Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
52,800
am_tg
በቤቴ ውስጥ እህል እንዲኖር አሥራቱን ሁሉ ወደ ጎተራው አስገቡ” ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ፤ “የሰማያትን መስኮቶች ከፍቼ ማስቀመጫ እስክታጡ ድረስ የተትረፈረፈ በረከት ባላፈስላችሁ፣ እስቲ በዚህ ፈትኑኝ።”
ኣብ ቤተይ ምግቢ ኺህሉስ፡ ብዘሎ ዕሽር ናብቲ ማዕከን ኣምጽኡ፣ መሳዅቲ ሰማያት እንተ ዘይከፊተልኩም፡ ሓንቲ እኳ ኽሳዕ ዘይጐድለኩም ድማ በረኸት እንተ ዘየፍሲሰልኩም ክትርእዩስ፡ በዚ ግዳ ፈትኑኒ” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።
52,801
tg_am

52,802
am_tg
“ለእናንተም ስል፣ በላተኛውን እገሥጻለሁ፤ የምድራችሁንም ፍሬ አያጠፋም፤ በእርሻችሁ ላይ ያለው የወይን ተክልም ፍሬ አልባ አይሆንም” ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ።
“ንወሓጢ ኸኣ ክገንሓልኩም እየ፣ ንሱ ድማ ፍረ ምድርኹም ኣይኬጥፍእን እዩ፣ ኣብ ግራት ዘሎ ተኽሊ ወይንኹም ከኣ ፍረ ዘይብሉ ኣይኪኸውንን እዩ” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።
52,803

52,804
am_tg
“እናንተ የደስታ ምድር ስለምትሆኑ ብሔራት ሁሉ ደስተኞች ብለው ይጠሯችኋል” ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ።
“ምድሪ ደስታ ኽትኰኑ ኢኹም እሞ፡ ኵሎም ኣህዛብ ሕጉሳት ኪብልኹም እዮም” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።
52,805

52,806
am_tg
“በእኔ ላይ ኃይለ ቃል ተናግራችኋል” ይላል ይሖዋ። እናንተም “በአንተ ላይ የተናገርነው እንዴት ነው?” ትላላችሁ።
“ኣንጻረይ እተዘርበ ቓላትኩም በርቲዑኒ” ይብል የሆዋ። “ንሓድሕድና ኸመይ ጌርና ኣንጻርካ ተዛሪብና፧” ትብሉ ኣለኹም።
52,807

52,808
am_tg
“እንዲህ ትላላችሁ፦ ‘አምላክን ማገልገል ዋጋ የለውም። ለእሱ ያለብንን ግዴታ በመጠበቃችንና በኃጢአታችን የተነሳ ማዘናችንን በሠራዊት ጌታ በይሖዋ ፊት በማሳየታችን ምን ተጠቀምን?
“ከምዚ ትብሉ ኣለኹም፦ ‘ንኣምላኽ ምግልጋል ዋጋ የብሉን። ኣብ ቅድሚኡ ዘሎና ግዴታ ምሕላውናን ኣብ ቅድሚ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ጕሁያት ኴንና ምምልላስናን እንታይ ጠቒሙና፧
52,809

52,810
am_tg
አሁን እብሪተኛ የሆኑ ሰዎችን ደስተኞች እንደሆኑ አድርገን እንመለከታቸዋለን። ደግሞም ክፉ አድራጊዎች ስኬታማ ሆነዋል። እነሱ በድፍረት አምላክን ይፈታተናሉ፤ ከቅጣትም ያመልጣሉ።’”
ሕጂ ንተዳፈርቲ ሕጉሳት ንብሎም ኣለና። እቶም እከይ ዚገብሩ እውን ዕዉታት እዮም። ንኣምላኽ ፈቲኖምዎስ የምልጡ።’”
52,811

