Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
52,400
am_tg
ከዚá‹Ģም ቀና á‰Ĩá‹Ŧ áˆĩመለከá‰ĩ አáˆĢá‰ĩ ቀንá‹ļá‰Ŋ አየሁáĸ
áˆŊዑ፡ áŠŖá‹’áŠ•á‰°á‹­ áŠŖáˆá‹’áˆˆ áŠŖáˆ­á‰Ŗá‹•á‰° ቐርኒ áˆ¨áŠŖáŠšáĸ
52,401
tg_am

52,402
am_tg
በመሆኑም ሲá‹Ģነጋግረኝ የነበረውን መልአክ “áŠĨነዚህ ምንá‹ĩን ናቸው?” አልኩá‰ĩáĸ áŠĨሱም “áŠĨነዚህ á‹­áˆá‹ŗáŠ•áŖ áŠĨáˆĩáˆĢኤልንና áŠĸá‹¨áˆŠáˆŗáˆŒáˆáŠ• á‹¨á‰ á‰ŗá‰°áŠ‘ ቀንá‹ļá‰Ŋ ናቸው” ሲል መለሰልኝáĸ
ነቲ áˆáˆŗá‹­ ዚዛረá‰Ĩ ዝነበረ áˆ˜áˆáŠŖáŠŊ áŠ¨áŠŖáĄ “áŠĨá‹šáŠŖá‰ļም áŠĨáŠ•á‰ŗá‹­ áŠĨዮም፧” áŠĸለ ሓተá‰ĩክዎáĸ ንሱ á‹ĩማ፡ “áŠĨá‹šáŠŖá‰ļምሲ áŠĨá‰ļም áŠ•á‹­áˆá‹ŗáŠ• ንáŠĨáˆĩáˆĢኤልን áŠ•á‹¨áˆŠáˆŗáˆŒáˆáŠ• ዝበተንዎም áŠŖá‰•áˆ­áŠ•á‰˛ áŠĨዮም” áŠĸሉ መለሰለይáĸ
52,403

52,404
am_tg
ከዚá‹Ģም ይሖዋ አáˆĢá‰ĩ የáŠĨጅ áŒĨበá‰Ĩ á‰Ŗáˆˆáˆ™á‹Ģዎá‰Ŋ áŠ áˆŗá‹¨áŠáĸ
የሆዋ áŠ¸áŠŖ áŠŖáˆ­á‰Ŗá‹•á‰° áŠĸደ áŒĨá‰ á‰ áŠ›á‰ŗá‰ĩ áŠŖáˆ­áŠŖá‹¨áŠ’áĸ
52,405

52,406
am_tg
áŠĨኔም “áŠĨነዚህ የመጡá‰ĩ ምን ሊá‹Ģደርጉ ነው?” áˆĩል ጠየቅኩáĸ áŠĨሱም áŠĨንዲህ አለኝáĻ “áŠĨáŠá‹šáˆ…áŖ ማንም áˆĢሱን ቀና ማá‹ĩረግ áŠĨáˆĩáŠĒáˆŗáŠá‹ á‹ĩረáˆĩ á‹­áˆá‹ŗáŠ• á‹¨á‰ á‰ŗá‰°áŠ‘ ቀንá‹ļá‰Ŋ ናቸውáĸ áŠĨነዚህ የáŠĨጅ áŒĨበá‰Ĩ á‰Ŗáˆˆáˆ™á‹Ģዎá‰Ŋ ደግሞ áŠĨነሱን áˆˆáˆ›áˆ¸á‰ áˆ­áŖ á‹­áˆá‹ŗáŠ• á‹­á‰ á‰ŗá‰ĩኗá‰ĩ ዘንá‹ĩ በምá‹ĩሯ ላይ ቀንá‹ļá‰ģቸውን á‹Ģነሱá‰ĩን የá‰ĨሔáˆĢቱን ቀንá‹ļá‰Ŋ áˆˆáˆ˜áŒŖáˆ á‹­áˆ˜áŒŖáˆ‰áĸ”
áŠŖáŠ á‹ĩማ “áŠĨá‹šáŠŖá‰ļም áŠĨáŠ•á‰ŗá‹­ áŠĒገá‰Ĩሊ áŠĨዮም ዚመጹ ዘለዉ፧” áŠĸለ ሓተá‰ĩኩáĸ ንሱ áŠ¸áŠŖáĄ “áŠĨá‹šáŠŖá‰ļምሲ ሓደ áŠĨáŠŗ ርáŠĨሹ áŠŊáˆŗá‹• ዘየልዕል áŠ•á‹­áˆá‹ŗ ዝበተኑ áŠŖá‰•áˆ­áŠ•á‰˛ áŠĨዮምáĸ áŠĨá‰˛áŠŖá‰ļም á‹ĩማ áŠŦሸá‰Ĩርዎም፡ ነá‰ļም áŠĒá‰Ĩá‰ĩንዋ áŠĸሎም áŠŖá‰•áˆ­áŠ•á‰ļም áŠŖá‰Ĩ ልዕሊ ምá‹ĩáˆĒ á‹­áˆá‹ŗ ዘልዓሉ áŠŖáˆ…á‹›á‰Ĩ áŠĨውን áŠŖá‰•áˆ­áŠ•á‰ļም áŠŦውá‹ĩቑ áŠēመጹ áŠĨዮም” በለáĸ
52,407

52,408
am_tg
ንጉáˆĨ á‹ŗáˆ­á‹Žáˆĩ በነገሠ በአáˆĢተኛው ዓመá‰ĩáŖ áŠĒáˆĩሌው á‰ á‰°á‰Ŗáˆˆá‹ በዘጠነኛው á‹ˆáˆ­áŖ ከወሩም በአáˆĢተኛው ቀን የይሖዋ ቃል ወደ ዘáŠĢርá‹Ģáˆĩ áˆ˜áŒŖáĸ
áŠŖá‰Ĩ áˆĢá‰Ĩዐይቲ ዓመá‰ĩ ንጉáˆĩ á‹ŗáˆ­á‹Žáˆĩ፡ áŠŖá‰Ĩ áˆĢá‰Ĩዐይቲ መዓልቲ áŠĨá‰ŗ á‰ŗáˆŊዐይቲ ወርሒ፡ ማለá‰ĩ áŠŖá‰Ĩ ወርሒ ከáˆĩለው፡ ቃል የሆዋ ናá‰Ĩ ዘáŠĢርá‹Ģáˆĩ መጸáĸ
52,409

52,410
am_tg
የቤቴል ሰዎá‰Ŋ ይሖዋ ሞገáˆĩ áŠĨንዲá‹Ģáˆŗá‹Ģቸው ለመለመን áˆŗáˆŦጸርንና ረጌምሜሌክን ከሰዎቹ ጋር ላኩ፤
ህዝá‰ĸ ቤá‰ĩ-ኤል áŠ¨áŠŖ ሞገáˆĩ የሆዋ áŠēልምኑ áŠĸሎም ንáˆģáˆŦáŒŊርን ንረገም-ሜሌክን ንሰቡን áˆˆáŠŖáŠŊá‹ŽáˆáŖ
52,411

52,412
am_tg
áŠĨነሱም የሠáˆĢዊá‰ĩ áŒŒá‰ŗáŠ• የይሖዋን ቤá‰ĩ áŠĢህናá‰ĩና ነá‰ĸá‹Ģቱን “ለá‰Ĩዙ á‹“áˆ˜á‰ŗá‰ĩ áŠĨáŠ•á‹ŗá‹°áˆ¨áŒáŠŠá‰ĩ በአምáˆĩተኛው ወር ማልቀáˆĩና መጾም ይኖርá‰Ĩኛል?” á‰Ĩለው ጠየቁáĸ
áŠ•á‹“á‰ŗá‰ļም á‹ĩማ ንáŠģህናá‰ĩ ቤá‰ĩ የሆዋ áŒá‹­á‰ŗ ሰáˆĢዊá‰ĩን ንነá‰Ĩá‹Ģá‰ĩን፡ “ከምቲ ንá‰Ĩዙሕ á‹“áˆ˜á‰ŗá‰ĩ ዝገበርክዎ፡ áŠŖá‰Ĩ ሓምሸይቲ ወርሒ áŠŊበክን áŠĢá‰Ĩ ምግá‰ĸ áŠŊሕረምንá‹ļ፧” áŠĒá‰Ĩልዎም áˆˆáŠŖáŠŊዎምáĸ
52,413

