Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
53,700
am_tg
ከዚያም ደቀ መዛሙርቱን እንዲህ አላቸው፦ “አዎ፣ አዝመራው ብዙ ነው፤ ሠራተኞቹ ግን ጥቂት ናቸው።
ሽዑ፡ ንደቀ መዛሙርቱ፡ “እቲ እኽልስ ብዙሕ እዩ፣ ዓየይቲ ግና ሒደት እዮም።
53,701
tg_am

53,702
am_tg
ስለዚህ የመከሩ ሥራ ኃላፊ ወደ መከሩ፣ ሠራተኞች እንዲልክ ለምኑት።”
ስለዚ፡ ነቲ ጐይታ እኽሊ፡ ናብ እኽሉ ዓየይቲ ኺልእኽ ለምንዎ” በሎም።
53,703

53,704
am_tg
ኢየሱስ ከቤተ መቅደሱ ወጥቶ እየሄደ ሳለ ደቀ መዛሙርቱ የቤተ መቅደሱን ግንቦች ሊያሳዩት ወደ እሱ ቀረቡ።
የሱስ ካብ ቤተ መቕደስ ወጺኡ ኪኸይድ ከሎ፡ ደቀ መዛሙርቱ ነቲ ህንጻ ቤተ መቕደስ ኬርእይዎ ናብኡ ቐረቡ።
53,705

53,706
am_tg
እሱም መልሶ “ይህን ሁሉ ታያላችሁ? እውነት እላችኋለሁ፣ ይህ ሁሉ ሳይፈርስ እንዲህ ድንጋይ በድንጋይ ላይ እንደተነባበረ ከቶ አይኖርም” አላቸው።
ንሱ ድማ፡ “እዚ ዅሉስ ትርእይዎዶ ኣለኹም፧ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ኣብዚ፡ እምኒ ኣብ ልዕሊ እምኒ ተነቢሩ ኸይፈረሰ ኸቶ ኣይኪተርፍን እዩ” በሎም።
53,707

53,708
am_tg
በደብረ ዘይት ተራራ ላይ ተቀምጦ ሳለ ደቀ መዛሙርቱ ለብቻቸው ወደ እሱ መጥተው “እስቲ ንገረን፣ እነዚህ ነገሮች የሚፈጸሙት መቼ ነው? የመገኘትህና የዚህ ሥርዓት መደምደሚያ ምልክትስ ምንድን ነው?” አሉት።
ኣብ ደብረ ዘይቲ ተቐሚጡ ኸሎ፡ እቶም ደቀ መዛሙርቲ ብሕት ኢሎም፡ “እስከ ንገረና፡ እዚ መዓስ ኪኸውን እዩ፧ ምልክት እቲ ኣብዚ እትህልወሉ እዋንን መደምደምታ እቲ ስርዓትንከ እንታይ እዩ፧” እናበሉ ናብኡ ቐረቡ።
53,709

53,710
am_tg
ኢየሱስም እንዲህ ሲል መለሰላቸው፦ “ማንም እንዳያሳስታችሁ ተጠንቀቁ፤
የሱስ ድማ ከምዚ ኢሉ መለሰሎም፦ “ሓደ እኳ ኸየስሕተኩም ተጠንቀቑ፣
53,711

53,712
am_tg
ብዙዎች ‘እኔ ክርስቶስ ነኝ’ እያሉ በስሜ ይመጣሉና፤ ብዙዎችንም ያሳስታሉ።
ከመይሲ፡ ‘ኣነ ክርስቶስ እየ’ እናበሉ ብዙሓት ብስመይ ኪመጹ እዮም፣ ንብዙሓት እውን ኬስሕቱ እዮም።
53,713

53,714
am_tg
ጦርነትና የጦርነት ወሬ ትሰማላችሁ። በዚህ ጊዜ እንዳትደናገጡ ተጠንቀቁ፤ ምክንያቱም እነዚህ ነገሮች መፈጸማቸው የግድ ነው፤ ሆኖም ፍጻሜው ገና ነው።
ውግእን ወረ ውግእን ክትሰምዑ ኢኹም፣ ኣይትሰምብዱ። እዝስ ኪኸውን ኣለዎ፣ ግናኸ መወዳእታ ገና እዩ።
53,715