52,812
am_tg
በዚያ ጊዜ ይሖዋን የሚፈሩ ሰዎች እርስ በርሳቸው፣ ከባልንጀሮቻቸው ጋር ተነጋገሩ፤ ይሖዋም በትኩረት አዳመጠ፤ ደግሞም ሰማ። ይሖዋንም ለሚፈሩና በስሙ ላይ ለሚያሰላስሉ በፊቱ የመታሰቢያ መጽሐፍ ተጻፈ።
ሽዑ፡ እቶም ንየሆዋ ዚፈርህዎ ንሓድሕዶም፡ ነፍሲ ወከፍ ምስ ብጻዩ፡ ተዛራረቡ፣ የሆዋ ኸኣ ኣቕለበን ሰምዐን። ነቶም ንየሆዋ ዚፈርህዎን ነቶም ንስሙ ዜስተንትኑሉን ድማ መጽሓፍ መዘከርታ ኣብ ቅድሚኡ ተጻሕፈ።
52,813

52,814
am_tg
“የእኔ ልዩ ንብረት በማደርጋቸውም ቀን እነሱ የእኔ ይሆናሉ” ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ። “አባት ለሚታዘዝለት ልጁ እንደሚራራ እኔም እራራላቸዋለሁ።
“በታ ፍሉይ ጥሪተይ ዝገብረላ መዓልቲ፡ ናተይ ኪዀኑ እዮም” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት። “ከምቲ ሰብ ንዜገልግሎ ወዱ ዚርሕርሓሉ፡ ኣነ ኽርሕርሓሎም እየ።
52,815

52,816
am_tg
እናንተም በጻድቁና በክፉው እንዲሁም አምላክን በሚያገለግለውና በማያገለግለው ሰው መካከል ያለውን ልዩነት ዳግመኛ ታያላችሁ።”
ንስኻትኩም ከኣ ከም ብሓድሽ ነቲ ኣብ መንጎ ጻድቕን እኩይን፡ ኣብ መንጎ እቲ ንኣምላኽ ዜገልግሎን ዘየገልግሎን ዘሎ ፍልልይ ክትርእዩ ኢኹም።”
52,817

52,818
am_tg
“አሁንም ካህናት ሆይ፣ ይህ ትእዛዝ ለእናንተ ነው።
“ኣቱም ካህናት፡ እዚ ትእዛዝ እዚ ንዓኻትኩም እዩ።
52,819
tg_am
“ኣቱም ካህናት፡ እዚ ትእዛዝ እዚ ንዓኻትኩም እዩ።
“አሁንም ካህናት ሆይ፣ ይህ ትእዛዝ ለእናንተ ነው።
52,820
am_tg
ለመስማት አሻፈረኝ ብትሉና ለስሜ ክብር ትሰጡ ዘንድ በልባችሁ ባታኖሩት” ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ፣ “በእናንተ ላይ እርግማን እሰዳለሁ፤ በረከታችሁንም ወደ እርግማን እለውጣለሁ። አዎ፣ በልባችሁ ስላላኖራችሁት እያንዳንዱን በረከት ወደ እርግማን ለውጫለሁ።”
ምስማዕ እንተ ኣቢኹምን ንስመይ ምኽባር ኣብ ልብኹም እንተ ዘየሕዲርኩምን” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡ “መርገም ክሰድደልኩም እየ፣ በረኸትኩም ከኣ ናብ መርገም ክልውጦ እየ። እወ፡ ኣብ ልብኹም ስለ ዘየሕደርኩምዎ፡ በረኸትኩም ናብ መርገም ለዊጠዮ ኣለኹ።”
52,821

52,822
am_tg
“እነሆ፣ በእናንተ የተነሳ የዘራችሁትን ዘር አጠፋለሁ፤ ፈርሱንም ይኸውም በበዓሎቻችሁ ላይ የምትሠዉአቸውን እንስሳት ፈርስ ፊታችሁ ላይ እበትናለሁ፤ እናንተንም ወደዚያ ወስደው ይጥሏችኋል።
“እንሆ፡ ብሰርኹም ንዘራእትኹም ከጥፍኦ፡ ኣብ ገጽኩም ከኣ ፈርሲ፡ ፈርሲ በዓላትኩም ክብትነልኩም እየ፣ ምስኡ እውን ክትውሰዱ ኢኹም።
52,823

