Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
53,800
am_tg
ደግሞም ባልንጀሮቹ የሆኑትን ባሪያዎች መደብደብ ቢጀምር እንዲሁም ከሰካራሞች ጋር ቢበላና ቢጠጣ፣
ነቶም ብጾቱ ባሮት ኪወቕዖም እንተ ጀሚሩ፡ ምስ ዝወጸሎም ሰኽራማት ከኣ ኪበልዕን ኪሰትን እንተ ጀሚሩ፡
53,801
tg_am

53,802
am_tg
የዚያ ባሪያ ጌታ ባልጠበቀው ቀንና ባላሰበው ሰዓት ይመጣል፤
ጐይታ እቲ ባርያ፡ ንሱ ብዘይጽበያ መዓልትን ብዘይፈልጣ ሰዓትን ኪመጽእ እዩ፣
53,803

53,804
am_tg
ከባድ ቅጣት ይቀጣዋል፤ ዕጣውንም ከግብዞች ጋር ያደርገዋል። በዚያም ያለቅሳል፤ ጥርሱንም ያፋጫል።
ብዜስካሕክሕ መገዲ ኪቐጽዖ፡ ግዲኡ ድማ ምስ ግቡዛት ኪገብሮ እዩ። ኣብኡ ኸኣ ኪበክን ኣስናኑ ኺሕርቅምን እዩ።
53,805

53,806
am_tg
በነጋ ጊዜም የካህናት አለቆችና የሕዝቡ ሽማግሌዎች በሙሉ ኢየሱስን ለመግደል አንድ ላይ ተማከሩ።
ምስ ነግሀ፡ ኵሎም ሊቃውንቲ ኻህናትን ዓበይቲ ህዝብን ንየሱስ ኪቐትልዎ ውዲት ኣለሙ።
53,807

53,808
am_tg
ካሰሩት በኋላ ወስደው ለአገረ ገዢው ለጲላጦስ አስረከቡት።
ኣሲሮም ወሲዶም ድማ፡ ኣሕሊፎም ንጲላጦስ እቲ ሹም ሃብዎ።
53,809
tg_am
ኣሲሮም ወሲዶም ድማ፡ ኣሕሊፎም ንጲላጦስ እቲ ሹም ሃብዎ።
ካሰሩት በኋላ ወስደው ለአገረ ገዢው ለጲላጦስ አስረከቡት።
53,810
am_tg
አሳልፎ የሰጠው ይሁዳም ኢየሱስ እንደተፈረደበት ባየ ጊዜ ጸጸት ተሰምቶት 30ዎቹን የብር ሳንቲሞች ወደ ካህናት አለቆቹና ወደ ሽማግሌዎቹ ይዞ በመምጣት
ሽዑ፡ እቲ ኣሕሊፉ ዝሃቦ ይሁዳ፡ ንሱ ተፈሪድዎ ምስ ረኣየ፡ ተጣዕሰ፡ ነቲ 30 ብሩር ድማ ናብ ሊቃውንቲ ኻህናትን ዓበይትን መለሶ፣
53,811

53,812
am_tg
“ንጹሕ ሰው አሳልፌ በመስጠቴ በድያለሁ” አለ። እነሱም “ታዲያ እኛ ምን አገባን? የራስህ ጉዳይ ነው!” አሉት።
“ንጹህ ደም ኣሕሊፈ ብምሃበይ ሓጢአ” ድማ በለ። ንሳቶም ከኣ፡ “እንታይ ገዲሱና፧ ባዕልኻ ትፈልጥ!” በልዎ።
53,813

53,814
am_tg
ስለዚህ የብር ሳንቲሞቹን ቤተ መቅደሱ ውስጥ በትኖ ወጣ። ከዚያም ሄደና ታንቆ ሞተ።
ስለዚ፡ ነቲ ብሩር ኣብ ቤተ መቕደስ ደርብይዎ ወጸ። ከይዱ እውን ተሓንቀ።
53,815

