Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
52,700
am_tg
እንዲህም በለው፦ “‘የሠራዊት ጌታ ይሖዋ እንዲህ ይላል፦ “ቀንበጥ ተብሎ የሚጠራው ሰው ይህ ነው። እሱ በገዛ ቦታው ላይ ያቆጠቁጣል፤ የይሖዋንም ቤተ መቅደስ ይሠራል።
ከምዚ ድማ በሎ፦ “‘የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ “እቲ ብቋል ዝስሙ ሰብኣይ እንሆ። ንሱ ኻብ ቦታኡ ኺበቍል፡ ቤተ መቕደስ የሆዋ እውን ኪሃንጽ እዩ።
52,701
tg_am

52,702
am_tg
የይሖዋን ቤተ መቅደስ የሚገነባው እሱ ነው፤ ግርማ የሚጎናጸፈውም እሱ ነው። በዙፋኑ ላይ ተቀምጦ ይገዛል፤ ደግሞም በዙፋኑ ላይ ተቀምጦ ካህን ሆኖ ያገለግላል፤ በሁለቱም መካከል ሰላማዊ ስምምነት ይኖራል።
ቤተ መቕደስ የሆዋ ዚሃንጽ ንሱ እዩ፣ ግርማ ዚረክብ እውን ንሱ እዩ። ኣብ ዝፋኑ ተቐሚጡ ድማ ኪገዝእ፡ ኣብ ዝፋኑ ኸኣ ካህን ኪኸውን፡ ኣብ መንጎ ኽልቲኡ እውን ሰላማዊ ስምምዕ ኪኸውን እዩ።
52,703

52,704
am_tg
አክሊሉም ለሄሌም፣ ለጦቢያህ፣ ለየዳያህና ለሶፎንያስ ልጅ ለሄን በይሖዋ ቤተ መቅደስ ውስጥ መታሰቢያ ሆኖ ያገለግላል።
እቲ ዘውዲ ድማ ንሄላምን ንጦብያን ንየዳዕያን ንሄን ወዲ ጸፎንያስን ኣብ ቤተ መቕደስ የሆዋ ንመዘከርታ ኪዀኖም እዩ።
52,705

52,706
am_tg
በሩቅ ያሉትም ይመጣሉ፤ በይሖዋ ቤተ መቅደስ የግንባታ ሥራም ይካፈላሉ።” እኔን ወደ እናንተ የላከኝ የሠራዊት ጌታ ይሖዋ እንደሆነ ታውቃላችሁ። የአምላካችሁን የይሖዋን ቃል ብትሰሙ ይህ ይሆናል።’”
እቶም ኣብ ርሑቕ ዘለዉ ኸኣ፡ መጺኦም ኣብ ህንጸት ቤተ መቕደስ የሆዋ ኺሳተፉ እዮም።” የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ናባኻትኩም ከም ዝለኣኸኒ ድማ ክትፈልጡ ኢኹም። ድምጺ የሆዋ ኣምላኽኩም ብርግጽ እንተ ሰሚዕኩም ከኣ፡ ከምኡ ኪኸውን እዩ።’”
52,707

52,708
am_tg
የሠራዊት ጌታ የይሖዋ ቃል እንዲህ ሲል ዳግመኛ መጣ፦
ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ ኸም ብሓድሽ መጸ፦
52,709
tg_am
ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ ኸም ብሓድሽ መጸ፦
የሠራዊት ጌታ የይሖዋ ቃል እንዲህ ሲል ዳግመኛ መጣ፦
52,710
am_tg
“የሠራዊት ጌታ ይሖዋ እንዲህ ይላል፦ ‘ለጽዮን በታላቅ ቅንዓት እቀናለሁ፤ ደግሞም በታላቅ ቁጣ ለእሷ እቀናለሁ።’”
“የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ ‘ምእንቲ ጽዮን ብዓብዪ ቕንኣት ክቐንእ እየ፣ ብዓብዪ ነድሪ እውን ክቐንኣላ እየ።’”
52,711

52,712
am_tg
“ይሖዋ እንዲህ ይላል፦ ‘ወደ ጽዮን እመለሳለሁ፤ በኢየሩሳሌምም እኖራለሁ፤ ኢየሩሳሌምም የእውነት ከተማ ተብላ ትጠራለች፤ የሠራዊት ጌታ የይሖዋ ተራራም ቅዱስ ተራራ ተብሎ ይጠራል።’”
“የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘ናብ ጽዮን ክምለስ፡ ኣብ የሩሳሌም ከኣ ክነብር እየ፣ የሩሳሌም ድማ ከተማ ሓቂ ኽትብሃል እያ፣ ከረን የሆዋ ጐይታ ሰራዊት እውን ቅዱስ ከረን ኪብሃል እዩ።’”
52,713

