Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
52,900 | am_tg | ከዚህ በኋላ ደቀ መዛሙርቱ ብቻቸውን ወደ ኢየሱስ መጥተው “እኛ ልናስወጣው ያልቻልነው ለምንድን ነው?” አሉት። | ሽዑ፡ እቶም ደቀ መዛሙርቲ ብሕት ኢሎም ናብ የሱስ መጺኦም፡ “ስለምንታይ ደኣ ንሕና ኸነውጽኦ ዘይከኣልና፧” በልዎ። |
52,901 | tg_am | ሽዑ፡ እቶም ደቀ መዛሙርቲ ብሕት ኢሎም ናብ የሱስ መጺኦም፡ “ስለምንታይ ደኣ ንሕና ኸነውጽኦ ዘይከኣልና፧” በልዎ። | ከዚህ በኋላ ደቀ መዛሙርቱ ብቻቸውን ወደ ኢየሱስ መጥተው “እኛ ልናስወጣው ያልቻልነው ለምንድን ነው?” አሉት። |
52,902 | am_tg | እሱም “እምነታችሁ ስላነሰ ነው። እውነት እላችኋለሁ፣ የሰናፍጭ ቅንጣት የምታክል እምነት ካላችሁ ይህን ተራራ ‘ከዚህ ተነስተህ ወደዚያ ሂድ’ ብትሉት ይሄዳል፤ የሚሳናችሁም ነገር አይኖርም” አላቸው። | ንሱ ኸኣ፡ “እምነትኩም ስለ ዝጐደለት እያ። ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ክንዲ ፍረ ኣድሪ እትኣክል እምነት እንተ ኣልያትኩም፡ ነዚ ኸረን እዚ፡ ‘ካብዚ ናብቲ ግዓዝ’ ትብልዎ፡ ይግዕዝ ከኣ፡ ዘይከኣለኩም እውን ኣይህሉን” በሎም። |
52,903 | tg_am | ንሱ ኸኣ፡ “እምነትኩም ስለ ዝጐደለት እያ። ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ክንዲ ፍረ ኣድሪ እትኣክል እምነት እንተ ኣልያትኩም፡ ነዚ ኸረን እዚ፡ ‘ካብዚ ናብቲ ግዓዝ’ ትብልዎ፡ ይግዕዝ ከኣ፡ ዘይከኣለኩም እውን ኣይህሉን” በሎም። | እሱም “እምነታችሁ ስላነሰ ነው። እውነት እላችኋለሁ፣ የሰናፍጭ ቅንጣት የምታክል እምነት ካላችሁ ይህን ተራራ ‘ከዚህ ተነስተህ ወደዚያ ሂድ’ ብትሉት ይሄዳል፤ የሚሳናችሁም ነገር አይኖርም” አላቸው። |
52,904 | am_tg | በገሊላ ተሰብስበው ሳሉ ኢየሱስ እንዲህ አላቸው፦ “የሰውን ልጅ ለሰዎች አሳልፈው ይሰጡታል፤ | ኣብ ገሊላ ተኣኪቦም ከለዉ፡ የሱስ፡ “ወዲ ሰብ ኣብ ኢድ ሰባት ኣሕሊፍካ ኺውሃብ እዩ፣ |
52,905 | tg_am | ኣብ ገሊላ ተኣኪቦም ከለዉ፡ የሱስ፡ “ወዲ ሰብ ኣብ ኢድ ሰባት ኣሕሊፍካ ኺውሃብ እዩ፣ | በገሊላ ተሰብስበው ሳሉ ኢየሱስ እንዲህ አላቸው፦ “የሰውን ልጅ ለሰዎች አሳልፈው ይሰጡታል፤ |
52,906 | am_tg | እነሱም ይገድሉታል፤ እሱም በሦስተኛው ቀን ይነሳል።” ደቀ መዛሙርቱም በጣም አዘኑ። | ንሳቶም ከኣ ኪቐትልዎ እዮም፣ ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ ድማ ኪትንስእ እዩ” በሎም። ብዙሕ ከኣ ጐሃዩ። |
52,907 | tg_am | ንሳቶም ከኣ ኪቐትልዎ እዮም፣ ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ ድማ ኪትንስእ እዩ” በሎም። ብዙሕ ከኣ ጐሃዩ። | እነሱም ይገድሉታል፤ እሱም በሦስተኛው ቀን ይነሳል።” ደቀ መዛሙርቱም በጣም አዘኑ። |
52,908 | am_tg | ቅፍርናሆም ከደረሱ በኋላ የቤተ መቅደሱን ግብር የሚሰበስቡት ሰዎች ወደ ጴጥሮስ ቀርበው “መምህራችሁ የቤተ መቅደሱን ግብር አይከፍልም?” አሉት። | ኣብ ቅፍርናሆም ምስ በጽሑ፡ እቶም ነናይ ክልተ ድራክማ ግብሪ ዚእክቡ ሰባት ናብ ጴጥሮስ ቀሪቦም፡ “መምህርኩምሲ ኽልተ ድራክማ ኣይከፍልን ድዩ፧” በልዎ። |
52,909 | tg_am | ኣብ ቅፍርናሆም ምስ በጽሑ፡ እቶም ነናይ ክልተ ድራክማ ግብሪ ዚእክቡ ሰባት ናብ ጴጥሮስ ቀሪቦም፡ “መምህርኩምሲ ኽልተ ድራክማ ኣይከፍልን ድዩ፧” በልዎ። | ቅፍርናሆም ከደረሱ በኋላ የቤተ መቅደሱን ግብር የሚሰበስቡት ሰዎች ወደ ጴጥሮስ ቀርበው “መምህራችሁ የቤተ መቅደሱን ግብር አይከፍልም?” አሉት። |
52,910 | am_tg | እሱም “ይከፍላል” አላቸው። ይሁን እንጂ ወደ ቤት በገባ ጊዜ ኢየሱስ በቅድሚያ እንዲህ አለው፦ “ስምዖን ምን ይመስልሃል? የምድር ነገሥታት ቀረጥ ወይም ግብር የሚቀበሉት ከማን ነው? ከልጆቻቸው ወይስ ከሌሎች?” | ንሱ ድማ፡ “ይኸፍል እባ” ኢሉ መለሰ። ናብ ቤት ምስ ኣተወ ግና፡ የሱስ ኣቐዲሙ፡ “ስምኦን፡ እንታይ ይመስለካ፧ ነገስታት ምድሪ፡ ቀረጽ ወይ ግብሪ ኻብ መን እዮም ዚወስዱ፧ ካብ ደቆምዶ ወይስ ካብ ካልኦት፧” በሎ። |