53,816
am_tg
የካህናት አለቆቹ ግን የብር ሳንቲሞቹን ወስደው “ይህ ገንዘብ የደም ዋጋ ስለሆነ ግምጃ ቤት ውስጥ መግባት የለበትም” አሉ።
ሊቃውንቲ ኻህናት ግና፡ ነቲ ብሩር ወሲዶም፡ “ዋጋ ደም እዩ እሞ፡ ናብ ቅዱስ ቤት መዝገብ ኪኣቱ ኣይተፈቕደን” በሉ።
53,817

53,818
am_tg
ከተመካከሩም በኋላ ለእንግዶች የመቃብር ቦታ እንዲሆን በገንዘቡ የሸክላ ሠሪውን መሬት ገዙበት።
ምስ ተማኸሩ፡ ብእኡ መቓብር ኣጋይሽ ዚኸውን መሬት ሰራሕ ካይላ ዓደጉ።
53,819

53,820
am_tg
በመሆኑም ያ መሬት እስከ ዛሬ ድረስ “የደም መሬት” ተብሎ ይጠራል።
ስለዚ፡ እታ መሬት እቲኣ ኽሳዕ ሎሚ፡ “መሬት ደም” ትብሃል ኣላ።
53,821

53,822
am_tg
በዚህ ጊዜ በነቢዩ ኤርምያስ እንዲህ ተብሎ የተነገረው ተፈጸመ፦ “ከእስራኤል ልጆች አንዳንዶቹ የገመቱትን፣ ለሰውየው የወጣውን የዋጋ ተመን ይኸውም 30ዎቹን የብር ሳንቲሞች ወሰዱ፤
ሽዑ፡ እቲ ብነብዪ ኤርምያስ ከምዚ እተባህለ ተፈጸመ፦ “እቲ ገሊኦም ደቂ እስራኤል ዝገምገምዎ ገምጋም ዋጋኡ ዝዀነ 30 ብሩር ወሲዶም፡
53,823

53,824
am_tg
ይሖዋ ባዘዘኝም መሠረት ሳንቲሞቹን ለሸክላ ሠሪው መሬት ከፈሉ።”
ከምቲ የሆዋ ዝኣዘዘኒ፡ ምእንቲ መሬት ሰራሕ ካይላ ሃቡ።”
53,825

53,826
am_tg
ኢየሱስም አገረ ገዢው ፊት ቀረበ፤ አገረ ገዢውም “አንተ የአይሁዳውያን ንጉሥ ነህ?” ሲል ጠየቀው። ኢየሱስም መልሶ “አንተው ራስህ ተናገርከው” አለው።
የሱስ ኣብ ቅድሚ እቲ ሹም ደው በለ፣ እቲ ሹም ከኣ፡ “ንስኻዶ ንጉስ ኣይሁድ ኢኻ፧” ኢሉ ሓተቶ። የሱስ ከኣ፡ “ንስኻ እኳ ትብል ኣለኻ” ኢሉ መለሰሉ።
53,827

53,828
am_tg
የካህናት አለቆቹና ሽማግሌዎቹ በከሰሱት ጊዜ ግን ምንም መልስ አልሰጠም።
ሊቃውንቲ ኻህናትን ዓበይትን ኪኸስስዎ ኸለዉ ግና፡ ኣይመለሰን።
53,829

53,830
am_tg
በዚህ ጊዜ ጲላጦስ “በስንት ነገር እየመሠከሩብህ እንዳሉ አትሰማም?” አለው።
ሽዑ፡ ጲላጦስ፡ “ብኽንደይ ነገር ይምስክሩልካ ኸም ዘለዉስ ኣይትሰምዕን ዲኻ፧” በሎ።
53,831

53,832
am_tg
እሱ ግን አገረ ገዢው እጅግ እስኪደነቅ ድረስ አንዲት ቃል እንኳ አልመለሰለትም።
ንሱ ግና ሓንቲ ቓል እኳ ኣይመለሰሉን፣ እቲ ሹም ድማ ኣዝዩ ተገረመ።
53,833