52,714
am_tg
“የሠራዊት ጌታ ይሖዋ እንዲህ ይላል፦ ‘ሽማግሌዎችና አሮጊቶች በኢየሩሳሌም አደባባዮች እንደገና ይቀመጣሉ፤ እያንዳንዳቸውም ከዕድሜያቸው ርዝመት የተነሳ በእጃቸው ምርኩዝ ይይዛሉ።
“የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ ‘ኣረገውቲ ሰብኡትን ኣንስትን፡ ነፍሲ ወከፎም ብምኽንያት ብዝሒ ዕድመኦም በትሮም ኣብ ኢዶም ሒዞም፡ ከም ብሓድሽ ኣብ ኣደባባያት የሩሳሌም ኪቕመጡ እዮም።
52,715

52,716
am_tg
የከተማዋም አደባባዮች በዚያ በሚጫወቱ ወንዶችና ሴቶች ልጆች ይሞላሉ።’”
ኣደባባያት እታ ኸተማ ኸኣ በቶም ኣብኡ ዚጻወቱ ኣወዳትን ኣዋልድን ኪመልእ እዩ።’”
52,717

52,718
am_tg
“የሠራዊት ጌታ ይሖዋ እንዲህ ይላል፦ ‘በዚያን ጊዜ ይህ ነገር ለዚህ ሕዝብ ቀሪዎች የማይቻል ነገር መስሎ ቢታይ እንኳ ለእኔ የማይቻል ነገር ሊመስል ይገባል?’ ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ።”
“የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ ‘ነቶም በተን መዓልትታት እቲአን ካብዚ ህዝቢ እዚ ዚተርፉ ኣዝዩ ኣጸጋሚ እኳ እንተ መሰሎም፡ ንዓይ እውንዶ ኣዝዩ ኣጸጋሚ ኺመስለኒ እዩ፧’ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።”
52,719

52,720
am_tg
“የሠራዊት ጌታ ይሖዋ እንዲህ ይላል፦ ‘እነሆ፣ ሕዝቤን ከምሥራቅና ከምዕራብ አገሮች አድናለሁ።
“የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ ‘እንሆ፡ ንህዝበይ ካብ ምድሪ ምብራቕን ካብ ምድሪ ምዕራብን አድሕኖም ኣለኹ።
52,721

52,722
am_tg
እኔም አመጣቸዋለሁ፤ እነሱም በኢየሩሳሌም ይኖራሉ፤ ሕዝቤም ይሆናሉ፤ እኔም በእውነትና በጽድቅ አምላካቸው እሆናለሁ።’”
ከምጽኦም ከኣ እየ፣ ኣብ የሩሳሌም እውን ኪነብሩ እዮም። ንሳቶም ድማ ህዝበይ ኪዀኑ እዮም፣ ኣነ እውን ብሓቅን ብጽድቅን ኣምላኾም ክኸውን እየ።’”
52,723

52,724
am_tg
“የሠራዊት ጌታ ይሖዋ እንዲህ ይላል፦ ‘በእነዚህ ቀናት በነቢያት አፍ የተነገሩትን እነዚህን ቃላት የምትሰሙ ሁሉ እጃችሁን አበርቱ፤ እነዚህ ቃላት፣ ቤተ መቅደሱን ለመገንባት፣ የሠራዊት ጌታ የይሖዋ ቤት መሠረት በተጣለበት ጊዜ ነቢያት የተናገሯቸው ናቸው።
“የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ ‘ኣቱም ሕጂ ነዘን በታ ንህንጸት እታ ቤተ መቕደስ መሰረት ቤት የሆዋ ጐይታ ሰራዊት እተሰረተትላ መዓልቲ እተዘርባ ቓላት ካብ ኣፍ ነብያት እትሰምዑ ዘለኹም፡ ኣእዳውኩም ኣበርትዑ።
52,725