52,824
am_tg
ይህን ትእዛዝ የሰጠኋችሁ ከሌዊ ጋር የገባሁት ቃል ኪዳን ጸንቶ እንዲኖር መሆኑን ታውቃላችሁ” ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ።
ሽዑ፡ ምስ ሌዊ ዝኣቶኽዎ ኺዳነይ ኪቕጽልሲ፡ ኣነ እዚ ትእዛዝ እዚ ኸም ዝሃብኩ ኽትፈልጡ ኢኹም” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።
52,825

52,826
am_tg
“ከእሱ ጋር የገባሁት ቃል ኪዳን የሕይወትና የሰላም ቃል ኪዳን ነው፤ እነዚህን በረከቶች በማግኘቱ እኔን ለመፍራት ተነሳሳ። አዎ፣ ለስሜ ታላቅ አክብሮት አሳየ።
“እቲ ንዕኡ ምስ ፍርሃት ዝሃብክዎ ምስኡ ዝኣቶኽዎ ኺዳነይ ናይ ህይወትን ናይ ሰላምን እዩ ነይሩ። ንሱ ይፈርሃኒ ነይሩ፣ እወ፡ ንስመይ ይፈርሆ ነይሩ።
52,827

52,828
am_tg
የእውነት ሕግ በአፉ ውስጥ ነበር፤ በከንፈሮቹም ክፋት አልተገኘም። ከእኔ ጋር በሰላምና በቅንነት ሄደ፤ ብዙዎቹንም ከስህተት ጎዳና መለሰ።
ሕጊ ሓቂ ኣብ ኣፉ ነይሩ፣ ኣብ ከናፍሩ እውን ዓመጻ ኣይተረኽበን። ምሳይ ብሰላምን ብቕንዕናን ተመላሊሱ፣ ንብዙሓት ከኣ ካብ ስሕተት መሊሱ።
52,829

52,830
am_tg
ካህኑ ምንጊዜም በከንፈሮቹ ላይ እውቀት ሊኖረው ይገባል፤ ሰዎችም ሕጉን ከአፉ ሊሹ ይገባል፤ ምክንያቱም እሱ የሠራዊት ጌታ የይሖዋ መልእክተኛ ነው።
ከመይሲ፡ ካህን ልኡኽ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ስለ ዝዀነ፡ ከናፍሩ ፍልጠት ኪሕሉ፡ ሰባት እውን ካብ ኣፉ ሕጊ ኺደልዩ ይግባእ።
52,831

52,832
am_tg
“እናንተ ግን ከመንገዱ ፈቀቅ ብላችኋል። ብዙዎች ከሕጉ ጋር በተያያዘ እንዲሰናከሉ አድርጋችኋል። የሌዊን ቃል ኪዳን አርክሳችኋል” ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ።
“ንስኻትኩም ግና ካብታ መገዲ ኣልጊስኩም። በቲ ሕጊ ኸኣ ንብዙሓት ኣዐንቂፍኩምዎም። ኪዳን ሌዊ ድማ ኣፍሪስኩም” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።
52,833

52,834
am_tg
“ስለዚህ በሰዎች ሁሉ ፊት የተናቃችሁና የተዋረዳችሁ እንድትሆኑ አደርጋለሁ፤ ምክንያቱም መንገዶቼን አልጠበቃችሁም፤ ከዚህ ይልቅ ሕጉን ተግባራዊ ስታደርጉ አድልዎ ፈጽማችኋል።”
“ስለዚ፡ መገድታተይ ስለ ዘይሓሎኹም፡ የግዳስ፡ ነቲ ሕጊ ኽትዓይዩሉ ኸለኹም ኣድልዎ ስለ ዝገበርኩም፡ ኣብ ቅድሚ ዅሉ ህዝቢ ንዑቓትን እተዋረዱን ክገብረኩም እየ።”
52,835

