Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
52,600
am_tg
በከተማዋም ውስጥ ሰዎች ይኖራሉ፤ ከእንግዲህም ጥፋት እንዲደርስባት አትረገምም፤ ደግሞም ኢየሩሳሌም ሰዎች ያለስጋት የሚኖሩባት ቦታ ትሆናለች።
ህዝቢ ድማ ኪነብርዋ እዮም፣ ደጊም ከኣ ከቶ መርገም ጥፍኣት ኣይኪኸውንን እዩ፣ የሩሳሌም እውን ብደሓን ክትንበር እያ።
52,601
tg_am

52,602
am_tg
“ይሖዋ ኢየሩሳሌምን የሚወጉ ሕዝቦችን ሁሉ የሚቀስፍበት መቅሰፍት ይህ ነው፦ በእግራቸው ቆመው እያለ ሥጋቸው ይበሰብሳል፤ ዓይኖቻቸውም በጉድጓዶቻቸው ውስጥ ይበሰብሳሉ፤ ምላሳቸውም በአፋቸው ውስጥ ይበሰብሳል።
“እቲ የሆዋ ንዅሎም እቶም ንየሩሳሌም ዚዋግእዋ ህዝብታት ዚቐዝፈሉ መቕዘፍቲ ድማ እዚ እዩ፦ ብኣእጋሮም ደው ኢሎም ከለዉ ስጋኦም ኪምሽምሽ እዩ፣ ኣዒንቶም ከኣ ኣብ ጕድጓደን ኪምሽምሻ እየን፣ ልሳኖም ድማ ኣብ ኣፎም ክትምሽምሽ እያ።
52,603

52,604
am_tg
“በዚያ ቀን ከይሖዋ ዘንድ የመጣ ሽብር በመካከላቸው ይሰራጫል፤ እያንዳንዱም ሰው የባልንጀራውን እጅ ይይዛል፤ እጁንም በባልንጀራው እጅ ላይ ያነሳል።
“በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ካብ የሆዋ ዚመጽእ ዕግርግር ኣብ መንጎኦም ኬስፋሕፍሕ እዩ፣ ነፍሲ ወከፍ ከኣ ኢድ ብጻዩ ዓትዒቱ ኺሕዝ እዩ፣ ኢዱ እውን ኣንጻር ኢድ ብጻዩ ኽትልዓል እያ።
52,605

52,606
am_tg
ይሁዳም ራሱ በኢየሩሳሌም በሚደረገው ውጊያ ይካፈላል፤ በዙሪያዋም ያሉ ብሔራት ሁሉ ሀብት ይኸውም ወርቅ፣ ብርና ልብስ በብዛት ይሰበሰባል።
ይሁዳ ድማ ኣብቲ ኣብ የሩሳሌም ዚግበር ውግእ ክትሳተፍ እያ፣ ሃብቲ ዅሎም እቶም ኣብ ዙርያ ዘለዉ ኣህዛብ፡ ኣዝዩ ብዙሕ ወርቅን ብሩርን ክዳውንትን ከኣ ኪእከብ እዩ።
52,607

52,608
am_tg
“በየሰፈሩ ባሉት ፈረሶች፣ በቅሎዎች፣ ግመሎች፣ አህዮችና መንጎች ሁሉ ላይ ተመሳሳይ መቅሰፍት ይወርዳል።
“ከምቲ መቕዘፍቲ ዝበለ መቕዘፍቲ እውን ኣብ ልዕሊ ኣፍራስን ኣባቕልን ኣግማልን ኣእዱግን ኣብ ልዕሊ እተን ኣብቲ ሰፈራት ዚርከባ ዅለን ማልን ኪመጽእ እዩ።
52,609

52,610
am_tg
“በኢየሩሳሌም ላይ ከተነሱት ብሔራት ሁሉ የሚተርፉት ሰዎች በሙሉ ለንጉሡ ለሠራዊት ጌታ ለይሖዋ ለመስገድና የዳስ በዓልን ለማክበር በየዓመቱ ይወጣሉ።
“ኵሎም ተረፍ እቶም ኣንጻር የሩሳሌም ዚመጹ ኣህዛብ ድማ ንንጉስ፡ ንየሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኪሰግዱሉን በዓል ዳስ ኬብዕሉን ዓመት ዓመት ኪድይቡ እዮም።
52,611