53,716
am_tg
“ሕዝብ በሕዝብ ላይ፣ መንግሥትም በመንግሥት ላይ ይነሳልና፤ በተለያየ ስፍራ የምግብ እጥረትና የምድር ነውጥ ይከሰታል።
“ህዝቢ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ፡ መንግስቲ ድማ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኺልዓል እዩ፣ ኣብ በቦታኡ ኸኣ ጥሜትን ምንቅጥቃጥ ምድርን ኪኸውን እዩ።
53,717

53,718
am_tg
እነዚህ ነገሮች ሁሉ የምጥ ጣር መጀመሪያ ናቸው።
እዚ ዅሉ፡ መጀመርታ ቕልውላው እዩ።
53,719
tg_am
እዚ ዅሉ፡ መጀመርታ ቕልውላው እዩ።
እነዚህ ነገሮች ሁሉ የምጥ ጣር መጀመሪያ ናቸው።
53,720
am_tg
“በዚያን ጊዜ ሰዎች ለመከራ አሳልፈው ይሰጧችኋል፣ ይገድሏችኋል እንዲሁም በስሜ ምክንያት በሕዝቦች ሁሉ ዘንድ የተጠላችሁ ትሆናላችሁ።
“ሽዑ፡ ንጸበባ ኣሕሊፎም ኪህቡኹምን ኪቐትሉኹምን እዮም፣ ስለ ስመይ ብዅሎም ኣህዛብ ክትጽልኡ ኢኹም።
53,721

53,722
am_tg
በተጨማሪም ብዙዎች ይሰናከላሉ፤ አንዱ ሌላውን አሳልፎ ይሰጣል፤ እርስ በርሳቸውም ይጠላላሉ።
ብዙሓት ድማ ኪዕንቀፉን ንሓድሕዶም ኣሕሊፎም ኪዋሃሃቡን ንሓድሕዶም ኪጻልኡን እዮም።
53,723

53,724
am_tg
ብዙ ሐሰተኛ ነቢያት ይነሳሉ፤ ብዙዎችንም ያሳስታሉ፤
ብዙሓት ናይ ሓሶት ነብያት ከኣ ኪትንስኡን ንብዙሓት እውን ኬስሕቱን እዮም፣
53,725

53,726
am_tg
ክፋት እየበዛ ስለሚሄድ የብዙዎች ፍቅር ይቀዘቅዛል።
ጥሕሰት ሕጊ ስለ ዚበዝሕ ድማ፡ ናይ መብዛሕትኦም ፍቕሪ ኽትዝሕል እያ።
53,727

53,728
am_tg
እስከ መጨረሻው የጸና ግን ይድናል።
እቲ ኽሳዕ መወዳእታ ዚጻወር ግና ኪድሕን እዩ።
53,729
tg_am
እቲ ኽሳዕ መወዳእታ ዚጻወር ግና ኪድሕን እዩ።
እስከ መጨረሻው የጸና ግን ይድናል።
53,730
am_tg
ይህ የመንግሥቱ ምሥራች ለብሔራት ሁሉ ምሥክር እንዲሆን በመላው ምድር ይሰበካል፤ ከዚያም መጨረሻው ይመጣል።
እዚ ብስራት መንግስቲ ኸኣ፡ ንምስክር ኵሎም ኣህዛብ ኣብ ኵላ ዓለም ኪስበኽ እዩ፣ ሽዑ፡ መወዳእታ ኺመጽእ እዩ።
53,731

53,732
am_tg
“ስለዚህ ነቢዩ ዳንኤል በተናገረው መሠረት ጥፋት የሚያመጣው ‘ርኩስ ነገር’ በተቀደሰ ስፍራ ቆሞ ስታዩ አንባቢው ያስተውል፤
“እምበኣር፡ እቲ ብነብዪ ዳንኤል እተባህለ ዜጥፍእ ጽያፍ ኣብ ቅዱስ ቦታ ደው ኢሉ ምስ ረኣኹም፡ (እቲ ዜንብብ የስተውዕል፡)
53,733