52,414
am_tg
የሠáˆĢዊá‰ĩ áŒŒá‰ŗ የይሖዋ ቃል áŠĨንዲህ ሲል á‹ŗáŒáˆ˜áŠ› ወደ áŠĨኔ áˆ˜áŒŖáĻ
ከምዚ ዚá‰Ĩል ቃል የሆዋ áŒá‹­á‰ŗ ሰáˆĢዊá‰ĩ ከም á‰Ĩሓá‹ĩáˆŊ መጸኒáĻ
52,415

52,416
am_tg
“ለምá‹ĩáˆĒቱ ነዋáˆĒዎá‰Ŋ ሁሉና ለáŠĢህናቱ áŠĨንዲህ በላቸውáĻ ‘ለ70 á‹“áˆ˜á‰ŗá‰ĩ በአምáˆĩተኛውና á‰ áˆ°á‰Ŗá‰°áŠ›á‹ ወር áˆĩá‰ĩጾሙና ዋይ ዋይ áˆĩá‰ĩáˆ‰áŖ á‰ĩጾሙ የነበረው በáŠĨርግáŒĨ ለáŠĨኔ ነበር?
“ንዅሉ ህዝá‰ĸ áŠĨá‰ŗ ምá‹ĩርን ንáŠģህናá‰ĩን ከምዚ በሎምáĻ â€˜áŠŖá‰Ĩ ሓምሸይቲ ወርሕን áŠŖá‰Ĩ áˆģውዐይቲ ወርሕን ን70 ዓመá‰ĩ áŠŖá‰Ĩ áŠĨá‰ĩጾሙሉን ዋይዋይ áŠŖá‰Ĩ áŠĨá‰ĩá‰Ĩሉሉን ዝነበርኩም áŠĨዋን፡ á‰Ĩሓቂá‹ļ ንዓይ áŠĸኹም ጾይምኩምለይ፧
52,417

52,418
am_tg
á‰ĩበሉና á‰ĩጠጡ በነበረበá‰ĩ ጊዜáˆĩ á‰ĩበሉና á‰ĩጠጡ የነበረው ለáˆĢáˆŗá‰Ŋሁ አልነበረም?
áŠŖá‰Ĩ áŠĨá‰ĩበልዑሉን áŠĨá‰ĩሰá‰ĩዩሉን ዝነበርኩም áŠĨዋንከ፡ ንርáŠĨáˆĩኹም ደይኰንኩምን áŠĨá‰ĩበልዑን áŠĨá‰ĩሰá‰ĩዩን ዝነበርኩም፧
52,419

52,420
am_tg
áŠĸá‹¨áˆŠáˆŗáˆŒáˆáŠ“ በዙáˆĒá‹Ģዋ á‹Ģሉá‰ĩ ከተሞá‰ŋ በሰዎá‰Ŋ ተሞልተውና ሰላም áˆ°ááŠ–á‰Ŗá‰¸á‹ በነበረበá‰ĩ ጊዜ áŠĨንዲሁም ሰዎá‰Ŋ በኔጌá‰Ĩና በሸፌላ ይኖሩ በነበረበá‰ĩ ወቅá‰ĩ ይሖዋ በቀá‹ĩሞዎቹ ነá‰ĸá‹Ģá‰ĩ አማáŠĢኝነá‰ĩ á‹Ģወጀውን ቃል áˆ˜á‰ŗá‹˜á‹ áŠ áˆáŠá‰ áˆ¨á‰Ŗá‰Ŋሁም?’”
ነቲ áŠŖá‰Ĩ á‹¨áˆŠáˆŗáˆŒáˆáŠ• áŠŖá‰Ĩተን áŠŖá‰Ĩ ዙርá‹ĢáŠŖ ዝነበáˆĢ áŠ¸á‰°áˆ›á‰ŗá‰ŗáŠ• á‰Ĩሰላም áŠá‰ŖáˆĒ áŠŖá‰Ĩ ዝነበረለንን áŠŖá‰Ĩ ነጌá‰Ĩን áˆŧፈላን áŠá‰ŖáˆĒ áŠŖá‰Ĩ ዝነበረሉን áŠĨዋን የሆዋ በá‰ļም á‰€á‹ŗáˆžá‰ĩ ነá‰Ĩá‹Ģá‰ĩ áŠŖá‰ĸሉ á‹áŠŖá‹ˆáŒ† ቓልá‹ļ áŠŊá‰ĩáŠĨዘዙ áŠŖá‹­áŒá‰ĨáŠŖáŠŠáˆáŠ•á§â€™â€
52,421

52,422
am_tg
የይሖዋ ቃል áŠĨንዲህ ሲል á‹ŗáŒáˆ˜áŠ› ወደ ዘáŠĢርá‹Ģáˆĩ áˆ˜áŒŖáĻ
ከምዚ ዚá‰Ĩል ቃል የሆዋ ኸም á‰Ĩሓá‹ĩáˆŊ ንዘáŠĢርá‹Ģáˆĩ መጾáĻ
52,423

52,424
am_tg
“የሠáˆĢዊá‰ĩ áŒŒá‰ŗ ይሖዋ áŠĨንዲህ ይላልáĻ ‘በáŠĨውነተኛ ፍá‰ĩሕ ላይ ተመáˆĨáˆ­á‰ŗá‰Ŋሁ ፍረዱ፤ áŠ áŠ•á‹ŗá‰Ŋሁ ለሌላው á‰ŗáˆ›áŠ ፍቅርና ምሕረá‰ĩ áŠ áˆŗá‹Šáĸ
“የሆዋ áŒá‹­á‰ŗ ሰáˆĢዊá‰ĩ ከምዚ ይá‰ĨልáĻ ‘á‰Ĩናይ ሓቂ ፍá‰ĩሒ ááˆ¨á‹ąáŖ ንሓá‹ĩሕá‹ĩኩም áŠ¨áŠŖ á‰Ĩá‰°áŠŖáˆ›áŠ•áŠá‰ĩ ተፋቐሩን ተምሓሓሩንáĸ
52,425

52,426
am_tg
መበለቲቱንም ሆነ áŠ á‰Ŗá‰ĩ የሌለውን áˆáŒ…áŖ áŠ¨á‰Ŗá‹•á‹ĩ አገር á‹¨áˆ˜áŒŖá‹áŠ• ሰውም ሆነ á‹ĩሃውን áŠ á‰ŗá‰ŗáˆ‰á¤ ደግሞም áŠ áŠ•á‹ŗá‰Ŋሁ በሌላው ላይ ክፉ ለማá‹ĩረግ á‰ áˆá‰Ŗá‰Ŋሁ áŠ á‰ŗáˆ˛áˆŠáĸ’
ንመበለá‰ĩ ወይ ንዘáŠŊá‰ŗáˆáĄ ንጓና ወይ ንá‹ĩáŠģ áŠŖá‹­á‰ĩá‹“áˆáŒšáŖ á‰Ĩልá‰Ĩኹም á‹ĩማ ሓደ ነቲ ሓደ áŠĨከይ áŠŖá‹­áˆ•áˆ°á‰ áˆ‰áĸ’
52,427

