Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
52,500
am_tg
ይሖዋ በእነሱ ላይ ይገለጣልፀፍላጻውም እንደ መብሚቅ ይወነጚፋል። ሉዓላዊው ጌታ ይሖዋ ቀንደ መለኚት ይነፋልፀእሱም ኚደቡብ አውሎ ነፋሳት ጋር ይሄዳል።
ዹሆዋ ኣብ ልዕሊኩም ኪርአ፡ፍላጻኡ ድማ ኹም በርቂ ኺወጜእ እዩ። እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ ዹሆዋ መለኞት ኪነፍሕ፡ብህቊብላ ንፋስ ደቡብ ኚኣ ኪግስግስ እዩ።
52,501
tg_am

52,502
am_tg
ዚሠራዊት ጌታ ይሖዋ ይኚላኚልላ቞ዋልፀእነሱም ዚሚወነጚፍባ቞ውን ድንጋይ ውጠው ያስቀራሉፀ ደግሞም ያመክናሉ። ይጠጣሉፀ ዹወይን ጠጅ እንደጠጣም ሰው ይንጫጫሉፀእንዲሁም እንደ ሳህኖቹናእንደ መሠዊያው ማዕዘኖቜ ዹተሞሉ ይሆናሉ።
ዹሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኪኚላኞለሎም እዩ፣ንሳቶም እውን እምኒ ወንጭፍ ኪውሕጡን ኪሚግጹን እዮም። ኪሰትዩ፡ ኹም ብወይኒ ዝሰኞሩ ድማ ነውጻማት ኪዀኑ እዮም። ኹም ጭሔሎ፡ኚም መኣዝናት መሰውኢ ኞኣ ኪምልኡ እዮም።
52,503

52,504
am_tg
በዚያ ቀን አምላካ቞ው ይሖዋ፣እንደ ሕዝቡ መንጋ ያድና቞ዋልፀበአክሊል ላይ እንዳሉ ፈርጊቜ በምድሩ ላይ ያብሚቀርቃሉና።
ኚምቲ ኣብ መሬቱ ዜንጞባርቕ ክቡር እምኒ ዘውዲ እዮም እሞ፡በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ዹሆዋ ኣምላኟም፡ኚም መጓሰ ህዝቡ ኌድሕኖም እዩ።
52,505

52,506
am_tg
ጥሩነቱ ምንኛ ታላቅ ነው! ውበቱስ እንዎት ያማሚ ነው! እህል ወጣት ወንዶቜን፣አዲስ ዹወይን ጠጅም ደናግሉን ያለመልማል።”
ሕያውነቱስ ክንደይ ዓብዪ፡ጜባቐኡ እውን ክንደይ ዓብዪ እዩ! እኜሊ ንኣጕባዝ፡ጕዕሜ ወይኒ ኞኣ ንደናግል ኬዕቢ እዩ።”
52,507

52,508
am_tg
እኔም ቀና ብዬ ስመለኚት በእጁ ዚመለኪያ ገመድ ዚያዘ ሰው አዚሁ።
ኣዒንተይ ኣልዒለ ድማ ኣብ ኢዱ ገመድ መለክዒ ዝሓዘ ሰብኣይ ሚኣኹ።
52,509

52,510
am_tg
ኚዚያም “ወዎት እዚሄድክ ነው?” ብዬ ጠዚቅኩት። እሱም “ወርዷና ርዝመቷ ምን ያህል እንደሆነ አውቅ ዘንድ ኢዚሩሳሌምን ለመለካት እዚሄድኩ ነው” ሲል መለሰልኝ።
ኣነ ኞኣ፡ “ናበይ ኢኻ እትኞይድ ዘለኻ፧” ኢለ ሓተትክዎ። ንሱ ድማ፡ “ዚሩሳሌም ግፍሓ ኜንደይ ምዃኑን ንውሓታ ኜንደይ ምዃኑን ክርኢ” ኢሉ መለሰ።
52,511

52,512
am_tg
እነሆም፣ ኚእኔ ጋር ሲነጋገር ዹነበሹው መልአክ ሄደፀ ሌላም መልአክ ሊገናኘው መጣ።
እንሆ ኞኣ፡ እቲ ዚዛሹበኒ ዝነበሹ መልኣኜ ወጞ፣ ካልእ መልኣኜ ድማ ኪሚኜቊ መጞ።
52,513