52,612
am_tg
ይሁንና ከምድር ብሔራት መካከል ለንጉሡ ለሠራዊት ጌታ ለይሖዋ ለመስገድ ወደ ኢየሩሳሌም የማይወጡ ቢኖሩ ዝናብ አይዘንብላቸውም።
ግናኸ፡ ካብ ዓሌታት ምድሪ ሓደ እኳ ንንጉስ፡ ንየሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኪሰግደሉ ናብ የሩሳሌም እንተ ዘይደይቡ፡ ኣባታቶም ዝናም ኣይኪዘንምን እዩ።
52,613

52,614
am_tg
የግብፅ ሰዎች ባይወጡና ወደ ከተማዋ ባይገቡ ዝናብ አይዘንብላቸውም። እንዲያውም ይሖዋ የዳስ በዓልን ለማክበር ባልመጡት ብሔራት ላይ በሚያመጣቸው መቅሰፍቶች ይቀሰፋሉ።
ዓሌት ግብጺ እንተ ዘይደይቦምን እንተ ዘይመጺኦምን ከኣ፡ ዝናም ኣይኪረኽቡን እዮም። ኣብ ክንዳኡስ፡ እቲ የሆዋ ነቶም በዓል ዳስ ኬብዕሉ ዘይደየቡ ኣህዛብ ዝቐዘፈሉ መቕዘፍቲ ኺመጾም እዩ።
52,615

52,616
am_tg
ግብፅ ለፈጸመችው ኃጢአትና የዳስ በዓልን ለማክበር ያልወጡት ብሔራት ሁሉ ለሠሩት ኃጢአት ይህ ቅጣት ይደርስባቸዋል።
ንሓጢኣት ግብጽን ንሓጢኣት ኵሎም እቶም በዓል ዳስ ኬብዕሉ ዘይደየቡ ኣህዛብን እዚ መቕጻዕቲ እዚ ኪኸውን እዩ።
52,617

52,618
am_tg
“በዚያ ቀን በፈረሶቹ ቃጭል ላይ ‘ቅድስና የይሖዋ ነው!’ ተብሎ ይጻፋል። በይሖዋ ቤት ያሉት ድስቶች በመሠዊያው ፊት እንዳሉት ሳህኖች ይሆናሉ።
“በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ‘ቅድስና ናይ የሆዋ!’ ዚብል ቃላት ኣብ ደወላት ኣፍራስ ኪጽሓፍ እዩ። ኣብ ቤት የሆዋ ዚህሉ ቝራዓት ድማ ከምቲ ኣብ ቅድሚ መሰውኢ ዚርከብ ጭሔሎታት ኪኸውን እዩ።
52,619

52,620
am_tg
በኢየሩሳሌምና በይሁዳ ያሉ ድስቶች በሙሉ ቅዱስና ለሠራዊት ጌታ ለይሖዋ የተወሰኑ ይሆናሉ፤ መሥዋዕት የሚያቀርቡትም ሁሉ ገብተው የተወሰኑትን ድስቶች ለመቀቀያ ይጠቀሙባቸዋል። በዚያ ቀን በሠራዊት ጌታ በይሖዋ ቤት ዳግመኛ ከነአናዊ አይገኝም።”
ኵሉ እቲ ኣብ የሩሳሌምን ኣብ ይሁዳን ዚርከብ ቍራዕ ከኣ ቅዱስ ኪኸውን፡ ናይ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት እውን ኪኸውን እዩ፣ ኵሎም እቶም ዚስውኡ ድማ መጺኦም ብገለ ኻብኡ ኼብስሉ እዮም። በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ኣብ ቤት የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከነኣናዊ ደጊም ኣይኪህሉን እዩ።”
52,621

52,622
am_tg
ከእኔ ጋር ይነጋገር የነበረው መልአክ ተመልሶ መጥቶ አንድን ሰው ከእንቅልፉ እንደሚቀሰቅስ ቀሰቀሰኝ።
እቲ ምሳይ ዚዛረብ ዝነበረ መልኣኽ ተመሊሱ፡ ከምቲ ንሰብ ካብ ድቃሱ ዜበራብሮ ገይሩ፡ ኣበራበረኒ።
52,623