53,734
am_tg
በዚህ ጊዜ በይሁዳ ያሉ ወደ ተራሮች ይሽሹ።
ሽዑ፡ እቶም ኣብ ይሁዳ ዘለዉ ናብ ኣኽራን ይህደሙ።
53,735
tg_am
ሽዑ፡ እቶም ኣብ ይሁዳ ዘለዉ ናብ ኣኽራን ይህደሙ።
በዚህ ጊዜ በይሁዳ ያሉ ወደ ተራሮች ይሽሹ።
53,736
am_tg
በጣሪያ ላይ ያለ ሰው ዕቃውን ከቤቱ ለመውሰድ አይውረድ፤
ኣብ ዝባን ናሕሲ ዘሎ፡ ካብ ቤቱ ገለ ኺማላእ ኣይውረድ፣
53,737
tg_am
ኣብ ዝባን ናሕሲ ዘሎ፡ ካብ ቤቱ ገለ ኺማላእ ኣይውረድ፣
በጣሪያ ላይ ያለ ሰው ዕቃውን ከቤቱ ለመውሰድ አይውረድ፤
53,738
am_tg
በእርሻም ያለ መደረቢያውን ለመውሰድ አይመለስ።
ኣብ ግራት ዘሎ ድማ፡ ክዳኑ ኺወስድ ንድሕሪት ኣይመለስ።
53,739
tg_am
ኣብ ግራት ዘሎ ድማ፡ ክዳኑ ኺወስድ ንድሕሪት ኣይመለስ።
በእርሻም ያለ መደረቢያውን ለመውሰድ አይመለስ።
53,740
am_tg
በእነዚያ ቀናት ለነፍሰ ጡሮችና ለሚያጠቡ ወዮላቸው!
በተን መዓልትታት እቲአን፡ ንጥኑሳትን ንዜጥብዋን ወይለአን!
53,741
tg_am
በተን መዓልትታት እቲአን፡ ንጥኑሳትን ንዜጥብዋን ወይለአን!
በእነዚያ ቀናት ለነፍሰ ጡሮችና ለሚያጠቡ ወዮላቸው!
53,742
am_tg
ሽሽታችሁ በክረምት ወይም በሰንበት ቀን እንዳይሆን ዘወትር ጸልዩ፤
ህድማኹም ብኽረምቲ ወይስ ብሰንበት ከይከውን ብቐጻሊ ጸልዩ፣
53,743

53,744
am_tg
ምክንያቱም በዚያን ጊዜ ከዓለም መጀመሪያ አንስቶ እስካሁን ድረስ ሆኖ የማያውቅ ዳግመኛም የማይሆን ታላቅ መከራ ይከሰታል።
ሽዑስ፡ ካብ መጀመርታ ዓለም ክሳዕ ሕጂ ዘይኰነ፡ ከቶ ድማ ዘይከውን ብርቱዕ ጸበባ ኪኸውን እዩ።
53,745

53,746
am_tg
እንዲያውም ቀኖቹ ባያጥሩ ኖሮ ሥጋ ሁሉ ባልዳነ ነበር፤ ሆኖም ለተመረጡት ሲባል ቀኖቹ ያጥራሉ።
እተን መዓልትታት እቲአን እንተ ዘይሓጽራስ፡ ስጋ ዘበለ ኣይምደሓነን፣ ምእንቲ እቶም ሕሩያት ግና፡ እተን መዓልትታት እቲአን ኪሓጽራ እየን።
53,747

53,748
am_tg
“በዚያን ጊዜ ማንም ‘እነሆ፣ ክርስቶስ ይኸውላችሁ’ ወይም ‘ያውላችሁ’ ቢላችሁ አትመኑ።
“ሽዑ፡ ዝዀነ ሰብ፡ ‘እንሆ፡ ክርስቶስ ኣብዚ’ ወይ ‘ኣብቲ’ እንተ ኢሉኩም፡ ኣይትእመኑ።
53,749

53,750
am_tg
ምክንያቱም ሐሰተኛ ክርስቶሶችና ሐሰተኛ ነቢያት ይነሳሉ፤ ቢቻላቸው የተመረጡትን እንኳ እስኪያስቱ ድረስ ታላላቅ ምልክቶችና አስደናቂ ነገሮች ያደርጋሉ።
ናይ ሓሶት ክርስቶሳትን ናይ ሓሶት ነብያትን ኪትንስኡ፡ እንተ ተኻኢሉ፡ ነቶም ሕሩያት እኳ ምእንቲ ኼስሕቱ፡ ዓበይቲ ትእምርትታትን ተኣምራትን እውን ኪገብሩ እዮም።
53,751

