Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
53,600
am_tg
ዮሐንስ ከግመል ፀጉር የተሠራ ልብስ ይለብስ፣ ወገቡም ላይ የቆዳ ቀበቶ ይታጠቅ ነበር። ምግቡ አንበጣና የዱር ማር ነበር።
ዮሃንስ ድማ ጸጕሪ ገመል ይኽደን፡ ዕጣቕ ቈርበት ከኣ ኣብ ሕቘኡ ይዕጠቕ ነበረ። ምግቡ ድማ ኣንበጣን መዓር በረኻን ነበረ።
53,601
tg_am

53,602
am_tg
በኢየሩሳሌምና በመላዋ ይሁዳ እንዲሁም በዮርዳኖስ ዙሪያ ባለው ክልል ሁሉ የሚኖሩ ሰዎች ወደ እሱ ይመጡ ነበር፤
ሽዑ፡ ካብ የሩሳሌምን ካብ ኵሉ ይሁዳን ካብ ኵሉ ኸባቢ ዮርዳኖስን ናብኡ ወጹ፣
53,603

53,604
am_tg
ደግሞም ኃጢአታቸውን በግልጽ እየተናዘዙ ዮርዳኖስ ወንዝ ውስጥ በእሱ ይጠመቁ ነበር።
ሓጢኣቶም እናተናዘዙ ድማ፡ ኣብ ፈለግ ዮርዳኖስ ብእኡ ተጠምቁ።
53,605

53,606
am_tg
ብዙ ፈሪሳውያንና ሰዱቃውያን ወደሚያጠምቅበት ቦታ ሲመጡ ባየ ጊዜ እንዲህ አላቸው፦ “እናንተ የእፉኝት ልጆች፣ ከሚመጣው ቁጣ እንድትሸሹ ያስጠነቀቃችሁ ማን ነው?
ብዙሓት ካብ ፈሪሳውያንን ካብ ሰዱቃውያንን ናብቲ ጥምቀት ኪመጹ ምስ ረኣየ፡ ከምዚ በሎም፦ “ኣቱም ውሉዳት ኣፍዑት፡ ካብቲ ዚመጽእ ቍጥዓ ኸተምልጡ ደኣ መን ኣጠንቂቕኩም፧
53,607

53,608
am_tg
እንግዲህ ለንስሐ የሚገባ ፍሬ አፍሩ።
እምበኣር፡ ንንስሓ ዚበቅዕ ፍረ ፍረዩ፣
53,609
tg_am
እምበኣር፡ ንንስሓ ዚበቅዕ ፍረ ፍረዩ፣
እንግዲህ ለንስሐ የሚገባ ፍሬ አፍሩ።
53,610
am_tg
‘እኛ እኮ አባታችን አብርሃም ነው’ ብላችሁ አታስቡ። አምላክ ለአብርሃም ከእነዚህ ድንጋዮች ልጆች ሊያስነሳለት እንደሚችል ልነግራችሁ እወዳለሁ።
ከምቲ ብልብኹም፡ ‘ኣብርሃም ኣቦ ኣሎና’ እትብልዎ ኣይምሰልኩም። ኣምላኽሲ ንኣብርሃም፡ ካብዚ ኣእማን እዚ ውሉዳት ኬተንስኣሉ ይኽእል እዩ፡ እብለኩም ኣለኹ።
53,611

53,612
am_tg
መጥረቢያው ዛፎቹ ሥር ተቀምጧል። ስለዚህ መልካም ፍሬ የማያፈራ ዛፍ ሁሉ ተቆርጦ እሳት ውስጥ ይጣላል።
ድሮ እኳ ፋስ ኣብ ሱር እቲ ኣእዋም ተነቢሩ ኣሎ። እምበኣር፡ ጽቡቕ ፍረ ዘይፈሪ ዅሉ ኦም ይቝረጽ፡ ናብ ሓዊ ድማ ይድርበ።
53,613