52,911 | tg_am | ንሱ ድማ፡ “ይኸፍል እባ” ኢሉ መለሰ። ናብ ቤት ምስ ኣተወ ግና፡ የሱስ ኣቐዲሙ፡ “ስምኦን፡ እንታይ ይመስለካ፧ ነገስታት ምድሪ፡ ቀረጽ ወይ ግብሪ ኻብ መን እዮም ዚወስዱ፧ ካብ ደቆምዶ ወይስ ካብ ካልኦት፧” በሎ። | እሱም “ይከፍላል” አላቸው። ይሁን እንጂ ወደ ቤት በገባ ጊዜ ኢየሱስ በቅድሚያ እንዲህ አለው፦ “ስምዖን ምን ይመስልሃል? የምድር ነገሥታት ቀረጥ ወይም ግብር የሚቀበሉት ከማን ነው? ከልጆቻቸው ወይስ ከሌሎች?” |
52,912 | am_tg | እሱም “ከሌሎች” ብሎ ሲመልስለት ኢየሱስ እንዲህ አለው፦ “እንግዲያው ልጆቹ ግብር ከመክፈል ነፃ ናቸው። | “ካብ ካልኦት” ኢሉ ምስ መለሰ፡ የሱስ፡ “እምበኣርሲ፡ ደቆም ካብ ቀረጽ ናጻ እዮም። |
52,913 | tg_am | “ካብ ካልኦት” ኢሉ ምስ መለሰ፡ የሱስ፡ “እምበኣርሲ፡ ደቆም ካብ ቀረጽ ናጻ እዮም። | እሱም “ከሌሎች” ብሎ ሲመልስለት ኢየሱስ እንዲህ አለው፦ “እንግዲያው ልጆቹ ግብር ከመክፈል ነፃ ናቸው። |
52,914 | am_tg | ሆኖም እንቅፋት እንዳንሆንባቸው ወደ ባሕሩ ሄደህ መንጠቆ ጣል፤ ከዚያም መጀመሪያ የምትይዘውን ዓሣ አፉን ስትከፍት አንድ የብር ሳንቲም ታገኛለህ። ሳንቲሙን ወስደህ ለእኔና ለአንተ ክፈል።” | ምእንቲ ኸይንዕንቅፎም ግና፡ ናብ ባሕሪ ኼድካ፡ መቝለብ ዓሳ ደርቢ፣ ነቲ ቐዳማይ እተታሕዘ ዓሳ ውሰዶ እሞ፡ ኣፉ ምስ ከፈትካ፡ ሰልዲ ብሩር ክትረክብ ኢኻ። ንዕኡ ወሲድካ፡ ኣብ ክንዳይን ኣብ ክንዳኻን ሃቦም” በሎ። |
52,915 | tg_am | ምእንቲ ኸይንዕንቅፎም ግና፡ ናብ ባሕሪ ኼድካ፡ መቝለብ ዓሳ ደርቢ፣ ነቲ ቐዳማይ እተታሕዘ ዓሳ ውሰዶ እሞ፡ ኣፉ ምስ ከፈትካ፡ ሰልዲ ብሩር ክትረክብ ኢኻ። ንዕኡ ወሲድካ፡ ኣብ ክንዳይን ኣብ ክንዳኻን ሃቦም” በሎ። | ሆኖም እንቅፋት እንዳንሆንባቸው ወደ ባሕሩ ሄደህ መንጠቆ ጣል፤ ከዚያም መጀመሪያ የምትይዘውን ዓሣ አፉን ስትከፍት አንድ የብር ሳንቲም ታገኛለህ። ሳንቲሙን ወስደህ ለእኔና ለአንተ ክፈል።” |
52,916 | am_tg | ኢየሱስ ይህን ተናግሮ ከጨረሰ በኋላ ከገሊላ ወጥቶ ከዮርዳኖስ ማዶ ወዳሉት የይሁዳ ድንበሮች መጣ። | የሱስ ተዛሪቡ ምስ ወድአ፡ ካብ ገሊላ ነቒሉ ኣብ ስግር ዮርዳኖስ ናብ ዘሎ ወሰናስን ይሁዳ መጸ። |
52,917 | tg_am | የሱስ ተዛሪቡ ምስ ወድአ፡ ካብ ገሊላ ነቒሉ ኣብ ስግር ዮርዳኖስ ናብ ዘሎ ወሰናስን ይሁዳ መጸ። | ኢየሱስ ይህን ተናግሮ ከጨረሰ በኋላ ከገሊላ ወጥቶ ከዮርዳኖስ ማዶ ወዳሉት የይሁዳ ድንበሮች መጣ። |
52,918 | am_tg | እጅግ ብዙ ሰዎችም ተከተሉት፤ እሱም በዚያ ፈወሳቸው። | ብዙሕ ህዝቢ ድማ ሰዓቦ፣ ንሱ እውን ኣብኡ ኣሕወዮም። |
52,919 | tg_am | ብዙሕ ህዝቢ ድማ ሰዓቦ፣ ንሱ እውን ኣብኡ ኣሕወዮም። | እጅግ ብዙ ሰዎችም ተከተሉት፤ እሱም በዚያ ፈወሳቸው። |
52,920 | am_tg | ፈሪሳውያንም ወደ እሱ መጥተው ሊፈትኑት በማሰብ “አንድ ሰው በማንኛውም ምክንያት ሚስቱን እንዲፈታ ሕግ ይፈቅድለታል?” ሲሉ ጠየቁት። | ፈሪሳውያን ድማ ምእንቲ ኺፍትንዎ ናብኡ መጺኦም፡ “ሰብኣይ ንሰበይቱ ብዝዀነ ምኽንያት ኪፈትሓዶ ተፈቒዱሉ እዩ፧” ኢሎም ሓተትዎ። |
52,921 | tg_am | ፈሪሳውያን ድማ ምእንቲ ኺፍትንዎ ናብኡ መጺኦም፡ “ሰብኣይ ንሰበይቱ ብዝዀነ ምኽንያት ኪፈትሓዶ ተፈቒዱሉ እዩ፧” ኢሎም ሓተትዎ። | ፈሪሳውያንም ወደ እሱ መጥተው ሊፈትኑት በማሰብ “አንድ ሰው በማንኛውም ምክንያት ሚስቱን እንዲፈታ ሕግ ይፈቅድለታል?” ሲሉ ጠየቁት። |
52,922 | am_tg | እሱም መልሶ እንዲህ አለ፦ “ፈጣሪ ከመጀመሪያውም ወንድና ሴት አድርጎ እንደፈጠራቸው አላነበባችሁም? | ንሱ ኸኣ፡ “እቲ ኻብ መጀመርታ ዝፈጠሮም፡ ተባዕታይን ኣንስተይትን ገይሩ ኸም ዝፈጠሮምዶ ኣየንበብኩምን፧ |
