ ነታ በትሪ ደስታ ወሲደ ቘረጽክዋ፡ ምስ ኵሎም ህዝብታት ዝኣቶኽዎ ኺዳነይ ድማ ኣፍረስክዎ። |
52,351 | tg_am | ስለዚ፡ ነታ በትሪ ደስታ ወሲደ ቘረጽክዋ፡ ምስ ኵሎም ህዝብታት ዝኣቶኽዎ ኺዳነይ ድማ ኣፍረስክዎ። | ስለዚህ ከሕዝቡ ሁሉ ጋር የገባሁትን ቃል ኪዳኔን በማፍረስ “ደስታ” የተባለውን በትሬን ወስጄ ሰበርኩት። |
52,352 | am_tg | በመሆኑም በዚያን ቀን ቃል ኪዳኑ ፈረሰ፤ ይመለከቱኝ የነበሩት የተጎሳቆሉት የመንጋው አባላትም ይህ የይሖዋ ቃል መሆኑን አወቁ። | በታ መዓልቲ እቲኣ ኸኣ ተሰብረት፣ እተን ዚጥምታኒ ዝነበራ ውጹዓት እተን መጓሰ ድማ ቃል የሆዋ ምዃኑ ፈለጣ። |
52,353 | tg_am | በታ መዓልቲ እቲኣ ኸኣ ተሰብረት፣ እተን ዚጥምታኒ ዝነበራ ውጹዓት እተን መጓሰ ድማ ቃል የሆዋ ምዃኑ ፈለጣ። | በመሆኑም በዚያን ቀን ቃል ኪዳኑ ፈረሰ፤ ይመለከቱኝ የነበሩት የተጎሳቆሉት የመንጋው አባላትም ይህ የይሖዋ ቃል መሆኑን አወቁ። |
52,354 | am_tg | ከዚያም “መልካም መስሎ ከታያችሁ ደሞዜን ስጡኝ፤ ካልሆነ ግን ተዉት” አልኳቸው። እነሱም ደሞዜን፣ 30 የብር ሰቅል ከፈሉኝ። | ሽዑ፡ “ጽቡቕ መሲሉ እንተ ተራእዩኩም፡ ዓስበይ ሃቡኒ፣ እንተ ዘይኰነ ግና፡ ሕደግዎ” በልክዎም። ንሳቶም ከኣ ዓስበይ 30 ብሩር ከፈሉኒ። |
52,355 | tg_am | ሽዑ፡ “ጽቡቕ መሲሉ እንተ ተራእዩኩም፡ ዓስበይ ሃቡኒ፣ እንተ ዘይኰነ ግና፡ ሕደግዎ” በልክዎም። ንሳቶም ከኣ ዓስበይ 30 ብሩር ከፈሉኒ። | ከዚያም “መልካም መስሎ ከታያችሁ ደሞዜን ስጡኝ፤ ካልሆነ ግን ተዉት” አልኳቸው። እነሱም ደሞዜን፣ 30 የብር ሰቅል ከፈሉኝ። |
52,356 | am_tg | ከዚያም ይሖዋ “እኔን የገመቱበትን የከበረ ዋጋ ይኸውም ብሩን ግምጃ ቤት ውስጥ ጣለው” አለኝ። እኔም 30ውን የብር ሰቅል ወስጄ በይሖዋ ቤት ግምጃ ቤት ውስጥ ጣልኩት። | ሽዑ፡ የሆዋ፡ “ነቲ ዋጋይ ገይሮም ዝገምገምዎ ኽቡር ዋጋ፡ ናብ ቤት መዝገብ ደርብዮ” በለኒ። ኣነ ድማ ነቲ 30 ብሩር ወሲደ ናብቲ ኣብ ቤት የሆዋ ዘሎ ቤት መዝገብ ደርበኽዎ። |
52,357 | tg_am | ሽዑ፡ የሆዋ፡ “ነቲ ዋጋይ ገይሮም ዝገምገምዎ ኽቡር ዋጋ፡ ናብ ቤት መዝገብ ደርብዮ” በለኒ። ኣነ ድማ ነቲ 30 ብሩር ወሲደ ናብቲ ኣብ ቤት የሆዋ ዘሎ ቤት መዝገብ ደርበኽዎ። | ከዚያም ይሖዋ “እኔን የገመቱበትን የከበረ ዋጋ ይኸውም ብሩን ግምጃ ቤት ውስጥ ጣለው” አለኝ። እኔም 30ውን የብር ሰቅል ወስጄ በይሖዋ ቤት ግምጃ ቤት ውስጥ ጣልኩት። |