52,428
am_tg
áŠĨነሱ ግን ለመáˆĩማá‰ĩ ፈቃደኛ አልሆኑም፤ በግá‰ĩርነá‰ĩም áŒ€áˆ­á‰Ŗá‰¸á‹áŠ• ሰጡ፤ ላለመáˆĩማá‰ĩም ሲሉ ጆሯቸውን ደፈኑáĸ
áŠ•áˆŗá‰ļም ግና ምቕላá‰Ĩ áŠŖá‰Ĩዮም፡ á‰ĨንቕáŒŊና áŠ¸áŠŖ á‹á‰ŖáŠ–áˆ መሊáˆļም፡ ከይሰምዑ áŠĨውን áŠŖáŠĨዛኖም ደፊኖምáĸ
52,429

52,430
am_tg
áˆá‰Ŗá‰¸á‹áŠ• áŠĨንደ አልማዝ አጠነከሩ፤ áŠĨንዲሁም የሠáˆĢዊá‰ĩ áŒŒá‰ŗ ይሖዋ በመንፈሱ አማáŠĢኝነá‰ĩáŖ በቀá‹ĩሞዎቹ ነá‰ĸá‹Ģá‰ĩ በኩል የላከውን ሕግና ቃል áŠ áˆá‰ŗá‹˜á‹™áˆáĸ ከዚህም á‹¨á‰°áŠáˆŗ የሠáˆĢዊá‰ĩ áŒŒá‰ŗ ይሖዋ áŠĨጅግ á‰°á‰†áŒŖáĸ”
ልá‰Ļም ከም áŠŖáˆáˆ›á‹ áŒˆá‹­áˆŽáˆáŖ ነቲ የሆዋ áŒá‹­á‰ŗ ሰáˆĢዊá‰ĩ á‰Ĩመንፈሱ ገይሩ በá‰ļም á‰€á‹ŗáˆžá‰ĩ ነá‰Ĩá‹Ģቱ ዝሰደá‹ļ ሕግን ቃላá‰ĩን áŠŖá‹­á‰°áŠŖá‹˜á‹™áŠ•áĸ áˆĩለዚ፡ áŠĢá‰Ĩ የሆዋ áŒá‹­á‰ŗ ሰáˆĢዊá‰ĩ ዓá‰Ĩá‹Ē ቝáŒĨዓ መáŒēáŠĨዎምáĸ”
52,431

52,432
am_tg
“‘áŠĨኔ áˆĩጠáˆĢቸው áŠĨáŠ•á‹ŗáˆáˆ°áˆ™áŠ ሁሉ áŠĨነሱ áˆ˛áŒŖáˆŠáˆ አልሰማቸውም’ ይላል የሠáˆĢዊá‰ĩ áŒŒá‰ŗ ይሖዋáĸ
“‘ከምቲ áŠŖáŠ ምáˆĩ ጸዋዕኩ ዘይሰምዑ፡ áŠ•áˆŗá‰ļም ምáˆĩ ጸውዑ áŠĨውን áŠŖá‹­áˆ°áˆá‹–áˆáŠ• áŠĨየ’ ይá‰Ĩል የሆዋ áŒá‹­á‰ŗ ሰáˆĢዊá‰ĩáĸ
52,433

52,434
am_tg
‘ደግሞም ወደማá‹Ģውቋቸው á‰ĨሔáˆĢá‰ĩ ሁሉ በአውሎ ነፋáˆĩ á‰ á‰°áŠ•áŠŗá‰¸á‹á¤ ምá‹ĩáˆĒቱም á‰ĩተዋá‰ĩ ከሄዱ በኋላ á‰Ŗá‹ĩማ ሆነá‰Ŋ፤ በáŠĨሡ የሚá‹Ģልፍ ወይም ወደ áŠĨሡ የሚመለáˆĩ ማንም የለም፤ የተወደደá‰Ŋውን ምá‹ĩር አáˆĩፈáˆĒ á‰Ļá‰ŗ አá‹ĩáˆ­áŒˆá‹‹á‰ŗáˆáŠ“áĸ’”
â€˜áŠŖá‰Ĩ ዘይፈልáŒĨዎም áŠĩሎም áŠŖáˆ…á‹›á‰Ĩ áŠ¨áŠŖ á‰Ĩህá‰Ļá‰Ĩላ ንፋáˆĩ ፋሕ áŠŖá‰ĸáˆˆá‹ŽáˆáŖ áŠá‰ŗ á‰°á‰ŖáˆƒáŒŠá‰ĩ ምá‹ĩáˆĒ ናá‰Ĩ መሰክሒ ለዊáŒĻምዋ áŠĨዮም áŠĨሞ፡ á‰Ĩá‹ĩሕáˆĒáŠĻም áŠĨá‰ŗ ምá‹ĩáˆĒ á‰ĨáŠĨáŠŖ ዚሓልፍ ኰነ ዚምለáˆĩ ዘይá‰Ĩላ á‰Ŗá‹ĩም ኰይና ተáˆĒፋ ነይáˆĢáĸ’”
52,435

52,436
am_tg
“በዚá‹Ģ á‰€áŠ•áŖ ኃáŒĸáŠ á‰ŗá‰¸á‹áŠ•áŠ“ áˆ­áŠŠáˆ°á‰ŗá‰¸á‹áŠ• ለማንáŒģá‰ĩ áˆˆá‹ŗá‹Šá‰ĩ ቤá‰ĩና ለáŠĸá‹¨áˆŠáˆŗáˆŒáˆ ነዋáˆĒዎá‰Ŋ የውኃ ጉá‹ĩጓá‹ĩ ይቆፈáˆĢልáĸ
â€œá‰ á‰ŗ መዓልቲ áŠĨá‰˛áŠŖáĄ ንቤá‰ĩ á‹ŗá‹Šá‰ĩን ንነበርቲ á‹¨áˆŠáˆŗáˆŒáˆáŠ•áĄ ንምንáŒģህ ሓáŒĸáŠŖá‰ĩን ርáŠŊሰá‰ĩን áŠĨá‰ĩኸውን ዒላ áŠŊá‰ĩክፈተሎም áŠĨá‹Ģáĸ
52,437

52,438
am_tg
“በዚá‹Ģ ቀን” ይላል የሠáˆĢዊá‰ĩ áŒŒá‰ŗ á‹­áˆ–á‹‹áŖ â€œá‹¨áŒŖá‹–á‰ļቹን áˆĩም ከምá‹ĩáˆĒቱ ላይ áŠĨደመáˆĩáˆŗáˆˆáˆá¤ áŠĨነሱም á‹ŗáŒáˆ˜áŠ› áŠ á‹­á‰ŗá‹ˆáˆąáˆá¤ ደግሞም ነá‰ĸá‹Ģቱንና የርኩሰá‰ĩ መንፈሱን ከምá‹ĩáˆĒቱ ላይ አáˆĩá‹ˆáŒá‹ŗáˆˆáˆáĸ
â€œá‰ á‰ŗ መዓልቲ áŠĨá‰˛áŠŖâ€ ይá‰Ĩል የሆዋ áŒá‹­á‰ŗ ሰáˆĢዊá‰ĩ፡ “áˆĩማá‰ĩ áŒŖáŠĻá‰ŗá‰ĩ áŠĢá‰Ĩá‰ŗ ምá‹ĩáˆĒ áŠŊá‹ĩምáˆĩáˆĩ áŠĨየ፡ ደጊም áŠĨውን áŠŖá‹­áŠĒዝከሩን áŠĨá‹ŽáˆáŖ áŠĢá‰Ĩá‰ŗ ምá‹ĩáˆĒ á‹ĩማ ነá‰Ĩá‹Ģá‰ĩን መንፈáˆĩ ርáŠŊሰá‰ĩን ከወግá‹ĩ áŠĨየáĸ
52,439