53,614
am_tg
እኔ በበኩሌ ንስሐ በመግባታችሁ በውኃ አጠምቃችኋለሁ፤ ከእኔ በኋላ የሚመጣው ግን ከእኔ ይበረታል፤ እኔ ጫማውን ለማውለቅ እንኳ ብቁ አይደለሁም። እሱ በመንፈስ ቅዱስና በእሳት ያጠምቃችኋል።
ኣነስ ስለ ንስሓኹም ብማይ አጥምቐኩም ኣለኹ፣ እቲ ድሕረይ ዚመጽእ ግና፡ ካባይ ይብርትዕ እዩ፣ ኣነስ ኣሳእኑ ኸውጽእ እኳ ኣይበቅዕን እየ። ንሱ ብመንፈስ ቅዱስን ብሓውን ኬጥምቐኩም እዩ።
53,615

53,616
am_tg
ላይዳውን በእጁ ይዟል፤ አውድማውንም ፈጽሞ ያጸዳል፤ ስንዴውንም ወደ ጎተራ ያስገባል፤ ገለባውን ግን በማይጠፋ እሳት ያቃጥለዋል።”
መዝረዊኡ ኣብ ኢዱ እዩ፣ ንዓውዱ እውን ኣጸቢቑ ኼጽርዮ እዩ፣ ንስርናዩ ኣብ ማዕከኑ ኺእክብ፡ ነቲ ብቝቡቝ ግና ብዘይጠፍእ ሓዊ ኼንድዶ እዩ።”
53,617

53,618
am_tg
በዚያን ጊዜ ኢየሱስ በዮሐንስ ለመጠመቅ ከገሊላ ወደ ዮርዳኖስ መጣ።
ሽዑ፡ የሱስ ብዮሃንስ ምእንቲ ኺጥመቕ፡ ካብ ገሊላ ናብ ዮርዳኖስ መጸ።
53,619

53,620
am_tg
ዮሐንስ ግን “በአንተ መጠመቅ የሚያስፈልገኝ እኔ ሆኜ ሳለ አንተ ወደ እኔ ትመጣለህ?” ብሎ ሊከለክለው ሞከረ።
ዮሃንስ ግና፡ “ኣነ ብኣኻ ኽጥመቕ የድልየኒ እምበር፡ ንስኻዶ ናባይ ትመጽእ፧” ኢሉ ኣበዮ።
53,621

53,622
am_tg
ኢየሱስም መልሶ “ግድ የለም እሺ በለኝ፤ በዚህ መንገድ ጽድቅ የሆነውን ሁሉ መፈጸማችን ተገቢ ነው” አለው። በዚህ ጊዜ ዮሐንስ ፈቀደለት።
የሱስ ከኣ፡ “ኵሉ ጽድቂ ኽንፍጽም ይግብኣና እዩ እሞ፡ ሕጅስ ይኹን ደኣ” ኢሉ መለሰሉ። ድሕርዚ፡ ኣይኣበዮን።
53,623

53,624
am_tg
ኢየሱስ ከተጠመቀ በኋላ ወዲያው ከውኃው ወጣ፤ እነሆ፣ ሰማያት ተከፈቱ፤ የአምላክም መንፈስ በእሱ ላይ እንደ ርግብ ሲወርድ አየ።
የሱስ ምስ ተጠምቀ፡ ብኡብኡ ኻብ ማይ ወጸ፣ እንሆ፡ ሰማያት ተኸፍተ፣ መንፈስ ኣምላኽ ከም ርግቢ ወሪዱ ኸኣ፡ ኣብኡ ኺዓርፍ ከሎ ረኣየ።
53,625

53,626
am_tg
ደግሞም “በጣም የምደሰትበት የምወደው ልጄ ይህ ነው” የሚል ድምፅ ከሰማያት ተሰማ።
እንሆ ድማ፡ ካብ ሰማያት፡ “ዝሰምሮ ፍቑር ወደይ እዚ እዩ” ዚብል ድምጺ መጸ።
53,627