52,358 | am_tg | ከዚያም በይሁዳና በእስራኤል መካከል ያለውን ወንድማማችነት በማፍረስ “ኅብረት” የተባለውን ሁለተኛውን በትሬን ሰበርኩት። | ሽዑ፡ ነታ ኻልአይቲ በትረይ፡ ነታ ሕብረት ቈረጽክዋ፡ ነቲ ኣብ መንጎ ይሁዳን እስራኤልን ዝነበረ ሕውነት ከኣ ኣፍረስክዎ። |
52,359 | tg_am | ሽዑ፡ ነታ ኻልአይቲ በትረይ፡ ነታ ሕብረት ቈረጽክዋ፡ ነቲ ኣብ መንጎ ይሁዳን እስራኤልን ዝነበረ ሕውነት ከኣ ኣፍረስክዎ። | ከዚያም በይሁዳና በእስራኤል መካከል ያለውን ወንድማማችነት በማፍረስ “ኅብረት” የተባለውን ሁለተኛውን በትሬን ሰበርኩት። |
52,360 | am_tg | ይሖዋም እንዲህ አለኝ፦ “እንግዲህ የሰነፍ እረኛ መሣሪያዎችን ውሰድ። | የሆዋ ድማ ከምዚ በለኒ፦ “ሕጂ፡ ናውቲ ዘይጠቅም ጓሳ ውሰድ። |
52,361 | tg_am | የሆዋ ድማ ከምዚ በለኒ፦ “ሕጂ፡ ናውቲ ዘይጠቅም ጓሳ ውሰድ። | ይሖዋም እንዲህ አለኝ፦ “እንግዲህ የሰነፍ እረኛ መሣሪያዎችን ውሰድ። |
52,362 | am_tg | በምድሪቱ ላይ እረኛ አስነሳለሁና። እያለቁ ያሉትን በጎች አይንከባከብም፤ ግልገሎቹን አይፈልግም ወይም የተጎዳውን አይፈውስም አሊያም መቆም የሚችሉትን አይቀልብም። ከዚህ ይልቅ የሰባውን በግ ሥጋ ይበላል፤ የበጎቹንም ሰኮና ቆርጦ ይጥላል። | ኣነስ ኣብታ ምድሪ፡ ጓሳ ኺትንስእ ክሓድግ እየ። ንሱ ነተን ዚጠፍኣ ዘለዋ ኣባጊዕ ኣይኪከናኸነንን እዩ፣ ንዕያውቲ ኣይኪደልን፡ ንእተጐድኣ ኸኣ ኣይኪፍውስን፡ ደው ኪብላ ንዚኽእላ ድማ ኣይኬብልዕን እዩ። ኣብ ክንዳኡስ፡ ስጋ ስብሕቲ ኺበልዕ፡ ሸዀናታት እተን ኣባጊዕ ከኣ ኪምንጭት እዩ። |
52,363 | tg_am | ኣነስ ኣብታ ምድሪ፡ ጓሳ ኺትንስእ ክሓድግ እየ። ንሱ ነተን ዚጠፍኣ ዘለዋ ኣባጊዕ ኣይኪከናኸነንን እዩ፣ ንዕያውቲ ኣይኪደልን፡ ንእተጐድኣ ኸኣ ኣይኪፍውስን፡ ደው ኪብላ ንዚኽእላ ድማ ኣይኬብልዕን እዩ። ኣብ ክንዳኡስ፡ ስጋ ስብሕቲ ኺበልዕ፡ ሸዀናታት እተን ኣባጊዕ ከኣ ኪምንጭት እዩ። | በምድሪቱ ላይ እረኛ አስነሳለሁና። እያለቁ ያሉትን በጎች አይንከባከብም፤ ግልገሎቹን አይፈልግም ወይም የተጎዳውን አይፈውስም አሊያም መቆም የሚችሉትን አይቀልብም። ከዚህ ይልቅ የሰባውን በግ ሥጋ ይበላል፤ የበጎቹንም ሰኮና ቆርጦ ይጥላል። |
52,364 | am_tg | መንጋውን ለሚተው የማይረባ እረኛዬ ወዮለት! ሰይፍ ክንዱንና ቀኝ ዓይኑን ይመታዋል። ክንዱ ሙሉ በሙሉ ይሰልላል፤ቀኝ ዓይኑም ሙሉ በሙሉ ይታወራል።” | እቲ መጓሰ ዚሓድግ ዘይጠቅም ጓሳ ወይለኡ! ሰይፊ ንቕልጽሙን ንየማነይቲ ዓይኑን ኪወቕዖ እዩ። ቅልጽሙ ጠሪሳ ኽትነቅጽ እያ፣የማነይቲ ዓይኑ ድማ ጠሪሳ ኽትዓውር እያ።” |