52,923 | tg_am | ንሱ ኸኣ፡ “እቲ ኻብ መጀመርታ ዝፈጠሮም፡ ተባዕታይን ኣንስተይትን ገይሩ ኸም ዝፈጠሮምዶ ኣየንበብኩምን፧ | እሱም መልሶ እንዲህ አለ፦ “ፈጣሪ ከመጀመሪያውም ወንድና ሴት አድርጎ እንደፈጠራቸው አላነበባችሁም? |
52,924 | am_tg | ‘ከዚህ የተነሳ ሰው ከአባቱና ከእናቱ ይለያል፤ ከሚስቱም ጋር ይጣበቃል፤ ሁለቱም አንድ ሥጋ ይሆናሉ’ ብሎ እንደተናገረስ አላነበባችሁም? | ‘ስለዚ፡ ሰብኣይ ኣቦኡን ኣዲኡን ይሓድግ፡ ምስ ሰበይቱ ኸኣ ይጠብቕ፡ ክልቲኦም ድማ ሓደ ስጋ ይዀኑ’ ኸም ዝበለዶኸ ኣየንበብኩምን፧ |
52,925 | tg_am | ‘ስለዚ፡ ሰብኣይ ኣቦኡን ኣዲኡን ይሓድግ፡ ምስ ሰበይቱ ኸኣ ይጠብቕ፡ ክልቲኦም ድማ ሓደ ስጋ ይዀኑ’ ኸም ዝበለዶኸ ኣየንበብኩምን፧ | ‘ከዚህ የተነሳ ሰው ከአባቱና ከእናቱ ይለያል፤ ከሚስቱም ጋር ይጣበቃል፤ ሁለቱም አንድ ሥጋ ይሆናሉ’ ብሎ እንደተናገረስ አላነበባችሁም? |
52,926 | am_tg | በመሆኑም ከዚህ በኋላ አንድ ሥጋ ናቸው እንጂ ሁለት አይደሉም። ስለዚህ አምላክ ያጣመረውን ማንም ሰው አይለያየው።” | ደጊም ሓደ ስጋ እዮም እምበር፡ ክልተ ኣይኰኑን። እምበኣር፡ ነቲ ኣምላኽ ዝጸመዶስ፡ ዋላ ሓደ ሰብ ኣይፍለዮ” ኢሉ መለሰሎም። |
52,927 | tg_am | ደጊም ሓደ ስጋ እዮም እምበር፡ ክልተ ኣይኰኑን። እምበኣር፡ ነቲ ኣምላኽ ዝጸመዶስ፡ ዋላ ሓደ ሰብ ኣይፍለዮ” ኢሉ መለሰሎም። | በመሆኑም ከዚህ በኋላ አንድ ሥጋ ናቸው እንጂ ሁለት አይደሉም። ስለዚህ አምላክ ያጣመረውን ማንም ሰው አይለያየው።” |
52,928 | am_tg | እነሱም “ታዲያ ሙሴ የፍቺ የምሥክር ወረቀት ሰጥቶ እንዲፈታት ያዘዘው ለምንድን ነው?” አሉት። | ንሳቶም ከኣ፡ “ስለምንታይ ደኣ እዩ ሙሴ ጽሑፍ መፍትሒኣ ሂብካ ኽትፍታሕ ዝኣዘዘ፧” በልዎ። |
52,929 | tg_am | ንሳቶም ከኣ፡ “ስለምንታይ ደኣ እዩ ሙሴ ጽሑፍ መፍትሒኣ ሂብካ ኽትፍታሕ ዝኣዘዘ፧” በልዎ። | እነሱም “ታዲያ ሙሴ የፍቺ የምሥክር ወረቀት ሰጥቶ እንዲፈታት ያዘዘው ለምንድን ነው?” አሉት። |
52,930 | am_tg | እሱም እንዲህ አላቸው፦ “ሙሴ የልባችሁን ደንዳናነት አይቶ ሚስቶቻችሁን እንድትፈቱ ፈቀደላችሁ እንጂ ከመጀመሪያው እንዲህ አልነበረም። | ንሱ ድማ፡ “ሙሴስ ብሰሪ ትሪ ልብኹም እዩ ኣንስትኹም ክትፈትሑ ዝፈቐደልኩም፣ ካብ መጀመርታ ግና ከምኡ ኣይነበረን። |
52,931 | tg_am | ንሱ ድማ፡ “ሙሴስ ብሰሪ ትሪ ልብኹም እዩ ኣንስትኹም ክትፈትሑ ዝፈቐደልኩም፣ ካብ መጀመርታ ግና ከምኡ ኣይነበረን። | እሱም እንዲህ አላቸው፦ “ሙሴ የልባችሁን ደንዳናነት አይቶ ሚስቶቻችሁን እንድትፈቱ ፈቀደላችሁ እንጂ ከመጀመሪያው እንዲህ አልነበረም። |
52,932 | am_tg | እኔ ግን እላችኋለሁ፣ በፆታ ብልግና ምክንያት ካልሆነ በስተቀር ሚስቱን ፈቶ ሌላ የሚያገባ ሁሉ ያመነዝራል።” | ኣነ ግና እብለኩም ኣለኹ፡ ንሰበይቱ ብዘይካ ብምኽንያት ምንዝርና ዚፈትሓ እሞ ኻልእ ዚምርዖ ዘበለ ይዝሙ” በሎም። |
52,933 | tg_am | ኣነ ግና እብለኩም ኣለኹ፡ ንሰበይቱ ብዘይካ ብምኽንያት ምንዝርና ዚፈትሓ እሞ ኻልእ ዚምርዖ ዘበለ ይዝሙ” በሎም። | እኔ ግን እላችኋለሁ፣ በፆታ ብልግና ምክንያት ካልሆነ በስተቀር ሚስቱን ፈቶ ሌላ የሚያገባ ሁሉ ያመነዝራል።” |
52,934 | am_tg | ደቀ መዛሙርቱም “በባልና በሚስት መካከል ያለው ሁኔታ እንዲህ ከሆነስ አለማግባት ይመረጣል” አሉት። | እቶም ደቀ መዛሙርቲ፡ “ጕዳይ ሰብኣይን ሰበይትን ከምዚ እንተ ዀይኑስ፡ ዘይምምርዓው ይሓይሽ” በልዎ። |
52,935 | tg_am | እቶም ደቀ መዛሙርቲ፡ “ጕዳይ ሰብኣይን ሰበይትን ከምዚ እንተ ዀይኑስ፡ ዘይምምርዓው ይሓይሽ” በልዎ። | ደቀ መዛሙርቱም “በባልና በሚስት መካከል ያለው ሁኔታ እንዲህ ከሆነስ አለማግባት ይመረጣል” አሉት። |
52,936 | am_tg | እሱም እንዲህ አላቸው፦ “ስጦታው ያላቸው ካልሆኑ በስተቀር ይህን ሁሉም ሰው ሊቀበለው አይችልም። | ንሱ ግና፡ “ነዚ ነገር እዚ፡ ብዘይካ እቶም እተዋህቦም፡ ኵሉ ኣይኰነን ዚቕበሎ። |