53,834
am_tg
አገረ ገዢው ሁልጊዜ በዚህ በዓል ወቅት፣ ሕዝቡ እንዲፈታላቸው የሚፈልጉትን ማንኛውንም እስረኛ የመፍታት ልማድ ነበረው።
እቲ ሹም ከኣ ነቶም ህዝቢ፡ በብበዓል ዝደለይዎ ሓደ እሱር ኪፈትሓሎም ልምዲ ነበሮ።
53,835

53,836
am_tg
በዚያን ጊዜ በዓመፀኝነቱ የታወቀ በርባን የተባለ እስረኛ ነበራቸው።
ሽዑ፡ በርባን ዚብሃል ውሩይ እሱር ነበሮም።
53,837

53,838
am_tg
በመሆኑም ሕዝቡ በተሰበሰቡ ጊዜ ጲላጦስ “ማንን እንድፈታላችሁ ትፈልጋላችሁ? በርባንን ወይስ ክርስቶስ የሚባለውን ኢየሱስን?” አላቸው።
ስለዚ፡ ተኣኪቦም ከለዉ፡ ጲላጦስ፡ “ንመን ክፈትሓልኩም ትደልዩ፧ ንበርባንዶ ወይስ ነቲ ክርስቶስ ዚብሃል የሱስ፧” በሎም።
53,839

53,840
am_tg
ጲላጦስ ይህን ያለው አሳልፈው የሰጡት በቅናት ተነሳስተው እንደሆነ ያውቅ ስለነበር ነው።
ከመይሲ፡ ብቕንኢ ኣሕሊፎም ከም ዝሃብዎ፡ ጲላጦስ ፈሊጡ ነበረ።
53,841

53,842
am_tg
በተጨማሪም በፍርድ ወንበር ላይ ተቀምጦ ሳለ ሚስቱ “በእሱ ምክንያት ዛሬ በሕልም ብዙ ስለተሠቃየሁ በዚያ ጻድቅ ሰው ላይ ምንም ነገር እንዳታደርግ” የሚል መልእክት ላከችበት።
ኣብ መንበር ፍርዲ ተቐሚጡ ኸሎ ኸኣ፡ ሰበይቱ፡ “ሎሚ ለይቲ ብሕልሚ ብሰሩ ብዙሕ መከራ ረኺበ እየ እሞ፡ ኣብ ነገር እቲ ጻድቕ ኣይትእቶ” ኢላ ለኣኸትሉ።
53,843

53,844
am_tg
ይሁንና የካህናት አለቆቹና ሽማግሌዎቹ በርባን እንዲፈታላቸው፣ ኢየሱስ ግን እንዲገደል ይጠይቁ ዘንድ ሕዝቡን አግባቡ።
ሊቃውንቲ ኻህናትን ዓበይትን ግና ነቲ ህዝቢ፡ ንበርባን ኪልምኑሉ፡ የሱስ ግና ኪቕተል ሓበልዎም።
53,845

53,846
am_tg
አገረ ገዢውም መልሶ “ከሁለቱ ማንን እንድፈታላችሁ ትፈልጋላችሁ?” አላቸው። እነሱም “በርባንን” አሉ።
እቲ ሹም ከኣ መሊሱ፡ “ካብ ክልቲኦም፡ ንመን ክፈትሓልኩም ትደልዩ፧” በሎም። ንሳቶም፡ “ንበርባን” በሉ።
53,847

53,848
am_tg
ጲላጦስም “እንግዲያው ክርስቶስ የሚባለውን ኢየሱስን ምን ባደርገው ይሻላል?” አላቸው። ሁሉም “ይሰቀል!” አሉ።
ጲላጦስ ድማ፡ “ነቲ ክርስቶስ ዚብሃል የሱስከ እንታይ ክገብሮ፧” በሎም። ኵላቶም፡ “ይሰቐል!” በሉ።
53,849

53,850
am_tg
እሱም “ለምን? ምን ያጠፋው ነገር አለ?” አላቸው። እነሱ ግን “ይሰቀል!” እያሉ የባሰ መጮኻቸውን ቀጠሉ።
ንሱ ኸኣ፡ “ስለምንታይ፧ እንታይ ክፉእ ገይሩ፧” በሎም። ንሳቶም ግና፡ “ይሰቐል!” እናበሉ ብዝያዳ ጨደሩ።
53,851