52,514
am_tg
ኚዚያም እንዲህ አለው፩ “ወደዚያ ሮጠህ ሂድና ያንን ወጣት እንዲህ በለው፩ ‘“በመካኚሏ ካሉት ሰዎቜና መንጎቜ ሁሉ ዚተነሳ ኢዚሩሳሌም ቅጥር እንደሌላ቞ው መንደሮቜ በነዋሪዎቜ ትሞላለቜ።
ኹምዚ ኞኣ በሎ፩ “ናብቲ ጐዪኻ፡ ነቲ ጐበዝ ኹምዚ ኢልካ ንገሮፊ ‘“ብምኜንያት ኵሎም እቶም ኣብ ውሜጣ ዘለዉ ሰባትን ማልን፡ ዚሩሳሌም ኹም ገጠር ኪነብርዋ እዮም።
52,515

52,516
am_tg
እኔም በዙሪያዋ ዚእሳት ቅጥር እሆንላታለሁ” ይላል ይሖዋፀ “ክብሬም በመካኚሏ ይሆናል።”’”
ኣነ ድማ ኣብ ዙርያኣ መካበብያ ሓዊ ክዀነላ፡ ኣብ ማእኚላ እውን ክብሪ ክኾውን እዚ” ይብል ዚሆዋ።’”
52,517

52,518
am_tg
“ኑ! ኑ! ኹሰሜን ምድር ሜሹ” ይላል ይሖዋ። “ወደ አራቱ ዹሰማይ ነፋሳት በትኛቜኋለሁና” ይላል ይሖዋ።
“ንዑ! ንዑ! ካብ ምድሪ ሰሜን ህደሙ” ይብል ዚሆዋ። “ናብ ኣርባዕተ ንፋሳት ሰማያትሲ ፋሕ ኣቢለኩም እዚ” ይብል ዚሆዋ።
52,519

52,520
am_tg
“ጜዮን ሆይ፣ ነይ! ኚባቢሎን ሎት ልጅ ጋር ዚምትኖሪ ሆይ፣ አምልጪ።
“ኣቲ ምስ ጓል ባቢሎን ተቐሚጥኪ ዘለኺ ጜዮን፡ ንዒ ኣምልጢ።
52,521

52,522
am_tg
ክብር ኹተጎናጾፈ በኋላ፣ እናንተን ወደዘሚፏቜሁ ብሔራት ዹላኹኝ ዚሠራዊት ጌታ ይሖዋ እንዲህ ይላልና፩ ‘እናንተን ዚሚነካ ሁሉ ዹዓይኔን ብሌን ይነካል።
እቲ ምስ ኹበሹ ናብቶም ዚዘምቱኹም ዝነበሩ ኣህዛብ ዝለኣኞኒ ዹሆዋ ጐይታ ሰራዊትሲ ኾምዚ ይብልፊ ‘ዚትንክዚኩም ዘበለ፡ መርዓት ዓይነይ እዩ ዚትንኪ።
52,523

52,524
am_tg
አሁን በእነሱ ላይ እጄን በዛቻ አወዛውዛለሁፀ ዹገዛ ባሪያዎቻ቞ውም ይዘርፏ቞ዋል።’ እናንተም እኔን ዹላኹኝ ዚሠራዊት ጌታ ይሖዋ እንደሆነ ታውቃላቜሁ።
ኣነስ ኢደይ ኚወጣውጠሎም እዚ፣ ንሳቶም እውን ንባሮቶም ዘመተ ኪዀንዎም እዮም።’ ዹሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኹም ዝለኣኞኒ ብርግጜ ክትፈልጡ ኢኹም።
52,525

52,526
am_tg
“ዚጜዮን ሎት ልጅ ሆይ፣ እልል በይፀ እኔ እመጣለሁናፀ በመካኚልሜም እኖራለሁ” ይላል ይሖዋ።
“ኣቲ ጓል ጜዮን፡ ኣነ እመጜእ ኣለኹ፡ ኣብ ማእኚልኪ ድማ ክነብር እዚ እሞ፡ ብታሕጓስ ጚድሪ” ይብል ዚሆዋ።
52,527

