Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
53,500
am_tg
በእሱ ባለማመናቸው በዚያ ብዙ ተአምራት አልፈጸመም።
ብሰሪ ዘይምእማኖም ከኣ፡ ኣብኡ ብዙሕ ግብርታት ሓይሊ ኣይገበረን።
53,501
tg_am

53,502
am_tg
ወደ ኢየሩሳሌም በተቃረቡና በደብረ ዘይት ተራራ ላይ ወደምትገኘው ወደ ቤተፋጌ በደረሱ ጊዜ ኢየሱስ ሁለት ደቀ መዛሙርት ላከ፤
ናብ የሩሳሌም ምስ ቀረቡ እሞ፡ ኣብ ደብረ ዘይቲ ኣብ እትርከብ ቤት-ፋጌ ምስ በጽሑ፡ ሽዑ፡ የሱስ ክልተ ኻብ ደቀ መዛሙርቱ ለኣኸ፣
53,503

53,504
am_tg
እንዲህም አላቸው፦ “ወደዚያ ወደምታዩት መንደር ሂዱ፤ እዚያ እንደደረሳችሁም አንዲት የታሰረች አህያ ከነውርንጭላዋ ታገኛላችሁ። ፈታችሁ ወደ እኔ አምጧቸው።
ከምዚ ድማ በሎም፦ “ኣብ ማዕዶኹም ናብ ዘላ ቝሸት ኪዱ፣ ብኡብኡ ኸኣ እስርቲ ኣድጊ፡ ጻዕብ ድማ ምስኣ ኽትረኽቡ ኢኹም። ፈቲሕኩም ከኣ ኣምጽኡለይ።
53,505

53,506
am_tg
ማንም ሰው ቢጠይቃችሁ ‘ጌታ ይፈልጋቸዋል’ በሉት። በዚህ ጊዜ ወዲያውኑ ይልካቸዋል።”
ዝዀነ ሰብ ገለ እንተ ኢሉኩም፡ ‘ጐይታ ደልይዎም ኣሎ’ በልዎ። ብኡብኡ ኸኣ ኪሰድዶም እዩ።”
53,507

53,508
am_tg
ይህም የሆነው ነቢዩ እንዲህ ብሎ የተናገረው ይፈጸም ዘንድ ነው፦
እዚ ዝዀነ፡ እቲ ብነብዪ ኣቢሉ ኸምዚ ብምባል እተዘርበ ምእንቲ ኺፍጸም እዩ፦
53,509

53,510
am_tg
“ለጽዮን ልጅ እንዲህ በሏት፦ ‘እነሆ ንጉሥሽ ገር ሆኖ በአህያ፣ አዎ በአህያይቱ ግልገል በውርንጭላ ላይ ተቀምጦ ይመጣል።’”
“ንጓል ጽዮን፡ ‘እንሆ፡ ንጉስኪ ልኡም፡ ኣብ ኣድጊ፡ እወ፡ ኣብ ጻዕብ፡ ኣብ ውላድ መጽዓኛ ተወጢሑ ናባኺ ይመጽእ ኣሎ’ በልዋ።”
53,511

53,512
am_tg
ስለዚህ ደቀ መዛሙርቱ ሄደው ኢየሱስ እንዳዘዛቸው አደረጉ።
እቶም ደቀ መዛሙርቲ ድማ ከይዶም፡ ከምቲ የሱስ ዝኣዘዞም ገበሩ።
53,513

53,514
am_tg
አህያይቱንና ውርንጭላዋን አምጥተው መደረቢያዎቻቸውን በላያቸው ላይ አደረጉ፤ እሱም ተቀመጠባቸው።
ኣድግን ጻዕባን ከኣ ኣምጽኡ፣ ክዳውንቶም ድማ ጠይቂ ገበሩሎም፣ ንሱ ኸኣ ተወጥሐ።
53,515