52,937 | tg_am | ንሱ ግና፡ “ነዚ ነገር እዚ፡ ብዘይካ እቶም እተዋህቦም፡ ኵሉ ኣይኰነን ዚቕበሎ። | እሱም እንዲህ አላቸው፦ “ስጦታው ያላቸው ካልሆኑ በስተቀር ይህን ሁሉም ሰው ሊቀበለው አይችልም። |
52,938 | am_tg | ምክንያቱም ጃንደረባ ሆነው የሚወለዱ አሉ፤ ሰው የሰለባቸው ጃንደረቦችም አሉ፤ እንዲሁም ለመንግሥተ ሰማያት ሲሉ ራሳቸውን ጃንደረባ ያደረጉ ጃንደረቦችም አሉ። ይህን ሊቀበለው የሚችል ይቀበለው።” | ካብ ከርሲ ኣዲኦም ስሉባት ኰይኖም እተወልዱ ኣለዉ፣ ብሰባት እተሰልቡ ስሉባት እውን ኣለዉ፣ ምእንቲ መንግስተ ሰማያት ኢሎም ባዕሎም እተሰልቡ ስሉባት እውን ኣለዉ። ኪቕበሎ ዚኽእል ይቀበሎ” በሎም። |
52,939 | tg_am | ካብ ከርሲ ኣዲኦም ስሉባት ኰይኖም እተወልዱ ኣለዉ፣ ብሰባት እተሰልቡ ስሉባት እውን ኣለዉ፣ ምእንቲ መንግስተ ሰማያት ኢሎም ባዕሎም እተሰልቡ ስሉባት እውን ኣለዉ። ኪቕበሎ ዚኽእል ይቀበሎ” በሎም። | ምክንያቱም ጃንደረባ ሆነው የሚወለዱ አሉ፤ ሰው የሰለባቸው ጃንደረቦችም አሉ፤ እንዲሁም ለመንግሥተ ሰማያት ሲሉ ራሳቸውን ጃንደረባ ያደረጉ ጃንደረቦችም አሉ። ይህን ሊቀበለው የሚችል ይቀበለው።” |
52,940 | am_tg | ከዚያም ኢየሱስ እጁን እንዲጭንባቸውና እንዲጸልይላቸው ትናንሽ ልጆችን ወደ እሱ አመጡ፤ ደቀ መዛሙርቱ ግን ገሠጿቸው። | ድሕርዚ፡ ኢዱ ምእንቲ ኼንብረሎምን ምእንቲ ኺጽልየሎምን፡ ቈልዑ ናብኡ ኣምጽኡ፣ እቶም ደቀ መዛሙርቲ ግና ገንሕዎም። |
52,941 | tg_am | ድሕርዚ፡ ኢዱ ምእንቲ ኼንብረሎምን ምእንቲ ኺጽልየሎምን፡ ቈልዑ ናብኡ ኣምጽኡ፣ እቶም ደቀ መዛሙርቲ ግና ገንሕዎም። | ከዚያም ኢየሱስ እጁን እንዲጭንባቸውና እንዲጸልይላቸው ትናንሽ ልጆችን ወደ እሱ አመጡ፤ ደቀ መዛሙርቱ ግን ገሠጿቸው። |
52,942 | am_tg | ይሁን እንጂ ኢየሱስ “ልጆቹን ተዉአቸው፤ ወደ እኔ እንዳይመጡ አትከልክሏቸው፤ መንግሥተ ሰማያት እንደነዚህ ላሉት ነውና” አለ። | የሱስ ግና፡ “መንግስተ ሰማያት ንኸምዚኣቶም ዝበሉ እያ እሞ፡ ነቶም ቈልዑ ሕደግዎም፡ ናባይ ከይመጹ ድማ ኣይትኸልክልዎም” በለ። |
52,943 | tg_am | የሱስ ግና፡ “መንግስተ ሰማያት ንኸምዚኣቶም ዝበሉ እያ እሞ፡ ነቶም ቈልዑ ሕደግዎም፡ ናባይ ከይመጹ ድማ ኣይትኸልክልዎም” በለ። | ይሁን እንጂ ኢየሱስ “ልጆቹን ተዉአቸው፤ ወደ እኔ እንዳይመጡ አትከልክሏቸው፤ መንግሥተ ሰማያት እንደነዚህ ላሉት ነውና” አለ። |
52,944 | am_tg | እጁንም ከጫነባቸው በኋላ ከዚያ ስፍራ ተነስቶ ሄደ። | ኣእዳዉ እውን ኣንበረሎም፣ ካብኡ ኸኣ ከደ። |
52,945 | tg_am | ኣእዳዉ እውን ኣንበረሎም፣ ካብኡ ኸኣ ከደ። | እጁንም ከጫነባቸው በኋላ ከዚያ ስፍራ ተነስቶ ሄደ። |
52,946 | am_tg | ከዚያም አንድ ወጣት ወደ እሱ መጥቶ “መምህር፣ የዘላለም ሕይወት ለማግኘት ምን ጥሩ ነገር ማድረግ ይኖርብኛል?” አለው። | እንሆ ድማ፡ ሓደ ናብኡ መጺኡ፡ “መምህር፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኽረክብ፡ እንታይ ሕያውነት ክገብር ኣሎኒ፧” በሎ። |
52,947 | tg_am | እንሆ ድማ፡ ሓደ ናብኡ መጺኡ፡ “መምህር፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኽረክብ፡ እንታይ ሕያውነት ክገብር ኣሎኒ፧” በሎ። | ከዚያም አንድ ወጣት ወደ እሱ መጥቶ “መምህር፣ የዘላለም ሕይወት ለማግኘት ምን ጥሩ ነገር ማድረግ ይኖርብኛል?” አለው። |
52,948 | am_tg | እሱም “ስለ ጥሩ ነገር ለምን ትጠይቀኛለህ? ጥሩ የሆነው አምላክ ብቻ ነው። ሆኖም ሕይወት ማግኘት የምትፈልግ ከሆነ ዘወትር ትእዛዛቱን ጠብቅ” አለው። | ንሱ ኸኣ፡ “ብዛዕባ ሕያውነት ስለምንታይ እትሓትተኒ፧ ሓደ ጥራይ እዩ ሕያዋይ። ናብ ህይወት ክትኣቱ እንተ ደሊኻ ግና፡ ብቐጻሊ ትእዛዛት ሓሉ” በሎ። |