52,528
am_tg
“በዚያን ቀን ብዙ ብሔራት ኹይሖዋ ጋር ይተባበራሉፀ እነሱም ሕዝቀ ይሆናሉፀ እኔም በመካኚልሜ እኖራለሁ።” ደግሞም እኔን ወደ አንቺ ዹላኹኝ ዚሠራዊት ጌታ ይሖዋ እንደሆነ ታውቂያለሜ።
“በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ብዙሓት ኣህዛብ ምስ ዹሆዋ ኺሓብሩ፡ ህዝበይ ኚኣ ኪዀኑ እዮም፣ ኣነ ድማ ኣብ ማእኚልኪ ኜነብር እዚ።” ንስኺ እውን ዹሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኹም ዝለኣኞኒ ኜትፈልጢ ኢኺ።
52,529

52,530
am_tg
ይሖዋ ይሁዳን በተቀደሰው ምድር ላይ ድርሻው አድርጎ ይወርሰዋልፀ ኢዚሩሳሌምንም እንደገና ይመርጣል።
ዹሆዋ ኣብታ ቕድስቲ ምድሪ ንይሁዳ ግዲኡ ገይሩ ኺርስተያ፡ ንዚሩሳሌም ኚኣ ኹም ብሓድሜ ኪሓርያ እዩ።
52,531

52,532
am_tg
ዹሰው ልጆቜ ሁሉ፣ በይሖዋ ፊት ጞጥ በሉፀ በቅዱስ መኖሪያው ሆኖ እርምጃ እዚወሰደ ነውና።
ዹሆዋ ኻብቲ ቕዱስ መንበሪኡ ስጕምቲ ኺወስድ እዩ እሞ፡ ኵሉ ስጋ ኣብ ቅድሚኡ ስቕ ይበል።
52,533

52,534
am_tg
“በበልግ ዝናብ ወቅት ይሖዋ ዝናብ እንዲያዘንብላቜሁ ጠይቁ። ነጎድጓድ ዹቀላቀለ ደመና ዚሚያመጣው፣ለሰዎቜ ዝናብ ዚሚያዘንበው፣ለእያንዳንዱም በሜዳ ላይ ዹሚበቅለውን ተክል ዹሚሰጠው ይሖዋ ነው።
“ብግዜ ዝናም ጜብሓት ንዹሆዋ ዝናም ለምንዎ። ደበናታት ዚገብር፡ዝናም ኚኣ ዜዝንመሎም፡ንዅሉ እውን ኣትክልቲ መሮር ዚህብ፡ ዹሆዋ እዩ።
52,535

52,536
am_tg
ዚተራፊም ምስሎቜ አታላይ ነገር ተናግሚዋልናፀሟርተኞቜም ዚሐሰት ራእይ አይተዋል። ኚንቱ ስለሆኑ ሕልሞቜ ይናገራሉፀበኚንቱም ሊያጜናኑ ይሞክራሉ። ኹዚህም ዚተነሳ ሕዝቡ እንደ በግ ይቅበዘበዛል። እሚኛ ስለሌለ ይሠቃያል።
ተራፊምሲ ምትላል ይዛሚቡ፣ጠንቈልቲ ድማ ራእይ ሓሶት ይርእዩ። ብዛዕባ ዘይጠቅም ሕልምታቶም ይዛሚቡ፣ብኞንቱ ኞኣ ኬጞናንዑ ይፍትኑ። ስለዚ፡ ኹም ኣባጊዕ ኰለል ኪብሉ እዮም። ጓሳ ዹልቩን እሞ፡ ኪሳቐዩ እዮም።
52,537

52,538
am_tg
በእሚኞቹ ላይ ቁጣዬ ይነዳልፀጚቋኞቹንም መሪዎቜ ተጠያቂ አደርጋ቞ዋለሁፀዚሠራዊት ጌታ ይሖዋ ትኩሚቱን ወደ መንጋው፣ ወደ ይሁዳ ቀት አዙሯልናፀግርማ ሞገስ እንደተላበሰው ዹጩር ፈሚሱ እነሱንም ግርማ ሞገስ አላብሷ቞ዋል።
ቍጥዓይ ኣብ ልዕሊ እቶም ጓሶት ኪነድድ፡ነቶም ጚቈንቲ መራሕቲ ድማ ተሓተትቲ ኜገብሮም እዚ፣ዚሆዋ ጐይታ ሰራዊትሲ ቘላሕታኡ ናብ መጓሰኡ፡ ናብ ቀት ይሁዳ ገይሩ ኣሎ፣ኣብ ውግእ ኚኣ ኚምቲ ግሩም ፈሚሱ ኺገብሮም እዩ።
52,539