52,836
am_tg
“የሁላችንም አባት አንድ አይደለም? የፈጠረንስ አምላክ አንድ አይደለም? ታዲያ የአባቶቻችንን ቃል ኪዳን በማርከስ አንዳችን በሌላው ላይ ክህደት የምንፈጽመው ለምንድን ነው?
“ኵላትናስ ሓደ ኣቦ ደይኰነን ዘሎና፧ ሓደ ኣምላኽ ደይኰነን ዝፈጠረና፧ ስለምንታይ ደኣ ኺዳን ኣቦታትና ብምርካስ ንሓድሕድና እንጣለም፧
52,837

52,838
am_tg
ይሁዳ ክህደት ፈጽሟል፤ በእስራኤልና በኢየሩሳሌምም አስጸያፊ ነገር ተፈጽሟል፤ ይሁዳ፣ ይሖዋ የሚወደውን ቅድስናውን አርክሷልና፤ ደግሞም የባዕድ አምላክ ሴት ልጅን አግብቷል።
ይሁዳ ነቲ የሆዋ ዚፈትዎ ቕድስና ኣርኪስዎ፡ ጓል ጓና ኣምላኽ ድማ ተመርዕዩ እዩ እሞ፡ ይሁዳ ጠሊሙ፡ ኣብ እስራኤልን ኣብ የሩሳሌምን ከኣ ፍንፉን ነገር ተገይሩ ኣሎ።
52,839

52,840
am_tg
ይህን የሚያደርግ ማንኛውም ሰው ለሠራዊት ጌታ ለይሖዋ ስጦታ አድርጎ መባ ቢያቀርብም እንኳ ይሖዋ ከያዕቆብ ድንኳኖች ያስወግደዋል።”
የሆዋ ኸምዚ ንዚገብር ሰብ፡ መን ምዃኑ ብዘየገድስ፡ ንየሆዋ ጐይታ ሰራዊት መባእ እኳ እንተ ኣቕረበሉ፡ ካብ ድንኳናት ያእቆብ ኪምንቍሶ እዩ።”
52,841

52,842
am_tg
“ሌላም የምታደርጉት ነገር አለ፤ ይህም የይሖዋ መሠዊያ በእንባ፣ በለቅሶና በሐዘን እንዲሞላ ምክንያት ሆኗል፤ በመሆኑም ስጦታ አድርጋችሁ የምታቀርቧቸውን መባዎች ከእንግዲህ አይቀበልም፤ የምታቀርቡትንም ነገር ሁሉ በሞገስ ዓይን አይመለከትም።
“መሰውኢ የሆዋ ብንብዓትን ብብኽያትን ብእህህታን ከም ዚኽደን ዚገብር ካልእ እትገብርዎ ነገር ከኣ ኣሎ፣ ስለዚ ድማ፡ ንመባእኩም ቈላሕታ ኣይገብረሉን፡ ካብ ኢድኩም ንዚውሃብ እውን ብሞገስ ኣይጥምቶን እዩ።
52,843

52,844
am_tg
እናንተም ‘ይህ የሆነው ለምንድን ነው?’ ብላችኋል። ይህ የሆነው ይሖዋ በአንተ ላይ ስለመሠከረብህ ነው፤ ምክንያቱም እሷ አጋርህና የቃል ኪዳን ሚስትህ ሆና ሳለ በወጣትነት ሚስትህ ላይ ክህደት ፈጽመሃል።
ንስኻትኩም ከኣ፡ ‘ስለምንታይ እዩ፧’ ትብሉ ኣለኹም። የሆዋ ኣብ መንጎኻን ኣብ መንጎ እታ ብጸይትኻን ብዓልቲ ኺዳንካን ክነሳ ዝጠለምካያ ሰበይቲ ንእስነትካን ምስክር ስለ ዝዀነ እዩ።
52,845