52,365 | tg_am | እቲ መጓሰ ዚሓድግ ዘይጠቅም ጓሳ ወይለኡ! ሰይፊ ንቕልጽሙን ንየማነይቲ ዓይኑን ኪወቕዖ እዩ። ቅልጽሙ ጠሪሳ ኽትነቅጽ እያ፣የማነይቲ ዓይኑ ድማ ጠሪሳ ኽትዓውር እያ።” | መንጋውን ለሚተው የማይረባ እረኛዬ ወዮለት! ሰይፍ ክንዱንና ቀኝ ዓይኑን ይመታዋል። ክንዱ ሙሉ በሙሉ ይሰልላል፤ቀኝ ዓይኑም ሙሉ በሙሉ ይታወራል።” |
52,366 | am_tg | ዳርዮስ በነገሠ በሁለተኛው ዓመት፣ በስምንተኛው ወር የይሖዋ ቃል ወደ ኢዶ ልጅ፣ ወደ ቤራክያህ ልጅ ወደ ነቢዩ ዘካርያስ እንዲህ ሲል መጣ፦ | ኣብ ካልአይቲ ዓመት ዳርዮስ፡ ኣብ ሻምነይቲ ወርሒ፡ ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ ናብ ዘካርያስ ወዲ በረክያ ወዲ ዒዶ መጸ፦ |
52,367 | tg_am | ኣብ ካልአይቲ ዓመት ዳርዮስ፡ ኣብ ሻምነይቲ ወርሒ፡ ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ ናብ ዘካርያስ ወዲ በረክያ ወዲ ዒዶ መጸ፦ | ዳርዮስ በነገሠ በሁለተኛው ዓመት፣ በስምንተኛው ወር የይሖዋ ቃል ወደ ኢዶ ልጅ፣ ወደ ቤራክያህ ልጅ ወደ ነቢዩ ዘካርያስ እንዲህ ሲል መጣ፦ |
52,368 | am_tg | “ይሖዋ በአባቶቻችሁ ላይ እጅግ ተቆጥቶ ነበር። | “የሆዋ ንኣቦታትኩም ኣዝዩ ተቘጥዖም። |
52,369 | tg_am | “የሆዋ ንኣቦታትኩም ኣዝዩ ተቘጥዖም። | “ይሖዋ በአባቶቻችሁ ላይ እጅግ ተቆጥቶ ነበር። |
52,370 | am_tg | “እንዲህ በላቸው፦ ‘የሠራዊት ጌታ ይሖዋ እንዲህ ይላል፦ “‘ወደ እኔ ተመለሱ’ ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ፤ ‘እኔም ወደ እናንተ እመለሳለሁ’ ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ።”’ | “ከምዚ በሎም፦ ‘የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ “‘ናባይ ተመለሱ’ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡ ‘ኣነ ድማ ናባኻትኩም ክምለስ እየ’ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።”’ |
52,371 | tg_am | “ከምዚ በሎም፦ ‘የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ “‘ናባይ ተመለሱ’ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡ ‘ኣነ ድማ ናባኻትኩም ክምለስ እየ’ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።”’ | “እንዲህ በላቸው፦ ‘የሠራዊት ጌታ ይሖዋ እንዲህ ይላል፦ “‘ወደ እኔ ተመለሱ’ ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ፤ ‘እኔም ወደ እናንተ እመለሳለሁ’ ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ።”’ |