52,540
am_tg
ኚእሱ ቁልፍ ዹሆነ ሰው፣ድጋፍ ዚሚሰጥ ገዢናዚጊርነት ቀስት ይወጣልፀተቆጣጣሪዎቜ ሁሉ፣ እያንዳንዳ቞ው ኚእሱ ይወጣሉ።
ካብኡ ኣውራ ይመጜእ፣ካብኡ ዚድግፍ ገዛኢ ይመጜእ፣ካብኡ ቐስቲ ውግእ ይመጜእ፣ካብኡ ዅሉ ሓለቓ፡ ኵሉ ብሓባር ይወጜእ።
52,541

52,542
am_tg
እነሱም በጊርነት ጊዜ፣በመንገድ ላይ ያለን ጭቃ እንደሚሚግጡ ተዋጊዎቜ ይሆናሉ። ይሖዋ ኚእነሱ ጋር ስለሆነ ይዋጋሉፀዚጠላት ፈሚሰኞቜም ኀፍሚት ይኚናነባሉ።
ኹም ጀጋኑ ድማ ኪዀኑ፡ኣብ ውግእ ኚኣ ኣብ ጐደናታት ጭቃ ኺሚግጹ እዮም። ዹሆዋ ምሳታቶም እዩ እሞ፡ ኪዋግኡ እዮም፣ተወጣሕቲ ኣፍራስ ድማ ኪሓፍሩ እዮም።
52,543

52,544
am_tg
ዚይሁዳን ቀት ኹሁሉ ዹላቀ አደርጋለሁፀዚዮሎፍንም ቀት አድናለሁ። ምሕሚት ስለማሳያ቞ውቀድሞ ወደነበሩበት ሁኔታ እመልሳ቞ዋለሁፀእነሱም ፈጜሞ እንዳልጣልኳ቞ው ሰዎቜ ይሆናሉፀእኔ ይሖዋ አምላካ቞ው ነኝናፀ ደግሞም እመልስላ቞ዋለሁ።
ንቀት ይሁዳ ኞበርትዓ፡ንቀት ዮሎፍ ኚኣ ኚድሕና እዚ። ክምሕሮም እዚ እሞ፡ክመልሶም እዚ፣ኚም ዘይደርበኜዎም ድማ ኪዀኑ እዮም፣ኣነስ ዹሆዋ ኣምላኟም እዚ፡ ክምልሰሎም እውን እዚ።
52,545

52,546
am_tg
ዚኀፍሬም ሰዎቜ እንደ ኃያል ተዋጊ ይሆናሉፀልባ቞ውም ዹወይን ጠጅ እንደጠጣ ሰው ሐሎት ያደርጋል። ልጆቻ቞ው ይህን አይተው ሐሎት ያደርጋሉፀልባ቞ውም በይሖዋ ደስ ይለዋል።
እቶም ካብ ኀፍሬም ዘበሉ ኾም ጀጋኑ ኪዀኑ እዮም፣ልቊም ኚኣ ኹም ብወይኒ ኺሕጐስ እዩ። ደቆም ድማ እዚ ርእዮም ኪሕጐሱ እዮም፣ልቊም እውን ብዚሆዋ ባህ ኪብሎ እዩ።
52,547

52,548
am_tg
‘አፏጭቌ አንድ ላይ እሰበስባ቞ዋለሁፀእዋጃ቞ዋለሁና፣ ብዙ ይሆናሉፀመባዛታ቞ውንም ይቀጥላሉ።
‘ኚፋጜዚሎምን ክእክቊምን እዚ፣ኣነስ ክብጀዎም እዚ፡ ንሳቶም ኚኣ ኪበዝሑ፡መሊሶም እውን ኪበዝሑ እዮም እሞ፡
52,549

52,550
am_tg
በሕዝቊቜ መካኚል እንደ ዘር ብበትና቞ውም፣በሩቅ ስፍራዎቜ ሆነው ያስታውሱኛልፀኚልጆቻ቞ው ጋር ሆነው ያንሰራራሉፀ ደግሞም ይመለሳሉ።
ኣብ ህዝብታት እኳ እንተ ዘራእክዎም፡ኣብ ርሑቕ ኪዝክሩኒ እዮም፣ምስ ደቆም ድማ ኪሕደሱን ኪምለሱን እዮም።
52,551