52,846
am_tg
ሆኖም እንዲህ ያላደረገ አለ፤ እሱ በተወሰነ መጠን የአምላክ መንፈስ ነበረው። ፍላጎቱስ ምን ነበር? የአምላክ ዘር ነበር። በመሆኑም መንፈሳችሁን ጠብቁ፤ በወጣትነት ሚስታችሁም ላይ ክህደት አትፈጽሙ።
ካብቲ መንፈስ ዝተረፈ ስለ ዝነበሮ፡ ከምኡ ዘይገበረ ሓደ ግና ኣሎ። ንሱኸ እንታይ እዩ ዚደሊ፧ ዘርኢ ኣምላኽ። ስለዚ፡ መንፈስኩም ሓልዉ፣ ሓደ እኳ ንሰበይቲ ንእስነቱ ኣይጥለም።
52,847

52,848
am_tg
እኔ ፍቺን እጠላለሁና” ይላል የእስራኤል አምላክ ይሖዋ፤ “ልብሱን በግፍ ድርጊት የሚሸፍነውንም እጠላለሁ” ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ። “መንፈሳችሁን ጠብቁ፤ ክህደትም አትፈጽሙ።
ኣነስ ፍትሕ እጸልእ እየ” ይብል የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል፡ “ንኽዳኑ ብዓመጻ ዚኸድን እውን እጸልእ እየ” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት። “መንፈስኩም ድማ ሓልዉ፡ ኣይትጥለሙ እውን።
52,849

52,850
am_tg
“ይሖዋን በቃላችሁ አታክታችሁታል። እናንተ ግን ‘ያታከትነው እንዴት ነው?’ ትላላችሁ። ‘ክፉ ድርጊት የሚፈጽም ሁሉ በይሖዋ ዓይን ጥሩ ነው፤ እሱ እንዲህ ባለ ሰው ደስ ይሰኛል’ ወይም ‘የፍትሕ አምላክ የት አለ?’ በማለታችሁ ነው።”
“ንየሆዋ ብቓላትኩም ኣድኪምክምዎ። ንስኻትኩም ግና፡ ‘ከመይ ጌርና ኢና ኣድኪምናዮ፧’ ትብሉ ኣለኹም። ‘ክፉእ ዚገብር ዘበለ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ጽቡቕ እዩ፣ ንሱ እውን ብእኡ ባህ ይብሎ እዩ’ ብምባልኩም ወይ ‘ፍትሒ ኣምላኽ ኣበይ ኣሎ፧’ ብምባልኩም እዩ።”
52,851

52,852
am_tg
“እነሆ፣ ያ ቀን እንደ ምድጃ እየነደደ ይመጣል፤ በዚያ ጊዜ እብሪተኞች ሁሉና ክፉ አድራጊዎች በሙሉ እንደ ገለባ ይሆናሉ። የሚመጣው ቀን በእርግጥ ይበላቸዋል” ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ፤ “ሥርም ሆነ ቅርንጫፍ አይተውላቸውም።
“እንሆ፡ እታ ኸም እቶን እትነድድ መዓልቲ ትመጽእ ኣላ፣ ሽዑ፡ ኵሎም ተዳፈርትን ኵሎም እከይ ዚገብሩን ከም ሓሰር ኪዀኑ እዮም። እታ እትመጽእ መዓልቲ ኸኣ ብርግጽ ክትበልዖም እያ” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡ “ሱር ኰነ ጨንፈር እውን ኣይክትሓድገሎምን እያ።
52,853