53,516
am_tg
ከሕዝቡ መካከል አብዛኞቹ መደረቢያቸውን በመንገዱ ላይ አነጠፉ፤ ሌሎች ደግሞ ከዛፎች ላይ ቅርንጫፎች እየቆረጡ በመንገዱ ላይ ያነጥፉ ነበር።
መብዛሕትኦም ካብቶም ህዝቢ፡ ክዳውንቶም ኣብ መገዲ ኣንጸፉ፣ ካልኦት ከኣ ካብ ኣእዋም ጨናፍር እናሰልዑ፡ ኣብ መገዲ ነስነሱ።
53,517

53,518
am_tg
በተጨማሪም ከፊት ከፊቱ የሚሄደውና ከኋላው የሚከተለው ሕዝብ “የዳዊትን ልጅ እንድታድነው እንለምንሃለን! በይሖዋ ስም የሚመጣ የተባረከ ነው! በሰማይ የምትኖረው ሆይ፣ እንድታድነው እንለምንሃለን!” ብሎ ይጮኽ ነበር።
እቶም ቀቅድሚኡ ዚኸዱን ደድሕሪኡ ዚስዕቡን ዝነበሩ ህዝቢ፡ “ንወዲ ዳዊት፡ በጃኻ ኣድሕን! ብስም የሆዋ ዚመጽእ ብሩኽ እዩ! ኣብ ላዕሊ ዘለኻ በጃኻ ኣድሕኖ!” እናበሉ ጨደሩ።
53,519

53,520
am_tg
ወደ ኢየሩሳሌም በገባ ጊዜም “ይህ ሰው ማን ነው?” በማለት መላዋ ከተማ ታወከች።
ናብ የሩሳሌም ምስ ኣተወ ኸኣ፡ ብምልእታ እታ ኸተማ፡ “እዚ መን እዩ፧” እናበለት ዕግርግር በለት።
53,521

53,522
am_tg
ሕዝቡም “ይህ በገሊላ ከምትገኘው ከናዝሬት የመጣው ነቢዩ ኢየሱስ ነው!” ይል ነበር።
እቶም ህዝቢ ድማ፡ “እዚ ነብዪ የሱስ ብዓል ናዝሬት ናይ ገሊላ እዩ” ይብሉ ነበሩ።
53,523

53,524
am_tg
ኢየሱስ ወደ ቤተ መቅደሱ ገብቶ በቤተ መቅደሱ የሚሸጡትንና የሚገዙትን ሁሉ አስወጣ፤ የገንዘብ መንዛሪዎችን ጠረጴዛዎችና የርግብ ሻጮችን መቀመጫዎችም ገለባበጠ።
የሱስ ናብ ቤተ መቕደስ ኣትዩ፡ ንዅሎም እቶም ኣብታ ቤተ መቕደስ ዚሸጡን ዚዕድጉን ዝነበሩ ሰጐጎም፣ ሰደቓታት ኣሽረፍትን መናብር እቶም ረገቢት ዚሸጡ ዝነበሩን ከኣ ገልበጠ።
53,525

53,526
am_tg
እንዲህም አላቸው፦ “‘ቤቴ የጸሎት ቤት ይባላል’ ተብሎ ተጽፏል፤ እናንተ ግን የዘራፊዎች ዋሻ አድርጋችሁታል።”
“‘ቤተይ ቤት ጸሎት ክትብሃል እያ’ ዚብል ጽሑፍ ኣሎ፣ ንስኻትኩም ግና በዓቲ ጐሓሉት ትገብርዋ ኣለኹም” ድማ በሎም።
53,527

53,528
am_tg
ቤተ መቅደሱ ውስጥ እንዳለም ዓይነ ስውሮችና አንካሶች ወደ እሱ መጡ፤ እሱም ፈወሳቸው።
ዕዉራትን ሓንካሳትን ከኣ ናብታ ቤተ መቕደስ ናብኡ መጹ፣ ንሱ ድማ ኣሕወዮም።
53,529