52,440
am_tg
አንá‹ĩ ሰው á‹ŗáŒáˆ˜áŠ› á‰ĩንá‰ĸá‰ĩ á‰ĸናገር የወለዱá‰ĩ áŠ á‰Ŗá‰ĩና áŠĨናቱ ‘በይሖዋ áˆĩም ሐሰá‰ĩ áˆĩለተናገርክ በሕይወá‰ĩ አá‰ĩኖርም’ á‹­áˆ‰á‰ŗáˆáĸ ደግሞም የወለዱá‰ĩ áŠ á‰Ŗá‰ĩና áŠĨናቱ á‰ĩንá‰ĸá‰ĩ በመናገሩ á‹­á‹ˆáŒ‰á‰ŗáˆáĸ
ሓደ ሰá‰Ĩ መሊሱ áŠĨንተ ተነá‰Ĩዩ áŠ¸áŠŖáĄ áŠĨá‰ļም ዝወለá‹ĩዎ áŠŖá‰Ļኡን áŠŖá‹˛áŠĄáŠ•áĄ ‘á‰Ĩáˆĩም የሆዋ ሓáˆļá‰ĩ áˆĩለ áŠĨተዛረá‰ĨáŠĢ፡ á‰Ĩህይወá‰ĩ áŠŖá‹­áŠ­á‰ĩነá‰Ĩርን áŠĸáŠģ’ áŠēá‰Ĩልዎ áŠĨዮምáĸ áŠĨá‰ļም ዝወለá‹ĩዎ áŠŖá‰Ļኡን áŠŖá‹˛áŠĄáŠ• á‹ĩማ á‰ĨሰáˆĒ áˆáŠ•á‰Ŗá‹Š áŠēወግáŠĨዎ áŠĨዮምáĸ
52,441

52,442
am_tg
“በዚá‹Ģ ቀን áŠĨá‹ĢáŠ•á‹ŗáŠ•á‹ą ነá‰ĸይ á‰ĩንá‰ĸá‰ĩ በሚናገርበá‰ĩ ጊዜ ሁሉ በገዛ áˆĢáŠĨዩ á‹ĢፍáˆĢል፤ ሰዎá‰Ŋንም áˆˆáˆ›á‰ŗáˆˆáˆ የነá‰ĸá‹Ģá‰ĩ ዓይነá‰ĩ ፀጉáˆĢም ልá‰Ĩáˆĩ አይለá‰Ĩáˆĩምáĸ
â€œá‰ á‰ŗ መዓልቲ áŠĨá‰˛áŠŖáĄ áŠĨá‰ļም ነá‰Ĩá‹Ģá‰ĩ ነፍሲ ወከፎም áŠĒንበዩ ኸለዉ á‰ĨáˆĢáŠĨዮም áŠĒሓፍሩ áŠĨá‹ŽáˆáŖ áŠŦá‰ŗáˆáˆ‰ áŠĸሎም áŠ¨áŠŖ ጸጓር á‰Ŗáˆ­áŠ–áˆĩ áŠŖá‹­áŠĒለá‰Ĩሱን áŠĨዮምáĸ
52,443

52,444
am_tg
ደግሞም áŠĨንዲህ ይላልáĻ ‘áŠĨኔ ነá‰ĸይ አይደለሁምáĸ ይልቁንም አáˆĢáˆŊ ነኝ፤ ምክንá‹Ģቱም አንá‹ĩ ሰው ልጅ áˆŗáˆˆáˆ á‰ŖáˆĒá‹Ģ አá‹ĩርጎ ገዝá‰ļኛልáĸ’
ነፍሲ ወከፍ á‹ĩማ፡ ‘ነá‰Ĩá‹Ē áŠŖá‹­áŠ°áŠ•áŠŠáŠ•áĸ ንáŠĨáˆŊá‰ļ ኸለኹ ሰá‰Ĩ áˆĩለ ዝዓደገኒ፡ መáˆŦá‰ĩ ዚሓርáˆĩ ሰá‰Ĩ á‹°áŠŖ áŠĨየ’ áŠēá‰Ĩል áŠĨዩáĸ
52,445

52,446
am_tg
አንá‹ĩ ሰውም ‘በá‰ĩከáˆģዎá‰Ŋህ መáŠĢከል á‹Ģሉá‰ĩ ቁáˆĩሎá‰Ŋ ምንá‹ĩን ናቸው?’ á‰Ĩሎ á‰ĸጠይቀው â€˜á‰ á‹ˆá‹ŗáŒ†á‰ŧ ቤá‰ĩ áˆŗáˆˆáˆ የቆሰልኩá‰ĩ ነው’ ይላልáĸ”
‘áŠĨዚ áŠŖá‰Ĩ መንጎ መንáŠĩá‰Ŗá‰ĩáŠĢ ዘሎ áŠŖá‰áˆŗáˆ áŠĨáŠ•á‰ŗá‹­ áŠĨዩ፧’ á‰°á‰Ŗáˆ‚áˆ‰ áŠĨንተ ተሓቲቱ áŠ¸áŠŖáĄ â€˜áŠŖá‰Ĩ ቤá‰ĩ ፈተውተይ ዝቘሰልክዎ áŠŖá‰áˆŗáˆ áŠĨዩ’ áŠĸሉ áŠēምልáˆĩ áŠĨዩáĸ
52,447

52,448
am_tg
“ሰይፍ áˆ†á‹­áŖ በáŠĨረኛá‹Ŧ á‹­áŠ¸á‹áˆá‰ á‹ˆá‹ŗáŒ„ ላይ ንቃ” ይላል የሠáˆĢዊá‰ĩ áŒŒá‰ŗ ይሖዋáĸ “áŠĨረኛውን áˆá‰ŗá¤ መንጋውም ይበተን፤áŠĨኔም áŠĨጄን á‰ŗáŠ“áŠ“áˆŊ በሆኑá‰ĩ ላይ አዞáˆĢለሁáĸ”
“áŠĻ ሰይፊ፡ áŠŖáŠ•áŒģር áŒ“áˆŗá‹­áĄáŠŖáŠ•áŒģር áŠĨቲ á‰ĨáŒģየይ ዝዀነ ሰá‰Ĩ ንቓሕ” ይá‰Ĩል የሆዋ áŒá‹­á‰ŗ ሰáˆĢዊá‰ĩáĸ “ነቲ áŒ“áˆŗ ውቕዓዮ፡ áŠĨተን መጓሰ á‹ĩማ ፋሕ á‹­á‰ áˆ‹áŖáŠĸደይ áŠ¨áŠŖ áŠŖáŠ•áŒģር áŠĨá‰ļም áŠ•áŠŖáˆŊቱ áŠŊመልáˆĩ áŠĨየáĸ”
52,449

52,450
am_tg
“በምá‹ĩáˆĒቱም ሁሉ” ይላል á‹­áˆ–á‹‹áŖâ€œá‰ áŠĨሡ ላይ áŠĢለው ሁለá‰ĩ áˆĻáˆĩተኛው ተመá‰ĩá‰ļ ይጠፋል፤አንá‹ĩ áˆĻáˆĩተኛው ግን በውáˆĩጧ ይቀáˆĢልáĸ
â€œáŠŖá‰Ĩ áŠĩላ áŠĨá‰ŗ ምá‹ĩáˆĒ áŠ¸áŠŖâ€ ይá‰Ĩል የሆዋ፡“ክልተ áŠŖá áŠŖá‰ĨáŠŖ áŠēምንቈሱን áŠĒጠፍኡን áŠĨá‹ŽáˆáŖáŠĨá‰ļም ሲáˆļ á‹ĩማ áŠŖá‰ĨáŠŖ áŠēተርፉ áŠĨዮምáĸ
52,451