52,372 | am_tg | “‘የቀደሙት ነቢያት “የሠራዊት ጌታ ይሖዋ ‘እባካችሁ ከክፉ መንገዳችሁና ከክፉ ሥራችሁ ራቁ’ ይላል በማለት የነገሯቸውን አባቶቻችሁን አትምሰሉ።”’ “‘እነሱ ግን አልሰሙም፤ ለእኔም ትኩረት አልሰጡም’ ይላል ይሖዋ። | “‘ከምቶም እቶም ቀዳሞት ነብያት፡ “የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡ ‘ካብ እኩይ መገድታትኩምን ካብ እኩይ ግብርታትኩምን ተመለሱ’ ይብል ኣሎ” ኢሎም ዝኣወጁሎም ኣቦታትኩም ኣይትኹኑ።’ “‘ንሳቶም ግና ኣይሰምዑን፡ ኣየቕለቡን እውን’ ይብል የሆዋ። |
52,373 | tg_am | “‘ከምቶም እቶም ቀዳሞት ነብያት፡ “የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡ ‘ካብ እኩይ መገድታትኩምን ካብ እኩይ ግብርታትኩምን ተመለሱ’ ይብል ኣሎ” ኢሎም ዝኣወጁሎም ኣቦታትኩም ኣይትኹኑ።’ “‘ንሳቶም ግና ኣይሰምዑን፡ ኣየቕለቡን እውን’ ይብል የሆዋ። | “‘የቀደሙት ነቢያት “የሠራዊት ጌታ ይሖዋ ‘እባካችሁ ከክፉ መንገዳችሁና ከክፉ ሥራችሁ ራቁ’ ይላል በማለት የነገሯቸውን አባቶቻችሁን አትምሰሉ።”’ “‘እነሱ ግን አልሰሙም፤ ለእኔም ትኩረት አልሰጡም’ ይላል ይሖዋ። |
52,374 | am_tg | “‘አባቶቻችሁ አሁን የት አሉ? ነቢያቱስ ለዘላለም መኖር ችለዋል? | “‘ሕጂ ኣቦታትኩም ኣበይ ኣለዉ፧ ነብያትከ ንዘለኣለምዶ ብህይወት ነይሮም እዮም፧ |
52,375 | tg_am | “‘ሕጂ ኣቦታትኩም ኣበይ ኣለዉ፧ ነብያትከ ንዘለኣለምዶ ብህይወት ነይሮም እዮም፧ | “‘አባቶቻችሁ አሁን የት አሉ? ነቢያቱስ ለዘላለም መኖር ችለዋል? |
52,376 | am_tg | ይሁን እንጂ አገልጋዮቼ የሆኑትን ነቢያትን ያዘዝኳቸው ቃልና ድንጋጌ በአባቶቻችሁ ላይ ደርሶ የለም?’ በመሆኑም ወደ እኔ ተመልሰው እንዲህ አሉ፦ ‘የሠራዊት ጌታ ይሖዋ በወሰነው መሠረት እንደ መንገዳችንና እንደ ሥራችን አደረገብን።’” | እቲ ንገላዎይ ነብያት ዝኣዘዝክዎም ቃላተይን ትእዛዛተይን ግና ንኣቦታትኩምዶ ኣየርከቦምን እዩ፧’ ስለዚ ናባይ ተመሊሶም፡ ‘የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከም መገድታትናን ከም ግብርታትናን፡ ከምቲ ዝወሰኖ ገይሩና’ በሉ።” |