53,852
am_tg
ጲላጦስ ያደረገው ጥረት ምንም የፈየደው ነገር እንደሌለ ከዚህ ይልቅ ሁከት እያስነሳ መሆኑን በመገንዘብ “ከዚህ ሰው ደም ንጹሕ ነኝ። ከዚህ በኋላ ተጠያቂ የምትሆኑት እናንተ ናችሁ” በማለት ውኃ አምጥቶ በሕዝቡ ፊት እጁን ታጠበ።
ጲላጦስ፡ እቲ ነገር ናዕቢ ኻብ ምልዕዓል ሓሊፉ ሓንቲ እኳ ኸም ዘይጠቐመ ምስ ረኣየ፡ ማይ ወሲዱ፡ “ካብ ደም እዚ ሰብ እዚ ንጹህ እየ። ባዕላትኩም ፍለጡ” እናበለ ኣብ ቅድሚ እቲ ህዝቢ ኣእዳዉ ተሓጽበ።
53,853

53,854
am_tg
በዚህ ጊዜ ሕዝቡ ሁሉ መልሰው “ደሙ በእኛና በልጆቻችን ላይ ይሁን” አሉ።
ኵሎም እቶም ህዝቢ ኸኣ፡ “ደሙ ኣብ ልዕሌናን ኣብ ልዕሊ ደቅናን ይኹን” ኢሎም መለሱ።
53,855

53,856
am_tg
ከዚያም በርባንን ፈታላቸው፤ ኢየሱስን ግን ካስገረፈው በኋላ በእንጨት ላይ እንዲሰቀል አሳልፎ ሰጠው።
ሽዑ፡ ንበርባን ፈትሓሎም፣ ንየሱስ ግና ኣግሪፉ፡ ኪስቀል ኣሕሊፉ ሃቦም።
53,857

53,858
am_tg
በዚህ ጊዜ የአገረ ገዢው ወታደሮች ኢየሱስን ወደ አገረ ገዢው መኖሪያ ቤት ወሰዱት፤ ሠራዊቱንም ሁሉ በዙሪያው አሰባሰቡ።
ድሕርዚ፡ ወተሃደራት እቲ ሹም ንየሱስ፡ ናብ ቤት እቲ ሹም ኣእተውዎ፣ ብዘሎ ጭፍራ ወተሃደራት እውን ናብኡ ኣከቡ።
53,859

53,860
am_tg
ልብሱንም ገፈው ቀይ መጎናጸፊያ አለበሱት፤
ክዳኑ ቐንጢጦም ከኣ፡ ቀይሕ ባርኖስ ከደንዎ፣
53,861
tg_am
ክዳኑ ቐንጢጦም ከኣ፡ ቀይሕ ባርኖስ ከደንዎ፣
ልብሱንም ገፈው ቀይ መጎናጸፊያ አለበሱት፤
53,862
am_tg
የእሾህ አክሊል ጎንጉነውም በራሱ ላይ ደፉበት፤ በቀኝ እጁም የመቃ ዘንግ አስያዙት። በፊቱ ተንበርክከውም “የአይሁዳውያን ንጉሥ ሆይ፣ ሰላም ለአንተ ይሁን!” እያሉ አሾፉበት።
ካብ እሾዅ ኣኽሊል ተኒጎም ከኣ ኣብ ርእሱ ደፍኡሉ፣ ኣብ የማናይ ኢዱ ድማ ሻምብቆ ኣትሓዝዎ። ኣብ ቅድሚኡ ተምበርኪኾም እውን፡ “ሰላም፡ ኦ ንጉስ ኣይሁድ” እናበሉ ኣላገጹሉ።
53,863