52,452
am_tg
ደግሞም አንá‹ĩ áˆĻáˆĩተኛው በáŠĨáˆŗá‰ĩ ውáˆĩáŒĨ áŠĨንዲá‹Ģልፍ አደርጋለሁ፤á‰Ĩር áŠĨንደሚነáŒĨር አነáŒĨáˆĢቸዋለሁ፤ወርቅም áŠĨንደሚፈተን áŠĨፈá‰ĩናቸዋለሁáĸ áŠĨነሱ áˆĩሜን ይጠáˆĢሉ፤áŠĨኔም áŠĨመልáˆĩላቸዋለሁáĸ ‘áŠĨነሱ ሕዝቤ ናቸው’ áŠĨላለሁ፤ áŠĨነሱ ደግሞ ‘ይሖዋ አምላáŠĢá‰Ŋን ነው’ ይላሉáĸ”
ነá‰ļም ሲáˆļ áŠ¸áŠŖ á‰Ĩሓዊ áŠŖáˆ•áˆŠáˆ ኸምáŒŊáŠĻም፡ከምቲ á‰Ĩሊር ዚጸáˆĒ á‹ĩማ ከáŒŊርዮም፡ከምቲ ወርቂ ዚፍተን áŠĨውን ክፍá‰ĩኖም áŠĨየáĸ áˆĩመይ áŠĒáŒŊውዑ áŠĨá‹ŽáˆáŖáŠŖáŠ áŠĨውን ክምልሰሎም áŠĨየáĸ áŠŖáŠáĄ ‘ህዝበይ áŠĨዮም’ ክá‰Ĩል áŠĨá‹¨áŖáŠ•áˆŗá‰ļም áŠ¨áŠŖáĄ ‘የሆዋ áŠŖáˆáˆ‹áŠŊና áŠĨዩ’ áŠēá‰Ĩሉ áŠĨዮምáĸ”
52,453

52,454
am_tg
áŠĨሱም ሊቀ áŠĢህናቱን áŠĸá‹Ģሱን በይሖዋ መልአክ ፊá‰ĩ ቆሞ áŠ áˆŗá‹¨áŠá¤ áˆ°á‹­áŒŖáŠ•áˆ áŠĨሱን ለመቃወም በáˆĩተ ቀኙ ቆሞ ነበርáĸ
ንáŠĨá‹Ģሹ áŠĨቲ ሊቀ áŠģህናá‰ĩ á‹ĩማ áŠŖá‰Ĩ ቅá‹ĩሚ áŠĨቲ áˆ˜áˆáŠŖáŠŊ የሆዋ ደው áŠĸሉ ኸሎ áŠŖáˆ­áŠŖá‹¨áŠ’áŖ áˆ°á‹­áŒŖáŠ• áŠ¨áŠŖ áŠĒáŒģረሎ áŠĸሉ áŠŖá‰Ĩ የማኑ ደው áŠĸሉ ነበረáĸ
52,455

52,456
am_tg
ከዚá‹Ģም የይሖዋ መልአክ áˆ°á‹­áŒŖáŠ•áŠ• áŠĨንዲህ አለውáĻ â€œáˆ°á‹­áŒŖáŠ•áŖ ይሖዋ ይገáˆĨáŒŊህ፤ áŠ á‹ŽáŖ áŠĸá‹¨áˆŠáˆŗáˆŒáˆáŠ• የመረጠው ይሖዋ ይገáˆĨáŒŊህ! ይህ ሰው ከáŠĨáˆŗá‰ĩ መáŠĢከል የተነጠቀ የáŠĨንጨá‰ĩ ጉማጅ አይደለም?”
áˆŊዑ፡ áŠĨቲ áˆ˜áˆáŠŖáŠŊ የሆዋ áŠ•áˆ°á‹­áŒŖáŠ•áĄ â€œáŠŖá‰ŗ áˆ°á‹­áŒŖáŠ•áĄ የሆዋ ይግናሕáŠĢáŖ áŠĨወ፡ áŠĨቲ áŠ•á‹¨áˆŠáˆŗáˆŒáˆ ዝሓረá‹Ģ የሆዋ ይግናሕáŠĢ! áŠĨዝáˆĩ áŠĢá‰Ĩ ሓዊ áŠĨተመንዝዐ ዚነá‹ĩá‹ĩ áŠĨá‹Ģá‹ĩ ደይኰነን፧” በሎáĸ
52,457

52,458
am_tg
áŠĸá‹Ģሱም á‹Ģደፈ ልá‰Ĩáˆĩ ለá‰Ĩáˆļ በመልአኩ ፊá‰ĩ ቆሞ ነበርáĸ
áŠĨá‹Ģሹ á‹ĩማ áˆ¨áˆŗáˆ• áŠ­á‹ŗá‹áŠ•á‰˛ ተኸዲኑ áŠŖá‰Ĩ ቅá‹ĩሚ áŠĨቲ áˆ˜áˆáŠŖáŠŊ ደው áŠĸሉ ነበረáĸ
52,459

52,460
am_tg
መልአኩ በፊቱ ቆመው የነበሩá‰ĩን “á‹Ģደፈውን ልá‰Ĩሱን አውልቁለá‰ĩ” አላቸውáĸ ከዚá‹Ģም áŠĨሱን “áŠĨáŠáˆ†áŖ áŒĨፋá‰ĩህን አáˆĩወግጄልሃለሁ፤ ደግሞም áŒĨሊ ልá‰Ĩáˆĩ á‰ĩለá‰Ĩáˆŗáˆˆáˆ…â€ አለውáĸ
áŠĨቲ áˆ˜áˆáŠŖáŠŊ áŠ¨áŠŖ ነá‰ļም áŠŖá‰Ĩ ቅá‹ĩሚኡ ደው áŠĸሎም ዝነበሩ፡ “ነቲ áˆ¨áˆŗáˆ• áŠ­á‹ŗá‹áŠ•á‰ą áŠģá‰Ĩኡ áŠŖáˆáŒáˆĩዎ” በሎምáĸ ንዕኡ á‹ĩማ፡ “ርአ፡ áˆĩሕተá‰ĩáŠĢ áŠģá‰ŖáŠģ áŠŖáˆ­áˆ’á‰áˆáŠĢ áŠŖáˆˆáŠšáŖ á‰ĨሉáŒŊ áŠ­á‹ŗá‹áŠ•á‰˛ áŠĨውን ክá‰ĩክደን áŠĸáŠģ” በሎáĸ
52,461

52,462
am_tg
áŠĨኔም “በáˆĢሹ ላይ ንጹሕ áŒĨምáŒĨም ይደረግለá‰ĩ” አልኩáĸ áŠĨነሱም ንጹሑን áŒĨምáŒĨም በáˆĢሹ ላይ አደረጉለá‰ĩ፤ ልá‰Ĩáˆĩም አለበሱá‰ĩ፤ የይሖዋም መልአክ በአጠገቡ ቆሞ ነበርáĸ
áŠŖáŠ áŠ¸áŠŖáĄ â€œáŠŖá‰Ĩ ርáŠĨሹ áŒŊሩይ መጠምጠምá‹Ģ ይገበረሉ” በልኩáĸ áŠ•áˆŗá‰ļም á‹ĩማ áŠŖá‰Ĩ ርáŠĨሹ áŒŊሩይ መጠምጠምá‹Ģ ገበሩሉ፡ áŠ­á‹ŗá‹áŠ•á‰˛ áŠĨውን áŠ¨á‹°áŠ•á‹ŽáŖ áŠĨቲ áˆ˜áˆáŠŖáŠŊ የሆዋ áŠ¸áŠŖ áŠŖá‰Ĩ áŒĨቓኡ ደው áŠĸሉ ነበረáĸ
52,463

52,464
am_tg
ከዚá‹Ģም የይሖዋ መልአክ áŠĸá‹Ģሱን áŠĨንዲህ አለውáĻ
áˆŊዑ፡ áŠĨቲ áˆ˜áˆáŠŖáŠŊ የሆዋ ንáŠĨá‹Ģሹ ኸምዚ በሎáĻ
52,465