53,628
am_tg
ከዚህ በኋላ ጀልባ በመሳፈር ባሕሩን ተሻግሮ ወደ ራሱ ከተማ መጣ።
ናብ ጃልባ ደዪቡ ተሳገረ፡ ናብ ከተማኡ ድማ መጸ።
53,629

53,630
am_tg
በዚያም ሰዎች ቃሬዛ ላይ የተኛ አንድ ሽባ ሰው ወደ እሱ አመጡ። ኢየሱስም እምነታቸውን አይቶ፣ ሽባውን “ልጄ ሆይ አይዞህ! ኃጢአትህ ይቅር ተብሎልሃል” አለው።
እንሆ ኸኣ፡ ልሙስ ሰብኣይ ኣብ ቃሬዛ ገይሮም ኣምጽኡሉ። የሱስ ድማ፡ እምነቶም ርእዩ፡ ነቲ ልሙስ፡ “ኣጆኻ ወደይ፣ ሓጢኣትካ ተሓዲጉልካ እዩ” በሎ።
53,631

53,632
am_tg
በዚህ ጊዜ አንዳንድ ጸሐፍት በልባቸው “ይህ ሰው እኮ አምላክን እየተዳፈረ ነው” አሉ።
ገለ ጸሓፍቲ ኸኣ ብልቦም፡ “እዚ ይጻረፍ ኣሎ” በሉ።
53,633

53,634
am_tg
ኢየሱስ ሐሳባቸውን አውቆ እንዲህ አለ፦ “በልባችሁ ክፉ ነገር የምታስቡት ለምንድን ነው?
የሱስ ድማ፡ ሓሳባቶም ፈሊጡ፡ “ስለምንታይ ብልብኹም እከይ ትሓስቡ ኣለኹም፧
53,635

53,636
am_tg
ለመሆኑ ‘ኃጢአትህ ይቅር ተብሏል’ ከማለትና ‘ተነስተህ ሂድ’ ከማለት የቱ ይቀላል?
ኣየናይ ይቐልል፧ ‘ሓጢኣትካ ተሓዲጉልካ’ ምባልዶ፡ ወይስ፡ ‘ተንስእ እሞ ኺድ’ ምባል፧
53,637

53,638
am_tg
ይሁን እንጂ የሰው ልጅ በምድር ላይ ኃጢአትን ይቅር የማለት ሥልጣን እንዳለው ታውቁ ዘንድ . . .” አላቸውና ሽባውን “ተነስ፣ ቃሬዛህን ተሸክመህ ወደ ቤትህ ሂድ” አለው።
ወዲ ሰብ ኣብ ምድሪ ሓጢኣት ኪሓድግ ስልጣን ከም ዘለዎ ምእንቲ ኽትፈልጡ ግና፡—” ኢሉ ነቲ ልሙስ፡ “ተንስእ፡ ቃሬዛኻ ኣልዒልካ ናብ ቤትካ ኺድ” በሎ።
53,639

53,640
am_tg
እሱም ተነስቶ ወደ ቤቱ ሄደ።
ንሱ ኸኣ ተንሲኡ ናብ ቤቱ ኸደ።
53,641
tg_am
ንሱ ኸኣ ተንሲኡ ናብ ቤቱ ኸደ።
እሱም ተነስቶ ወደ ቤቱ ሄደ።
53,642
am_tg
ሕዝቡም ይህን ሲያዩ በፍርሃት ተዋጡ፤ እንዲህ ያለ ሥልጣን ለሰው የሰጠውንም አምላክ አከበሩ።
እቶም ህዝቢ ነዚ ርእዮም ፈርሁ፡ ነቲ ኸምዚ ዝኣመሰለ ስልጣን ንሰብ ዝሃበ ኣምላኽ ድማ ኣሞገስዎ።
53,643