52,624
am_tg
ከዚያም “የምታየው ምንድን ነው?” አለኝ። እኔም እንዲህ አልኩት፦ “እነሆ፣ ሙሉ በሙሉ በወርቅ የተሠራና ላዩ ላይ ሳህን ያለበት መቅረዝ ይታየኛል። በላዩ ላይ ሰባት መብራቶች፣ አዎ ሰባት መብራቶች አሉበት፤ አናቱ ላይ ያሉት ሰባት መብራቶችም ሰባት ቱቦዎች አሏቸው።
“እንታይ ትርኢ ኣለኻ፧” ድማ በለኒ። ኣነ ኸኣ ከምዚ በልኩ፦ “እንሆ፡ ኵለንትናኡ ኻብ ወርቂ እተገብረ ቐዋሚ ቐንዴል፡ ኣብ ርእሱ ኸኣ ጭሔሎ እርኢ ኣለኹ። ኣብኡ ድማ ሸውዓተ ቐንዴል፡ እወ፡ ሸውዓተ ኣሎ፣ እቲ ኣብ ርእሱ ዘሎ ቐነዲል ከኣ ሸውዓተ ሻምብቆ ኣለዎ።
52,625

52,626
am_tg
ከጎኑም አንዱ ከሳህኑ በስተ ቀኝ፣ አንዱ ደግሞ በስተ ግራ የቆሙ ሁለት የወይራ ዛፎች አሉ።”
ኣብ ጥቓኡ ኸኣ ክልተ ኦም ኣውልዕ፡ ሓንቲ ብየማን እታ ጭሔሎ፡ ሓንቲ ብጸጋማ ኣለዋ።”
52,627

52,628
am_tg
ከዚያም ሲያነጋግረኝ የነበረውን መልአክ “ጌታዬ ሆይ፣ የእነዚህ ነገሮች ትርጉም ምንድን ነው?” በማለት ጠየቅኩት።
ሽዑ፡ ነቲ ምሳይ ዚዛረብ ዝነበረ መልኣኽ፡ “ጐይታይ፡ እዚ እንታይ ማለት እዩ፧” ኢለ ሓተትክዎ።
52,629

52,630
am_tg
ከእኔ ጋር ሲነጋገር የነበረውም መልአክ “የእነዚህ ነገሮች ትርጉም ምን እንደሆነ አታውቅም?” ሲል ጠየቀኝ። እኔም “ጌታዬ ሆይ፣ አላውቅም” ብዬ መለስኩለት።
እቲ ምሳይ ዚዛረብ ዝነበረ መልኣኽ ድማ፡ “እዚ እንታይ ማለት ምዃኑዶ ኣይትፈልጥን ኢኻ፧” ኢሉ ሓተተኒ። ኣነ ኸኣ፡ “ኣይፋልን፡ ጐይታይ” ኢለ መለስኩ።
52,631

52,632
am_tg
በዚህ ጊዜ እንዲህ አለኝ፦ “ይሖዋ ለዘሩባቤል የተናገረው ቃል ይህ ነው፦ ‘“በመንፈሴ እንጂ፣ በወታደራዊ ኃይል ወይም በጉልበት አይደለም” ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ።
ሽዑ፡ ከምዚ በለኒ፦ “እቲ ንዘሩባቤል ዚኸውን ቃል የሆዋ እዚ እዩ፦ ‘“ብመንፈሰይ እምበር፡ ብሰራዊትን ብሓይልን ኣይኰነን” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።
52,633

52,634
am_tg
ታላቅ ተራራ ሆይ፣ አንተ ማን ነህ? በዘሩባቤል ፊት ደልዳላ መሬት ትሆናለህ። “እንዴት ያምራል! እንዴት ያምራል!” እያሉ በሚጮኹበት ጊዜ እሱ የመደምደሚያውን ድንጋይ ያወጣል።’”
ኣታ ዓብዪ ኸረን፡ መን ኢኻ፧ ኣብ ቅድሚ ዘሩባቤል ጐልጐል ክትከውን ኢኻ። “ክንደይ ይጽብቕ! ክንደይ ይጽብቕ!” ተባሂሉ እናተጨደረ፡ ንሱ እምኒ ርእሲ ኼውጽእ እዩ።’”
52,635