52,377 | tg_am | እቲ ንገላዎይ ነብያት ዝኣዘዝክዎም ቃላተይን ትእዛዛተይን ግና ንኣቦታትኩምዶ ኣየርከቦምን እዩ፧’ ስለዚ ናባይ ተመሊሶም፡ ‘የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከም መገድታትናን ከም ግብርታትናን፡ ከምቲ ዝወሰኖ ገይሩና’ በሉ።” | ይሁን እንጂ አገልጋዮቼ የሆኑትን ነቢያትን ያዘዝኳቸው ቃልና ድንጋጌ በአባቶቻችሁ ላይ ደርሶ የለም?’ በመሆኑም ወደ እኔ ተመልሰው እንዲህ አሉ፦ ‘የሠራዊት ጌታ ይሖዋ በወሰነው መሠረት እንደ መንገዳችንና እንደ ሥራችን አደረገብን።’” |
52,378 | am_tg | ዳርዮስ በነገሠ በሁለተኛው ዓመት፣ ሺባት በተባለው በ11ኛው ወር፣ ከወሩም በ24ኛው ቀን የይሖዋ ቃል ወደ ኢዶ ልጅ፣ ወደ ቤራክያህ ልጅ፣ ወደ ነቢዩ ዘካርያስ እንዲህ ሲል መጣ፦ | ኣብ ካልአይቲ ዓመት ዳርዮስ፡ ኣብ መበል 24 መዓልቲ እታ መበል 11 ወርሒ፡ ማለት ኣብ ወርሒ ሸባጥ፡ ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ ናብ ነብዪ ዘካርያስ ወዲ በረክያ ወዲ ዒዶ መጸ፦ |
52,379 | tg_am | ኣብ ካልአይቲ ዓመት ዳርዮስ፡ ኣብ መበል 24 መዓልቲ እታ መበል 11 ወርሒ፡ ማለት ኣብ ወርሒ ሸባጥ፡ ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ ናብ ነብዪ ዘካርያስ ወዲ በረክያ ወዲ ዒዶ መጸ፦ | ዳርዮስ በነገሠ በሁለተኛው ዓመት፣ ሺባት በተባለው በ11ኛው ወር፣ ከወሩም በ24ኛው ቀን የይሖዋ ቃል ወደ ኢዶ ልጅ፣ ወደ ቤራክያህ ልጅ፣ ወደ ነቢዩ ዘካርያስ እንዲህ ሲል መጣ፦ |
52,380 | am_tg | “በሌሊት ራእይ አየሁ። አንድ ሰው ቀይ ፈረስ እየጋለበ ነበር፤ እሱም በሸለቆው ውስጥ በሚገኙት የአደስ ዛፎች መካከል ቆመ፤ ከበስተ ኋላውም ቀይ፣ ቀይ ቡኒና ነጭ ፈረሶች ነበሩ።” | “ብለይቲ ራእይ ረኣኹ። እንሆ፡ ኣብ ሓመር ፈረስ እተወጥሐ ሰብኣይ ነበረ፣ ንሱ ኸኣ ኣብ መንጎ ኣእዋም ኣደስ ኣብ ስንጭሮ ደው በለ፣ ድሕሪኡ እውን፡ ብሩህ ሓመርን ደባን ሓመርን ኣምበላይን ዝሕብሮም ኣፍራስ ነበሩ።” |
52,381 | tg_am | “ብለይቲ ራእይ ረኣኹ። እንሆ፡ ኣብ ሓመር ፈረስ እተወጥሐ ሰብኣይ ነበረ፣ ንሱ ኸኣ ኣብ መንጎ ኣእዋም ኣደስ ኣብ ስንጭሮ ደው በለ፣ ድሕሪኡ እውን፡ ብሩህ ሓመርን ደባን ሓመርን ኣምበላይን ዝሕብሮም ኣፍራስ ነበሩ።” | “በሌሊት ራእይ አየሁ። አንድ ሰው ቀይ ፈረስ እየጋለበ ነበር፤ እሱም በሸለቆው ውስጥ በሚገኙት የአደስ ዛፎች መካከል ቆመ፤ ከበስተ ኋላውም ቀይ፣ ቀይ ቡኒና ነጭ ፈረሶች ነበሩ።” |