53,752
am_tg
እንግዲህ አስቀድሜ አስጠንቅቄያችኋለሁ።
እንሆ፡ ኣጠንቂቐኩም ኣለኹ።
53,753
tg_am
እንሆ፡ ኣጠንቂቐኩም ኣለኹ።
እንግዲህ አስቀድሜ አስጠንቅቄያችኋለሁ።
53,754
am_tg
ስለዚህ ሰዎች ‘እነሆ፣ በምድረ በዳ ነው’ ቢሏችሁ ወደዚያ አትውጡ፤ ‘እነሆ፣ ቤት ውስጥ በውስጠኛው ክፍል ይገኛል’ ቢሏችሁ አትመኑ።
እምበኣር፡ ‘እንሆ፡ ኣብ በረኻ እዩ’ እንተ ኢሎምኹም፡ ኣይትውጽኡ፣ ‘እንሆ፡ ኣብ ውሽጣዊ ኽፍልታት ቤት እዩ’ እንተ ኢሎምኹም፡ ኣይትእመኑ።
53,755

53,756
am_tg
መብረቅ ከምሥራቅ ወጥቶ እስከ ምዕራብ እንደሚያበራ ሁሉ የሰው ልጅ መገኘትም እንዲሁ ይሆናል።
በርቂ ኻብ ምብራቕ በሪቑ ኽሳብ ምዕራብ ከም ዜብርህ፡ ወዲ ሰብ ኣብዚ ኣብ ዚህልወሉ እዋን ድማ ከምኡ ኪኸውን እዩ።
53,757

53,758
am_tg
በድን ባለበት ሁሉ ንስሮች ይሰበሰባሉ።
ኣብቲ ገምቢ ዘለዎ፡ ንስርታት ኪእከቡ እዮም።
53,759
tg_am
ኣብቲ ገምቢ ዘለዎ፡ ንስርታት ኪእከቡ እዮም።
በድን ባለበት ሁሉ ንስሮች ይሰበሰባሉ።
53,760
am_tg
“በእነዚያ ቀናት ከሚኖረው መከራ በኋላ ወዲያውኑ ፀሐይ ትጨልማለች፤ ጨረቃም ብርሃኗን አትሰጥም፤ ከዋክብትም ከሰማይ ይወድቃሉ፤ የሰማያት ኃይላትም ይናወጣሉ።
“ደድሕሪ ጸበባ እተን መዓልትታት እቲአን፡ ጸሓይ ክትጽልምት፡ ወርሒ እውን ብርሃና ኣይክትህብን እያ፣ ከዋኽብቲ ኻብ ሰማይ ኪወድቁ፡ ሓይልታት ሰማያት እውን ኪናወጹ እዮም።
53,761

53,762
am_tg
ከዚያም የሰው ልጅ ምልክት በሰማይ ይታያል፤ የምድር ወገኖችም ሁሉ በሐዘን ደረታቸውን ይደቃሉ፤ የሰው ልጅም በኃይልና በታላቅ ክብር በሰማይ ደመና ሲመጣ ያዩታል።
ሽዑ፡ ትእምርቲ ወዲ ሰብ ኣብ ሰማይ ኪርአ፡ ኵሎም ነገዳት ምድሪ ደረቶም እናወቕዑ ኼልቅሱ እዮም፣ ወዲ ሰብ ብሓይልን ብዓብዪ ኽብርን ብደበናታት ሰማይ ኪመጽእ ከሎ፡ ኪርእይዎ እዮም።
53,763

53,764
am_tg
እሱም መላእክቱን በታላቅ የመለከት ድምፅ ይልካል፤ እነሱም ከአራቱ ነፋሳት፣ ከአንዱ የሰማይ ዳርቻ እስከ ሌላው የሰማይ ዳርቻ ለእሱ የተመረጡትን ይሰበስባሉ።
ንሱ ድማ ንመላእኽቱ ብዓብዪ ደሃይ መለኸት ኪልእኮም፡ ንሳቶም እውን ንሕሩያቱ ኻብ ኣርባዕተ ንፋሳት፡ ካብ ሓደ ወሰን ሰማያት ክሳብ እቲ ኻልእ ወሰን ኪእክብዎም እዮም።
53,765