52,466
am_tg
“የሠáˆĢዊá‰ĩ áŒŒá‰ŗ ይሖዋ áŠĨንዲህ ይላልáĻ ‘በመንገá‹ļá‰ŧ á‰Ĩá‰ĩመላለáˆĩና በፊቴ ኃላፊነá‰ļá‰Ŋህን á‰Ĩá‰ĩá‹ˆáŒŖáŖ በቤቴ ፈáˆĢጅ ሆነህ á‰ŗáŒˆáˆˆáŒáˆ‹áˆˆáˆ…á¤ ቅáŒĨር ግá‰ĸዎá‰ŧንም á‰ĩáŠ•áŠ¨á‰ŖáŠ¨á‰Ŗáˆˆáˆ…á¤ áŠĨኔም áŠĨዚህ በቆሙá‰ĩ መáŠĢከል በነፃነá‰ĩ የመቅረá‰Ĩ መá‰Ĩá‰ĩ áŠĨሰáŒĨሃለሁáĸ’
የሆዋ áŒá‹­á‰ŗ ሰáˆĢዊá‰ĩ ከምዚ ይá‰ĨልáĻ ‘á‰Ĩመገá‹ĩá‰ŗá‰°á‹­ áŠĨንተ ተመላሊáˆĩáŠĢ፡ áŠŖá‰Ĩ ቅá‹ĩመይ áŠ¨áŠŖ áˆ“áˆ‹ááŠá‰ŗá‰ĩáŠĢ áŠĨንተ ፈáŒēምáŠĢ፡ áˆŊዑ áŠŖá‰Ĩ ቤተይ á‹ŗáŠ› ዄንáŠĢ ኸተገልግል፡ áŠ•áŠŖáŒ¸á‹ŗá‰°á‹­ áŠĨውን ክá‰ĩከናኸን áŠĸáŠģáŖ ናá‰Ĩ መንጎ áŠĨá‰ļም áŠŖá‰Ĩዚ ደው áŠĸሎም ዘለዉ á‹ĩማ á‰ĨናáŒģ áŠŊá‰ĩáŠŖá‰ą መáŠĨተዊ áŠŊህበáŠĢ áŠĨየáĸ’
52,467

52,468
am_tg
“‘ሊቀ áŠĢህናቱ áŠĸá‹Ģሹ áˆ†á‹­áŖ አንተም ሆንክ በፊá‰ĩህ የሚቀመጡá‰ĩ á‰ŖáˆáŠ•áŒ€áˆŽá‰Ŋህ áŠĨá‰ŖáŠĢá‰Ŋሁ áˆĩሙ፤ áŠĨነዚህ ሰዎá‰Ŋ ምልክá‰ĩ ሆነው á‹Ģገለግላሉና፤ áŠĨáŠáˆ†áŖ ቀንበáŒĨ የሚል áˆĩም á‹Ģለውን አገልጋá‹Ŧን áŠ áˆ˜áŒŖáˆˆáˆ!
â€œâ€˜áŠŖá‰ŗ ሊቀ áŠģህናá‰ĩ áŠĨá‹Ģሱ፡ ንáˆĩáŠģ ምáˆĩá‰ļም áŠŖá‰Ĩ ቅá‹ĩሜáŠģ ተቐሚáŒĻም ዘለዉ á‰Ĩጾá‰ĩáŠĢ በጃáŠģ áˆĩáˆ›á‹•áŖ áŠĨዞም áˆ°á‰Ŗá‰ĩ áŠĨዚáŠĻምሲ ንምልክá‰ĩ ዚዀኑ áŠĨዮምáĸ áŠĨንሆ፡ ንጊልá‹Ģይ á‰Ĩቋል አምáŒŊáŠĻ áŠŖáˆˆáŠš!
52,469

52,470
am_tg
በáŠĸá‹Ģሹ ፊá‰ĩ á‹ĢáˆĩቀመáŒĨኩá‰ĩን á‹ĩንጋይ áŠĨዩ! በአንዱ á‹ĩንጋይ ላይ áˆ°á‰Ŗá‰ĩ ዓይኖá‰Ŋ አሉ፤ áŠĨኔም በላዩ ላይ áŒŊሑፍ áŠĨቀርáŒģለሁ’ ይላል የሠáˆĢዊá‰ĩ áŒŒá‰ŗ ይሖዋ፤ ‘የዚá‹Ģá‰Ŋንም ምá‹ĩር በደል በአንá‹ĩ ቀን አáˆĩá‹ˆáŒá‹ŗáˆˆáˆáĸ’
áŠá‰ŗ áŠŖá‰Ĩ ቅá‹ĩሚ áŠĨá‹Ģሹ ዘንበርዋ áŠĨምኒ áˆ­áŠŖá‹Ģ! áŠŖá‰Ĩ ሓንቲ áŠĨምኒ ሸውዓተ ዓይኒ áŠŖáˆŽáŖ áŠŖá‰ĨáŠŖ á‹ĩማ áŒŊሑፍ ክቐርáŒŊ áŠĨየ’ ይá‰Ĩል የሆዋ áŒá‹­á‰ŗ ሰáˆĢዊá‰ĩ፡ ‘በደል áŠĨá‰ŗ ምá‹ĩáˆĒ áŠĨá‰˛áŠŖ á‹ĩማ á‰Ĩሓንቲ መዓልቲ ኸርሕቕ áŠĨየáĸ’
52,471

52,472
am_tg
“‘በዚá‹Ģ ቀን’ ይላል የሠáˆĢዊá‰ĩ áŒŒá‰ŗ á‹­áˆ–á‹‹áŖ ‘áŠĨá‹ĢáŠ•á‹ŗáŠ•á‹ŗá‰Ŋሁ áŒŽáˆ¨á‰¤á‰ŗá‰Ŋሁን ከወይናá‰Ŋሁና ከበለáˆĩ ዛፋá‰Ŋሁ áˆĨር áŠĨንዲቀመáŒĨ á‰ĩጋá‰Ĩዛላá‰Ŋሁáĸ’”
â€œâ€˜á‰ á‰ŗ መዓልቲ áŠĨá‰˛áŠŖâ€™ ይá‰Ĩል የሆዋ áŒá‹­á‰ŗ ሰáˆĢዊá‰ĩ፡ ‘ነፍሲ ወከፍኩም ንá‰ĨáŒģይኩም ናá‰Ĩ á‰ĩሕቲ ተáŠŊሊ ወይንኹምን ናá‰Ĩ á‰ĩሕቲ áŠĻም በለáˆĩኩምን áŠĒመáŒŊáŠĨ ክá‰ĩዕá‹ĩሙ áŠĸኹምáĸ’”
52,473

52,474
am_tg
የፍርá‹ĩ መልáŠĨክá‰ĩáĻ “የይሖዋ ቃል በሃá‹ĩáˆĢክ ምá‹ĩር ላይ ነው፤ደማáˆĩቆንም ዒላማው አá‹ĩርጓል፤የይሖዋ ዓይን በሰው ዘርናበáŠĨáˆĩáˆĢኤል ነገá‹ļá‰Ŋ ሁሉ ላይ ነውና፤
ከá‰ĸá‹ĩ መልáŠĨáŠŊቲáĻ “ዓይኒ የሆዋ áŠŖá‰Ĩ áˆ°á‰Ŗá‰ĩáĄáŠŖá‰Ĩ áŠĩሎም áŠáŒˆá‹ŗá‰ĩ áŠĨáˆĩáˆĢኤል áŠĨá‹Ģ áŠĨሞ፡ቃል የሆዋ áŠŖáŠ•áŒģር ምá‹ĩáˆĒ ሓá‹ĩáˆĢክ áŠĨá‹ŠáŖá‹°áˆ›áˆĩቆ áŠ¸áŠŖ ዕላማኡ áŠĨá‹ŠáŖ
52,475