52,854
am_tg
ስሜን ለምታከብሩት ለእናንተ ግን የጽድቅ ፀሐይ በጨረሮቿ ፈውስ ይዛ ትወጣለች፤ እናንተም እንደሰቡ ጥጆች ትቦርቃላችሁ።”
ንዓኻትኩም ስመይ ንእተኽብሩ ግና፡ ጸሓይ ጽድቂ ኣብ ጩራታታ ምሕዋይ ሒዛ ኽትበርቕ እያ፣ ከም ዝሰብሑ ምራኹት ድማ ክትዕንድሩ ኢኹም።”
52,855

52,856
am_tg
“እኔም እርምጃ በምወስድበት ቀን ክፉዎችን ትረግጣላችሁ፤ ከእግራችሁ ሥር እንዳለ አቧራ ይሆናሉና” ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ።
“በታ ስጕምቲ ዝወስደላ መዓልቲ፡ ኣብ ትሕቲ ኸብዲ ኣእጋርኩም ከም ሓመድ ኪዀኑ እዮም እሞ፡ ንእኩያት ኣብ ትሕቲ እግርኹም ክትረግጽዎም ኢኹም” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።
52,857

52,858
am_tg
“የአገልጋዬን የሙሴን ሕግ ይኸውም መላው እስራኤል እንዲያከብረው በኮሬብ ያዘዝኩትን ሥርዓትና ድንጋጌ አስታውሱ።
“ሕጊ ጊልያይ ሙሴ፡ እቲ ዅሉ እስራኤል ኪእዘዞ ኣብ ሆሬብ ዝሃብክዎ ስርዓታትን ፍርድታትን ዘክሩ።
52,859

52,860
am_tg
“እነሆ፣ ታላቁና የሚያስፈራው የይሖዋ ቀን ከመምጣቱ በፊት ነቢዩ ኤልያስን እልክላችኋለሁ።
“እንሆ፡ እታ ዓባይን እተፍርህን መዓልቲ የሆዋ ኸይመጸት፡ ነብዪ ኤልያስ እልእከልኩም ኣለኹ።
52,861

52,862
am_tg
እሱም መጥቼ ምድርን እንዳልመታና ፈጽሜ እንዳላጠፋ የአባቶችን ልብ እንደ ልጆች ልብ፣ የልጆችንም ልብ እንደ አባቶች ልብ ያደርጋል።”
ኣነ መጺአ ንምድሪ ምእንቲ ኸይወቕዓን ከየጥፍኣንሲ፡ ንሱ ልቢ ኣቦታት ናብ ደቂ፡ ልቢ ደቂ እውን ናብ ኣቦታት ኪመልስ እዩ።”
52,863

52,864
am_tg
ኢየሱስ ከስድስት ቀን በኋላ ጴጥሮስን፣ ያዕቆብንና ወንድሙን ዮሐንስን ብቻ ይዞ ወደ አንድ ረጅም ተራራ ወጣ።
ድሕሪ ሽዱሽተ መዓልቲ፡ የሱስ ንጴጥሮስን ንያእቆብን ንሓዉ ዮሃንስን ወሲዱ፡ ንበይኖም ናብ ነዊሕ ከረን ኣደየቦም።
52,865

52,866
am_tg
በፊታቸውም ተለወጠ፤ ፊቱም እንደ ፀሐይ አበራ፤ ልብሱም እንደ ብርሃን አንጸባረቀ።
ኣብ ቅድሚኦም ድማ ትርኢቱ ተለወጠ፣ ገጹ ኸም ጸሓይ በርሀ፡ ክዳኑ እውን ከም ብርሃን ጻዕደወ።
52,867