52,726
am_tg
ከእነዚያ ቀናት በፊት ለሰውም ሆነ ለእንስሳ የሚከፈል ደሞዝ አልነበረምና፤ ደግሞም ከጠላት የተነሳ በሰላም መግባትና መውጣት አይቻልም ነበር፤ ሰው ሁሉ አንዱ በሌላው ላይ እንዲነሳ አድርጌ ነበርና።’
ቅድሚ እታ ግዜ እቲኣስ፡ ሰብ ኰነ እንስሳ ዓስቡ ኣይረክብን እዩ ነይሩ። ኣነ ዅሉ ሰብ ኣንጻር ሓድሕዱ ገይረዮ ስለ ዝነበርኩ ኸኣ፡ ብሰንኪ ተጻራሪ ንምውጻእን ንምእታውን ሰላም ኣይነበረን።’
52,727

52,728
am_tg
“‘አሁን ግን በዚህ ሕዝብ ቀሪዎች ላይ እንደቀድሞው ዘመን አላደርግም’ ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ።
“‘ሕጂ ግና ምስ ተረፍ እዚ ህዝቢ እዚ፡ ከምቲ በተን ቀዳሞት መዓልትታት ዝነበርክዎ ኣይክኸውንን እየ’ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።
52,729

52,730
am_tg
‘የሰላም ዘር ይዘራልና፤ የወይን ተክሉ ፍሬ ያፈራል፤ ምድርም ፍሬዋን ትሰጣለች፤ ሰማያትም ጠል ያዘንባሉ፤ እኔም የዚህ ሕዝብ ቀሪዎች እነዚህን ነገሮች ሁሉ እንዲወርሱ አደርጋለሁ።
‘ዘርኢ ሰላምሲ ኺዝራእ እዩ፣ ተኽሊ ወይኒ ኸኣ ፍሪኡ ኺፈሪ እዩ፣ ምድሪ ድማ ፍሪኣ ኽትህብ እያ፣ ሰማያት እውን ኣውሎም ኪህቡ እዮም። ንተረፍ እዚ ህዝቢ እዚ ኸኣ ነዚ ዅሉ ኸውርሶ እየ።
52,731

52,732
am_tg
የይሁዳና የእስራኤል ቤት ሆይ፣ በብሔራት መካከል እርግማን ነበራችሁ፤ አሁን ግን አድናችኋለሁ፤ እናንተም በረከት ትሆናላችሁ። አትፍሩ! እጃችሁን አበርቱ።’
ኣቱም ቤት ይሁዳን ቤት እስራኤልን፡ ከምቲ ኣብ መንጎ ኣህዛብ መራገሚ ዝዀንኩም፡ ከምኡ ኸድሕነኩም እየ፣ በረኸት እውን ክትኰኑ ኢኹም። ኣይትፍርሁ! ኣእዳውኩም ኣበርትዑ።’
52,733

52,734
am_tg
“የሠራዊት ጌታ ይሖዋ እንዲህ ይላልና፦ ‘“አባቶቻችሁ ስላስቆጡኝ በእናንተ ላይ ጥፋት ላመጣባችሁ ቆርጬ እንደነበርና በዚያም እንዳልተጸጸትኩ ሁሉ” ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ፣
“የሆዋ ጐይታ ሰራዊትሲ ኸምዚ ይብል፦ ‘“ከምቲ ኣቦታትኩም ስለ ዘቘጡዑኒ መዓት ከምጽኣልኩም ዝቘረጽኩ እሞ ዘይተጥዓስኩ” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡
52,735

52,736
am_tg
“አሁንም ለኢየሩሳሌምና ለይሁዳ ቤት መልካም ለማድረግ ቆርጫለሁ። አትፍሩ!”’
“ከምኡ ድማ በዛ ግዜ እዚኣ ንየሩሳሌምን ንቤት ይሁዳን ጽቡቕ ክገብረለን ቈሪጸ ኣለኹ። ኣይትፍርሁ!”’
52,737

52,738
am_tg
“‘እናንተ እነዚህን ነገሮች ልታደርጉ ይገባል፦ እርስ በርሳችሁ እውነትን ተነጋገሩ፤ በከተማዋም በሮች የምትፈርዱት ፍርድ እውነትን የሚያጠናክርና ሰላምን የሚያሰፍን ይሁን።
“‘እቲ ኽትገብርዎ ዚግብኣኩም ነገር እዚ እዩ፦ ንሓድሕድኩም ሓቂ ተዛረቡ፣ እቲ ኣብ ኣፍ ደገታትኩም እትገብርዎ ፍርድታት ከኣ ብሓቂ ይኹን፡ ሰላም እውን የስፍን።
52,739