52,949 | tg_am | ንሱ ኸኣ፡ “ብዛዕባ ሕያውነት ስለምንታይ እትሓትተኒ፧ ሓደ ጥራይ እዩ ሕያዋይ። ናብ ህይወት ክትኣቱ እንተ ደሊኻ ግና፡ ብቐጻሊ ትእዛዛት ሓሉ” በሎ። | እሱም “ስለ ጥሩ ነገር ለምን ትጠይቀኛለህ? ጥሩ የሆነው አምላክ ብቻ ነው። ሆኖም ሕይወት ማግኘት የምትፈልግ ከሆነ ዘወትር ትእዛዛቱን ጠብቅ” አለው። |
52,950 | am_tg | እሱም “የትኞቹን?” አለው። ኢየሱስም እንዲህ አለው፦ “አትግደል፣ አታመንዝር፣ አትስረቅ፣ በሐሰት አትመሥክር፣ | ንሱ ድማ፡ “ኣየኖት፧” በሎ። የሱስ ከኣ፡ “ኣይትቕተል፡ ኣይትዘሙ፡ ኣይትስረቕ፡ ብሓሶት ኣይትመስክር፡ |
52,951 | tg_am | ንሱ ድማ፡ “ኣየኖት፧” በሎ። የሱስ ከኣ፡ “ኣይትቕተል፡ ኣይትዘሙ፡ ኣይትስረቕ፡ ብሓሶት ኣይትመስክር፡ | እሱም “የትኞቹን?” አለው። ኢየሱስም እንዲህ አለው፦ “አትግደል፣ አታመንዝር፣ አትስረቅ፣ በሐሰት አትመሥክር፣ |
52,952 | am_tg | አባትህንና እናትህን አክብር እንዲሁም ባልንጀራህን እንደ ራስህ ውደድ።” | ኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር፡ ብጻይካ እውን ከም ነፍስኻ ኣፍቅር” በሎ። |
52,953 | tg_am | ኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር፡ ብጻይካ እውን ከም ነፍስኻ ኣፍቅር” በሎ። | አባትህንና እናትህን አክብር እንዲሁም ባልንጀራህን እንደ ራስህ ውደድ።” |
52,954 | am_tg | ወጣቱም “እነዚህን ሁሉ ስጠብቅ ኖሬአለሁ፤ ታዲያ አሁን የሚጎድለኝ ነገር ምንድን ነው?” አለው። | እቲ ጐበዝ፡ “ነዚ ዅሉስ እሕልዎ ኣለኹ፣ እንታይ ደኣ እዩ ዚጐድለኒ፧” በሎ። |
52,955 | tg_am | እቲ ጐበዝ፡ “ነዚ ዅሉስ እሕልዎ ኣለኹ፣ እንታይ ደኣ እዩ ዚጐድለኒ፧” በሎ። | ወጣቱም “እነዚህን ሁሉ ስጠብቅ ኖሬአለሁ፤ ታዲያ አሁን የሚጎድለኝ ነገር ምንድን ነው?” አለው። |
52,956 | am_tg | ኢየሱስም “ፍጹም መሆን ከፈለግክ ሂድና ንብረትህን ሸጠህ ገንዘቡን ለድሆች ስጥ፤ በሰማይም ውድ ሀብት ታገኛለህ፤ ደግሞም መጥተህ ተከታዬ ሁን” አለው። | የሱስ ድማ፡ “ፍጹም ክትከውን እንተ ደሊኻስ፡ ኪድ፡ ንብረትካ ሼጥካ፡ ንድኻታት ሃብ፣ ኣብ ሰማይ ከኣ መዝገብ ኪህልወካ እዩ፣ ንዓ እውን ሰዓብየይ ኩን” በሎ። |
52,957 | tg_am | የሱስ ድማ፡ “ፍጹም ክትከውን እንተ ደሊኻስ፡ ኪድ፡ ንብረትካ ሼጥካ፡ ንድኻታት ሃብ፣ ኣብ ሰማይ ከኣ መዝገብ ኪህልወካ እዩ፣ ንዓ እውን ሰዓብየይ ኩን” በሎ። | ኢየሱስም “ፍጹም መሆን ከፈለግክ ሂድና ንብረትህን ሸጠህ ገንዘቡን ለድሆች ስጥ፤ በሰማይም ውድ ሀብት ታገኛለህ፤ ደግሞም መጥተህ ተከታዬ ሁን” አለው። |
52,958 | am_tg | ወጣቱም ይህን ሲሰማ ብዙ ንብረት ስለነበረው እያዘነ ሄደ። | እቲ ጐበዝ ነዚ ዘረባ እዚ ምስ ሰምዐ፡ ብዙሕ ጥሪት ስለ ዝነበሮ፡ ጕህዩ ኸደ። |
52,959 | tg_am | እቲ ጐበዝ ነዚ ዘረባ እዚ ምስ ሰምዐ፡ ብዙሕ ጥሪት ስለ ዝነበሮ፡ ጕህዩ ኸደ። | ወጣቱም ይህን ሲሰማ ብዙ ንብረት ስለነበረው እያዘነ ሄደ። |
52,960 | am_tg | ከዚያም ኢየሱስ ደቀ መዛሙርቱን እንዲህ አላቸው፦ “እውነት እላችኋለሁ፣ ሀብታም ሰው ወደ መንግሥተ ሰማያት መግባት እጅግ አስቸጋሪ ይሆንበታል። | የሱስ ግና ንደቀ መዛሙርቱ፡ “ሃብታም ናብ መንግስተ ሰማያት ኪኣቱ ጭንቂ ኸም ዚዀኖ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ። |
52,961 | tg_am | የሱስ ግና ንደቀ መዛሙርቱ፡ “ሃብታም ናብ መንግስተ ሰማያት ኪኣቱ ጭንቂ ኸም ዚዀኖ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ። | ከዚያም ኢየሱስ ደቀ መዛሙርቱን እንዲህ አላቸው፦ “እውነት እላችኋለሁ፣ ሀብታም ሰው ወደ መንግሥተ ሰማያት መግባት እጅግ አስቸጋሪ ይሆንበታል። |
52,962 | am_tg | ዳግመኛም እላችኋለሁ፣ ሀብታም ሰው ወደ አምላክ መንግሥት ከሚገባ ግመል በመርፌ ቀዳዳ ቢሾልክ ይቀልላል።” | ደጊመ እብለኩም ኣለኹ፡ ሃብታም ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ካብ ዚኣቱስ፡ ገመል ብዓይኒ መርፍእ ክትሓልፍ ይቐልል” በሎም። |