52,476
am_tg
áŠ á‹‹áˆŗáŠŸ የሆነá‰Ŋውን ሃማá‰ĩንም ዒላማው አá‹ĩርጓል፤ደግሞም áŠĨጅግ áŒĨበበኛ á‰ĸሆኑም áŠĨáŠ•áŠŗ áŒĸሎáˆĩንና ሲá‹ļናን ዒላማው አá‹ĩርጓልáĸ
áŠŖáŠ•áŒģር áŠĨá‰ŗ áŠŖá‰Ĩ á‹ļá‰Ŗ ዘላ ሓማá‰ĩ á‹ĩማ áŠĨá‹ŠáŖáŠŖá‹á‹¨áŠ• áŒĨá‰ á‰ áŠ›á‰ŗá‰ĩ áŠĨየን áŠĨሞ፡ áŠŖáŠ•áŒģር áŒĸሎáˆĩን ሲá‹ļንን áŠĨውን áŠĨዩáĸ
52,477

52,478
am_tg
áŒĸሎáˆĩ የመከላከá‹Ģ ግንá‰Ĩ ገንá‰Ĩá‰ŗáˆˆá‰Ŋáĸ á‰Ĩርን áŠĨንደ አቧáˆĢáŖá‹ˆáˆ­á‰…áŠ•áˆ በመንገá‹ĩ ላይ áŠĨáŠ•á‹ŗáˆˆ አፈር ቆልላለá‰Ŋáĸ
áŒĸሎáˆĩ ዕርዲ ገበረá‰ĩáĸ á‰Ĩሊር ከም ሓመá‹ĩ፡ወርቂ áŠĨውን ከም ጭቃ áŒá‹°áŠ“á‰ŗá‰ĩ ኰመረá‰ĩáĸ
52,479

52,480
am_tg
áŠĨáŠáˆ†áŖ ይሖዋ ንá‰Ĩረቷን ይወáˆĩá‹ŗáˆá¤áˆ áˆĢዊቷንም á‰Ŗáˆ•áˆŠ ውáˆĩáŒĨ ይደመáˆĩáˆŗáˆá¤áŠĨሷም በáŠĨáˆŗá‰ĩ á‰ĩበላለá‰Ŋáĸ
áŠĨንሆ፡ የሆዋ áŠ•áŒˆáŠ•á‹˜á‰Ŗ áŠēወáˆĩá‹ļ፡ንሰáˆĢá‹Šá‰ŗ áŠ¸áŠŖ ወቒዑ ናá‰Ĩ á‰Ŗáˆ•áˆĒ áŠēá‹ĩርá‰Ĩዮ áŠĨá‹ŠáŖáŠ•áˆŗ áŠĨውን á‰Ĩሓዊ áŠŊá‰ĩá‰Ĩላዕ áŠĨá‹Ģáĸ
52,481

52,482
am_tg
አáˆĩቀሎን ይህን áŠ á‹­á‰ŗ á‰ĩፈáˆĢለá‰Ŋ፤ጋዛ á‰ áŒŖáˆ á‰ĩጨነቃለá‰Ŋ፤ኤቅሮንም áŠĨንዲሁ á‰ĩሆናለá‰Ŋ፤ ምክንá‹Ģቱም ተáˆĩፋ á‹¨áˆá‰ŗá‹°áˆ­áŒá‰Ŗá‰ĩ ለኀፍረá‰ĩ á‰ĩá‹ŗáˆ¨áŒ‹áˆˆá‰Ŋáĸ ከጋዛ ንጉáˆĨ ይጠፋል፤አáˆĩቀሎንም ሰው áŠ áˆá‰Ŗ á‰ĩሆናለá‰Ŋáĸ
áŠŖáˆŊቀሎን áŠĨዚ ርáŠĨá‹Ģ áŠŊá‰ĩፈርህ áŠĨá‹ĢáŖáŒ‹á‹› á‹ĩማ á‰Ĩርቱዕ áˆĩቓይ ክá‰ĩáˆŗá‰áĄá‹”á‰…áˆŽáŠ• áŠ¨áŠŖ ተáˆĩá‹áŠŖ ዜሕፍር áˆĩለ ዝዀነ፡ ከምኡ áŠŊá‰ĩከውን áŠĨá‹Ģáĸ ንጉáˆĩ áŠĢá‰Ĩ ጋዛ áŠēጠፍáŠĨáĄáŠŖáˆŊቀሎን á‹ĩማ áŠá‰ŖáˆĒ ዘይá‰Ĩላ áŠŊá‰ĩከውን áŠĨá‹Ģáĸ
52,483

52,484
am_tg
ዲቃላም በአáˆŊá‹ļá‹ĩ á‹­á‰€áˆ˜áŒŖáˆá¤áŠĨኔም የፍልáˆĩጤምን ኩáˆĢá‰ĩ አáˆĩá‹ˆáŒá‹ŗáˆˆáˆáĸ
á‹ĩቓላ áŠŖá‰Ĩ áŠŖáˆŊá‹ļá‹ĩ áŠĒሰፍር áŠĨá‹ŠáŖáŠŖáŠ áŠ¸áŠŖ ንá‰ĩምክሕቲ ፍልáˆĩáŒĨኤማውá‹Ģን ከáŒĨፍáŠĻ áŠĨየáĸ
52,485

52,486
am_tg
በደም የተበከሉá‰ĩን ነገሮá‰Ŋ áŠ¨áŠ á‰áŖáŠ áˆĩጸá‹Ģፊ የሆኑá‰ĩንም ነገሮá‰Ŋ ከáŒĨርሹ መáŠĢከል አáˆĩá‹ˆáŒá‹ŗáˆˆáˆá¤áŠ¨áŠĨሱም የሚተርፈው ማንኛውም ሰው የአምላáŠĢá‰Ŋን ይሆናል፤áŠĨሱም á‰ á‹­áˆá‹ŗ áŠĨንደ áŠ áˆˆá‰ƒáŖáŠ¤á‰…áˆŽáŠ•áˆ áŠĨንደ áŠĸá‹Ģá‰Ąáˆŗá‹Š ይሆናልáĸ
áŠĢá‰Ĩ áŠŖá‰ ነቲ ደም áŠĨተጸየቐ ነገር፡áŠĢá‰Ĩ መንጎ áŠŖáˆĩናኑ á‹ĩማ áŒŊá‹Ģፍ ከርሕቕ áŠĨá‹¨áŖáŠ•áˆą áŠ¸áŠŖ áŠ•áŠŖáˆáˆ‹áŠŊና áŠēተርፈሉ áŠĨá‹ŠáŖáŠŖá‰Ĩ á‹­áˆá‹ŗ á‹ĩማ ከም ሹም፡ዔቅሮን áŠĨውን ከም á‹­á‰Ąáˆŗá‹Š áŠĒኸውን áŠĨዩáĸ
52,487

52,488
am_tg
á‹¨áˆšáŒˆá‰Ŗáˆ ሆነ á‹¨áˆšá‹ˆáŒŖ áŠĨáŠ•á‹ŗá‹­áŠ–áˆ­áŖá‰¤á‰´áŠ• ለመጠበቅ በውጭ በኩል á‹ĩáŠ•áŠŗáŠ• áŠĨተክላለሁ፤ከáŠĨንግዲህም ወዲህ በመáŠĢከላቸው የሚá‹Ģልፍ አሠáˆĒ አይኖርም፤አሁን በገዛ ዓይኔ አይá‰ŧዋለሁናáĸ
ዚሓልፍን ዚምለáˆĩን ከይህሉáˆĩ፡ንቤተይ ሓላዊ ዀይነ áŠŊሰፍር áŠĨá‹¨áŖáˆ•áŒ‚ á‰ĨáŠŖá‹’áŠ•á‰°á‹­ ርáŠĨየዮ áŠĨየ áŠĨሞ፡ደጊም áŠŖá‹•á‹Ģá‹Ē áŠŖá‹­áŠĒሓልፍን áŠĨዩáĸ
52,489