53,644
am_tg
ኢየሱስ ከዚያ ተነስቶ እየሄደ ሳለ ማቴዎስ የሚባል ሰው በቀረጥ መሰብሰቢያው ቦታ ተቀምጦ አየና “ተከታዬ ሁን” አለው። በዚህ ጊዜ ተነስቶ ተከተለው።
የሱስ ካብኡ ኺሓልፍ ከሎ ኸኣ፡ ማቴዎስ ዝስሙ ሰብኣይ ኣብ መደበር ቀረጽ ተቐሚጡ ረኣየ እሞ፡ ንዕኡ፡ “ሰዓብየይ ኩን” በሎ። ንሱ ድማ ተንሲኡ ሰዓቦ።
53,645

53,646
am_tg
በኋላም በማቴዎስ ቤት እየበላ ሳለ ብዙ ቀረጥ ሰብሳቢዎችና ኃጢአተኞች መጥተው ከኢየሱስና ከደቀ መዛሙርቱ ጋር ይበሉ ጀመር።
ደሓር፡ የሱስ ኣብ እንዳ ማቴዎስ ኣብ መኣዲ ተቐሚጡ ኸሎ፡ እንሆ፡ ብዙሓት ኣከብቲ ቐረጽን ሓጥኣንን መጺኦም፡ ምስኡን ምስ ደቀ መዛሙርቱን ኣብ መኣዲ ተቐመጡ።
53,647

53,648
am_tg
ፈሪሳውያን ግን ይህን ባዩ ጊዜ ደቀ መዛሙርቱን “መምህራችሁ ከቀረጥ ሰብሳቢዎችና ከኃጢአተኞች ጋር የሚበላው ለምንድን ነው?” አሏቸው።
ፈሪሳውያን ግና ነዚ ርእዮም ንደቀ መዛሙርቱ፡ “ስለምንታይ እዩ መምህርኩም ምስ ኣከብቲ ቐረጽን ሓጥኣንን ዚበልዕ፧” በልዎም።
53,649

53,650
am_tg
ኢየሱስም የተናገሩትን ሰምቶ እንዲህ አላቸው፦ “ሐኪም የሚያስፈልጋቸው ሕመምተኞች እንጂ ጤነኞች አይደሉም።
ንሱ ግና ሰሚዑ፡ “ሓኪም ንሕሙማት ደኣ እምበር፡ ንጥዑያት ኣየድልዮምን እዩ።
53,651

53,652
am_tg
እንግዲያው ሄዳችሁ ‘እኔ የምፈልገው ምሕረትን እንጂ መሥዋዕትን አይደለም’ የሚለውን ቃል ትርጉም አስተውሉ። እኔ የመጣሁት ጻድቃንን ሳይሆን ኃጢአተኞችን ልጠራ ነውና።”
ኪዱ እሞ፡ ‘መስዋእቲ ዘይኰነስ፡ ምሕረት እየ ዝደሊ’ ዚብል እንታይ ማለት ምዃኑ ተምሃሩ። ንጻድቃን ዘይኰነስ፡ ንሓጥኣን ክጽውዕ እየ መጺአ” በሎም።
53,653

53,654
am_tg
ከዚያም የዮሐንስ ደቀ መዛሙርት ወደ እሱ መጥተው “እኛና ፈሪሳውያን ዘወትር ስንጾም የአንተ ደቀ መዛሙርት ግን የማይጾሙት ለምንድን ነው?” ብለው ጠየቁት።
ድሕርዚ፡ ደቀ መዛሙርቲ ዮሃንስ ናብኡ መጺኦም፡ “ንሕናን ፈሪሳውያንን እንጸውም፡ ደቀ መዛሙርትኻ ግና ዘይጾሙ ስለምንታይ እዮም፧” በልዎ።
53,655