52,963 | tg_am | ደጊመ እብለኩም ኣለኹ፡ ሃብታም ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ካብ ዚኣቱስ፡ ገመል ብዓይኒ መርፍእ ክትሓልፍ ይቐልል” በሎም። | ዳግመኛም እላችኋለሁ፣ ሀብታም ሰው ወደ አምላክ መንግሥት ከሚገባ ግመል በመርፌ ቀዳዳ ቢሾልክ ይቀልላል።” |
52,964 | am_tg | ደቀ መዛሙርቱ ይህን ሲሰሙ በጣም ተገርመው “በዚህ ዓይነትማ ማን ሊድን ይችላል?” አሉ። | እቶም ደቀ መዛሙርቲ፡ እዚ ምስ ሰምዑ፡ “መን ኰን ኪድሕን ይኽእል፧” እናበሉ ብዙሕ ተገረሙ። |
52,965 | tg_am | እቶም ደቀ መዛሙርቲ፡ እዚ ምስ ሰምዑ፡ “መን ኰን ኪድሕን ይኽእል፧” እናበሉ ብዙሕ ተገረሙ። | ደቀ መዛሙርቱ ይህን ሲሰሙ በጣም ተገርመው “በዚህ ዓይነትማ ማን ሊድን ይችላል?” አሉ። |
52,966 | am_tg | ኢየሱስም ትኩር ብሎ እያያቸው “ይህ በሰዎች ዘንድ አይቻልም፤ በአምላክ ዘንድ ግን ሁሉ ነገር ይቻላል” አላቸው። | የሱስ ከኣ እናጠመቶም፡ “እዚ ብሰባት ኣይከኣልን እዩ፡ ብኣምላኽ ግና ኵሉ ይከኣል እዩ” በሎም። |
52,967 | tg_am | የሱስ ከኣ እናጠመቶም፡ “እዚ ብሰባት ኣይከኣልን እዩ፡ ብኣምላኽ ግና ኵሉ ይከኣል እዩ” በሎም። | ኢየሱስም ትኩር ብሎ እያያቸው “ይህ በሰዎች ዘንድ አይቻልም፤ በአምላክ ዘንድ ግን ሁሉ ነገር ይቻላል” አላቸው። |
52,968 | am_tg | ከዚያም ጴጥሮስ መልሶ “እነሆ፣ እኛ ሁሉን ትተን ተከትለንሃል፤ ታዲያ የምናገኘው ምን ይሆን?” አለው። | ሽዑ፡ ጴጥሮስ መሊሱ፡ “እንሆ፡ ንሕና ዅሉ ሓዲግና ስዒብናካ፣ እንታይ ኰን ክንረክብ ኢና፧” በሎ። |
52,969 | tg_am | ሽዑ፡ ጴጥሮስ መሊሱ፡ “እንሆ፡ ንሕና ዅሉ ሓዲግና ስዒብናካ፣ እንታይ ኰን ክንረክብ ኢና፧” በሎ። | ከዚያም ጴጥሮስ መልሶ “እነሆ፣ እኛ ሁሉን ትተን ተከትለንሃል፤ ታዲያ የምናገኘው ምን ይሆን?” አለው። |
52,970 | am_tg | ኢየሱስም እንዲህ አላቸው፦ “እውነት እላችኋለሁ፣ ሁሉም ነገር አዲስ በሚሆንበት ጊዜ የሰው ልጅ፣ ክብራማ በሆነው ዙፋኑ ላይ ሲቀመጥ እኔን የተከተላችሁኝ እናንተ በ12 ዙፋኖች ላይ ተቀምጣችሁ በ12ቱ የእስራኤል ነገዶች ላይ ትፈርዳላችሁ። | የሱስ ከኣ ከምዚ በሎም፦ “ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ብዳግመ ፍጥረት፡ በታ ወዲ ሰብ ኣብ ክቡር ዝፋኑ ዚቕመጠላ እዋን፡ ንስኻትኩም እቶም ዝሰዓብኩምኒ እውን ኣብ 12 ዝፋን ተቐሚጥኩም፡ ን12 ነገዳት እስራኤል ክትፈርዱ ኢኹም። |
52,971 | tg_am | የሱስ ከኣ ከምዚ በሎም፦ “ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ብዳግመ ፍጥረት፡ በታ ወዲ ሰብ ኣብ ክቡር ዝፋኑ ዚቕመጠላ እዋን፡ ንስኻትኩም እቶም ዝሰዓብኩምኒ እውን ኣብ 12 ዝፋን ተቐሚጥኩም፡ ን12 ነገዳት እስራኤል ክትፈርዱ ኢኹም። | ኢየሱስም እንዲህ አላቸው፦ “እውነት እላችኋለሁ፣ ሁሉም ነገር አዲስ በሚሆንበት ጊዜ የሰው ልጅ፣ ክብራማ በሆነው ዙፋኑ ላይ ሲቀመጥ እኔን የተከተላችሁኝ እናንተ በ12 ዙፋኖች ላይ ተቀምጣችሁ በ12ቱ የእስራኤል ነገዶች ላይ ትፈርዳላችሁ። |
52,972 | am_tg | እንዲሁም ስለ ስሜ ሲል ቤቶችን ወይም ወንድሞችን ወይም እህቶችን ወይም አባትን ወይም እናትን ወይም ልጆችን ወይም እርሻን የተወ ሁሉ መቶ እጥፍ ይቀበላል፤ የዘላለም ሕይወትም ይወርሳል። | ምእንቲ ስመይ ኢሉ ኣባይቲ፡ ወይ ኣሕዋት፡ ወይ ኣሓት፡ ወይ ኣቦ፡ ወይ ኣደ፡ ወይ ውሉዳት፡ ወይ ግራውቲ ዝሓደገ ዅሉ፡ 100 ዕጽፊ ኺረክብ፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት እውን ኪወርስ እዩ። |