52,740
am_tg
አንዳችሁ በሌላው ላይ ክፉ ነገር ለማድረግ በልባችሁ አታሲሩ፤ ማንኛውንም የሐሰት መሐላ አትውደዱ፤ እነዚህን ነገሮች ሁሉ እጠላለሁና’ ይላል ይሖዋ።”
ንሓድሕድኩም ብልብኹም መዓት ኣይትሕሰቡ፣ ማሕላ ሓሶት እውን ኣይትፍተዉ። ነዚ ዅሉስ እጸልኦ እየ’ ይብል የሆዋ።”
52,741

52,742
am_tg
የሠራዊት ጌታ የይሖዋ ቃል እንዲህ ሲል ዳግመኛ ወደ እኔ መጣ፦
ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከም ብሓድሽ መጸኒ፦
52,743
tg_am
ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከም ብሓድሽ መጸኒ፦
የሠራዊት ጌታ የይሖዋ ቃል እንዲህ ሲል ዳግመኛ ወደ እኔ መጣ፦
52,744
am_tg
“የሠራዊት ጌታ ይሖዋ እንዲህ ይላል፦ ‘የአራተኛው ወር፣ የአምስተኛው ወር፣ የሰባተኛው ወርና የአሥረኛው ወር ጾም ለይሁዳ ቤት የፍስሐና የደስታ ይኸውም የሐሴት በዓል ይሆናል። በመሆኑም እውነትንና ሰላምን ውደዱ።’
“የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ ‘ጾም ራብዐይቲ ወርሕን ጾም ሓምሸይቲ ወርሕን ጾም ሻውዐይቲ ወርሕን ጾም ዓስረይቲ ወርሕን ንቤት ይሁዳ ኣጋጣሚ ፍስሃን ሓጐስን፡ በዓላት ታሕጓስ ኪኸውን እዩ። ስለዚ፡ ሓቅን ሰላምን ፍተዉ።’
52,745

52,746
am_tg
“የሠራዊት ጌታ ይሖዋ እንዲህ ይላል፦ ‘ሕዝቦችና የብዙ ከተማ ነዋሪዎች በእርግጥ ይመጣሉ፤
“የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ ‘ህዝብታትን ነበርቲ ብዙሓት ከተማታትን ገና ኺመጹ እዮም፣
52,747

52,748
am_tg
በአንዲት ከተማ የሚኖሩ ሰዎችም በሌላ ከተማ ወደሚኖሩ ሰዎች ሄደው እንዲህ ይላሉ፦ “ይሖዋ ሞገሱን እንዲያሳየን ለመለመንና የሠራዊት ጌታ ይሖዋን ለመፈለግ ተነሱ፤ እንሂድ። እኔም እሄዳለሁ።”
ነበርቲ ሓንቲ ኸተማ ድማ ናብቶም ናይታ ሓንቲ ኸይዶም፡ “ሞገስ የሆዋ ኽንልምንን ንየሆዋ ጐይታ ሰራዊት ክንደልዮንሲ ሃየ ንኺድ። ኣነ እውን ክኸይድ እየ” ኺብሉ እዮም።
52,749

52,750
am_tg
ደግሞም ብዙ ሕዝቦችና ኃያላን ብሔራት የሠራዊት ጌታ ይሖዋን ለመፈለግና ይሖዋ ሞገሱን እንዲያሳያቸው ለመለመን ወደ ኢየሩሳሌም ይመጣሉ።’
ብዙሓት ህዝብታትን ሓያላት ኣህዛብን ከኣ ንየሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኣብ የሩሳሌም ኪደልይዎን ሞገስ የሆዋ ኺልምኑን ኪመጹ እዮም።’
52,751

52,752
am_tg
“የሠራዊት ጌታ ይሖዋ እንዲህ ይላል፦ ‘በዚያን ጊዜ ከብሔራት ቋንቋዎች ሁሉ የተውጣጡ አሥር ሰዎች የአንድን አይሁዳዊ ልብስ አጥብቀው በመያዝ “አምላክ ከእናንተ ጋር መሆኑን ስለሰማን ከእናንተ ጋር እንሄዳለን” ይላሉ።’”
“የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ ‘በተን መዓልትታት እቲአን፡ ካብ ኵሉ ቛንቋታት ኣህዛብ ዝዀኑ ዓሰርተ ሰባት ንሓደ ኣይሁዳዊ ወለል ዚብል ክዳኑ ሒዞም፡ እወ ኣጽኒዖም ሒዞም፡ “ኣምላኽ ምሳኻትኩም ከም ዘሎ ሰሚዕና ኢና እሞ፡ ምሳኻትኩም ክንከይድ ንደሊ ኢና” ኺብልዎ እዮም።’”
52,753