53,656
am_tg
በዚህ ጊዜ ኢየሱስ እንዲህ አላቸው፦ “የሙሽራው ጓደኞች ሙሽራው ከእነሱ ጋር እስካለ ድረስ የሚያዝኑበት ምን ምክንያት አለ? ሆኖም ሙሽራው ከእነሱ የሚወሰድበት ጊዜ ይመጣል፤ በዚያን ጊዜ ይጾማሉ።
የሱስ ከኣ ከምዚ በሎም፦ “ኣዕሩኽ መርዓዊ፡ መርዓዊ ምሳታቶም ክሳዕ ዘሎ፡ ዚሓዝኑሉ ምኽንያት ኣለዎም ድዩ፧ መርዓዊ ኻባታቶም ዚውሰደለን መዓልትታት ግና ኪመጻ እየን፣ ሽዑ ኸኣ ኪጾሙ እዮም።
53,657

53,658
am_tg
በአሮጌ ልብስ ላይ ውኃ ያልነካው አዲስ ጨርቅ የሚጥፍ ሰው የለም፤ አዲሱ ጨርቅ ሲሸበሸብ ልብሱን ስለሚስበው ቀዳዳው የባሰ ይሰፋልና።
ማይ ዘይጠዓመ ቝራጽ ዓለባ ኣብ ብላይ ክዳን ዚልግብ ሓደ እኳ የልቦን። እንተ ዘይኰነስ፡ እቲ ሓድሽ ዓለባ ነቲ ኽዳን ይምንጭቶ፡ እቲ ቐዳድ ከኣ ዝገደደ ይኸውን።
53,659

53,660
am_tg
ደግሞም ሰዎች ባረጀ አቁማዳ አዲስ የወይን ጠጅ አያስቀምጡም። እንዲህ ቢያደርጉ አቁማዳው ይፈነዳል፤ ወይኑ ይፈስሳል፤ አቁማዳውም ከጥቅም ውጭ ይሆናል። ነገር ግን ሰዎች አዲስ የወይን ጠጅ የሚያስቀምጡት በአዲስ አቁማዳ ነው፤ በመሆኑም ሁለቱም ሳይበላሹ ይቆያሉ።”
ንሓድሽ ወይኒ ኣብ ኣረገውቲ ኣሕርብቲ ኣየዕርቕዎን እዮም፣ እንተ ዘይኰነስ፡ እቲ ኣሕርብቲ ይቕደድ፡ እቲ ወይኒ ይፈስስ፡ እቲ ኣሕርብቲ ኸኣ ይበላሾ። ንሓድሽ ወይኒ ግና፡ ኣብ ሓደስቲ ኣሕርብቲ የዕርቕዎ፣ ክልቲኡ ድማ ይእርነብ።”
53,661

53,662
am_tg
ይህን እየነገራቸው ሳለ አንድ የምኩራብ አለቃ ወደ እሱ መጥቶ በመስገድ “እስካሁን ልጄ ሳትሞት አትቀርም፤ ቢሆንም መጥተህ እጅህን ጫንባት፤ ዳግመኛም ሕያው ትሆናለች” አለው።
እዚ ኺብሎም ከሎ፡ እንሆ፡ ሓደ ሓለቓ ቐሪቡ፡ “ክሳዕ ሕጂ፡ ጓለይ ሞይታ ኽትከውን ኣለዋ፣ ግናኸ፡ መጺእካ ኢድካ ኣንብረላ እሞ፡ ህያው ክትከውን እያ” እናበለ ሰገደሉ።
53,663

53,664
am_tg
ኢየሱስም ተነስቶ ከደቀ መዛሙርቱ ጋር ተከተለው።
ሽዑ የሱስ፡ ተንሲኡ ምስ ደቀ መዛሙርቱ ሰዓቦ።
53,665
tg_am
ሽዑ የሱስ፡ ተንሲኡ ምስ ደቀ መዛሙርቱ ሰዓቦ።
ኢየሱስም ተነስቶ ከደቀ መዛሙርቱ ጋር ተከተለው።
53,666
am_tg
እነሆም፣ ለ12 ዓመት ደም ይፈሳት የነበረች አንዲት ሴት ከኋላ መጥታ የልብሱን ዘርፍ ነካች፤
እንሆ ድማ፡ ን12 ዓመት ደም ዚፈስሳ ዝነበረት ሰበይቲ፡ ብድሕሪኡ ቐሪባ ዘፈር ክዳኑ ተንከየት።
53,667