52,636
am_tg
የይሖዋ ቃል እንዲህ ሲል ዳግመኛ ወደ እኔ መጣ፦
ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ ድማ ከም ብሓድሽ መጸኒ፦
52,637
tg_am
ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ ድማ ከም ብሓድሽ መጸኒ፦
የይሖዋ ቃል እንዲህ ሲል ዳግመኛ ወደ እኔ መጣ፦
52,638
am_tg
“የዘሩባቤል እጆች የዚህን ቤት መሠረት ጥለዋል፤ የገዛ እጆቹም ያጠናቅቁታል። እኔንም ወደ እናንተ የላከኝ የሠራዊት ጌታ ይሖዋ እንደሆነ ታውቃላችሁ።
“ኣእዳው ዘሩባቤል ንመሰረት እዛ ቤት እዚኣ ሰሪተናኣ እየን፣ ኣእዳዉ እውን ኪፍጽማኣ እየን። የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ናባኻትኩም ከም ዝለኣኸኒ ኸኣ ክትፈልጥ ኢኻ።
52,639

52,640
am_tg
ሥራው በትንሹ የተጀመረበትን ቀን የናቀ ማን ነው? እነሱ ሐሴት ያደርጋሉና፤ በዘሩባቤልም እጅ ላይ ቱምቢውን ያያሉ። እነዚህ ሰባቱ በመላው ምድር የሚዘዋወሩ የይሖዋ ዓይኖች ናቸው።”
ንመዓልቲ ንኣሽቱ ጅመራ ዚንዕቕሲ መን እዩ፧ ንሳቶምሲ ኺሕጐሱን ኣብ ኢድ ዘሩባቤል መለክዒ መንደቕ ኪርእዩን እዮም። እዘን ሸውዓተሲ እተን ኣብ ኵላ ምድሪ ዚዞራ ኣዒንቲ የሆዋ እየን።”
52,641

52,642
am_tg
ከዚያም “ከመቅረዙ በስተ ቀኝና በስተ ግራ ያሉት የእነዚህ ሁለት የወይራ ዛፎች ትርጉም ምንድን ነው?” በማለት ጠየቅኩት።
ሽዑ፡ “እዘን ኣብ የማንን ኣብ ጸጋምን እቲ ቐዋሚ ቐንዴል ዘለዋ ኽልተ ኦም ኣውልዕሲ እንታይ ማለት እየን፧” ኢለ ሓተትክዎ።
52,643

52,644
am_tg
ለሁለተኛም ጊዜ እንዲህ ስል ጠየቅኩት፦ “በሁለቱ የወርቅ ቱቦዎች አማካኝነት ወርቃማ ፈሳሽ የሚያፈሱት የሁለቱ የወይራ ዛፎች ቅርንጫፎች ትርጉም ምንድን ነው?”
ካልኣይ ሳዕ እውን፡ “እዞም በቲ ኽልተ ሻምብቆ ወርቂ ኣቢሎም ፈሳሲ ወርቂ ዜፍስሱ ኽልተ ጕጅለ ውልዶታት ኣእዋም ኣውልዕ እንታይ ማለት እዮም፧” ኢለ ሓተትክዎ።
52,645

52,646
am_tg
እሱም “የእነዚህ ነገሮች ትርጉም ምን እንደሆነ አታውቅም?” አለኝ። እኔም “ጌታዬ ሆይ፣ አላውቅም” ብዬ መለስኩለት።
ንሱ ኸኣ፡ “እዚኣቶም እንታይ ምዃኖምዶ ኣይትፈልጥን ኢኻ፧” በለኒ። ኣነ ድማ፡ “ኣይፋልን፡ ጐይታይ” ኢለ መለስኩ።
52,647

52,648
am_tg
እሱም “እነዚህ በምድር ሁሉ ጌታ አጠገብ የቆሙት ሁለቱ ቅቡዓን ናቸው” አለ።
ንሱ ኸኣ፡ “እዚኣቶምሲ እቶም ኣብ ጐድኒ እቲ ጐይታ ብዘላ ምድሪ ደው ኢሎም ዘለዉ ኽልተ ቕቡኣት እዮም” በለ።
52,649