52,382 | am_tg | እኔም “ጌታዬ ሆይ፣ እነዚህ እነማን ናቸው?” አልኩ። ከእኔ ጋር ይነጋገር የነበረው መልአክ “እነዚህ እነማን እንደሆኑ አሳይሃለሁ” ሲል መለሰልኝ። | ኣነ ድማ፡ “ጐይታይ፡ እዚኣቶም መን እዮም፧” በልኩ። እቲ ምሳይ ዚዛረብ ዝነበረ መልኣኽ ከኣ፡ “እዚኣቶም መን ከም ዝዀኑ ኸርእየካ እየ” በለኒ። |
52,383 | tg_am | ኣነ ድማ፡ “ጐይታይ፡ እዚኣቶም መን እዮም፧” በልኩ። እቲ ምሳይ ዚዛረብ ዝነበረ መልኣኽ ከኣ፡ “እዚኣቶም መን ከም ዝዀኑ ኸርእየካ እየ” በለኒ። | እኔም “ጌታዬ ሆይ፣ እነዚህ እነማን ናቸው?” አልኩ። ከእኔ ጋር ይነጋገር የነበረው መልአክ “እነዚህ እነማን እንደሆኑ አሳይሃለሁ” ሲል መለሰልኝ። |
52,384 | am_tg | ከዚያም በአደስ ዛፎቹ መካከል ቆሞ የነበረው ሰው “እነዚህ በምድር ላይ እንዲመላለሱ ይሖዋ የላካቸው ናቸው” አለ። | ሽዑ፡ እቲ ኣብ መንጎ ኣእዋም ኣደስ ደው ኢሉ ዝነበረ ሰብኣይ፡ “እዚኣቶምሲ እቶም የሆዋ ኣብ ምድሪ ኺመላለሱ ዝሰደዶም እዮም” በለ። |
52,385 | tg_am | ሽዑ፡ እቲ ኣብ መንጎ ኣእዋም ኣደስ ደው ኢሉ ዝነበረ ሰብኣይ፡ “እዚኣቶምሲ እቶም የሆዋ ኣብ ምድሪ ኺመላለሱ ዝሰደዶም እዮም” በለ። | ከዚያም በአደስ ዛፎቹ መካከል ቆሞ የነበረው ሰው “እነዚህ በምድር ላይ እንዲመላለሱ ይሖዋ የላካቸው ናቸው” አለ። |
52,386 | am_tg | እነሱም በአደስ ዛፎቹ መካከል ቆሞ ለነበረው የይሖዋ መልአክ “በምድር ላይ ተመላለስን፤ እነሆም መላዋ ምድር ጸጥታና እርጋታ ሰፍኖባታል” አሉት። | ንሳቶም ድማ ነቲ ኣብ መንጎ ኣእዋም ኣደስ ደው ኢሉ ዝነበረ መልኣኽ የሆዋ፡ “ኣብ ምድሪ ተመላሊስና፣ እንሆ ኸኣ፡ ብዘላ ምድሪ ኸይተረበሸት ሃዲኣ ኣላ” በልዎ። |
52,387 | tg_am | ንሳቶም ድማ ነቲ ኣብ መንጎ ኣእዋም ኣደስ ደው ኢሉ ዝነበረ መልኣኽ የሆዋ፡ “ኣብ ምድሪ ተመላሊስና፣ እንሆ ኸኣ፡ ብዘላ ምድሪ ኸይተረበሸት ሃዲኣ ኣላ” በልዎ። | እነሱም በአደስ ዛፎቹ መካከል ቆሞ ለነበረው የይሖዋ መልአክ “በምድር ላይ ተመላለስን፤ እነሆም መላዋ ምድር ጸጥታና እርጋታ ሰፍኖባታል” አሉት። |
52,388 | am_tg | የይሖዋም መልአክ እንዲህ አለ፦ “የሠራዊት ጌታ ይሖዋ ሆይ፣ በእነዚህ 70 ዓመታት የተቆጣሃቸውን ኢየሩሳሌምንና የይሁዳን ከተሞች ምሕረትህን የምትነፍጋቸው እስከ መቼ ነው?” | ስለዚ፡ እቲ መልኣኽ የሆዋ፡ “ኦ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡ ክሳዕ መዓስ ኢኻ ነዘን በተን 70 ዓመት እተቘጣዕካየን የሩሳሌምን ከተማታት ይሁዳን ዘይትምሕረን፧” በለ። |