53,530
am_tg
የካህናት አለቆችና ጸሐፍት ያደረጋቸውን አስደናቂ ነገሮች እንዲሁም በቤተ መቅደሱ ውስጥ “የዳዊትን ልጅ እንድታድነው እንለምንሃለን!” እያሉ የሚጮኹትን ልጆች ባዩ ጊዜ ተቆጥተው
ሊቃውንቲ ኻህናትን ጸሓፍትን ነቲ ዝገበሮ ድንቂ ተግባራትን ነቶም ኣብ ቤተ መቕደስ፡ “ንወዲ ዳዊት፡ በጃኻ ኣድሕን!” እናበሉ ዚጭድሩ ኣወዳትን ምስ ረኣዩ፡ ተቘጥዑ
53,531

53,532
am_tg
“እነዚህ የሚሉትን ትሰማለህ?” አሉት። ኢየሱስም “አዎ እሰማለሁ። ‘ከልጆችና ከሕፃናት አፍ ምስጋና አዘጋጀህ’ የሚለውን ከቶ አላነበባችሁም?” አላቸው።
እሞ፡ “እዚኣቶም ዚብልዎስ ትሰምዕዶ ኣለኻ፧” በልዎ። የሱስ ከኣ፡ “እወ። ‘ካብ ኣፍ ቈልዑን ሕጻናትን ውዳሰ ኣውጺእካ’ ዚብል ከቶዶ ኣየንበብኩምን ኢኹም፧” በሎም።
53,533

53,534
am_tg
ከዚያም ትቷቸው ከከተማዋ ከወጣ በኋላ ወደ ቢታንያ ሄደ፤ እዚያም አደረ።
ሓዲግዎም ድማ ናብ ወጻኢ እታ ኸተማ፡ ናብ ቢታንያ ኸደ፣ ኣብኣ ኸኣ ሓደረ።
53,535

53,536
am_tg
በማለዳም ወደ ከተማዋ እየተመለሰ ሳለ ተራበ።
ኣንጊሁ ናብታ ኸተማ ኺምለስ ከሎ፡ ጠመየ።
53,537
tg_am
ኣንጊሁ ናብታ ኸተማ ኺምለስ ከሎ፡ ጠመየ።
በማለዳም ወደ ከተማዋ እየተመለሰ ሳለ ተራበ።
53,538
am_tg
በመንገድ ዳር አንድ የበለስ ዛፍ አየና ወደ እሷ ሄደ፤ ሆኖም ከቅጠል በቀር ምንም ስላላገኘባት “ከእንግዲህ ወዲህ ፍሬ አይገኝብሽ” አላት። የበለስ ዛፏም ወዲያውኑ ደረቀች።
ኣብ ጥቓ መገዲ ሓንቲ ኦም በለስ ርእዩ ናብኣ ኸደ፣ ኣቝጽልቲ ጥራይ እምበር፡ ሓንቲ እኳ ስለ ዘይረኸበላ፡ “ደጊም ካባኺ ንሓዋሩ ፍረ ኣይፍረ” በላ። እታ ኦም በለስ ከኣ ብቕጽበት ነቐጸት።
53,539

53,540
am_tg
ደቀ መዛሙርቱ ይህን ባዩ ጊዜ ተገርመው “የበለስ ዛፏ እንዲህ በአንዴ ልትደርቅ የቻለችው እንዴት ነው?” አሉ።
እቶም ደቀ መዛሙርቲ ነዚ ምስ ረኣዩ፡ “እዛ ኦም በለስ ከመይ ኢላ ብቕጽበት ነቒጻ፧” እናበሉ ተገረሙ።
53,541

53,542
am_tg
ኢየሱስም መልሶ እንዲህ አላቸው፦ “እውነት እላችኋለሁ፣ እምነት ካላችሁና ካልተጠራጠራችሁ እኔ በበለስ ዛፏ ላይ ያደረግኩትን ማድረግ ብቻ ሳይሆን ይህን ተራራ ‘ከዚህ ተነስተህ ወደ ባሕር ተወርወር’ ብትሉት እንኳ ይሆንላችኋል።
የሱስ ከኣ፡ “ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ እንተ ኣሚንኩምን እንተ ዘይተጠራጢርኩምን፡ ነዛ ኦም በለስ ዝገበርክዎ ኽትገብሩ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ነዚ ኸረን እዚ፡ ‘ተንስእ፡ ናብ ባሕሪ ኸኣ ተደርበ’ እኳ እንተ ኢልኩምዎ፡ ከምኡ ኪኸውን እዩ።
53,543