52,754
am_tg
የፍርድ መልእክት፦ በሚልክያስ በኩል ለእስራኤል የተነገረው የይሖዋ ቃል ይህ ነው፦
ከቢድ መልእኽቲ፦ ብሚልክያስ ኣቢሉ ናብ እስራኤል ዝመጸ ቓል የሆዋ፦
52,755

52,756
am_tg
“እኔ ፍቅር አሳይቻችኋለሁ” ይላል ይሖዋ። እናንተ ግን “ፍቅር ያሳየኸን እንዴት ነው?” አላችሁ። “ኤሳው የያዕቆብ ወንድም አልነበረም?” ይላል ይሖዋ። “እኔ ግን ያዕቆብን ወደድኩ፤
“ኣነ ኣፍቂረኩም እየ” ይብል የሆዋ። ንስኻትኩም ግና፡ “ከመይ ጌርካ ኢኻ ዘፍቀርካና፧” ትብሉ ኣለኹም። “ኤሳውዶ ሓው ያእቆብ ኣይኰነን፧” ይብል የሆዋ። “ግናኸ፡ ንያእቆብ ኣፍቂረዮ፡
52,757

52,758
am_tg
ኤሳውንም ጠላሁ፤ ተራሮቹን ባድማ አደረግኩ፤ ርስቱንም ለምድረ በዳ ቀበሮዎች ሰጠሁ።”
ንኤሳው ድማ ጸሊአዮ፣ ንኣኽራኑ ኸኣ ኣባዲመዮ፡ ርስቱ እውን ንወኻሩ በረኻ ሓዲገዮ።”
52,759

52,760
am_tg
“ኤዶም ‘ተደምስሰናል፤ ሆኖም ተመልሰን የፈራረሱትን ዳግመኛ እንገነባለን’ ቢልም የሠራዊት ጌታ ይሖዋ እንዲህ ይላል፦ ‘እነሱ ይገነባሉ፤ እኔ ግን አፈርሳለሁ፤ ቦታዎቹ “የክፋት ምድር፣” እነሱ ደግሞ “ይሖዋ ለዘላለም ያወገዘው ሕዝብ” ተብለው ይጠራሉ።
“ኤዶም፡ ‘ፈሪስና ኣለና፣ ግናኸ፡ ተመሊስና ነቲ ዑናታት ዳግም ክንሃንጾ ኢና’ እኳ እንተ በለ፡ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡ ‘ንሳቶም ኪሃንጹ፡ ኣነ ግና ከፍርስ እየ፣ “ሃገር እከይ፡” “የሆዋ ንዘለኣለም ዝዀነኖ ህዝቢ” ተባሂሎም እውን ኪጽውዑ እዮም።
52,761

52,762
am_tg
የገዛ ዓይናችሁ ይህን ያያል፤ እናንተም “ይሖዋ በእስራኤል ምድር ከፍ ከፍ ይበል” ትላላችሁ።’”
ኣዒንትኹም ኪርእያኦ እየን፣ “የሆዋ ኣብ ልዕሊ ሃገር እስራኤል ይዕበ” ኸኣ ክትብሉ ኢኹም።’”
52,763

52,764
am_tg
“እናንተ ስሜን የምታቃልሉ ካህናት ሆይ፣ ‘ልጅ አባቱን፣ አገልጋይም ጌታውን ያከብራል። እኔ አባት ከሆንኩ ለእኔ የሚገባው ክብር የት አለ? ጌታስ ከሆንኩ መፈራቴ የት አለ?’ ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ። “‘እናንተ ግን “ስምህን ያቃለልነው እንዴት ነው?” ትላላችሁ።’
“የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ንዓኻትኩም ነቶም ንስመይ እትንዕቁ ዘለኹም፡ ‘ወዲ ንኣቦኡ፡ ጊልያ ድማ ንጐይታኡ የኽብሮ እዩ። ስለዚ፡ ኣነ ኣቦ እንተ ዀይነ፡ ዚግብኣኒ ኽብሪ ኣበይ ኣሎ፧ ጐይታ እንተ ዀይነኸ፡ ዚግብኣኒ ፍርሃት ኣበይ ኣሎ፧’ ይብል ኣሎ። “‘ንስኻትኩም ግና፡ “ንስምካ ኸመይ ጌርና ኢና ዝነዓቕና፧” ትብሉ ኣለኹም።’
52,765