52,389 | tg_am | ስለዚ፡ እቲ መልኣኽ የሆዋ፡ “ኦ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡ ክሳዕ መዓስ ኢኻ ነዘን በተን 70 ዓመት እተቘጣዕካየን የሩሳሌምን ከተማታት ይሁዳን ዘይትምሕረን፧” በለ። | የይሖዋም መልአክ እንዲህ አለ፦ “የሠራዊት ጌታ ይሖዋ ሆይ፣ በእነዚህ 70 ዓመታት የተቆጣሃቸውን ኢየሩሳሌምንና የይሁዳን ከተሞች ምሕረትህን የምትነፍጋቸው እስከ መቼ ነው?” |
52,390 | am_tg | ይሖዋም ሲያነጋግረኝ ለነበረው መልአክ ደግነት በተሞላባቸውና በሚያጽናኑ ቃላት መለሰለት። | የሆዋ ኸኣ ነቲ ምሳይ ዚዛረብ ዝነበረ መልኣኽ ብጽቡቕን ብዜጸናንዕን ቃላት መለሰሉ። |
52,391 | tg_am | የሆዋ ኸኣ ነቲ ምሳይ ዚዛረብ ዝነበረ መልኣኽ ብጽቡቕን ብዜጸናንዕን ቃላት መለሰሉ። | ይሖዋም ሲያነጋግረኝ ለነበረው መልአክ ደግነት በተሞላባቸውና በሚያጽናኑ ቃላት መለሰለት። |
52,392 | am_tg | ከዚያም ሲያነጋግረኝ የነበረው መልአክ እንዲህ አለኝ፦ “እንዲህ ብለህ አውጅ፦ ‘የሠራዊት ጌታ ይሖዋ እንዲህ ይላል፦ “ለኢየሩሳሌምና ለጽዮን እጅግ ቀንቻለሁ። | ሽዑ፡ እቲ ምሳይ ዚዛረብ ዝነበረ መልኣኽ ከምዚ በለኒ፦ “ከምዚ ኢልካ ኣውጅ፦ ‘የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ “ምእንቲ የሩሳሌምን ምእንቲ ጽዮንን ዓብዪ ቕንኣት ቀኒአ ኣለኹ። |
52,393 | tg_am | ሽዑ፡ እቲ ምሳይ ዚዛረብ ዝነበረ መልኣኽ ከምዚ በለኒ፦ “ከምዚ ኢልካ ኣውጅ፦ ‘የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ “ምእንቲ የሩሳሌምን ምእንቲ ጽዮንን ዓብዪ ቕንኣት ቀኒአ ኣለኹ። | ከዚያም ሲያነጋግረኝ የነበረው መልአክ እንዲህ አለኝ፦ “እንዲህ ብለህ አውጅ፦ ‘የሠራዊት ጌታ ይሖዋ እንዲህ ይላል፦ “ለኢየሩሳሌምና ለጽዮን እጅግ ቀንቻለሁ። |
52,394 | am_tg | ዘና ብለው በተቀመጡት ብሔራት ላይ እጅግ ተቆጥቻለሁ፤ ምክንያቱም በመጠኑ ብቻ ተቆጥቼ እያለ እነሱ ግን ከልክ ያለፈ እርምጃ ወሰዱ።”’ | ነቶም ቀሲኖም ዘለዉ ኣህዛብ ብዓብዪ ቝጥዓ ተቘጢዐዮም ኣለኹ፣ ከመይሲ፡ ቍሩብ ተቘጢዐ ነይረ፡ ንሳቶም ግና ነቲ መዓት ወሲኾምሉ።”’ |
52,395 | tg_am | ነቶም ቀሲኖም ዘለዉ ኣህዛብ ብዓብዪ ቝጥዓ ተቘጢዐዮም ኣለኹ፣ ከመይሲ፡ ቍሩብ ተቘጢዐ ነይረ፡ ንሳቶም ግና ነቲ መዓት ወሲኾምሉ።”’ | ዘና ብለው በተቀመጡት ብሔራት ላይ እጅግ ተቆጥቻለሁ፤ ምክንያቱም በመጠኑ ብቻ ተቆጥቼ እያለ እነሱ ግን ከልክ ያለፈ እርምጃ ወሰዱ።”’ |