53,766
am_tg
“እንግዲያው ይህን ምሳሌ ከበለስ ዛፍ ተማሩ፦ ቅርንጫፎቿ ሲለመልሙና ቅጠሎቿ ሲያቆጠቁጡ በጋ እንደቀረበ ታውቃላችሁ።
“ካብ ኦም በለስ፡ እዚ ምሳሌ እዚ ተምሃሩ፦ ጨናፍራ ምስ ጠጥዐን ምስ ለምለመን፡ ሓጋይ ከም ዝቐረበ ትፈልጡ ኢኹም።
53,767

53,768
am_tg
በተመሳሳይ እናንተም እነዚህን ሁሉ ነገሮች ስታዩ የሰው ልጅ ደጃፍ ላይ እንደደረሰ እርግጠኞች ሁኑ።
ከምኡ ድማ፡ ንስኻትኩም እዚ ዅሉ ምስ ረኣኹም፡ ንሱ ናብ ኣፍ ደገ ምቕራቡ ፍለጡ።
53,769

53,770
am_tg
እውነት እላችኋለሁ፣ እነዚህ ነገሮች ሁሉ እስኪፈጸሙ ድረስ ይህ ትውልድ ፈጽሞ አያልፍም።
እዚ ዅሉ ኽሳዕ ዚኸውን፡ እዚ ወለዶ እዚ ኸቶ ኣይኪሓልፍን እዩ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ።
53,771

53,772
am_tg
ሰማይና ምድር ያልፋሉ፤ ቃሌ ግን ፈጽሞ አያልፍም።
ሰማይን ምድርን ኪሓልፍ፡ ቃለይ ግና ከቶ ኣይኪሓልፍን እዩ።
53,773
tg_am
ሰማይን ምድርን ኪሓልፍ፡ ቃለይ ግና ከቶ ኣይኪሓልፍን እዩ።
ሰማይና ምድር ያልፋሉ፤ ቃሌ ግን ፈጽሞ አያልፍም።
53,774
am_tg
“ስለዚያ ቀንና ሰዓት ከአብ ብቻ በቀር የሰማይ መላእክትም ሆኑ ወልድ፣ ማንም አያውቅም።
“ብዛዕባ እታ መዓልቲ እቲኣን እታ ሰዓት እቲኣን፡ ኣቦ ጥራይ እምበር፡ መላእኽቲ ሰማያት ኰኑ ወይስ ወዲ ዀነ፡ ሓደ እኳ ዚፈልጥ የልቦን።
53,775

53,776
am_tg
በኖኅ ዘመን እንደነበረው ሁሉ የሰው ልጅ መገኘትም እንደዚሁ ይሆናል።
ከምቲ ብዘመን ኖህ ዝዀነ፡ ወዲ ሰብ ኣብዚ ኣብ ዚህልወሉ እዋን ከኣ ከምኡ ኪኸውን እዩ።
53,777

53,778
am_tg
ከጥፋት ውኃ በፊት በነበረው ዘመን ኖኅ ወደ መርከቡ እስከገባበት ቀን ድረስ ሰዎች ይበሉና ይጠጡ እንዲሁም ወንዶች ያገቡ፣ ሴቶችም ይዳሩ ነበር፤
ከምቲ ቕድሚ ማይ ኣይሂ ዝነበረ መዓልትታትሲ፡ ክሳዕ እታ ኖህ ናብ መርከብ ዝኣተወላ መዓልቲ ይበልዑን ይሰትዩን ይምርዓዉን የመርዕዉን ነበሩ፣
53,779

53,780
am_tg
የጥፋት ውኃ መጥቶ ሁሉንም ጠራርጎ እስከወሰዳቸው ጊዜ ድረስ ምንም አላስተዋሉም፤ የሰው ልጅ መገኘትም እንደዚሁ ይሆናል።
ማይ ኣይሂ መጺኡ ንዅላቶም ክሳዕ ዚዅስትሮም ኣየስተውዓሉን፣ ወዲ ሰብ ኣብዚ ኣብ ዚህልወሉ እዋን ድማ ከምኡ ኪኸውን እዩ።
53,781