52,552
am_tg
ኚግብፅ ምድር መልሌ አመጣ቞ዋለሁፀኚአሊርም አንድ ላይ እሰበስባ቞ዋለሁፀወደ ጊልያድ ምድርና ወደ ሊባኖስ አመጣ቞ዋለሁፀበቂ ስፍራም አይገኝላ቞ውም።
ካብ ምድሪ ግብጺ ኜመልሶም፡ካብ ኣሶር ኚኣ ክእክቊም እዚ፣ናብ ምድሪ ጊልዓድን ሊባኖስን ኚምጜኊም እዚ፣ዚኣኜሎም ቊታ ድማ ኣይኪርኚብን እዩ።
52,553

52,554
am_tg
እሱም ባሕሩን አስጚንቆ ያልፋልፀበባሕሩም ውስጥ ሞገዱን ይመታልፀዚአባይ ጥልቆቜ በሙሉ ይደርቃሉ። ዹአሩር ኩራት ይዋሚዳልፀዚግብፅም በትሚ መንግሥት ይወገዳል።
ንሱ ብባሕሪ ኣጚኒቑ ኺሓልፍ እዩ፣ኣብ ባሕሪ ኞኣ ንማዕበላት ኪወቕዖ እዩ፣ኵሉ መዓሙቝ ኒል ኪነቅጜ እዩ። ትምክሕቲ ኣሶር ኪወርድ፡ዘንጊ ግብጺ ኺርሕቕ እዩ።
52,555

52,556
am_tg
በይሖዋ ብርቱ አደርጋ቞ዋለሁፀበስሙም ይሄዳሉ’ ይላል ይሖዋ።”
ብዚሆዋ ኞበርትዖም እዚ፣ብስሙ ድማ ኪመላለሱ እዮም’ ይብል ዚሆዋ።”
52,557

52,558
am_tg
ዳግመኛ ቀና ብዬ ስመለኚት ዹሚበር ጥቅልል አዚሁ።
ኹም ብሓድሜ ኣዒንተይ ኣልዒለ እትነፍር ጥቕልልቲ መጜሓፍ ሚኣኹ።
52,559

52,560
am_tg
እሱም “ዚምታዚው ምንድን ነው?” አለኝ። እኔም “ርዝመቱ 20 ክንድ፣ ወርዱ ደግሞ 10 ክንድ ዹሆነ ዹሚበር ጥቅልል አያለሁ” ስል መለስኩለት።
ንሱ ኞኣ፡ “እንታይ ትርኢ ኣለኻ፧” ኢሉ ሓተተኒ። ኣነ ድማ፡ “20 እመት ዝንውሓታን 10 እመት ዝግፍሓን እትነፍር ጥቕልልቲ መጜሓፍ እርኢ ኣለኹ” ኢለ መለስኩ።
52,561

52,562
am_tg
ኚዚያም እንዲህ አለኝ፩ “ይህ በመላው ምድር ላይ ዚሚወጣው እርግማን ነውፀ ምክንያቱም ዹሚሰርቁ ሁሉ በአንደኛው በኩል በተጻፈው መሠሚት አልተቀጡምፀ ደግሞም በሐሰት ዹሚምሉ ሁሉ በሌላኛው በኩል በተጻፈው መሠሚት አልተቀጡም።
ንሱ ኞኣ ኹምዚ በለኒ፩ “ዚሰርቕ ዘበለ ኞምቲ እቲ ኣብ ሓደ ሞነኻ እተጻሕፈ ጌርካ ኞይተቕጜዐ ተሪፉ ስለ ዘሎ፡ ብሓሶት ዚምሕል ዘበለ እውን ኚምቲ ኣብቲ ሓደ ሞነኻ እተጻሕፈ ጌርካ ኞይተቐጜዐ ተሪፉ ስለ ዘሎ፡ እዝስ እቲ ኣብ ልዕሊ ገጜ ኵላ ምድሪ ዚወጜእ መርገም እዩ።
52,563

52,564
am_tg
‘እኔ ልኬዋለሁ’ ይላል ዚሠራዊት ጌታ ይሖዋፀ ‘ወደ ሌባውም ቀት ይገባልፀ በስሜ በሐሰት ወደሚምለውም ሰው ቀት ይገባልፀ በዚያም ቀት ውስጥ ይቀመጣልፀ እንጚቱንና ድንጋዩን ጚምሮ ቀቱን ይበላዋል።’”
‘ኣነ እዚ ኣውጺአዮ’ ይብል ዹሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡ ‘ናብ ቀት እቲ ሰራቕን ናብ ቀት እቲ ብስመይ ብሓሶት ዚምሕልን ድማ ኪኣቱ እዩ፣ ኣብ ውሜጢ እታ ቀት ድማ ኪጞንሕ፡ ንዓኣን ንኣዕጫዋን ንኣእማናን ኚኣ ኪበልዓ እዩ።’”
52,565