52,868
am_tg
ከዚያም ሙሴና ኤልያስ ከእሱ ጋር ሲነጋገሩ ታዩአቸው።
እንሆ ድማ፡ ሙሴን ኤልያስን ምስኡ እናተዛራረቡ ተራእይዎም።
52,869
tg_am
እንሆ ድማ፡ ሙሴን ኤልያስን ምስኡ እናተዛራረቡ ተራእይዎም።
ከዚያም ሙሴና ኤልያስ ከእሱ ጋር ሲነጋገሩ ታዩአቸው።
52,870
am_tg
በዚህ ጊዜ ጴጥሮስ ኢየሱስን “ጌታ ሆይ፣ እዚህ መሆን ለእኛ መልካም ነው። ከፈለግክ በዚህ ስፍራ አንድ ለአንተ፣ አንድ ለሙሴና አንድ ለኤልያስ ሦስት ድንኳኖች እተክላለሁ” አለው።
ሽዑ፡ ጴጥሮስ ንየሱስ፡ “ጐይታይ፡ ንዓና ኣብዚ ምንባር ጽቡቕ እዩ። ትደሊ እንተ ዄንካስ፡ ኣብዚ ሰለስተ ድንኳን ክተክል፣ ሓደ ንዓኻ፡ ሓደ ንሙሴ፡ ሓደ ድማ ንኤልያስ” በሎ።
52,871

52,872
am_tg
ገና እየተናገረ ሳለም ብሩህ ደመና ጋረዳቸው፤ ከደመናውም “በጣም የምደሰትበት፣ የምወደው ልጄ ይህ ነው። እሱን ስሙት” የሚል ድምፅ ተሰማ።
ገና ኺዛረብ ከሎ፡ እንሆ፡ ብሩህ ደበና ኣጐልበቦም፣ እንሆ ድማ፡ ካብቲ ደበና፡ “ዝሰምሮ ፍቑር ወደይ እዚ እዩ። ንዕኡ ስምዕዎ” ዚብል ድምጺ መጸ።
52,873

52,874
am_tg
ደቀ መዛሙርቱ ይህን ሲሰሙ በፍርሃት ተውጠው በግንባራቸው ተደፉ።
እቶም ደቀ መዛሙርቲ ነዚ ሰሚዖም፡ ብገጾም ተደፍኡ፡ ኣዝዮም እውን ፈርሁ።
52,875

52,876
am_tg
በዚህ ጊዜ ኢየሱስ ወደ እነሱ ቀርቦ ዳሰሳቸውና “ተነሱ። አትፍሩ” አላቸው።
የሱስ ድማ ቅርብ ኢሉ ተንከዮም፡ “ተንስኡ፡ ኣይትፍርሁ” በሎም።
52,877

52,878
am_tg
ቀና ብለው ሲመለከቱ ከኢየሱስ በቀር ሌላ ማንንም አላዩም።
ኣዒንቶም ምስ ኣልዓሉ፡ ብዘይካ የሱስ በይኑ፡ ሓደ እኳ ኣይረኣዩን።
52,879

52,880
am_tg
ከተራራው እየወረዱ ሳሉ ኢየሱስ “የሰው ልጅ ከሞት እስኪነሳ ድረስ ራእዩን ለማንም እንዳትናገሩ” ሲል አዘዛቸው።
ካብቲ ኸረን ኪወርዱ ኸለዉ ኸኣ፡ የሱስ፡ “ወዲ ሰብ ካብ ምዉታት ክሳዕ ዚትንስእ፡ እዚ ዝረኣኹምዎ ንሓደ እኳ ኣይትንገሩ” ኢሉ ኣዘዞም።
52,881

52,882
am_tg
ይሁን እንጂ ደቀ መዛሙርቱ “ታዲያ ጸሐፍት ኤልያስ በመጀመሪያ መምጣት አለበት የሚሉት ለምንድን ነው?” ሲሉ ጠየቁት።
ግናኸ፡ እቶም ደቀ መዛሙርቲ፡ “ጸሓፍቲ፡ ‘ቅድም ኤልያስ ኪመጽእ ይግባእ’ ዚብሉ ደኣ ስለምንታይ እዮም፧” ኢሎም ሓተትዎ።
52,883

52,884
am_tg
እሱም መልሶ እንዲህ አለ፦ “በእርግጥ ኤልያስ መጥቶ ሁሉንም ነገር ወደ ቀድሞ ሁኔታው ይመልሳል።
ንሱ ኸኣ፡ “ኤልያስሲ ኺመጽእ፡ ንዅሉ ድማ ኪመልስ እዩ።
52,885