53,782
am_tg
በዚያን ጊዜ ሁለት ሰዎች በእርሻ ቦታ ይሠራሉ፤ አንዱ ይወሰዳል፤ ሌላው እዚያው ይተዋል።
ሽዑ፡ ክልተ ኣብ ግራት ኪዀኑ እዮም፣ እቲ ሓደ ኺውሰድ፡ እቲ ሓደ ኸኣ ኪሕደግ እዩ።
53,783

53,784
am_tg
ሁለት ሴቶች በወፍጮ ይፈጫሉ፤ አንዷ ትወሰዳለች፤ ሌላዋ እዚያው ትተዋለች።
ክልተ ኣብ መጥሓን ኪጥሕና እየን፣ እታ ሓንቲ ኽትውሰድ፡ እታ ሓንቲ ድማ ክትሕደግ እያ።
53,785

53,786
am_tg
ስለዚህ ጌታችሁ በየትኛው ቀን እንደሚመጣ ስለማታውቁ ምንጊዜም ነቅታችሁ ጠብቁ።
እምበኣር፡ ጐይታኹም በየነይቲ መዓልቲ ኸም ዚመጽእ ኣይትፈልጡን ኢኹም እሞ፡ ንቕሑ።
53,787

53,788
am_tg
“ነገር ግን ይህን እወቁ፦ አንድ ሰው ሌባ በየትኛው ክፍለ ሌሊት እንደሚመጣ ቢያውቅ ኖሮ ነቅቶ በጠበቀና ቤቱ እንዳይደፈር በተከላከለ ነበር።
“ግናኸ፡ ሓደ ነገር ፍለጡ፦ ብዓል ቤት፡ ሰራቒ ኣበየናይ እዋን ሓለዋ ኸም ዚመጽእ እንተ ዚፈልጥ ነይሩ፡ ምነቕሐ፡ ሰራቒ ናብ ቤቱ ኺኣቱ እውን ኣይምፈቐደን።
53,789

53,790
am_tg
ስለዚህ እናንተም የሰው ልጅ ባላሰባችሁት ሰዓት ስለሚመጣ ዝግጁ ሁኑ።
ስለዚ፡ ንስኻትኩም እውን፡ ወዲ ሰብ ብዘይሓሰብኩምዋ ሰዓት ኪመጽእ እዩ እሞ፡ ድሉዋት ኩኑ።
53,791

53,792
am_tg
“በተገቢው ጊዜ ምግባቸውን እንዲሰጣቸው ጌታው በቤተሰቦቹ ላይ የሾመው ታማኝና ልባም ባሪያ በእርግጥ ማን ነው?
“እቲ ጐይታኡ ምግቦም ብግዜኡ ኺህቦም ኢሉ ኣብ ልዕሊ ኣገልገልቲ ቤቱ ዝሸሞ እሙንን ኣስተውዓልን ባርያ መን ኰን እዩ፧
53,793

53,794
am_tg
ጌታው በሚመጣበት ጊዜ እንዲህ ሲያደርግ ካገኘው ያ ባሪያ ደስተኛ ነው!
እቲ ጐይታኡ ኺመጽእ ከሎ፡ ከምኡ እናገበረ ዚረኽቦ ባርያ ሕጉስ እዩ!
53,795

53,796
am_tg
እውነት እላችኋለሁ፣ ጌታው በንብረቱ ሁሉ ላይ ይሾመዋል።
ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ኣብ ኵሉ ንብረቱ ኺሸሞ እዩ።
53,797
tg_am
ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ኣብ ኵሉ ንብረቱ ኺሸሞ እዩ።
እውነት እላችኋለሁ፣ ጌታው በንብረቱ ሁሉ ላይ ይሾመዋል።
53,798
am_tg
“ነገር ግን ያ ክፉ ባሪያ በልቡ ‘ጌታዬ ይዘገያል’ ብሎ ቢያስብ
“እቲ እኩይ ባርያ ግና ብልቡ፡ ‘ጐይታይ ይድንጒ እዩ’ እንተ ኢሉ፡
53,799