52,650
am_tg
የፍርድ መልእክት፦ “ስለ እስራኤል የተነገረው የይሖዋ ቃል።”ሰማያትን የዘረጋው፣የምድርን መሠረት የጣለውናየሰውን መንፈስ በውስጡ የሠራው ይሖዋ እንዲህ ይላል፦
ከቢድ መልእኽቲ፦ “ቃል የሆዋ ብዛዕባ እስራኤል” ይብልእቲ ሰማያት ዝዘርግሐ፡መሰረት ምድሪ ዝሰረተ፡መንፈስ ሰብ ከኣ ኣብ ውሽጡ ዝገበረ የሆዋ።
52,651

52,652
am_tg
“እነሆ፣ ኢየሩሳሌምን በዙሪያዋ ያሉትን ሕዝቦች ሁሉ የምታንገዳግድ ጽዋ አደርጋታለሁ፤ ጠላት ይሁዳንም ሆነ ኢየሩሳሌምን ይከባል።
“እንሆ፡ ንየሩሳሌም፡ ኣብ ዙርያ ንዘለዉ ህዝብታት ሰንከልከል እተብል ጽዋእ ክገብራ እየ፣ ይሁዳ ድማ ክትክበብ እያ፣ የሩሳሌም እውን ከምኡ።
52,653

52,654
am_tg
በዚያ ቀን ኢየሩሳሌምን ለሕዝቦች ሁሉ ከባድ ድንጋይ አደርጋታለሁ። ድንጋዩን የሚያነሱት ሁሉ ክፉኛ መጎዳታቸው የማይቀር ነው፤ የምድር ብሔራትም ሁሉ በእሷ ላይ ይሰበሰባሉ።
በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ንየሩሳሌም፡ ንዅሎም ህዝብታት ከቢድ እምኒ ኽገብራ እየ። ኵሎም እቶም ዜልዕልዋ ብርግጽ ኣመና ኪቘስሉ እዮም፣ ኵሎም ኣህዛብ ምድሪ ኸኣ ኣንጻራ ኺእከቡ እዮም።
52,655

52,656
am_tg
በዚያ ቀን” ይላል ይሖዋ፣ “እያንዳንዱን ፈረስ በድንጋጤ፣ ጋላቢውንም በእብደት እመታለሁ። ዓይኖቼን በይሁዳ ቤት ላይ አደርጋለሁ፤ የሕዝቦቹን ፈረሶች ሁሉ ግን አሳውራለሁ።
በታ መዓልቲ እቲኣ” ይብል የሆዋ፡ “ንዅሉ ፈረስ ብስምባድ፡ ንተወጣሒኡ ድማ ብጽላለ ኽወቅዕ እየ። ኣዒንተይ ኣብ ቤት ይሁዳ ኼተኵራ እየን፣ ንዅሉ ፈረስ ህዝብታት ግና ብዑረት ክወቅዕ እየ።
52,657

52,658
am_tg
የይሁዳም አለቆች በልባቸው ‘የሠራዊት ጌታ ይሖዋ አምላካቸው ስለሆነ የኢየሩሳሌም ነዋሪዎች ብርታታችን ናቸው’ ይላሉ።
ሹማምንቲ ይሁዳ ኸኣ ብልቦም፡ ‘ነበርቲ የሩሳሌም ብኣምላኾም የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ብርታዐይ እዮም’ ኪብሉ እዮም።
52,659