52,566
am_tg
ኚዚያም ሲያነጋግሚኝ ዹነበሹው መልአክ ወደ እኔ ቀርቩ “እባክህ ቀና ብለህ ዚምትወጣውን ነገር ተመልኚት” አለኝ።
ሜዑ፡ እቲ ምሳይ ዚዛሚብ ዝነበሹ መልኣኜ ቀሪቡ፡ “በጃኻ፡ ኣዒንትኻ ኣልዒልካ እንታይ ትወጜእ ኹም ዘላ ርአ” በለኒ።
52,567

52,568
am_tg
እኔም “ምንድን ነቜ?” አልኩ። እሱም መልሶ “ይህቜ ዚምትወጣው ዚኢፍ መስፈሪያ ናት” አለ። አክሎም “በምድሪቱ ሁሉ ዚሰዎቹ መልክ ይህ ነው” አለ።
ኣነ ድማ፡ “እንታይ እያ፧” ኢለ ሓተትኩ። ንሱ ኞኣ፡ “እዚኣስ እታ እትወጜእ ኀፋ እያ” ኢሉ መለሰ። ኣስዒቡ ድማ፡ “ኣብ ኵላ ምድሪ፡ እዚኣ እያ ትርኢቶም” በለ።
52,569

52,570
am_tg
እኔም ኚእርሳስ ዚተሠራው ክቡ መክደኛ ሲነሳ አዚሁፀ በመስፈሪያዋም ውስጥ አንዲት ሎት ተቀምጣ ነበር።
ካብ ዓሹር እተገብሚ ኞቢብ መኜደኒ ኺልዓል ኚኣ ሚኣኹ፣ ኣብ ውሜጢ እታ ኀፋ እውን ሰበይቲ ተቐሚጣ ነበሚት።
52,571

52,572
am_tg
እሱም “ይህቜ ሎት ክፋትን ታመለክታለቜ” አለኝ። ኚዚያም ዚኢፍ መስፈሪያዋ ውስጥ መልሶ ጣላትፀ ቀጥሎም ኚእርሳስ ዚተሠራውን ኚባዱን መክደኛ መስፈሪያዋ አፍ ላይ ገጠመው።
ንሱ ድማ፡ “እዚኣ እኚይ እያ” በለ። ናብታ ኀፋ ኞኣ መሊሱ ደርበያ፣ ድሕሪኡ፡ ነቲ ኞቢድ ዓሹር ኣብ ልዕሊ ኣፋ ወተፎ።
52,573

52,574
am_tg
ኚዚያም ቀና ብዬ ስመለኚት ሁለት ሎቶቜ ወደ ፊት ሲመጡ አዚሁፀ በነፋስም መካኚል ወደ ላይ ተወነጚፉ። ክንፎቻ቞ው ዚራዛ ዓይነት ክንፎቜ ነበሩ። እነሱም መስፈሪያዋን በምድርና በሰማይ መካኚል አነሷት።
ኣዒንተይ ኣልዒለ ድማ ክልተ ኣንስቲ ኪቐርባ ሚኣኹ፣ ኣብ ንፋስ ኚኣ ይበርራ ነበራ። ኹም ኣኜናፍ ራዛ ዝበለ ኣኜናፍ ድማ ነበሚን። ነታ ኀፋ ድማ ኣብ መንጎ ምድርን ሰማይን ኣልዓላኣ።
52,575

52,576
am_tg
እኔም ያነጋግሚኝ ዹነበሹውን መልአክ “ዚኢፍ መስፈሪያዋን ወዎት እዚወሰዷት ነው?” ስል ጠዚቅኩት።
ኣነ ኞኣ ነቲ ምሳይ ዚዛሚብ ዝነበሹ መልኣኜ፡ “ነታ ኀፋ ናበይ እዚን ዚወስዳኣ ዘለዋ፧” ኢለ ሓተትክዎ።
52,577