52,490
am_tg
የáŒŊዮን ሴá‰ĩ ልጅ áˆ†á‹­áŖ áŠĨጅግ ሐሴá‰ĩ አá‹ĩርጊáĸ የáŠĸá‹¨áˆŠáˆŗáˆŒáˆ ሴá‰ĩ ልጅ áˆ†á‹­áŖ በá‹ĩል አá‹ĩáˆĢጊነá‰ĩ ጩáŠēáĸ áŠĨáŠáˆ†áŖ ንጉáˆĨáˆŊ ወደ አንá‰ē á‹­áˆ˜áŒŖáˆáĸ áŠĨሹ áŒģá‹ĩቅ ነው፤ áˆ˜á‹ŗáŠ•áŠ•áˆ á‹Ģáˆ˜áŒŖáˆá¤á‰ĩሑá‰ĩ ነው፤ ደግሞም በአህá‹ĢáŖá‰ áŠ áˆ…á‹Ģá‹Ēቱ áˆáŒ…áŖ በውርንጭላ ላይ á‹­á‰€áˆ˜áŒŖáˆáĸ
áŠŖá‰˛ ጓል áŒŊዮን፡ áŠŖá‹šáŠē ተሓጐሲáĸ áŠŖá‰˛ ጓል á‹¨áˆŠáˆŗáˆŒáˆáĄ áŠĨልል በሊáĸ áŠĨንሆ፡ ንጉáˆĩáŠĒ ይመáŒŊáŠĨ áŠŖáˆŽáĸ ንሱ áŒģá‹ĩቕን á‹ĩሕነá‰ĩ ዜምáŒŊáŠĨን áŠĨá‹ŠáŖá‰ĩሑá‰ĩ áŠĨዩ፡ áŠŖá‰Ĩ áŠŖá‹ĩáŒŠáĄáŠŖá‰Ĩ áŒģዕá‰Ĩ፡ áŠŖá‰Ĩ ውላá‹ĩ áŠŖá‹ĩጊ á‹ĩማ ተወáŒĸሑ áŠŖáˆŽáĸ
52,491

52,492
am_tg
የáŒĻር ሠረገላውን ከኤፍáˆŦáˆáŖáˆáˆ¨áˆąáŠ•áˆ ከáŠĸá‹¨áˆŠáˆŗáˆŒáˆ áŠĨወáˆĩá‹ŗáˆˆáˆáĸ የáŒĻርነቱ ቀáˆĩá‰ĩ á‹­á‹ˆáˆ°á‹ŗáˆáĸ áŠĨሱም ለá‰ĨሔáˆĢá‰ĩ ሰላምን á‹Ģውጃል፤ግዛቱም áŠ¨á‰Ŗáˆ•áˆ­ áŠĨáˆĩከ á‰Ŗáˆ•áˆ­áŠĨንዲሁም ከወንዙ áŠĨáˆĩከ ምá‹ĩር á‹ŗáˆ­á‰ģ ይሆናልáĸ
áŠŖáŠ áŠ¸áŠŖ ሰረገላ áŠģá‰Ĩ ኤፍáˆŦም፡ፈረáˆĩ á‹ĩማ áŠĢá‰Ĩ á‹¨áˆŠáˆŗáˆŒáˆ ከርሕቕ áŠĨየáĸ ቀáˆĩቲ ውግáŠĨ áŠĒርሕቕ áŠĨዩáĸ ንሱ áŠ¸áŠŖ áŠ•áŠŖáˆ…á‹›á‰Ĩ ሰላም áŠĒáŠĨውጀሎም áŠĨá‹ŠáŖáŒá‹áŠŖá‰ą áŠģá‰Ĩ á‰Ŗáˆ•áˆĒ áŠŊáˆŗá‰Ĩ á‰Ŗáˆ•áˆĒ፡áŠĢá‰Ĩቲ ፈለግ áŠ­áˆŗá‰Ĩ ወሰናá‰ĩ ምá‹ĩáˆĒ áŠĒኸውን áŠĨዩáĸ
52,493

52,494
am_tg
አንá‰ē ሴá‰ĩáŖ በáŠĨኔና በአንá‰ē መáŠĢከል áŠĢለው የደም ቃል áŠĒá‹ŗáŠ• á‹¨á‰°áŠáˆŗáŠĨáˆĩረኞá‰ŊáˆŊን ውኃ ከሌለበá‰ĩ ጉá‹ĩጓá‹ĩ አውáŒĨá‰ŧ áŠĨልáŠĢቸዋለሁáĸ
ንዓáŠē á‹ĩማ á‰Ĩáˆŗáˆ‹ ደም áŠĒá‹ŗáŠ•áŠĒ፡ንáŠĨሹáˆĢá‰ĩáŠĒ áŠģá‰Ĩቲ ማይ ዘይá‰Ĩሉ ጕá‹ĩጓá‹ĩ ከውáŒŊáŠĻም áŠĨየáĸ
52,495

52,496
am_tg
áŠĨናንተ ተáˆĩፋ á‹Ģላá‰Ŋሁ áŠĨáˆĩረኞá‰Ŋ ወደ ምáˆŊጉ ተመለሱáĸ ዛáˆŦ áŠĨንዲህ áŠĨልáˆģለሁáĻ‘á‹ĩርáˆģáˆŊን áŠĨáŒĨፍ አá‹ĩርጌ áŠĨከፍልáˆģለሁáĸ
áŠŖá‰ąáˆ ተáˆĩፋ ዘሎኩም áŠĨሹáˆĢá‰ĩ፡ ናá‰Ĩቲ ዕርዲ ተመለሱáĸ ሎሚ፡ áŠĨነግረáŠĒ áŠŖáˆˆáŠšáĻ ‘ዕáŒŊፊ ገይረ ክáŠŊሕሰáŠĒ áŠĨየáĸ
52,497

52,498
am_tg
á‹­áˆá‹ŗáŠ• በáŠĨጄ áŠĨáŠ•á‹ŗáˆˆ ደጋን áŠĨወáŒĨረዋለሁናáĸ ደጋኑን በኤፍáˆŦም áŠĨሞላዋለሁ፤áŒŊዮን áˆ†á‹­áŖ ወንá‹ļá‰Ŋ ልጆá‰ŊáˆŊን áŠĨá‰€áˆ°á‰…áˆŗáˆˆáˆá¤áŒáˆĒክ áˆ†á‹­áŖ በወንá‹ļá‰Ŋ ልጆá‰ŊáˆŊ ላይ á‹­áŠáˆŗáˆ‰á¤áŒŊዮን áˆ†á‹­áŖ áŠĨንደ ተዋጊ ሰይፍም አደርግáˆģለሁáĸ’
áŠ•á‹­áˆá‹ŗáˆĩ ቀáˆĩተይ ገይረ áŠŊግá‰ĩሎ áŠĨየáĸ ነቲ ቐáˆĩቲ á‹ĩማ á‰ĨኤፍáˆŦም ክመልáŠĻ áŠĨá‹¨áŖáŠŖá‰˛ áŒŊዮን áŠ¨áŠŖáĄ ንደቅáŠē áŠ¸áŠ•á‰…áˆ–áˆáĄáŠŖá‰˛ ግáˆĒáŠŊ á‹ĩማ፡ áŠ•á‹“á‰ŗá‰ļም áŠŖáŠ•áŒģር ደቅáŠē áŠŊገá‰Ĩሮም áŠĨá‹¨áŖáŠ•á‹“áŠē áŠ¸áŠŖ ከም ሰይፊ ጅግና áŠŊገá‰ĨረáŠĒ áŠĨየáĸ’
52,499