52,973 | tg_am | ምእንቲ ስመይ ኢሉ ኣባይቲ፡ ወይ ኣሕዋት፡ ወይ ኣሓት፡ ወይ ኣቦ፡ ወይ ኣደ፡ ወይ ውሉዳት፡ ወይ ግራውቲ ዝሓደገ ዅሉ፡ 100 ዕጽፊ ኺረክብ፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት እውን ኪወርስ እዩ። | እንዲሁም ስለ ስሜ ሲል ቤቶችን ወይም ወንድሞችን ወይም እህቶችን ወይም አባትን ወይም እናትን ወይም ልጆችን ወይም እርሻን የተወ ሁሉ መቶ እጥፍ ይቀበላል፤ የዘላለም ሕይወትም ይወርሳል። |
52,974 | am_tg | “ሆኖም ፊተኞች የሆኑ ብዙዎች ኋለኞች፣ ኋለኞች የሆኑ ደግሞ ፊተኞች ይሆናሉ። | “ብዙሓት ቀዳሞት ግና ዳሕሮት፡ ዳሕሮት ድማ ቀዳሞት ኪዀኑ እዮም። |
52,975 | tg_am | “ብዙሓት ቀዳሞት ግና ዳሕሮት፡ ዳሕሮት ድማ ቀዳሞት ኪዀኑ እዮም። | “ሆኖም ፊተኞች የሆኑ ብዙዎች ኋለኞች፣ ኋለኞች የሆኑ ደግሞ ፊተኞች ይሆናሉ። |
52,976 | am_tg | ኢየሱስ ለ12 ደቀ መዛሙርቱ መመሪያ ሰጥቶ ከጨረሰ በኋላ በሌሎች ከተሞች ለማስተማርና ለመስበክ ሄደ። | የሱስ ን12 ደቀ መዛሙርቱ ኣዚዙ ምስ ወድአ፡ ኣብ ከተማታቶም ኪምህርን ኪሰብኽን ተበገሰ። |
52,977 | tg_am | የሱስ ን12 ደቀ መዛሙርቱ ኣዚዙ ምስ ወድአ፡ ኣብ ከተማታቶም ኪምህርን ኪሰብኽን ተበገሰ። | ኢየሱስ ለ12 ደቀ መዛሙርቱ መመሪያ ሰጥቶ ከጨረሰ በኋላ በሌሎች ከተሞች ለማስተማርና ለመስበክ ሄደ። |
52,978 | am_tg | ዮሐንስ በእስር ቤት ሆኖ ክርስቶስ ስላከናወናቸው ሥራዎች ሲሰማ ደቀ መዛሙርቱን በመላክ | ዮሃንስ ግና፡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኸሎ፡ ብዛዕባ ግብርታት ክርስቶስ ምስ ሰምዐ፡ ንደቀ መዛሙርቱ ልኢኹ፡ |
52,979 | tg_am | ዮሃንስ ግና፡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኸሎ፡ ብዛዕባ ግብርታት ክርስቶስ ምስ ሰምዐ፡ ንደቀ መዛሙርቱ ልኢኹ፡ | ዮሐንስ በእስር ቤት ሆኖ ክርስቶስ ስላከናወናቸው ሥራዎች ሲሰማ ደቀ መዛሙርቱን በመላክ |
52,980 | am_tg | “ይመጣል የተባልከው አንተ ነህ ወይስ ሌላ እንጠብቅ?” ሲል ጠየቀው። | “እቲ ዚመጽእሲ ንስኻ ዲኻ፡ ወይስ ካልእ ክንጽበ ኢና፧” ኢሉ ሓተቶ። |
52,981 | tg_am | “እቲ ዚመጽእሲ ንስኻ ዲኻ፡ ወይስ ካልእ ክንጽበ ኢና፧” ኢሉ ሓተቶ። | “ይመጣል የተባልከው አንተ ነህ ወይስ ሌላ እንጠብቅ?” ሲል ጠየቀው። |
52,982 | am_tg | ኢየሱስም እንዲህ ሲል መለሰላቸው፦ “ሄዳችሁ የምትሰሙትንና የምታዩትን ነገር ለዮሐንስ ንገሩት፤ | የሱስ ድማ ከምዚ ኢሉ መለሰሎም፦ “ኬድኩም፡ እዚ እትሰምዕዎን እትርእይዎን ዘለኹም ንዮሃንስ ንገርዎ፦ |
52,983 | tg_am | የሱስ ድማ ከምዚ ኢሉ መለሰሎም፦ “ኬድኩም፡ እዚ እትሰምዕዎን እትርእይዎን ዘለኹም ንዮሃንስ ንገርዎ፦ | ኢየሱስም እንዲህ ሲል መለሰላቸው፦ “ሄዳችሁ የምትሰሙትንና የምታዩትን ነገር ለዮሐንስ ንገሩት፤ |
52,984 | am_tg | ዓይነ ስውሮች እያዩ ነው፤ አንካሶች እየተራመዱ ነው፤ የሥጋ ደዌ የያዛቸው እየነጹ ነው፤ መስማት የተሳናቸው እየሰሙ ነው፤ ሙታን እየተነሱ ነው፤ ድሆችም ምሥራቹ እየተነገራቸው ነው። | ዕዉራት ይርእዩ፡ ሓንካሳት ይኸዱ፡ ድዉያት ይነጽሁ፡ ጸማማት ይሰምዑ፡ ምዉታት ይትንስኡ፡ ድኻታት ድማ ይብሰሩ ኣለዉ። |
52,985 | tg_am | ዕዉራት ይርእዩ፡ ሓንካሳት ይኸዱ፡ ድዉያት ይነጽሁ፡ ጸማማት ይሰምዑ፡ ምዉታት ይትንስኡ፡ ድኻታት ድማ ይብሰሩ ኣለዉ። | ዓይነ ስውሮች እያዩ ነው፤ አንካሶች እየተራመዱ ነው፤ የሥጋ ደዌ የያዛቸው እየነጹ ነው፤ መስማት የተሳናቸው እየሰሙ ነው፤ ሙታን እየተነሱ ነው፤ ድሆችም ምሥራቹ እየተነገራቸው ነው። |
52,986 | am_tg | በእኔ ምክንያት የማይሰናከል ደስተኛ ነው።” | እቲ ብኣይ ዘይዕንቀፍ፡ ሕጉስ እዩ።” |
52,987 | tg_am | እቲ ብኣይ ዘይዕንቀፍ፡ ሕጉስ እዩ።” | በእኔ ምክንያት የማይሰናከል ደስተኛ ነው።” |