52,578
am_tg
እሱም እንዲህ ሲል መለሰ፩ “ቀት ሊሠሩላት ወደ ሰናኩር ምድር እዚወሰዷት ነውፀ ቀቱም በተዘጋጀ ጊዜ በዚያ በተገቢው ቊታዋ ላይ ያስቀምጧታል።”
ንሱ ድማ፡ “ንዓኣ ቀት ክትህነጞላስ፡ ናብ ምድሪ ሲንኣር፣ ንሳ ምስ ተዳለወት ኚኣ፡ ኣብኡ ኣብ ግቡእ ቊታኣ ኜትንበር እያ” ኢሉ መለሰ።
52,579

52,580
am_tg
“እነሆ፣ ዹይሖዋ ቀን ይመጣልፀ በዚያን ጊዜ ኚአንቺ ዹተማሹኹው በመካኚልሜ ይኚፋፈላል።
“እንሆ፡ እታ መዓልቲ፡ መዓልቲ ዹሆዋ ትመጜእ ኣላ፣ ሜዑ፡ ምርኮኺ ኣብ ማእኚልኪ ኺምቀል እዩ።
52,581

52,582
am_tg
ኢዚሩሳሌምን እንዲወጉ ብሔራትን ሁሉ እሰበስባለሁፀ ኹተማዋም ትያዛለቜፀ ቀቶቹ ይዘሚፋሉፀ ሎቶቹም ይደፈራሉ። ዹኹተማዋም እኩሌታ ለግዞት ይዳሚጋልፀ ኚሕዝቡ መካኚል ዚሚቀሩት ሰዎቜ ግን ኹኹተማዋ አይወገዱም።
ኣነ ኞኣ ንዅሎም ኣህዛብ ንውግእ ኣንጻር ዚሩሳሌም ክእክቊም እዚ፣ እታ ኾተማ ድማ ክትተሓዝ፡ ኣፍራስ ኚኣ ኪዝመቱ፡ ኣንስቲ እውን ኪዕመጻ እዚን። ፍርቂ እታ ኾተማ ኞኣ ናብ ምርኮ ኪኞይድ እዩ፣ እቶም ዝተሹፉ ህዝቢ ግና ካብታ ኾተማ ኣይኪምንቈሱን እዮም።
52,583

52,584
am_tg
“ይሖዋ ይወጣልፀ በጊርነት ቀን እንደሚዋጋው እነዚያን ብሔራት ይዋጋል።
“ዹሆዋ ድማ ኚምቲ ብመዓልቲ ውግእ ዚዋግኊ፡ ወጺኡ ምስዞም ኣህዛብ ኪዋጋእ እዩ።
52,585

52,586
am_tg
በዚያ ቀን እግሮቹ በስተ ምሥራቅ በኢዚሩሳሌም ትይዩ በሚገኘው በደብሚ ዘይት ተራራ ላይ ይቆማሉፀ ዚደብሚ ዘይት ተራራም ኚምሥራቅ አንስቶ እስኚ ምዕራብ ድሚስ ለሁለት ይኚፈላልፀ እጅግ ትልቅ ሾለቆም ይፈጠራልፀ ዚተራራው አንዱ ግማሜ ወደ ሰሜን፣ ሌላው ግማሜ ደግሞ ወደ ደቡብ ፈቀቅ ይላል።
በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ኣእጋሩ ኣብቲ ብምብራቕ ኣብ መንጜር ዚሩሳሌም ዘሎ ኾሹን ኣውልዕ ኪቐውም እዩ፣ እቲ ኾሹን ኣውልዕ ኚኣ ካብ ምብራቕ ክሳብ ምዕራብ ኣብ ፍርቂ ኺስንጠቕ እሞ ኣዝዩ ዓብዪ ስንጭሮ ኪኞውን እዩ፣ ፍርቂ እቲ ኾሹን ድማ ናብ ሰሜን፡ ፍርቁ እውን ናብ ደቡብ ኪግዕዝ እዩ።
52,587