53,544
am_tg
እምነት ካላችሁ በጸሎት የምትጠይቁትን ነገር ሁሉ ታገኛላችሁ።”
ኣሚንኩም ብጸሎት እትልምንዎ ዘበለ ድማ፡ ክትረኽቡ ኢኹም” ኢሉ መለሰሎም።
53,545

53,546
am_tg
ወደ ቤተ መቅደስ ገብቶ እያስተማረ ሳለ የካህናት አለቆችና የሕዝቡ ሽማግሌዎች ወደ እሱ መጥተው “እነዚህን ነገሮች የምታደርገው በምን ሥልጣን ነው? ይህን ሥልጣን የሰጠህስ ማን ነው?” አሉት።
ናብ ቤተ መቕደስ ኣትዩ ኺምህር ከሎ፡ ሊቃውንቲ ኻህናትን ዓበይቲ ህዝብን ናብኡ መጺኦም፡ “በየናይ ስልጣን እዚ ትገብር ኣለኻ፧ እዚ ስልጣን እዚኸ መን ሂቡካ፧” በልዎ።
53,547

53,548
am_tg
ኢየሱስም መልሶ እንዲህ አላቸው፦ “እኔም አንድ ነገር እጠይቃችኋለሁ። መልሱን ከነገራችሁኝ እኔም እነዚህን ነገሮች በምን ሥልጣን እንደማደርግ እነግራችኋለሁ፦
የሱስ ከኣ፡ “ኣነ እውን ሓንቲ ነገር ክሓትተኩም። እንተ ነጊርኩምኒ፡ ኣነ እውን በየናይ ስልጣን እዚ ኸም ዝገብር ክነግረኩም እየ፦
53,549

53,550
am_tg
ዮሐንስ እንዲያጠምቅ ሥልጣን የሰጠው ማን ነው? አምላክ ነው ወይስ ሰው?” እነሱ ግን እርስ በርሳቸው እንዲህ ይባባሉ ጀመር፦ “‘አምላክ’ ብንል ‘ታዲያ ለምን አላመናችሁትም?’ ይለናል፤
ጥምቀት ዮሃንስ ካበይ እያ ነይራ፧ ካብ ሰማይዶ ወይስ ካብ ሰብ፧” ኢሉ መለሰሎም። ንሓድሕዶም ከኣ ከምዚ እናበሉ ተዛራረቡ፦ “‘ካብ ሰማይ’ እንተ ኢልና፡ ‘ስለምንታይ ደኣ ዘይኣመንኩምዎ፧’ ኪብለና እዩ።
53,551

53,552
am_tg
‘ሰው’ ብንል ደግሞ ዮሐንስን ሁሉም እንደ ነቢይ ስለሚያየው ሕዝቡን እንፈራለን።”
‘ካብ ሰብ’ እንተ ኢልና ግና፡ ኵላቶም ንዮሃንስ ከም ነብዪ ይቘጽርዎ እዮም እሞ፡ ንህዝቢ ንፈርህ።”
53,553

53,554
am_tg
ስለዚህ ለኢየሱስ “አናውቅም” ብለው መለሱለት። እሱ ደግሞ እንዲህ አላቸው፦ “እኔም እነዚህን ነገሮች በምን ሥልጣን እንደማደርግ አልነግራችሁም።
ስለዚ፡ ንየሱስ፡ “ኣይንፈልጥን” ኢሎም መለሱሉ። ንሱ ድማ ከምዚ በሎም፦ “ኣነ እውን በየናይ ስልጣን እዚ ኸም ዝገብር ኣይነግረኩምን እየ።
53,555

53,556
am_tg
“ምን ይመስላችኋል? አንድ ሰው ሁለት ልጆች ነበሩት። ወደ መጀመሪያው ልጁ ሄዶ ‘ልጄ ሆይ፣ ዛሬ ወደ ወይኑ እርሻ ሄደህ ሥራ’ አለው።
“እንታይ ይመስለኩም፧ ሓደ ሰብኣይ ክልተ ደቂ ነበርዎ። ናብቲ ቐዳማይ ቀሪቡ፡ ‘ወደየ፡ ሎሚ ናብቲ ኣታኽልቲ ወይኒ ወፊርካ ዕየ’ በሎ።
53,557