52,988 | am_tg | መልእክተኞቹ ከሄዱ በኋላ ኢየሱስ ስለ ዮሐንስ እንዲህ ሲል ለሕዝቡ ይናገር ጀመር፦ “ወደ ምድረ በዳ የሄዳችሁት ምን ለማየት ነበር? ነፋስ የሚያወዛውዘውን ሸምበቆ? | እዚኣቶም ኪኸዱ ኸለዉ፡ የሱስ ነቶም ህዝቢ ብዛዕባ ዮሃንስ ከምዚ ኺብሎም ጀመረ፦ “ኣብ በረኻ እንታይ ክትርእዩ ወጺእኩም፧ ብንፋስ ሰሰው ዚብል ሻምብቆ፧ |
52,989 | tg_am | እዚኣቶም ኪኸዱ ኸለዉ፡ የሱስ ነቶም ህዝቢ ብዛዕባ ዮሃንስ ከምዚ ኺብሎም ጀመረ፦ “ኣብ በረኻ እንታይ ክትርእዩ ወጺእኩም፧ ብንፋስ ሰሰው ዚብል ሻምብቆ፧ | መልእክተኞቹ ከሄዱ በኋላ ኢየሱስ ስለ ዮሐንስ እንዲህ ሲል ለሕዝቡ ይናገር ጀመር፦ “ወደ ምድረ በዳ የሄዳችሁት ምን ለማየት ነበር? ነፋስ የሚያወዛውዘውን ሸምበቆ? |
52,990 | am_tg | ታዲያ ምን ለማየት ነበር የሄዳችሁት? ምርጥ ልብስ የለበሰ ሰው ለማየት? ምርጥ ልብስ የለበሱማ የሚገኙት በነገሥታት ቤት ነው። | እንታይ ደኣ ኽትርእዩ ወጺእኩም፧ ልስሉስ ክዳውንቲ እተኸድነ ሰብ፧ ልስሉስ ክዳውንቲ እተኸድኑስ፡ ኣብ ኣባይቲ ነገስታት እዮም ዘለዉ። |
52,991 | tg_am | እንታይ ደኣ ኽትርእዩ ወጺእኩም፧ ልስሉስ ክዳውንቲ እተኸድነ ሰብ፧ ልስሉስ ክዳውንቲ እተኸድኑስ፡ ኣብ ኣባይቲ ነገስታት እዮም ዘለዉ። | ታዲያ ምን ለማየት ነበር የሄዳችሁት? ምርጥ ልብስ የለበሰ ሰው ለማየት? ምርጥ ልብስ የለበሱማ የሚገኙት በነገሥታት ቤት ነው። |
52,992 | am_tg | ታዲያ ለምን ሄዳችሁ? ነቢይ ለማየት? አዎ፣ እላችኋለሁ፣ ከነቢይም የሚበልጥ ነው። | ስለምንታይ ደኣ ወጺእኩም፧ ነብዪ ኽትርእዩ፧ እወ፡ ካብ ነብዪ እኳ ደኣ ዚበልጽ እዩ፡ እብለኩም ኣለኹ። |
52,993 | tg_am | ስለምንታይ ደኣ ወጺእኩም፧ ነብዪ ኽትርእዩ፧ እወ፡ ካብ ነብዪ እኳ ደኣ ዚበልጽ እዩ፡ እብለኩም ኣለኹ። | ታዲያ ለምን ሄዳችሁ? ነቢይ ለማየት? አዎ፣ እላችኋለሁ፣ ከነቢይም የሚበልጥ ነው። |
52,994 | am_tg | ‘እነሆ፣ ከፊትህ እየሄደ መንገድህን እንዲያዘጋጅ መልእክተኛዬን ከአንተ አስቀድሜ እልካለሁ!’ ተብሎ የተጻፈው ስለ እሱ ነው። | እቲ፡ ‘እንሆ፡ ኣብ ቅድሜኻ መገድኻ ዚጸርግ ልኡኸይ ቀቅድሜኻ እልእኽ ኣለኹ’ ተባሂሉ እተጻሕፈሉ፡ ንሱ እዩ። |
52,995 | tg_am | እቲ፡ ‘እንሆ፡ ኣብ ቅድሜኻ መገድኻ ዚጸርግ ልኡኸይ ቀቅድሜኻ እልእኽ ኣለኹ’ ተባሂሉ እተጻሕፈሉ፡ ንሱ እዩ። | ‘እነሆ፣ ከፊትህ እየሄደ መንገድህን እንዲያዘጋጅ መልእክተኛዬን ከአንተ አስቀድሜ እልካለሁ!’ ተብሎ የተጻፈው ስለ እሱ ነው። |
52,996 | am_tg | እውነት እላችኋለሁ፣ ከሴት ከተወለዱት መካከል ከመጥምቁ ዮሐንስ የሚበልጥ አልተነሳም፤ ሆኖም በመንግሥተ ሰማያት ዝቅተኛ የሆነው እንኳ ይበልጠዋል። | ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ካብቶም ካብ ኣንስቲ እተወልዱ፡ ካብ ዮሃንስ መጥምቕ ዚዓቢ ኣይተንስአን፣ እቲ ኣብ መንግስተ ሰማያት ዝነኣሰ ግና፡ ካብኡ ዝዓበየ እዩ። |
52,997 | tg_am | ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ካብቶም ካብ ኣንስቲ እተወልዱ፡ ካብ ዮሃንስ መጥምቕ ዚዓቢ ኣይተንስአን፣ እቲ ኣብ መንግስተ ሰማያት ዝነኣሰ ግና፡ ካብኡ ዝዓበየ እዩ። | እውነት እላችኋለሁ፣ ከሴት ከተወለዱት መካከል ከመጥምቁ ዮሐንስ የሚበልጥ አልተነሳም፤ ሆኖም በመንግሥተ ሰማያት ዝቅተኛ የሆነው እንኳ ይበልጠዋል። |
52,998 | am_tg | መንግሥተ ሰማያት ከመጥምቁ ዮሐንስ ዘመን ጀምሮ እስካሁን ድረስ ሰዎች የሚጋደሉለት ግብ ሆኗል፤ በተጋድሏቸው የሚጸኑም ያገኙታል። | ካብ ዘመን ዮሃንስ መጥምቕ ክሳዕ ሕጂ፡ ንመንግስተ ሰማያት ሸቶኦም ገይሮም ይጋደሉላ ኣለዉ፣ እቶም ዚጋደሉ ድማ ይረኽብዋ ኣለዉ። |
52,999 | tg_am | ካብ ዘመን ዮሃንስ መጥምቕ ክሳዕ ሕጂ፡ ንመንግስተ ሰማያት ሸቶኦም ገይሮም ይጋደሉላ ኣለዉ፣ እቶም ዚጋደሉ ድማ ይረኽብዋ ኣለዉ። | መንግሥተ ሰማያት ከመጥምቁ ዮሐንስ ዘመን ጀምሮ እስካሁን ድረስ ሰዎች የሚጋደሉለት ግብ ሆኗል፤ በተጋድሏቸው የሚጸኑም ያገኙታል። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.