53,668
am_tg
“ልብሱን ብቻ እንኳ ብነካ እድናለሁ” ብላ ታስብ ነበርና።
ከመይሲ፡ ብልባ፡ “ክዳኑ ጥራይ እንተ ተንክየ፡ ክሓዊ እየ” ትብል ነበረት።
53,669

53,670
am_tg
ኢየሱስ ወደ ኋላ ዞር ብሎ አያትና “ልጄ ሆይ አይዞሽ! እምነትሽ አድኖሻል” አላት። ከዚያች ሰዓት ጀምሮ ሴትየዋ ዳነች።
የሱስ ግልጽ ኢሉ ረኣያ እሞ፡ “ኣጆኺ ጓለይ፡ እምነትኪ ኣሕውያትኪ” በላ። ካብታ ሰዓት እቲኣ ኣትሒዛ፡ እታ ሰበይቲ ሓወየት።
53,671

53,672
am_tg
ኢየሱስ ወደ ምኩራብ አለቃው ቤት ሲደርስ ዋሽንት ነፊዎቹን እንዲሁም የሚንጫጫውን ሕዝብ አይቶ
የሱስ ናብ ቤት እቲ ሓለቓ ምስ ኣተወ፡ ነቶም ነፋሕቲ ሻምብቆን ዋይዋይ ዚብሉ ብዙሓት ሰባትን ረኣየ።
53,673

53,674
am_tg
“እስቲ አንዴ ውጡ፤ ልጅቷ ተኝታለች እንጂ አልሞተችም” አለ። በዚህ ጊዜ በማፌዝ ይስቁበት ጀመር።
“እታ ጓል ደቂሳ ኣላ እምበር፡ ኣይሞተትን እሞ፡ ኣልግሱ” በሎም። ንሳቶም ከኣ ሰሓቕዎ።
53,675

53,676
am_tg
ሕዝቡ ከወጣ በኋላ ወደ ውስጥ ገብቶ እጇን ያዛት፤ ልጅቷም ተነሳች።
እቶም ሰባት ምስ ወጹ፡ ኣትዩ ነታ ጓል ኢዳ ሓዛ፡ ንሳ እውን ተንስአት።
53,677

53,678
am_tg
ይህም ነገር በዚያ አገር ሁሉ በሰፊው ተወራ።
ዝናኡ ድማ ኣብ ኵሉ እቲ ዞባ ተዘርግሐ።
53,679
tg_am
ዝናኡ ድማ ኣብ ኵሉ እቲ ዞባ ተዘርግሐ።
ይህም ነገር በዚያ አገር ሁሉ በሰፊው ተወራ።
53,680
am_tg
ኢየሱስ ከዚያ ተነስቶ ሲሄድ ሁለት ዓይነ ስውሮች “የዳዊት ልጅ ሆይ፣ ምሕረት አድርግልን” ብለው እየጮኹ ተከተሉት።
የሱስ ካብኡ ኺሓልፍ ከሎ፡ ክልተ ዕዉራት ዓው ኢሎም፡ “ኦ ወዲ ዳዊት፡ ምሓረና” እናበሉ ሰዓብዎ።
53,681