52,886
am_tg
እኔ ግን እላችኋለሁ፣ ኤልያስ መምጣቱን መጥቷል፤ እነሱ ግን የፈለጉትን ነገር አደረጉበት እንጂ አላወቁትም። የሰው ልጅም እንደዚሁ በእነሱ እጅ ይሠቃያል።”
ኣነ ግና እብለኩም ኣለኹ፡ ኤልያስ ድሮ መጺኡ እዩ፣ ዝደለይዎ ዘበለ ደኣ እዮም ገይሮምዎ እምበር፡ ኣየለለይዎን። ወዲ ሰብ እውን፡ ከምኡ ብኣታቶም መከራ ኺጸግብ እዩ” ኢሉ መለሰሎም።
52,887

52,888
am_tg
በዚህ ጊዜ ደቀ መዛሙርቱ ኢየሱስ የነገራቸው ስለ መጥምቁ ዮሐንስ እንደሆነ ገባቸው።
ሽዑ፡ እቶም ደቀ መዛሙርቲ፡ ብዛዕባ ዮሃንስ መጥምቕ ከም እተዛረቦም ኣስተውዓሉ።
52,889

52,890
am_tg
ወደ ሕዝቡ በመጡ ጊዜ አንድ ሰው ወደ እሱ ቀረበና ተንበርክኮ እንዲህ አለው፦
ናብቲ ህዝቢ ምስ በጽሑ፡ ሓደ ሰብ ናብኡ ቐሪቡ፡ ተምበርኪኹ፡
52,891

52,892
am_tg
“ጌታ ሆይ፣ ለልጄ ምሕረት አድርግለት፤ የሚጥል በሽታ ስላለበት በጠና ታሟል። አንዴ እሳት ውስጥ አንዴ ደግሞ ውኃ ውስጥ ይወድቃል።
“ጐይታይ፡ ንወደይ ምሓረለይ፣ ሕማም ምንፍርፋር ኣለዎ፡ ሓሚሙ ኸኣ ኣሎ። ብዙሕ ሳዕ ኣብ ሓዊ፡ ብዙሕ ሳዕ ድማ ኣብ ማይ ይወድቕ እዩ።
52,893

52,894
am_tg
ወደ ደቀ መዛሙርትህ አመጣሁት፤ እነሱ ግን ሊፈውሱት አልቻሉም።”
ናብ ደቀ መዛሙርትኻ ኣምጺአዮስ፡ ኬሕውይዎ ኣይከኣሉን” በሎ።
52,895

52,896
am_tg
ኢየሱስም መልሶ “እምነት የለሽና ጠማማ ትውልድ ሆይ፣ ከእናንተ ጋር እስከ መቼ መቆየት ሊኖርብኝ ነው? እስከ መቼስ እናንተን መታገሥ ሊኖርብኝ ነው? ልጁን ወደ እኔ አምጡት” አለ።
የሱስ ድማ፡ “ኣታ ዘይኣምንን ቄናንን ወለዶ፡ ክሳዕ መዓስ እየ ምሳኻትኩም ክነብር፧ ክሳዕ መዓስከ እየ ኽዕገሰኩም፧ ናብዚ ናባይ ኣምጽእዎ” ኢሉ መለሰ።
52,897

52,898
am_tg
ከዚያም ኢየሱስ ጋኔኑን ገሠጸው፤ ጋኔኑም ከልጁ ወጣ፤ ልጁም ከዚያች ሰዓት ጀምሮ ተፈወሰ።
ድሕርዚ፡ የሱስ ገንሖ፡ እቲ ጋኔን ከኣ ካብኡ ወጸ፣ እቲ ወዲ ድማ ካብታ ሰዓት እቲኣ ኣትሒዙ ሓወየ።
52,899