52,396 | am_tg | “ስለዚህ ይሖዋ እንዲህ ይላል፦ ‘“ወደ ኢየሩሳሌም በምሕረት እመለሳለሁ፤ የገዛ ቤቴም በውስጧ ይገነባል” ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ፤ “በኢየሩሳሌምም ላይ የመለኪያ ገመድ ይዘረጋል።”’ | “ስለዚ፡ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘“ብምሕረት ናብ የሩሳሌም ክምለስ እየ፣ ቤተይ ከኣ ኣብኣ ኽትህነጽ እያ” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡ “ገመድ መለክዒ ድማ ኣብ ልዕሊ የሩሳሌም ኪዝርጋሕ እዩ።”’ |
52,397 | tg_am | “ስለዚ፡ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘“ብምሕረት ናብ የሩሳሌም ክምለስ እየ፣ ቤተይ ከኣ ኣብኣ ኽትህነጽ እያ” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡ “ገመድ መለክዒ ድማ ኣብ ልዕሊ የሩሳሌም ኪዝርጋሕ እዩ።”’ | “ስለዚህ ይሖዋ እንዲህ ይላል፦ ‘“ወደ ኢየሩሳሌም በምሕረት እመለሳለሁ፤ የገዛ ቤቴም በውስጧ ይገነባል” ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ፤ “በኢየሩሳሌምም ላይ የመለኪያ ገመድ ይዘረጋል።”’ |
52,398 | am_tg | “በድጋሚ እንዲህ ብለህ አውጅ፦ ‘የሠራዊት ጌታ ይሖዋ እንዲህ ይላል፦ “ከተሞቼ እንደገና መልካም ነገር ይትረፈረፍባቸዋል፤ ይሖዋም እንደገና ጽዮንን ያጽናናል፤ ኢየሩሳሌምንም እንደገና ይመርጣል።”’” | “መሊስካ ድማ ከምዚ ኢልካ ኣውጅ፦ ‘የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ “ከተማታተይ ከም ብሓድሽ ብሰናይ ኪመልኣ እየን፣ የሆዋ ድማ ንጽዮን ከም ብሓድሽ ኬጸናንዓ፡ ንየሩሳሌም እውን ከም ብሓድሽ ኪሓርያ እዩ።”’” |
52,399 | tg_am | “መሊስካ ድማ ከምዚ ኢልካ ኣውጅ፦ ‘የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ “ከተማታተይ ከም ብሓድሽ ብሰናይ ኪመልኣ እየን፣ የሆዋ ድማ ንጽዮን ከም ብሓድሽ ኬጸናንዓ፡ ንየሩሳሌም እውን ከም ብሓድሽ ኪሓርያ እዩ።”’” | “በድጋሚ እንዲህ ብለህ አውጅ፦ ‘የሠራዊት ጌታ ይሖዋ እንዲህ ይላል፦ “ከተሞቼ እንደገና መልካም ነገር ይትረፈረፍባቸዋል፤ ይሖዋም እንደገና ጽዮንን ያጽናናል፤ ኢየሩሳሌምንም እንደገና ይመርጣል።”’” |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.