53,682
am_tg
ወደ ቤት ከገባ በኋላ ዓይነ ስውሮቹ ወደ እሱ መጡ፤ ኢየሱስም “ዓይናችሁን ላበራላችሁ እንደምችል ታምናላችሁ?” ሲል ጠየቃቸው። እነሱም “አዎ ጌታ ሆይ” ብለው መለሱለት።
ናብ ቤት ምስ ኣተወ፡ እቶም ዕዉራት ናብኡ መጹ፣ የሱስ ከኣ፡ “እዚ ኽገብር ከም ዝኽእልዶ ትኣምኑ ኢኹም፧” ኢሉ ሓተቶም። ንሳቶም ከኣ፡ “እወ ጐይታይ” ኢሎም መለሱሉ።
53,683

53,684
am_tg
ከዚያም ዓይናቸውን ዳስሶ “እንደ እምነታችሁ ይሁንላችሁ” አላቸው።
ሽዑ፡ “ከም እምነትኩም ይኹነልኩም” እናበለ ኣዒንቶም ተንከዮም።
53,685

53,686
am_tg
ዓይናቸውም በራ። ኢየሱስም “ማንም ሰው ስለዚህ ጉዳይ እንዳያውቅ ተጠንቀቁ” ሲል አጥብቆ አሳሰባቸው።
ኣዒንቶም ከኣ ተኸፍታ። የሱስ ድማ፡ “ሓደ እኳ ኸይፈልጥ ተጠንቀቑ” ኢሉ ብጽኑዕ ኣጠንቀቖም።
53,687

53,688
am_tg
እነሱ ግን ከወጡ በኋላ በዚያ አካባቢ ሁሉ ስለ እሱ በይፋ አወሩ።
ንሳቶም ግና፡ ወጺኦም ኣብ ኵሉ እቲ ዞባ ኣውረዩ።
53,689

53,690
am_tg
እነሱም ሲወጡ፣ ሰዎች ጋኔን ያደረበት ዱዳ ሰው ወደ እሱ አመጡ፤
ንሳቶም ኪኸዱ ኸለዉ ድማ፡ እንሆ፡ ጋኔን ዝሓደሮ ዓባስ ኣምጽኡሉ።
53,691

53,692
am_tg
ጋኔኑን ካስወጣለት በኋላ ዱዳው ተናገረ። ሕዝቡም እጅግ ተደንቀው “በእስራኤል ምድር እንዲህ ያለ ነገር ታይቶ አያውቅም” አሉ።
እቲ ጋኔን ምስ ወጸሉ፡ እቲ ዓባስ ተዛረበ። እቶም ህዝቢ ኸኣ፡ “ከምዚ ዝበለስ ኣብ እስራኤል ከቶ ኣይተራእየን” ኢሎም ተገረሙ።
53,693

53,694
am_tg
ፈሪሳውያን ግን “አጋንንትን የሚያስወጣው በአጋንንት አለቃ ነው” ይሉ ነበር።
ፈሪሳውያን ግና፡ “ንኣጋንንቲ ብሓለቓ ኣጋንንቲ እዩ ዜውጽኦም” በሉ።
53,695

53,696
am_tg
ኢየሱስም በምኩራቦቻቸው እያስተማረ፣ የመንግሥቱን ምሥራች እየሰበከ እንዲሁም ማንኛውንም ዓይነት በሽታና ማንኛውንም ዓይነት ሕመም እየፈወሰ በየከተማውና በየመንደሩ ይዞር ጀመር።
የሱስ ከኣ ኣብ ምኵራባቶም እናመሃረ፡ ብስራት መንግስቲ እናሰበኸ፡ ኵሉ ሕማምን ድናሰን እናኣሕወየ፡ ኣብ ኵሉ ኸተማታትን ኣቝሻትን ዞረ።
53,697

53,698
am_tg
ሕዝቡንም ባየ ጊዜ እረኛ እንደሌላቸው በጎች ተገፈውና ተጥለው ስለነበር እጅግ አዘነላቸው።
ህዝቢ ምስ ረኣየ፡ ጓሳ ኸም ዘይብለን ኣባጊዕ ግፉዓትን ድርቡያትን ስለ ዝነበሩ፡ ደንገጸሎም።
53,699