53,558
am_tg
ልጁም መልሶ ‘አልሄድም’ አለው፤ በኋላ ግን ጸጸተውና ሄደ።
ንሱ ኸኣ፡ ‘እምቢ’ ኢሉ መለሰ፣ ደሓር ግና ተጣዒሱ፡ ወፈረ።
53,559
tg_am
ንሱ ኸኣ፡ ‘እምቢ’ ኢሉ መለሰ፣ ደሓር ግና ተጣዒሱ፡ ወፈረ።
ልጁም መልሶ ‘አልሄድም’ አለው፤ በኋላ ግን ጸጸተውና ሄደ።
53,560
am_tg
ሁለተኛውንም ቀርቦ እንደዚሁ አለው። ልጁም መልሶ ‘እሺ አባዬ፣ እሄዳለሁ’ አለው፤ ግን አልሄደም።
ናብቲ ኻልኣይ ቀሪቡ፡ ከምኡ በሎ። ንሱ ኸኣ፡ ‘ሕራይ ጐይታይ’ ኢሉ መለሰ። ግናኸ ኣይወፈረን።
53,561

53,562
am_tg
ከሁለቱ የአባቱን ፈቃድ የፈጸመው የትኛው ነው?” እነሱም “የመጀመሪያው” አሉ። ኢየሱስም እንዲህ አላቸው፦ “እውነት እላችኋለሁ፣ ቀረጥ ሰብሳቢዎችና ዝሙት አዳሪዎች ወደ አምላክ መንግሥት በመግባት ረገድ ይቀድሟችኋል።
ካብ ክልቲኦምሲ፡ ኣየናዮም እዩ ፍቓድ ኣቦኡ ዝገበረ፧” ንሳቶም ከኣ፡ “እቲ ቐዳማይ” በሉ። የሱስ ድማ ከምዚ በሎም፦ “ኣከብቲ ቐረጽን ኣመናዝርን ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ይቕድሙኹም ኣለዉ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ።
53,563

53,564
am_tg
ዮሐንስ የጽድቅን መንገድ ሊያሳያችሁ መጣ፤ እናንተ ግን አላመናችሁትም። ይሁን እንጂ ቀረጥ ሰብሳቢዎችና ዝሙት አዳሪዎች አመኑት፤ እናንተ ይህን አይታችሁም እንኳ ጸጸት ተሰምቷችሁ እሱን ለማመን አልፈለጋችሁም።
ከመይሲ፡ ዮሃንስ ብመገዲ ጽድቂ ናባኻትኩም እኳ እንተ መጸ፡ ኣይኣመንኩምዎን። ኣከብቲ ቐረጽን ኣመናዝርን ግና ኣሚኖምዎ፣ ንስኻትኩም ከኣ ነዚ እኳ ምስ ረኣኹም፡ ምእንቲ ኽትኣምንዎ ደሓር ኣይተጥዓስኩምን።
53,565

53,566
am_tg
“ሌላም ምሳሌ ስሙ፦ የወይን እርሻ ያለማ አንድ ባለ ርስት ነበር፤ ዙሪያውንም አጠረው፤ በዚያም የወይን መጭመቂያ ቆፈረ እንዲሁም ማማ ሠራ፤ ከዚያም ለገበሬዎች አከራይቶ ወደ ሌላ አገር ሄደ።
“ካልእ ምሳሌ ስምዑ፦ ኣታኽልቲ ወይኒ ዝተኸለ ብዓል መሬት ነበረ፣ ንሱ ድማ ብሓጹር ሓጸሮ፡ መጽመቝ ወይኒ ዀዓተሉ፡ ግምቢ ሰርሓሉ፡ ንሓረስቶት ብመገስ ሂቡ ኸኣ ናብ ካልእ ሃገር ገሸ።
53,567