52,766
am_tg
“‘በመሠዊያዬ ላይ የረከሰ ምግብ በማቅረብ ነው።’ “‘ደግሞም “ያረከስንህ እንዴት ነው?” ትላላችሁ።’ “‘“የይሖዋ ገበታ የተናቀ ነው” በማለታችሁ ነው።
“‘ኣብ መሰውእየይ እተበከለ እንጌራ ብምቕራብኩም እዩ።’ “‘“ከመይ ጌርና ኢና በኪልናካ፧” ድማ ትብሉ ኣለኹም።’ “‘“መኣዲ የሆዋ ንዑቕ እዩ” ብምባልኩም እዩ።
52,767

52,768
am_tg
ዕውሩን እንስሳ መሥዋዕት አድርጋችሁ ስታቀርቡ “ምንም ችግር የለውም” ትላላችሁ። ደግሞም አንካሳ ወይም የታመመ እንስሳ ስታቀርቡ “ምንም ችግር የለውም” ትላላችሁ።’” “እነዚህን እንስሳት እስቲ ለገዢህ ለማቅረብ ሞክር። በአንተ ደስ ይለዋል? ወይስ በሞገስ ዓይን ይቀበልሃል?” ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ።
መስዋእቲ ኪኸውን ዕዉር እንስሳ ኸተቕርቡ ኸለኹም ከኣ፡ “ክፉእ ኣይኰነን” ትብሉ። ሓንካስ ወይ ሕሙም እንስሳ ኸተቕርቡ ኸለኹም ድማ፡ “ክፉእ ኣይኰነን” ትብሉ።’” “በጃኻ እስከ ንሹምካ ኸተቕርበሉ ፈትን። ብኣኻ ባህ ይብሎዶ፧ ወይስ ኣብኡዶ ሞገስ ትረክብ ኢኻ፧” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።
52,769

52,770
am_tg
“አሁንም እባካችሁ፣ ሞገስ እንዲያሳየን አምላክን ተማጸኑ። እንዲህ ያሉ መባዎች በገዛ እጃችሁ ስታቀርቡ ከእናንተ መካከል የእሱን ሞገስ የሚያገኝ ይኖራል?” ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ።
“ሕጂ ድማ፡ ኣምላኽ ሞገሱ ምእንቲ ኼርእየና፡ በጃኹም ለምንዎ። ካብ ኢድኩም ከምዚ ዝበለ መስዋእቲ እናቐረበስ፡ ኣብኡዶ ሞገስ ክትረኽቡ ኢኹም፧” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።
52,771

52,772
am_tg
“ከእናንተ መካከል በሮቹን ለመዝጋት ፈቃደኛ የሚሆን ማን ነው? በመሠዊያዬ ላይ እሳት ለማንደድ እንኳ ክፍያ ትጠይቃላችሁና። በእናንተ ፈጽሞ ደስ አልሰኝም” ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ፤ “ስጦታ አድርጋችሁ በምታቀርቡት በየትኛውም መባ አልደሰትም።”
“ካባኻትኩም ነቲ መዓጹ ኺዓጽዎ ፍቓደኛ ዝዀነኸ መን እዩ፧ ከይተኸፍለኩምሲ ኣብ መሰውእየይ እኳ ሓዊ ኣይተንድዱን ኢኹም። ብኣኻትኩም ደስ ኣይብለንን እዩ” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡ “በቲ ኻብ ኢድኩም ዚቐርብ መባእ እውን ባህ ኣይብለንን እዩ።”
52,773

52,774
am_tg
“ከፀሐይ መውጫ እስከ ፀሐይ መግቢያ ድረስ ስሜ በብሔራት መካከል ታላቅ ይሆናል። በየቦታው ለስሜ የሚጨስ መሥዋዕትና መባ ተቀባይነት ያለው ስጦታ ሆኖ ይቀርባል፤ ምክንያቱም ስሜ በብሔራት መካከል ታላቅ ይሆናል” ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ።
“ከመይሲ፡ ካብ ምብራቕ ጸሓይ ክሳዕ ምዕራባ፡ ስመይ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ዓብዪ ኪኸውን እዩ። ስመይ ኣብ ኣህዛብ ዓብዪ ኪኸውን እዩ እሞ፡ ኣብ ኵሉ ቦታ ኺዕጠን፡ ንስመይ ጽሩይ መባእ ከም መስዋእቲ ኪቐርብ እዩ” ይብል የሆዋ።
52,775