53,864
am_tg
ደግሞም ተፉበት፤ መቃውንም ወስደው ራሱን ይመቱት ጀመር።
ጡፍ ከኣ በሉሉ፡ ነቲ ሻምብቆ ወሲዶም ድማ ርእሱ ወቕዕዎ።
53,865
tg_am
ጡፍ ከኣ በሉሉ፡ ነቲ ሻምብቆ ወሲዶም ድማ ርእሱ ወቕዕዎ።
ደግሞም ተፉበት፤ መቃውንም ወስደው ራሱን ይመቱት ጀመር።
53,866
am_tg
ሲያፌዙበት ከቆዩ በኋላም መጎናጸፊያውን ገፈው የራሱን መደረቢያዎች አለበሱት፤ ከዚያም በእንጨት ላይ እንዲቸነከር ይዘውት ሄዱ።
ምስ ኣላገጹሉ ኸኣ፡ ነቲ ባርኖስ ቀንጢጦም ክዳውንቱ ኸደንዎ፣ ኪሰቕልዎ ድማ ወሰድዎ።
53,867

53,868
am_tg
እየሄዱም ሳሉ ስምዖን የተባለ የቀሬና ሰው አገኙ። ሰውየውንም ኢየሱስ የሚሰቀልበትን የመከራ እንጨት እንዲሸከም አስገደዱት።
ምስ ወጹ፡ ስምኦን ዚብሃል ቀሬናዊ ረኸቡ። ንዕኡ ድማ ጕንዲ ስቅያቱ ኺጾረሉ ገደድዎ።
53,869

53,870
am_tg
የራስ ቅል ቦታ የሚል ትርጉም ወዳለው ጎልጎታ ወደተባለ ስፍራ በደረሱ ጊዜ
ጐልጎታ፡ ማለት ቦታ ቐረንቀራ፡ ናብ እትብሃል ቦታ ምስ በጽሑ፡
53,871

53,872
am_tg
ሐሞት የተቀላቀለበት የወይን ጠጅ እንዲጠጣ ሰጡት፤ እሱ ግን ከቀመሰው በኋላ ሊጠጣው አልፈለገም።
ምስ ሓሞት እተሓወሰ ወይኒ ኺሰቲ ሃብዎ፣ ንሱ ግና ጥዒሙ፡ ምስታዩ ኣበየ።
53,873

53,874
am_tg
እንጨት ላይ ከቸነከሩት በኋላ ዕጣ ተጣጥለው መደረቢያዎቹን ተከፋፈሉ፤
ምስ ሰቐልዎ ኸኣ፡ ንኽዳውንቱ ዕጫ ኣውዲቖም ተማቐልዎ፣
53,875

53,876
am_tg
በዚያም ተቀምጠው ይጠብቁት ነበር።
ኣብኡ ተቐሚጦም እውን ሓለውዎ።
53,877
tg_am
ኣብኡ ተቐሚጦም እውን ሓለውዎ።
በዚያም ተቀምጠው ይጠብቁት ነበር።
53,878
am_tg
እንዲሁም “ይህ የአይሁዳውያን ንጉሥ ኢየሱስ ነው” የሚል የተከሰሰበትን ጉዳይ የሚገልጽ ጽሑፍ ከራሱ በላይ አንጠልጥለው ነበር።
ኣብ ልዕሊ ርእሱ ድማ፡ “እዚ፡ የሱስ ንጉስ ኣይሁድ እዩ” ዚብል ጽሑፍ ክሱ ኣንበሩ።
53,879

53,880
am_tg
በዚያን ጊዜ ሁለት ዘራፊዎች ከእሱ ጋር፣ አንዱ በቀኙ ሌላው ደግሞ በግራው በእንጨት ላይ ተሰቅለው ነበር።
ሽዑ፡ ክልተ ኸተርቲ፡ ሓደ ብየማኑ፡ ሓደ ድማ ብጸጋሙ፡ ምስኡ ተሰቕሉ።
53,881

53,882
am_tg
በዚያ የሚያልፉም ይሰድቡት ነበር፤ ራሳቸውንም እየነቀነቁ
ሓለፍቲ መገዲ ድማ፡ ርእሶም እናነቕነቑን ከምዚ እናበሉን ጸረፍዎ፦
53,883