52,660
am_tg
በዚያን ቀን የይሁዳን አለቆች በእንጨት መካከል እንዳለ የሚነድ ምድጃና በታጨደ እህል መካከል እንዳለ የሚነድ ችቦ አደርጋቸዋለሁ፤ እነሱም በስተ ቀኝም ሆነ በስተ ግራ፣ በዙሪያቸው ያሉትን ሕዝቦች ሁሉ ይበላሉ፤ ኢየሩሳሌምም በገዛ ስፍራዋ ይኸውም በኢየሩሳሌም ዳግመኛ የሰዎች መኖሪያ ትሆናለች።
በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ንሹማምንቲ ይሁዳ ኣብ መንጎ ዕንጨይቲ ኸም ምድጃ ሓዊ፡ ኣብ መንጎ ተር ዝበለ ዕጻድ ከም ፋና ሓዊ ኽገብሮም እየ፣ ንሳቶም ድማ ንዅሎም እቶም ኣብ ዙርያኦም ብየማንን ብጸጋምን ዘለዉ ህዝብታት ኪበልዕዎም እዮም፣ የሩሳሌም ከኣ ኣብ ቦታኣ፡ ኣብ የሩሳሌም፡ ከም ብሓድሽ ነበርቲ ኺህልውዋ እዮም።
52,661

52,662
am_tg
“የዳዊት ቤት ውበትና የኢየሩሳሌም ነዋሪዎች ውበት ከይሁዳ እጅግ የበለጠ እንዳይሆን ይሖዋ በመጀመሪያ የይሁዳን ድንኳኖች ያድናል።
“የሆዋ ድማ ጽባቐ ቤት ዳዊትን ጽባቐ ነበርቲ የሩሳሌምን ኣብ ልዕሊ ይሁዳ እምብዛ ኸይዓብስ፡ ቅድም ድንኳናት ይሁዳ ኼድሕን እዩ።
52,663

52,664
am_tg
በዚያ ቀን ይሖዋ በኢየሩሳሌም ነዋሪዎች ዙሪያ መከታ ይሆናል፤ በዚያም ቀን ከእነሱ መካከል የሚሰናከለው እንደ ዳዊት ይሆናል፤ የዳዊትም ቤት እንደ አምላክ፣ በፊታቸውም እንደሚሄደው የይሖዋ መልአክ ይሆናል።
በታ መዓልቲ እቲኣ፡ የሆዋ ኣብ ዙርያ ነበርቲ የሩሳሌም ኰይኑ ኺከላኸለሎም እዩ፣ በታ መዓልቲ እቲኣ፡ እቲ ኻባታቶም ዚዕንቀፍ ከም ዳዊት፡ ቤት ዳዊት እውን ከም ኣምላኽ፡ ከምቲ ቐቅድሚኦም ዚኸይድ መልኣኽ የሆዋ ኪኸውን እዩ።
52,665

52,666
am_tg
ደግሞም በዚያ ቀን በኢየሩሳሌም ላይ የሚመጡትን ብሔራት ሁሉ ለማጥፋት ቆርጬ እነሳለሁ።
በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ንዅሎም እቶም ኣንጻር የሩሳሌም ዚመጹ ኣህዛብ ብርግጽ ከጥፍኦም እየ።
52,667

52,668
am_tg
“በዳዊት ቤትና በኢየሩሳሌም ነዋሪዎች ላይ የሞገስንና የምልጃን መንፈስ አፈሳለሁ፤ እነሱም የወጉትን ያዩታል፤ ለአንድያ ልጅም እንደሚለቀስ ያለቅሱለታል፤ ለበኩር ልጅ እንደሚለቀሰው ያለ መራራ ለቅሶም ያለቅሱለታል።
“ኣብ ቤት ዳዊትን ኣብ ነበርቲ የሩሳሌምን መንፈስ ሞገስን ምህለላን ከፍስስ እየ፣ ንሳቶም ድማ ነቲ ዝወግእዎ ኺጥምትዎ እዮም፣ ከምቲ ንሓደ በይኑ ውሉድ ዋይዋይ ዚብሃለሉ ገይሮም ከኣ ዋይዋይ ኪብሉሉ እዮም፣ ከምቲ ንበዅሪ ወዲ ዚሕዘነሉ ገይሮም ድማ ኣምሪሮም ኪሓዝኑሉ እዮም።
52,669

52,670
am_tg
በዚያን ቀን በኢየሩሳሌም የሚለቀሰው ለቅሶ በመጊዶ ሜዳ፣ በሃዳድሪሞን እንደተለቀሰው ለቅሶ ታላቅ ይሆናል።
በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ዋይዋይታ የሩሳሌም፡ ከም ዋይዋይታ ሃዳድሪሞን ኣብ ጐልጐል መጊዶ፡ ዓብዪ ኪኸውን እዩ።
52,671