53,568
am_tg
ፍሬው የሚሰበሰብበት ወቅት ሲደርስ ድርሻውን እንዲያመጡለት ባሪያዎቹን ወደ ገበሬዎቹ ላከ።
ግዜ ፍርያት ምስ በጽሐ፡ ፍሪኡ ኼምጽኡሉ ኢሉ፡ ንባሮቱ ናብቶም ሓረስቶት ለኣኾም።
53,569

53,570
am_tg
ገበሬዎቹ ግን ባሪያዎቹን ይዘው አንዱን ደበደቡት፤ ሌላውን ገደሉት፤ ሌላውን ደግሞ በድንጋይ ወገሩት።
እቶም ሓረስቶት ግና፡ ነቶም ባሮት ሒዞም፡ ንሓደ ወቕዕዎ፡ ንሓደ ቐተልዎ፡ ንሓደ ድማ ብዳርባ እምኒ ቐተልዎ።
53,571

53,572
am_tg
ከበፊቶቹ የሚበዙ ሌሎች ባሪያዎች በድጋሚ ላከ፤ ይሁንና በእነሱም ላይ ተመሳሳይ ድርጊት ፈጸሙባቸው።
ከም ብሓድሽ፡ ካብቶም ቀዳሞት ዚበዝሑ ኻልኦት ባሮት ለኣኸ፣ ንዓታቶም እውን ከምኡ ገበርዎም።
53,573

53,574
am_tg
በመጨረሻም ‘መቼም ልጄን ያከብሩታል’ በማለት ልጁን ላከው።
ኣብ መወዳእታ፡ ‘ንወደይሲ ኺሓፍርዎ እዮም’ ኢሉ ወዱ ናባታቶም ለኣኸ።
53,575

53,576
am_tg
ገበሬዎቹ ልጁን ሲያዩት እርስ በርሳቸው ‘ወራሹ ይሄ ነው። ኑ እንግደለው፤ ርስቱንም እንውረስ!’ ተባባሉ።
እቶም ሓረስቶት ነቲ ወዲ ምስ ረኣይዎ፡ ንሓድሕዶም፡ ‘እዚ እቲ ወራሲ እዩ። ንዑ ንቕተሎ እሞ፡ ርስቱ ንውሰድ!’ ተባሃሃሉ።
53,577

53,578
am_tg
ስለዚህ ያዙትና ከወይን እርሻው ጎትተው በማውጣት ገደሉት።
ሒዞም ድማ፡ ካብቲ ኣታኽልቲ ወይኒ ንወጻኢ ኣውጺኦም ቀተልዎ።
53,579
tg_am
ሒዞም ድማ፡ ካብቲ ኣታኽልቲ ወይኒ ንወጻኢ ኣውጺኦም ቀተልዎ።
ስለዚህ ያዙትና ከወይን እርሻው ጎትተው በማውጣት ገደሉት።
53,580
am_tg
እንግዲህ የወይኑ እርሻ ባለቤት ሲመጣ እነዚህን ገበሬዎች ምን የሚያደርጋቸው ይመስላችኋል?”
እቲ ዋና ኣታኽልቲ ወይኒ ምስ መጸስ፡ ነዞም ሓረስቶት እዚኦም እንታይ ኪገብሮም እዩ፧”
53,581

53,582
am_tg
የካህናት አለቆቹና የሕዝቡ ሽማግሌዎችም “ክፉዎች ስለሆኑ ከባድ ጥፋት ያደርስባቸዋል፤ ከዚያም የወይን እርሻውን፣ ፍሬውን በወቅቱ ለሚያስረክቡት ለሌሎች ገበሬዎች ያከራያል” አሉት።
ንሳቶም ከኣ፡ “ክፉኣት ስለ ዝዀኑ፡ ብኽፉእ ኬጥፍኦም እዩ፣ ነቲ ኣታኽልቲ ወይኒ ድማ፡ ብግዜኡ ፍሪኡ ንዚህቡ ኻልኦት ሓረስቶት ብመገስ ኪህቦም እዩ” በልዎ።
53,583