52,776
am_tg
“እናንተ ግን ‘የይሖዋ ገበታ የረከሰ ነው፤ ፍሬው ይኸውም ምግቡ የተናቀ ነው’ በማለት ታረክሱታላችሁ።
“ንስኻትኩም ግና፡ ‘መኣዲ የሆዋ ተበኪሉ፡ ፍሪኡን ምግቡን ንዑቕ እዩ’ ብምባልኩም ተርክስዎ ኣለኹም።
52,777

52,778
am_tg
በተጨማሪም እናንተ ‘እንዴት አድካሚ ነው!’ ትላላችሁ፤ ደግሞም ትጸየፉታላችሁ” ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ። “የተሰረቀን፣ አንካሳውንና የታመመውን እንስሳ ታመጣላችሁ። አዎ፣ እንዲህ ያሉ ነገሮችን ስጦታ አድርጋችሁ ታቀርባላችሁ! ታዲያ ይህን ከእጃችሁ ልቀበል ይገባል?” ይላል ይሖዋ።
‘ኣየ ኽንደይ የድክም!’ እውን ትብሉ ኣለኹም፣ ብንዕቀት ድማ ኡፍ ትብሉሉ ኣለኹም” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት። “እተሰርቀን ሓንካስን ሕሙምን እንስሳ ኸኣ ተምጽኡ ኣለኹም። እወ፡ ከምዚ ዝበለስ መባእ ጌርኩም ተምጽኡ ኣለኹም! ነዚዶ ኻብ ኢድኩም ክቕበሎ እየ፧” ይብል የሆዋ።
52,779

52,780
am_tg
“በመንጎቹ መካከል ተባዕት እንስሳ እያለው፣ ስእለት ተስሎ እንከን ያለበትን ለይሖዋ መሥዋዕት አድርጎ በማቅረብ የሚያታልል የተረገመ ነው። እኔ ታላቅ ንጉሥ ነኝና” ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ፤ “ስሜም በብሔራት መካከል የተፈራ ይሆናል።”
“ኣብ መጓሰኡ ጥዑይ ተባዕታይ እንስሳ እናሃለወ ኽነሱ፡ ኣበር ዘለዎ ንየሆዋ ዚመባጽዓሉን ዚስውኣሉን ተንኰለኛ ሰብ ርጉም ይኹን። ኣነስ ዓብዪ ንጉስ እየ” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት፡ “ስመይ ድማ ኣብ ኣህዛብ ዜፍርህ እዩ።”
52,781

52,782
am_tg
“እነሆ፣ መልእክተኛዬን እልካለሁ፤ እሱም በፊቴ መንገድ ይጠርጋል። እናንተ የምትፈልጉት እውነተኛው ጌታ በድንገት ወደ ቤተ መቅደሱ ይመጣል፤ ደስ የምትሰኙበት የቃል ኪዳኑ መልእክተኛም ይመጣል። እነሆ፣ እሱ በእርግጥ ይመጣል” ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ።
“እንሆ፡ ልኡኸይ እልእኽ ኣለኹ፣ ንሱ ድማ ቀቅድመይ መገዲ ኺጸርግ እዩ። ብሃንደበት ከኣ እቲ እትደልይዎ ናይ ሓቂ ጐይታ ናብ ቤተ መቕደሱ ኺመጽእ እዩ፣ እቲ ብእኡ ደስ ዝበለኩም ልኡኽ እቲ ኺዳን ድማ ኪመጽእ እዩ። እንሆ፡ ብርግጽ ኪመጽእ እዩ” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።
52,783

52,784
am_tg
“ይሁንና እሱ የሚመጣበትን ቀን ሊቋቋም የሚችል ማን ነው? እሱ በሚገለጥበት ጊዜስ ማን ሊቆም ይችላል? እሱ እንደ አንጥረኛ እሳት፣ እንደ ልብስ አጣቢም እንዶድ ይሆናልና።
“ግናኸ፡ ነታ መዓልቲ ምምጻኡ መን ኪጻወራ እዩ፧ ንሱ ኺግለጽ ከሎ መን ኪቐውም ይኽእል፧ ንሱስ ከም ሓዊ ዀላዕን ከም ሳሙና ሓጻባይን ኪኸውን እዩ።
52,785

52,786
am_tg
ደግሞም ብርን እንደሚያነጥርና እንደሚያነጻ ሰው ይቀመጣል፤ የሌዊንም ልጆች ያነጻል፤ እንደ ወርቅና እንደ ብርም ያጠራቸዋል፤ ይሖዋም በጽድቅ መባ የሚያቀርብ ሕዝብ ይኖረዋል።
ከም ኰላዕን ኣጽራይን ብሩር ኪቕመጥ፡ ንደቂ ሌዊ ድማ ኬጽርዮም እዩ፣ ከም ወርቅን ከም ብሩርን ኬጽርዮም እዩ፣ ንሳቶም ከኣ ብርግጽ ንየሆዋ ብጽድቂ መባእ ዜቕርቡሉ ህዝቢ ኪዀኑ እዮም።
52,787