52,672
am_tg
ምድሪቱም ታለቅሳለች፤ እያንዳንዱም ቤተሰብ ለየብቻው ያለቅሳል፤ የዳዊት ቤት ቤተሰብ ለብቻው፣ ሴቶቻቸውም ለብቻቸው፣ የናታን ቤት ቤተሰብ ለብቻው፣ ሴቶቻቸውም ለብቻቸው፣
እታ ምድሪ ኸኣ ዋይዋይ ክትብል እያ፣ ማለት፡ ነፍሲ ወከፍ ዓሌት ንበይኑ፣ ዓሌት ቤት ዳዊት ንበይና፡ ኣንስቶም እውን ንበይነን፣ ዓሌት ቤት ናታን ንበይና፡ ኣንስቶም እውን ንበይነን፣
52,673

52,674
am_tg
የሌዊ ቤት ቤተሰብ ለብቻው፣ ሴቶቻቸውም ለብቻቸው፣ የሺምአይ ቤት ቤተሰብ ለብቻው፣ ሴቶቻቸውም ለብቻቸው፣
ዓሌት ቤት ሌዊ ንበይና፡ ኣንስቶም እውን ንበይነን፣ ዓሌት ሺምዓውያን ንበይኖም፡ ኣንስቶም እውን ንበይነን፣
52,675

52,676
am_tg
የቀሩትም ቤተሰቦች በሙሉ፣ እያንዳንዱ ቤተሰብ ለብቻው፣ ሴቶቻቸውም ለብቻቸው ያለቅሳሉ።
ኵሎም እቶም ዝተረፉ ዓሌታት ከኣ፡ ነፍሲ ወከፍ ዓሌት ነንበይኑ፡ ኣንስቶም እውን ንበይነን።
52,677

52,678
am_tg
ዳግመኛም ቀና ብዬ ስመለከት አራት ሠረገሎች ከሁለት ተራሮች መካከል ሲመጡ አየሁ፤ ተራሮቹም የመዳብ ተራሮች ነበሩ።
ሽዑ፡ ከም ብሓድሽ ኣዒንተይ ኣልዒለ ኣርባዕተ ሰረገላ ኻብ መንጎ ኽልተ ኸረን ኪመጻ ረኣኹ፣ እቲ ኣኽራን እውን ኣኽራን ነሓሲ ነበረ።
52,679

52,680
am_tg
የመጀመሪያውን ሠረገላ የሚጎትቱት ቀይ ፈረሶች፣ ሁለተኛውን ሠረገላ የሚጎትቱት ደግሞ ጥቁር ፈረሶች ነበሩ።
ኣብታ ቐዳመይቲ ሰረገላ ሓመራት ኣፍራስ፡ ኣብታ ኻልአይቲ ሰረገላ ድማ መጋላት ኣፍራስ ነበሩ።
52,681

52,682
am_tg
ሦስተኛውን ሠረገላ የሚጎትቱት ነጭ ፈረሶች፣ አራተኛውን ሠረገላ የሚጎትቱት ደግሞ ነጠብጣብ ያለባቸውና ዥጉርጉር ፈረሶች ነበሩ።
ኣብታ ሳልሰይቲ ሰረገላ ኣምበላያት ኣፍራስ፡ ኣብታ ራብዐይቲ ሰረገላ ድማ ትኳዕ ትኳዕን ጕራጕራን ኣፍራስ ነበሩ።
52,683

52,684
am_tg
ከእኔ ጋር ይነጋገር የነበረውን መልአክ “ጌታዬ ሆይ፣ እነዚህ ምንድን ናቸው?” ብዬ ጠየቅኩት።
ነቲ ምሳይ ዚዛረብ ዝነበረ መልኣኽ፡ “ጐይታይ፡ እዚኣቶም እንታይ እዮም፧” ኢለ ሓተትክዎ።
52,685

52,686
am_tg
መልአኩ እንዲህ ሲል መለሰልኝ፦ “እነዚህ በምድር ሁሉ ጌታ ፊት ከቆሙ በኋላ፣ ከዚያ የሚወጡት አራቱ የሰማያት መናፍስት ናቸው።
እቲ መልኣኽ ከኣ ከምዚ ኢሉ መለሰለይ፦ “እዚኣቶምሲ ኣብ ቅድሚ እቲ ጐይታ ብዘላ ምድሪ ድሕሪ ምቛሞም ዚወጹ ኣርባዕተ መናፍስቲ ሰማያት እዮም።
52,687