52,588
am_tg
እናንተ በተራሮቌ መካኚል ወዳለው ሾለቆ ትሞሻላቜሁፀ በተራሮቹ መካኚል ያለው ሾለቆ እስኚ አዜል ድሚስ ይደርሳልና። በይሁዳ ንጉሥ በዖዝያ ዘመን ኹተኹሰተው ዚመሬት መንቀጥቀጥ ዚተነሳ ሞሜታቜሁ እንደነበሚ ሁሉ አሁንም ትሞሻላቜሁ። አምላኬ ይሖዋም ይመጣልፀ ቅዱሳኑም ሁሉ ኚእሱ ጋር ይሆናሉ።
እቲ ስንጭሮ እቲ ኣኜራን ክሳብ ኣጌል ኪበጜሕ እዩ እሞ፡ ናብ ስንጭሮ ኣኜራነይ ክትሃድሙ ኢኹም። ኚምቲ ብዘመን ዑዝያ ንጉስ ይሁዳ ብሰሪ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዝሃደምኩም፡ ክትሃድሙ ኢኹም። ዹሆዋ ኣምላኞይ ድማ ኪመጜእ እዩ፣ ኵሎም ቅዱሳት ኚኣ ምስኡ ኪዀኑ እዮም።
52,589

52,590
am_tg
“በዚያ ቀን ደማቅ ብርሃን አይኖርምፀ ነገሮቜ ሁሉ ባሉበት ይሚጋሉ።
“በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ክቡር ብርሃን ኣይኪህሉን እዩ፣ ነገራት ኪሚግእ እዩ።
52,591

52,592
am_tg
ያም ቀን ዹይሖዋ ቀን ተብሎ ዚሚታወቅ ልዩ ቀን ይሆናል። ቀንም ሆነ ሌሊት አይሆንምፀ በመሾም ጊዜ ብርሃን ይኖራል።
ናይ ዹሆዋ ምዃና እተፈልጠት ሓንቲ መዓልቲ ኜትኚውን እያ። መዓልቲ ወይ ለይቲ ኣይክትኚውንን እያ፣ ብግዜ ምሞት ኚኣ ብርሃን ኪኞውን እዩ።
52,593

52,594
am_tg
በዚያ ቀን ኚኢዚሩሳሌም ሕያው ውኃዎቜ ይወጣሉፀ ግማሟቹ በስተ ምሥራቅ ወዳለው ባሕር፣ ግማሟቹ ደግሞ በስተ ምዕራብ ወዳለው ባሕር ይፈስሳሉ። ይህም በበጋና በክሚምት ይሆናል።
በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ህያው ማያት ካብ ዚሩሳሌም፡ ፍርቁ ናብ ምብራቓዊ ባሕሪ፡ ፍርቁ ድማ ናብ ምዕራባዊ ባሕሪ ኺውሕዝ እዩ። ብሓጋይን ብኜሚምትን ኚምኡ ኪኞውን እዩ።
52,595

52,596
am_tg
ይሖዋም በመላው ምድር ላይ ይነግሣል። በዚያ ቀን ይሖዋ አንድ፣ ስሙም አንድ ይሆናል።
ዹሆዋ ኞኣ ኣብ ልዕሊ ዅላ ምድሪ ኺነግስ እዩ። በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ዹሆዋ ሓደ ኪኞውን፡ ስሙ እውን ሓደ ኪኞውን እዩ።
52,597

52,598
am_tg
“ኚጌባ አንስቶ ኚኢዚሩሳሌም በስተ ደቡብ እስካለቜው እስኚ ሪሞን ድሚስ መላው ምድር እንደ አሚባ ይሆናልፀ ኢዚሩሳሌም በቀድሞ ስፍራዋ ላይ ትነሳለቜፀ ዚሰዎቜም መኖሪያ ትሆናለቜፀ ደግሞም ኚቢንያም በር አንስቶ እስኚ መጀመሪያው በርና እስኚ ማዕዘን በር ድሚስ ያለው ስፍራ ሁሉ እንዲሁም ኚሃናንኀል ማማ አንስቶ እስኚ ንጉሡ ዹወይን መጭመቂያዎቜ ድሚስ ያለው ስፍራ ሁሉ ሰው ይኖርበታል።
“ብዘላ እታ ምድሪ፡ ካብ ጌባዕ ክሳብ ሪሞን ደቡብ ዚሩሳሌም፡ ኹም ዓራባ ኜትኚውን እያ፣ ንሳ ኞኣ ኣብ ቊታኣ ኜትትንስእ፡ ካብ ኣፍ ደገ ብንያም ክሳብ ቊታ እታ ቐዳመይቲ ኣፍ ደገ፡ ክሳብ ኣፍ ደገ መኣዝን፡ ካብ ግምቢ ሓናንኀል ክሳብ መጜመቝ ወይኒ ንጉስ እውን ነባሪ ኺህልዋ እዩ።
52,599