52,788
am_tg
ይሁዳና ኢየሩሳሌም ስጦታ አድርገው የሚያቀርቡት መባ በቀድሞው ጊዜና በጥንት ዘመን እንደነበረው ይሖዋን ደስ ያሰኘዋል።
መባእ ይሁዳን የሩሳሌምን ድማ፡ ከም ናይ ቀደም መዓልትታትን ከም ናይ ጥንቲ ዓመታትን ንየሆዋ ባህ ኬብሎ እዩ።
52,789

52,790
am_tg
“ለመፍረድ ወደ እናንተ እቀርባለሁ፤ በመተተኞቹ፣ በአመንዝሮቹ፣ በሐሰት በሚምሉት ሰዎች እንዲሁም ቅጥር ሠራተኛውን፣ መበለቲቱንና አባት የሌለውን ልጅ በሚያጭበረብሩትና ከባዕድ አገር የመጣውን ሰው ለመርዳት ፈቃደኛ በማይሆኑት ላይ ወዲያውኑ እመሠክርባቸዋለሁ። እነዚህ ሰዎች እኔን አልፈሩም” ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ።
“ንፍርዲ ናባኻትኩም ክቐርብ እየ፣ ኣንጻር ኣስማተኛታትን ኣንጻር ዘመውትን ኣንጻር እቶም ብሓሶት ዚምሕሉን ኣንጻር እቶም ንዕሱብን ንመበለትን ንዘኽታምን ዚዕምጹን ኣንጻር እቶም ንጓና ምሕጋዝ ዚኣብዩን ፈጣን ምስክር ክኸውን እየ። እዚኣቶምሲ ኣይፈርሁንን” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት።
52,791

52,792
am_tg
“እኔ ይሖዋ ነኝና፤ አልለወጥም። እናንተም የያዕቆብ ልጆች ናችሁ፤ ገና አልጠፋችሁም።
“ኣነስ የሆዋ እየ፣ ኣይልወጥን እየ። ንስኻትኩም ድማ ደቂ ያእቆብ ኢኹም፣ ገና ኸኣ ኣይተወዳእኩምን።
52,793

52,794
am_tg
ከአባቶቻችሁ ዘመን አንስቶ ከሥርዓቴ ፈቀቅ ብላችኋል፤ ደግሞም ሥርዓቴን አልጠበቃችሁም። ወደ እኔ ተመለሱ፤ እኔም ወደ እናንተ እመለሳለሁ” ይላል የሠራዊት ጌታ ይሖዋ። እናንተ ግን “የምንመለሰው እንዴት ነው?” ትላላችሁ።
ካብ ዘመን ኣቦታትኩም ኣትሒዝኩም ካብ ስርዓታተይ ኣልጊስኩም ኢኹም፡ ኣይሓሎኹምዎን እውን። ናባይ ተመለሱ፡ ኣነ እውን ናባኻትኩም ክምለስ እየ” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት። ንስኻትኩም ግና፡ “ከመይ ጌርና ኢና ኽንምለስ፧” ትብሉ ኣለኹም።
52,795

52,796
am_tg
“በውኑ ተራ ሰው አምላክን ይሰርቃል? እናንተ ግን እኔን ትሰርቁኛላችሁ።” እናንተም “የሰረቅንህ እንዴት ነው?” ትላላችሁ። “በምትሰጡት አሥራትና መዋጮ ነው።
“ሰብዶ ንኣምላኽ ይሰርቆ እዩ፧ ንስኻትኩም ግና ትሰርቁኒ ኣለኹም።” “ከመይ ጌርና ኢና ዝሰረቕናካ፧” ድማ ትብሉ ኣለኹም። “ብዕሽርን ብመባእን እዩ።
52,797

52,798
am_tg
እናንተ በእርግጥ የተረገማችሁ ናችሁ፤ ትሰርቁኛላችሁና፤ አዎ፣ መላው ብሔር እንዲህ ያደርጋል።
ንስኻትኩም ትሰርቁኒ ኣለኹም፡ እወ፡ ብዘሎ እቲ ህዝቢ ኸምኡ ይገብር ኣሎ እሞ፡ ብርግጽ ርጉማት ኢኹም።
52,799