53,884
am_tg
“ቤተ መቅደሱን አፍርሼ በሦስት ቀን እሠራዋለሁ ባይ፣ እስቲ ራስህን አድን! የአምላክ ልጅ ከሆንክ እስቲ ከተሰቀልክበት እንጨት ላይ ውረድ!” ይሉት ነበር።
“ኣታ ንቤተ መቕደስ ኣፍሪስካ ኣብ ሰለስተ መዓልቲ እትሃንጻ፡ ርእስኻ ኣድሕን! ወዲ ኣምላኽ እንተ ዄንካስ፡ ካብ ጕንዲ ስቅያት ውረድ!”
53,885

53,886
am_tg
የካህናት አለቆችም እንደዚሁ ከጸሐፍትና ከሽማግሌዎች ጋር ሆነው እንዲህ እያሉ ያፌዙበት ጀመር፦
ከምኡ ድማ፡ ሊቃውንቲ ኻህናት ምስ ጸሓፍትን ዓበይትን ኰይኖም፡ ከምዚ እናበሉ ኣላገጹሉ፦
53,887

53,888
am_tg
“ሌሎችን አዳነ፤ ራሱን ግን ማዳን አልቻለም! የእስራኤል ንጉሥ ከሆነ እስቲ አሁን ከተሰቀለበት እንጨት ይውረድ፤ እኛም እናምንበታለን።
“ንኻልኦት ኣድሒንዎም፣ ንርእሱ ግና ኬድሕና ኣይከኣለን! ንሱ ንጉስ እስራኤል እንተ ዀይኑስ፡ ሕጂ ኻብ ጕንዲ ስቅያት ይውረድ፡ ንሕና ኸኣ ብእኡ ንኣምን።
53,889

53,890
am_tg
በአምላክ ታምኗል፤ ‘የአምላክ ልጅ ነኝ’ ብሎ የለ፤ አምላክ ከወደደው እስቲ አሁን ያድነው።”
ብኣምላኽ ተኣሚኑ እዩ፣ ‘ወዲ ኣምላኽ እየ’ ኢሉ እዩ እሞ፡ ይደልዮ እንተ ዀይኑስ፡ ሕጂ የናግፎ።”
53,891

53,892
am_tg
ከእሱ ጋር በእንጨት ላይ የተሰቀሉት ዘራፊዎችም እንኳ ሳይቀሩ ልክ እንደዚሁ ይነቅፉት ነበር።
እቶም ምስኡ እተሰቕሉ ኸተርቲ እውን፡ ከምኡ እናበሉ ይጸርፍዎ ነበሩ።
53,893

53,894
am_tg
ከስድስት ሰዓት ጀምሮ እስከ ዘጠኝ ሰዓት ድረስ አገሩ በሙሉ በጨለማ ተሸፈነ።
ካብ ሻድሸይቲ ሰዓት ኣትሒዙ፡ ክሳዕ ታሽዐይቲ ሰዓት፡ ኣብ ኵላ እታ ምድሪ ጸልማት ኰነ።
53,895

53,896
am_tg
በዘጠኝ ሰዓት ገደማ ኢየሱስ በታላቅ ድምፅ “ኤሊ፣ ኤሊ፣ ላማ ሳባቅታኒ?” ብሎ ጮኸ፤ ይህም “አምላኬ፣ አምላኬ ለምን ተውከኝ?” ማለት ነው።
ኣብ ታሽዐይቲ ሰዓት ኣቢሉ፡ የሱስ፡ “ኤሊ፡ ኤሊ፡ ላማ ሰበቅታኒ፧” ኢሉ ዓው ብዝበለ ድምጺ ጨርሐ፣ እዚ ኸኣ፡ “ኣምላኸይ፡ ኣምላኸይ፡ ስለምንታይ ሓዲግካኒ፧” ማለት እዩ።
53,897

53,898
am_tg
በዚያ ቆመው ከነበሩት አንዳንዶቹ ይህን ሲሰሙ “ይህ ሰው ኤልያስን እየተጣራ ነው” ይሉ ጀመር።
ገለ ኻብቶም ኣብኡ ደው ኢሎም ዝነበሩ ነዚ ሰሚዖም፡ “እዝስ ንኤልያስ ይጽውዖ ኣሎ” በሉ።
53,899