52,688
am_tg
በጥቁር ፈረሶች የሚጎተተው ሠረገላ ወደ ሰሜን ምድር ይወጣል፤ ነጮቹ ፈረሶች ከባሕሩ ባሻገር ወዳለው ምድር ይወጣሉ፤ ነጠብጣብ ያለባቸው ፈረሶች ደግሞ ወደ ደቡብ ምድር ይወጣሉ።
እታ መጋላት ኣፍራስ ዘለውዋ፡ ናብ ምድሪ ሰሜን ትወጽእ ኣላ፣ እታ ኣምበላያት ዘለውዋ ናብ ስግር ባሕሪ ትወጽእ ኣላ፣ እታ ትኳዕ ትኳዕ ዘለውዋ ናብ ምድሪ ደቡብ ትወጽእ ኣላ።
52,689

52,690
am_tg
ዥጉርጉሮቹ ፈረሶችም ወጥተው በምድር መካከል ለመመላለስ አቆብቁበው ነበር።” እሱም “ሂዱ፤ በምድር መካከል ተመላለሱ” አለ። እነሱም በምድር መካከል ይመላለሱ ጀመር።
እቶም ጕራጕራ ኸኣ ንምድሪ ምእንቲ ኺመላለስዋ፡ ኪወጹ ተሃንጠዩ።” ሽዑ፡ ንሱ፡ “ኪዱ፡ ንምድሪ ተመላለስዋ” በለ። ንሳቶም ከኣ ንምድሪ ተመላለስዋ።
52,691

52,692
am_tg
ከዚያም ድምፁን ከፍ አድርጎ እንዲህ አለኝ፦ “እነሆ፣ ወደ ሰሜን ምድር የሚወጡት፣ የይሖዋ መንፈስ በሰሜን ምድር እንዲያርፍ አድርገዋል።”
ሽዑ፡ ንሱ ጸውዓኒ እሞ፡ “ርአ፡ እቶም ናብ ምድሪ ሰሜን ዝወጹ፡ ኣብ ምድሪ ሰሜን መንፈስ የሆዋ ኸም ዚዓርፍ ገይሮም ኣለዉ” በለኒ።
52,693

52,694
am_tg
የይሖዋ ቃል እንዲህ ሲል ዳግመኛ ወደ እኔ መጣ፦
ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ ድማ ከም ብሓድሽ መጸኒ፦
52,695
tg_am
ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ ድማ ከም ብሓድሽ መጸኒ፦
የይሖዋ ቃል እንዲህ ሲል ዳግመኛ ወደ እኔ መጣ፦
52,696
am_tg
“በግዞት ከተወሰደው ሕዝብ ያመጡትን ነገር ከሄልዳይ፣ ከጦቢያህና ከየዳያህ ውሰድ፤ በዚያም ቀን፣ ከባቢሎን ከመጡት ከእነዚህ ሰዎች ጋር ወደ ሶፎንያስ ልጅ ወደ ኢዮስያስ ቤት ሂድ።
“ካብ ሔልዳይን ጦብያን የዳዕያን፡ ነቲ ኻብቶም ኣብ ምርኮ ዘለዉ ህዝቢ ዘምጽእዎ ውሰዶ፣ በታ መዓልቲ እቲኣ ኸኣ፡ ምስቶም ካብ ባቢሎን ዝመጹ፡ ናብ ቤት ዮስያስ ወዲ ጸፎንያስ ኪድ።
52,697

52,698
am_tg
ብርና ወርቅ ወስደህ አክሊል ሥራ፤ ከዚያም በየሆጼዴቅ ልጅ በሊቀ ካህናቱ በኢያሱ ራስ ላይ አድርገው።
ብሩርን ወርቅን ውሰድ እሞ ዘውዲ ጌርካ ንእያሱ ወዲ የሆጻዳቅ እቲ ሊቀ ኻህናት ኣብ ርእሱ ድፍኣሉ።
52,699