53,584
am_tg
ኢየሱስም እንዲህ አላቸው፦ “እንዲህ የሚለውን የቅዱሳን መጻሕፍት ቃል አላነበባችሁም? ‘ግንበኞች የናቁት ድንጋይ፣ የማዕዘን ራስ ድንጋይ ሆነ። ይህ የይሖዋ ሥራ ነው፤ ለዓይናችንም ድንቅ ነው።’
የሱስ ከኣ ከምዚ በሎም፦ “‘እቲ ነደቕቲ ዝነዓቕዎ እምኒ፡ ንሱ ርእሲ እምኒ መኣዝን ኰይኑ ኣሎ። እዚ ኻብ የሆዋ እዩ ዀይኑ፣ ኣብ ኣዒንትና እውን ድንቂ እዩ’ ዚብልሲ ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋትዶ ኸቶ ኣየንበብኩምን፧
53,585

53,586
am_tg
የአምላክ መንግሥት ከእናንተ ተወስዶ ፍሬውን ለሚያፈራ ሕዝብ ይሰጣል የምላችሁ ለዚህ ነው።
ስለዚ ኸኣ እየ መንግስቲ ኣምላኽ ካባኻትኩም ተወሲዳ ፍሪኣ ንዚፈሪ ህዝቢ ኽትውሃብ እያ ዝብለኩም ዘለኹ።
53,587

53,588
am_tg
በተጨማሪም በዚህ ድንጋይ ላይ የሚወድቅ ይሰባበራል። ድንጋዩ የሚወድቅበት ሰው ሁሉ ደግሞ ይደቅቃል።”
እቲ ኣብዚ እምኒ እዚ ዚወድቕ ኪሰባበር እዩ። ንሱ ዚወድቆ ድማ ኪሕምሸሽ እዩ።”
53,589

53,590
am_tg
የካህናት አለቆቹና ፈሪሳውያኑ ምሳሌዎቹን በሰሙ ጊዜ ስለ እነሱ እንደተናገረ ገባቸው።
ሊቃውንቲ ኻህናትን ፈሪሳውያንን ምሳሌታቱ ምስ ሰምዑ፡ ብዛዕባኦም ከም እተዛረበ ፈለጡ።
53,591

53,592
am_tg
ሊይዙት ይፈልጉ የነበረ ቢሆንም ሕዝቡን ፈሩ፤ ምክንያቱም ሕዝቡ እንደ ነቢይ ያየው ነበር።
ኪሕዝዎ እኳ እንተ ደለዩ፡ እቶም ህዝቢ ኸም ነብዪ ይቘጽርዎ ስለ ዝነበሩ፡ ንዓታቶም ፈርሁ።
53,593

53,594
am_tg
በዚያ ወቅት መጥምቁ ዮሐንስ በይሁዳ ምድረ በዳ እየሰበከ መጣ፤
በተን መዓልትታት እቲአን፡ ዮሃንስ መጥምቕ ኣብ በረኻ ይሁዳ እናሰበኸ መጸ፣
53,595

53,596
am_tg
“መንግሥተ ሰማያት ስለቀረበ ንስሐ ግቡ” ይል ነበር።
“መንግስተ ሰማያት ቀሪባ ኣላ እሞ፡ ተነስሑ” ድማ በለ።
53,597
tg_am
“መንግስተ ሰማያት ቀሪባ ኣላ እሞ፡ ተነስሑ” ድማ በለ።
“መንግሥተ ሰማያት ስለቀረበ ንስሐ ግቡ” ይል ነበር።
53,598
am_tg
“አንድ ሰው በምድረ በዳ ‘የይሖዋን መንገድ አዘጋጁ፤ ጎዳናዎቹንም አቅኑ’ በማለት ይጮኻል” ተብሎ በነቢዩ ኢሳይያስ የተነገረለት እሱ ነው።
እቲ ብነብዪ ኢሳይያስ፡ “ድምጺ ሓደ ኣብ በረኻ ዚጭድር፡ ከምዚ ይብል፦ ‘መገዲ የሆዋ ኣዳልዉ! ጽርግያታቱ ኣቕንዑ’” ተባሂሉ እተነግረሉ ንሱ እዩ።
53,599